higi endaba part 1 ሕጊ እንዳ'ባ ክፋል 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 122

  • @digitaleritrea7930
    @digitaleritrea7930 4 ปีที่แล้ว +133

    ኣነ ወደ ኣስመራ እየ ናይ ትግራይ ዝፈሪ ዘሎ ፊልምታት ማራ እየ ዝሕብዮ......ኣጆኩም ንፍዑ እቲ like and comment ካባይ። ን ገሬ እሙን ዝፈቱ ረጊጽዎ ኣይሕለፍ።

    • @Kalabmobile
      @Kalabmobile 4 ปีที่แล้ว +6

      እንቛዕ ብደሓን መፃእኩም፣ባህልና ዓድና ክጥዕም ገለ ዓይነት።እንቛዕ ንበዓል ዓወት 20 ግንቦት ብሰላም ኣብፀሓና።
      ቤተሰብ ይኩኑና አዛ ቪድዮ ይርኣይዋ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

    • @Network3231
      @Network3231 4 ปีที่แล้ว +8

      Peace of mind
      ኩሉና ብሕጊ እንዳ ኣባ ኢና ዓቢና ።
      ኣነ ውን ኣብ ጋሽ ባርካ ኢየ ዓብየ ግን ትግሪና ሙካነይ ብጣዕሚ ኢየ ሑቡን።

    • @hoperaeina8274
      @hoperaeina8274 4 ปีที่แล้ว +6

      እዚ ናይ ትግራይ ዘረባ ብዙሕ ኣይሰምዖን እየ ኔረ ሕጂ ግን ፈተዮ፡ ንፉዓት ተዋሳእቲ።

    • @msraq
      @msraq 4 ปีที่แล้ว

      ሰይጣን ይሓብኻ

    • @digitaleritrea7930
      @digitaleritrea7930 4 ปีที่แล้ว

      @@msraq ዋይ ክትሓስም እንታይ ጌረካ?

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +102

    ገጠር ዝኾንኩምን
    ገጠር ዝፈቱን like 👈
    ፀፅቡቁ የስምዕኩም
    🇪🇹🇪🇷❤❤ እንኳዕ ኣብፀሐና 20 ጉንቦት
    ክብሪ ንጀጋኑና

  • @abinabokre844
    @abinabokre844 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጣሚ ደስ ዘብል ናይ ብሃቂ ደቂ ትግራይ ! ጽቡቕ ናይ ምጅማር : ባህሊ ክብረት እዩ ,ሞ : ጽቡቕ ገርኩም ብምጅማርኩም ክብረት ባህልን ሕብረተ ሰብን ኢኹም ይብለኩም :: ኩልኹም ኣብዛ ትሕዝቶ ፍሊም ኢድኩም ዘበርከትኩም የድንቐኩም :: የቀንየለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @specialforce6144
    @specialforce6144 4 ปีที่แล้ว +9

    ትንሳኤ ስነ ጥበብ ትግርኛ ኣብ ቀረባ እዋን መሰስ ክብል እዩ ብኣኩም ኣይጠራጠርን ደቂ ዓደይ መዓረይ ትግራይ ዓደይ ዓይኒ ፀላኢኺ ይደፈን ኣጆኹም

  • @samirad4651
    @samirad4651 4 ปีที่แล้ว +28

    ተስፉና ተለምልምዎ ኣለኹም።ይበል ጥበብ ኢድ ይባርኽ።ብርዕኹም ኣይንፀፍ።ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ኩሉ ትግርኛ ድማ ኣድናቒኹምን ተኸታታሊኹምን እዩ።

    • @Kalabmobile
      @Kalabmobile 4 ปีที่แล้ว +1

      እንቛዕ ብደሓን መፃእኩም፣ባህልና ዓድና ክጥዕም ገለ ዓይነት።እንቛዕ ንበዓል ዓወት 20 ግንቦት ብሰላም ኣብፀሓና።
      ቤተሰብ ይኩኑና አዛ ቪድዮ ይርኣይዋ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 ปีที่แล้ว +4

    Enkae ብሰላም metakum tbuk ጅማሮ 💖💖💗💗💖💗💗💗💖💗💗💗💖💗💗🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💝💝💝💝💝💝💖💖💖

  • @tsritigaltgray5837
    @tsritigaltgray5837 4 ปีที่แล้ว +37

    እንካዕ ብደሓን መፃኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ ደሞ እንካዕ ኣብፀሐኩም ንዓወት 20 ግንቦት

    • @Kalabmobile
      @Kalabmobile 4 ปีที่แล้ว

      እንቛዕ ብደሓን መፃእኩም፣ባህልና ዓድና ክጥዕም ገለ ዓይነት።እንቛዕ ንበዓል ዓወት 20 ግንቦት ብሰላም ኣብፀሓና።
      ቤተሰብ ይኩኑና አዛ ቪድዮ ይርኣይዋ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
    @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 ปีที่แล้ว +11

    አንካዕ በስላም መፅአኩም በጣዕም ደስ ዝብል ባህል አዩ ቀፅልሉ

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም ደቂ ትግራይ መዓረይ መን ከም ናይ ገጠር ድራማ ልበይኑ ኮእዩ መቐረቱ ቀፅልዎ 💖💖💖💖

  • @Hiran_Wedi_Humera_Tigray
    @Hiran_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +8

    ጽቡቕ ጅማሮ ይግብርልኹም።

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 4 ปีที่แล้ว +3

    Enkae bdhan metsekum deki adey mearey ajokum ab gonkum alena bertuelna 😍😍😍😍😍

  • @kahsaymekonen5810
    @kahsaymekonen5810 4 ปีที่แล้ว +11

    ሰይ ኣንቱሙ መክባርቶም ባህሊይ
    ደርፍይ እካ ኩላ ተቆፃፂርናያ ብባህላዊይ ድራማ ግን በእውነት ናይ ሎሜይ ዎሎዳ ደው ኣቤልዎ ነይሩ
    እምብኣርከስ ጉቡዛተይ ቀፅሉዎ ንፉዓት

  • @iloveyoumama7755
    @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +2

    ስላምች ብዝትዝት ይብልልኝ የትግራይ ልጆች እግዚአብሔር ከእናንተ ጋር ይሁን በክርስቶስ ፍቅር ውድድድድድድድድድድድ ነዉ ማርጋች

    • @ፍቅሪንኩሉ
      @ፍቅሪንኩሉ 4 ปีที่แล้ว

      ትግርኛ ጽሓፍ ብመንነካ ኩራዕ እምበር ኣይትሰከፍ

  • @abebaberhiu5188
    @abebaberhiu5188 4 ปีที่แล้ว +9

    እንካዓ ዳሕን መፃኣኩም ደማ እንካዓ ንባዓል 20 ግንበት ኣብፀሐኩም

  • @WegahtaTube
    @WegahtaTube 4 ปีที่แล้ว +7

    ፅቡቅ ጅማሮ ቀፅሉሉ

  • @ሰላምጓልዞምጀጋኑሰብስረሰ
    @ሰላምጓልዞምጀጋኑሰብስረሰ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይ ሽኮራት እዙ ባህልና ክፅብቅ ቀፅልዎ ፅቡቅ ስራሕ እዩ

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 4 ปีที่แล้ว +10

    መርሓባ ሓባይብ ማራ ኬፍ ኣለኩም ኣብ ልበይ❤ ሰፈርኩም

    • @Kalabmobile
      @Kalabmobile 4 ปีที่แล้ว +1

      እንቛዕ ብደሓን መፃእኩም፣ባህልና ዓድና ክጥዕም ገለ ዓይነት።እንቛዕ ንበዓል ዓወት 20 ግንቦት ብሰላም ኣብፀሓና።
      ቤተሰብ ይኩኑና አዛ ቪድዮ ይርኣይዋ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

  • @hagosgebreyowhones779
    @hagosgebreyowhones779 4 ปีที่แล้ว +1

    From eri xada ye
    L love Tigray peopel

  • @merimeri8192
    @merimeri8192 4 ปีที่แล้ว +3

    ዋው እዛ ደራማ ት/ቲ ዘላታ እያ ትመስል

  • @mekonengebremedhin3722
    @mekonengebremedhin3722 4 ปีที่แล้ว +8

    ምዕባለ ጥበብ🇪🇹🇪🇷 ትግርኛ ውፅኢት ግንቦት 20እዩ።
    ከም ሓበሬታ እታ መትሓዚት ምሳሕ ከም አገልግል ዝተጠቀሙላ ግን መሶብ ኮይና ፈላሊኩም ተጠቀሙ አብ ገዛን ደገን ግልጋሎት ዝህቡ።

  • @mebrahtomhanes3761
    @mebrahtomhanes3761 4 ปีที่แล้ว +4

    ዝወጾኦ የለን ባህሊ ሕጂ እያ ዝተመልሰት ግና ሓደራ ከይቲቆርጽዋ ኩሉ ግዝየ ስበት ሙጽኡና

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +2

    welcome ሕጊ-እንዳ,ባ ጽቡቕ ስራሕ ክኸውን ንጽበ።

  • @ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
    @ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ 4 ปีที่แล้ว

    Btami harif des zbl drama eyu gn eko tgraweyti ado shih gze entetetsegemet kuno bahlna slezkone zeytkunen ado yelan slezi kuno tekonenki srhi abeu endehaleku tkklegna bahlna afaltwo malet sebaya moytuwa slezkone eya kofiewa zelo koynu gn wala fruy zarege kuno kkewun alewo ember ab tgray chegura fetiha dege twetse tgraweyti ado Ria ayfeltan astekaklu ezi natey areaeya eyu bzterefe ketslulu mukurat deki adey 👏👏👏😘

  • @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
    @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን 4 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ዝብል ባህላዊ ድራማ ቀፅልሉ

  • @እግዚአብሔርንፍቅርነውእኔ
    @እግዚአብሔርንፍቅርነውእኔ 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ቀፅልዎ ባህልና ንቅድሚት ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @Semaycinema
    @Semaycinema 4 ปีที่แล้ว +4

    ፅቡቕ ስራሕ እዩ ቀፅልዎ።
    ሓንቲ ነገር ግን ኣመሓይሹ፣ እቲ ኣልባሳት(ፃዕዳ ክዳን) ንስራሕ ዝኸውን ኣይኮነን፣ጥልፊ ተኸዲና ናብ ምእራይ ዕንጨይቲ ትኸይድ የላን።

    • @abrahamafewerkimyking8757
      @abrahamafewerkimyking8757 4 ปีที่แล้ว

      Abe geter dea kendiyany tekdinkayo zenbreka eka tekdinka tekiyed jiedid eya ka gieyren zelo

  • @ኣኽሱምጽዮን
    @ኣኽሱምጽዮን 4 ปีที่แล้ว

    ደቂ ትግራይ ምዓረይ ኣጆም ብጣዓሚ ጽቡቕ

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +6

    ሕጊ ንዳባ 🙏

    • @Kalabmobile
      @Kalabmobile 4 ปีที่แล้ว +1

      እንቛዕ ብደሓን መፃእኩም፣ባህልና ዓድና ክጥዕም ገለ ዓይነት።እንቛዕ ንበዓል ዓወት 20 ግንቦት ብሰላም ኣብፀሓና።
      ቤተሰብ ይኩኑና አዛ ቪድዮ ይርኣይዋ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

  • @tesfa7382
    @tesfa7382 4 ปีที่แล้ว +15

    Hawkum kab Adwa
    Like eske agchiw.

    • @Kalabmobile
      @Kalabmobile 4 ปีที่แล้ว

      እንቛዕ ብደሓን መፃእኩም፣ባህልና ዓድና ክጥዕም ገለ ዓይነት።እንቛዕ ንበዓል ዓወት 20 ግንቦት ብሰላም ኣብፀሓና።
      ቤተሰብ ይኩኑና አዛ ቪድዮ ይርኣይዋ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

  • @ማዓዛኣዲኣፈታዊት
    @ማዓዛኣዲኣፈታዊት 4 ปีที่แล้ว +12

    *ኢድኩም ትሰበር ኣታ ላይክ ዘይትገብሩ 🤨🙄።እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ብዳሓን መፃኹም*

  • @mosesaser9144
    @mosesaser9144 4 ปีที่แล้ว +10

    First comment 😛😛😛😛 go Tigray

    • @Kalabmobile
      @Kalabmobile 4 ปีที่แล้ว

      እንቛዕ ብደሓን መፃእኩም፣ባህልና ዓድና ክጥዕም ገለ ዓይነት።እንቛዕ ንበዓል ዓወት 20 ግንቦት ብሰላም ኣብፀሓና።
      ቤተሰብ ይኩኑና አዛ ቪድዮ ይርኣይዋ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

  • @احمدمحمد-ط7ه5ف
    @احمدمحمد-ط7ه5ف 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawww melkam mejemar ygebrelku mukurat

  • @wediERI-hj4gc
    @wediERI-hj4gc 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawww gerye emun shkorr welcome ab sirahaka asaltu admen tianan yhabka fetari

  • @mariaymaxumancihtabkgue5d655
    @mariaymaxumancihtabkgue5d655 4 ปีที่แล้ว

    Dasi bheltie daki tigrye marye

  • @rahelgoytomrahel7456
    @rahelgoytomrahel7456 4 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ጀጋኑ ደቃ ዓደይ

  • @aronmedia3481
    @aronmedia3481 4 ปีที่แล้ว

    ዋው ደስ ብሃሊ ደቂ ዓጋመና ቀፅልሉ

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 4 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ምቅራት እንካዕ ብሰላም መፅእኹም

  • @habeshahealth8495
    @habeshahealth8495 4 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቕ ጅማሮ!

  • @yonastesfalem8168
    @yonastesfalem8168 4 ปีที่แล้ว +2

    Nice Hgi enda ba the best 😍😍😍

  • @ሳራጋልዞሙጀጋኑ
    @ሳራጋልዞሙጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ዓደይ ሽኮራት😘😘😘😘

  • @temesegenamelakey6009
    @temesegenamelakey6009 4 ปีที่แล้ว +1

    ንፉዓት ቀፅሉ ፁቡቅ ተበጉሶ እዩ እዛ ድራማ ላይክን ኮሞንት ሃቡለይ ኣታባብዑዉም የሕዋት ሰብ ትግርኛ

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos7349 4 ปีที่แล้ว

    ናብራ ቀደም
    ጽቡቅ ኣለኩም ቀጽሉሉ ኣጆኩም፡ ታሪክኩም ካብ ብሕጂ ብጽብቅ ሰንዱ

  • @ካፒተንናይጸርፊ
    @ካፒተንናይጸርፊ 4 ปีที่แล้ว +6

    ሜክኣፕ ብጣዓሚ ሕማቅ ኣሎ ኣማሓይሽዎ!!

  • @hiwi2141
    @hiwi2141 4 ปีที่แล้ว +1

    deki tgray adey shkorat kmhrelkum

  • @hanibalgebar9535
    @hanibalgebar9535 4 ปีที่แล้ว +2

    ክክክ ኣበይ ድዮም ነዉ ይሰምዑ ዶ ነአዉ ሰበይቲ ንሰባኣያ ብስሙ ክትጽውዖ ልሙድ ኣይኮነንን ኣብ ባህልና ማማይ ብስመይ ትጽውዖ ንባቢ ክሳብ ሕጂ

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 4 ปีที่แล้ว

      Hakika ane eritrea eye adey neboy bsm abi hawey eya txiwo

  • @birhanebirhane4763
    @birhanebirhane4763 4 ปีที่แล้ว +1

    ደስስስስስ ባሃልቲ

  • @Eri1minutes
    @Eri1minutes 4 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ፣ሰስኑለይ።

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub 4 ปีที่แล้ว

    Enkue n erget getanan medhanitnan eyesus kitstos n gumbet 20n bselam abtsehena... Zelalemawi Kbrn mogesn nsemaetatna 😍

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome shkorinatat 😍😍😍😍

  • @eritreaentertainment3055
    @eritreaentertainment3055 4 ปีที่แล้ว +7

    1 comment

  • @tigraimida2037
    @tigraimida2037 4 ปีที่แล้ว

    ሰናይ ዕድል ደቂ ዓደይ ንፉዑሉና ጥበብ ትጉስጒስዋ ኣለኩም ብጣዕሚ ተከተልቲ ሼር ላይክ ብምግባር ነበረታታዓዮም

  • @ዓባይሃገረትግራይናይፍቅሪ
    @ዓባይሃገረትግራይናይፍቅሪ 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመ ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @fnottube93
    @fnottube93 4 ปีที่แล้ว +3

    xibuk jimaro eu. gitimaewi azerariba fetiyeyo. gn 3 rieto alewani. 1. tewasaeti xibuk alewu gn mesilom zeykone koynom nikiserihu tedegagami limimid kigebiru ytehagezu. eti 2. albasat /kidawnti/ bitaemi xeriun xaediun, wey dibin zibele tetekemu wey kea ab bebi fixame zelo keydi tewasio kidan ykeyer. n abinet misah hizenalom kimexa kelewa xaeda kidan gerom yxihiu neyrom, wielemulu koynom ember migbi n bereka aymedileyen. nab xahiyay kea nay sirah kdan gerika eu zikiyed, ab eten mehazut kea>

    • @getnetassefa3554
      @getnetassefa3554 4 ปีที่แล้ว

      እቲ ዝሃብካዮ ሪኢቶ ወይ comment ሙሉእ ተቀቢልናዮ ኣለኹ ንመፃኢ ኣስተኻኺልና ክንመፅእ ክንፍትን ኢና የቀንየልና ።

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 4 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ዳሓን መፃኩም ክንፅበያ ቀኒና

  • @abrhamteame7641
    @abrhamteame7641 4 ปีที่แล้ว

    ንፉዓት ቀፅልዎ አጀኩም ጎቦዛት

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว

    እስይይይይይ ደቂ ዓደይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ብፍላይ እቲ ገጠር ዓዲና ክተሪኡና ከለኩም ማራ እዩ ተስፋ ዝኮነና ዘሎ ኣነስ #ናፍቆት#የለኩን ዋ ዓደይ መዓረይ ከምዝፍለየኪ 5ተ ዓመተይ ኮይኑኒ ኣሎ😥

  • @maharigebremedhin7328
    @maharigebremedhin7328 4 ปีที่แล้ว +5

    ጽቡቅ ድራማ እዩ ግንከ ኣፍተን ዕንጨቲ ዝኣርያ ጻዕዳ ክዳን ተከዲንካ ዕንጨቲ ኣይእረይን እዩ ይታኣረም?

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 4 ปีที่แล้ว

      Tesada ember reshs kedan mkdan tesbiq ayknn

    • @Eri1minutes
      @Eri1minutes 4 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለካ ሺፎን ክገብራ ነይርወን

    • @Seb15
      @Seb15 4 ปีที่แล้ว

      ንቅድሚአን እየን ሓሳበኖኦ ኣይነበራን ድሓን ኣትሓዘለን ክ ክ ክ

  • @genetgebremedhngg2665
    @genetgebremedhngg2665 4 ปีที่แล้ว

    Waww jeganu tegaru

  • @sdsdgf4421
    @sdsdgf4421 4 ปีที่แล้ว

    ኬፍ ኣለኩም ኬፍኣለኩምክክክክክክክ

  • @destagebrecherkos5942
    @destagebrecherkos5942 4 ปีที่แล้ว

    ንፉዓት ቀፅልሉ

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 ปีที่แล้ว +2

    Well came

  • @mahariteame7564
    @mahariteame7564 4 ปีที่แล้ว

    ኣብ ላሃጃ ኣዛራረባ ማኣከላይ ኩሉ ዝጥቀመለሉ ላሃጃ ተኮኑ ኢዩ ተመራፅ።
    ብዝተረፈ ብጣዓም እኩም ተሐጉስና ዘለኩም በርትዑ ኣብ ጎንኩም ኣለና ። ተካታተልት ካዓ ሳብስክራይብ ፣ኮሙንት ፣ሸር ፣ ላይኪ ብምግባር ነታባባዓዮም። የሕዋት

  • @መስሉኒከምሕልመይዝረከብኩ
    @መስሉኒከምሕልመይዝረከብኩ 4 ปีที่แล้ว +1

    bala enkela gn hxiras giza weskula ...entekones 30dekika gberulna

  • @formafireck3833
    @formafireck3833 4 ปีที่แล้ว +1

    Hegi endaba wow

  • @hiwi2141
    @hiwi2141 4 ปีที่แล้ว +2

    👍👍👍👍❤❤

  • @ትግራይ-ቀ3ቘ
    @ትግራይ-ቀ3ቘ 4 ปีที่แล้ว

    Waw❤💛😘

  • @didodido4814
    @didodido4814 4 ปีที่แล้ว +1

    👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼😍😍😍😍😍👋👌

  • @ዓባይትግራይ-ጨ8ኘ
    @ዓባይትግራይ-ጨ8ኘ 4 ปีที่แล้ว +1

    Iike እስቲ ግበርሎም ኣጀኩም

  • @mariaymaxumancihtabkgue5d655
    @mariaymaxumancihtabkgue5d655 4 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Love-pd4tc
    @Love-pd4tc 4 ปีที่แล้ว

    አየይይይይ

  • @ሀገሬክበሬነሽኩራቴሀገሬከ
    @ሀገሬክበሬነሽኩራቴሀገሬከ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣረወደያ እነገሬእሙን ኣምጡልን የሄ ኣይነፋም

    • @Kalabmobile
      @Kalabmobile 4 ปีที่แล้ว

      እንቛዕ ብደሓን መፃእኩም፣ባህልና ዓድና ክጥዕም ገለ ዓይነት።እንቛዕ ንበዓል ዓወት 20 ግንቦት ብሰላም ኣብፀሓና።
      ቤተሰብ ይኩኑና አዛ ቪድዮ ይርኣይዋ
      th-cam.com/video/P5rPdon1HNU/w-d-xo.html

    • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ
      @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

      የሚነፊ ይንፊህ

  • @mrhawitngash9952
    @mrhawitngash9952 4 ปีที่แล้ว

    Merhaiiwit

  • @segedina
    @segedina 4 ปีที่แล้ว

    ብሙዚቃን ስእልን ተወዲኣ

  • @yonasyonas3249
    @yonasyonas3249 4 ปีที่แล้ว +1

    ገሬ እሙን is the past !! እዚኣስ እምምምምምምም
    No comment🙄

  • @eri2693
    @eri2693 4 ปีที่แล้ว

    ኣብ ትግራይ ሕጊ እንዳባ ኔሩ ድዩ ኣታ ገለ ክሰምዕ እየ 😂😂

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 4 ปีที่แล้ว

      Ab adka aynbran yekwn ente ab gerbtka emo nyru aynbran aby ketflto

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 4 ปีที่แล้ว +2

      Bezay ka xelme tqne xrfi kela sele dytmhtka emo kemey grka nay grbtka ketflt

    • @destagebrecherkos5942
      @destagebrecherkos5942 4 ปีที่แล้ว

      ኣየ ድንቁርና

  • @Bahgnatube
    @Bahgnatube 4 ปีที่แล้ว

    Ab srah neru khxeb nerwo mgbi kbelau kelewu neshtey astkkl ablwo

  • @temesgen1378
    @temesgen1378 4 ปีที่แล้ว

    👌👌

  • @ruftaalem9678
    @ruftaalem9678 4 ปีที่แล้ว +2

    Kikir

  • @maharigebremedhin7328
    @maharigebremedhin7328 4 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቅ ድራማ እዩ ግንከ ኣፍተን ዕንጨቲ ዝኣርያ ጻዕዳ ክዳን ተከዲንካ ዕንጨቲ ኣይእረይን እዩ ይታኣረም?

  • @tamtera5023
    @tamtera5023 4 ปีที่แล้ว

    👌👌👌