ጉዳይ ገንዘብ ዶ ፖለቲካዊ ቅንጸላ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2023
  • ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ክጓዓዝ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ካብ ብርኩ ብዝተወልደ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ሎሚ ንህዝቢ ኤርትራ ዓወት ኣበሲሩ ኣሎ። ሽግ ሓርነት ተወሊዓ ኣላ። ዕሰል ኤርትራዊ ንጀጋኑ ምሰል! ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ የብሉን። ኩልኻ ህዝቢ ኤርትራ መከራኻ ሓንሳብን ንሓዋሩን ከብቅዕ፡ ብዘይ ኣፈላላይ ኣውራጃን ሃይማኖትን ኣብ ጎድኒ ብርጌድ ንሓመዱ ተሰለፍ።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.com/f/hey8r
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org/product/menkae/
    alenamedia.org/product/tlmi-n...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | debretsion | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 602

  • @genetbaraki200
    @genetbaraki200 8 หลายเดือนก่อน +63

    እዚ ጉዳይ ምንም ምስ ፖለቲካ ዘራክቦ ነገር የለን ካብ ሸንኮለል ብዛዕባ ታደሰ ዝበለካ መልሲ ሓብ

  • @binimela
    @binimela 8 หลายเดือนก่อน +34

    መጀመራታ ሙሉእ ጥዕና ንዓኻ 🙏
    ንዓይ ተርዲኢኒ ደሎ ስጋብ ሕጂ እዚ ነገር ናይ ገንዘብና ዝብሉ ሰባት እምበር ☝️ምስ ቃልሲ ዘራክቦ ወልሓንቲ ነገር የለን ::
    Very sad ከምዚታት ክንሰምዕ ::😥

    • @rob-zb3ic
      @rob-zb3ic 8 หลายเดือนก่อน +1

      ቢኒ ቢኒ በዓል ሕልና ትኽክል ወዲ ህዝቢ !

    • @binimela
      @binimela 8 หลายเดือนก่อน

      @@rob-zb3ic 🙏🩵🙏

    • @user-qm7us3qc7o
      @user-qm7us3qc7o 8 หลายเดือนก่อน +1

      Shame on this person Redie Mehari

  • @FtsumHailemichael
    @FtsumHailemichael 8 หลายเดือนก่อน +54

    ቅንጸላ ዶ ሓደ ኣይትበል ዝወሰድካዮ ገንዘብ ምለሰሉ ካልኡ ይኣኽሎ እዚ መንእሰይ
    ሰልጠነ ድምጺ ስለ ዝኾኖም ድዩ መንጸሮር ሒዚካ ናብ ካልእ ህልወሳ ትኣቱ

  • @kibromaraia3102
    @kibromaraia3102 8 หลายเดือนก่อน +71

    ኣንታ ኣያ ረድኢ ናብቲ topic ዘይትኣቱ ካብ ናብ ትፈኦም ዝለሓሱ ምውዳስ፡ ናብቲ topic ኣቲኻ challengeግበር፡ ምኽንያቱ በቲ ዝሰማዕናዮ ጉሂና ኢና ቀኒና፡ ሰልጠነ ዝገበረ የብሉን ደቂ ህዝቢ እዮም ዘማርሩ ዘለው፡መልሲ ሃቦም ፡ ካልእ ውልቃዊ ጉዳይኩም ነሐድሕድኩም ወድእዎን ፍትሕዎን፡ ሰልጠነ እንድሕር ተጋግዩ ኢልካ ንምንታ ንስኻኸ ነቲ ናቱ ጌጋ ትደግሞ፡ ነቶም ሕቶ ዝሓቱ ዘለው መልሲ ክትህቦም ኢና ንጽበየካ ዘለና።

    • @user-wm9th3ew4r
      @user-wm9th3ew4r 8 หลายเดือนก่อน +5

      ክቐርብ አይደልን እዩ ምኽንያቱ ናይ ስርቂ አመል አለዎ

    • @alexanderbirhane4611
      @alexanderbirhane4611 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣስፊሑ ብሱል መልሲ'ኸ ዘይህበሉ፡ ንስኻትኩም እኳ ሰብ ካብ ቃልሱ ንሙኩልላፍ ክትዕጠቅሉ ሰለስተ ሰዓት ትልፍልፉ።

    • @tsegaywerede
      @tsegaywerede 7 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቅ ፡ ግብረ ፡ መልሲ።

    • @user-wm9th3ew4r
      @user-wm9th3ew4r 7 หลายเดือนก่อน

      @@tsegaywerede መርሐባ ፀጋይ ይገርም እዩ በዚኦም ሰረቕቲ ከምበዓል ረዲእ ለውጢ ፍትሒ ከምፅኡ እዮም ኢልካ ምሕሳብ ዘይከውን ኮይኑ

  • @samsonberhane1925
    @samsonberhane1925 8 หลายเดือนก่อน +34

    I have all the respect for you Brother Redie, Tefetawi is a hero you can't take credit from him, plus you mentioned despicable people such as Zerisenay, this guy and others chose to betrayed our people they have nothing to do with you and the money you are involved, again there are many people came forward that you are involved with, I do not see anything wrong what Seltene did, you the one accused of scamming poor people's money, please correct yourself stop making excuses

    • @krubel682
      @krubel682 8 หลายเดือนก่อน +3

      I agree

    • @samsonberhane1925
      @samsonberhane1925 8 หลายเดือนก่อน

      I am wedi Hamaden as well, but that has nothing to do with this subject, please lets concentrate on the main issue &dis regard GUALMEGEDI, no body is above the law, Redi, just because of his an opposition or because of he has his own media, it doesn't mean he can get away with corruption, I hope my message is clear.@@Eric-xz9ms

  • @anglesoflife8526
    @anglesoflife8526 8 หลายเดือนก่อน +18

    Tadese… “can you please give my
    money back”
    Redie… “ yes I will b😢ut wait until I collect or I mean steal some money from your friends”
    Tadese…. “No no I will tell my friends what you did to me”
    Redie… “ let me change the story, I think it will better to fight with seltene and call his enemies and tell them to join me to destroy seltene.”

    • @SuperMobly
      @SuperMobly 8 หลายเดือนก่อน +1

      😂

    • @fitsumhabtom2572
      @fitsumhabtom2572 7 หลายเดือนก่อน

      Sdi atababya zbedelo

  • @amanuelsyoumgebremeskel9230
    @amanuelsyoumgebremeskel9230 8 หลายเดือนก่อน +37

    ሰልዲ ከም ዝወሰድካሉ ግን ኣሚንካሉ ስለ ዘለኻ ዘይትመልሰሉ ካብ ኮለል ትብል

  • @user-tg4rv3ho1j
    @user-tg4rv3ho1j 8 หลายเดือนก่อน +31

    ካብ ኮለል ትብል ገንዘብ እዚ ውጹዕ ስብ ምለሰሎ ሃተፍፍትፍ ኣይትበል ቭድምጺካ ዝተሰነደ መርትዖ እንከሎ ፥ ዕንክሊል ኣይትበል
    ገንዘብ ድካ ረሃጽ ገንዘብ እንታይ ክገብረልካ ነዛ ዕምርኻ ሕሰብ

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 8 หลายเดือนก่อน +23

    ረዲእ ብቐዳምነት ቡዙሕ ሰላም :: እንቃዕ ድማ ብሰላም ተመለስካ ::
    ረዲእ ገንዘብና በሊዑና ዝብሉ ከምቲ ኣብ ናይ ሰልጠነ ሸው ዝሰማዕናዮም ቡዙሓት ኢዮም :: ነቶም ሰማዕቲ ውን ብጣዕሚ ኣሰምቢድና ኢዩ ::
    ሓደ ሰብ ጥራሕ እንተ ዝኸውን ነይሩ ምናልባት ኣብ ሞንጎኦም ዘይምስምማዕ ተፈጢሩ ይኸውን እሞ ናይ ምጽላም ኢዩ ዝኸውን ምስበልና ነርና ::
    ሓደ ሰብ ጥራሕ ዘይኮነ ቡዙሓት ሰባት ብሙኻኖም ግን ከይተገረምና ኣይተረፍናን ::
    ስለዚ ክሳብ ክንድዚ ዝኣኽሉ ሰባት ገንዘብና በሊዑና ክብሉ ከለው እንታይ ይመስል መልስኻ ?

  • @yosiefamanuel1639
    @yosiefamanuel1639 8 หลายเดือนก่อน +16

    ፍትሒ እንዳበልካ ስ ንግዲ ካብ ዝተሽገሩ

  • @fisahahagosyirgalem2215
    @fisahahagosyirgalem2215 8 หลายเดือนก่อน +14

    ናይ ሰልጠነ እቲ ህዝቢ ፣ ይምዘኖ ንዓኻ ውን ንመዝነካ ኣሎና።

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 8 หลายเดือนก่อน +26

    መንእሰያት ምብዳል ነውሪ

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 8 หลายเดือนก่อน +17

    You do not need to talk a lot, just make the refund and close the case. No need to get into a confrontation.

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 8 หลายเดือนก่อน +20

    26 ደቒቕ ህውተታ ጥራይ ተዛሪብካ።መእተዊ ድማ ኢልካዮ።ልዕሊ ምህውታት ድማ ነዚ ሰብ ገንዘቡ ምለሰሉ።በቃ ልዕሊኡ ዘረባ ኣየድልን።እዞም ዝጠቐስካዮም ሰባት ግን ቀተልቲ ዓመጽቲ እዮም።በዓል ቴድሮስ ሸያጢ ኩሊት፡ብሰልጠነ ኣይተቐንጸሉን።ኣብ ሜድያ ምስ መጽኡ ዝተዓመጹ እዮም ተዛሪቦም።ንምንታይ ግን ንዓመጽቲ ክሽፈነሎም ደሊኻ።ሰልጠነ ጉድኩም እዩ ዘውጽኣኩም ዘሎ።ኣንጻር ዓማጺ እንዳ ተቓወምና፡ኣብ ውሽጥና ድማ ዓመጽቲ ክትህልዉ ጉቡእ ኣይኮነን።ተሓጺብኩም ምጽኡ በጃኹም ጽሩያት ኩኑ።ንሰልጠነ ግን ከተጸልሞ ኣይትፈትን።ተዓሚጸ ንዝበለ ሰብ ድማ ድምጺ ክኾኖ ግዴታ ኣለዎ።ብሓጺሩ ግን ገንዘብ እዚ ምስኪን ቆልዓ ምለሰሉ።

  • @tekiekifle7875
    @tekiekifle7875 8 หลายเดือนก่อน +22

    ሰብ ኻአምነኻ ምለሰን ካብ አፍኻ ሰሚዕናዮ ደይ ገንዘብኻ ነዉሪ

  • @user-jf4gk3yv2w
    @user-jf4gk3yv2w 8 หลายเดือนก่อน +29

    ዕገብ ምትላል ናይ ሰብ ገንዘብ

  • @user-ed3nm9zb5i
    @user-ed3nm9zb5i 8 หลายเดือนก่อน +38

    ኣቶ ረድኢ እዚ ዝበሃል ዘሎ ሓቂ ኣይግበሮ ሓቂ እንተኮይኑ ግን ዓገብ ፍትሒ ካብ ነፍስኻ ኢያ ትጅምር

    • @mtesfay161
      @mtesfay161 8 หลายเดือนก่อน +3

      ኣብ ኢስራኤል ኣነ ዝፈልጦም ጥራሕ ናይ 4 ሰብ 91,0000 ዝቆመሮም ኣለዉ ።ክሳብ ሕጂ ኣብ መድያ ዘይተዛረቡ ብቀረባ ዝፈልጦም ሰባት ኣለዉ። ነዚ ዝብሎ ዘሎ ሰሚዖም ድምጾም የስምዑ ይኮኑ። እዚ ሰብኣይ ዘይከውን ይዛረብ ኣሎ።

    • @FilmonKfle-tr3xu
      @FilmonKfle-tr3xu 8 หลายเดือนก่อน

      Chbti zelewa haqi enber kemey du beaka haqi? Mexexex tbil

    • @user-ed3nm9zb5i
      @user-ed3nm9zb5i 8 หลายเดือนก่อน

      @@FilmonKfle-tr3xu ሱቅ በል ወልፋስ ኣነ ንረድኢ እየ ኢለ ነኣኻ ኣይበልኩን ወጣም👌

    • @FilmonKfle-tr3xu
      @FilmonKfle-tr3xu 8 หลายเดือนก่อน

      @@user-ed3nm9zb5i drbay eka

    • @user-ed3nm9zb5i
      @user-ed3nm9zb5i 8 หลายเดือนก่อน

      @@FilmonKfle-tr3xu ንስኻ ከኣ ጎሓፍ ኢኻ ማለት እዩ😂😂

  • @fshahadish3946
    @fshahadish3946 8 หลายเดือนก่อน +14

    ምብዳል ሰብ ነዉሪ ገንዘብ ሰብ ነዉሪ ሓውና ረድኢ።

  • @amanuelsyoumgebremeskel9230
    @amanuelsyoumgebremeskel9230 8 หลายเดือนก่อน +11

    ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ተዛረብ::

  • @Azahel5592
    @Azahel5592 8 หลายเดือนก่อน +32

    ልኽብጥና ኣየጽድቕን'ዩ! ንዘይፈልጠካ ምናልባት'ምበር ነቶም ብቐረባ ንፈልጠካ ለመጭ መልሓስካ ኣየደናግረናን'ዩ።

    • @user-pf4jg6wn1g
      @user-pf4jg6wn1g 8 หลายเดือนก่อน +1

      ኣበይ ትፈልጦ ዓጢነ

    • @YacobHaile-nm4sj
      @YacobHaile-nm4sj 8 หลายเดือนก่อน

      @@user-pf4jg6wn1g abey tfelto ekhlti eya nera.
      Tzey kone redie kab ERITRA GEMIRU EKHA TISEMALU EMO, B TIEGSTI MTSEBAY YHAYSH.
      THANKS

    • @user-pf4jg6wn1g
      @user-pf4jg6wn1g 8 หลายเดือนก่อน +1

      @@YacobHaile-nm4sj Kem nay Aregay Hagos eya ktkewn😂part 2 film seltene aywudanyu😂

    • @berhanearaya6649
      @berhanearaya6649 8 หลายเดือนก่อน +1

      @@user-pf4jg6wn1g hawey ezi sebay n haftey wela ataliluwa neiru brother. after 4 years dhri kindey kolel half eti genzeb melisula eti kalae wesiduwo.

    • @user-gf6zi5cu6r
      @user-gf6zi5cu6r 8 หลายเดือนก่อน +1

      @@user-pf4jg6wn1g ድርባይ ነዚ ዳኣ ብመልሓሱ ትፈልጦ እታይ ምቅራብ ኣድሊካ ሚሽ ባዕሉ ብውሽጢ ንረዳዳእ ኢለዮ ይብለካ ኣሎ እቲ ሕልናካን ርእስካን ኣይሰርሕን ዲዩ ወይስ ናይ ምስማዕ ጸገም ኣለካ ከማኩም ካብ ተፈጥሮ ሕልና ዝከብለሉ ስለ ዝድገፎም እዮም ሰባት ዘታሉሉ ዘለው ኣረግቶት ክንሶም ኣክንዲ ቤተክርስትያን ምካድ ኣክዲ ጾሎት ኣክዲ ምክሪ ንናኣሽቶ ደቆም ክሰርቁ ይውዕሉ ኣለው

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t 8 หลายเดือนก่อน +34

    ክምብል በለ እምበር ኣይተኻዕወን ከም ዝበሃል እዚ ቆልዓ ታደሰ ናይ ኢኮኖሚ ጸገም ከምዘለዎ ጠቒሱ ኔሩ እሞ ምእንቲ ፈጣሪ እቲ ፕሮሰስ ይቐጽል ምስ ታደሰ ተዛሪብኩም ፍትሕዎ እቲ ሽግር ኣያይ ረድእ መሓሪ ኣውራጃ ገለ ቑምነገር የብሉን

    • @user-gf6zi5cu6r
      @user-gf6zi5cu6r 8 หลายเดือนก่อน +2

      ንሰራቂ ንምታይ ኣይይ ዶ ገለ ዶ ትብልዎ ኣለኩም ኣቱም ረሳሓት ሰራቂ ሰራቂ እዩ ግዘብ ናይ ሰብ ወሲድካስ ክንረዳዳእ ዝብል እታይ ኣለዎ ክወስዶ ከሎ ዳኣ ዘይረዳዳእ እስከ ትም በሎ ባዓል እዚኣቶም ኣፎም ገፊሕ ብ ኣፈጣጥራ ከማን ኩፏት ብከመይ እዮም ፍትሒ ከምጹእ ደድሕሪኦም ትጋዓዙ ዘለኩም ሎቅማጽ ንቃለስ ኣለና ከኣ ይብል

  • @genetbaraki200
    @genetbaraki200 8 หลายเดือนก่อน +20

    ግዜ ወስነለይ መዓዝ ትመልሰለይ ምስ በለካ እንታይ መሊስካሉ? ገንዘብ ንምምላስ ምንም ግዜ አየድልየካን ሓቂ ተዛረብ ናይ ድኻ ገንዘብ በሊዕካ ሒዙካ ከይከይድ ።

  • @user-tg4rv3ho1j
    @user-tg4rv3ho1j 8 หลายเดือนก่อน +20

    ኪድ ኣምስሉ ለመጭ ኢካ ንስኻ ቀደሙስ ኣብ ኤርትራ ኣብ ህዝብን ፒሊስን እውን እኮ ብምጥፍፍእ ዝተከሰሰካን ዝወጻእካን ስብ ኢካ ንስኻ ፥ እዚ መግለጺ ኣመል ናትካ እዩ

  • @fissahaiegebreyesus6913
    @fissahaiegebreyesus6913 8 หลายเดือนก่อน +12

    Return the money to the innocent person if not you are criminal

  • @andrewallace2251
    @andrewallace2251 8 หลายเดือนก่อน +14

    መጀጀመሪያ እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ኣያ ረድኢ;
    ብምቕጻል , ካብ ናብ ሰልጠነ ናብ እቲ ጉዳይ እቶ
    ሰልጠነ ንዓኻ ኣጸሊሙ ዘርብሖ ሳንቲም ስለዘየለ ኣብከምዚ ጉዳይ ኣይውዕሎን:: ንሰኻ ናይ ሰልጠነ ገዲፉ ካ ምስ ብዓል ጉዳይ ሸግርካ ፈታሕ, እዚ ጉዳይ ወጽዓ እዩ, ብዓል ጉዳ ድምጽኻ ሒዙ እዩ ቀሪቡ ,ነቲ ዘምጽኦ መርትዖ ብቐቐጥታ ምሰ ብዓል ጉዳይ ጉዳይካ ፍታሕ, ወደሓንካ::

  • @adonaythegreat8426
    @adonaythegreat8426 8 หลายเดือนก่อน +12

    ብዝኾነ ኣይትሕብለናን ክቡር ረድኢ መሓሪ። በኸምዚ ኣይንጥምተካን ኔርና። ሕጂ'ውን ገንዘቡ ምለሰሉ

  • @amanuelsyoumgebremeskel9230
    @amanuelsyoumgebremeskel9230 8 หลายเดือนก่อน +16

    ሕጂ ምዕራቅ ድዩ ዋላስ ገንዘቡ ምምላስ ናይ ተዓሚጹ ዘሎ ሰብ'ዩ

    • @asmerettekle55
      @asmerettekle55 8 หลายเดือนก่อน +1

      What happened to you very sad you should retern the money to those poor people this is Canada don't blame seltene

    • @amanuelsyoumgebremeskel9230
      @amanuelsyoumgebremeskel9230 8 หลายเดือนก่อน

      @@asmerettekle55ኣቶ ረድኢ ዶ መሲለኪ 😂😂😂😂

  • @danielhagos8436
    @danielhagos8436 8 หลายเดือนก่อน +47

    እቲ ምጉት ግን ምስቲ ብዓል ጉዳይ ኮፍ ኢሉ ተበዲለ ኢሉ ዝዛረብ ዝነበረ ድዩ ዋላስ ምስ ሰልጠነ ኢዩ።

    • @user-wm9th3ew4r
      @user-wm9th3ew4r 8 หลายเดือนก่อน +1

      ረድእ ናይ ስርቂ አመል አለዎ አብ ኤርትራ እንከሎ ተአሲሩ ኔሩ ብስርቂ ይገርም አረጊት ሰራቒ

    • @user-wm9th3ew4r
      @user-wm9th3ew4r 8 หลายเดือนก่อน

      @@user-by8ox3hp3h ብሐቂ ሰሪቑ ኔሩ ሕጂ እውን ሰራቒ እዩ ዘሎ ዝበዝሑ ዝሰረቑ በደላት ዝፈፀሙ ኮታ ገበናት ዝፈፀሙ ቀልጢፎም እዮም አብ ደገፍቲ ዝኣትዉ ገለ ውሑዳት ከአ ደለይቲ ፍትሒ ኢና እንዳበሉ ካብቲ ዝፈፀምዎ በደላት ክሕብኡ እዮም ዝደልዩ መቸም እንታይ ይብሃል ኮይኑ ደሐር ከአ 😙ባባ ረዲእ ክትብሎ No way አረጊት ሰራቒ ኢኻ ክትብሎ ዝግባእ

  • @yosiefamanuel1639
    @yosiefamanuel1639 8 หลายเดือนก่อน +8

    መሕፈር ዘይገመትናዮ

  • @sunrise2113
    @sunrise2113 8 หลายเดือนก่อน +12

    እዛ ዓለም ዘይንነብራ ጽቡቅን ሐቅን ጌርካ ምካድ ጽቡቅ ኔሩ ብዘይ ኮለል ዘረባ በጃኩም ገንዘቡ ምለሱሉ ።
    እዝጋቢሄር ክሐተኲም ዩ በጃኩም ምለሱ ገንዘቡ ጌጋ ዩ ብዙሕ ዓመታት ተወጺዑ ዩ

  • @solomonfessahaie1025
    @solomonfessahaie1025 8 หลายเดือนก่อน +3

    Toba degim
    I was supporting you Alena Media $1 day for a long time, not long ago I cancelled my support and at the time I just simply decided to stop but now I’m glad to have done so and I’m very happy that that we know these information now. You can talk all day long to convince me but it won’t happen.
    I heard enough. Ageb Ato Redie

  • @yemanegebresus8848
    @yemanegebresus8848 8 หลายเดือนก่อน +10

    ገንዘቦም ምለሰሎም ነዞም መንእሰያት፡ ኮለል ኣይትበል

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 8 หลายเดือนก่อน +12

    ንሕና'ኳ ሓሚመ ዝብል መልእኽቲ ምስ ሰደድካ ንኽትሓዊ ጸሎት ክንገብረልካ ከሪምና ኢና::
    ሕጂ'ውን እወ ሓቅኻ ሰንቢናን ጉሂና ኢና::
    እቲ ኣቶኩሮኻ ናብቶም ዝኸሰሱኻ እንተትገብሮ ምሓሸ::

  • @Dejenmengesha
    @Dejenmengesha 8 หลายเดือนก่อน +16

    ሓንሳብ ፡ ኣነ ንባዕለይ ክንደይ ግዜ ደዊለልካ ሓሚመ ኣለኹ ኢልካ ። ናይ ብዙሓት ሰባት ገንዘብ ወሲድካ ኣለኻ ብዓብዩኻ ኣይትሓሱ ኣያ ረድኢ ። ኣብ ኤስራኤል ዮውሃንስ ዝብሃል ወኪል ነይሩካ ሕጂ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣሎ። ግን ክንመጸካ ኢና ይመጹ ኣለዉ።

  • @lulaweldeabgebremichael6256
    @lulaweldeabgebremichael6256 8 หลายเดือนก่อน +9

    ምሕፈሪ መቸም የብልካን ካብ ክትምልስ ትመጽእ ገንዘቡ ተትመልሰሉ ጽቡቅ ነሩ ብድምጽካ እኮይና ኣለልናካ

  • @genetbaraki200
    @genetbaraki200 8 หลายเดือนก่อน +12

    አይ ታደሰውን ነዊሕ ዓመታት ተጸቡዩካ እዩ ሓቂ ተዛረብ ። እወ ታደሰ ጥራሕ ዘይኮነ ካሊዕ ወዲውን 54 ሽህ ከምዝወሰድካ ተዛሪቡ ኣሎ እሞ ሓቂ ተሉየካ ብዛዕባ ሰልጠነ ዘይኮነስ ብዛዕባ ታደሰ ተዛረብ ። ናይግድን ክትሕተት ኣለካ

  • @dinishtekle194
    @dinishtekle194 8 หลายเดือนก่อน +6

    You spent too much time talking about Seltene instead of immediately addressing the topic.

  • @amanuelsyoumgebremeskel9230
    @amanuelsyoumgebremeskel9230 8 หลายเดือนก่อน +24

    ህግደፍ እዬም መብዛሕትኦም ዘጣቁዕልካ ዘለው ኣይትርሰን::

  • @user-qu1lz5dw8f
    @user-qu1lz5dw8f 8 หลายเดือนก่อน +5

    Come on stop making excuses just return the money to the innocent man, this poor man who worked so hard for his money, come on just return the money !! Period ::

  • @mannyseretse
    @mannyseretse 8 หลายเดือนก่อน +5

    Just refund his money, this guy's is in Israel and they are in a deep crisis. Focus on the money 💰 issue. This is not politics it is all about money and speaking your evidence to convince us.
    ስማዕ ገንዘቡ ምለሰሉ። ዓጀውጆው፡ኣብዚሕካ

  • @amanuelsyoumgebremeskel9230
    @amanuelsyoumgebremeskel9230 8 หลายเดือนก่อน +11

    እዋይ ንዘርእሰናይ ተቀንጺሉ ትብል ኣለኻ

    • @habtom3536
      @habtom3536 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቅነት የብሉን አዚ ሰብኣይ ሰራቂ ምዃኑ ነስርቅተይ, የዝከር ኣሎ, ተድሮስ, ዘርሰናይ, they are crimnal

  • @yosiefamanuel1639
    @yosiefamanuel1639 8 หลายเดือนก่อน +45

    ብድምጽኻ እንድዩ ኣምጺእዎ ዓማጺ ገንዘቦም ምለሰሎም

    • @user-qm7us3qc7o
      @user-qm7us3qc7o 8 หลายเดือนก่อน +1

      ትኽክል ሃለውለው ይብል አንታ:: ከምዚ አይተፀበኹን ካብዚ ሰብአይ

  • @kahsaymeshesha5460
    @kahsaymeshesha5460 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ageb eyu Mr Redei Seltene is a great guy he is our beloved brother you have to tell your truth thank you

  • @kahsaymeshesha5460
    @kahsaymeshesha5460 8 หลายเดือนก่อน +5

    You are dancing around the issues Mr. Redee you just have to clear the case it's not personal attacks thank you

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 8 หลายเดือนก่อน +8

    ስላም
    ኣያና ረዲኢ መሓሪ : እንቋዕ ደሃን መፀኻ : ሎንቆነ ዋጭዋጭ ቀንዩ መልስ ክትቦም
    ተስፋ ንገብር : ኣብ ደንበ ተቃውሞ ነንባዕልኻ ምብላዕ እንታይ ኣምፀኦ ???
    ገሪምና ብዝኸነ ብልቦና ፍትሕዎ ጆጋኑና 💙💙💙💙💙

    • @susugidey8571
      @susugidey8571 8 หลายเดือนก่อน

      ሕጂ ድኣ ከመይ ጌርካ አብ ስክሪን ቀሪብካ ዶክተር አዚዙልካ ማለት ድዩ ብጣዕሚ ዝሕዝን ኢዩ 💔💔🥲🥲

  • @diwtesfalem2391
    @diwtesfalem2391 8 หลายเดือนก่อน +17

    ሰራቂ ናቱ ገዲፉ ናይ ካልእ ይዛረብ ናትካ ግበር ሰልጠነ ሓንቲ ኣገበረን ዝወሰድካዮ ምለሰሎም

  • @diwtesfalem2391
    @diwtesfalem2391 8 หลายเดือนก่อน +2

    Nay behaki eka himak

  • @Zemenfe
    @Zemenfe 8 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ ተጋ ረድኢ

  • @user-tg4rv3ho1j
    @user-tg4rv3ho1j 8 หลายเดือนก่อน +7

    ኪድ ንስኻ ደላይ ፍትሒ ኣይኮንካን ዓማጺ ኢኻ

  • @haneber7369
    @haneber7369 8 หลายเดือนก่อน +3

    💙BlueRevolution💙

  • @samialabrha1121
    @samialabrha1121 8 หลายเดือนก่อน +1

    We love you wadi redie❤ Tekalasai Abona kelska Tirai Nikidmit::

  • @iyasuabrahamhabtezghi1672
    @iyasuabrahamhabtezghi1672 8 หลายเดือนก่อน +5

    ብዛዕባ እቲ ገንዘብ ተዛረብ ኣያና ረድኢ እዚ ጋል መገዲ እዩ ካልኣይ በዓል ቴድሮስ ተቐንጺሎም ክትብል የምዝነካ እዩ

  • @AbebaNegasi-zv7vy
    @AbebaNegasi-zv7vy 8 หลายเดือนก่อน +2

    Ketafi

  • @abebaghebre5704
    @abebaghebre5704 8 หลายเดือนก่อน +2

    GBU. ❤❤❤❤

  • @SebNkun
    @SebNkun 8 หลายเดือนก่อน +6

    *ታኣለ ጥራይ ካብ'ዚ Media, ገጽካን ልምጽማጽካን ክንሪኤካ ኣይንድለይን፡ እንተመጺኻ 'ውን ዓኽ ጡፍ ኢና ክንብለልካ*

  • @solomonghebreslassie7667
    @solomonghebreslassie7667 8 หลายเดือนก่อน

    Amien

  • @arsimates7360
    @arsimates7360 8 หลายเดือนก่อน +2

    Kemzi Aytxebekukan neire genzebu mileselu nab kala hiwteta aytkid

  • @hadishhagos6364
    @hadishhagos6364 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣያ ረድኢ ብዛዕባ እቲ ጉዳይኩም ኣብ ዕጹው ክትውዱኡን ኣብ ምትእምማን ክትበጽሑን ጽቡቕ እዩ።ካልእ ግን ነዚ ኣቐዲምካ ናይ ተቐንጺሎም ትብሎ ዘለኻ፡ብሓቂ ኣብ ከውሒ ንዘይረገጹ ወይ ብኻልእ ምኽንያቶም ንዝኸዱ ሰባት ምልዓል ብሓቂ እምነትካ ጌርካ ክትዛረበሉ ብሓቂ ኣብ ምትህልላኽ ትኣቱ ኣለኻ።እሞ ተቐላጢፍካ ናብ ንቡሩ ምለሶ።

  • @SemharAsghede
    @SemharAsghede 8 หลายเดือนก่อน +1

    Hji sk ilkum hatef tef aytbelu genzebu habo newri eu egziabiher frhu bejakum

  • @samuelasfha1028
    @samuelasfha1028 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያ ረዲእ ማሓሪ ኣብታ ጉዳይ መልሲ ዘይትህብ እቲ ሓቂ ሰብ ይፈልጦ ፍታሕ ውን ይረክብ ጉዳይኩም

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 8 หลายเดือนก่อน

    ስላም አያና ረዲ ፅቡቅ ጅማሮ

  • @temesgengidey7162
    @temesgengidey7162 8 หลายเดือนก่อน

    Redi mehari you are one of my favorite TH-camrs l learn a lot of things from you. Keep up a good work 💯 temesgen eye kab Washington DC

  • @ezgagebremichael3460
    @ezgagebremichael3460 8 หลายเดือนก่อน +4

    Why don’t you get to the point

  • @redios102
    @redios102 8 หลายเดือนก่อน +4

    Ato Redai. Edaka kefilka erefti yhsheka.
    Shimka aeitebalashu.

    • @YacobHaile-nm4sj
      @YacobHaile-nm4sj 8 หลายเดือนก่อน +1

      Tebelashus, halifwo ekua.

  • @davidnhmedu7104
    @davidnhmedu7104 8 หลายเดือนก่อน +14

    ማአስ ድኣ ሓዊኻ ሓሚምኻ እልና ኻኣ ንሕና ንሻቀለልኻ እምበኣር ብኻልእኻ እኻ ርሕኻ ኻብዚ ቃልሲ😮

  • @n.k3901
    @n.k3901 8 หลายเดือนก่อน +14

    ካብ ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ እንድዩ እንቋዕ ብደሓን መጻእካ ኣያና ረድኢ ምውሓጥ ኣብዩና ዝቐነየ ጉዳይ ከተብርሃልና ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና፡ ተስፋ ንገብር በዚን ወዲኸምዚን ቃልስኻ ከይተዓናቐፍ🙏🏾

  • @venuduciel835
    @venuduciel835 8 หลายเดือนก่อน

    ጀላዕ ገመል. ሰራቒ.

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 8 หลายเดือนก่อน +3

    Ata sebay entay eyu ajejrw zebkeka zelo kemzi eka nerka tegerm eka ezom ktteksom zitsenahka kulom hibue mistir zineberom kemeu slezkonu dima gizye bitan mis seanu nabta beteom hgdf keydo neziom dika kem evidence amtsiekayom bel kinegreka nsomsi nab noteom eyom keydom. Slezi entekilka naka tsibuk aykonen dem rihitsom zemtsewo nktkhsom hisebelu ember Seltenes bezi nayka tselemen hanti zimetso yelen ata Amlak kierekena Amlak zifetwo sirah sirah neti kdmi 1 amet zilemeneka autkhad.

  • @isayashabtemaryam7671
    @isayashabtemaryam7671 8 หลายเดือนก่อน +5

    Genzebu tray mleselu Aya bzuh zereba ayedlyon u

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 8 หลายเดือนก่อน

    ❤Welcome KING HEROS.. ❤

  • @zashoshoza367
    @zashoshoza367 8 หลายเดือนก่อน +2

    እዋእዋእ እቲ ቃልካኸ እሞ ተቓውሞ ምሕብኢ ገበን እንተኾኑ ክተርፍ ኣለዎ እሞኸኣ ምስ ዕድሜኻ ዘይከይድዩ ።
    ስለዚ ካብ መመኽነይታ ምድላይ ጌጋኻ ምእራም ምሓሸ ።

  • @teberehyehala7729
    @teberehyehala7729 8 หลายเดือนก่อน +3

    ነንሕድሕድኩም ኣይትባልዑ።ናይ ሓባር ፀላኢ ሻዕብያ ሰለዘለኩም ተሳነዩ ደኣ።ሕብረት ካብ ጎረቤትኩ ካብ ተጋሩ ተመሃሩ ።

  • @muluebrhantekie6284
    @muluebrhantekie6284 8 หลายเดือนก่อน +1

    Well come ❤

  • @Tigrenglish
    @Tigrenglish 8 หลายเดือนก่อน

    Make amends with Yual and tell the truth.

  • @moconennhagoss4401
    @moconennhagoss4401 8 หลายเดือนก่อน

    Come to point

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 8 หลายเดือนก่อน

    Ageb redie mehari
    Ezi tizarebo zeleka wn kinue aykonan tishfno Eka zeleka.

  • @shamram6200
    @shamram6200 6 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 now.

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 8 หลายเดือนก่อน +2

    #መታለሊ ኪድ ድኣ መውእልካ ሓሲኻ ኢኻ ትናበር ነይርካ

  • @tesfa6273
    @tesfa6273 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ይሕዝን ክዲ ጎቦ ዝከዉን ጸላኢኩም ረሲዕኩም ነንባዕሉኩም

  • @tekletesfagabir8344
    @tekletesfagabir8344 8 หลายเดือนก่อน

    Metalely!

  • @azazplayzyt4496
    @azazplayzyt4496 8 หลายเดือนก่อน +2

    Suk bel zisemaka yelon genzebu mileselu nett kolia

  • @adihekin4556
    @adihekin4556 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኢካ ሰነፍ ንነዊሕ እዋን ንህዝቢ አጋጊካዬ ምዕቡል ስርቂ ፈጢርካ ብሰብ ክትጻወት ጸኒሕካ ኢካ ሕጂ ግን ነዞም መሳኪን ገንዘቦም ምለሰሎም

  • @yonatanmehari7919
    @yonatanmehari7919 8 หลายเดือนก่อน +1

    Genzebu meleselu please kolel gedef ....abi ika

  • @hiwetwolderaphael6578
    @hiwetwolderaphael6578 8 หลายเดือนก่อน

    Enkae bselam mesakum. Ato Rede. Mehari

  • @asterhailu3757
    @asterhailu3757 8 หลายเดือนก่อน

    Well came ❤❤❤

  • @matyas9926
    @matyas9926 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ናይ ሰልጠነ ስነ ሓሳብ ጠቕላላ ኣይሳማማዕን የ ፡ እዛ ናይ ሕጂ ትዛረባ ዘለኻ ግን ገንዘቦም ምለሰሎም ገንዘብ ሰብ ምብላዕ ብጣዕሚ ነውሪ ዩ ፡ ዓቕሚ ዘየብልካ እንተኮይኑ ክኣ ቀስ ኢለ ክህበኩም የ በሎም።

  • @ANTESE788
    @ANTESE788 8 หลายเดือนก่อน +6

    Unsabcrib gere alku kab hji seraqi seb ayfetun

  • @berhetsegaye6068
    @berhetsegaye6068 8 หลายเดือนก่อน +4

    አታ,ሰብአይ, ብሸርዓልህ,አይትጥፈእና,እፓ,,ዕነቓዕ,ቨዳሐን,መፀኸልና❤

  • @michaelberhane5025
    @michaelberhane5025 8 หลายเดือนก่อน +4

    ጅርጆ ስ አያና ረድኢዝረብሕ አይኮነን ተሀሪመ ኢሉ ናብ ህግደፍ ዝከይድ ድኩም ድአ ምበር ምክንያት አይኮነን ሕጂ ውን ቡዙሕ ዕቃበታት እንተትገብር ምስ ዘለካ ክብሪ ዝከይድ እዩሞ ሀየ አያና ረድኢ

  • @Ytguy382
    @Ytguy382 8 หลายเดือนก่อน

    Baba Redie, ezi ms qalsi zerakib yeblun. Kltekum tebaat teqalesti ekum.

  • @abrahamwgergesh
    @abrahamwgergesh 8 หลายเดือนก่อน +1

    ata eziom tegadelti msharf ekum teserkuna nerkum neseka ka abzi arkuibka nay meshakin teserk aloka seltene kekeselo ena nedelyo ezi tahidid nay sahil gedefo hige bakum zedahal yelon

  • @ziadahaile9074
    @ziadahaile9074 8 หลายเดือนก่อน

    I don’t know why Seltene is doing this. Most of the people who are giving comments are hgdefawuyan so do not worry Ayana Redei.

  • @maharitabrahambeyene
    @maharitabrahambeyene 8 หลายเดือนก่อน +1

    Canada zelekum serekity fooooooo

  • @tesfyewelye5341
    @tesfyewelye5341 8 หลายเดือนก่อน +1

    Sekit leyba seraqi lekamka dea ygbero enber medanageri

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 8 หลายเดือนก่อน +2

    Serakty ketkenxelu xebuk eyu be dam yehwatkum fabrica ketkeftù ketgalxu alkum beshim deanbe fethyi ❤ telagexu nab hegdafe kekeyed zedeleya yekide

  • @Meadi463
    @Meadi463 8 หลายเดือนก่อน +3

    በስምኣብ ኣታ በጃካ ፍርሓት ኣምላክ የሃልካ። እንበር ከ ክብረት ናይ ተከታተልትካ የብልካን ድዩ እቲ ነገር ኮለል ኣይተብሎ ሰራቂ ናይ ታደሰ ጥራይ ኣይኮነን ናይ ቡዙሓት ኢካ ኣታሊልካ ዘሎካ:ጺዒርካ ብላዓ ኣታ ሰብኣይ ገንዘብ ሰብ ሕማቅ እዩ ነብስካን ስድራቤትካ ለኪሙካ ከይከይድ: ደሓር ከኣ ንሰልጠነ ኣይተፋራርእዮ ንሱ ጽቡቅ እዩ ጌሩ ገመል ሰሪቕካ ጎንብሕ ጉንብሕ የለን ንነብስካን ለቶም መሳርቅትካን ውቀስ።በጃክ ኣከፋፍላ ጌርካ ገንዘቦም ምለሰሎም።

  • @user-bw4gl5iv8v
    @user-bw4gl5iv8v 8 หลายเดือนก่อน

    እብዛ ዘይንነብረላ ዐለሞ ቅንዕና ጽቡቖ ጌርና ንሕለፍ

  • @user-cw5lr2hs9m
    @user-cw5lr2hs9m 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @mahletg19
    @mahletg19 8 หลายเดือนก่อน

    ዓገብ!

  • @yordanos4357
    @yordanos4357 8 หลายเดือนก่อน

    nseraki bota yelen bzeyka maesrti