ተዓዊትካ በልዎ መዝሙር እንታይ ጸገም ኣለዎ ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 59

  • @AlaysolomunKeshi
    @AlaysolomunKeshi 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር ኣቦና ብመንገዱ ክንከይድ እግዚኣቢሄር ብመንገዱ ይምርሓና

  • @dawitberhe3448
    @dawitberhe3448 6 หลายเดือนก่อน +3

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣቦና ብሓቂ ቅኑዕ መግለጺ ሓቂ ኣይቅበርን እዩ ኣንጻር ሓቅን ቅንዕናን ደው ኣይንበለ። መታን ከይንጠፍእ።

  • @ተዋህዶሃይማኖቴ-ቨ2ዸ
    @ተዋህዶሃይማኖቴ-ቨ2ዸ 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ድፏረት እግዚኣብሄር ምሕረት የዉርደልና

  • @habtegebrieljakob9626
    @habtegebrieljakob9626 6 หลายเดือนก่อน +5

    Atum hizb n Amlak Frhu, N Amlak kbri habu , Ezi skelka mtkae gdfwo .

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 6 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደስ ዜበል ኣምላኽ አስራኣል አባረኩም ኣቦይ ቀሺ ሓቂ ተዛሪብኩም.

  • @azmeraasgedom1205
    @azmeraasgedom1205 6 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሄር የክብረልና ኣቦና

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880 6 หลายเดือนก่อน +1

    Xebuk tmhrti 🙏🙏🙏(3)

  • @abuchiabuchi750
    @abuchiabuchi750 6 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bahaqi abo qeshi kemakatukum haqegnatat yebzahalina kubur abo 🙏🙏🙏🙏

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880 6 หลายเดือนก่อน +2

    Bihaki abona xebuk tezarbkum Qalehiwet yesmalna amlak ybarkum

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale4830 6 หลายเดือนก่อน +2

    Meat xegem enber alewo egziabher ayne lbonna ykfetelna

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 6 หลายเดือนก่อน +1

    ትክክል ምምህረይ

  • @messelusolomon9907
    @messelusolomon9907 6 หลายเดือนก่อน

    ወሸለ ኩሉ ብመዝሙር እንተዝኾነልና ደርፊ እንተዝተርፍ ከመይ አምላኽ ምተሐጎሰልና አቤት ክንደይ ፈራዲ እዩ ዘሎ ይቕረ በለልና ጎይታ
    ቃለ ሒወት የስመዕልና

  • @ogubazeration2469
    @ogubazeration2469 6 หลายเดือนก่อน +1

    Binam baeilu hayley kab egzabher eiu eilu eiu

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 6 หลายเดือนก่อน +1

    Qal hiwet yesmalna abona zefrh hmaq yu zebenu ane ane koynu endi balu egziabher amlak yqre elu hade ygberena nhatatna bezhu gdi koynu🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️

  • @YonasAlem-i2s
    @YonasAlem-i2s 5 หลายเดือนก่อน

    qal hiwet ysmialna abona

  • @yordanosmengstabe7909
    @yordanosmengstabe7909 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen 🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️

  • @entenfakersientaykonmukena9654
    @entenfakersientaykonmukena9654 6 หลายเดือนก่อน +3

    ቃለሂወት የስመዓልና ሕቶን ር ኢቶን ኣሎኒ
    ከም ኣገልጋሊ ኮይነ ክርእዮ ከለኹ እዚ ወዲ ንፉዕ ጻዕረኛ ኩሉ ኢዩ ግን ጵውሎስ እካ ክሳብ ሕጂ ጉያይ ኣይወዳእኩን ኢሉ ስለዚ ንቢንያም ስጋዊ ዓዊት እምበር መንፈሳዊ ዓወት ኣይኮነን ኣብ ናይ ሕንጻጽ ዕላማ ሰብ ዝሓንጸጾ ኢዩ እቲ ዓወት ኣብናይ መንፈሳዊ ሕንጻጽ ግን ጌና ኣይበጽሐን ስለ ዘይበጽሐ ድማ ቤተክርስትያን ኣይትዝምረሉን።
    ግን ኣርኣያ ሙኻኑ ዘይምርሳዕ ኣብ ኣቦታት ተመሪቑ ጸይሙ ሱባኤ ኣትዩ ኣብ ቤተክርስትያን ተማሂሩ ተባሪኹ ከምዝኸደ ክከሓድ ኣይግብኦን ኢዩ።
    ተወሳኺ ሕቶ ኣብ መርዖኦም ንሰበይቶም ዝዘመሩ 'ኸ እቶም ኣብ ጥምቀት ውላዶም ዝዘመሩ ኹ ንሰበይቶም ብድንግል ማርያም እንዳመሰሉ ዝዘመሩኹ ካብ ናይ ቢንያም ብምንታይ ትፈልይዎም ስለምንታይ ከ ብዛዕቡኡ ዘይተዛረብኩም?

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 6 หลายเดือนก่อน

      ተመሃሮ ክምረቑ ከለዉ ውን ንዝምር ኢና።

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@God-db9vpንመን ትዝምሩ ንኣምላኽ ዶ ነቲ ዝምረቕ ተማሃራይ

  • @YonasAlem-i2s
    @YonasAlem-i2s 5 หลายเดือนก่อน

    Ezgabher mihretu ytemtena Lomi bini zemirom kaliot Kia ete teawitom kzmru malet dyu ezi qnue aykonen hatyat eyu

  • @mebrhitgebreslasie7475
    @mebrhitgebreslasie7475 6 หลายเดือนก่อน +1

    Kal hiwet yesmalna abona

  • @simonsolomon2537
    @simonsolomon2537 6 หลายเดือนก่อน

    ሓቀኛ ተትኮኑ ጽሒፈያ ዝነበርኩ comment ኣይምደምሰስኩማን ኔርኩም እኳ'ደኣ ምመለስኩምለይ ኔርኩም ከንቱ ዝኮነ ዘረባ ወርዘይዘይ ኣይትበሉ ብተኣማኒነት ኣገልግሉ።

    • @tabormedia111
      @tabormedia111  6 หลายเดือนก่อน +1

      @@simonsolomon2537 ናይ ምንታይ ኮመንት ኣነ ኣይደምሰስኩን በጃካ ኣይትጋገ ሕቶካውን እንታይ እዩ ሕጂ ውን ክተሓትት ትኽእል ኢካ ።

  • @Xelyunselam92
    @Xelyunselam92 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ መግለጺ ኣቦይ ቐሺ : 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Micealteshaye
    @Micealteshaye 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @Nahom565
    @Nahom565 6 หลายเดือนก่อน

    Mjemrya selam neakum abzias eskum entay alewa gega negeruna neakum bzeba menafkan dya wala entay alewa ngeruna gletse abilkum ezia gega alata beluna bzuhat zeynfelt alena meharuna gega Elkum tray aythlefwo

  • @LikeMelaektKdusMikael
    @LikeMelaektKdusMikael 6 หลายเดือนก่อน

    ቀውስ ውሾች አዝማሪዎች (ሓምየን) ገሙ ወይስ ዘመሩ?

  • @anketsebrhan4168
    @anketsebrhan4168 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ መግለጺ ቀሲስ

  • @alemteclu8939
    @alemteclu8939 6 หลายเดือนก่อน

    Viva bini enqo hegoseka ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ogubazeration2469
    @ogubazeration2469 6 หลายเดือนก่อน +1

    Abona eitay eikum tibulu zelekum teWwitka boluwo eintetebahele eintay tixegem bini baelu ezikulu hayli kabey amxikayo mstebahel kab egzabher elu melisu eiu

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 5 หลายเดือนก่อน

      Antum sebat nestewel etom mis biniam zwedaderu ke Amlak yeblomn dyu bini bsga teawitu enqae hagoso zezemr gn bmenfes nzteawete u nsu keman kulu neger wediu kabza alem miszkeid u xbah nguho haimanot tekeyru ke entay yom kiblu zom zemerti.

  • @goytayabakauxolotey6837
    @goytayabakauxolotey6837 6 หลายเดือนก่อน +2

    Kale hiwet yesmana abona 🙏🙏🙏

  • @Yonas5181
    @Yonas5181 6 หลายเดือนก่อน +4

    Egzabher mhret yewredelkum nezi knua alo tblu. 😅

  • @SamuelAsmeromYemane
    @SamuelAsmeromYemane 6 หลายเดือนก่อน +2

    Egziabher mhretu yewrdelna abona

  • @miki_231
    @miki_231 6 หลายเดือนก่อน +1

    አብ እንታይ አለዎ ሸይጣን አለዎ ይብሉ አቦታት መዝሙር ንአምላክናን ስለሱ ሰለመንግስተ ሰማይ ኢሎም ወጋ ንዝከፈሉን ጥራይ ዝግባ እዩ

  • @messelusolomon9907
    @messelusolomon9907 6 หลายเดือนก่อน +1

    አቕሺሽቲ ኦርቶዶክስ ከከም ዝጥዕመኩም አይትፍሩዱና ፈራዲ አምላኽ እዩ እንተኺዒልኪም መሐሩና ቡጃሐትኩም መሐሪና አስተዊዕልኩም ሙሑሩና እዛ ሪዒቶ ንኹም አይምልከትን

  • @misgnazereu1024
    @misgnazereu1024 6 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ቀሺ ኤፍሬም ካብ ትዛረብ ተተንብብ ኣይምሓሸካን ንሓሳብካ እካ መወከሲ ቃል መጽሓፍ ቅዱስ ይኩን መጽሓፍቲ ቤተክርስትያን ዘይተጠቀምካ በየናይ መገዲ ኢካ ከተረድኣና ትደሊ ዘለካ ዋላ እካ እቲ ትዛረቦ ዘለካ ቁኑዕ እዩ ኢልካ እንተሓሰብካ ብሕግን ስርዓርን ቤተክርስትያን ግን ከተረድኣና ኣይክኣልካን ስለዚ ካብ ብስሚዒት ብ ርዲኢት ተዛረብ እቲ ዘሕዝነኒ ግን እቶም ንኣሽቱ ወለዶ ተቀበልቲ ሕድሪ ርዲኢትኩምን ዘረባኩምን ከምዚ ሙካኑ ብጣዕሚ የሕዝን እንተኪኢልካ ካህን ኢካ ግብረ ክህነትካ ጥራይ ፈጽም
    1 Corinthians 12 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
    4: እምብኣርከ ውህበት በበይኑ እዩ፡ መንፈስ ግና ሓደ ንሱ እዩ።
    5: ኣገልግሎት በበይኑ እዩ፡ ጐይታ ግና ሓደ ንሱ እዩ።
    6: ግብሪ ሓይሊ ድማ በበይኑ እዩ፡ እቲ ኣብ ኲላቶም ኲሉ ዚገብር ኣምላኽ ግና ሓደ ንሱ እዩ።

    • @tabormedia111
      @tabormedia111  6 หลายเดือนก่อน

      ቃል እግዚአብሔር ምንጋር ካብቲ ግብረ ክህነት ሓደ እዩ ።

    • @simonsolomon2537
      @simonsolomon2537 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@tabormedia111 ሰብ ኢልዎ ኢልካ ምባል ግን ሌብነት እዩ ዋና መዝሙር ዘውጽዎ መግለጺ ስምዓዮ።

  • @ogubazeration2469
    @ogubazeration2469 6 หลายเดือนก่อน

    Txegem yeblan ykireta aydilin eu gega yeblun eintay alewo teaewitka eintetebahale

  • @ogubazeration2469
    @ogubazeration2469 6 หลายเดือนก่อน +1

    Binam amani eiu bejakum

  • @ogubazeration2469
    @ogubazeration2469 6 หลายเดือนก่อน

    Abona bejakum zerba aytimetetu

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቦና እንታይ እዩ ጸገማ እዛ መዝሙር፡ ንጳጳሳት ይዝመረሎም፡ ተመሃሮ ክምረቑ ከለዉ ይዝመረሎም፡ ንመርዓውን መርዓትን ይዝመረሎም፡ ነዞም ኩሎም ክዝመረሎም ቅኑዕ ኮይኑ ንስፖርተኛ ዘይዝምረሉ ምኽንያት ደኣ እንታይ እዩ እስከ ኣብርሁለይ፧ እሞ ከኣ ብዓወቱ ምኽንያት ንእግዚኣብሄር እዮም ዘመስግኑ ግን ኣረድኡኒ።.

    • @tabormedia111
      @tabormedia111  6 หลายเดือนก่อน +11

      ሰላመ እግዚአብሔር ምሳኻ/ኺ ይኹን
      ናትካ ሕቶ
      1. እዛ መዝሙር እንታይ እዩ ጸገማ ?
      መልሲ
      √ ናይዛ መዝሙር ጸገማ
      1ይ . ኣብ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስትያን ንብስጋ ዓለማዊት ውድድር ዝተዓወቱ ሰባት መዝሙር ተሓቲሙ ወጺኡ ተዘሚሩ ኣይፈልጥን ንመጀመሪያ ግዜ እዚኣ ተዓዊትካ በልዎ ወጺአ።
      ኣብ ካልእ ሃገራት ንአብነት አብ ኢትዮጲያ ብስጋዊ ውድድር ብጉያ ብዙሕ ግዜ ይእወቱ ሓደ ግዜ ወይ ክልተ ግዜ ዘይኮነ ብዙሕ ግዜ ይስእሩ ነበሩ ይስእሩ አለው ኣብ ኢትዮጲያ ብዙሓት ሊቃውንት ዓለው ብዙሐት ዘማርያን ኣለው ግጥሚ ዲዪም ስዒኖም ዜማ ዲዮም ስዒኖም ወይ ኣቅሚ የብሎምን ዲዩ ? ኣይፈሉን ክብሪ ንዝግብዖ ክብሪ ሃቡ እዮ ዝብል እሞ ። ንሱ ድማ ነቲ መንፈሳዊ ሰብ ብእምነትን ግብርን ንፈጣሪ ዘስመረ ጉይኡ ዘወድአ መዝሙር ናይ ቅድስናኡ ክብሪ ናይ ጸጋ ምስጋና መዝሙር ይቀርበሉ ።
      እምበር ዓለማዊ ውድድር ስዒሩ ኢልካ ምዝማር ጌጋ እዩ ስርዓት ቤተክርስቲያን ዝፍርስ እዩ
      2ይ . ንጳጳሳት ይዝመረሎም እንዲዩ ።
      ሮሜ13፥7
      √ እምብኣርስ ግብሪ ንዚግብኦ ግብሪ፡ ተጎ ንዚግብኦ ተጎ፡ ፍርሃት ንዚግብኦ ፍርሃት፡ ክብረት ንዚግብኦ ኽብረት፡ ንዂሉ እቲ ዘዚግብኦ ሃብዎ።
      ጳጳሳት በእግዚአብሔር ሰናይ ፈቃድ አምላክ ንዝለዓለ መዓረግ መንፈሳዊ ስልጣን ዘሃቦም እዮም ነቲ ሒዞም ዘለው ስልጣን መዓረግ ክብሪ ብጽዕናን ቅድስና መዝሙር ንዝምረሎም ምስጋና ነቅርበሎም እምበር መዝሙር ብስሞም ወጺኡ ተቀዲሑ ኣይዝርጋሕን እዩ ።
      እዛ መዝሙር
      ኣብ መርዓ ዝዝመሩ መዝሙራት ኣለው ንሳቶም ምሉእ ብምሉእ ነቲ መርዓዊ ወይ መርዓት ዘይኮኑ በውክልና እዮም ዝቐርቡ ንክብሪ ቅዱስ ቁርባን ፡ ንክብሪ ተኽሊል ተባሂሎም
      ንክብሪ መርዓውን መርዓትን ተባሂሉ ነታ ዕለት ጥራይ ይዝመረሎም ።
      እዚኣቶም መዝሙር ተሓቲሞሎም ብስሞም ኣይተዘመረሎምን ስለምንታይ ኣይግብኦምን እዩ ።
      ንኣብነት
      መርዓዊ ሰናይ ወመርዓቱ ትመስል ፀሐይ ዝብል ከም ኣብነት እንተወሰድና ምስ ናይ ክርስቶስን ቤተክርስትያን ኣማሳጢርካ'ዩ ኣብታ ዕለት መርዓዊ ኮይኑ ዘሎ ብኹልንት
      ንኡ ነቲ መርዓዊ ኢየሱስ ክርስቶስ ክመስል፡ እታ መርዓት ድማ ንቤተክርስትያን ክትመስል'ዩ ብውክልና ወይ ድማ ብቅኔኣዊ መንገዲ ትዝምር ።
      እቲ ዝተዘርገሐ መዝሙር ተዓዊትካ በልዎ ዝብል ምሉእ ትሕስትዑ እንተደኣ ርኢናዮ ግን ከምቲ ዝበልካዮ በምሉእ ግጥሚ ን አምላክ ዘመስግን ኣይኮነን ። ቀስ ኢልካ ኣንብቦ

      ተዓዊትካ በልዎ ዓወት ድኻምካ
      ሕያዋይ ጎይታ ሽሻይ ሂቡካ
      ንዘምረሉ ምሥጢር ዓወትካ
      ኣምላክና እዩ ኣክሊል ዓወትካ
      ንዘምረሉ ንእግዚኣብሔር ነዚ ጎይታ ፍቅሪ
      ንዘምረሉ እሙን ኣምላክና ወሃቢ ክብሪ
      ንዘምረሉ ኣክሊል ዓወትና ሽልማት ዝህብ
      ንዘምረሉ ሰላሳ ሱሳ ሚኢቲ ክንረክብ
      ንዘምረሉ ንሜላ ጸላኢ ፍጹም ዝመከተ
      ንዘምረሉ መስቀሉ ጸይሩ ዝተዓወተ
      ንዘምረሉ ጽድቂ ዘሪኡ ጽድቂ ዝዓጸደ
      ንዘምረሉ መዋዕል ህይወቱ ዓወት ዝሰወደ
      ንዝመረሉ መክሊቱ ሒዙ ኣብ ውድድር ዘሎ
      ንዘምረሉ ፈተና ጸላኢ ፍጹም ዘይሕለሎ
      ንዘምረሉ ምድሪ ኤርትራ ምልእቲ ጸጋ
      ንዘምረሉ ጥዑም ዝማሬ ሰማይ ኣዕሪጋ
      ንዘምረሉ ሕንጻጻ ናይ ክብሪ ዓወት ዝረገጸ
      ንዘምረሉ ርክሰት ሓዲጉ ኣምላክ ዝመረጸ
      ንዘምረሉ ዕዉት ክርስትያን በዓል ማዕተብ ጽድቂ
      ንዘምረሉ ኣምላክ ዘፍቅር ዝወዲ ሓቂ
      ብሰፍሕ ዝበለ ድማ ኣብቲ ቪዲዮ ኣለካ ናይ ካል ኦትውን ቪድዮ ክትር እዩ ትኽእል።
      ሰላም ቀነ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 6 หลายเดือนก่อน +3

      @@tabormedia111 ሐራይ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ኣቦና፡ እታ ንተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ክምረቑ ከለዉ ንዝምረሎም ከ ብከመይ እዩ፧.

    • @selteneyohannes6469
      @selteneyohannes6469 6 หลายเดือนก่อน

      @@God-db9vpanta Kemey zbeluka hlkenna seb ika ,

    • @momonachanel6794
      @momonachanel6794 6 หลายเดือนก่อน

      ክቡር ሓው ወይ ሓፍቲ ኣብ መመረቅታ ይኹን ኣብ ዝኾነ ግዜ በቲ ዕለት ኣመኽኒኻ ንእግዚኣብሔር ነመስግኖ እምበር ነቲ ዝተመረቐ ሰብ ኣይዝመርን ኢዩ ስለዚ ፈላሊና ክንርደኦ ይግባእ ​@@God-db9vp

    • @የማርያምልጅእጹብ
      @የማርያምልጅእጹብ 6 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@selteneyohannes6469 ዘይተረድኦ ክርድኦ ኣለዎ ዘሓወይ እንተይ ጸገም ኣለዎ ሓሙሽተ ጊዜ ዋላ እንተ ሓተተ

  • @lukatesfay7158
    @lukatesfay7158 6 หลายเดือนก่อน

    Keshi teame u not dyakon arima