Brakhe show great job broadcasting this important discussion. Dr Muuz Thank you for this important analysis and explanation. Tigray Seb Alewa! We have hope on tegarus like you. Keep the discussion going. Our people deserve awareness, all the truth so that they take power in their hands.
ዶክተር ሙዕዝ ናይ ብሓቂ እቲ ዘላ ግልጽልጽ ኣቢልዋ ስርዓት ዘለዎ ዘርባ ጀግንነት ትግራውነት ብዝገልፅ መንገዲ
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ።
ብጣዕሚ ዝድነቅ ትንተና እዩ በርትዕ ደ/ር ሙዑዝ
ናይ ብሓቂ ፅቡቕ መፅናዕትን ኣቀራርባን ዶ/ር ሙዑዝ ናብ ተግባር ክሽረፍ ተስፋ ንገብር ኩላትና ብቕንዕና ክንሪኦ ይግባእ
ሰሚዕኻ ዘይሙኖ ዘረባ ( መፅናዕቲ ) ።
ዶ/ር ሙዑዝ የቐንየልና ።
ሙዑዝ፣ ብሱል! ሓሳባትካን መግለጽታትካን ከም መግቢ ይብላዕ። ተስፋ መጻኢት ትግራይ።
ብምጽሓፍ ቀዲምካኒ ፡ነዛ ዝበልካያ ክብል ክጽሕፍ እትው ክብል ሓሳብካ ረኺበያ ።ስለዚ ብልጽትን ምዕብልትን መጻኢት ትግራይ 100% ፡ትግራይ ብደቃ የርእየካ።
ናይ ብሓቂ ተስፋ መጻኢት ትግራይ ❤❤❤❤
Dr.Muez ካብ ሙሁራት ንላዕሊ ዝበለጸን ተባዕን ብሱልን ኣድቂቑ ብዝግባእ ዝገልጽ መጻኢት ትግራይ ዝመርሕ መንእሰይ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!!!
መግለጺ ቃላት የብለይን ንዶ/ር ተስፋ ትግራይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሐቂ ዶኸተር ሙኡዝ ኸምን ንስኹም ዝበለ ንቅድሚት ምምፃእ እዮ እቲ መድሕን ትግራይና ሰላም ንትግራይና❤❤❤
ሙህራን ትግራይ ከም ሙዑዝ ኹኑ🙏 የቀኒየልና❤
Dr ሙዑዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤
Dr Muez my leader tigray proud of you ❤❤❤
ዶ/ር ምዑዝ ዝወፀአካ እንከን የለን ናይ ብሓቂ ምዑዝን ብሉፅን ኢኻ
ዶ/ር ንኮርዐልካ በሊሕ ትግራዋይ👏👏👏👏
ምይይጥ ለይፈትሆ ነገር የለይም ቐጽልሉ ክሻብ ተግባራዊ ልኾን ። እምበይ ትግራዋይ መብዛትና በይንና መንጋር ጀሚርና እለና ካብዙይ ልበለ እብዳንማ ታይ ድዩ ። ብራኸ ሸው የቐንየልና ትግራይ ተስፋ እለዋ ።
Thank you docter muuze keep it up
Dr muez, our hero!
ገለ ዓይነት መጽናዕቲ ዘጽነዐ ሰብ ኢዩ እዚ፡ ብልክዕ ንፉዕ።
Betam harife hasabi dr muzi ❤❤❤
Great wawwww ጹማቅ አስቲካዩም ....
ሙዑዝ፣ ጎበዝ
ሰላም ብራኺ ዶር ሙዑዝ ግደይ ክብርን ዕድመን ይሃብካ ምስ መሳርሕትኻ ብጣዕሚ ዝገርም ፅንዓት እዩ። ግን እዚ ተፀንዑ ዘሎ ፅንዓት ኣብ ባይታን ህዝቢን ዘሎ ፀገም እዩ። ቅልጡፍ ፍታሕ ዘድልዮ ስለ ዝኾነ ናብ ተግባር መፍትሒ ፀገም ክእቶ ነዚ ዝከታተል ኮሚቴ ውን አብቲ ፅንዓት ዝተሳተፈ ክቆውም ተግባራዊነቱ ዝከታተል።እንተዘይ ኮይኑ እዚ ታኣምራዊ ፅንዓት ኣብ ተሳሓቢ ክቅመጥ ይኽእል እዩ።ንኩሎም አብዚ ፅንዓት እዚ ዝተሳተፉ ክብርን ምስጋናን ይሃቦም።
ዶክተር ሞዑዝ ናይ በሓቂ ምሁር ሰብ
Brilliant 👏
Excellent explanation
ደስ ዝብል መፅናዕታዊ ፅሑፍ። በኣኻ ንሕበን ንኾርዕ ተጋሩ ለውጢ እንተኾይኑ ሕዚ እያ።ግን እዚኣስ መን ኮን ግን ክፈትሐልና ይኾን። መራሒ ንገዝኡ ጥራሕ እምበር ንህዝቢ ወይከ።
Brakhe show great job broadcasting this important discussion. Dr Muuz Thank you for this important analysis and explanation. Tigray Seb Alewa! We have hope on tegarus like you. Keep the discussion going. Our people deserve awareness, all the truth so that they take power in their hands.
Dr Muez is one of the extraordinary genuis person. Tigray Sebalewa Tibhal Nezi zimesele Birki Seb Eyu
Wonderful man
Dr. ሙዑዝ ብጣዕሚ ጀግና ዝፈትዎ ሊሂቅ ትግራዋይ ‼️👊
Thank you so much Muze .You are the best.
You are so smart and explains the system deeply and openly. God bless you.
I see hope in Tigray ❤
Brilliant young Dr.
ናይ ብሓቂ ገሊፅካያ
እንበር ሙዑዝ 👍
ያዕብየለይ ብሓቂ ከማኻ ኢና ስእንና ዘለና
ዶክተር ሙኡዝ ! ኣብ ነፍስ ወከፍ መሬት ትግራይ ዘውርካ ምስቲ ህዝቢ ብምዝርራብ ንዝረኸብካዮ ጸገማት ህዝብን ትዕዝብትታትካን ብትብዓት ክትገልጾ ሰሚዕናካ ኣዚና ድማ ልባዊ ኣድናቖትና ይብጻሕካ ፡ ትግራይን ህዝባን ንዓኻን ከማኻ ዝበሉን ትድለይሉ እዋን ምዃኑ ፡ ትግራይ ፈተውትን ደገፍትን ተብዛሓሉን ፡ ጸላእትን ሓሳዳትን ተውሕደሉን ፡ህዝቢ ተንቅሕሉን ሰረቕትን ኣደናገርትን ተቃልዑሉን መደረኽ ምህላውኩም ፈሊጥኩም ሓላፍነታዊ ግቡእኹም ምውሳድኩም ብጣዕሚ ትነኣዱ። ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ ኣብ ስራሕኩም ሓይልን ብርታዐን ይሃብኩም ።
Well said Dr.
Dr m/z❤❤❤❤❤
Dr Mu'ez Gidey
Good explanations
Great explanation by Dr .this is what Tigray needs.
ዋዉ❤
👏👏👏🌹🌹😘😘💪💪
ዶ/ር ሙዑዝ ካብቶም አለዉና ንብሎም መሁራን ሓደ ኢዩ
ከምዚአቶም ዝበሉ ሰባት ዕድል ክረኽቡ እንተተመቻቺውሎም ትግረይና ናይ ምሕዋይ ዕደል አለዋ
What a smart man ❤
ሙኡዘይ ዋለላ ጠስመይ ስትየ ክብር አለኒ ልሙሁር ክብር አለኒ ልመንእስይ ይእስ ኦባ ናይ ሙሁር ትንተና ❤❤❤👍
Articulated and rational presentation!
All these presentations are fact of fact,thank you for the inquiry done.But,I have a doubt that this will be changed in the future.
ጀግና ሙእዝ ጊደይ
Keep the discussion going
The generation of out spoken young Elite and a man of the 21th century’s and please bring him more on the Media ❤❤❤❤❤
ሊቀ-ሙዑዝ ብናማን!
ዎ " ህዝቢ ትግራይ "
ብቐዳምነት ፡ ኣብ ኩሉ ነገራትካ ፡ ኣብ ሓደ-ነትካን ፡ ሓድ-ነትካን ፡ ምትእምምናትካ ኣረጋግጽ ፡
እዚኤን ምስ እተረጋግጽ ፡ እቲ ኻልእ ኩሉ መንገዲ ክኸፍተልካ እዩ ፡
ንዝኾነ ትግራዋይ ፡ ብድኽመቱ ፡ ብድሕረቱ ፡ ብጥዕናኡ ፡ ብዝኾነ ህልውናኡ ፡ ዝንበላኡ ፡ ወዘተ ከየዋሰንካ ፡ ብዝኽእሎ ኣካፍሎ ፡ ኣዋሰኣዮ ፡ ተጠቐመሉ ፡ ከይተዋስኖ ሓደራ " ሓደራ "ሓደራ " 🙏🙏🙏
Docterey semie zeymenweka edmen tienan yihabka ❤❤❤
ትግራይ ከም ዶ/ር ሙዑዝ ግልፅን ሓቅን ዝኾነ ሰብ ምልዮናት ይዓድላ ፈጣሪ🙏🙏🙏💖❤️💖❤️💖❤️
Kem wetru blux hasab ❤❤❤❤
አታ መሬትና አምሉስልና ካልዕ ናርክበሉ ኢና፡፡
Ambesa King of king 👑👏👏👏
ዶር ሙዑዝ ሓሳብካ ከም ሹምካ ዝመዓዘ ። ደፋር ሙሁር ሓቃዊ መፅናዕቲ። የቅኔልና።
ዶር ሙኡዝ ከምልበይ አነስ ከመይ ድዬ ፍትው ዘብሉ ንበረልና ክበረልና ዝሐወይ
10QQQ Dr. May you live long.
B
B
T
Dr Muez a fully and the most Scholar analyst in the Horn Africa. I can say He is not only analyst but He is also an institution.
Tigaro Brilliant politician
Very articulate & humble hero intellectual
You're so smart
ወዝን ሐቅን ዘለዎ ዘይሕለፍ ጥረ ሐቂ ን ክዕረን አዚአሰራራሐ ክቅፅል ዕድመ ክወሃቦ ፍፁም አይግባእን ሐጋዚ ፕ/ መዑዝ ይመሰለኒ ተባኽ ነገሮም ነዞም በስም ድርጅትን ስለጣንን ህዝቢ ዘሳቅዩ ጥራሕ መንጋር መቅፃዕ መቅላዕ ምብራር አብ ሐቁኡ ተለጢፍ ሌበነት ፀረ ህዝብነቱ ብዝግባእ ተቀፂዑ ናይ ሸግር ታሪኹ እንተይ ሐፈረን እንተይ ፈንፈነ ን አብኢዱ የሐዛ ማንም ፈጣሪ ሽግሩ ክሐበእ ክኸውለን አይ ግባእን
Muez your narration is good let you support them by naming and shaming
👍👍👍👍👍👍
birilants boy doctor muze
Wowwww he is smart man 🧍♂️
ዝገርም ኣገላልጻ እዩ፣ ዝድገፍ እዩ ፣ብሓቂ ብዙሓት ሙሁራን ኣለውና ለካ፣ ትግራይ ከምትግራይ ቤትምኽሪ ዘይብላ ኣብ ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያ እውን ተወካሊ እኳ ዘይብላ፣ እስኪ ይግፋሕ እዚ ልዝብ እሞ ሕውየት ህዝብንሃገርን ክነረጋግጽ ንጽዓር፣
በሊህ ወዲ የቀንየልና።
ብራቮ መድህን!!
They see things different angle I love i8
ሳይንስ'ስያ ብድምጺ ትቕይሮ? l like his explination.
ሙዕዝ ግደይ ነኽብረካ
ሕደግ ከምዚ ዓይነት ሕቶ አብ መድረክ አይሰማዕናይ።
ብራከ ሾው ቻናል ርእሲ ተጋሩ እዮ ግን ትግራይ ዘድል ቆራፃት አመራርሐ ንቅድሚት ብሕዝቢን ብሙራን ተጋሩን ዲያስፎራን ብዲሞክራሲ ተተመሪፆም ናይ ኢት ጎሣዊ አመራርሀ ነከትሎም ምስ ጎረበት ከጎብን አፋርን አምሀራን ኤርትራን ብሰላም ክንነብር አለና።
ዶ/ር ሙኡዝ ከየድነቁ አይሀልፍይ ግን ድማ ሙሑራት ትግራይ ከምጌም ቀያሮ ተዘይተጠቅምናሎም ናይ አመራርሀ አቅሚ ብዘይብሉ ፌደራል ጆኖሳይደር ንውቃእ አለና።
RAYA CONGREN
Whatever genociders, fascists and traitors said, TPLF's 14th party congress will be HELD.
ጆንሳይድ ቀላል ኮይና ባልኩም ዝወላኩሞ ኪናት ምስ ኣንደኩም
ህዝቢ ትግራይ ይኹን ሰራዊት ትግራይ ኩናት ወሊኡ አይፈልጥን ነውራም መንግስትን ነውራም ጎረቤት ሻእብያን እዮም ጆኖሳይድ ፈፀምቲ ተፈሊጡ ዘሓደረ ሓቂ እዩ።
ሊህቃን በሃልቲ ዝዓበዱ ትግራዎት
ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ዘእተኩሞ እስካትኩም ኢኩም
ብመልሓስኩም ሓሶት ብግብርኩም ስርቂ ተንኮል ዘይናትካ ምድላይ ሽርሙጥና ምህርኩሞ፡
ተባዕ ትግራዋይ ክፍጠር ኣለዎ ንዓካትኩም ዝጥፍእ
ሕውየት ትግራይ ዘይኮነስ ሕውይት መራሕቲ ህዋሓት የድሊ ምክንያቱ ካብ ጥቅሚ ፣ ዓልየት ፣ ኸባቢያዊነት ክወፁ አለዎም
ትግርኛ ዲዩ እንግሊዝ። ምስኪን ህዝቢ ትግራይ። እቲ ህዝቢ ኣብ ካልእ ጸገም፥ እዞም ኤሊት ኣብ ካልእ ዓለም
ዝገርም ኩሉ ዝመሰሎን ዝርአዮን ክትገበረሉ ክዲ እንተሎ ናይ ህዝቢ ምርጫን ድሌትን ውሳነን ኒጎኒ ገዲፍካ ዝመፅእ ለውጢ የለን ተፈተወ ተፀልአ ንህዝቢ ዕድል ክወሃቦ አለዎ ሕዚ ውን አነ ዝፈልጠልካ ዝብል ሑቡእ ድሌት ይረአ አሎ ብሓፂሩ ጭውያ ሰርዓት እዩ ዝግበረ ዘሎ
Yes I am 100% agree
ካብዚኣ ትጸሪ መጽናዕቲ የላን ህዝቢ ትግራይ ኩልኻ ኣብ ውድብ ናጽነት ተመዝገብ ኣባልነት ውሰድ።
ካመይ ማለት ኣረድኣና ናፅነት ንመርፀሉ ምክንያት
ዶ/ ር ሙዑዝ እንቋዕ ናትና ኮንካ
ብፍቅሪ ጆኖስይድ ዝዓበደ ህሕብረተሰብ
ጆኖሳይድ ዝፍቀር እንተኾይኑስ ንባእልሃ ይፍጠረልካ ህዝቢ ትግራይ ነፃነት ዘለዎ ህዝቢ እዩ ናይ ልቡ ይዘራምረብ ነገራት ይፈትህ ዲሞ ክራሲ ዘይብሉ ህዝቢ እኮ ከምዙይ አይዘራረብን ተአፂዩ እዩ ዝሞት ።
መን ሞ ክርዳእ ኢዩ እዞም ናይ 60ታት ወለዶ ኣእሙሮኦም ምሕሳብ ቀደም ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ደው ዘበለ ሰባት ኢዮም 😮
Nay behaki chelilna,,,
Why doctor Debretsion and Gelachew Reda lead Tigray ?
ኣይተጉሁዩና በጃኹም ኣባኡ ተገቲሮም ነሀዉ 30 ዓመት ኣብስልጣ ታይ ኣዲኦም ይገብሩ ኣሎው ኩሎም ይውረዱ ግምት ዋላ ህወሓት መራሕቲ ኩሉ ሌባ እዩ
ሓላፍነት ዝወስድ ካዓ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ ንኻሊእ ኣያሳብብ
He has some substance to share with!
Kulubahalumo
እዚ ትግርግልዝኛ ይበሃል
ለፍለፍቲ ደቅኹምን የሕዋትኩምን እንዳተጨውያን እንዳተዓመጻን ሐንቲ ክትገብሩ ዘይካአልኩምስ አብ ተግባር ንዘይውዕል ክንድዚ መደረ ሃጠውቀጠው::
Halewlew eyu
እስኪ ዶክተር ሙዑዝን ሕግ አልቦ ከይንኽውን ዝበለአቶ አማኒኤል አስፋን ከየድነቅኩኹም እንተሐሊፈ ሕሊናይ አይፈቀደለይን።
እንደነ ዶክተር ሙዕዝ አይነት ምሁራን ይዛ ትግራይ በሰካራም እጅ ትውደቅ😡