ናይ መን ስጋ ትበልዕ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 222

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
    @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ หลายเดือนก่อน +11

    እንካዓ ደማ ባዓለ እግዚኣብሔር ኣምላኽና እንካዓ ኣብጸሕና 29
    ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ኣርስማ ስማእቲ 29 ምስክርም እንካዓ ኣብጸሕና ዓመታዊ ባዓላ ኣብጸሕና

  • @Welete.Maryam.21Zafu
    @Welete.Maryam.21Zafu หลายเดือนก่อน +19

    ወልደ ኣብ ወልደ ማርያም ዝበሃል ለቱ ስብሃት ፡ጎይታናን ኣምላክናን መድሃኒናን እየሱስ ክርስቶስ እዩ፡፡❤❤❤
    ወልደ ኣብ፡ቅድሚ ዓለም ካብ ኣቦ ብዘይ ኣደ ዝተወለደ እዩ፡፡
    ወልደ ማርያም፡ድሕሪ ዓለም ካብ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብዘይ ስብኣይ ብድንግልና ዝተወለደ እዩ፡፡ ❤❤❤ ፀግኡ የብዘሐልኩም ቀፅልሉ ብሩካተይ፡መዘምር (ሳሚ ሓወይ ተባረክ)

    • @Rakiteame
      @Rakiteame หลายเดือนก่อน

      Hamere hiwet channel,ethbo zeleka tmhrti btaemi xbuq qexlooo,xegu ybzehalka hawey nesnetka ybarkelka.

  • @selamburuk
    @selamburuk หลายเดือนก่อน +6

    በእዉነት ኣዝዩ ደስ ዝብል ሕቶታት እዩ ቀጽልዎ እዚ ተቅርብዎ ዘለኹም መንፈሳዊ ሕቶታት ንኦኦም ብቻ ዘይኮነስ ልኣና ንተከተልትካ ድማ አብ መንፈሳዊ ህይወት ዘለና ተገዳስነትን ነብስና ንክንፍትሽን ብዙሕ እዩ ዝሕግዝና ዘሎ እሞ ቀጽልዎ ዘማሪ ሳሚ ሓወይ❤📚🥀

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk หลายเดือนก่อน +8

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣዋተይ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ ❤

  • @wediTekie-m3s
    @wediTekie-m3s หลายเดือนก่อน +9

    ቃል ህይወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ግን ሓቲትኩም ምስ ወዳእኩም ኣብ ጨርቆስ ሜክሲኮ ስልጠና ናይ ኩሉ ምእመናን ስለ ዘሎ ኣብኡ ኬድኩም ተምሃሩ ሃይማናትኩም ፍለጡ ኢልኩም ተትጉስግስዎም ደስ ምበለኒ

  • @zebibsiuym
    @zebibsiuym หลายเดือนก่อน +13

    ብመጀመርታ ቃለ ሂወት የስማዕልና ክብሎ ደክየ ዘልኩ ኢቲ ሕቶታት ክም ናይ ዓለም ብኖርማል ትጅምርዋ ኣለኩም ምስነይ ይቅረታ ትአምርተ ምስቀል ገርኩም ተትጅምርዎ ጹቡቅ ነይሩ ሳሚ ሃወይ ምሰናይ ይቅረታ

    • @hss5966
      @hss5966 4 วันที่ผ่านมา

      እወ በስምኣም ኢሉ ክጅመር አለዎ ❤

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray 17 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም❤❤

  • @eses7196
    @eses7196 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ህወት ያሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐሉኹም❤❤❤

  • @Samuel-3838
    @Samuel-3838 หลายเดือนก่อน +4

    ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ኣጅኹም ይሕዋተይ፡ ነቱም ኣዳልውቲ ካኣ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኹም ይባርከልኹም ልኡል እግዚአብሔር።

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +3

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡራት የሕዋት ቃለ ህይወት የስመዓና ፀግኡ የብዘሓልኩም 🙏♥️ብሓቂ ከምዚ ጌርኩም ኣብ ጎደናታት መንፈሳዊ ሕቶታት ምሕታትኩም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅልዎ ♥️♥️♥️

  • @ኣስካልጋልተዋህዶ
    @ኣስካልጋልተዋህዶ 25 วันที่ผ่านมา

    ደስ ባሃሊ ብጣዕሚ ቀፅልሉ ብዙሕ ተማሂረ የቀንየልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @ILoveyouEru
    @ILoveyouEru หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ህይወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም።ሳሚ ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ይባርኸልካ።

  • @FanoseWeldeamlak
    @FanoseWeldeamlak หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ሂወት የስምዓልና ዘ/ሰሚ ሓውና ከምኡ ውን ኩሉኹም ተሳተፍቲ ብጣሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ ብዙሕ ንመሃር ኣለና ጸጉኡ ይብዝሓልኩም። ሳሚ ሓውና ከላይ ነቦታትን ኣደታትን ሕቶቶም ይሓልፉኻ ኣለዉ በቲ ጎደና

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ❤❤❤

  • @naimahnimah7304
    @naimahnimah7304 23 วันที่ผ่านมา

    ቃልሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሐ❤🥰🤲

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ሳሚ ሓወይ ዋውውው ለማዓንቲ ኣጋላልፃ ብጣዓሚ ላኣቶሞ እውን ላኣና እውን ተምህርና ተመሰገን

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን ፫ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክንደይ ደስ ይብል ኣብ ኹሉ ጎደናታት ከምዚታት ምተለመደ ❤❤❤ሃይማኖትና ክንፈልጥ

  • @محمدعلي-ع4ر1ر
    @محمدعلي-ع4ر1ر 13 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ ዶም የብዘሐና

  • @Smer-n4t
    @Smer-n4t 8 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐና

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኹም ክቡር ሓዉናዉን ናይ ዘመን አገልግለቱኻ ይባርኸልኻ❤❤❤

  • @Welete.Maryam.21Zafu
    @Welete.Maryam.21Zafu หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀግኡ የብዘሐልኩም ፡ ብኡነት ደስስ ዝብል ሕቶን መልስን ነይሩ፡መዝሙር ከዓ ተን ዝፈትወን ነይረን😅❤❤ እቶም ናይ መጀመርታ ቆልዑ ዝሃብካዮም ምክሪ ከዓ ኣዝዩ ደስስ ዝብል ነይሩ፡ስለ ሃይማኖትና ክንፈልጥ ኣለና ብሓቂ እግዚኣብሔር ምስትውዓሉ ይዓድለና ተባረኩ ።❤❤❤❤

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ❤ህይወት❤የስምዐልና❤ኣሜን❤

  • @MizuTube-x1x
    @MizuTube-x1x หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ሂወት የስምዐልና ክበራታዕ ዘለዎ መደብ እዩ የቀንየልና ብዙሕ ኢና ንመሃርን ነትርፍን እሞ ቀፅሉሉ ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኹም ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @WegihuMesel-f4h
    @WegihuMesel-f4h 23 วันที่ผ่านมา

    ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ዞመሕዋተይ ❤❤❤

  • @MeadnGhide
    @MeadnGhide หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @MikiDesta-k8p
    @MikiDesta-k8p 28 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓው❤❤❤❤

  • @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
    @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስመዐልና ስለ ሃይማኖትና ክንፈልጥ ግዴታና እዩ❤

  • @ሙሉወለተማርያምነኝየድንግ
    @ሙሉወለተማርያምነኝየድንግ หลายเดือนก่อน

    ብሓቃ ቃለ ሕይወት ያሰመዐልና ደሰ ዝብል ትምህርት ይኡ ❤❤❤ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ኧረ ትግርኛ መዝሙር ሓንቲ አይፈልጥይ😍

  • @avg4628
    @avg4628 หลายเดือนก่อน +2

    ፀግኡ የብዘሐልኵም

  • @Bሓፍቲንጉሰ
    @Bሓፍቲንጉሰ หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሰናይ እዞም ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤❤

  • @سلامسلام-ز4ق1ش
    @سلامسلام-ز4ق1ش หลายเดือนก่อน

    ቃል ሰናይ የስምዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብዙሕ ኢና ንማሃር አለና

  • @AmbesaGhebretnsae
    @AmbesaGhebretnsae หลายเดือนก่อน

    ኣሜንንን (((3))) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋት &ዘማሬ ሳሚ ሓውና ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AaaSss-z1m
    @AaaSss-z1m หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቡዙሕ ናተምሃርና ኢና ርእስና ክም ንፍትሽ ገይሩና 🙏ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር ሓዉና

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
    @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ หลายเดือนก่อน

    እንካዓ ብስላም መጻእኩም ዝማሬ ሳሚኤል ሓውና ኣስይይይይይ ፅብቅ ሕቶ እዩ ቅጽለሉ እኩም ኣየ ደቀይ ሳኣን ፍላጦም,ይጥፍኡ ኣልወ ዝበለ ኣምላኽና ክምዚ ዝበለ እዩ

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የበዘሐልክም ፍቅራት አሕዋተይ ቀፀለወ❤❤🎉🎉

  • @AsmeromShiemendi
    @AsmeromShiemendi หลายเดือนก่อน +6

    ቃል ሂወት የስማዕልና ኩቡር ሓው ብታሚ ትምህረና ኣለካ ሞ ቆጽሎ ሓዉኩም ካብ ልቢያ

    • @Mille-s6l
      @Mille-s6l 17 วันที่ผ่านมา +1

      እዝጋቢሄር ይሓግዝካ ዝሓወይ ኣማን ቡኣማንናይ እዝጋቢሄር ሰበ ቡጣዕሚ የመሰግን ኣሎኩ

    • @Mille-s6l
      @Mille-s6l 17 วันที่ผ่านมา

  • @Heri-fw7of
    @Heri-fw7of 5 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z หลายเดือนก่อน

    አሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሀር ኣሜላኽ ፀጋኡ የብዝሐሉኹም❤

  • @ሜር
    @ሜር หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ፀጋኡ ያብዚሐልኹም ብጣዕም ገበዛት ይኦም በእውነት❤

  • @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኹም የሕዋተይ😘😘😘😘

  • @Samsunga14-jz1pr
    @Samsunga14-jz1pr หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኹም ቀፅልሉ ብዙሕ እናተምሃርና ኢና❤🎉

  • @xhv5054
    @xhv5054 หลายเดือนก่อน +1

    _አስይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ❤_

  • @ብርሃን-ፀ7ጨ
    @ብርሃን-ፀ7ጨ หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብሩኻተይ

  • @BdMs-ci3dp
    @BdMs-ci3dp หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነገር እዩ በርትዕ

  • @MadiHen-k3d
    @MadiHen-k3d หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስመዐና ፅቡቅ ብጣዕሚ ዝሓወይ ክደይ ነገር ተማሂረሉ ❤❤❤❤ቀፅለሉ

  • @TsegaTewelde-u4f
    @TsegaTewelde-u4f หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna ❤❤❤❤❤❤

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp 24 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህወት የስማዕልና ክብር ሓውና❤❤

  • @ለታይፀጋይ
    @ለታይፀጋይ หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስመዐልና 🙏❤

  • @21እመቤቴ
    @21እመቤቴ หลายเดือนก่อน

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ፀጋኡ የብዘሐልኩም❤

  • @SosA-tg4ll
    @SosA-tg4ll หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ማሃሪ ትምርቲ እዩ ቀፅልሉ ❤❤❤❤

  • @fdg761
    @fdg761 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ፈጣሪ ❤❤❤❤ቐፅልሉ❤❤❤❤

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሩኳት ኣሕዋተይ🙏❤

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
    @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ หลายเดือนก่อน

    ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልኩም ፍቁራተይ ❤

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓወይ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 💚❤️💚እስይይይይ ክንደይ ከ ደስ ይብል ንኣና እውን ውሽጥና ንክንፍትሽ ዝፈለጥናዮ ንከይንርስዕ ዘይንፈልጦ ንክንፈልጦ ትገብርናለኩም የቀንየና ቀፅልሉ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኩም ክቡር ሓወይ 💚❤️💚❤️💚👏

  • @merialmari8793
    @merialmari8793 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ካባኩ ብዙሕ ናተምሃርና ኢና❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-ኸ9ጸ
    @ጋልትግራይ-ኸ9ጸ หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና❤

  • @HiluftiBerhe
    @HiluftiBerhe หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር እንኳን በሰላም መጸእኩም ክብር ሓውና መዝምራን❤❤

  • @ffjvgyiff7065
    @ffjvgyiff7065 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልነ

  • @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
    @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ หลายเดือนก่อน

    ጸጉኡ የብዝሕ ፉቁራተይ ቀፅልሉ💜

  • @NourAlqahtani-rb8bi
    @NourAlqahtani-rb8bi หลายเดือนก่อน

    በሓቂ ቃል ህይወት የሰመዓልና ክብረ አሕዋትና 😘😘😘😘😘

  • @FatemaMehamed
    @FatemaMehamed หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዓልና❤❤❤❤

  • @TtanTtan-k9j
    @TtanTtan-k9j หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህወተ የስመዕና

  • @ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ
    @ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ หลายเดือนก่อน

    ኣምለክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤️🙏

  • @MebratBerhane-m5n
    @MebratBerhane-m5n หลายเดือนก่อน +1

    Kal. Hiwet. Yesmaelina. Segue. Yebzhalka. Amen 🙏❤️🙏

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሓቂ ደስ ዝብል መነቃቅሒ ሕቶታት ንኩልኩም አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጻሊ እንተዝኮነልና ኳ ኣይምጸላእናን ❤🙏

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ amen qal hiwet yesmealna xegu yebzhelkum fetari kexilwo ajekum bteami des zblll

  • @drtt2855
    @drtt2855 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ዛሓወይ❤❤❤🙏🥺

  • @WintaAbraham-l7u
    @WintaAbraham-l7u หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስምዓልና ሓወና ቀጽሎ ብምቅጻል እዛ ናይ ኣዲና ድንግል ማርያም ወላዴት ሰብ ዲያ ወላዲት ኣምላክ ትብል ተመሊስካ ረኣያ እሞ እንተ ተብርሃልና ጽቡቅ ኒሩ።

  • @SaddsCZx
    @SaddsCZx หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀጋበረከቱ የብዘሐልካ ሳሚ ሓወይ ካባኩም ብዙሕ እና ዝመሃር ዘለና ቀፅለሉ ኣጀኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና🌺🌷

  • @TuTt-ey1sv
    @TuTt-ey1sv หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ቀጽልሉ ብጣዕሚ ክንደይ ደስ ይብል

  • @shewittesfastion3276
    @shewittesfastion3276 หลายเดือนก่อน

    Kali hiwet yesmealina zemari Sameli hawey betaemi xbuqe medebe eu kexlewo🙏🙏🙏❤⛪⛪⛪❤❤

  • @BaeluMahari
    @BaeluMahari 28 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @musietesfagabr1063
    @musietesfagabr1063 หลายเดือนก่อน

    Amen kale hiwet yesmalna

  • @ትግራወይቲ8
    @ትግራወይቲ8 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የሰመዐልና

  • @ዛይድ-ቈ8ገ
    @ዛይድ-ቈ8ገ หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዕለና❤❤❤

  • @Selugaltigray
    @Selugaltigray หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና አነውን አዲስ ምስአተኩ ባዕለይ ሕተተኒ ኢለ መፂአ ክሕተት እየ 😃 ብሰላም የፅነሐና 😍😊

  • @Ggvev
    @Ggvev 23 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🙏😘😘😘

  • @ፀዳልጓልእመብርሃን
    @ፀዳልጓልእመብርሃን หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓዉና❤

  • @KhangKhan-h3f
    @KhangKhan-h3f หลายเดือนก่อน

    ኣሜን❤❤❤❤

  • @ምንባርር
    @ምንባርር หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ምቁራተይ🥰🙏ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም❤ደስ ዝብል ትምህርቲዩ ብፍላይ ንኸምዚ ንካታተል ይሕዋተይ🥰🙏

  • @brananai8977
    @brananai8977 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ቀፅለሉ ክቡር ሓዉና ብዙሕ እናተምሃርና ኢና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለካ❤❤❤❤

  • @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
    @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሩኻተይ❤❤

  • @Rrtech-zh5mj
    @Rrtech-zh5mj หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓዉና ቀፅለሉ❤❤❤🎉

  • @DseraMerea
    @DseraMerea หลายเดือนก่อน

    ብሓቅ ቃለ ሂወት ያሰመዕልና ፀጉኡ የብዘሕልኹም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራት ኣሕዋተይ ደስ ክብል ቅፀሉሉ ኻማኹም ኽንደይ ናትማሃረና አና❤

  • @እግዚአብሔርይሴባኅ
    @እግዚአብሔርይሴባኅ หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ቀፅለሉ ክቡር ሓውና

  • @ፅጌጋልተዋህዶ
    @ፅጌጋልተዋህዶ หลายเดือนก่อน

    ፀጉኡ የብዘሐልካ ቀፅለሉ ሳሚ ሓውና 👏

  • @WegihWegih-mo4nd
    @WegihWegih-mo4nd หลายเดือนก่อน

    Amen kale hiwet yesmalena xegu yrbzhlekum❤🎉❤🎉❤

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ หลายเดือนก่อน +6

    🥰🥰🥰🥰👏😊

  • @KidaneWeldemichael-un1bw
    @KidaneWeldemichael-un1bw หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen qal hwet yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SayrnaHaar
    @SayrnaHaar หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @FiliWedibrhane
    @FiliWedibrhane หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስምዓልና ቀጽልዎ ❤❤❤❤

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa หลายเดือนก่อน

    Amen ❤❤❤kal hiwet yesmalna ❤❤❤❤

  • @FamilieEs
    @FamilieEs หลายเดือนก่อน

    Tebareku xegu yebzhalkum qexllu bzuh nmhar alena

  • @YoditAbraham-f4o
    @YoditAbraham-f4o หลายเดือนก่อน

    qal hiwet yesmealna AMEN🙏🙏🙏

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh หลายเดือนก่อน

    Kel hiwet yesemalna

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
    @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ หลายเดือนก่อน

    ተባረኩ❤

  • @HarienaJirm-xd9je
    @HarienaJirm-xd9je หลายเดือนก่อน

    Xegue yebzahala Sami hawey nay agolgulet zebenka ybarkalka

  • @sdcvsc36
    @sdcvsc36 หลายเดือนก่อน

    Kale hiwet yesmealna bahaki
    Zemari Sami hawey kexlelu eka buzuh enatemharna ena zeynfelxo enafelexna ena🙏💝❤

  • @ቤተኣባኖብ
    @ቤተኣባኖብ หลายเดือนก่อน

    Qale hiwet yesmialna 🙏✝️