ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 45 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 45

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ต.ค. 2024
  • ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 45 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 45
    © Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
    Follow us on:
    Website: www.LeleMusika....
    Facebook: / lelemusika
    Google Plus: plus.google.co...
    Instagram: / lelemusika
    #Brey #tigrignadrama #LeleEntertainment
    #TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
    More Awesome Videos On Our Channel:
    Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
    Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
    Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
    Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
    Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
    Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
    Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
    Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
    Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
    Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
    Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
    Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
    Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

ความคิดเห็น • 577

  • @LeleEnt
    @LeleEnt  2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    th-cam.com/video/oif0rHtQ8DA/w-d-xo.html

  • @RahelTube-v4t
    @RahelTube-v4t 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +137

    እንኳዕ ናብ ኣብርሃ ወኣጽብሃ ነገስታት ዓለም ዓመታዊ ክብረ በዓል ኣብጽሓና። ጸሎቶምን በረከቶምን ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን

    • @ጩራወጋሕታ-ቨ5መ
      @ጩራወጋሕታ-ቨ5መ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤

    • @hhshhs4898
      @hhshhs4898 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን🙏🥰👏

    • @SalamAli-vl1zf
      @SalamAli-vl1zf 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን🙏

    • @SamreSsss
      @SamreSsss 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን🙏🙏🙏❤❤

    • @እናቴማርያምጠብቅኝ
      @እናቴማርያምጠብቅኝ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜንንንንንን❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @BreFekr
    @BreFekr 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +101

    ከም መንፀግባ ዓርኪ ይፍጠረልኩም ኣሜን❤ ደሙሮኒ 👍👍👍👍🔔🔔🔔🔔🔔

    • @kiduGrm
      @kiduGrm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ንስክዉን ዉዴ

    • @tsegatsega6520
      @tsegatsega6520 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ንስኺ እውን

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@BreFekr ደሚረኪ መልሲ ንስኪ እውን

    • @ksaksa5291
      @ksaksa5291 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚርኪ ደምርኒ መአረይ

  • @yugu4361
    @yugu4361 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +63

    ክብርን መጎሰን ንጀጋኑ ስዋኣትና👍😢

  • @ተመስገንእዩቃለይ
    @ተመስገንእዩቃለይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +24

    ሰብ ክልተ ዓለም ዝናፈቀ ስቲ ላይክ ሃቡኒ💓💗💗

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 35 นาทีที่ผ่านมา

      ደምረኒ ማዓረይ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Hadasfkadu
    @Hadasfkadu 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +61

    😅 ቡሩክ ሰንበት ንኩለኩም ናይ ብሪይ ተካታተልቲ እንኳዕ ካኣ ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ኣብርሃ ወኣፅብሃ ኣብፀሓና በረከቶምን ይሕደረና❤❤❤❤❤❤

    • @kiduGrm
      @kiduGrm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤

    • @Rich-x3e
      @Rich-x3e 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@kiduGrmደሚረኪ ደምርኒ ንሰክም

  • @HgLifeÃ
    @HgLifeà8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +37

    እንኳዕ ንኣብርሃወ ኣፅብሃ ነገስ ዓመታዊ ክብረ ብዓል ኣብፀሐና

  • @chf-cv4ix
    @chf-cv4ix 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +49

    welcome ተጋሩዋይ ❤💛
    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና🕯🥺

    • @hddhhddhhdhdj9757
      @hddhhddhhdhdj9757 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤

    • @Teamt-nn4iq
      @Teamt-nn4iq 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራዬብ ግበረለይ❤

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@Teamt-nn4iq እሺ ንስኪ ወን ደምረኒ

  • @HsedeVvnekj
    @HsedeVvnekj 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +30

    ክብርን መጎስን ንክብራትንሰማአታትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @rud9851
    @rud9851 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +31

    ዋይ ለማዕንትስ ኣርክቦኩም እየ ቦሉ ሰላምን ራህዋን ንዓድና ይኹን ተጋሩዋይ ❤❤❤🎉

  • @AlmazWmikael-ql2dt
    @AlmazWmikael-ql2dt 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    እንቋዕ ናብ ዓመታዊ ባዓል አብራሃ አፅባሃ አብፀሐና አሜን (3)🙏🙏🙏❤️

    • @kiduGrm
      @kiduGrm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን መዓረይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ዉዴ❤

  • @መዝሙርኦርቶዶክስተዋህዶስ
    @መዝሙርኦርቶዶክስተዋህዶስ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +47

    ስቅ ኢለኩም እማ ላይክ ገረኩም ሕለፉ ብስሩ አንታይ አንታይ ክም ዝጥዒም ክጥዕሞስ 😂😂

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ምዓረይ

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@hiwilove19እሺ ንስኪ ወን ደምረኒ

    • @kiduGrm
      @kiduGrm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@chf-cv4ixንዓይዉን ደምርኒ ወለላይ❤

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@kiduGrm እሺ ናተይ

    • @SameraK-q7q
      @SameraK-q7q 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂

  • @SLM-m9g
    @SLM-m9g 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ዋው እንኳዕ ብስላም መፃእኹም ደቅ ትግራይ ዓደይ ሰብ ኮሞንት ግን ኣሽዓ ትፅሕፍሎኹሞ መበል 82 እየዋ ላይክ በሉኒ😂😂

    • @kiduGrm
      @kiduGrm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ብረይ🙏🙏🙏እንኳዕ ንዓመታዊ ባዓል ኣብራሃ ወ ኣፅብሃ ኣብፀሐኩም ንኩሎኩም ህዝቢ ክርሰትያን ኣሕዋተይ ⚫😭ዝክሪ 1ይ ዓመት ጀጋኑና እዩ ሎማዓንቲ ክብርን ሞጎስን ነቶም ኩብር ህይወቶም ዘወፎዩልና ይኩን ጀጋኑና ኣብኡ ይጣዓምኩም😢😢😢😢😢

    • @AdDf-u5f
      @AdDf-u5f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን😢😢😢

    • @Mhalt-m7h
      @Mhalt-m7h 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አሜን 😢😢

  • @ፅንዓትTsnat
    @ፅንዓትTsnat 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +113

    ናይ 8ወርሒ ጥንስቲ እየ ላይክ ይፅናሕ ሳብስክራይብ ግበሩለይ

    • @ተመስገንኣምላኬ-ጰ6ሸ
      @ተመስገንኣምላኬ-ጰ6ሸ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      ብሰላም ትጋላገል ❤🎉❤💜🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @Rich-x3e
      @Rich-x3e 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      ጌረልኪ ንሰክም ግበርለይ

    • @AbiGaltigray-ce3yt
      @AbiGaltigray-ce3yt 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ብሰላም ተገላገሊ ግን ሓቂ ድያ😂

    • @marbayname
      @marbayname 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      እሞ እልግነት አትሕዝና ንገብርስ😁😁ብሰላም ተገላገሊ 🙏

    • @ፅንዓትTsnat
      @ፅንዓትTsnat 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@Rich-x3e እሺ እምቤተይ

  • @LoOl-h6w
    @LoOl-h6w 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +40

    ኣድነቅቲ ስየን ብረይን ላይክ ግበሩ❤❤❤

    • @kiduGrm
      @kiduGrm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዉዴ❤

    • @Rich-x3e
      @Rich-x3e 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ መኣረይ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክብርን መጎስን ንሰማእታት ህዝቢ ትግራይ

  • @haftomdesta9998
    @haftomdesta9998 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    ባእተ ማርያም አብ ዘለናዮ ትሓልወና 🙏🙏🙏

    • @كيوت-خ1ض
      @كيوت-خ1ض 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜንንን

  • @Kidubri
    @Kidubri 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ምሕረት ግደፊ መንፀገባ ከይትርእየኪ

  • @زينبعلي-س3ه6ف
    @زينبعلي-س3ه6ف 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ኣድናቂት ስየ እየ❤🎉

  • @ፈቃር
    @ፈቃር 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +29

    መበል 5 ኣድነቅቲ መንፀግባ ላይክ ጠዉቁ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ደምርኒ ምዓረይ

    • @kiduGrm
      @kiduGrm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ​@@hiwilove19ደምርኒ ደሚረኪዋ መዓረይ❤

    • @ksaksa5291
      @ksaksa5291 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚርኪ ደምርኒ❤

    • @ksaksa5291
      @ksaksa5291 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@hiwilove19ደሚረኪ ደምረኒ

    • @ፈቃር
      @ፈቃር 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@hiwilove19 ደምረኪ ❤

  • @esku-x4d
    @esku-x4d 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አቤት አብናይ መንፀገባ ቦታ ኮይንካ ከመይ ልብኻ ከም ዝስበር 😌🥰

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele3385 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ቆርጫጭ እያ እሞ ናዓኣ ደልየቶ ከይትከዊን❤❤❤😂😂😂

  • @MMM-nd7jt
    @MMM-nd7jt 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ስየ ካብ ዋርድያ ምሕላዉ ናይ ወልዱሽ ገዲድዎ❤❤❤😅😅😅😅

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ክብርን ሞጎስን ንወርቃማታት ሰማእታትና😢👏

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንኳዕ ድማ ን ዓመታዊ ክብረ በዓል አብርሃ ወአጽበሃ ብሰላም አብጸሐና ደቂ እመቦርሃን🙏🙏🙏

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን👏🥰 ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @حياةعبدالله-م9خ
    @حياةعبدالله-م9خ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    መበለ 400 በዕለይ❤❤❤❤ለየክ ሃብኒ

  • @AbebaAbeba-j3u
    @AbebaAbeba-j3u 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እኳዕ ብሰላም መፃእኩሞ ደቂ ዝሓላል ማሬት ክብርን መጉስን ንጃጊኑ ስማእታትና❤❤❤

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ናይ ሎምስ ደቂቃ ሓፂሩ ዋ አጆኪ መንፀገባ ሽኮር😢😢❤❤❤❤❤

  • @sarabirgadoeidah8624
    @sarabirgadoeidah8624 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቆንጆ ፊልሚ ነይራ ዋ ናሓፀረት ኣንውሕዋ😊❤

  • @Shwati308
    @Shwati308 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    እንኳዕ ብሰላም መፅእኩም ቡርኳተይይት እግዚአብሔር ትግራይና ሰላም ይግበረልልና ነንባዕልና ማርያም ኣክሱም ተባቋቡቆና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @BBb-p1l
    @BBb-p1l 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    እንኳዕ ናብ ዓመታዊ ክበረ ባዓል ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ አብፀሐና ኣሜን(3)

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@BBb-p1l ኣሜን👏 ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

    • @BBb-p1l
      @BBb-p1l 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@ሊሊChannel እሽኒ ማዓረይ

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@BBb-p1l 👏🥰🥰

  • @medhin8187
    @medhin8187 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    እንከቀዕ ድሓን መፃእኹም ተጋሩዋኒ❤
    ኣዳመይ ኣብዚ ድያ ደቂሳ ዊዒላ ዋይ ፈሊጥኩምስ 😂
    #Liki👍 ረጊፅናሎም ንእተ ተጋሩዋኒ❤

  • @Ruta-t1z
    @Ruta-t1z 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና 🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️😌💥💥💥💥💥💥💥💥.💥💥💥💥💥💥🥀🥀🥀🥀🥀🥀💙💙💙💙💔💔💙💔💔💙💙💙

  • @Zeni-q2v
    @Zeni-q2v 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    እንኻዕ ዳሓን መፃኣኹም እንዳ ብረይ❤
    ኣድነቕቲ ወልዳይ ገረማርያም😅❤

    • @ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ
      @ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብሰክራይብ ግበርለይ❤

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ይህያበይ

    • @ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
      @ሜሪዩቱብ-ቘ3የ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕገረልኪ መልስ ንስኪ እውን

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ፊደለይኢኪድንግለይጓልማሕ ገይረልኪ መልሲ ንስኪ እውን

  • @AlemAtaklti-u7v
    @AlemAtaklti-u7v 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ንዓመታዊ ባዓል ኣብራሃ ወ ኣፅባሃ ኣብፀሐኩም

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@AlemAtaklti-u7v ኣሜን👏 ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @devidtube-1227
    @devidtube-1227 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +25

    ተጋሩዋይ ብማርያምኩም ሎማዓንቲ ሳብስክራይብ ከይትሓልፉኒ😢ለሚነ የፈልጢዋ በጃኩም ዋይ 😢

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እሺ ናዓይ ወን ደምረኒ

    • @devidtube-1227
      @devidtube-1227 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@chf-cv4ix እሽኒ

    • @kiduGrm
      @kiduGrm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@devidtube-1227ንስክዉን ደምርቲ ናተይ❤

    • @Rich-x3e
      @Rich-x3e 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጌረልኪ ንሰክም ግበርለይ

    • @devidtube-1227
      @devidtube-1227 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@Rich-x3e እሺ ማዓረይ

  • @RomiSweet
    @RomiSweet 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    እንኳዓ ብሰላም መፃእኩም እንደ ብረይ ተናፍቅቲ ሎሚ ጥቅምቲ ሰለስተ ምእንተና እሎሞ ዝይትትካእ ሂወቶሞ ህብምና ዝሓሊፍ ኣሕዋትና ዝክሪ ዓመት እዩ ክብርን ሞጎስን ንስማእታትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና እስኪ መን ኣሎ ለማዓንቲ ስዋእት ክዝክር ክፍእ እልዎ ዝዋዓለ ንእሽተይ ሓወይ ክዝክር ብብክያት ውዕለ🖤😭😭😭💔💔💔 እፍፍፍፍፍ ናይ ሓሻት ሳሓቅ መድኪሚ ስስክራይብ እልክምኒ ሒለፊ ክብራት ኣሕዋተይ ብቅንዕና🙏

  • @Abrhet_youtube
    @Abrhet_youtube 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ንአዋልድ ከም መንፀገባ ማሓዛ ይፍጠረልና
    ንአወዳት ድማ ከም ስየ ማሓዛ ይፍጠረልኩም
    ደሙርኒ እማ ተጋርዋይ 1000አብፅሑኒ ክምልስየ

    • @gogotot9249
      @gogotot9249 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እዚ ብድራማ እዩ ኣነ ኣለትኒ እያ ወይኒ ሓፍተይ ንበረልይ❤❤❤❤

  • @aedf4837
    @aedf4837 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ዋዉዉዉዉ ቃደመይቲ ባዕለይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እስቲ ላይክ ግጨዉ ተጋሩዋይ❤❤❤❤

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

    • @aedf4837
      @aedf4837 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እሽ ዝያዳይ

  • @DhR-e7i
    @DhR-e7i 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣድነቅቲ እንዳ ብረይ ኣንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Ruta-t1z
    @Ruta-t1z 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ🎉🎉❤❤💙💙💗💗💥💥💞💞💞👩‍❤️‍💋‍👩💖💖💖💖💖🌿🌿

  • @zufanabraha2824
    @zufanabraha2824 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሰላም ደቂ ትግራይ ማዓረይ♥️💛 🥰🥰🥰🥰

  • @HcCg-m6h
    @HcCg-m6h ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ሰየን ብራይን እባ ዘይራከቡ ኩሉ ግዜ ሓደ ዓይነይት ባእ😢

  • @selamasweet7680
    @selamasweet7680 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ፍትዋተይ❤😊❤🎉🎉🎉

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳብረይ ተናፈቅቲ❤❤❤
    ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት❤💛ኣድነቅቲ ስየ እንየኩምዶ👍

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@MedhinDesta-mt5vj ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    አድነቕቲ እንዳ ብረይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብወላድትኩም❤❤❤ሓፍትኹም እየ ስደተኛ😢

    • @Rich-x3e
      @Rich-x3e 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምርኒ ናተይ

  • @ፊሊማኛ
    @ፊሊማኛ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ሰላም መፃኩም 🎉❤ከም መንፀገባ ዝበለት ዓርኪ ይሃበና❤

  • @JdjdjJriffi
    @JdjdjJriffi 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ ❤️🥰🥰🥰

  • @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
    @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝሮ ዝሮ ይሞችየኒ ባዕለይ እየ ቃደመይቲ😍😍😍

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ሓላለተይ ❤❤❤❤

  • @GershTekay
    @GershTekay 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ወልዳይ ግን መንፀገባ ከይትብድላ ዋይ😢

    • @marbayname
      @marbayname 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቃህመም ናበለስ ምስ ምሕረት ይዘርሎ😂😂

    • @gogotot9249
      @gogotot9249 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@marbayname😂😂😂😂😂😂

  • @Samri46
    @Samri46 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ብሰላም መፀኹም 🥰❤😘

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @haymitube-l8w
    @haymitube-l8w 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ገጠርባ ኽዱ ዝቦታ ናፍቅናዮ☺

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @meharenafisshaye2712
    @meharenafisshaye2712 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋውው ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ ብልጽቲ ድራማ

  • @TDF316
    @TDF316 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ዋይ መንፀገባይ ትረኽብዮ😂😂😂😂

  • @tinsaezedagim4808
    @tinsaezedagim4808 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    "እንዲዒ!!!"❤❤❤

  • @BerihaTesfay-sy3zu
    @BerihaTesfay-sy3zu 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣቃንና እባ ቀይራ ኢኽን ብዝተረፈ ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ

  • @-wedixlma
    @-wedixlma ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዛ ክብራ ዝብልዋ ጓል ኣበይ ነይራ ደስ ክትብለካ❤

  • @ለቱሽማሓዛኤዱ
    @ለቱሽማሓዛኤዱ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    WeLcome ተጋርዋይ🥰💐

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤❤❤

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ዛድራማስ ኣብገጠር ክትኮን ተላ ትምስጠካ😊❤❤

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ልዋምጋልኣፅቢ ሳብስክራይብ ግበርለይ ጓል ዓደይ

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

  • @MaergHans
    @MaergHans 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቡሩክ ሰንበት ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@MaergHans ኣሜን👏 ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @daeromedia24
    @daeromedia24 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ክቡራት ኣዳለውቲ እዛ ፊልም ጽብቅቲ ያ ግና ኣብ ግዜ ምግራም ዘሎ ናይ ዓይኒ ምጥምማት እንዳ ነውሐ ኣሰልቻዊ ኮይኑ

    • @kiduGrm
      @kiduGrm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤

    • @daeromedia24
      @daeromedia24 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@kiduGrm mals zelata ya nska/ki wn subsc

  • @MaziGere
    @MaziGere 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ለሙስ ደቂቃ ሓፂሩ ዋ ኣጆኪ መንፀገባ ሽኮር😢😢❤❤❤❤

  • @AsqAsq-f5r
    @AsqAsq-f5r 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣየ ወልዳይ ኣታ ግደፍ😅😅

  • @MMMHhh1-qo8fy
    @MMMHhh1-qo8fy 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ሽኮራት ባዕለይ ቀዳመይቲ ክንደሻዕ ክትቅድሙኒ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ህያበይ

  • @ZanoZanoba
    @ZanoZanoba 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሩክቀዳመ ሰንበት ይግብሪልና❤❤❤

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ZanoZanoba ኣሜን👏ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @GershTekay
    @GershTekay 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Welcome ተጋሩዋኒ❤❤❤

  • @teweldenugse
    @teweldenugse 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    yesss

  • @ቲጂ-አ6ሐ
    @ቲጂ-አ6ሐ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Welcome 🙏 ❤ ድንግል ማርያም ሓሳብ ልብኩም ተስምረልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ❤🤲

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ደሰታጓልሃገረትግራይ ሳብስክራይብ ገበርለይ ወለላይ

  • @BitiRedaei-g4t
    @BitiRedaei-g4t 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መበል 246😂🎉እንኳዕ ሰላም መፃኩም እዳ ብረይ🔥ብገዛና ሕለፉ ተጋሩዋይ pls💛❤💙ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉🎉🎉

  • @almazeyasu7388
    @almazeyasu7388 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome back deqi abyti ❤

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eti zegeremeni mennxegba mes bereyy kemey elen mahazut kekhona yekhela betebayn semayn mederen eyen gen ayxelakewan ❤

  • @zafuhagos9287
    @zafuhagos9287 58 นาทีที่ผ่านมา

    መን ጸገባ ከዳንኪ ቀይር መን አዩ ጋል ሃገረ ሰብ ክዳና ኣይትቐይሪ ን ዝባለ

  • @ShewitShewit-g5z
    @ShewitShewit-g5z 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እዋይ መንፀገባ ትረክቦ🤭🤔

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @ኮኪጋልትግራይ
    @ኮኪጋልትግራይ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    tdfey kbrn mogosn neakum 😢❤

    • @AdDf-u5f
      @AdDf-u5f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን 😢😢😢

  • @foxstore-d9f
    @foxstore-d9f 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብረይ❤❤❤❤

  • @SalamSalam-ih6tq
    @SalamSalam-ih6tq ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኸዝኸ ላጺኺ ከተምፅእዮም😂😂😂😂😅😅😅ሞይተ😅😂

  • @solomonteklay7448
    @solomonteklay7448 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome back ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤

  • @SamiKibrom
    @SamiKibrom 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Temesaseli ykewin alo awedadu waaa

  • @ሊሊChannel
    @ሊሊChannel 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    መበል126 እየ😂#ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ ከይታሓልፍኑይ

  • @JfgHdvb-os8fq
    @JfgHdvb-os8fq 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወልካም ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @hilRose
    @hilRose 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እውይ ወልድሽ 😂😂😂😂😂

  • @CcVv-b3p
    @CcVv-b3p 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Enkae bselam metsakum burukat ❤❤❤❤❤

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መፀገባዋይ ጮጉራ ሒዝኪ ኣዝርያ 😂

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መበል 560 አለኩ ሎመዓንቲ ሰሊጥኒ😂❤

  • @Alganeshalganesh-d2e
    @Alganeshalganesh-d2e 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaHiwet-y7x
    @tesfaHiwet-y7x 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ናተደማመርና ኣሕዋተይ ፁሩያት❤❤❤

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @tesfaHiwet-y7x
      @tesfaHiwet-y7x 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@ሊሊChannel እሺ ምቅርተይ

    • @Rich-x3e
      @Rich-x3e 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምርኒ

    • @tesfaHiwet-y7x
      @tesfaHiwet-y7x 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Rich-x3e እሺ ❤️

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      እሺ ደምረኒ

  • @selamlove3408
    @selamlove3408 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    262 ባዕለይ መቀነኩም አካዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩ ብቻ❤❤

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@selamlove3408 ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉ዳ ብረይ ሽኮረት

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@GalTegray8047 ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @SmakJeid
    @SmakJeid 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
    @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መፀገባ ገዱ ኣገነኺ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @AbsSba-h4d
    @AbsSba-h4d 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    የስ ብረይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @dasnaentertainment
    @dasnaentertainment 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና😢
    ድዞ ታንቡ ብስም #ወላዲተ #ኣምላክ #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ🙏❤️

  • @maharigtatchwe
    @maharigtatchwe 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    yess❤🎉🎉

  • @akiaksumawit4937
    @akiaksumawit4937 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ምዓረይ