Awramba Times ®
Awramba Times ®
  • 544
  • 16 135 847

วีดีโอ

የትግራይ ጦርነትና የ"ወንጌል ሰባኪ ነን" ባዮች ሚና|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 20K14 วันที่ผ่านมา
@AwrambaT is an online media outlet providing latest news, analysis and interviews about Ethiopia and the horn Get exclusive content and support the channel: / ‪@AwrambaT‬​ #politics #tigray_politics #tplf #getachew_reda #abiy_ahmed #AbiyAhmed #ethiopian_politics #ethiopian_music #ebstv #fanatv #fana90 #fanalamrot #ethiopiapolitics
አቡነ ማቲያስን ያስጨነቀ ሰሞንኛ ክስተት|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 17K21 วันที่ผ่านมา
@AwrambaT is an online media outlet providing latest news, analysis and interviews about Ethiopia and the horn Get exclusive content and support the channel: / ‪@AwrambaT‬
ዛሬም በያኔው ክፉ ድርጊታቸው የማይጸጸቱ አባቶች አሉ፤ ልዩ ቃለምልልስ|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 21Kหลายเดือนก่อน
@AwrambaT is an online media outlet providing latest news, analysis and interviews about Ethiopia and the horn Get exclusive content and support the channel: / ‪@AwrambaT‬​ #politics #tigray_politics #tplf #getachew_reda #abiy_ahmed #AbiyAhmed #ethiopian_politics #ethiopian_music #ebstv #fanatv #fana90 #fanalamrot #ethiopiapolitics
ሳያውቁኝ ይህን ሁሉ ካወሩ፣ እንኳንም የንስሃ አባቴ አልሆኑ|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 51Kหลายเดือนก่อน
@AwrambaT is an online media outlet providing latest news, analysis and interviews about Ethiopia and the horn Get exclusive content and support the channel: / ‪@AwrambaT‬​ #politics #tigray_politics #tplf #getachew_reda #abiy_ahmed #AbiyAhmed #ethiopian_politics #ethiopian_music #ebstv #fanatv #fana90 #fanalamrot #ethiopiapolitics
እኛን በግፍ አባረው በአሜሪካ የፖለቲካ ጥገኝነት ለጠየቀ የመንግስት ተቃዋሚ ደመወዝ ይከፍላሉ|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 64K2 หลายเดือนก่อน
እኛን በግፍ አባረው በአሜሪካ የፖለቲካ ጥገኝነት ለጠየቀ የመንግስት ተቃዋሚ ደመወዝ ይከፍላሉ|AWRAMBA TIMES
እቲ ናይ ኤርትራ መቓብር ሰማእታት ባዕሉ ሻዕቢያ እዩ ኣፍሪሱዎ|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 17K2 หลายเดือนก่อน
እቲ ናይ ኤርትራ መቓብር ሰማእታት ባዕሉ ሻዕቢያ እዩ ኣፍሪሱዎ|AWRAMBA TIMES
"አባ ህጻን ተጋሩን ሲያሳስሩ አቡነ ሳዊሮስ ያስፈቱ ነበር" ወ/ሮ ጂጂ|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 74K2 หลายเดือนก่อน
"አባ ህጻን ተጋሩን ሲያሳስሩ አቡነ ሳዊሮስ ያስፈቱ ነበር" ወ/ሮ ጂጂ|AWRAMBA TIMES
የታሰሩት በፖለቲካ ሳይሆን በጌጣጌጥ ስርቆት ነው|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 44K2 หลายเดือนก่อน
የታሰሩት በፖለቲካ ሳይሆን በጌጣጌጥ ስርቆት ነው|AWRAMBA TIMES
"ጌታቸው ረዳ ተልእኮ የተሰጠው ላጲስ ነው" ወ/ሮ ማሪያማዊት ኃይለ|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 37K2 หลายเดือนก่อน
"ጌታቸው ረዳ ተልእኮ የተሰጠው ላጲስ ነው" ወ/ሮ ማሪያማዊት ኃይለ|AWRAMBA TIMES
ንትግራይ ክንብል ንሳነ፣ ጥዑም ዕላል ምስ ዕልልታ|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 4.3K3 หลายเดือนก่อน
ንትግራይ ክንብል ንሳነ፣ ጥዑም ዕላል ምስ ዕልልታ|AWRAMBA TIMES
"ትግራይ የአለም ማህበረሰብ አጀንዳ የሆነችው በጠንካራ ሰራዊቷ ምክንያት ነው" ቴዎድሮስ ፀጋዬ|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 23K3 หลายเดือนก่อน
"ትግራይ የአለም ማህበረሰብ አጀንዳ የሆነችው በጠንካራ ሰራዊቷ ምክንያት ነው" ቴዎድሮስ ፀጋዬ|AWRAMBA TIMES
ወታደራት ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ዘለዎም ግደን ኣሰላልፋን እንትግላህ
มุมมอง 7K4 หลายเดือนก่อน
ወታደራት ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ዘለዎም ግደን ኣሰላልፋን እንትግላህ
ኣነ ዝነበርኩሉ ጊዜያዊ ምምሕዳር ካብናይ ጌታቸው ብሸውዓተ ዕፅፊ ይሕሽ!
มุมมอง 23K5 หลายเดือนก่อน
ኣነ ዝነበርኩሉ ጊዜያዊ ምምሕዳር ካብናይ ጌታቸው ብሸውዓተ ዕፅፊ ይሕሽ!
የዲያቆኑ አዲስ መጽሐፍ ያጨቃቸው መርዘኛ ትርክቶች|AWRAMBA TIMES
มุมมอง 22K5 หลายเดือนก่อน
የዲያቆኑ አዲስ መጽሐፍ ያጨቃቸው መርዘኛ ትርክቶች|AWRAMBA TIMES
ኣውራምባ ታይምስ ኦገስት 1/2024 ስራሕ ክጅምር'ዩ
มุมมอง 6975 หลายเดือนก่อน
ኣውራምባ ታይምስ ኦገስት 1/2024 ስራሕ ክጅምር'ዩ
ደብረጽዮንና ኢሳያስ ከጦርነቱ በፊት ያደረጉት ውይይት
มุมมอง 4.5Kปีที่แล้ว
ደብረጽዮንና ኢሳያስ ከጦርነቱ በፊት ያደረጉት ውይይት
ኣብ ሞንጎ ነባራት መራሕቲ ውድብን ሓለፍቲ ጊዜያዊ ምምሕዳርን ኣሎ ዝበሃል ጎንፂ ታእዩ?
มุมมอง 22Kปีที่แล้ว
ኣብ ሞንጎ ነባራት መራሕቲ ውድብን ሓለፍቲ ጊዜያዊ ምምሕዳርን ኣሎ ዝበሃል ጎንፂ ታእዩ?
ትግራይ: ከደም አፋሳሹ ጦርነት ማግስት
มุมมอง 18Kปีที่แล้ว
ትግራይ: ከደም አፋሳሹ ጦርነት ማግስት
[መደመጥ ያለበት] ከሰሜን ዕዙ ክስተት አንድ ቀን በፊት
มุมมอง 9K2 ปีที่แล้ว
[መደመጥ ያለበት] ከሰሜን ዕዙ ክስተት አንድ ቀን በፊት
አክሱም ላይ የጠቀስነው የሟቾች ቁጥር በቦታው ተገኝተን በተጨባጭ ያረጋገጥነውን ብቻ ነው
มุมมอง 6K3 ปีที่แล้ว
አክሱም ላይ የጠቀስነው የሟቾች ቁጥር በቦታው ተገኝተን በተጨባጭ ያረጋገጥነውን ብቻ ነው
በትግራይ የተከፈተው ጦርነት፣ በሰብአዊ መብት ኮሚሽን አይን
มุมมอง 16K3 ปีที่แล้ว
በትግራይ የተከፈተው ጦርነት፣ በሰብአዊ መብት ኮሚሽን አይን
ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ፣ በ"ህግ ማስከበር" ሰበብ መስዋእት እንዲሆን የተፈረደበት ግዙፍ ተቋም
มุมมอง 9K3 ปีที่แล้ว
ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ፣ በ"ህግ ማስከበር" ሰበብ መስዋእት እንዲሆን የተፈረደበት ግዙፍ ተቋም
ዶ/ር ደብረጽዮን ከጠ/ሚ አብይ ጋር በስልክ ምን ተወያዩ? ከፕ/ት ኢሳያስ ጋርስ በምን ጉዳይ ተሟገቱ?
มุมมอง 25K4 ปีที่แล้ว
ዶ/ር ደብረጽዮን ከጠ/ሚ አብይ ጋር በስልክ ምን ተወያዩ? ከፕ/ት ኢሳያስ ጋርስ በምን ጉዳይ ተሟገቱ?
የዛሬው የመቐለ ውሎ፤ ከወፍ በረር የቪዲዮ ቅኝት ጋር
มุมมอง 33K4 ปีที่แล้ว
የዛሬው የመቐለ ውሎ፤ ከወፍ በረር የቪዲዮ ቅኝት ጋር
የትግራይ ህዝብ እየተዋጋ ያለው መሄጃ ስለሌለው ነው
มุมมอง 14K4 ปีที่แล้ว
የትግራይ ህዝብ እየተዋጋ ያለው መሄጃ ስለሌለው ነው
ሃገር ክገብረና ዝኽእል ናይ መወዳእታ ኹናት ንግበሮ፣ በቢ 10 ዓመት ኹናት ሰልችዩና!
มุมมอง 27K4 ปีที่แล้ว
ሃገር ክገብረና ዝኽእል ናይ መወዳእታ ኹናት ንግበሮ፣ በቢ 10 ዓመት ኹናት ሰልችዩና!
ስለ ዶ/ር ደብረጽዮን ቤተሰቦች እውነታው ምንድነው?
มุมมอง 167K4 ปีที่แล้ว
ስለ ዶ/ር ደብረጽዮን ቤተሰቦች እውነታው ምንድነው?
የመቐለ ከተማ ነዋሪዎች ስለጦርነቱ ምን ይላሉ?
มุมมอง 6K4 ปีที่แล้ว
የመቐለ ከተማ ነዋሪዎች ስለጦርነቱ ምን ይላሉ?
የዶ/ር ደብረጽዮን መግለጫ ሙሉ የአማርኛ ትርጉም
มุมมอง 8K4 ปีที่แล้ว
የዶ/ር ደብረጽዮን መግለጫ ሙሉ የአማርኛ ትርጉም

ความคิดเห็น

  • @genetlema9350
    @genetlema9350 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😍ወይዘሮ እጅጋየሁ ደስ የምትል ሴት😘

  • @ብርሃን-መ9አ
    @ብርሃን-መ9አ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መምህር ተኽሉ ፥ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ብዘይምፍጻሙ ህዝቢ ኤርትራ ን 20 ዓመታት ዋጋ ከፊልና ኢና ብወገንካ ገበንዶ ኣይኮነን?

  • @siumberhetesfagiorgis1996
    @siumberhetesfagiorgis1996 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hede hede hesabat ghedigka.

  • @siumberhetesfagiorgis1996
    @siumberhetesfagiorgis1996 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hede Lebam tgraway.

  • @berhegfeshaye9410
    @berhegfeshaye9410 วันที่ผ่านมา

    The government in Eritrea is not EPLF. It is hgdf. Hence, He has good analysis. Excellent.

  • @davidcooper177
    @davidcooper177 วันที่ผ่านมา

    Tigreans respect and fear Amhara because Amhara brutally treated Tigrean people like dirt for 100 years. You kiss and lick Amhara ass no matter how bad Amhara treat people of TIGRAY beacause you have a SLAVERY MENTALITY.

  • @danielghebru7067
    @danielghebru7067 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮፕያን ኤርትራን ዝፈጸምክዎ በደል ገዚፍ ዩ

  • @gebreted2612
    @gebreted2612 วันที่ผ่านมา

    መምህር ኣብርሀ ተኽሉ ምስ ዳዊት ኸበደ ኣይግድን መምህር ኣብርሀ broad mind እዩ ዳውት ስንጭሮ ዘይሰግር ጠመተ እዩ ዘለካ እሞ

  • @temesgenatanaw3433
    @temesgenatanaw3433 วันที่ผ่านมา

    ሐዋሪያው ዘላለም ግን ጌታን ተቀብሎ ዳግም ተወልዶአል ወይ? ነው

  • @trafalgerdwaterlaw4184
    @trafalgerdwaterlaw4184 วันที่ผ่านมา

    umo nab badme ktmles dikatdli zeloka

  • @trafalgerdwaterlaw4184
    @trafalgerdwaterlaw4184 วันที่ผ่านมา

    nfu memhr n polotikan berte

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 วันที่ผ่านมา

    ባድማን ከባቢኡን ናይ ኤርትራ ምዃኑን ኣብነታቱን። 1) ባድማ ንባዕላ ከም ሓውሲ ከተማ ካብ 3 ወይ 4 ገዛውቲ ናይ ተጋሩ ነይሮማ እዮም። እቲ ዶባቱ ካኣ (2) ካብ ባድማ ንደቡባዊ ምብራቕ፡ ንምብራቕ፡ ንዓደውዓላ ገጽ ካኣ ክሳብ ብያራን፡ ካብ ባድማ ካኣ ናይ 9 ኪ.ሜተር ኣቢሉ ዝበጽሕ እዩን፣ 2) ካብ ባድማ ንደቡብ፡ ንሽራሮ ገጽ ካብ ባድማ ካኣ፡ ክሳብ ገምሃሎን፣ ናይ 16 ክሳብ 18 ኪ.ሜትር ዝበጽሕ እዩን፣ ኣብ'ዚ ከባቢ'ዚ ካኣ ብጀካ'ታ ዓዲ ተጋሩ ትባሂላ ትጽዋዕ ዝነበረት ቁሸት፡ ካብ ደቂ ዘርኡ ንምብራቕ፡ ካብ ገምሃሎ ንሰሜን ግጽ ዝነበረት ካብ 5 ገዛ ዘይበዝሓ ዝነበራኣ ዓዲ እንተዘይኮይናን፡ እዚ ከባቢ ኩሉ ብዘይ ምግናን 99% ኤርትራውያን ጥራሕ እዮም ዝቕመጥዎ ነይሮም። እዘን ዝጠቐስኩወን ናይ ዶብ ዓድታት ብፍላይ ካኣ ኣብ ጎቦ ጓል ገምሃሎ ብጣልያን ብኮንኩሪት ዝተተኸለ ናይ ዶብ ምልክትስ ነይሩ እዩ። ልኡል መንገሻ እዩ ካኣ ኮነ ኢሉ ፍጹም ከም ትጠፍእ ዝገበራን። ከምዚ ሓበረይታ ምስ ረኸብና ካኣ ናብ'ቲ ጎቦ ደይብና ሓደ ግዜስ ፍትሽና ኢና። ግን ብዙሕ'ውን ኣይተገስናሉን። ምኽንያቱ ካርታ ስለዘሎ ኢልና ስለ ዝሓሰብናን። እቲ ተንኮል ካኣ ክብ'ዚ እዩ ዝጅምርን።

  • @ShambelShambel-tu4kv
    @ShambelShambel-tu4kv 2 วันที่ผ่านมา

    Nay Lili 90.000 hezbi eritera habten kinat awgkum zewredkumna hadega gena ab leli tegaru eda alkum mas ikum tekflewo nay geze heto eu

  • @hewantesfamichael5800
    @hewantesfamichael5800 2 วันที่ผ่านมา

    Wge. Jemirato.

  • @hewantesfamichael5800
    @hewantesfamichael5800 2 วันที่ผ่านมา

    Tgray eya Taegiba age jemirato!

  • @tsegayteame729
    @tsegayteame729 2 วันที่ผ่านมา

    Atom tegaru biwegen hizbawi gnbar ab Ethiopia ztesewu beal Gbtan alewu bsmom ngelx alen ab Eritrea zmete tegadalay weyane gin wala hade atemxun hasot gdefu

  • @kibreabhabtemariam5386
    @kibreabhabtemariam5386 2 วันที่ผ่านมา

    መምህር ኣብርሃም ቅንዕና ሕዝካ ስለ ትምድር እግዝኣቢሄር ይደግፍካ። ሰላማዊ ምዃን ንባዕሉ ጸገም እዩ ንግዚኡ።

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 2 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ብግፍዒ ንዝተቀተሉን ንብረቶም ንዝተመንጡን/ንዝዓነዎምን።

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 2 วันที่ผ่านมา

    መዓልቲ ይነውሕእምበር 'ጀኖሣይደራት' ካብ ተሓታቲነት ኣየምልጡን

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 2 วันที่ผ่านมา

    ሠላማዊ ሢቭል ህዝብና ብሸፋቱ ኤርትራ ተጨፍጪፉ ኣይተርፍን።

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 2 วันที่ผ่านมา

    ዝድነቅ ትንተና እዩ መምህር

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 3 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ቁምነገር ሒዙ ኢዩ ነዚ ቃለ መሕተት ከም ዕላል ክዝረብ ተመሪጹ። መን'ዩ ዚ ኸ? ንዝተነድቀ ህላወ ሕብረተሰብ ኤርትራ። ድሕሪ ነዊሕ ገድሊ ረፈረንዱምን ሰጊርና ዘምጻእናዮ ዘፍርሕ ዘፍርሕ ንህዝቢ ኤርትራ ክብል ሕሱር ኣዘራርባ ክዛረብ ምስ ሰማዕክዎ ቁምነገር ዘይብሉ ሕቡእ ሓሳብ ተሓንጊጡ ፡ መርዓዊ ዘስሕቕ። ንሱ ተዛሪቡ ኣይተዛረበ ዘምጽእዎ ፍረ የብሉን። ህላወ ዘሰክፍ የብሉን። ህላወ ኣብ ሽግር ዘእቱ በብ ኢደወነንካ ዓዶኽዶኽ ምባል ኢዩ እቲ ጸገም። ክልቲኡ ህዝቢ እንታይ ክገድር ኣለዎ ዝብል ሕቶ ንባዕሉ መደናገሪ ሓሳብ ክምልስ ከሎ ዝሃቦ ጌጋ ኣስተውዕልሉ ሓሳዊ ኢዩ እቲ ምንጪ መበገሲኡ። ክድምስሱና ከጥፍኡና ን ልዕሊ 20 ዓመት ምስ ኣምሓራ ን ካልኦትን ንምጥፋእ ዝጸዓሩ ከረስዓና ይፍትን ኣሎ። ሓሳዊ ኢለዮ ኣሎኹ።

  • @yakobleake618
    @yakobleake618 3 วันที่ผ่านมา

    መምህር ኣብርሃ ኣብ ዝሓፈ ብራኸ ሸው ዝገበርካዮ ቃለ መሕተት ተኸታቲለዮ ነይረ እሞ ምስ እዚ ሕጂ ትብሎ ዘለኻ ብመሰረቱ ተጋራጫዊ ኮይኑ ረኺበዮ :: እዚ ካልኣይ ሓሳብ ምናልባት ሓቂ ዘይቕበሉን ንናይ ክልቲኡ ህዝብታት ጸገም ክፍታሕ ዘይደልዩን ዝበጽሓካ ጸቕጢ ንምቅላል ሰናይ ምኑየትካ ገዲፍካ ኣብቲ ናቶም ሓሳብን ድሌትን ዝኣተኻ ኮይኑ ተሰሚዑኒ :: ብፍላይ ግን ሻዕብያን ህግደፍን መንግስቲ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ክትፈላልዮም ፈቲንካ ? እዚ ክኣ ጌጋ ኢዩ :: ሻዕብያ ህዝቢ ኢዩ መንግስቲ ኢዩ ህግደፍ ኢዩ ክኣ ኣፈላላይ የብሉን :: ህግደፍ ኢልካ ከም ካልእ ሓይሊ ዘምጻኻዮ ናትካ ኣጀንዳ ኣይኮነን :: ኣብ ዝሓፈ ብዛዕባ ኣብ ክልቲኡ ህዝብታት ዝወረደ በደላትን ዕርቅን ጽቡቕ ሓሳብ ነይሩ :: ብቐጥታን ብተዘዋዋር መንገዲ ብሰንኪ ህወሓት 27 ዓመታት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ምስ ጎረባብትና ብስሉስ ኪዳንነ ምስ ምዕራባውያን ብምስምማዕን መርፍእ እኳ ትኹን ናብ ኤርትራ ንኸይትኣቱ ብምኽባብ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ሕሰም ኣብ ካላኣይ ቃለ መሕትትካ ከትዝክሮ ኣይፈተንካን :: በዚ መልክዕ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደን ዝቕጽል ዘሎ ጸገምን ረሲዕካ ብዛዕባና ትራሕ ተዛረብ ማለት ኣይኮነን :: እኳ ድኣ በቲ ሓቀኛ መንገዲ ኣብ ልዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝበደለ'ውን ተሓታቲ ክርከቦን ነባሪ ፍታሕ ክፈጥረሉን ዝኽእል መፍቲሒ ከተናድየሉን ይደሊ :: ብዛዕባ ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ስምምዕዶ ሰላምዶ ከምጽእ ዝኽእል ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዝግበር ስምምዕ እምበር ካልእ ንህዝቢ ኤርትራ ዝውክል ሓይሊ የለን :: ከም ዝተረዳእኩኻ ግን ምስ ኣብ ደገ ዝርከቡ ከዳዓት ኤርትራውያ ንህዝቢ ኤርትራ ዝውክሉ ጌርካ ኣቕሪብካዮ ኣለኻ ኣይትጋገ ይብለካ :: ወጮ እንተ ገልበጥካዮ ወጮ ኣይትግበሮ እሶም ንህዝቢ ኤርትራ ኣይውክልዎን ኢዮም :: ምሰኦም ትገብሮ ስምምዕ ክኣ ናይ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ጸገማት ኣይፈትሕን ኢዩ :: ብዛዕባ ውዕል ኣልጀርስን ውሳነ ኮምሽን ዶብን ኣግብሪ ከይውዕል ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ህዝብታት ዝተፈጥረ ጎነጽን ፍታሕ ከይርከቦ ዝዓንቀጸ መን ምኻኑ ንሸንኮለልን ኣሕሊፍካ ንዘይምሃብን እንተ ዘይኮይኑ ጠፊኡካ ኣይብልን :: ብድሕሪ እውን እንተኾነ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ምስ መጸ ህወሓት ናብ ትግራይ ምስ ተመለሱ ውዕል ኣልጀርስን ወሳነ ኮሚሽን ዶብ ተቐቢሉ ከተግብር ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብቲ ኣሰሓሓብቲ ቦታታት ከወጹ ምስ ፈተኑ ኣብ ጽርግያታት ዓጊቱ ከይወጹን ዶብ ከይሕንጸጽን ዝዓንቀፈ ሕጂ'ውን መን ምኻኑ ክትዛረበሉ ኣይደለኻን :: ብድሕሪኡ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ኣብ ትግራይ ዝተፈጥረ ኲናት መንቀሊኡ ናይ ባሓቂ ድዩ ህዝብን ሙሁራት ትግራይን ጠፊእኩም ? ኣይመስለንን :: መምህር ኣብርሃ ናይ ክልቲኡ ህዝብታት ሓልዮትን ሰናይ ድሌትን እንተ ሃልይኩም ብሸፊንካ ሸፋፊንካ ዝመጽእ ለውጢ ከም ዘየለ ፈሊጥኩም ሓቀኛ መፍትሒ ኣናድዩ ::

  • @yitbarekfessehaie2741
    @yitbarekfessehaie2741 3 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ ውግእ ከምዝጀመረት ዝብል ልክዕ ቦታኣ ሃብ። ቤት ፍርዲ ብግልጺ የቐምጥ?!! መርትዒኻ ሃባ፡ ኣቕርብ!!

  • @asgedombaraki9965
    @asgedombaraki9965 3 วันที่ผ่านมา

    ዳዊት ኣብቲ ሊንክ 36 ደቂቃ: 18 ሰከንድ ረኣእያ ። ናይ ህግደፍ ሚድያ ቡዙሓት ተከታተልቲ ዘለዎ እዮ ። ኣብ ካናዳ ካግላሪ እዮ ዝነብር ።th-cam.com/users/livetBYPdxhrBf0?si=sU4A-QoP30DfyGHR

  • @ደንደን-ቀ5ሰ
    @ደንደን-ቀ5ሰ 3 วันที่ผ่านมา

    አምሀራ ኣሎ በሎ ኦሮሞ አሎ በሎ አፋር አሎ በሎ ወላይታ አሎ በሎ ጉራጌ አሎ በሎ ሲዳሞ አሎ በሎ ወለጋ አሎ በሎ ወላሞ አሎ በሎ ዶርዜ አሎ በሎ አኝዋክ አሎ በሎ ሐረር አሎ በሎ ሻንቅላ አሎ በሎ ጉሙዝ አሎ በሎ ደቡብ አሎ በሎ ሶማሊያ አሎ በሎ ሃድያ አሎ በሎ ወላይታ አሎ በሎ እያላችሁ መላውን የኢትዮጵያ ብሔር ብሔረሰቦችን አስተባብራችሁ ከ120 ሺህ ሰላማዊ ህፃናት አረጋውያን ሴቱን ወንዱን ነፍሰጡር በግፍ ከቤት ንብረቱን ዘርፋችሁ አሰቃይታችሁ አስራችሁ ገድላችሁ በአሰቃቂ በአስከፊ ግፍ አባራችሁ ከምድረ ገፅ ልታጠፋን ያሰባችሁት ረሳችሁት

  • @teberihtwolde9593
    @teberihtwolde9593 3 วันที่ผ่านมา

    memihir.abirah.memihirkedama. Kifil.echa.nischa.ata.kmal.agame. hsawi.adeb.giber.memihir.denikoro.fara.

  • @teberihtwolde9593
    @teberihtwolde9593 3 วันที่ผ่านมา

    Woamilach.nitegaru.kabiza.meret.demisiselna.

  • @XegaAfe
    @XegaAfe 3 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂 ኤእ መምህር ኣብርሃ በቲ ዝርድኣኩም ቋንቋ እምበር ክንገረኩም ኔርዎ። ተነጊርኩም ከኣ። ወይ ድፍረት መምህር ኣብርሃ መን ኮይንኩም ደኣ ከነቃባጥረልኩም ትድከሩ እምበር። ቆንዳፋት ዓጋመ። ሕጂ እውን ስነ-ስርዓት እንተዘይጌርኩም ክትድከሩ እምበር ምሕረት የለን።

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 3 วันที่ผ่านมา

    ናይ ኢትዮጵያ ሀይማኖት መራሕቲ ኩሎም ሐደ እዮም ሕዝቢ ትግራይ ክጽየፎም እዩ ዘለዎም ንሓዋሩ

  • @Dania09082
    @Dania09082 3 วันที่ผ่านมา

    ሰራዊት ኤሪትራ ን ሰራዊት ትግራይ እምበር ህዝቢ ኣይተንከፈን ።ናብዚ ዘብጽሖ ድማ ስለምንታይ ኢዩ ኢልኩም ንሕዋሓት ሕተትዎ። ባኣፍካ ጸፍ ናይ ዝበልካ ሓቂ ምሳኻ ኣሎ ማለት ኣይኮነን። ንልዕሊ 20 ዓመት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤሪትራ ዝፈጸምክሞ ታክቲካውን ብልሓታውን ምጽናት ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ኤርትራን ብፍላይ መጀመርታ እመንሉ። ነዚ ኬናት ዝጀመርኩሞ እውን ባዕልኹም ኢኹም። መምህር ኣብርሃ እውን ነዚኣ ኢዪ ዘነጽራ ዘሎ፡ ናብዚ ዘብጽሓና እንታይ ኢዩ ኢልና ኮፍ ኢልና ንዘራረብ ሓሓላፍነትና ድማ ነልዕል ይብል ኣሎ። እዚኣ ድማ ሰላም ንዝደሊ ንጽርቲ ኢያ ካልእ ኣማራጺ ምውሳድ ማለት ክትዕምጽ ምድላይ ማለት ኢዩ።

  • @abrahamhaile4969
    @abrahamhaile4969 3 วันที่ผ่านมา

    ኣብራሃ፡ ክሳብ ከምኦም ትኸውን ኣይክገድፉኻንዮም፡ ድሮ ቀሪብካዮም ኣለኻ።

  • @abrahamhaile4969
    @abrahamhaile4969 4 วันที่ผ่านมา

    With all do respect Abraha, you tend to repeat what Abay Xehaye said about forgeting the past. Well as the saying goes, fool me once... full me twice .... Hard to trust TPLF officials. They have implanted false narratives that you repeat again and again even in this interview,

  • @zenaib6967
    @zenaib6967 4 วันที่ผ่านมา

    hiji men eyu deki anstyo zebelashu zelo can please meas ekum haki tizarebu bejakum bezi mengedi selam kemey ablu Hizbi enatezarebkum kigber thasbu

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 4 วันที่ผ่านมา

    እሞ እንታይ ንግበር አቱም ሰባት ህዝቢ ብዘይ ውዳበ ዋጋ አይብሉን ዘለና ውድብ ህውሃት እዩ ፈቲና ፀሊእና ንእኡ ክንድግፍ አለና ናይ ፓለቲካ መራሕነት ዘይብሉ ቃልሲ የትም አይበፅህን ቅድሚ ኸዚውን ህውሃት ባእሉን ህዝቡን ወዲቡ ተቃሊሱን አቃሊሱን እዩ ህዝቢ ትግራይ አቱም ኢሊት ትባሃሉ ሚድያታት ትግራይ አብአሰርተ ቦታ አይትርገፁ ትግራይ ሓንቲ እያ።

  • @SemereTekle-e4c
    @SemereTekle-e4c 4 วันที่ผ่านมา

    መምህር ጹቡቅ ዘረባ ኡዩ ግን ኣነ ከም ኤርትራዊ ሐጂ ተመሊስና ምስ ተጋሩ ርክብ ምግባር ኣነ ብወገናይ ኣይራኣየንን ምክኒያሩ ካብ ትግራይ እንታይ ክንረብሕ ንክእል ዋላሐንቲ So ሐቂ ንምዝራብ ንሕና ብጣዕሚ ኢና ንጸልኣኩም ንስኩም ግን ዋላጽሊእኩሙና ከለኩም ምልሐስኩም ካልእ ልብኩም ካልእ ንሕና ንደሉ ገዛኩም ዕጸዉልና ገዛና ዓጺና ኢና።

  • @SemereTekle-e4c
    @SemereTekle-e4c 4 วันที่ผ่านมา

    a

  • @berakywoldegebriel2168
    @berakywoldegebriel2168 4 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩን ካልእ ህዝብታት ኢትዮጵያን ንህዝቢ ኤርትራ ይቕሬታ ሓቲትኩም ካሕሳ ምስካሓስኩም ድሕሪ ኡ ቀዋሚ ናይ ሰላም ውዕል ምስፈረምኩም ( permanent peace treaty) ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ክሰፍን እዩ።

  • @berakywoldegebriel2168
    @berakywoldegebriel2168 4 วันที่ผ่านมา

    እቲ ጸገም ማንታ ዕላማ ሕዋሐትን እቲ ብሕዋሓት ፕሮፖጋንዳ እተሰመመ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ዘይ መሬትኩም መሬትና ትብሉ ። ዘይ ብሄርኩም ብሄርና ትብሉ። ብሄረ ኩናማን መሬት ኩናማን ( ባድመን ከባቢኡን መሬት ትግራይ ኾይኑ ኣይፈልጥን፥ እንተኾነ ግን ድሕሪ 1980 ዓ ም ጸዓዱ ክሳብ 2018 ሰፊርኩሞ ድሕሪኡ መሬትና ኢልኩም ንመንእሰይ ትግራይ ሰሚምኩሞ። ንምንታይ ? ንህዝቢ ኤርትራ ንምጥፋእ መንእሰይ ኤርትራ ከምዝፈልስ ጌርኩም ። ብ UN ንስደተኛ ኤርትራዊ ዝተለገሰ ሓገዝ ሕውሓት በልዓቶ። ሕውሓት ብዓሎቕ ንህዝቢ ዓለም ብሓሶት ኤርትራ ብዘይገበረቶ በደል ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ እገዳን ክባን ኣእትያቶ። ድሕሪኡ ንሰሜን እዚ ደምሲስኩም ን ኢትዮጵያ ምስተቐጻጸርኩም ናብ ኤርትራ ተመሊስኩም ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከተንበርኩኹ ክምዝዓለምክም ብ ኣዋጅን ብሚሳይላይትን ገሊጽኩምልና። ተጋሩ ንምንታይ ብሓቂ ዘይትግዝ ኡ ? ሕጂ'ውን ክካሓስ ዝግብ ኦ ህዝቢ ኤርትር' ምበር ትግራዋይ ኣይኮነን።

  • @berakywoldegebriel2168
    @berakywoldegebriel2168 4 วันที่ผ่านมา

    እቲ ጸገም ማንታ ዕላማ ሕዋሐትን እቲ ብሕዋሓት ፕሮፖጋንዳ እተሰመመ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ዘይ መሬትኩም መሬትና ትብሉ ። ዘይ ብሄርኩም ብሄርና ትብሉ። ብሄረ ኩናማን መሬት ኩናማን ( ባድመን ከባቢኡን መሬት ትግራይ ኾይኑ ኣይፈልጥን፥ እንተኾነ ግን ድሕሪ 1980 ዓ ም ጸዓዱ ክሳብ 2018 ሰፊርኩሞ ድሕሪኡ መሬትና ኢልኩም ንመንእሰይ ትግራይ ሰሚምኩሞ። ንምንታይ ? ንህዝቢ ኤርትራ ንምጥፋእ መንእሰይ ኤርትራ ከምዝፈልስ ጌርኩም ። ብ UN ንስደተኛ ኤርትራዊ ዝተለገሰ ሓገዝ ሕውሓት በልዓቶ። ሕውሓት ብዓሎቕ ንህዝቢ ዓለም ብሓሶት ኤርትራ ብዘይገበረቶ በደል ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ እገዳን ክባን ኣእትያቶ። ድሕሪኡ ንሰሜን እዚ ደምሲስኩም ን ኢትዮጵያ ምስተቐጻጸርኩም ናብ ኤርትራ ተመሊስኩም ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከተንበርኩኹ ክምዝዓለምክም ብ ኣዋጅን ብሚሳይላይትን ገሊጽኩምልና። ተጋሩ ንምንታይ ብሓቂ ዘይትግዝ ኡ ?

  • @eriascari8355
    @eriascari8355 4 วันที่ผ่านมา

    WE WILL NEVERRRR FORGET 90THOUSAND ERITREANS DEPORTED BY AGAME

  • @eriascari8355
    @eriascari8355 4 วันที่ผ่านมา

    WE ERITREANS HATEEE ALL AGAME.....ERITREA SHABIA 🇪🇷 FOREVER

  • @girmatelk8457
    @girmatelk8457 4 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሐደ ተስፋ ዝነቦሮ ዝርዳ ኢልና ተጸቦናዮ ትግራዋይ ድማ ከም መራሕቱ ኮዩኑ። እስከ ብዛዕባ እቲ ናይ ግዝየ ቃልሲ ይጽንሓልና፡ብዛዕባ ናይ 1998 ንግበር፡ መንዩ 9 ብሉጻት ጆጋኑና ዝቀተለ? መንዩ ዝጥርር ዝነበረ? ኦሮሞ ኣሎ ቦሎ ኣምሓራይ ኣሎ ቦሎ ማለት መጻኢ ጉርብትና ሞራል ዝሐለወ ድዩ ኔሩ? 100000 ኤረትራውያን ንብሮቶም ዘሪፍካ ብሕብሪ ዓይኖም ብጪካነ ምብራር ንጉርብትና ኣብ ግምት ዘኤቶዎ ድዩ ኔሩ? ብዕጽዋን ክባን እገዳን 18 ዓመት ብኤመርካ ኣቢልኩሙ ህዝብና ኣደዳ ስደትን ሞትን ዝገቦርኩሞ ንግርብትና ኣብ ግምት ዘእቶዎ ድዩ? ኣብ ኪናት ባድመ ዝገበርኩሙ ዓመጽን ደቅንስትዮን ምዝራፍን ምቅታልን መቃብር ስዋኣት ከይተረፍ ምፍሓር ቁዱሱ ድዩ? ኣቢ ውዕልል ኣልጀር ተቀቢሎዮ ክብል ኮሎ ድሕሪ መረጻ ሐዲኣ ኣላ ብዛላንበሳ ኢሮብ ትዓቢ እንዳበልካ ዝግበረ ዝነበረ ወታሃደራዊ ዕንደራ ኣብ መርየት ኤረትራ ኣራጢጥካ ምሳይላት እንሳተኮስካ ኤረትራ ኢዳ ኣጣሚራ ክጽበዮኩሙ ትሐስቡ ዝገርም እዩ። ዝሳማማዓላ ምስ ምምህር ተገሩ ዝገበርዎ ገበናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤረትራ ካብ ባዓል ኣሉላ ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ይቅረ ምስ ዝብሉ ህዝቢ ኤረትራ ይሐስቦሉ፡ እንትዘይኮይኑ፡ ልዕሊ እዚ ጸላኢ የብሉን ህዝቢ ኤረትራ፡ ህዝቢ ኤረትራ ውን እምኖቱ ቀቢጹ እዩ ካብ ኩሉኩሙ ኢትዮጽውያን። ካሎት ጎራባብትና ስዳብ ሱዕዲ የመን ሺሕ ግዝየ ፍቅርና ይቀጽለልና።

  • @abrehahagos5689
    @abrehahagos5689 4 วันที่ผ่านมา

    Kab memhr abrahazhysh hasab zhb tgreway aysemaekun memhr abrah acheka berte amlak yhagzka

  • @AmanmehariAmanmehari
    @AmanmehariAmanmehari 4 วันที่ผ่านมา

    ንምንታይ ቃል መጠይቅ ናይ ገብሩ ኣስራት ሰሚዕካ እንትምለስ ጽቡቅ ምመጸ እቲ ታሪክ ኣይኮነን ግን ናትካ እንዳዓበጥካ ኣንጻርካ ንዘሎ ምውንጃል ንሰላም ኣይዕድምን ኢዩ ዶስ ክንሰድልኩም ናይ ገብሩ ኣስራት ቃላት

  • @woldumehari
    @woldumehari 4 วันที่ผ่านมา

    We're we not neighbors when you expelled a hundred thousand people leaving their properties through such hard time for no other reason except their Nationality.

  • @ExtraStrong-u8o
    @ExtraStrong-u8o 4 วันที่ผ่านมา

    This man has to be the main charactor to solve the Eritrea and Tigray conflicts.

  • @woldumehari
    @woldumehari 4 วันที่ผ่านมา

    Gebru Asrat has told you the real reason why the war started.

  • @liyaaregay3707
    @liyaaregay3707 4 วันที่ผ่านมา

    መምህር ኣነ ኤርትራዊ የ፡ ኣብ ሓስብካ ተቃውሞ የብለይን እቲ ዝሓሸ ዝብሃል ትግራዋይ መምህር ከም'ዚ ዓይነት ኣታሓሳስባ ክህልዎ ግን የሕዝነካ፡ ንዕርቂ ዝከዱ ጀጋኑ ኮነሬላትና መስዋእቲ ሕሩድ ጌርኩም ኣብ ባድመ ዝጀመርኩሞ ኩናት ሎሚ ኤርትራ ጄምራቶ ክትብሉ፡መለስ ክንደይ ግዜ ንምዝርራብ ተዓዲሙ ካብ ነስመራ ንዋሽንግተን ምኻድ ይቀርቦ ከምዝነበረ ትፈልጥዎ ኢኹም፡ እዚ ዝጽሕፈልካ ዘለኩ ኣብካ ክብሪ ስለ ዝነበረኒ ዩ፡ ካሕሳ እንተ ኮይኑ ግን ክበዝሓኩም ዩ ካብ ሃይለስላሰን ቅድሚኡን ወላ ኣቢ ውን እንተኾነ ኔኤርትራ ክትክሕሱ ኢኹም ፡ ናይ ጃፓን ዶ ሃትውተው ግደፍ ኣብ ኤርትራ ዝተገብረ ግፍዒ ምስዚ ኣብ ማእከል ገዛኺም ዕንጨይቲ ኣኪብኩም ዝተለብለብኩሞ ሓዊ ኣይተመሳስሎ፡ መን ምኻንኩም እንተ ትፈልጡ ንዓና ንኤርትራውያን ዓቢ ካሕሳ ዩ፡

  • @ewe.s3077
    @ewe.s3077 4 วันที่ผ่านมา

    ርኩሳት ብሰንክኩም ስደት ሰፊሩ ህዝቢኤርትራ ክም ብጹኣት ኬንኩም ክትዛረቡ 20 ዓመት ኣብመሬት ኤርትራ ደቂስኩም ካብ ጌጋኩም ተመሃሩ