🚨ዘሕዝን ነብሰ ቅትለት💔ሃብቶም ተሓኒቁ ኣብ TikTok Live! ሩታ ደም ነቢዓ ተዛረበቶ! ብዓይኖም ዝረኣይዎ ይምስክሩ!26 May 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ค. 2024
- 🚨ዘሕዝን ነብሰ ቅትለት💔ሃብቶም ተሓኒቁ ኣብ TikTok Live! ሩታ ደም ነቢዓ ተዛረበቶ! ብዓይኖም ዝረኣይዎ ይምስክሩ!26 May 2024
#eritrean #tigray #ethiopia
#adiamsibhatu #nahommeste #nahomyewuhans
#tomasabera #rigattekle #eritreaninterview
#merebestifanos #lultedros #wintamekonen
#kirosasfha #danialteklehaymanot
#eritreaninterview
#eritrea #etiopia #tigray #ethiopia #eritreanews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #tigrignamusic
@DadiMami - ตลก
ሓቂ ተኾይኑ ዋላ ሓደ ሰብ ክነብዕ የብሉን ምኽንያቱ ንክሕነቕ ዝገበርኩም/ና ንሕና ባዕልና እና ጨካና ማሕበረሰብ።።☝️💯🤷♀️🤷♀️🤷♀️😢
Ewe nay bhaqi raeyo fnan zblo zela nay qedm bidiyo temelisna sher nbolo 🙏
😢
ብሂወት ክህሉው ተስፋንገብር ሓወይ ማዓረይ እግዚኣብሔር ምስ ህልዋት ይግበሮ ኣታ ሐዚ ትነብዕ ኣለ ታይ ይዓብስ ኣምሰሉ😢😢
ሃብቶም ሓዉና ብሂወት ክትህሉ ተስፋ ንገብር😢
ኣሕዋተይ ኣሓተይ ጥዕና እንተሃልኹም/ኽን ኣይትጨነቁ ተመስገን በሉ🙏🙏🙏 ኣነ ጥዕና ሰእነ ይሳቀይ ኣለኹ ግንከ ተመስገን🙏🙏🙏😭😭
ኣጆኺይ ሓዊኺይ ኪትሓድር ኢኺይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለ ኩሉ ነገረ❤❤❤ ምሕረት የውርድ ንዚሓመመ ንዚወጸ ብሰላም ይመለሰ ንገዙኡ❤❤❤
ምሕረት የውርደልኪ ምዓረይ 🥺
ተካል ህዝቢ ሓዉ ክሓቁፍ ዘይደሊ ኦ ፈጣሪ ሕማቅ ኣይተስምዓና🙏🙏
ሕማቅ ዘረባ ናይ ሰባት እዩ ናብቲ ናገረት ክትውስን ዝገብረካ ግን ፈጣሪ ሓይሉ ይሃበና
😭💔 😢😢😢
😢😢
Nay bahqi qal seb lebi seb yesber aynsmen kona enber eti nehawu asa ilu dexrfo buzhu kefrdo u eyu deblna kem lomi lebey tesre ayflten kendngex kona ufff💔💔😢😢
ፍናን ሓወይ ትምርቲ ክኸዉን ምምጻእካ ጽቡቅ እንድዩ ግን ከምዚ ነገራት ምህዋኽ ኣየድልን እዩ
Bmote hawu zsheket kemzi yelen guhaf
እሞ ብትኩቶክ ዝዘርግሑዎ ካልኦት እንድዩ ኣምፂዎ ዘሎ ካቡኡ ከኣ ርግፀኛ ኣይኮንኩን ይብል ኣሎ😢ብዝኾነ ፈጣሪ ሰላም ክህሉ ይግበሮ😢
ክንደይ መከራ ሰጊርና ኣብዚ ከምዚ ክንወድቅ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ካብ ስምዒት ወጺና ክንሓስበሉ ኣብዘይንክእለሉ ደረጃ ወዲቅና ኣለና
ኣዝዩ ሕማቅ ከምዘሎ ኣዒንቱ ይምስክረሉ ነይሩ እዩ" ግን ናትና ህዝቢ ከለኻ የላግፅ ብኣኻ ምስ ትመዉት ካዓ ዓሕሕሕ ይብለልካ እንታይ ይዓብስ እሞ ሂወት ምስ ጠፈአ ሓዘን "ተኺኢልና ብሂወት ከለና ንተሓዛዘን ንተሓላለ ፍቅሪ ንለጋገስ ሰብ ሕማቅ ምስ ዝህሉ ተኽኢልና ንሓግዞ ተዘይ ክኢልና ኣፍካ ሒዝካ ስቅ ጥዕምቲ እያ "ሕጂ አዚ ሃፍቶም ትማሊ ብኡኡ ትላገፁ ነይርኩም ክንዲ ሞራልን ምኽርን ትህብዎ ተስፋ ይገብር ክተርፍ😢😢😢
🩵💚😘🍍🍓🍉🍇🥛🥛🦢🫶🙏
ግደፍ ካብ ምባል ኣድራሽኡ ዝፈልጥ ድዩ ዋላ ሓደ ሰብ ዘየለ ገና ቅድሚ ገመድ ምንክኡ ናብ ፖሊስ ደዊሎም ንከርክብሉ ዘይገበሩ ጭካነ ንነብስካ ማእረ ክንድዚ ምጭካን ከ እንታይ ኣምፅኦ እግዚአብሔር ካብዚ ይምሓረና
Nkemu zkewn atehasasba kabey kemxu eway ezi menesey 😢
@@selammebrahtu4747 ብጣዕሚ ይሕዝኑ እዝወዲ ማራ ፀላኢ ትግራይን ንተጋሩ ክፀርፍ ከናሽው ዝውዕል ዝነበረ እዩ ግን ንህይወቱ ዘየናህሰይ ሰብ ንተጋሩ ፀሪፉና ኢለ ሪፕ ካብ ምባል ዓዲ ኣይውዕልን ፍርዲ ካብ ፈጣሪ እምበር ካባና ካብ ድኩማት ሰባት ኣይኮነን ተግባርና መዚኑ በቦታና ዘስፍረና ፈጣሪ እዩ
እዛ ቲክቶክ ዝብልዋ ክትጠፍእ ኣለዋ🥹🥹🥹
ኣምላክ ነቲ ሓውና ብሂወት ክተርፍ ናይ ኣምላኽ ይኹኖ. ማስ ሜዳ ንዝጥቀመሉ ትምህቲ እዩ, ግን ንዓና ትምህርቲ ዘይኮነ ዕብዳን እዩ የሕዲርና ኣቱም ሰባት እቲ ንብሎ ንገብሮ ጠፊእና ምሕረት የውርደላና ፈጣሪ.
ኣቱም ሰባት መንእሰያት ይጠፍኡ እዝግዮ ብሂወርት ክትህሉ ተስፍ ይግበር ።
አይመስለንን ናይ ብሃቂ ምክንይቱ
እቲ ገመድ ማራ ቀጢኑ ምስቲ ዘለዎ ኽብደት።
ተስፍ ይገብር ብሒወቱ ኽህልው።
ናይ ብሓቂ ዲዩ😢😢😢😢😢
እቲ እቲ ወዲ ሓጂ ዘናገሮ ቃለት ክብዕልገ እንታይ ከንማሃሮሊ አምፅካይ እግዝዮ ኩሉ ወጣት ብዝሙት ወዲቁ😢
ኣታ ከመይ ዝበለ ኣእምሮ ሂብካ ኣምላክ፡ ኢማ ዶ በሉካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ፡ ንባዕሉ እዚ ዩቲበር ንባዕሉ ነቲ ዝመተ ዘይኮነ መጺኡ ናብዚ ሜዳ ንገንዘቡ እዩ፡ ስለዚ ፈሊጥካዩ ኣለካ እቲ ኣምላክ ዘብራሃልካ፡ ዘይትኮኖካ ብእዋንካ ካባኣ ምርሐቅ ወይ ካቡኡ ምርሐቅ፡ እዚኣ እያ ታሐቂ ሐደ ጥዑይ የእምሮ ዘለዎ ንዳሐር ዝሐስብ ብዘይካ ሕማም ካልእ ኩሉ ከከም ገጹ ክትከዶ ኢካ
ኣምላክ ምሳካ ይኩን ሓወይ 🥺🥺🥺
ኣቱም ሕሙማት ሰብ ክጭነቕ ከሎ ኣብ ሕማቅ ከሎ ክንዲ ኣጆኻ ትብልዎ ወይ ተፀናንዕዎ ፀሪፍኩም ፀሪፍኩም ሰብ ነብሱ ክቐትል ትገብርዎ ካብዚ ተማሃሩ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንዚ ሓውና ምስኪን የሕዝን💔
habtega hawey bhiwet kthulu tesfa yigbrrr💔💔💔
አግዛብሀር ብዓሉ ይሓልካ ሓወይ ንሃተይ😢😢
ኣቱም ሰባት ሓቂ ድዩ💔😭
ናይ ብሓቂ ዲዩ ዋይ ሓወይ😢💔
ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ
ን ሃብቶም ሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሩታ ግን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይቅሬ ይበለልኪ ኣብዚ ኣብ ዓዲ ስደት ክንትሓላለ እምበር ነንሕድና ክንባላዕ ኣየጸብቀልናን እዩ ገንዘብ ርሒጽካ ክተምጾ ትኽእል ኢኻ ሰብ ግን ካብ ማሕጸን ኣዲኡ ምስ ወጸ ኣይድገምን እዩ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ካብ ከምዚ ነገር ይሰውረልና
አታ አምላክ ምሕረት ኣውርደልና ያሕዋት ግደፉ ንፋቀር 😢 ነብሱ ይምሓሮ
😭💔💔😭kthlu tesfa ygeber amlaky bejaka
ምስኪናይ 😢😢😢
ዋይ ንትዛረብዎ ነገራት አደብ ግበርሉ ድማ በስመአብ
እፍፍፍ አየ ሰደት😢😢😢😢😢
We habesha don’t talking about mental illness seriously. Until someone our family and friends gone. Here are 8 signs Depression 1 Anxiety 2 Suicidal Tendency 3 Insomnia 4 Feel Low 5 uncontrollable Emotions 6 Changes in body weight 7 Mood Swings 8 Hopelessness. Please get help as soon as possible. Stay safe everyone.
😢😢😢😢😢 nay bhaki dyu eway hawey. EGZIABHER AMLAK YHALIKA.
እዋይይይይይ እቱም ይሕዋተይ እዞም ኣብ ቲክቶክ ዘለኩም በጃኩም ፕእ ኣምንትምንታ
ናይ ብሓቂ ኣዚዩ ዘሕዝን ፍጻመ
እረ ኤርትራውያን ዝባሃሉ ፍጥረት ንዓና ከንብዑ እዮም ተፈጥሮም 😢😢😢
ኣሕ😢😢😢😢😢
Hawey mearey eigiziabher amlak tsbuk yesmeana nsdrabetka ktbl weladit amlak meas ye deqey zsem enda belet harerr tbl weladit alatka mearey ❤
ኣታ ርክሰ ህዝቢ ኣብክንዲ ኣጆኻ ትብል ንክመውት ትደፋፍእ ንሰካ እንዶ ኣይከንካ ርጉም ህዝቢ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ካምዚ መሓርኒ እሕሕሕ ኣብ እድ ሓበሻ ኣይትውድቀኒ እሕሕሕሕሕሕሕ😢😢😢😢😢😢ሓበሻ ርክሰ ርጉም እሕሕሕ 😢😢😢😢 ኑእሰይ ድግል ማርያም ተሓልካ እሰከ
🩵💚🩷🙏😘👈
ዋይ ሓወይ😢😢😢
ሃብቶመይ😢😢😢
እግዝኦ ማሓረና ክርስቶስ እንታይ ኮን እዩ ኮይኑ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
eway hawey 😭😭😭😭
ፈጣሪ ፁቡቅ የሰመዕና🤲
Yehzn au 😢😢😢
ufff 💔💔💔💔💔😭😭😭
omg uffffff 😢😢😢😢
eway habtega hawey💔💔💔
Uffe nay Behaki dyu 💔😭
😢😢😢
በስምኣም ሓቂ ዱዩ😢😢😢😢😢
እዋይ ሓወይ😭😭😭😭😭😭
Way hawey😢😢😢😢😢
OMG😢😢😢😢
♥️🤲🏻🙏☝️
ዋይ😢😢
ምሕረት የዉርደልኪ
እውይ ካብዚ ማሓረና ፈጣሪ 😢😢
♥️😭🤲🏻🙏
😭😭
Eway hawey 😭😭😭💔💔💔
It is very sad 😢
😥😥😥😥
😥😥😥
I can't believe 🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺
🙏🏽💔💔💔😭😭😭🥹💔💔💔💔💔💔Amilakey abyyyyyy ufff himak aytereni mheret aweridelu amilakey abyyyyyy 🥹🙏🏽🥹🙏🏽
ኖ 😭😭😭😭😭
Shgr😢
Amen 🙏 I’m a woman I don’t want to heat my people u are absolutely right 👏👏👏👏
Right about what???
😢😢😢😢
Nay bhaki du eway hawey 😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭 ኖ ሀቴጋ ሐወይይይይ
Eway hawey😢😢😢 besmam
😭😭😭😭😭😭 eway haweyyy
Beal laqwan gojon dea mzi hmaq melhasom kale wn kgebru iyom hagie nhagie meliom tiktok
😢😢😢💔😭😭
It’s really bro ❤
Bnebsuu seneffff wolodo ena bexihna zehzenu kab amlak zrehaqe komeu eu😭
😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢fetari yehaleka
Oh my God eweyyyy hawey uuuuuuuuuuuy😭😭😭😭😭
ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ሓወይ😢😢
💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭
Ewayyyyyy 😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭
Bien
Amlki aboy xbuku asmana fetri sebat kidan ay nhafrn nkwn🤲🤲🤲🤲
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢 የሕዝን
💔💔💔💔💔💔💔💔hawey😢😢😢😢😢😢
💔💔💔🙏🙏
ሰላም ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሓትን የሕዋትን ንሓውና ሃቶም ንእስነቱ ይርኣየሉ ዝተረፍና ድማ ዘድሊን ዘይደሊን ዘረባ ዘድሊ ኣይመስለንን ከምኡ ድማ እቶም ጽንዓት ይሃኩም ትብሉ ዘለኹም ብባህልና ሓመድ ኣዳም ከይለበሰ የሕዋተይ ጽንዓት ይሃብኩም ኣይባሃሊንዩ ስለዚ ባህልና ኣይንረስዕ 😢😢😢
😭
i can not belive
I agree with 👍
No way 😭
So sad Rip our bro 😭😭😭
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😭😭😭😭
እንታዲኣ ደም ትነብዕ ብሰንካ ሂወቱ ጠፊኡ ተጻዊቶም ዝደርበይወን ሸራሙጥ ዓጣሮ 😢😢😢😢😢