Aye beal nska resehat, lehasti meakor bear Martin. You know back fire mean! Ab liely hzbi eritrea zenakeskumo hawi tegemtilu leblibkum yu. Ata stupit, kem beal president Iseyas dea menke kiwedaderom. Kab ziwiledu ab elamom. Beal nska gn mems zmexe nfas tnefsu nfusat. Bumur donqor
ጻዕዳ ከም ጻድቅ ተቆጺሩስ
ጻዕዳ ዘዝበሎ ከም በባጋሎ ምድጋም ቅኑዕ ኣይኮነን
ዑሱባትን ከደምቲን ከምቲ ዘሓሰብኩምልና ኣይኮነልኩምን። ኩሉ እቲ ዝተመነኩሞ ሓፍስኩሞ ኢኩም ረሳሓት
Selam memhr medebatka btaemi ye zfetwo nay beal martin zbelwo zereba ab medebatka ketemxe gn zgerm u wrdet u entay sele zdeleyu eyom ezom sebat bzeaba guday eritrea zzarebu kurub kithasb nerka
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ስጋ ዝለበሰ ጋኔን'ዩ::
ን 30 ዓመታት ንሰውራ ኤርትራ ዝመርሐ ውልቀ- መላኺ ዝብል ሓረግ : ጅግና ብዝብል ይተኣረም:: ጽልኢ ካልእ'ዩ: ጅግንነት ካኣ ካልእ::
ኣንታ ሙሽሙሻት እባኒኩም እንታይ ሃጠው ቀጠው ኢዩ ።ናትኩም ከ እንታይ ይበሃል
ኣብ ድቃስ ጥራይ በቃ።
ኣየ ንስኻ ማርቲን ኢልዎ ምድጋምካ ዕጅልና መወዳእታ ተሳኢንውዎ ኢጊልዛዌ ብዛዕባ ኣፍሪቃ ሰላም ዝምነ ሪኢኻ ትፈልጥ ። ማርቲን ደሞዝተኛ ከልቢ ሑውሓት ሙኻኒ ኣጸቢቃ ትፈልጥ ዶሞዘይ ደይተኸፈልኩ ከዕገርግር ትዕዘቦ ኔርካ ትኸውን ።
ኢትዮጵያዊ ቡዳ ኢሰያስ ንሃገርና በሊዑዋ፡ ኣብ ኤርትራ ብወላሓደ ኣይውለድን እዩ፡ ከምኡ ስለዝኮነ እዩ ንኤርትራና ናብ ነበረት ያኢ ነበረት ቀይሩዋ ዘሎ ። ኤርትራ ኣብ 1991 ካብ ኢትዮጵያ ነጻ ወጺኣ ብ1993 ሪፈረንዶም ኣካይዳ ሃገረ ሩዋንዳ ብ1994 ጀኖሳይድ ተካይዱዋ ከተብቅዕ ቁስላ ኣሕውያ ኪጋሊ ሕጂ ኣበይ በጺሓ ኣላ፡ ቡዳ ኢሰያስ ካብ 1993 ክሳብ ሕጂ ንኤርትራ ወይ ከተማ ኣስመራ ዘፍረሶ እምበር ዝሃነጾ የለን ኣስመራ መቃብር ህሉዋት ኮይና። ኣብዚ ዝሓለፈ 4 - 5 ዓመታት ከኣ ኢትዮጵያ እዛ 120 ሚልዮን ዝነብረላ ከይትፈርስ እዛ ካብ 3 - 4 ሚልዮን ዝነብረላ ሃገርና ኤርትራ በጃ ኢትዮጵያ ኣሽሓት መንእሰያት ከፊላ፡ ስለዚ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያዊ ቡዳ ኢሰያስ ክሳብ ዘላ ን100 ዓመታት ጥራሕ ዘይኮነ ን1000 ዓመታት ንድሕሪት ክትምለስ እያ። ጸላኢና ብወዲ ጾማቂት ስዋ ይገዛእ ኣይኮነን ንሃገርካ ክመርሕ ንሓዳር እኳ ጓልካ ኣይትመርጾን(ኣይትህቦን) ።
Kkkk nay hemamey eritrawi aykonkan felut eyou kalas dederkeb eritra kebel
HOW MUCH DID YOU GET PAID TO DO THE DEFAMATION AND INSULTING TO PIA...
Meskinay natka eko keytkewn si Martin plawit zbelo elka kolell tbl,ab bayta zeyle gzieu zhalefo comedy rip.
Martin plawt dye zsemaeku way xeweta memhrey gdef kem qedemka yhsheka
Or Isaoas Afewerki once in a lifetime. Geniuses man. God bless Our precious president I said Afewerki. Amen.
112 ዓመት ብጽሓልና ክቡር መራሒ ❤🇪🇷
Tegahtinu eba yhder
Ezi kulu dea sebeytu eya yeeililatom ktkewun zelewa
ወዲ ኣፎም ከምቲ ከዳዓት ኣዳኸርቲ ዘይብልዎ ውፉይ ጅግና ንናጽነት ኤርትራ ክብል ዕድምኡ ሙሉአ ዘወፈየን ዘበርከተን ንሰውራ ኤርትራ ኣብ ዓወት ዘብጽሓ ተባዕ ተጋዳላይ አዩ ።
10:00 ነዚአ ዩቱብ ብምርአየይ ተጣዕሰ። ምክንያቱ ናይ ሐደ ሰነፍ ሰብ ፕሮግራም ኢዮ። ናይ አምባሳደር አሜሪካ ናይ ማሪቲን ፕላውቲ ክትብሉ ካብ ትውዕል ሲ ካብ ኤርትራዊያ ንኢሰያስ ዝቀሪቡ ሰባት እንተትብል ምሐሸካ። አዚኻ ተስፋ ዝቆረጽኻ(ተስፋ ዘይብላካ ሰብ ኢኻ) ኩሎም እዞም ( Reference ) ዘቅረብኻዮ ምስ ረብሖም ዝጉዓዞ ኢዮም ንስኻ ኸአ ንረብሐ ናቶም እተጣቅዕ መጣቅዕን ሃሱስን ኢኻ።
Welcome bro
Mokenn wlkawi tsli sile zeleka zeyele metshaf tnbb kurub eba hafer
13. ጥራይ ኢንተ ኮይኑ ተስፋ ኣሎዎ ናብ መላክ ኪቂየር ..
Sebay gudayom aykonen
😢😮😅😊
ካብቶም ዝፃሓፉ ከም መመኽኔታ መሸቀጢ you tube መብሊ ክትገብር ዝፈተንካ መንቀላወጢ ይገድድ
Aye muhurat adna nay balkum hasab ketemenchu aytklun dikum
Elwo tay eu kgebrelna
Aye beal nska resehat, lehasti meakor bear Martin. You know back fire mean! Ab liely hzbi eritrea zenakeskumo hawi tegemtilu leblibkum yu. Ata stupit, kem beal president Iseyas dea menke kiwedaderom. Kab ziwiledu ab elamom. Beal nska gn mems zmexe nfas tnefsu nfusat. Bumur donqor
ኢሳያስ ናይ ስልጣን ማንያ ዘለዎ ሰብ እዩ ።
This is bull shit
ል😊😊
Hatewketew 😂
anta entay konka kndi twerd.
Ya kezab kusuomak eleka aleku hasot gdefu woagat
ፈራሕ ኢሰያስ ጽላሎቱ ኣይኣምንን
👎👎👎
Resah keda, iseias anbesa abo eritrea eyu, newram, zeraba
Senef zey kem abotatu
Asasayi weyane, resah , hagery mbal senef zebl tekoynu si hzbi eritrea yfredena keda, hadawi newram
@@selemuntekie3043 Akmi sle zeyblka eko eka nab xerfi tgoyi zeleka
👍👍👍🌿💙🌿💙
ጦንቓላይ ሓሳዊ. መጀመርታ ድሕሪ ባይታኻ. መን ኢኻ??? ዝብሃል ሕቶ ስለዝስብ መጀመርታ ነብስና ሃሰስ ንበላ 😂😂😂ጎዶሎ ኢሰያስ ጅግና ተቓሊሱ ዘቃለሰ ሓርበኛ ሙኻኑ ኣንዳዕዲኻ ትፈልጦ ኢኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝገርም ባህርያት ዩ!!
Welcome welcome welcome