ዕርቂ ጌታቸውን ደብረፅዮንን/ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዝተፈጠረ/ለበዋ ንሓይልታት ትግራይ !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ต.ค. 2024
  • #tigrayhorizon #tigraynews #tigrignanews #ሑመራ#ጀነራል #ወዲ ወረደ #ወልቃይት #ፀገዴ #መቐለ #ትግራይ #ethiopia #eritrea #sudan #rsf #ጌታቸው ረዳ #ola #endf #fano #አብይአህመድ #ደብረፅዮን #israel #iran #usa #uk #middleeast #libanon #hizbullah #gaza #marine #Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
    Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
    #Ethiopianews #Ethiopia #KamalaHaris #trump #kamalaharris #joebiden
    Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
    Subscribe ይግበሩ!
    -----------------------------
    ©Copyright: Tigray Horizon
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 81

  • @mehariabera2771
    @mehariabera2771 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Thank you Tigray Horizon for the news and info !!!
    ETHIOPIA TIKIDEM !!!
    TELATUA YIWIDEM !!!

  • @meskeremberhanu6307
    @meskeremberhanu6307 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ህዝቢ ትግራይ ሓድሽ ይኹን ነባር ገዛኢ ደርቢ ኣይደልን:: መገልጋላይ ሓይሊ እዮ ዝድሊ

  • @DanielZewdu-g7e
    @DanielZewdu-g7e 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አታ እንኳዓ ብሰላም መፃእካደ ሓፍትናውን ንፍዕቲ እያደ

  • @AmanielAlula
    @AmanielAlula 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ብስሩ ክልቲኦም ጉጅለታት በሪ ከፊቶም ንበላዒ ይህቡና ሰለ ዘለው ጉጀለ ደብረፅየንን ገታቸውን ካብ ህዝቢ ትግራይ ወጊድ ካብ ህዝቢ ትግራይ ዘወር በሉ ክበሃሉ አለዎም። ከም ሱማልያን ሱዳንን ክንኾነሎም እዮም ዝደልዩ ዘለው።

    • @asefaw4345
      @asefaw4345 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እዞም ነውራማት ንሶም ንሕድሕዶም ሶማልን ሱዳንን ክኮኑ እምበር ህዝቢ ትግራይ ኣይከውንን

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    አለም ገብረዋህድ እናሃለዉ ህዝቢ አይድሕኒን እዩ

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መሃይም

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መን ፀግዑ ከም ዝሕዝ ክረአ እዪ።

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም እንኳዕ ብመሰላም መጻእኻ!!
    ንስኻ ትግራዋይነት ዘለካ ኢኻሞ በጃኻ ዛዩቱብ ባዕልኻ ሓዛ!!

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣይዳንየናን።

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዘይዳንየካ ተኮይኑ ደኣ ናብ ሽበራካ ትምለስ

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    አለምን ሞንጆርኖን ንደፂ ስልጣን ስልጣን በል ናበሉ የፅድፍዎ ኣለዉ። ደፂ ከርቲቱ ባቃ ኣይጠቅም ብላይ ኮንጎ ኮይኑ😊

    • @YikunoGebretinsae
      @YikunoGebretinsae 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሓሶት

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዶክተር ደብረ ፅየን ንኣለምን መንጆሪኖን ራሕሪሑ ካድረ ሒዙ ምስ ጌች ምትሕብባር የድሊ።ኣለም ብገበን ዝጠልቀየ ሰብ እዬ

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደብረጽዮን ጎሃፍዎ
      ህስክርና ዝፎቲ ፍጥረት እዩ።
      አብ ቅድሚ አብይ ተሪር ፍጥረት
      አይኮነን እስር ዝበለ ግንባር የብሉን ከምሰበይቲ ፍሽኽታ የበአዝህ እዩ።

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትኽክል ናይዞም ኣሕዋት ሪቶ ብጣዕሚ ወሳናይ ሪኢቶ እዩ::

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Newiram seb eka.

  • @getachewtsegaye9511
    @getachewtsegaye9511 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I like solution which brings understanding. There is priority in Tigria current status .Please respect the people more than every thing.

  • @HegehHsgsy
    @HegehHsgsy 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @yN-qo1ev
    @yN-qo1ev 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፍጉራት ሰላም ጌርኩም ኣብ ትሕቲ ፈደራል ዝመረጸልኩም ዘይትገብሩ ንናይ ክልል ሓላፍነትሲ ክንድዚ ነቲ መስኪን ህዝቢ ረኣዩ

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝህዝቢ እዚ ኣይፈልጥን ኢሎም ዝሓስቡ ጉጅለ ክውገዱ ጥራይ እዮም ዝግባእ

  • @hailetesfu2092
    @hailetesfu2092 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ድዩ ኣቢ ኣሕመድ ኣንበርኪኩም ?

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕዝቢ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ገይሩ ንኩሎም ሕወሓት ካብ ስልጣን አዉሪዱ ሐዱሽ መንግስቲ ክመርጽ አለዎ ።

  • @hailemichealweldeslasse6903
    @hailemichealweldeslasse6903 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ኣብዛ ሐዚ እዋን ንኹሎም ፖለቲካ ፓርትታት ትግራይ ዝሓቋፈ ናይ መሰጋጋሪ መንግስቲ በቲ ናይ ውናት 00 ፓሊሲ መሰረት ክምስረት ኣለዎ ። ህወሓት ይኹን ግዚያዊ መንግስቲ በይኖም ንምምራሕ ቅቡልነቶም ተዳኺሙ ውዕል ፕሪቶሪያ ኣየፈፀሙን ህዝቢ ንሑሱም ናብራ ኣሳጢሖም እዮም ግዚያዊ መንግስቲ ይቀየር ።

  • @kemal4775
    @kemal4775 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃገር ሓወይ (TH)
    ከም ተጋሩን ሚድያታትን ቅኒትና ክቃናዕ'ለዎ።
    1) ፒፒ መጀመሪኡ ምስ ትግራይ ዝተዋገአ ይኹን ሕዚ'ውን ግዝኣታ ከይምለስ ሓኒቑ ሒዙ ዘሎ ትግራይ ከም'ተን ካልኦት ክልላት ክትግብር ስለዘይከኣለት'ዩ። መበገሲ መኸተና'ውን ፀረ-ግዳማዊ ባርነት'ዩ። ስለዚ ብዝኾነ መንገዲ ንፒፒ ዝምብርከኽ/ ዘምጉስ/ ዘኽብር ኣተሓሳስባ ብሓባር ክንምክት'ለና።
    2) ማእኸልናን ዓብላሊን ኣጀንዳ ረብሓ ትግራይ ንግበር። ኣብ ሳፁን ዝኾነ ጉጅለ/ውልቀሰብ/ኣወዳድባ ኣይንሸጎጥ/ ኣይንወግን። ኣብ ረብሓን ጠለባትን ትግራይ ንተኣኻኸብ።
    3) ኣብ ኽልቲኡ ጉጅለ ዘለው መራሕቲ ህወሓት ተጋሩ ኣሕዋትና እዮም: ስለዝተጋደሉ'ውን ነኽብሮምን ክንስእኖም'ውን የብልናን። እንተኾነ ግን ህወሓት ብድሕረት ዝተውሓጠን ደጋጊሙ ዝወደቐ ኣመራርሓ ዘለዎን ውድብ'ዩ። ክልቲኦም ጉጅለታት በዚ መዳይ ሓደ እዮም። ኣፈላላዮም እቲ ሓደ ብዝፀንሐ መሓውራቱ ዝተኣማመን: እቲ ኻሊእ ከም ኣብይ ኸብዲ-ዝበልዕ ዘረባ እናቐለበ ብለቑመፅመፅ ኣብ ምድንጋርን ኣብ በጀትን ስልጣኑን ዝተኣማመን ጉጅለታት'ዮም።
    4) ኣብዛ ሕዚ ዘለናያ መድረኽ ኹሎም ስልታዊን ስትራተጂያዊ ኣጀንዳታት ትግራይ ሒዝና እንተወፊርና ኹሎም ክንስእኖም ኢና ጥራሕ ዘይኮነስ ሓይልና ክንበታትኖ ኢና። ከምታ እዋን ውግእ ነዛ ሕዚ ዘለናያ መድረኽ ዝምጥንን ንኹልና ዘተኣኻኽብን ስልታዊ ኣጀንዳ (you can call it Minimum program) ሓንፂፅና እንተወፊርና ግን ብሓድነት ክነዕውቶ ኢና። ብፍላይ ኣብዛ መድረኽ'ዚኣ ልዕሊን ቅድሚን ምምላስ ተፈናቐልቲ ወገናትና ምስ በጀቶምን ምምሕዳሮምን (ግዝኣትና ዘህግር ምምላስ ተፈናቐልቲ ዋጋ ከምዘይብሉ ፀለምቲ አረጋጊፁልና እዩ) ዝብል ክኾን ጌርና ምልእቲ ትግራይ Resore ኣብ ምግባር ሓይልና ነተኣኻኽብ: በዚ'ውን ሓድነትና ነጠናኽር። ሙሉእ መሬት ትግራይ ሓራ ነውፅእ። ምልእቲ ትግራይና ምስ ኣውሐስና ናብ መረፃና ንእቶ። ቃልሲ ፀረ-ውሽጣዊ ባርነት ነቀፃፅል። ድሕሪኡ ህወሓት ይልወጥ/ ንልውጦ።
    5) ዕድለኛታት ስለዘይኮንና ግን ሓደ ፈራሚ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ቲዲኤፍ/ መንግስቲ ኣይኮነን። ህወሓት'ዩ ፈራሚ ተጌሩ። ስለዚ ንህወሓት ኣይንፍቶ'ምበር ንትግራይ ግን ንፈትዋን ኽባር ዋጋ ሂብናላን ኢና። ስለዚ ኣብዛ ሕዚ ዘለናያ መድረኽ ትግራይ ንክትስዕር ዋላ ነቲ ሕማቕ ህወሓት ከመይ ፅዕንቶ ንፍጠረሉ/ ንጠቐመሉ ኢልና ክንሰርሕ'ለና'ምበር ዘለና ክንስእን የብልናን።
    ስለዚ ንትግራይ ነቐድም: ንፒፒ ንጠንቀቕ: መድረኻዊ ኣጀንዳ ንነፅር: ንህወሓት ፅዕንቶ ፈጢርና ንጠቐመሉ: ሓይሊ ንኣክብ: ምልእቲ ትግራይ ነፃ ንግበር: ድሕሪኡ ናብ መረፃን ውሽጣዊ ሓርነትን ንውፈር። የቐንየለይ።

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስዪም ተሾመ ምስ መስረጅኡ ኣቅሪብዎ ኣሎ

  • @AbrehaleyArku-m7n
    @AbrehaleyArku-m7n 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገዛኢ ደረቢ ተተባሂሉ ጌታቸው ኣለምን ጉጂሉኡን ድማ ፋሺሸቲ እዩ ወይ ገዛኢ ደረቢ ዘብል መደብ አለም ኣይተረዶኦን ማለት እዩ።

  • @gebreegzabiherhailu
    @gebreegzabiherhailu 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወስላት

  • @abrehaabera6662
    @abrehaabera6662 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፈሪምካ እንተወሲካዮ ቅደዶ ተንፀፎ ለውጢ የብሉን

  • @amareyohannes3730
    @amareyohannes3730 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወገንኩም ሕዝብኩም ሰለንሱኩም ኢሉ እሸላት ደቂ ሙውታት ቁሱላት አይነስውራት ኮታስ መከራን ሰቃይን ዝበጽሆ ሕዝቢ ናይ ጌታቸው ጉጁለ ናይ ደቤረጹዮን ተከዲኡ አብመከራ ይርከብ ነክብሩኩም አልኩም ውረዱ ስልጣን ኒ ሕዝቢ አርክቡ።

  • @GechenoBadule
    @GechenoBadule 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    About lammaa magarsaa

  • @teklayadhanombaraki5773
    @teklayadhanombaraki5773 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tigray Horizon ወገንተኛን በለፀኛታትን ኢኹም ፡ ሚዛናዊ ኹኑ ኣይጠቕመኩምን ።

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Aye tigrai birikti adina kemzuy aynetat merahiti hibuki ere abey alo timihurki sukelu ziriaki kulu fithisienki😂mierabkin misrakin semenin debubikin yifelaliyulki himakat dekiki nihizbiki yewaridulki beli tesfa habiyom netom zehaliyulki
    Neaki kihisheko ziweledkiyom yeshirifiwo mistirki sigienabelu yifihisu nitifatki
    Amearariyiyio nizgiherna terieki anewinyimine kirie selamlki

  • @AnwarAbu-yo7ti
    @AnwarAbu-yo7ti 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አታዮ ገታቸው ኸ ታገበረ ዊጊእ አይኒደሊይ ሰለ ዝበለ ኒሰሙሰ አ

  • @SiyoumDagne
    @SiyoumDagne 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኦ ህዝብ ትግራይ ሰላም ኸልእካ ዘሎ ሐደ ውልቀ ሰብ እዩ ከምቲ አብ ናይ ኢህአደግ ቁልቁለት ጉዞ እተገለፀ ናይ ኔትወርክ ፈላስፋ አለም ዝብሃል አዐርዩ ህሩፍ ሰልጣን አደብ ክገዝእ ይገበር

  • @ZeresenanayT
    @ZeresenanayT 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንምንታይ እዩ ምክትል አቦወንበረ ህወሓትእዳበልኩም ትፅውዑ እዛምድያ እዝኣ ሓሳዊትን ገለልተኛ ዘይኮነት ዕስብቲ እያ

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌች ❤❤❤❤

  • @hagoskidanemariam5642
    @hagoskidanemariam5642 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም TH ከመይ ቀኒኹም እዚ ጋዜጠኛ እዚ ተዘጋጅዩ፣ መረዳእታታት ጠሚሩ ብሰሓባይን ፅቡቅን ኣቀራርባ ኸቅርቦ ከሎ ንሰማዒ ብልዑል ሃንቀውታ ኢኻ ትፅበዮ ኣንቱም ኻልኦት ኣቅረብቲ ግን በቃ ኻሊእ ስራሕ ድለዩ ወይ ድጋፍ ጥራሕ ሃቡዎ ስለዚ በይዛኹም ኸምዛ ናይ ሎሚ ኣቀራርባኹም ቀፅሉሉ ተዘየሎ ገዛኹም ከይንገድፎ ሓግዙና

  • @Assefa-jb4fq
    @Assefa-jb4fq 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hasawe mediaendegen nidebirxiyon kitebaesi deja mi's bexotu

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Naka ziweledet Addo minivan mehasha

  • @AlulaEngda-rc2rn
    @AlulaEngda-rc2rn 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደብረፅዮን ንኣብይ ከምዚ ኢሉዎ ወዘተ ዝብል ግምታዊ ዘረባ ኣይተቅርቡ።

  • @bg9694
    @bg9694 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    unsubscribed ጌረካ እየ ሓሳዊ ስለዝኮንካ ! ሀቂ ተለካ ብክልተ ወገን ዘሎ ተዛረብ! ንሰካ ናይዞም ቮድካታት ተከፋሊ ትኮን አለካ ማለት እዩ!

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተዓሪቅኩም ከቀደምኩም ጨቁኑና ዘይኮነስ ኣይተድልዩናን ኣልግሱልና ኢዮም ክበሃሉ ዘለዎም

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zeble

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጉባኤ ከካይድያ😂😂

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እወ።ምክንያቱ ደብረ ፅየን ሓድሽ ፓርቲ ይመርሕ ጌች ድማ ነባር ይመርሕ

  • @bg9694
    @bg9694 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አታ ጓሓፍ ናሓሶት ጸብጻብ ኢካ ትጽብጽብ ዘለካ!
    ሰዶ/ር ደብረጺዮን ዘይበሎ ኢሉ ኢልካ ትጽብጽብ !

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኢሉ እንተኮነ ከ ኔርካ ዶ

    • @bg9694
      @bg9694 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@mebrahtomteklay1152 ሓሰውቲ ቮድካታት እዮም ዝበልዎ

  • @TesfayHaregot-n4x
    @TesfayHaregot-n4x 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጉጅለ ጌታቸው ናይ ትግራይ ፀላኢ

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ንስካ ኢካ ፀላኢ

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንበየነ ምኽሩ ቆርበቶም እናቀየሩ ሕዝብና ብለሚ ፅባሕ የብልዕዎ አለው ዞም ቅድምያ ንርዕሶም

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ ሰሥሩሑ እንተዝሠርሕ ትግራይ ዝሐሸ ሠላምን ፖለቲካን ምሃለወ !!
    ዕርቂ ማለት አብ ፖለቲካ ዓለም ናይ ድኹማን አተሐሳስባን ዓላማ ዘይፈልጡ በለፀኛታት እዩ ።
    ገበን ዝፈፀሙ ፖለቲከኛታት አሎው ፤ ዝምልከቶም አካላት ሕግን ስርዓትን ከኽብሩ ይግባእ ። ሕግን ስርዓትን አብ ተራ ትግራዋይ ተራ ገበን ዝፈፀመ ጥራሕ ዘይኮነሰ ነቶም ከቢድ ገበን ብስልጣኖም ተጠቒሞም አብ ልዕሊ ዓድን ህዝቢን ዝፈፀሙ ገበነኛታት ሕጊ ክክበር ይግባእ ።
    ትግራይ ትስዕር !

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገይታቸው ብዓመጽ ኣብ ስልጣን ክቕመጥ ሞይተ እርከብ እናበለ ጸገም ህዝቢ ትግራይ እናማዕበለ ፍታሕ ስኢኑ ኣሎ ። 50 ዓመት ዝገበረ ህዝባዊ ውድብ ብውልቀ ሰባት ድልየት እንተይኮነስ በቱ ተፈጥራዊ ቀጻላይ ህይወት ዘለዎ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዩ ዝውሰን

  • @AmanielAlula
    @AmanielAlula 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አረ በጃኹም አባህለኹም አስተኻኽሉ ንምዃኑ ዕልዋ ማለተ ከምዚ ድዩ?

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ጋዜጤኛ ሓውና:- ሆራይዘን ካሊእ ድዩ ወይስ ናይማርያማዊት እዩ?2ይ እስኻ ራራ ኮኾብ ነይኻ ንምንታይ ገዲፍካዮ?

  • @Zkassa
    @Zkassa 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጉባኤ ዘይገበረን ገምጋም ዝፈርሕን ሃይሊ ፅግዕተኛ ስለዝኾነ ኣብ ትግራይ ቦታ ክረክብ የብሉን ፣ኣብ ተሓታቲነት ግን ኩሎም ክምርመሩን ናብ ህጊ ክቀርቡን ኣለዎ

  • @GechenoBadule
    @GechenoBadule 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    About lammaa magarsaa