I am so inspired by this beautiful lady Wow wow ! Abiet she made sure to educate her self no matter what! She is a great example of a true Eritrean 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
I just love this lady!!!!! She has also inspired me to go back to school. Age is just a number. Wishing you the best in your journey of education. You are such a lovely lady with positive attitude and vibe. I will look for you when I come to Eritrea. Hope to spend a day with you.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እውይይይ እዛ ሰበይቲ ምሳና ሳዋ ወሪዳ 34 ዙርያ እንዳ ካላኣይ 222 ኔራ 😢 እውይይይ ክትነፍዕ ማዓት እያምሳና እግሪ ጉዕዞ ታዓሊም ኣብ ስልቲ ኩሉ ምሳና ወዲኣቶ ብጣሚ ንግረም ኔርና ዋላ ኣብ ሳዋ ትምርቲ ጥራይ እዩ ዝፍቀደኪ ይብልዋ ኔሮም ንሳ ግን ንምንታይ ድየ ደቀይ ገዲፈ መጼ ኢላ ዋላ ጉያ ምሳና እያ ኔራ ካብ እግርና ከይተረፈት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ኣደ💕💕❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Congratulations, thanks for your witnesse ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kdmi 4 anet eko ila @@amanuel-.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዋው
ዕድሚኣ ዓባይ ኣይኮነትን መነባብሮ እዩ እምበር ብቀረባ ይፈልጣ እየ
@@Fere-Sewra291 ካብ 40 ዝበለ ዳኣ እንታይ ደሊካ
እዋይ እዚኣስ ሰሓቅ ድራራ ሰይ እንቃዕ ኤርትራዊት ገበረኒ ምስ በዓል እዚኣ ሕጉሳት ኣሕዋት ዝነብር ኣነስ ተመስገን ❤️🇪🇷❤️🙏🏻🙏🏻
Bhaki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤
እዛ ዓድናስ ኩሉ ይርከባ ።❤❤❤❤ ርእሰ ታኣማምነታ ጥራይ ልዕሊ ኹሉ ይኣክል ንፍዕቲ ኣደ በዚ ጥራይ ኣይትሕለፍዎ ።ትታሓገዝ ።
Yes she need our help even for her to start.love y opinion God bless you.
😂😂😂😂😂 ኣብ ክንደይ ዓመተይ ካብ ልበይ ስሒቐ። ኣሰይይ ምቅርቲ ወላዲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nay bhaki 😂😂😂❤❤
Me too 😂
❤❤❤ኣብ፡ውሽጣ ዘሎ ሓጎስ ሲ ነዞም ናይ ኤውሮጳ ዘለና ጽንግሊል ፍጥረት፡ተጠርኒፍና ክንድዚኣ ኣይከውንን
Absolutely right ✅️!!
ትኽክል
Nay bihaki
ናይ ባሓቂ ኣይናይ ጽንግሊላትከ ናይ ባሓቂ ሽምና ሂብክና ወይ ሂብካና
Bhaki ጽንግሊል 😂
ሸውዓተ ዓመት ክንዲዝመሃሩ 70 ዓመት ይድንቁሩ፡ ጅግና ኢኺ ኣንበሲት።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣታ ዮናስ ሓወይ በጃኻባ እባ ኣብ ኤረ-ትቪ ሸር በሎ። እተን ካልኦት ኣደታት ውን ሞራል ገረን ክመሃራ ❤❤❤❤❤ ኣምበሲት ኣገናዕ በለለይ ነዛ ኣደ❤❤❤
Hakika eka eko amazing
Nay bhaqi
Very true
ዬናሰ ሁለተኞ ቃለመጠየቅ ትደገም ደሰ የምትል እናት እንደገና ትቅረብ የምትሉ ኤርትራውያን ላይክ ሰጡ
ቻቻቻቻቻቻ አህያ
atanebem ende abatu Part 1 yelal eco > part 2 yeQetelal.
@@MuluGermayነዉሪ ኢዩ ንዘይትፈልጦ ሰብ ምጽራፍ ኣይኮነን ዶ ንዘይትፈልጦ ንትፈልጦ ሕማቅ ንዝገበረ ዉን ክትምዕዶ ጥራይ ኢዩ ዘለካ ጽልኢ ናይ ሰይን ኢዩ ፍትወይ ፍትዉተይ።❤
@@MuluGermay ሰዳደግ አሳዳጊ የበፈለው
@@MuluGermaygame over junta
ኣባዲት ንስኺ ናይ ብሓቂ ገለ ኣዓይነት ኢኺ!!! ኣብነት ናይ ትምህርትን መንፍዓትን ጥራሕ ዘይኮንኪ፡ ዳርጋ ዝረሳዕናዮ ሰሓቅ ውን መሊስክልና። Thank you❤. ጋል ኤሪ ሽኮር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🌹
ዮናስ ሓወይ ብዙሕ ዝተፈላለዩ ሰባት ቃለ መጠየቕ ትገብር ኢኻሞ ኣይከም ኣባዲት ማኢል። ዮኒ ነዚ ቃለ መጠየቕ 3 ግዜ ደጊመዮ። ደጋጊምካ ኸተምጽኣ ይምነ። ኣስመራ መጺኤ ኸምዝረኽባ ድማ የረጋግጸልካ።
አታ ክንደይ ትጥዕም እዚ ዕላላ ወናም ኤርትራዊት ሽኮሪና ንበርልና። አብነታዊት አደ ደቂኺ ክንደይ ይኾርኡ ይኾኑ አኹሪእኽና ክብርቲ ወላዲት ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏
መመስገኒት ደስ ክትብለካ ምቕርቲ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤
ብሃገር ደረጃ ክትስለም ዝግበኣ ኣደን ሓፍትን ጅግና 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ትድነቅ አደ አያ ሞራል ይግባአ ❤️🇪🇷👍🇪🇷❤️
Nay bhaqi...Egziabher ybark'ki
Mashallah yes❤❤❤
Mashallah super mother
Wwwwww❤❤❤❤❤❤❤
❤❤ ኣነ ቅኑዕ ሰብ ከቅንኣኒ እዘን ሓፍትናን ኣዴናን ጐይታ ስለ ዝሃበና ነመስግን ፡ እግዚኣብሄር ኩሉ ቤትኪ ደቅኪ ይባርኽ
ዋውውውው ኣነስ መግለጺ ሲነሉ ዕላማኻ ክትሃርም ብዙሕ ብድሆ ከም ተሕልፍ ብግብሪ ምሂራትና❤❤❤❤
እና ተሓበንኩ እና ሰሓቕኩ፡ ብዘይ ተረደኣኒ ስምዒት ውን እና ነባዕኩ። ባህ ኢሉኒ ዝሰማዕኩዋ ዕላል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🥹🥰🥰❤️
ደስ ዝብል መደብ ፡ኣርእስቲ ኣዚዩ ብዙሕ ሰሓቢ ክከውን ይከኣል ነሩ፡ወግዒ ጥራይ ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን ፡ኣበነታዊት ኣደ
Naybhaki edit kgebra alewo eza tital
ኣነ ንወ/ሮ ኣባዲት ማኢል ኣበርሃ ብሓቂ ጅግና ኣብነታዊ ኣደ ከየመስገንኩዋ ኣይሓልፍን እዛ ጅግና 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Eri Tv please broadcast this. This motivate many people. If agree like
ሽኮሪና ኣደ፣ ናይ በሓቂ ተስፋ፣ ትምኒት፣ ፍቅሪ፣ ምስጋና፣ ቅንዕና፣ ሰሓቅ፣ ሓጎስ፣ ዝመለአ ሂወታ። እግዚኣብሄር ኩሉ ጽቡቅ ነገር ዝዓደላ፣ ደቃ፣ ስድራቤታ፣ ኩሉ ምሳኣ ዝነብሩ ኣምላኽ ሂብዎም። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ከምኻ ይብዛሓልና።
ጅግና ኣደ ኣታ ጎፋውንድሚ እንዶ ክፈቱላ ክንሕግዛ በጃኹም ❤
ኣነ ይብል በብክእለትና ንሓውለላ ብቀጥታ
b HlMBOL hawlela.
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ግን በታ ቴለፎን ደውልካ ብሂምቦል ምሕጋዝ ውን ጸቡቅ እዩ ጓፌሜንዲ ክኣ ባዕላ ብሽማ ተኸፊታ ክኣ ጽቡቅ ሰብ ዓቅሙ ይሕግዝ ክትከፍት ኣለዋ
@@MichaelAlexander-dy6qf እቲ ዝሓሸን ዝቐለለን ብቐጥታ ባዕላ ትቕበሎ ብሂንቦል ዝሓሸ ዩ ይብል ኣነ።
Yess nay lbey rekbkya bhaqi kthgez zgbaa❤
ከም ኣደ 100
ኮንፊደንስ 100
ኤርትራዊት ኩሉ ኢዩ ዘጸብቀላ
ጥዕና ያብኪ ምስ ደቅኪ
ኣንበሳ ኣኽሪዕክኒ ❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷ናይ ወዲ ገብሩ ንኹሉ ንኹሉ እንቃዕ ኣርከብክሉ ኣጋቢዘኪ ኣለኹ ታ ደርፊ ንዓኺ ያ ትምልከት ።
ንኹሉ ኣርኪብክል ጅግና ጋል ኤረ❤❤❤🌷🌷🌷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪
Btami jigina Eritrawet ❤🇪🇷🇪🇷❤️
Yes nay bhaqi❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ስሚዒተይ ምቁጽጻር ሲኢነ ብከመይ ከም ዝገልጻ ሓርቢትኒ ኣደስ ኣደ ድኣ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዘለክዮ ብሽመይ መርቁዋ ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
What a lesson,so Amazing my tears can’t control. ❤🎓🎓🎓🎓
ቃላት ስኢነሉ መግለጺ ኩሉ ኢኪ ሞ እንቃዕ ኣብቃዓኪ :: ናይ ብሓቂ ኣብነታዊት ኤርትራዊት ኣደ::
ከመይ ዓይነት ጅግና ኣደ ኢያ ብጣዕሚ ተሓጉሰ ኩሉ ርእሰ ተኣማምነታ ስሓቃ ኩሉ በቃ thank u yonas
እዚኣስ ናይ ምንባር መምህርያ ብሓቂ ቁዱሱ ቅንኢ ይሓድረካ ደስብሃሊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ኢኪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
❤❤❤❤❤ I wish you all the success in your life.
Big love and respect
የናስ ሓወይ ነዛ ሓፍትና
ብምቅራብካ የቀንየልና
ዋውው ጅግና ኣደ ናይ በሓቂ ኣምላኽ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
እዋእ ናይዛ ሓብትና ሓቦን ርእሰ ተኣማምነትን ድሌት ናይ ትምህርታን ፍሉይ እዩ ጅግና ኣደ ኤርትራዊት ጽንዕትን ዋዕሮን እዋይ ዕላላ ክኣ ክጥዕም ዘይምኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am so inspired by this beautiful lady Wow wow ! Abiet she made sure to educate her self no matter what!
She is a great example of a true Eritrean 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ናይ ብሓቁ ንፉዕቲ ሰበይቲ ኣብነታዊት ሰበይቲ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነስ ብታእሚ ጽቡቕ ሓይሊ ኣስኒቃትኒ ጅግና ዝኾነት ኣደ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ዝገርም ዩ ብሰንኪ ጸቅጢ መርኣን ውላድን ክንምሃር እንዳደለና😢😢ተባእ ኤርትራዊት😘😘😘❤️❤️❤️❤️❤️
በጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ፍሽኽታ ዝዓሰሎ ዕላል ጅግና ሳዋ ብጣዕሚ ገሊጽክያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉🎉💯💯💯🅰🅰🅰
The Best Interview Ever. With Charisma, Laughter, Sense Of Humour, Jignineet and Pride. Gladcto know you. Lovely Lady.
ኣነ ኣይዘረብን የ ሓንቲ ለበዋ ኣላትኒ ንሳ ዳሪክተራት ሃገርና ሰራሕቲ ፍልም & ኮሜዲ ማለተ ኮኽብ ኮኾብ ተዋሳኢት ዉድ አቲ ኣላትኩም ❤❤❤❤❤
ዋውው ዋውውው ብጣዕሚ ኣብ ልዕሌኺ ዓቢ ኣድናቆት ኣለኒ❤
ጅግና ድልየት እንድሕሪ ኣሎ ኩሉ ነገር ከም ዝግበርን ከም ዝካኣልን ኢኺ ትምህርና ዘለኺ ክብርቲ ሓፍትና
ኩሉ ነገርኪ ብጣዕሚ ደስ ኢኺ ትብሊ።
ትምክቲ ንኹሉ ነገር ትብድሂ ሓቂ ክዛተብ ኩለን ኣዴታት ኤርትራ ኣዝየን ሓያላትን መከትን እንድየን ንስኺ ክኣ ሕልፍ ዝበልኪ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጓል ኤረይ ሓላል🇪🇷🙏🇪🇷👏👍🌻
❤ደስ ክተብለካ አዛ ሰበይቲ ኣድኒቀ ምጽጋብ ሲኢነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪፈጣሪ
ብጣዕሚ ጡዑም ዕላል ማሃርን ኣዛናግዕን ጀጋኑ ኣዴታትና ን ኣሕዋትናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️✝️❤️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Omg ኣብነታዊት ኣደ ተስፋ ፍቅሪ ሓቦ ኩሉ ዓድልኪ ካባኺ ቡዝሑ ተማሂርና መምህር ሂወት ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ደቂኪ ክብርቲ ወላዲት 🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I just love this lady!!!!! She has also inspired me to go back to school. Age is just a number.
Wishing you the best in your journey of education. You are such a lovely lady with positive attitude and vibe. I will look for you when I come to Eritrea. Hope to spend a day with you.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርቲ ኣደ ኤርትራዊት ከምኡ እያ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ርሑስ ቅንያት ብዓል ናጽነት ኣባዲት ጅግና ሕጉስቲ መመስገኒት ጽብቅቲ ስሓቅ ❤
ብሓቂ ብሓጎስን ስሓቅን ዕላልኪ ተኸታቲለዮ እቲ ዘይምነው ዕላልኪ💪💪💪
ዕድመን ጥዕናን እሃብኪ ኣባዲት ሽኮር 💪🙏🙏💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
ዋዋዋውው ብጣዕሚ ሞራል ትህበካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓብትና
ብጣዕሚ በላሕ ደስ ዝብል ዕላል መዓት energy እዬ ዘለኪ still 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Wow መግለጺ ትሰእነሎ ቃላት ይሓጽር God Bless you❤❤❤🎉🎉🎉
WOW,አብነታዊት ዋዕሮ ሕብንቲ አደ ኤርትራዊት ከምተን ኩለን አዴታት ኤርትራውያን ሎሚውን ከሞተ ትማሊ እንኳን አሓጎሰኪ ክብርቲ አደ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
ኣደ ማለት ንስኪ ኢኪ ምስ ትብዓትኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ርእሰ ታኣማምነት ብምንታይ ክገልጸኪ ቃላት የብለይን ጀግና ብጣዕሚ ጡዑም ዕላል ማሃርን ኣዛናግዕን ናይ ብሓቂ ኣድኒቀኪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ክትሕገዝ ዘለዋ ግርህትን ሕብንትን ተባዕን ጅግና ሓፍትና ባኣሊ ንኮርዕ
ገለ ክእ ተመሃራ ኢልካየን ፡ ነኣሽቱ ከለዋ ዕጭ ይሕንፍፋ፡ ንስኺ ጅግና ኢኪ❤
We need to help her ,she is such an exemplary woman. This is what true eritrean women looks like.she is very inspiring
ናይ ብሐቂ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ማሃሪትን መዘናጊዒትን አባዲት ዋዕሮ❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይይይይይይይ ሽኮር ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ።🤝👍🤜🤛💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
እዋይይ ኤርትራውያን ኣዴታት ኩሉ ዝርከበን ንሰን ጀጋኑ ጀጋኑ ይወልዳ ናይ ባሓቂ ዕውቲ ኣብነታዊት ኣደ 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️❤️👍👍👍🙏💪💪💪
Kemziean ziamesela kitsemi kitren keleka abi moral yhabka.aziya nfeiti ajioki nelamaki zelki senat habon wesede yebel ybel habon .
ኤርትራዊት ኣደ ጅግና ንብላ ስቅ ኢልና ኣይኮናን ጀጋኑ ኣዴታትና ከምዚ እየን ብሓቂ
We love you so much my dear mom 👩 i wish long life to you and your family ❤❤❤
ብዘደነቅ ኣገላልጻን ብልሂን ወንን ዕላማ ኣብ ድሌትካ ከምዝብጻሕ ኣብነት ጅግና ኤርትራዊ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
ኤርትራዊት ኣደ ኾ መዋዳድሪቲ የብላን ካብ ፉቱስ ፍትፉቱ ዓቢ ትምህርቲ ቀጽልዮ ኣጆኪ
ብጣዕሚ አብነታዊት አደ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ.አጆኺ ቀጽልዮ.አምላኽ ይሐግዝ.
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አባዱት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏
ኤርትራዊት ኣደ ኩሉ እያ። ናይ በሓቂ ኣብነታዊት ኣደ ጸዋሪት ኩሉ ጅግና ዋዕሮ፡ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ። ከምዚ ዓይነት ስምዒት ሲ ይውህብካ ዩ ኣደይ ማዓረይ❤❤❤
መግለጺ ሲኢነላ እዛ ጅግና ኤርትራዊት ኣደ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌿🌿🌼
Abnawit Eritreawit ade. Mekrueti haftey🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ዋእ ክንደይ ትምቅር ኢያ ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤
ዋው ዋው መግለጺ ስኢነልኪ አንበሲት እግዚኣብሔር ሐሳብ ልብኺ የስምረልኪ ድላይኪ ርኹቢ ምስ ተመረቅኪ ኹአ ንገርና ክንጽበየኪ ኢና 🇪🇷🌺❤️
ዋው እዛ ክብርቲ ሓብትና ብፍላይ ረም ረም ክትብል ከላ ፡ ነቲ ናይ 7 ዓመት ናይ ሳዋ ዝኽረይ ኣላዓዒላትለይ።
ናይ ብሓቂ ዕውቲ ሰበይቲ።
አባዲት ሽኮር ዮናስ ሐዉና ሐንጎልና ባሐቂ ተዛንዩ ዕላላ ቀፅለልና እዚ ስደት ጭንቀትዩ ዘምፃልካ ንአባዲት ሰሚዕና ሕጉሳት ኬና ቀፅልዮ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዋው ካለኤይቲ ወዲ ጀበሊ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይምነልኪ ::
Waww so cute 🥰🥰🥰🥰🥰
kem ሓማሴናይ ገርህን ጥዑም ለዋህ ጻዕዳ ልብን ሲ ይህሉ ዶ ።
ኣብነታዊት ኣደ ሓቦ ኒሕ ንጽህና ኩሉ ኢኺ
ብኣካል እየ ዝፈልጣ ከምዚኣ ለዋህን የለን ድሓዘታ ኣብ ኢዳ እያ ትህበካ ገርሂ ኤርትራውያን ብሩኽ ህዝቢ
Kem hamasen da aby kihilu izen burukat Lewhatat gerhitat idimin tinan yhabiki ❤
ከም ኤርትራውያን ምባል ዝበለጸ 🇪🇷🇪🇷
ኤረትራዊት በል ናብ ቁሸት ኣይተውርዳ ሓማሴን ዝባሃል የለን ኣውራጃታት ቅድሚ 30 ዓመት ተቐቢሩዩ ኣብዚ መአከቢ ጎድፍ ሓንጎልካ ጥራዩ ዘሎ
ህምምም፡ እታ ዓደይ ትብላ ዘላ ግን፡ ሃይኮታ ዞባ ጋሽ ባርካ፡ ዓዲ ፍቕሪን ሕውነትን ደኣምበር፡ ንሕምብርቲ ሓማሴን ከምዘይኮነት ርዱእ ይኹን። ከመይሲ ነዛ ለዋህን ተባዕን ኣደ ኤርትራ ጥራሕ ኢያ ዓዳ ካብ ጫፍ ንጫፍ።
ኣንበሲት ኣብነታዊት ኣደ ዕድመን ጥዕናን ምስ ደቕኺ
አንበሲት ጋል ኤረይ ከማኺ የብዛሐየን ደቂ አንስትዮ ከምቲ አብ ታሪኽ ኤርትራ ዕውታት ብትምርትውን ዕውታት ክትኾና አለክን
ደቂ አሪ ነዛ ምቅርቲ ሓፍትና ምስ ምሓዙትናን ፈተውትናን ዓ ቅምና ኣዋጺና ንሓግዛ ሞራል ዝግብኣ ዋዕሮ ኣደያ አያ ብወገነይ ጀሚረዮ ኣለኹ አስኪ ምሳይ ትሰማምዑ like ግበሩለይ ጽቡቃተይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Shikor brekti lewah seb hagosky des kbileka jigna ade zemenky ybarek ❤❤🙏🙏💝💝
Waw waw I am speechless she is full of confidence I am so proud of you continue gal Erie🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውው ጅግና ዝኾነት ብዓልቲ ተስፋ ኣብነታዊት❤❤❤
Strong Robust and Determined Eritrean Woman
ኩርዓት ሐበን
❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Yonas, wander full history & very brilliant lady!!!
ዋውውውውው ደስ ክትብል እዛ ኣደ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ / ኩም
ሓየት ዋዕሮ፡ ምስሊ ኤርትራዊት ኣደ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
መርሐባ አንበሲት ጅግና ጋል ኤረይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አጆኺ ኩርዓት ሃገር ❤❤❤
ዓሽ ከተክርዓካ ❤❤❤ኣብ ኤርትራ ኩሉ ግዜ ፍሉይ ነገር ኣሎ።ብሰንኪ ሓሳዳት ርግኣት ሲኢና እምበር ተኣምር ክሰርሕ ዝክእል ህዝቢ ኢዩ ዘለና።
❤❤❤❤👍
ሽኾር ኹሉ ዓዲልኪ ኩርዓት ኤርትራውያን አዴታት ደቂ አንስትዩ ሐየት ❤❤❤❤
ጅግና ኢኻ ✍️👸🇪🇷🫶🫶🫶
❤❤ መግለጺ ስኢነላ ነዛ ክብርቲ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ናይ ብሓቂ ዋዕሮ ኣደ ኢኺ እዚ ኢዩ ክኣ እቲ ኤርትራዊ መንነት ኣብ ወለዲ ዘሎ ክብረት ስምዕዎ ከመይ ዓይነት ክብሪ ይህብዋ ኔሮም ካብ ዝዓበዩ ክሳብ ዝነኣሱ ኤርትራውያን እዚ ኢዩ እቲ ክቡር ባህልናን ክብርናን እዞም ነቦታት ኣዴታት ብደንጎላ ክትፈግኡ ትውሉ ስምዕዎ ቆማላት ተጋሩን ቅልውላው ናይ መንነት ዘለኩም ምዃኑ ካብዚ ስምዕዎ ኤርትራዊ እዚ ኢዩ ባህሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️✅🥇🤴💯👑🇪🇷❤️🙏✅🥇
ዋው ብጣዕሚ ኩሉ ነገርኪ ደስ ዘብል ኣምላኽ ከምቲ ጻዕርኺ ይኽሓስኪ ።ፍረ ድኻምኪ የርኢየና። ቡሩህ መጻኢ ይምነየልኪ። ዮኒ ሓውና ክኣ ብጣዕሚ ነመስግን ቀጽሎ።ከምዚኦም የብዝሓልና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤርትራዊት ኣደ❤❤❤።
🇪🇷❤️🫰ኤርትራ ኩሉ ኣሎዋ ዕድመን
ጥዕናን ምስ ድቅኪ ንኩሉ ዕላማኪ
ብጽሕዮ ይግበርኪ።
She is amazing…. And humble, beautiful human being.. the sky is the limit, my friend. You will make it.👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽 so proud of you💕
ዋው ሓፍተይ ማዓረይ ኣባዲት ብጣዕሚ ተሔብኒ ተኩርዒ💐 ኣጆኪ ድሌት ስለ ደሎ ኩሉ ክትበጽሕዮ ኢኪ፡ ኤርትራዊት ኣደ ንፍዕቲ እያ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ስድራቤትኪ🙏❤❤❤💪💪💪
እዋይ ኣባዲተይ ሽኮር ከም ቀደምኪ ኣለኺ ሰሓቂት ናይ ንእስነት ማሓዛይ መማህርተይ ኣብ ላልምባን ቪላጆ I miss you so much.❤❤❤❤❤❤
ደስ ክትብለካ ካብ ዕላል ፍሽኽታ ዝስዕራ❤ በጃኹም በቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ቴለፎና ደዊልና ዓቅምና ንሓግዛ ጥዕይቲ ሰብ እያ
I love her personality ❤❤ ቃለ መሕተት ክሰምዕ ክንድቲ አኮንኩን ሕጂ ግን ብጣዕሚ ደስ እንዳበኒ ወዲኤያ🥰😘
ዝኮነ ክብል ደልየ ኔረ ግን ቃላት ኣይረከብኩን ይቅረታ 😢
ፕረዝደንቲ ክትከዊን ምሉእ ዓቕሚ ዘለዋ ሓፍትና ❤❤❤❤❤
ኦይ ደቂ ተባዕትዮ ዘይረከብዎስ ደቀንስትዮ ከኣ መቸም ምምናይ ኣይጽላእን ዩ
@@yossiefmer733ehi deqi anisteyo president kekona aytkilin dyou maletka deyou
@@Eritrea4G-c7n ይኾናን ፈረቃን እምበር ኣብ ሃገርና ግን ባዕልካ መልኣዮ ብኸመይ ትርድኦ ነዓኻ ይምልኸት ምናልባት ምስ ግዜ
Nay sihak Hager mkonet
Kabti xlul Isais dea ezia ade b million exfi ktmerha tkel n adna
ኤርትራዊት ኣደ ❤ ሽኮረይ ብ ክፉት ልቢ እያ ተዕልል ከም ልብኽን ሓሳብክን እግዚኣብሄር ይሓግዝኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏 ኣብ ዝላዓለ ክትበጽሒ ኢኺ 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
ንዝተረፈ ሂወትኪ ዓወትን ጥዕናን ብልጽቲ ኣደ 2024::❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Yonas kem lomi sihike ayfeltin ab sdet shak abiyuna. Mama abadit we love you so much ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አቅኒእክና አምላኽ ሂብኪ ሒወት ሳዋ ዝጥዓምክያ
ዕውትቲ መድሃኒአለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አምበሲት።
ንፍእቲ እዛ ጋለይ እድመን ጥዕናን ይሀብኪ ፈጣሪ ሐሳብኪ የስምረልኪ ።አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉