"እቶም ድምጾም ዝተሰወሩ ገለ ጀነራላት ተጋሩ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 58

  • @ሰላምወሰናይ-ዀ1ጠ
    @ሰላምወሰናይ-ዀ1ጠ 3 หลายเดือนก่อน +5

    ያ ድሮን ናይ ቢኒ ዓወትና ጸንቢልና ከይወዳእናስ ናብ መቀለ ትወስደና

    • @Eri-love
      @Eri-love 3 หลายเดือนก่อน

      😅😅😅😅

  • @mikeberhe8421
    @mikeberhe8421 3 หลายเดือนก่อน +4

    ትምኒቶም ረኺቦም ቅድሚ 3 ዓመት ንምክልኻል ሓይልታት ኤረትራ ንምጽላም ደይበልዎ ቃላት ኣይነበረን እነወለ ኢቲ ድተመነይዎን ድዘርእዎን ይዓስዱ ኣለዉ ወዳጀ ትግራይ ገና ካብ ጌግኦም ኣይተማሃሩን ::

  • @tibletsmelake
    @tibletsmelake 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብይ ንኢትዮ የማሓድራ ኣሎ ድዪ ክብሓል እቶም ክልላት ካብቲ ሓደ ክልል ናብቲ ክልእ ክልል ብግፊዒ እንዳነበሩ 😮😢 ንሽሙ እያ እንበር ኢትዮ ሲ ፈሪሳ እያ😢

  • @yemaneandimaryam2659
    @yemaneandimaryam2659 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eritrea first ❤🎉❤🎉

  • @LuelM-jp2xl
    @LuelM-jp2xl 3 หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣሪ ምሕረቱ ይሃቦም
    ሰብ ዝዝርኦ እዩ ዝዓጽድ
    ክፋእ ምሕሳብ ገዲፎም ንሰላም ኹሉ ክጽዕቱ ይግባእ. ምኽንያቱ ግዕዘይ እዚ ኹሉ ዝኸድዎ ነዛ ሕጂ ዘላ ትግራይ ፈጢሩ ኣሎ.

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael8599 3 หลายเดือนก่อน +1

    Iti genocide hiji iyu zirie zelo men Kem zifetsemo. Rigumat generalat hiwehat. Iziom iyom kulit ahwatnan ahatnan zifetsemu

  • @hussenhassan3189
    @hussenhassan3189 3 หลายเดือนก่อน +2

    Merhabae wedi ereyy jogina 👍🌟🌟👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @Jerry-ly6gs
    @Jerry-ly6gs 3 หลายเดือนก่อน

    True

  • @angeln9985
    @angeln9985 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤርትራ ኣብ ዓወት ኣላን ትውንጨፍን፡ እቶም ን ኤርትራ ከጥፍኡ ዝፀዓቱ ድማ ንቑልቁል ምንቋትን ይቕጽል ኣሎ።

  • @NaomiYifde-lt4zh
    @NaomiYifde-lt4zh 3 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🥰🥰🇪🇷💝💝

  • @andebrhankessete7053
    @andebrhankessete7053 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ከመይ ትከውን ድሮን።
    ናይ ደሓንዶ ትብሎ ኣብቲ ተደላዩ ግዜ ድምጽኻ ምጥፋእ ደኣ፧

  • @salah-su3ee
    @salah-su3ee 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bezba bini🚴‍♀️👑 meglxe zay mehabka zehfer eyu alem arsti geromo kolo Eritrea chanel enda belka?????

  • @jsogt8786
    @jsogt8786 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome AAN

  • @Balla291
    @Balla291 3 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations Bini and Eritrean 🇪🇷🇪🇷✊✊🇪🇷🇪🇷

  • @Martha-q3t
    @Martha-q3t 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank u Mati🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @EyodShalom
    @EyodShalom 3 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @kaprino
    @kaprino 3 หลายเดือนก่อน +5

    ገና ገና ማስጣ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ካልእ ግፍዒ ክንርኢ ኢና።

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish 3 หลายเดือนก่อน

      ጓሓፍ ሕሊና ኣልቦ ድቓላ ወዲ ቃኘው ዘይኤርትራዊ

    • @kaprino
      @kaprino 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@kidanehaddish ሕልና ኣልቦ ዳኣ ኣብ ትግራዋይ እምበር ኣብ ኤርትራዊ ዘየለ። ኤርትራዊ ኮ ኣይኮነን ንወላዲቱ ዝቀትል ኤርትራዊ ኮ ኣይኮነን ን ወላዲኡ ዝቀትል ንሓፍትኩም ኣብ ማእከል ጎደና ትቀትሉ ኮ ንስኩም እምበር ንሕና ኣይኮናን ቆማላት

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish 3 หลายเดือนก่อน

      @@kaprino ቅልውላው ሃገረ ኤርትራ ዓለም ዝፈልጦ መስካሕክሒዩ እንተኾነ ግና ናይኤርትራውያን ሽግር ዘይኮነስ ናይ ከማኻ ዝኣመሰልኩም ድቓሉ ኣምሓሩ ሓሻኽር ኢሳያስ ልኡኽ ሃይለስላሰ ምኻኑዩ እዚ ነቒሕናሉኢና ህግደፋውያን

    • @kaprino
      @kaprino 3 หลายเดือนก่อน +2

      @@kidanehaddish ክክክክክ ኣየ ምድረ ዓጋመ ኣምሓሩ ዳኣ ናዓኩም እንዳኣሎም ደቂ ዓድኩም። ኣብ ኤርትራ ዶ ጌታቸው ፈትለ ወርቅ ምሉ ወርቅ ነጋ ገለ ዝብል ናይ ኣምሓሩ ሽም ትረክብ ኢካ። ሕጂ በቃ ኪኢለዮ ኢልካ ኢካ ዓጋሚኖ። ድሕሪ ሞት ጸላእትና ኤርትራ ኣበይ በጺሓ ናበይ ትከይድ ኣላ ዘስተውዓልካ ኣይትመስልን ድንዙዝ። ብሓሽሽን ጫትን ዝደንዘዘ ኣእምሮ ሒዝኩም ኣበይ ከተስተውዕሉ ምድረ መሃይም። ቆራጻት ደቂ ርሹናት። ብዝኮነ ዝበልኩም እንተ በልኩም ምድረ ሓሳዳት ነቲ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዘሎ ንዘላኣለም ዘይማዓራረ ሞት ድካ ህዝቢ ዝቅይሮ ነገር የለን። ህዝብካ ንግሆ ንግሆ ኣውያት ናብ ህዝቢ ዓለም የስምዕ ኣሎ፡።

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish 3 หลายเดือนก่อน

      @@kaprino ምስ ኣምሓራይ ኣብሓደ ጉድጓድ ተቐቢርናዶ ትብል ኣይነበርካን ብTDF ምስተቐጥቀጥክን ምድረ ህግደፍ ኤርትራ ውዒላ ሓዲራ ብTDF ሓራ ክትወፅእያ ህዝባ ናይ ሰላም ኣየር ከተንፍስዪ ።
      ዕድመ ንልኡኽ ሃይለስላሰ ዝኾነ ፈጣሪኹም ምድረ ድቓሉ ቃኘው ኤርትራ ድኣ ኣቤላ

  • @yohannes2028
    @yohannes2028 2 หลายเดือนก่อน

    Arkey aleka doe

  • @munabryan16
    @munabryan16 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏

  • @እየሱስከሞትየድናል
    @እየሱስከሞትየድናል 3 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 3 หลายเดือนก่อน +2

    ተካሊት ክልል! ጀኖሳይድ ክምነይዋ፡ ብገዛእ ኢዶም ክስሕንዋ ኢዮም። እታ ምሻጥን ምልዋጥን ተጋሩ ግን ሓቂ ኣይመስለንን። ምኽንያቱ፡ ተግራዋይ እንታይ ዋጋ ኣሎዎ ኢዩ እሞ ክሽየጥን ክልወጥን። ገዚእካዮኸ እንትርፎ ክሰርቀካን ክሕስደካን እንታይ ይገብረልካ?

    • @NgusBerhe
      @NgusBerhe 2 หลายเดือนก่อน

      ወዲ ሓንቲ ኩሊቱ ንስኻኸ ዋጋ ተውፅእ ዲኻ ሕሱር ስደተኛ ኤርትራዊ ኸዓ ሰብ ኴንካ ክትዛረብ ሓው ሃብቴጋ ሕኑቅ😂😂😂😂

    • @nomoret.2017
      @nomoret.2017 2 หลายเดือนก่อน

      @@NgusBerhe ኤርትራዊ ዓለም የዛርባ ኣሎ ዝዓርከይ። ተበራበር!!

  • @NuguseMengestabe
    @NuguseMengestabe หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😂🎉🎉😢😮😅😅😅

  • @JamilaMohamed-w9e
    @JamilaMohamed-w9e 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉ajoka

  • @idrisadam4097
    @idrisadam4097 3 หลายเดือนก่อน +1

    Isaias do kensedelom tsbuk garu katsreyom ntom serekti kkk

  • @belaygirma4485
    @belaygirma4485 3 หลายเดือนก่อน +2

    በቃ?ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት

  • @Brokethebeas
    @Brokethebeas 3 หลายเดือนก่อน

    forsa ertrawyan bini and aan media.😊😊😊😊😊

  • @MesfinKahsay
    @MesfinKahsay 3 หลายเดือนก่อน +1

    Who Care about this people it is not our business

  • @amalramadan748
    @amalramadan748 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SelamSharon
    @SelamSharon 3 หลายเดือนก่อน

    Shameful

  • @EyobGhebreziabhier
    @EyobGhebreziabhier 3 หลายเดือนก่อน

    Questions: Choose the correct Tigrinya word. If you score 6/7, you are a genius. Answers will appear in the next video.
    1. The speed of sound: እታ ቅልጣፈ ናይ እቲ ድምጺ ወይ ድሀይ (la velocità del suono)
    2. To lose one’s voice: አጥፍአ እታ ድሀይ ወይ ድምጺ (perdere la voce)
    3. To have no principles: ነበረ ብዘይ መጀምመርያታት ወይ መትከል ወይ ሽኻውልቲ (essere senza principi)
    4. For national security: ምእንቲ እታ ርግጽንነት ወይ ጸጥታ ሀገር (per la sicurezza nazionale)
    5. He called his computer program Eliza: ንስሱ አልለዎ ጽዉዕ ናቱ ኮምፑተር ፕሮግራም ወይ መደብ ወይ ንእዲ አሊዛ.
    6. Under British rule: ትሕቲ እቲ ብሪቲሽ ምልኪ ወይ ስርዓት (sotto il dominio britannico)
    7. What position do you play? (sport): አብ እንታይ መቓምጦ ወይ መርገጺ ንስስኻ ትጻወት? (in che posizione giochi?)

  • @SalehAhmad-z2b
    @SalehAhmad-z2b 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @yonasmengs5011
    @yonasmengs5011 3 หลายเดือนก่อน

    MATIWOS zelalen
    Htoleni riek SHARBJA YHAYSH
    DELO MENGSTNA YHSHENA DBELNAKA ADI AB ED AZABE KEYTWEDQ SLE ZFWRAHNA ENA
    WALA TEGARU ESEJAS NWERHI TEDMEXNA YBLU ALEWU

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 3 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹

  • @TesfayohannesHailu
    @TesfayohannesHailu 3 หลายเดือนก่อน

    Santa-libu, don't externalize yours to others. Tigraian generals saved Tigrai and Tigrayans from Shabia and will do the job at the right time.

  • @user-wtigrai
    @user-wtigrai 2 หลายเดือนก่อน

    ንስኻን ኤርትራ ደንቊርኩም ክተደንቁሩና እንታይ ላሕ ከምዘብለኩም ትመሊስኩም ትርግምሉ ግዜ ርሑቕ ኣይኮነን ግዜ ንኹሉ ።

  • @bettynegest8571
    @bettynegest8571 3 หลายเดือนก่อน

    Mesaki tegaru kab diknetin limenan srkin hasotin lmenan himam HIV zwerera kifal hizom keayklom hji kea Kndi dbese mengsti ab zeyblom adi kitran amets awariq teseriqi tegaru kabta znberkuma gedidatkum ….

  • @habengerye2076
    @habengerye2076 3 หลายเดือนก่อน

    ናትክን ሽግር ረሲዕክነኦ ኢኺን በቃ 😂