"ተጋደልቲ ንምድኻም ነዊሕ ተሰሪሑሉ እዩ" ሶሎሙን ሰመረ Interview Solomon Semere

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 69

  • @yosiefhabte5602
    @yosiefhabte5602 3 ปีที่แล้ว +3

    Very well articulated.Solomon has alot to tell us and many must listen and know all the truth.

  • @esiabu2261
    @esiabu2261 3 ปีที่แล้ว +12

    ዩኤል ደለኻ ቡሉጽ ዓቅሊ ምስጋና ይብጻሕካ:አብ ልዓሊ ሰሎሙን ደለኒ ኣኽብሮት: ብ ሃንቀውታ አየ ድሰምዓካ የቀንየልና ናይ በሓቂ በሊሕ ጅግና ኩቡር ሓወይ ሰሎሙን

  • @teqamimedia
    @teqamimedia 3 ปีที่แล้ว +3

    Well explained tegadalay Solomon hawna. We need more people like you to expose the evils of the Esayas regime. THANK YOU YOEL FOR SHARING THIS VIDEO WITH US.

  • @abdomawra8536
    @abdomawra8536 3 ปีที่แล้ว +4

    Jigna eritrawi kemzi kemaka eyu. Hakegna edmen tina yhabka. Thanks.merci.dankt wel.

  • @edentewelde7240
    @edentewelde7240 3 ปีที่แล้ว +2

    nay bhaqi beih edmen tenan yhabka

  • @meharitesfa6132
    @meharitesfa6132 3 ปีที่แล้ว +1

    Ygerm u

  • @eridaeromedia1156
    @eridaeromedia1156 3 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቕ ስራሕ

  • @fishalehabte7353
    @fishalehabte7353 10 หลายเดือนก่อน

    ተጋዳላይ ኢሎም ከማሩሩ ከለዉ ፡ ተጋዳላይ እቲ ንናጽነት ዋጋ ዝከፈለ ንጸላኢ ምስ ኣባረረ ድማ በደል ብኡ ኢዩ ተጀሚሩ እታይ ዘይ ገበረ ኢልካዮ ዘይሰምዕ ዎሎዶ ኢዩ ዝበዝሕ ፡ ተጋዳላይ ክሳብ ሕጂ ብብዱሉ ኢዩ ዝጠፍእ ዘሎ ። ጽቡቅ ገርካ ኣብሪካሎም ኣለካ ሰልየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @kalMHe
    @kalMHe 3 ปีที่แล้ว +3

    Btaemi tsibuk interview. Ab kalie interviews bzuh zeytetenkefe ariesti ztenkefe medeb. Thank you all.

  • @tsegaytewelde1560
    @tsegaytewelde1560 3 ปีที่แล้ว +3

    wedi semere metabiti jigna

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 3 ปีที่แล้ว +3

    You are right 💯 .

  • @meazamichael67
    @meazamichael67 3 ปีที่แล้ว +3

    Thsnks fanus og solomun👍🙏

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin6613 3 ปีที่แล้ว +6

    አነ ነዚ ወዲ ግለጾ እንተትብሉኒ ክገልጾ አይክእልን እየ ዝከምልበይ ኢለ ጥራሕ እየ ዝሓልፎ 100 ካብ ልቢ ዝከምልበይ። አብዚ እንሆለ ቅኑዕ ሰብ

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 3 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ረቂቕ ኣገላልጻ!!!!!!! ንሰራዊት ኤርትራ ንምድኻም ብዙሕ እዩ ተሰሪሑ። ሓደ ካብኡ ኣብ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ ብወገን ኤርትራ ዝተገብረ ዘየድሊ ካብ ድልዱል ድፋዓት ዓሰብን ግንባር መረብ ሰቲትን እዩ። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መኸወሊ ዘይብሉ ጎላጉል ዓሰብ ብኣልማማ ክጠፍእ ተገይሩን ብዙሕ ሰብ እውን ጠፊኡ።

  • @degiatdieebul4173
    @degiatdieebul4173 3 ปีที่แล้ว +1

    bzterefe bertee

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +3

    Thank you Fanus, normally I am not EriSat's fan. It is a bit biased and wastes its resources for nothing. You are the only exception to me because of your most well informed guests. Your current guest Tegadalay Solomon is unique, not only is he well informed but he is also very honest and humble person. Please, invite him more often to shed light on the past and to educate the young generation on the plight of the Tegadalay.

  • @jemilaahmed955
    @jemilaahmed955 3 ปีที่แล้ว +3

    Very interesting

  • @bahtagrmay1615
    @bahtagrmay1615 3 ปีที่แล้ว +1

    የቄኔልና ዮኤሊኖ
    ኩቡር ሓውና ማሓሪ፣ ድማ

  • @gerieyohannes9226
    @gerieyohannes9226 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣቱም ሰባት ኢሰያስ ሕጂ ውን ንትግራይ ዘከነ ኣብዚ ኩናት ንህዝቢ አርትራ ንምድካም ዝጥቀመሉ ኣታ ህዝቢ ማኣስ ክርዳካ

  • @freweyniokubu9071
    @freweyniokubu9071 3 ปีที่แล้ว +3

    bravo tsbuq gerka ghelitskayo gigna 👍🌷🌷🌷

  • @doromdorom5271
    @doromdorom5271 3 ปีที่แล้ว +1

    Nice ahwat

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 ปีที่แล้ว

    ሕጂሞ ዘይባራበሩ ከምኡ ኢልካ ምንባርኩምን ናብ ኣገልግሎት ምስጋሩኮ ከፍኣና።

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 3 ปีที่แล้ว +2

    Yuel please do cut or over pass to another and I love your program and keep going my brother

    • @kalMHe
      @kalMHe 3 ปีที่แล้ว

      Hakika eka. Ab gele gele n semae nkitiem interrupt migbar zekifie aymeslenin.

  • @ከምዚውንኣሎእንደዚምኣለ
    @ከምዚውንኣሎእንደዚምኣለ 3 ปีที่แล้ว +1

    10,000 kefilka kititayes hasibka gubo kitkefl malet eu? Ezi natka gegan gebenen eu malet eu hakey?

  • @bahtagrmay1615
    @bahtagrmay1615 3 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ ተጋዳለይ፣ ዝረኽቦ
    ርእስኻ ን
    እግርኻን
    ገማጢሉ ክጥቀምሎም ዶ ጌርኩም ህዝባዊ ግባር፣
    ክክክ
    ጥብ ኢሉ ወዲቁ
    ሽጋራ ገምጢሉ ወሊዕዎ፣

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +3

    ተጋደልቲ ንምድኻም ዝሰርሑ ባዕሎም እቶም መራሕቲ ናይ ተጋደልቲ ኣብ ውሽጢ ሜዳ እዩ።
    መራሕቲ ጀብሃ ንተጋደልቲ ሓራካ ጨፍጪፎም ቀቲሎም ፤ ንምሁራት ስርየት ኣዲስ ሓሪዶም ፤
    ንህዝቢ ኩናማ ፣ ደምበላስ ቆሓይን ኣጽኒቶም ፤ ንፋሉል ጨፍጪፎም በታቲኖም፤ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም።
    ናይ መራሕቲ ሻዕብያ ውን ከምኡ ፡ ነመንካዕ ፣ የሚን ፣ ንሙሁራት ፣ ጋዜጠኛታት ፣ ጉጅለ ፩፭ ፣ ንተማሃሮ ዩኒቨርሲት፣ ንመንእሰያት ፣ ንስኩላን ተጋደልቲ ፣ ረሺኖም ጨፍጪፎም ኣሲሮም። ኣብ ክንደይ ዘይርብሕ ውግኣት ኣህሊቖም። ኣሸሓት ህዝቢ ኣሲሮም ፤ ኣብ ስደት ንስቓይን መከራን ኣቃሊዖም። ወዘተ

  • @bhlinankid3646
    @bhlinankid3646 3 ปีที่แล้ว +5

    ረጋምን ተረጋምን ሓቢሮም ይጠፍኡ ስለዝኮኑ ኣይትራገሙ ይብሉ ወለዲ.

  • @ya-fl5bt
    @ya-fl5bt 3 ปีที่แล้ว +2

    Well our life is our wetness on the ground so iiiiiii

  • @girmayghebreab6446
    @girmayghebreab6446 3 ปีที่แล้ว +1

    🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️

  • @eridaeromedia1156
    @eridaeromedia1156 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ውን ይዝከረኒ ኣብ ዓሰብ ብደረጃ ክ/ሰራዊት ኣኼባ ተጌርልና፡ ብዛዕባ G15 መግለጺ ክዋሃብ ውዒሉ። ከምዚ ተገበሩ... ከም ተኣበሱ እናተባህለ ድማ፡ ዝገበርዎን ዘይገበሩዎን ክጥቅንዎም ዋዓሉ። ኣብ መወዳእታ ኣኼባ ግን ርእይቶ ወይ ሕቶ ካብ ሰራዊት ስለዘይቀረበ፡ ሓለፍቲ ኮርዮም ተቖጥዑ። ሕቶ! ሱቕ!፥ ርእይቶ! ሹቕ!፥ እዚ ኩሉ 1000 ሰብ ብዘይ ድምጺ ጥርቅም ኢሉ ሱቕ በለ። ሓለፍቲ በብሓደ ተንሲኦም ኣጉባዕቢዖምን ኣፈራሪሖምን ቀበጹ። ዳሓር ግን፡ "እዚ ምስ ኣድማ ኢዩ ዝቑጸር! ዳሓር ከይድገም። ንሕጂ ግን ካብ ፕረሲደንት ዝመጸ ዘሐጉስ ዜና ኣሎ ንዕኡ ገሊጸ ክሳናበተኩም ኢየ" በለና። ንሕና ግን ካብ ፕረሲደንት ዝላኣኽ ጥዑም ዜና ከምዘየለ'ኳ እንተፈለጥና፡ እንታይ ምዃኑ ክንፈልጥ ግን ተጸበና። እቲ ጥዑም ዜና ድማ "ፕረሲዳንት በዚ ሰራዊት ኣዝዩ ስለዝተሓጎሰ፡ ንነብሲ ወከፍ ኣባል ምክልኻል ወናኒ 5000 ብርኪ ጌርኩም ኣሎ። እቶም ተጋደልቲ ግን፡ ኣቐዲሙ 2000 ብርኪ ስለዝነበረኩም፡ ሕጂ 7000 ኮይንልኩም ኣሎ" በለና። ድሕርዚ ብምልኡ እቲ ሰራዊት ትዋሕ ኢሉ ብሓደ ድምጺ ሳሓቐ። እቲ ኣኼባ ዘካይድ ዝነበረ ውን ብገርሁ ምሳና ሳሓቕ። ዳሓር ግን ሃንደበት ጽውግ ኢሉ ሱቕ በለ። "እንታይ ኮንኩም ስሒቕኩም"? ብምባል ድማ ብሕርቃን ሓተተና። ሕጂ ውን ከም ኣመልና ሱቕ ሕትም ኮነ። ምስተሓለሎ ግን "ኣነ ከምዝታሓጎስኩም ወሲደዮ ኣለኹ። ካልእ ትርጉም እንተለዎ ግን ንከባበር" ብምባል ነቲ ኣኼባ ዓጸዎ'ሞ፡ እታ ሕማም ብርክስ ናባና፡ ማለት ናብ ሃ/ኣገልግሎት ውን፡ ሰጊራ ነይራ ኢያ ክብል ደልየ ኢየ። የቐንየለይ ዮኤልን ጋሻኻን።

  • @zemoy3439
    @zemoy3439 3 ปีที่แล้ว +2

    ህዝባዊ ግንባር በጃ ከይኖም ሀገር ካብ ጎበጣ አውጺኦም ንዘረኮቡና ከብሪ የግብኦም🙏❤
    ህግደፍ ግን ሀገር ተቀቢሉ ህዝቢ ዘጽነተ ፍጹም ለውጢ ከግበር አለዎ። ከም ህዝቢ ዝሐለፈ ጌጋ አሪምና ንመጻኢ ሐያል ቃልሲ ንዲሞከራሰን ፍትሕን ከንቃለሰ አሎና። ግዝአተ ሕጊ ከነግሰ፡ አቲ ሕጊ ድማ ምልአተ ኤሪትራ ዝወከለ ምሰ ነደፍን አጽደቅናን። ቅዋሞ 1998 ብቅኒት ኢሰያሰን ጎንደራውያን አዮ ተጻሒፎ❌ አዚ ሓውና ሰብ ዘይደፍሮ ዘራባ አዮ ተዛሪቡ አገናዕ ከኣ ይብሎ። ኤሪትራ መሬታ አዮ ነጻ ወጽዮ አምበር ደርጋውየንሰ ገና ይጎዝኡና አዮሞ ዘለው። መሩካት አሞ ካኣ ኢትዮጽያውያን ነቲ ጀግና ተጋዳለይ መራሕቱ ኩኮኑ? ይገርም አዮ🤣🤣

  • @natey_official
    @natey_official 3 ปีที่แล้ว +3

    This guy has a lot info but he is mixing up conversation. He needs to get it together but its good that he speaks his mind.

    • @etcetera3282
      @etcetera3282 3 ปีที่แล้ว

      Me was thinking the same: I like the way this guy is going about it but without turning into Pentecost. Keep that sh*t to yourself...me was saying to me. I mean if he has been praying for Isaias to turn him into some kind of angel, why is he the oldest dictator in the world right now. In fact, I want him to stop the praying...or else, start to curse him, if he believes he has such kind of power, that is.
      Not that I don't believe in the power of a prayer...but delusion and praying are not the same. Prayer is a complement and not the main dish. If you pray after the fact, it's probably come out fine...such as blowing up the monster and then praying for his soul not to zoom around. That's my kind of praying...haha

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 3 ปีที่แล้ว

    ኣማውትኡ ብዘየገድስ እናበልካ ዘረባ የሎን ብጾይ።

  • @haben2709
    @haben2709 3 ปีที่แล้ว +2

    Way gudam anta ezi shifta srat si
    Kndey gud eyu zelewo gn kulka menesey ab lewti ejamka aberkt
    Dhri lewti ka nezi srat dem koynom zenkesakusun hzbi sebesabsun kem
    Bandatat nay Vietnam aserom ktefe alewo neziom zkewn hgi yelen :: :::::

  • @wedkebri8729
    @wedkebri8729 3 ปีที่แล้ว

    👏👏👏

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣንታ ብኽፋእ ናይ ዛ ውድብ እዚኣ እንበር ሓገር ምሉእ ተጽሊሉ ኣንታ ከማነ ሰባት ዶ ኣይኮናን ኢዮም ኻብ ዘዝገበርዎ ክፋእ ንጽብጽብ ገለ ካብቲ ዝገብርዎ ማልስ ክንህቦም ኣይንፍትንን።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      ተጋደልቲ ንምድኻም ዝሰርሑ ባዕሎም እቶም መራሕቲ ናይ ተጋደልቲ ኣብ ውሽጢ ሜዳ እዩ።
      መራሕቲ ጀብሃ ንተጋደልቲ ሓራካ ጨፍጪፎም ቀቲሎም ፤ ንምሁራት ስርየት ኣዲስ ሓሪዶም ፤
      ንህዝቢ ኩናማ ፣ ደምበላስ ቆሓይን ኣጽኒቶም ፤ ንፋሉል ጨፍጪፎም በታቲኖም፤ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም።
      ናይ መራሕቲ ሻዕብያ ውን ከምኡ ፡ ነመንካዕ ፣ የሚን ፣ ንሙሁራት ፣ ጋዜጠኛታት ፣ ጉጅለ 15 ፣ ንተማሃሮ ዩኒቨርሲት፣ ንመንእሰያት ፣ ንስኩላን ተጋደልቲ ፣ ረሺኖም ጨፍጪፎም ኣሲሮም። ኣብ ክንደይ ዘይርብሕ ውግኣት ኣህሊቖም። ኣሸሓት ህዝቢ ኣሲሮም ፤ ኣብ ስደት ንስቓይን መከራን ኣቃሊዖም። ወዘተ

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 2 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 ትኽክል ኢሳይስ ድያብሎስ ጸረ ህዝብን ሃገርን

  • @tesfomiyob9888
    @tesfomiyob9888 3 ปีที่แล้ว

    👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹

  • @degiatdieebul4173
    @degiatdieebul4173 3 ปีที่แล้ว

    telefon nay selomon ndeli alona

    • @elielsolomon7673
      @elielsolomon7673 3 ปีที่แล้ว

      selam Amlak msaka ykun Degiat nay Solomon telefon dea nimntay eka delikaya ? natka do kitixihfelu emo kihbelka ?

  • @bere81
    @bere81 3 ปีที่แล้ว +6

    "መንግስቲ ጽቡቕ ኣለዎ" ዶ ኢልካ ። ክንዲ ፍረ ኣድሪ ትኹን ጽቡቕ የብሉን መንግስቲ ኤርትራ

  • @ynwaliverpool37
    @ynwaliverpool37 3 ปีที่แล้ว

    Ata Haweyy Eza Sorry Tebil Gedfa Chlchiuna

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye908 3 ปีที่แล้ว +1

    Eritrean fighters must speak and try to stop and avoid the bardeen from the people. To write the history does not work for the people living in the bardeen, it's a message and education for the future generation.

  • @negodanegode5390
    @negodanegode5390 3 ปีที่แล้ว

    ሰለቲ ናይ ገድሊ ኣበርክቶኻ ከም ተጋዳላይ እቲ ክብሪ ተጋደልቲ ክንህበካ ግቡእ እዩ::
    ካብኡ ሓሊፉ ግና ኩሉ ዘረባኻ ሃለውለው እዩ::
    ናይ ምግንዛብ ዓቕምኻ ብጣዕሚ ትሑት እዩ:: ሓሳብካ ዘይጥርኑፍ እዩ መትሓዚውን የብሉን::
    ብጣዕሚ ኣሰልቻዊ!
    ዩኤል ማርሞ እንታይ ትገብር ኣለኻ ኣብኡ? ዓይንኽ ኣፍጢጥካ ሱቅ: ዘይትኣልዩ እቲ መድረኽ::

    • @zemoy3439
      @zemoy3439 3 ปีที่แล้ว +1

      ሓሳቡ ናይ ምጥርናፍ አወ ጸገም አለዎ እዚ ጀግና ፡ግን እቲ ዝበሎ ግን ኩሉ ሐቂ እዮ100%።
      ዶሰ የሕሚምካ/ኪ አዮ አቲ ሐቂ?

  • @letekristosdesta5845
    @letekristosdesta5845 3 ปีที่แล้ว

    The point were is black ground live Asmara or village have lived every day very badly life independent people

  • @ya-fl5bt
    @ya-fl5bt 3 ปีที่แล้ว +2

    can you please tell us the good things about the the government with all the respect?????? Because we can tell you about the zero government!!!!!! Thank you

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 3 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ሓወይ እዛ ኩላ 27 ዓመት ሃ/ኣ እናተባህለ ይነብር ኣሎ፣ ንስኻ ድማ ተጋደልቲ ማዕርግ ኣይተዋሃብናን ትብል ኣለኻ?

  • @hideatweldegergsh3263
    @hideatweldegergsh3263 3 ปีที่แล้ว +1

    Selam..ahwat..shm..btam..ika...tshk...isays..intay..zri...AML..goitay..zble..zwölf..abyu..klamamdkum...goya..ilalkum..ktglglwo..kmhrkum..ikwn...habe..fshlwo..imbr..izdyablos..Zitate..shitan...iyu..tzarbu..aywdanyu...hjgn..yakl..ikwn..goyta..ksrgo..tsfa..ngbr...yom..hawy..kulna...amlaka..Nono...awt..khbna

  • @Rocky-life518
    @Rocky-life518 3 ปีที่แล้ว +1

    I completely lost hope on Eritrean military! They are iseyas military now!

  • @ephar133
    @ephar133 3 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ነናቱ ድሕሪ ክንደይ ዓመታት ወጽዩ ይዛረብ ኩሉ ካብገበን ሐራ ክወጽእ ይጽዕር ናይ ኤርትራ ጉዳይ ግን ኩሉ ትንአስ ትዕበይ ተሐታቲ እዪ ወዲ ሰብ ጌግኡ አብግዚኡ አይርድኦን እዩ ድሕሪ ክንደይ ጸልማት እዋን አብዚ ሰዓትውን አይኮነን አብኤርትራ ዶብ ሰጊሮምውን ገበን ይፍጽሙለዎ እቲ ገበንውን አብናይ ግሎም ከይኮነ ኤርትራ ዝገበረቶ ተባሂሉ ጸልማት ታሪኽ ክስነድ እዩ ጌጋ ምዕነዊ እምበር ረብሐ ከምዘይኮነ ውሑዳት እዬም ዝርድእዎ
    ነዚ ዝሀብካዬ ቃል ነመሰግነካ

  • @mojin3561
    @mojin3561 3 ปีที่แล้ว

    ንዑዑ ንምፍሻል ግን እዚ እዚ ይስራሕ አሎ ክብል እጽበ። ተዘይኮይኑ ግና እቲ አርእስቲ ተለጢፍዎ ዘሎ ዛዕባ 'ጋል መንገዲ ' እዩ

  • @menkem511
    @menkem511 3 ปีที่แล้ว

    ሕፈር እስከ ተጋዲልካ እንታይ ኣፍሪኻ?

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 3 ปีที่แล้ว

    Yueil btaemi eka tdnek bezi tgebro zeleka amlak dima yhagzka tsibuk srah. Hawna gin bti thno zeleka ab mbzahtu lkie endika zeleka entezey tdefani men mewdekeni eyu negeratu eti ab hagerna zelo belaei seb slezi tenki nay hagern hzbn tenki nsu eyu

  • @perffeto
    @perffeto 3 ปีที่แล้ว

    @FaNus NetWork ወይ ዘረባ! ተጋዳላይ ኢልካ (ቀዳማይ ዜጋ) ኢኻ ኣገልግሎት ትብል (ካልኣይ ዜጋ) ደሓሪኡ ኸኣ ናብቲ ኻለእ (ሳልሳይ ዜጋ) ትመጽእ። #FaNus NetWork

  • @Wedieritrea323
    @Wedieritrea323 3 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ሓው ነቲ ኩነታት ጽቡቕ ጌሩ ገሊጹዎ ኣሎ ! ሓንቲ ሪኢቶ ኣላትኒ : እዛ Sorry ትብል ቃል ብዙሕ ይደጋግማ ኮይኑ : ተሰልቹ ኮይና ረኺበያ::

  • @judeochristiankarneshimay8044
    @judeochristiankarneshimay8044 3 ปีที่แล้ว

    Tegadalay yarg inber neylbim ikko temesilu.zerebuu kolelll tenk mbttana nskum ikum.sory gin kemzi zdeferku keymesil wedi tegadelti iye

  • @Eritraen
    @Eritraen 3 ปีที่แล้ว

    ንተጋዳላይ ኮነ ንገድሊ ኤርትራ ብኢሎሞ ኢካ ትፈልጦ ኣይትፈልጦን ኢካ ስቅ ይሕሸካ ወላ ህያአት ዝብሃል ውብ የብሉን ዘረባካ

  • @tsegabaryagaber3584
    @tsegabaryagaber3584 3 ปีที่แล้ว

    ኪሊግዜ እየ ድከይድ እዚ ትብሎደለካ ዘይቂኒዕ ትንተና ኣቃርጽ

  • @tsegabaryagaber3584
    @tsegabaryagaber3584 3 ปีที่แล้ว

    ጅንታ ተሳዕርኩም ኣኣኣኣሰይ

  • @merhawiasmara014
    @merhawiasmara014 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk nisikatkum dma hizbi ketedakimu misue koykum serihkum an sawa men diyu halafi koynu meniesey Eritrea b hangolu tetsawitu kotas hizbawi ginbar malet himam hizbin hagern eyu kullukum himam ekum tegadalay malet nay gidin abi aber zelewo seb eyu zikewin ab hizbawi ginbar tetegadilu 1 hasawi 2 team 3 hasad 4 muhur kello ferah 5 Eritrea natu timeslo 6 deki Anistyo diemits 7 beletsegna 8 kufue tray zialim 9 dunkirna des ziblo 10 Amlaki 11 resae kallu 12 tenkolegna 13 duhur 14 wegenegna 15 Amsilu 16 binebse fitwet disekere 17 gizie kemzikeyd zello zeyrdio ab hade dew zibil kem gundi 18 tsere meniesey 19 seraki fino zeyti encheyti wezete eyu zikyreka hizbaw ginbar biflay dihri 2002 ziresaekiwo ketsiliwo nayzom n medhin berad deki weda.

    • @davidDavid-kn2dq
      @davidDavid-kn2dq 3 ปีที่แล้ว +1

      Before you write a comment please think 3 or more times if not less and listen the entire interview, give your comments thank

  • @yohannestesfamariam2969
    @yohannestesfamariam2969 3 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ሽፍታ እንታይ ጽቡቅ ኣለዎ

    • @mkabrha4968
      @mkabrha4968 3 ปีที่แล้ว

      @@alganeshkelati9124 aregit ezen aregtot ataro shigr koyknana. Trash🤮