ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እንቋዕ ተመለስኩም ዘይውጻእ ዓቐበት የለን
I think, the system also uses immigration to reduce internal uprising or opposition
Bizeyka Mesfin kali aytekawemen zibil Ambassador Adhanom kemu kem zeykone eyo zizareb. Ethi zigerim Mesfun Hagos ni darga 30 amet kem mistir hiziwo Isaias kulu zianu ainu miswede .....bi melki beyney tequawime zibil haki zeybilu nebsu ni kiebi bizibelo misikir zeybilu zereba midnak zigerim eyo....Ethi haki nay kihdetin firhatin tilmetin misikir eyo.....kinasah teqoynu tiray eyo kubul kikewin zikiel.
እንቋዕ ተመለስኩም። ብርእይቶይ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ እዋን ዘድልዮ ናይ ሓደ ጫፍ ርኢይቶ ምጉስጓስ ዘይኮነ፡ ናይ ካሊእ ርኢይቶ ሰሚዖም ብስነስርዓት ክምልስን ኪዛተን ከምዘለዎ ኢዩ ኪጉስጎስ ኣሎዎ። ትማሊ ንስኻውን ትድግፎ ዝነበርካ ዝድግፍ ክሳብ ተረዲኡዎ ነቲ ጌጋ መንገዲ ገዲፎም ክሳብ ዝመጹ ብትዕግስቲ ክተረድኦም ክፍተን ይግባእ።
ብሱል ሕቶታት ዘዕግብ መልስታት ።ይቀጽል !ሓሳብ'ዩ መፍትሒ ሽግርና'ሞ መሰረት ሽግርና'ውን ኣብ ዛንታታትና ዝተሓብአ ስለዝኾነ ተወልደ በዚ መስርሕ ሕቶኻ ቀጽል።ምስ ምስጋና!እዮብ
ቅድሚ ህግደፍ: ህዝቢ ኤርትራ ዕዙዝ ክብሪታት ነይሩዎ። ኣብ መዋእል ህግደፍ ግን ብጨካን ምሕደራ ህግደፍ ህዝቢ ኤርትራ ጃጅዩን ስቕታ መሪጹን ንመሰሉ ክጣበቕ ኣይክኣለን። ህዝቢ ኤርትራ ብዓቢኡ እኳ ጸላኢኡ ህግደፍ እንተኾነ እዚ ዘለዎ ኩነታት ጸላኢ ነብሱ ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ድሕሪ ሃይማኖቱ ምምርስሑን ምውራሱን: ደቁ ድሕሪ ኣብ ኩናትን ምህላቆም ኣብ ማሕዩር ምድርባዮም ሃብቱ ምዝማቱን ብዘይ ሕጊ ምግዝኡ እንታይ ዓይነት ክብሪታት ተሪፍዎ ክንብል ኣለና።
ሃለፍታ ይገብረልካ ኣሎ ወዲ ሹቐይ። ፖታሽ ገና ኣይጀመረትን 😂
እንቋዕ ተመለስኩም ዘይውጻእ ዓቐበት የለን
I think, the system also uses immigration to reduce internal uprising or opposition
Bizeyka Mesfin kali aytekawemen zibil Ambassador Adhanom kemu kem zeykone eyo zizareb. Ethi zigerim Mesfun Hagos ni darga 30 amet kem mistir hiziwo Isaias kulu zianu ainu miswede .....bi melki beyney tequawime zibil haki zeybilu nebsu ni kiebi bizibelo misikir zeybilu zereba midnak zigerim eyo....Ethi haki nay kihdetin firhatin tilmetin misikir eyo.....kinasah teqoynu tiray eyo kubul kikewin zikiel.
እንቋዕ ተመለስኩም። ብርእይቶይ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ እዋን ዘድልዮ ናይ ሓደ ጫፍ ርኢይቶ ምጉስጓስ ዘይኮነ፡ ናይ ካሊእ ርኢይቶ ሰሚዖም ብስነስርዓት ክምልስን ኪዛተን ከምዘለዎ ኢዩ ኪጉስጎስ ኣሎዎ። ትማሊ ንስኻውን ትድግፎ ዝነበርካ ዝድግፍ ክሳብ ተረዲኡዎ ነቲ ጌጋ መንገዲ ገዲፎም ክሳብ ዝመጹ ብትዕግስቲ ክተረድኦም ክፍተን ይግባእ።
ብሱል ሕቶታት ዘዕግብ መልስታት ።
ይቀጽል !
ሓሳብ'ዩ መፍትሒ ሽግርና'ሞ መሰረት ሽግርና'ውን ኣብ ዛንታታትና ዝተሓብአ ስለዝኾነ ተወልደ በዚ መስርሕ ሕቶኻ ቀጽል።
ምስ ምስጋና!
እዮብ