ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዋይ አቦይ ዘርአይ መዓረይ ብሓቂ አሲሒቖሙኒ ብዝኾነ ቀፅልዎ ናብ ወረዳ ደርጋጀን ውን ቅልቅል ክትብሉ ተስፍ ይገብር ሓፍኹም ካብ ስዕዲ ዓረብ.
❤❤❤❤ብሓቁ ቀፅልሉ
ድኽነት ዓቢ ፀለኢና ኢዩ! ድኽነት ካብ ገጽ ትግራይ ንሞጥፋእ በኹሉ መዳይ ኣበርቲዕና ክንሰርሕ ኢና! እንዳበልና ኣብ ኢድና ዘሎ ይዕበ ይንኣስ ብኸንቱ ኣጥፊእና ናብ ዝገደደ ድኽነት ምእታው ድንቁርና ኢዩ! ስለዚ ካብ ነብስወከፍ ከባቢ ሓደ ወይ ክልተ ሰብ ናይዚ ጉዳይ እዚ ጥቅሙን ጉድኣቱን ኣምሂርካ ናብ ቦቶኦም ተመሊሶም ክምህሩ ብምግባር እዚ ድሑርን ጎዳኢን ባህሊ ንምቅራፍ መንገዲ ዝኸፍት ይመስለኒ።
በሃል ደስ ይብል ግና በመጠኑ
ጓላ ዝሓዘ ገር ዝሓዝ ያ ኣየ ዛጓል ስርሕቲ እኽሊ😂😂😂ብዝኮነ ንህዝብና ሰላም የዉርደሉ😘
eseyyy elilili tigray adey kab semen eskab debub kab mierab eskab mibrak fetariy baelu yihalikhiy dikhinet getsu yirhakh tigray wetro lemlem wetro haftiy kuniy destan festan ayifelekhiy amenn amenn
ላብ ኣፅቢ ወንበርታ ድማ ቅልቅል በሉና መርዓዊ 12 ተይወደአ ስደት እዩ ዝስደት ስለዚ መንእሰይ ኣባሕሪ ኣብማኪና ሓደጋ ኣብ ስዑዲ ድማ ዘይኮነ ስራሕ እናሰሐ ይፍእ ኣሎ በተለይ ሃገረሰብ እዩ በኣብዝሓ ዝጉዳእ ዘሎ ተተኻኢሉ ድማ መንእሰይ መውፅኢ ጉጂ ቦታ ክዋሃብ ኣለዎ ባሕልና ድማ ይጠፍኣሎ ጭራዋጣ ክቐሪ የቡሉን ጋዜጠኛ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ሰላም
ሓቂካ ኣለካ ውድዓደይ
ሓቅኪ ጓል/ወዲ ዓደይ
ናይ ኣፅቢ ደራ መፅወዪ የብሉን
adey marey💛❤
💊💊✅✅✅✅
ባህልና በጣዕም ፅብቅ አየ ግነ በመጣን
Betame abuye program eyu ketsellu
❤❤❤❤❤❤❤
በጃኻቱም እዙስራሕ እዙይ ጋዜጠኛታት ቀፅሉሉ ትስርሕዎ ዘለኹም ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ጥራሕ ትበዓል ጉዳይ ዝጉዳእ ላፍቱ ጉዳይ ዝመፅእ እውን ዘይብሉ እናሃለወ ተለቂሑ እዩ ዝኸይድ
አረብደቢገይርኩምደይቡካብውቅሮንላዕሊተበላሽዩእዩእንዮካብኡከዓመንድእዝበሃልእንየዮእዙይክብልከለኩ60 ሽሕካብኡንላዕሊምክንያቱሓደሓደስዕዲዝከዱዛሕለፈሎምካብመጠንንላዕሊእናደገሱዓዲኣባላሽዮምዎካብኡድማእቲድካከዓከምገረበቶምክገብሩብዕራዩሽይጡናብስደትንቀለብዓሳንይኮኑኣለውተዓቂኑተሰሪሑኣብትግራይድክነትየምተርአየንስለዚእዚነገርእዚብመንግስቲሕጊይውረድእቲድካከመንከልዕሉሓደራጠንኪርኩምስርሑ።
ታኣዩ ፁሑፍ ዱዩ እዚ
እፍፍፍፍፍፍፍ ተወልደ ሓወይ ብቐዳምነት ከመስግነካ ይፈቱ።።። ምክንያቱ እቲ ንናፍቆ ዓድማን ኣከባቢናን።።። ንናፍቆም ቤተሰብና ንክንሪኦም ስለዝዓደምካና ማለት እዩ።ቀጺሉ ከምትዝብሃል ዘሎ እዩ በተለይ ኣብ ዓድና ኣዝዩ እዩ እኽለማይ ዝፈስስን ዝፋሰስንግን በቃ ከምባልን ከይንብሃልን ብዝብል ህዝብና ተለቂሑን ተመርቂሑን እዩ ዝግ ብር ዘሎ።።። እና እንዳሓውበይ ዘርኡ ማራ ኣብዚሐምዎ 40 ገንኢ ኣይይይ ብዝኾነ የቐንየልና
ዘይነቅሕ ህዝቢ በሓደ ማዓልቲ ጫሕ አቢልካስያ ደስታ ይበሃለለይ
ባህልና ክንርስዕ የብልናን ግን ንድክነት ዘቃልዕ ውራይ ግን ክኮውን የብሉን ሰብ ይብለኒ እናበልካ ናብ ዘይተደለይ ፀገም ቅድሚ ምእታውና ባዕልና ተጋሩ ኣፀቢቅና ክንሓስብ ይግበአና ባህልና መለለይ መንነትና ትግራዋይነትና ቀይሕ ደምና
D w wawwwwww
መንግሰቲ ትግራይ ትክርት ክገብርሉ እንኘው አብ ውርዳታት ጣብያታትን ቁሸትን ሓደ መፍቲሒ ክግበር አለወ በህልና ምግዳፍ ግነ አይኮነን ግነ በዓቀን
በጃካትኩም እዚስራሕ እትሰርሑ ዘለኩም ጋዘጠኛታት ብጣዕም ፅቡቁ ስራሕ እዩ ቃፅልሉ ብጣዕሚ ነመስግን ብተለይ ኣብ አፅቢ ወንበርታ በጃካትኩም መፂኩም ተትርኢወ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም መርዓን ክርስትናን ኩሉ ማዕረ እዩ ድካ ኣይኩእሎን።
ሓቅኪ ጓል ዓደይ ማዓርይ አብ አፅቢ እውን ገበረ ኽገብር እናብሉ ድኽንት የምፅኡ አለው
ልዕሊ ዓቀን ጉዳይ ዝገብር ክቅፃዕ አለዎ።እዚ እዩ ዘዋፅእ።
ብተወልደ ፍንቃ ግን የለኩን ኡይይይ
አረ ኣይ ከም ሎምን ውድድር እዩ ዝገብሮ ዘሎ ስብ በተለይ ኣብ ሃገረሰብ ብደንቢ ክፅናዕ ኣለዎ
ክክክክክክ ኣቤት ናዓድና ነግር
እዋይ ወልካ ኣብ ስደት ዘለካ ኣብ ዓረብ ፋሕፍሕካ ስምንቶ ኣብ ኣመርካ ኤውረጳ ድቓስ ስእንካ ኣምጽእካ ብዘይ ኣገባብ ምጥፋእ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ
ክብለኒ ብልኻ ዶያ ዓይንኻ ላርአኻ ዳገደል ክእቶ? ዋይ ድነሀኻ ዕብዳን ዋይ ድነሀኻ ዕሽነት። እዚ ብስሩ ክውገዝ ድነሀዎ ጉዳይ ይኡ!!
bmetenu kikewn alewo mengst tkuret kigebrelu alewo
ወይ ህዝበይ ምስክን ዝገርም ነገር ኣብ ትግራይ እቲ ገጠር ዘሎ ብፍላይ ገና አይማዕበለን በታሓሳስባ አነ ዓድዋ እየ ተወልደ ዓብየ ዓድዋ ገጠር ሕጂ ዘለክዎ ስደት ዩ። ምስ ፈጣሪ ፍቃድ ድሕሪ 7 ወርሒ ክምረዖ ሓስበ አለኩ ሰባአይ ግን ክደሊ ዩ ገና እናም እንተሰማዓኩስ ጋል እከለያ ተመርዕያ ከመይ ዝበለ ብባንዲ ይባሃል ባንዲ 15- 17 እዩ። ንባንዲ ጥራሕ ካብኢ ንበርበረ ንስዊ ንናይጀራ ንናይ ሕባሻ ንናይ ብዕራይ ብዝሕ ጣጣ አለዎ ብውሕድስ ናብ ሚኢቲ ሽሕ ክከይድዩ ብውሕዲ። እሕዋት አነዝገብራ ግን ንናይ ጭራ ሽሕ ብዕራይ ሓደ ስዊ ሽድሽተ መርብል እንጀራ ሰለስተ ኩንታል በቃ ካብኢ ትርፉ ታሀልዩ ናሓዲረይ ይሞቆሊ ታይ ካዓብሰለይ ምናአድ ዋእ
Dw wow
ብሓቂ ነዚ ጉዳይ እዚ መግስቲ ትግራይ ግቡእ ስጉምቲ ክወስደሉ ይግባእ በቃ ስሪት አውጺኡ ማለት ዓቐኑ ምፍላጥ እዩ
እዋይ ከምዙይለ ኣሎ ድዩ ኣስፊሕካ ክስርሖ ዘለዎ እዩ ድኻ ዘይክእሎ ስራሕ
ሓሳውት መንግሲ ንህዚብ እንተዚዲንቅጺ ካልእ ዘይገብረሎም ካብ ጉዳይ አይትግበሩ እልካ ምዚራብ
Eti musika english entay amsoo
ዋይ አቦይ ዘርአይ መዓረይ ብሓቂ አሲሒቖሙኒ ብዝኾነ ቀፅልዎ ናብ ወረዳ ደርጋጀን ውን ቅልቅል ክትብሉ ተስፍ ይገብር ሓፍኹም ካብ ስዕዲ ዓረብ.
❤❤❤❤ብሓቁ ቀፅልሉ
ድኽነት ዓቢ ፀለኢና ኢዩ! ድኽነት ካብ ገጽ ትግራይ ንሞጥፋእ በኹሉ መዳይ ኣበርቲዕና ክንሰርሕ ኢና! እንዳበልና ኣብ ኢድና ዘሎ ይዕበ ይንኣስ ብኸንቱ ኣጥፊእና ናብ ዝገደደ ድኽነት ምእታው ድንቁርና ኢዩ! ስለዚ ካብ ነብስወከፍ ከባቢ ሓደ ወይ ክልተ ሰብ ናይዚ ጉዳይ እዚ ጥቅሙን ጉድኣቱን ኣምሂርካ ናብ ቦቶኦም ተመሊሶም ክምህሩ ብምግባር እዚ ድሑርን ጎዳኢን ባህሊ ንምቅራፍ መንገዲ ዝኸፍት ይመስለኒ።
በሃል ደስ ይብል ግና በመጠኑ
ጓላ ዝሓዘ ገር ዝሓዝ ያ ኣየ ዛጓል ስርሕቲ እኽሊ😂😂😂ብዝኮነ ንህዝብና ሰላም የዉርደሉ😘
eseyyy elilili tigray adey kab semen eskab debub kab mierab eskab mibrak fetariy baelu yihalikhiy dikhinet getsu yirhakh tigray wetro lemlem wetro haftiy kuniy
destan festan ayifelekhiy
amenn amenn
ላብ ኣፅቢ ወንበርታ ድማ ቅልቅል በሉና መርዓዊ 12 ተይወደአ ስደት እዩ ዝስደት ስለዚ መንእሰይ ኣባሕሪ ኣብማኪና ሓደጋ ኣብ ስዑዲ ድማ ዘይኮነ ስራሕ እናሰሐ ይፍእ ኣሎ በተለይ ሃገረሰብ እዩ በኣብዝሓ ዝጉዳእ ዘሎ ተተኻኢሉ ድማ መንእሰይ መውፅኢ ጉጂ ቦታ ክዋሃብ ኣለዎ ባሕልና ድማ ይጠፍኣሎ ጭራዋጣ ክቐሪ የቡሉን ጋዜጠኛ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ሰላም
ሓቂካ ኣለካ ውድዓደይ
ሓቅኪ ጓል/ወዲ ዓደይ
ናይ ኣፅቢ ደራ መፅወዪ የብሉን
adey marey💛❤
💊💊✅✅✅✅
ባህልና በጣዕም ፅብቅ አየ ግነ በመጣን
Betame abuye program eyu ketsellu
❤❤❤❤❤❤❤
በጃኻቱም እዙስራሕ እዙይ ጋዜጠኛታት ቀፅሉሉ ትስርሕዎ ዘለኹም ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ጥራሕ ትበዓል ጉዳይ ዝጉዳእ ላፍቱ ጉዳይ ዝመፅእ እውን ዘይብሉ እናሃለወ ተለቂሑ እዩ ዝኸይድ
አረብደቢገይርኩምደይቡካብውቅሮንላዕሊተበላሽዩእዩእንዮካብኡከዓመንድእዝበሃልእንየዮእዙይክብልከለኩ60 ሽሕካብኡንላዕሊምክንያቱሓደሓደስዕዲዝከዱዛሕለፈሎምካብመጠንንላዕሊእናደገሱዓዲኣባላሽዮምዎካብኡድማእቲድካከዓከምገረበቶምክገብሩብዕራዩሽይጡናብስደትንቀለብዓሳንይኮኑኣለውተዓቂኑተሰሪሑኣብትግራይድክነትየምተርአየንስለዚእዚነገርእዚብመንግስቲሕጊይውረድእቲድካከመንከልዕሉሓደራጠንኪርኩምስርሑ።
ታኣዩ ፁሑፍ ዱዩ እዚ
እፍፍፍፍፍፍፍ ተወልደ ሓወይ ብቐዳምነት ከመስግነካ ይፈቱ።።። ምክንያቱ እቲ ንናፍቆ ዓድማን ኣከባቢናን።።። ንናፍቆም ቤተሰብና ንክንሪኦም ስለዝዓደምካና ማለት እዩ።
ቀጺሉ ከምትዝብሃል ዘሎ እዩ በተለይ ኣብ ዓድና ኣዝዩ እዩ እኽለማይ ዝፈስስን ዝፋሰስን
ግን በቃ ከምባልን ከይንብሃልን ብዝብል ህዝብና ተለቂሑን ተመርቂሑን እዩ ዝግ ብር ዘሎ።።። እና እንዳሓውበይ ዘርኡ ማራ ኣብዚሐምዎ 40 ገንኢ ኣይይይ ብዝኾነ የቐንየልና
ዘይነቅሕ ህዝቢ በሓደ ማዓልቲ ጫሕ አቢልካስያ ደስታ ይበሃለለይ
ባህልና ክንርስዕ የብልናን ግን ንድክነት ዘቃልዕ ውራይ ግን ክኮውን የብሉን ሰብ ይብለኒ እናበልካ ናብ ዘይተደለይ ፀገም ቅድሚ ምእታውና ባዕልና ተጋሩ ኣፀቢቅና ክንሓስብ ይግበአና
ባህልና መለለይ መንነትና ትግራዋይነትና ቀይሕ ደምና