ዓወት ናይ ብሓቂ ትሃርፋ እንተለኻ ክትረኽባ ኢኻ ሉይ ዕላማ ዘለካ ፍሉይ ሰብ ምዃንካ ንነብስኻ ንገራ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
- ዓወት ናይ ብሓቂ ትሃርፋ
እንተለኻ ክትረኽባ ኢኻ
ፍሉይ ዕላማ ዘለካ ፍሉይ
ሰብ ምዃንካ ንነብስኻ ንገራ
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
/ dehaysport1
Instagram / zarafltet
Eritrean Entertainment channel:
Emil Advertising & Business
zarafltet@gmail.com sweden
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍
Waaae tsbuk medebe alekum nay bhaki afelto zabi gerkmelena namsgenakum kulu ewan .🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌💞💞💞
🎉ብጣዕሚ ዘድንቀኩም ሓውኩም ኢየ እሞ ቀጽልዎ ኣጆኩም❤
እንቃዕ ብሰላም መጽኣኩም ዛራ-ፍልጠት ብጣዓሚ ኣደኒቀኩም ኣገዲስን መሃርን መደብ እዩ ቀጽልዎ ።ብፍላይ ኣስመሮም ጽቡቅ ትንተና ብራቮ ቀጽሎ።
Very good education.execellent.
waww thanks kexlo mehari medeb zehawey❤❤❤❤
Thanku kemezy qesali amxulna
Egzabher yhabelna
Thank you it is very useful video keep going❤🙏
Thank You 👍♥️
👌👌👌👌👌 wowwwwwww tack zara
Thank
Thank you Zara feltet wawww 🥰🙏
Habibi usefull inspiration ✨ and motivation 💪 Thanks 😊 continue to help the generation 🙏
Nay bhaqi xbuq medeb 🙏🥰
Nay behaki Zara filtet ekum thanks 👍
Thanks for your advice and God helps you.
Very Interesting......Thank you for sharing.
Thank you for your great advice bro
Waw I love that motivation. ❤️ keep it up.
Nay behaqi thanks 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Best Zara keep going i love this channel🤙🏿
ስለምንታይ እዮም ዝበዝሑ አስላም ትግርኛ ምስእዞም ዘይኣስላም ዝኾነ ርክብ ክህልዎም ዘይደልዩ ንምሳሌ አብዚ Media ዳርጋ አስላማይ የለን ክንብል ንኽእል እና ሐቂ ድዩ ?
@@seeker795wedi haji ke resikayo 😀
Nay bhaki 44 ::
Thank u for all.zara feltet 🇪🇷❤🇪🇷
❤❤❤
Btaemi xbuk srah qexlo bruk haw
Nice idea
Waww bhaqi bteqrbwo srhakum megilexi yebleyn edimen tienan ymneyelikum
Welcome my dream channel
ሎሚ እታ ኣዚያ እየገድሰኒ ኣርእስቲ ምርካበይ ብጣዕሚ ከመስግነኩም ይደሊ። ቀጺለ ከም ሓበሬታ ካብ 4:48 ክሳብ 5:50 n 20 ሰከንድ ዝኣክል ተቖሪጹ ጸኒሑ መደብኩም ኣብ ክልእ ግዜ መታን ከተስተውዕሉሉ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ እምበር ከም ጌጋ ስለ ዝሓሰብክዎ ኣይኮንኩን ምስ ምሉእ ኣኽብሮት የቐኔለይ ። እዛ ኣርእስቲ ኣብ ሰሙን ሓንቲ ግዜ ከም መደብ ተትሑዙልና ጽቡቕ ኔሩ ንቡዛሓት ሰባት ሞራልን ተስፋን ብምሃብ ናብ ዓወት ንክበጽሑ መሓገዘ።
ብተቅርብዋ ምክርታትን ማሃርን ጉሉጽነትን ኣዚና ነመስገን so ቀጽልዋ
👌👌👌
Nufua
😎ዕዉት ሰብ successful person ዝብሃል ከመይ ዓይነት ሰብ እዩ ? አብዛ ሐንቲ ናይ ኩላትና ሂወት ሰብ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ግዜታት እዋናት እንኮ ዝነብር ስለዝኾነ ሰብ እውን ካብሰብ ስለእደወለደ ዝተሰረሔ ብሙኻኑ ቀፃልነት ናይ ሰብ ክህሉን ክራጋገፅ እንድሕር ኮይኑ ዕውት ሰብ🙄ዝብሃል እኹል ሐፈሻዊ አፍልጦ ዘለዎ ኮይኑ ገንዘብ ንብረት ሃብቲ ስም ታሪኽ መነባብሮ ብዘየገድስ ግን ሑጉሳት ፈቃራት ሰብአውነታውያን ናፃ ካብ ፅልኢ ገበን ወልፊ ስድራቤት ካልእን ዝውንን እዩ ዕዉት ሰብ አብ ሂወት ክኸውን ዝግባእ ምኽንያቱ እቶም ካልኦት ኩሎም ፍልጠት ንብረት ሃብቲ ስም ታሪኽ ወዘተ ምሳኻ አይኮኑን ተፈጢሮም ሐደ መዓልቲ ገዲፍካዮም ናብ መቓብር ናብታ ዝተወለድካላ ክትምለስ ስለዝኾንካ ብዝውሐደ ዕውት ሰብ ንኽትከውን 👌ሑጉሳትን ፈቃራትን ሰብኣውነታውያንን ስድራ ክህልውኻ ይግባእ Otherwise ሂወትና ናይውድድር ስለዘይኮነት አነ ተዓዊተ ክብል እንድሕር ኮይነ ግን ካልእ ሰብ ክዕወት የብሉን ስለዝኾነ ናተይ ዓወታት ምስካልኦት ሰባት ከዋዳድሮ አይግባእን ናተይ ዓወታት ምስተፈጥሮ ክዋዳደር ክኽእል አለዎ ✋️መርሐባ ንኹሉ ነዞም ገበነኛታት ሻዕብያ እንኮ ዘይብሉ
ብእተካይድዎ ምኽርን ግሉጽነትን ኣዝዩ መሃሪ ኮይኑ ረኪበዮ
Hhhhh Anes beyney ymesleni hansab hansab beqa ygrem entaye zkewn zeleku ybl kemu zkewn Alo do
Me to
ኩልግዜ ብስራሕኩም ምስ ዓገብኩ'የ ሎሚ ከኣ ብዝበለጸ ብምምጻኩም ምስጋናይ መግለጺ የብሉን ካብዚ ዘለኹም ሓይልኩም ከም ትመጹና ኣይጠራጠርን የ ይቀኔልና እንዳ ዛራ ፍልጠት 🙏🙏🙏
Nakas zara feltet hawey millionat like kewhab nerewo billonat mehabekuka,,, beka sebat nab senay memerah befetari kaman Abi asebi alewo,, asebeka kab fetari u.
1 neger gen kulu gize medebatena ab thti fetari kensero alena,,, befetari kuluntenana keneamen alena,, beabiu hiwetena ab ied fetarina sele zekone.
Fetari kemaka nay sebat senay zehasebu yebezhalena.
10q Zara fletet
ሰላም ሰላም ኩሉኩም ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ ሙሉኡ ጥዕና ካብ ሕማቅ ሓሳብን ጭንቀትን የድሕነኩም ምስ ስድራኩም ገጽ ንገጽ የራክበኩም ዕድመን ጥዕናን ያበኩም ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ማከልኩም ይንበር ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብስክራብ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዘኩም ።,
አሜን ገይረልኺ/ኻ በርቲዒ/ዕ
ሰላም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም
ገይረልኺ/ኻ በርቲዒ