ጽጹይ ሓበሬታ/ ሩታ ሕማቕ ኣላ ከይንከስራ/ ንምሸቱ ዝወጹ ዘይጭበጡ ወረታት/ ኣቱም ህዝቢ ኣይንተሃወክ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ค. 2024
  • ጽጹይ ሓበሬታ/ ሩታ ሕማቕ ኣላ ከይንከስራ/ ንምሸቱ ዝወጹ ዘይጭበጡ ወረታት/ ኣቱም ህዝቢ ኣይንተሃወክ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 397

  • @kidan602
    @kidan602 21 วันที่ผ่านมา +71

    ምስ ህልዋት ይግበሮ ምንተ ወላዲቱ 😥🙏🏿

  • @user-dh5ue8gf3w
    @user-dh5ue8gf3w 21 วันที่ผ่านมา +24

    ቅዱስ ገብርኤል ሓደራካ ፅቡቅ ኣስመዐና 😢

  • @Sinksar605
    @Sinksar605 21 วันที่ผ่านมา +49

    ካብ ኣምላክ ኣዚና ሪሕቅና ኣለና 😮😢

  • @Leomessi19543
    @Leomessi19543 21 วันที่ผ่านมา +19

    ሰብኣይ ኩን ሰበይቲ ኩኒ ቅጥ ሰጥ በል ኣብዚ ስደት ኣቡካ ወይ ኣቡሓጎካ የለውን So be strong everday. God bless You.

  • @user-yz2fy2hx7n
    @user-yz2fy2hx7n 21 วันที่ผ่านมา +29

    ኣምላክ ኣቦይ በጃካ ብሂወት ኣትርፎ በጃካካካካካካካካካካካካ

  • @user-el2gu4np2f
    @user-el2gu4np2f 21 วันที่ผ่านมา +7

    🙏🙏🙏ሓደራኻ ኣምላኽ ኣቦይ ንስለ ንእስነቱን ንስለ እታ ስዒማ ዘይጸገበት ወላዲትን ክትብል ብሂወት ኣትርፎ የሕዋተይ መዓረይ ብዝከኣለና ሓውና ብሂወት ክተርፈልና ንጸልየሉ ሓፍትና ሩታ ውን ናብ ልባ ይምለሰልና ፈጣሪ ኣሜን(3)🙏🙏🙏

  • @user-br9ig5ji7q
    @user-br9ig5ji7q 21 วันที่ผ่านมา +2

    ኣዴታትና ከም ቀደምክን ጸሎት 🤲 ገበራ ኣምላክ ክተዓረቅና😢😢😢

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 21 วันที่ผ่านมา +67

    ነሹ ንዓካ ንኣምን ብዙሓት ኣለና ከምዝታት ዜና ኣይትዶንጊ ኣብ ሰዓቱ ንገረና ኢካ። ንሱ ግን ኣምላክ ብሰላም የውጻዮ እንበር ንሩታስ ሓደጋ ዩ 😢

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  21 วันที่ผ่านมา +1

      🙏🙏🙏

    • @gitup7918
      @gitup7918 21 วันที่ผ่านมา

      We will find RUTA. That's her fault.

    • @NatanAser
      @NatanAser 21 วันที่ผ่านมา

      ​@@gitup7918entay gerato nisa

    • @abelteklemaryam1940
      @abelteklemaryam1940 20 วันที่ผ่านมา

      @@gitup7918 tem bel wedza dekala wedi sharmuta gahba, hiwetka sek ilka mirah wedza astak megal, beal kemaka iyom seb ab hemak ziwedk zelo, imber 13 000 dollar serihka zimexie iyu,

  • @K.oneday4
    @K.oneday4 21 วันที่ผ่านมา +19

    ይቅረ ይበለልና ፈጣሪ እምበር ንጠፍእ ኢና ዘለና ን ሃብቶም ሓውና ኽኣ ኣምላኽ ብ ምሕረቱ ይጠምቶ 😢

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 21 วันที่ผ่านมา +3

    እዝ ህዝቢ ኣይጣዓየን 😢😢
    ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f 21 วันที่ผ่านมา +3

    ኣቱም የሕዋተይ ምንባር ኣይድገምን ካብ ሕማቕ ውሳነ ኣምላኽ የድሕነና😢😢

  • @helenbaryagabr9964
    @helenbaryagabr9964 21 วันที่ผ่านมา +3

    ኣምላኽ ዝሳኣኖ የለን ናይ ብሓቂ እንተሃልዩ ተመስገን

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 21 วันที่ผ่านมา +4

    ዉይ በስመኣብ እግዚአብሔር እስኪ ምእንተ ወላዲቱ ክብል ኣምላኽ ምሕረት የዉርደሉ 😥🙏

  • @user-ti2fy1if9l
    @user-ti2fy1if9l 21 วันที่ผ่านมา +7

    እውይ ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ እንታይ ይሳኣኖ

  • @brhangebre-qz3vz
    @brhangebre-qz3vz 21 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምላክ ባዕሉ ህይወቱ ይዝረአሉ💔💜⛱

  • @ansebaanseba5995
    @ansebaanseba5995 21 วันที่ผ่านมา +1

    እግዝኣቢሄር ምሉእ ምሕረት የውርደሉ

  • @EliyasGrmay
    @EliyasGrmay 21 วันที่ผ่านมา +3

    እዋይ ሓወይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ካብ ኣምላኽካ ምርሓቅካ እዝ እዩ ትርፉ ካብ ኣምላኽ ኣዝና ሪሕቅና

  • @user-yx2uz4wl3y
    @user-yx2uz4wl3y 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቱም የሕዋተይ ምንባር ኣይድገምን ካብ ሕማቕ ውሳነ አምላክ የድሕነና😢😢😢

  • @user-wb3hf3zm8n
    @user-wb3hf3zm8n 21 วันที่ผ่านมา +2

    ምሕረት የዉርደሉ ምስ ህልዋት ይግበሮ ምሰኪናይ

  • @cserfswef8974
    @cserfswef8974 21 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሄር አምላክ ምሳካ ይኩን 👏👏 ዛሓወይ

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 21 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምላኽ ብቐሊል ይግበረሉ

  • @KedanKedan-hq3zv
    @KedanKedan-hq3zv 20 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን ምስ ህልዋት ይግበሮ 👏👏👏

  • @kerysss-tt1ue
    @kerysss-tt1ue 21 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ያዉሪደሉ ክቡር ሓዉና❤

  • @JftEe
    @JftEe 16 วันที่ผ่านมา

    amlak msau ykun🙏🙏🙏

  • @selemawitbrhane1121
    @selemawitbrhane1121 21 วันที่ผ่านมา +3

    ኣቱም ሰባት ብስምኣም ንበል ንሃውና ኣምላክ ይድህኖ ንሓፍትና ድሃያ ንግበር በጃኩም😢😢😢 ግን እንታይ ገራትኩም ኣሰተውዕሉ💔💔

  • @akelomshmendi2211
    @akelomshmendi2211 21 วันที่ผ่านมา

    Thanks you kbretey

  • @Metkelhabrom4231
    @Metkelhabrom4231 21 วันที่ผ่านมา +3

    ብስነ ምግባር ዘይዓበዩ ሕብረተ ሰብ።

  • @Lewhatey
    @Lewhatey 21 วันที่ผ่านมา +9

    ነሹ ሓወይ ብምክንያት እየ ዝፈትወካ እኮ እዞም ገኒኦም ዘለው የቱቦራት ተጠልጢሉ ከሎ ሸር ይብልዎ ኣለው ዓገብ በስምኣም😢ኣምላክ ኣቦይ ብምሕረትካ ጠምተና ብጣዕሚ እዩ ዘደግፅ እፍፍፍ😭💔

    • @Fthi_Nhzbi
      @Fthi_Nhzbi 21 วันที่ผ่านมา

      Zseb entay ykewn alo enatehake share ygebrwo abzkone social media Ezgiyo 💔😭

  • @user-sx1sr1jk7c
    @user-sx1sr1jk7c 21 วันที่ผ่านมา

    ምሕረት የውርደልካ ሓዘይ😢😢😢👏👏

  • @habtenegash8226
    @habtenegash8226 21 วันที่ผ่านมา +1

    ሓውዩ የስምዓና ፈጣሪ

  • @berheshmendi2031
    @berheshmendi2031 21 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ😢😢😢

  • @user-vj1zh8bb9b
    @user-vj1zh8bb9b 21 วันที่ผ่านมา

    ኦ ኣምላከይ ሕማቅ ኣይትስምዐና 😢😢😢

  • @user-mb1cz2hx2h
    @user-mb1cz2hx2h 21 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ የውርደሉ

  • @baisaj2698
    @baisaj2698 21 วันที่ผ่านมา

    ነሽ ግብዝ ስርዓት ዜና ❤

  • @user-tq2lu5mb9n
    @user-tq2lu5mb9n 21 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላም ይልኣከልና 🙏

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5h 21 วันที่ผ่านมา +3

    ክፅበየካ አምሺየ ነሹዋየ😢 ፅቡቕ ክተሰመዐኒ ቸድ ዝህዝቢ ፋሕ እንበር ኢሉ😢❤

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5v 21 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ብሓቂ ሕማቅ ኣይትዛረብዋ ብጣዕሚ እዩ ሕልናካ ዘትንክፍ ዘኮነ ሰብ ብሰንክካ ሕማቅ ከጋጥሞ ብፍፅም እዩ ዘይደቀስ 😥

  • @Shabya20kelibinaydergi
    @Shabya20kelibinaydergi 21 วันที่ผ่านมา +4

    Amlek mhiret yewerlika zahawey 💔😌😢😢😢atom sebat bejakum eba senay hasab nhisb nabey nabey ena nhasb zelna

  • @brhangalhumera2639
    @brhangalhumera2639 21 วันที่ผ่านมา

    Amlak mhret ywredelu🙏

  • @sarasari9346
    @sarasari9346 21 วันที่ผ่านมา

    Egzabher aboy mehret awrdalu 🙏🙏🙏

  • @user-yp9tw8sr9w
    @user-yp9tw8sr9w 21 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ😢😢😢🤲🤲🤲

  • @user-si4bi2zy4w
    @user-si4bi2zy4w 21 วันที่ผ่านมา

    ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ እፍፍፍፍ
    ፈጣሪ ምሳካ ይኩን 🙏😥

  • @letinaaraya444
    @letinaaraya444 21 วันที่ผ่านมา

    ምእንተ ንእስነቱን ወላዲቱን ካብ ሐጥያት ክድሕን ፈጣሪ የድሕኖ አሜን🙏❤️ አጆኻ ነሹ ካብዞም ልቦም ሸይጣን ዝተቆጻጸሮም አውጺኡካሎ እዞም ብዙሐት ሕማቅ ዝጽሕፉ ግን ቅድሚ ምጽሐፎም አብ ሐወይ ወይ አብ ሐፍተይ እንተ ዝኸውን ኢሎም ንኽሐስቡ ፈጣሪ ልቦንኦም ይኽፈተሎም🙏

  • @SemharTekle_2013
    @SemharTekle_2013 21 วันที่ผ่านมา

    Temesgen Amlak aboy ms hlwat ygberelna ata halal hawey menti wladitka nber zhawey 🙏🙏🙏

  • @user-gr3un7gi1r
    @user-gr3un7gi1r 21 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ንወለዱ ይርአ ብሂወት የትርፎ ኣቱም የዋተይ ከኣ ኣምላክ ዝፈጠራ ነብሲ ባዕሉ ይውሰዳ ።ብከምዝን ብ ፖለቲካን ዋላ ብሓሳባት ንፈላለ ግን ምክብባር ይያልና ብዓቢኡ ከኣ ፍርሓት ፈጣሪ ይሃልወና ሶሪሪ

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508 21 วันที่ผ่านมา +1

    O Amlak maharu🙏🙏🙏🙏

  • @user-rs5wt6cu8k
    @user-rs5wt6cu8k 21 วันที่ผ่านมา +1

    ያረቢ ብሂወቱ አትርፎ

  • @BiniamTesfay-gh5do
    @BiniamTesfay-gh5do 21 วันที่ผ่านมา

    Woo egziabiher amlak aboy kabzi maat awxayo

  • @user-bq5jh5iq7f
    @user-bq5jh5iq7f 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሕሕሕሕ አዋይ hawey

  • @AdhanomTesfagergis
    @AdhanomTesfagergis 21 วันที่ผ่านมา

    Amlak misue yikewun

  • @EmaShow
    @EmaShow 21 วันที่ผ่านมา +1

    ሓወየ 😢 ካብ ክብርና ዘቅንስ ማስሜዳ እንተ ንቅጠብ🙏😢

  • @genihabeshawit7747
    @genihabeshawit7747 21 วันที่ผ่านมา +5

    Bejakum tfeltwa sebat ab gona kunu bejakum😭😭 nhawuna amlak nesnetu yrayelu😭aynchekaken😭😭😭

  • @meksebey854
    @meksebey854 21 วันที่ผ่านมา

    Neshu hawey enka selam mexaka💙..Amlakey kab kufe kewelena🙏🙏Sedetna yhxerlna😢

  • @user-qw8oy9ee7f
    @user-qw8oy9ee7f 21 วันที่ผ่านมา

    Amlak aboy

  • @zowdi810
    @zowdi810 21 วันที่ผ่านมา

    Yes you are right thanks god safe to hafetom wow god 🙏 🙌 ❤️ wow

  • @user-hg8vh8pg3u
    @user-hg8vh8pg3u 21 วันที่ผ่านมา +1

    ህሉው ይግበሮ😌🙏

  • @cl2ob
    @cl2ob 21 วันที่ผ่านมา

    Neshu hawey kedem bzuh natka ayfetwon ye nere Ente Hji Gin lewah mkanka felite kem wedi werku kenwaxialu tray ngeruna wey aygberelu bhiwet yhalu mis belka lbey teseyre sori Dankeschön 🙏 ❤ Kia sleti humanity’ zeleka I respect you ❤❤❤

  • @gitup7918
    @gitup7918 21 วันที่ผ่านมา

    Good to hear RUTA will follow. MEREB need to do the same thing too.

  • @WiliQachil-hs2mf
    @WiliQachil-hs2mf 21 วันที่ผ่านมา +1

    እንቓዕ ብሂወት ሃለወ ነሹ ሓውና

  • @selamselamgebremichal2239
    @selamselamgebremichal2239 15 วันที่ผ่านมา

    Egzabher mis hlwat ygbero nhawna

  • @Ostirch
    @Ostirch 21 วันที่ผ่านมา +2

    ምስ ህልዋት ይግበሮ 😢😢😢

  • @mihrettesfayb9192
    @mihrettesfayb9192 21 วันที่ผ่านมา

    Amlak mehret yewrdelak haway 🙏🙏🙏

  • @AsFf-od1fm
    @AsFf-od1fm 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣምላክ ብሂወቱ ክተርፎ ተስፋ ንገብር ምእንቲ እዞም ዝወለዱ ስድራ 😢😢

  • @yonasfkire
    @yonasfkire 21 วันที่ผ่านมา

    N habtieka ka ms hlwat ygberelna 🙏🙏🙏

  • @helenfanos7526
    @helenfanos7526 21 วันที่ผ่านมา

    ምስ ህልዋት ይግበሮ ወድነይ😢

  • @sabakelati2537
    @sabakelati2537 21 วันที่ผ่านมา

    😇 Misaka yikun🙏 ❤.Tihina yihabo.

  • @askal9120
    @askal9120 21 วันที่ผ่านมา +2

    አምላክ ኣቦይ ይቅረ በለልና ኣቱም ስባት ንወዲ ስብ ሕማቅ ቃላት ኣይንዛረቡ ኣጆካ ሓወይ ሓፍተይ ንባሃሃል ንፋቅር ንታሓላላ ኣብ ስደት ኮንናስ ንምንታይ ግን? ሓወይ ሓፍተይ ዘይንባሃሃል ስብ እንድሕር ጌጋ ኣለዎ ኮይኑ ቅስ ኣቢልና ነረደአዮ ብጃኩም ናብ አምላክ ንመለስ ምሕረት ክህበና ግብርና ከፊኡ ኦ አምላክ ብሕረትካ ጠምተና😢 እዚ ሓውና ብሂወት ክህሉ ተስፋ ንገብር ከምኡ ድማ የሕዋተይ ብጭንቅት ዝኮነ ይኩን ተስፋ ቆሪጸና ሕማቅ ውሳኔ ኣይንወስን የሕዋተይ ❤❤❤❤❤

  • @user-bp6jp4qh3j
    @user-bp6jp4qh3j 21 วันที่ผ่านมา

    ኡፍፍፍፍ ብሰላም ይውጾእ

  • @user-uq3mm6qh4c
    @user-uq3mm6qh4c 21 วันที่ผ่านมา

    ብህይወት የትርፎ እግዚአብሔር ኣምላኽ 😢

  • @MerkebTesfaalem
    @MerkebTesfaalem 21 วันที่ผ่านมา

    Amlaki muse you 🙏🙏🙏

  • @nakuragrimay4085
    @nakuragrimay4085 21 วันที่ผ่านมา +2

    ስንክሳር ዝኾነ ግዜ ።

  • @mmn6045
    @mmn6045 21 วันที่ผ่านมา

    ንዕደመ ይገበረሉ አምላክ ምስ ህልዋት ይግበሮ 😢

  • @mussiedebesay2350
    @mussiedebesay2350 21 วันที่ผ่านมา

    Yes

  • @semira29
    @semira29 21 วันที่ผ่านมา

    amlak mesu yekun

  • @Offffffffffff8
    @Offffffffffff8 21 วันที่ผ่านมา +1

    Fetari zesano. Ylen. Mes helwat. Yegbro

  • @user-pm2ul5pg1r
    @user-pm2ul5pg1r 21 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰብ ሃለፍታ ገሩሉ
    ስኪ አምላክ ምስ ህልዋት ይግበሮ

  • @yes6292
    @yes6292 21 วันที่ผ่านมา +3

    ነሸ ሓወይ ትድንግይ ግን ኣይትሕሱን እካ ቅልጥፍ እንዳበልኻ ኣይትደንጉየና ሓላለይ ውድትም ብሩካት ዘርኢ እዚ ንእሰ ደሞ ኣምላክ ምሰ ህልዋት ይግበሮ ምእንቲ ውላድቲ ክፍእ ኣይትመዐና ጎታይ ማዓረይ መንእሰይ ሕማቅ ኣሎ ፈጣሪ ኣቦይ ሓደራ ካብ ዓይኒ ሓበሻ ሓልውኒ 😢😢😢😢😢😢

  • @user-rh7fy5dg7l
    @user-rh7fy5dg7l 21 วันที่ผ่านมา +2

    Well come neshu

  • @edenweldemichael2439
    @edenweldemichael2439 21 วันที่ผ่านมา

    Bravo Dahlak

  • @aronkahsay9263
    @aronkahsay9263 21 วันที่ผ่านมา

    Fetari mhret yewrdelu

  • @user-tr1tp3gl4p
    @user-tr1tp3gl4p 20 วันที่ผ่านมา

    Kdus gebrial aboy bejaka b hiwet khlu tum asmeana🙏🙏🙏

  • @Tsgenay
    @Tsgenay 21 วันที่ผ่านมา

    Temesgen enkae emo Dahan kone amlak zsano yelen Mhret yewrdelka 🙏

  • @Abu_Omer.2431
    @Abu_Omer.2431 21 วันที่ผ่านมา +2

    No one lose him more than his mom and his family so stay safe
    Allah yeshfehu

  • @TakleyAdhenom
    @TakleyAdhenom 21 วันที่ผ่านมา +2

    ዋይ ኣንቱም ሰባት ገሊኦም ሞይቱ ኢሎም ኣብ ላይብ ይዛረቡ ኣለዉ ግን ሓቂ ዘለዎ ሓበሬቲ በይዛኩም 🙏🙏🙏🙏

  • @sawetaweldansa8416
    @sawetaweldansa8416 21 วันที่ผ่านมา

    Amlak aelo 🙏🙏🙏

  • @trhasteklay5231
    @trhasteklay5231 21 วันที่ผ่านมา

    Antay Mo Knbl Amlak Mhret Yhabo Nsdreau Kbl🙏🙏🙏

  • @user-kx1li9bo4d
    @user-kx1li9bo4d 21 วันที่ผ่านมา +1

    ,ተመሰገን, ናማን. ,አሎድዩ😢😢

  • @abebagrmay2619
    @abebagrmay2619 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣምላክ ምእንተ ወላዲቱ ብሂወት ክህሉ ንምን

  • @Eriqueen1234
    @Eriqueen1234 21 วันที่ผ่านมา

    Tamerat iyu, Temsgin amlak

  • @user-rx2lr9oi7d
    @user-rx2lr9oi7d 21 วันที่ผ่านมา

    Amlak mhret yewrdelka

  • @haftomtekle9798
    @haftomtekle9798 21 วันที่ผ่านมา +2

    Neshu well come

  • @seft5286
    @seft5286 21 วันที่ผ่านมา

    ኦ ኣምላከይ ምስ ህልዋት ይግበረ ማራ እየ ደንግፀ ግን ነሹ ሓወይ ንዛ ሓፍትና ምስኣ ዝኾን ሰብ ግበርሉ ስሑት ማዓልት ኣይወዓል😢

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 21 วันที่ผ่านมา

    Temesgen ❤❤❤❤❤

  • @HaniHanibal-zp6fj
    @HaniHanibal-zp6fj 16 วันที่ผ่านมา

    Hasawit hasawit wn tmutu wn tteaser 😢😢😢😢😢😢😢😢 shermuta

  • @fretaachayo6681
    @fretaachayo6681 21 วันที่ผ่านมา +1

    እንቆዕ እ/ሄር አትረፎ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @wakahadgu5169
    @wakahadgu5169 20 วันที่ผ่านมา

    ገለ ሰባት ሲ ነቲ ሸር ይቃደምዩ እዩም

  • @TemesgenNeamn
    @TemesgenNeamn 21 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak mlue mhret yewrdelu

  • @user-cz7qn5tt4g
    @user-cz7qn5tt4g 21 วันที่ผ่านมา

    O Amlak Aboy hmak Aytesmana

  • @abieltadese5467
    @abieltadese5467 21 วันที่ผ่านมา

    ኦኦኦኦኦ

  • @user-ni4ti4jc1c
    @user-ni4ti4jc1c 21 วันที่ผ่านมา +2

    Mare kndizi eyom gn xeliaomo nerom kurub kxbeyu aykalun gn yhzin beka😭🥺🥺