Dehay Eritrea “ኣሚነ ኣብ ዝተጋደልኩሉ ውድብ ከም ጓና ተቖጺረ” ደራሲ ሰመረ ሰሎሞን ደሃይ ኤርትራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 117

  • @AidaSemere
    @AidaSemere 10 หลายเดือนก่อน +28

    Fantastic interview! As Eritreans, it is rare to receive this insight from someone who has lived to tell the entire story. I am a proud daughter!

    • @adiamsolomon1214
      @adiamsolomon1214 10 หลายเดือนก่อน

    • @AidaSemere
      @AidaSemere 10 หลายเดือนก่อน +3

      ⁠@@adiamsolomon1214💕

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 9 หลายเดือนก่อน +2

    It takes courage to tell the truth. Thank you and I appreciate your interview.

  • @elsaghidei2090
    @elsaghidei2090 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰመረ ሐውይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ይቅሬታ ክንሐቶ አልና ንህዝቢ ኤሪትራ ምባልካ 🥰

  • @Tomorrowwillbebetter-d3w
    @Tomorrowwillbebetter-d3w 10 หลายเดือนก่อน +9

    Hello Sami, with great pleasure to listen all your guests and you are by far processional journalist as far we have this moment, with due respect it would be great to introduce him first as many of us we don’t know who Mr Semre Solomon is as young generation, neverless what great interview it was so articulate and and great writer it’s sad many of us didn’t know him,

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amazing journal
    Thank you for both of you ❤❤❤❤❤

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Solomon and Semere.

  • @mehretabghenet1687
    @mehretabghenet1687 9 หลายเดือนก่อน +1

    Samuel. & Semere selomon very interesting intervew ,Thankyou and we wait more .

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 10 หลายเดือนก่อน +11

    እዋይ ሰመረ ሰለሙን መን'ዩ ይብል ኔረ፡ ኣብ ታሪኽ ኩሉ ግዜ ዝጥቀስ ኢዩ፡ እንኳዕ ድምጾም ሰማዕና፡ ሙሁር ብምኳኑ ብዙሕ ሽግር ከም ዘሕለፈ ይዝረብ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም !

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam 10 หลายเดือนก่อน +2

    Haw Smeul,
    Your programme is very educative and consrtructibe, thankyou for your effort👍👍

  • @yohannes2028
    @yohannes2028 9 หลายเดือนก่อน +1

    You made a good interview with great hero..

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 9 หลายเดือนก่อน

    ኒሕ አይኮነን አቦና ጌጋ እዩ
    እግዛአብሄር ክትርኾ እንበር አፅኒሕካ እግዛአብሄር እንተፈሪሕካ እግዛአብሄር አመስግኖ ።
    ብማይ ውዑይ አብርእስኻ እንቁዐ አይተደፍአልካ ካብ ብ ጎዞሞ ምጭፍጫፍን መሳኪን አቦታትና

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 9 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ ....ምይይጥ..ታሪኽ ..ሰነ ፀሑፍ..ቀፅሉሉታ..

  • @victorfreedom1967
    @victorfreedom1967 10 หลายเดือนก่อน +5

    Mr. Solomon: your wisdom, intelligence and integrity is second to none. Thank you for loving your country. Please keep fighting for Eritrea and its oppressed people. We are running out of time to save our country. The man you called the president is intentionally destroying Eritrea beyond recognition. Please be part of the blue revolution of the Eritrean diaspora. We need your leadership and civility.
    GOD BLESS !!

    • @Ayngage
      @Ayngage 10 หลายเดือนก่อน

      SELAM.
      MIS DENAGULA ZDRBYU...MIS POLICE ZEBEASU...DASSAT ZEFRESU...AREGTOT ZEFERAREHU...MEALTI SWAT ZEYAMNU...BANDERA NAY ERITRA ZENDEDU...TUGRAY TISEER...?????
      YSEMAMAE DELKAYO?

    • @victorfreedom1967
      @victorfreedom1967 10 หลายเดือนก่อน

      @Ayngage
      Selam to you too.
      Remember we Eritreans have been throwing more than rocks. We have been throwing bullets, rockets and bombs to liberated our Eritrea. What is going on now is part two of the struggle. We have to throw everything at our disposal to get rid of tyranny. As the martyrs is concerned we all betrayed them and their families. Shame on us all. This is a time for you, me and all Eritreans to tighten our belts and save our people and our country and end oppression. 33 years of slavery is choking us all. We need fresh air of freedom.
      GOD BLESS ERITREA AND ITS PEOPLE. LET FREEDOM FLOURISH. LIFE WITHOUT FREEDOM AND LIBERTY IS SLAVERY.

    • @abdumohammed6970
      @abdumohammed6970 10 หลายเดือนก่อน

      With the animal movement that follows the rule of the jungle ? You are not capable of understanding and abiding by the rule of law. It is because of that that there are no educated personnel in your revolution. And if there are, they are with deeply rooted hate towards Eritrea and Eritreans.

  • @lidyatumuzghi204
    @lidyatumuzghi204 9 หลายเดือนก่อน

    ለባም ኣቦ ዘይ ከምዚ ከማካ ካለኦት ተጋደልቲ ተመን ንምጻኣልኩም ዋላ ገበል ነኣዱና ኣክቡሩና ዝብሉ ኢምበር ከምዚ ከማካ ይቅረታ ዝብሉ ኣይ ረኣናን

  • @berea.5579
    @berea.5579 10 หลายเดือนก่อน +1

    Great respect & honor for your dedication, devotion, service bro semere feel sorry for what you had undergone, I really admire you tenacity. Where ca I get the book in Dc area

  • @cruushidaar2616
    @cruushidaar2616 10 หลายเดือนก่อน +10

    ኒኢሳያስ መን ሙካኑ ዝፈልጥ ብጣዕሚ ቁርባት ሰባት ኢዮም። ናይቲ ኩሉ ክፍኣት እበጋሲ ባዕሉ ኢዩ ግን ብካሎኦት ሰባት ክምዝፍጸም ይገብር። ስርሑ ኩሉ ትያትር ኢዩ። መዘንግዕ፡መታለሊ፡ ዘይአመን፡ ቂምተኛ, ኩቱር ናይ ስልጣን ጽምኢ ፡ ፈራሕ። ወዘተ ኢዩ።

    • @Eriboy
      @Eriboy 9 หลายเดือนก่อน +1

      ኢሰያስ ሰብኣይ ሰብኡት እዩ :: ንወገናውያን ንዙምቡላት : ንጸበብቲ ርእሲ : ንስሱዓትን ጎሓላሉን ስሞም እዩ ::

    • @BERHEMEBRHTOM
      @BERHEMEBRHTOM 9 หลายเดือนก่อน +1

      @@Eriboy Alietawi konka Ember nikula eyu biAlimama zetifa zelo kabtom denqur eka flutyu

    • @semiramusa3217
      @semiramusa3217 9 หลายเดือนก่อน

      ክንዳካ ዘይአክላስ በአካ ይወዓላ 😂😂😂😂😂

  • @kidaneberhe454
    @kidaneberhe454 10 หลายเดือนก่อน +2

    Wonderful interview and for the first time to hear somebody who tells the truth about his experience during the armed struggle. Semere was so humble and not boasting about his background. He comes from a very stable family and was briljant A student. I hope he will be willing to engage himself in save the country from going to hell

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 10 หลายเดือนก่อน +4

    Welcome the great Semere Solomen ;

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 10 หลายเดือนก่อน +8

    ንዓይ ካብቲ ዝገርመኒ ቀንዲ ጉዳይ፣ ኢሳያስ ናብ ሜዳ ክስለፍ ከሎ፣ ኣብ ቀዳማይ ዓመት ዩኒቨርሲቲ ዝተረፈ፣ ወዲ 20 ዓመት ኢዩ ነይሩ። ግን ኢሳያስ ነዚ ኩሉ ጉርሕን ሽርሕን፣ ገደብ ዘይብሉ ስልጣን ናይ ምጭባጥ ህርፋንን፣ ንናይ ስልጣን ምግባት ሕልሙ ንምስላጥን ንምዕዋትን ዝገበሮ ጻዕርታትን፣ ብኸመይ ኢዩ ኣማዕቢሉዎ፣ ኣብ ከምዚ ዝበለ ንኡስ ዕድመን፣ ብመጠኑ ውን ትሑት ደረጃ ትምህርቲ?

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 9 หลายเดือนก่อน +1

      Hadami,,, When Issayas spent most of his life fighting for Eritrean independence, territorial integrity & economic reconstruction, you were NOT anywhere near or around Eritrea.
      Therefore, you are NOT qualified to question the integrity of Eritrean hero.

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 7 หลายเดือนก่อน

      Do you know what economics construction means????? Bastard creature.

  • @SharpBeta
    @SharpBeta 10 หลายเดือนก่อน +7

    እንጀራ ጀላዕ ኣይበላዕ ዘብል ታሩኽን ቃልስንዩ። እዚ ኩሉ ምጽዋር ናይ ኣዝዮም ብዙሓት ሰባት፡ ፍታሕ ኣምጺኡ ነሩ እንተዝኸውን ድሓን ምተባህለ። ፍታሕ ግን ኣየምጽአን። እዚ ታሪኽዚ፡ ብዝውዓሉ ሰባት ተተሪኹን ተጻሒፉን መመሊስካ ክትሰምዖ እንከለኻ፡ መሉሱ እዩ ጋን ዘእትወልካ። ብሓጺሩ እንጀራ ጀላዕ ኣይበላዕ ኢልካ ንምምሓዉ ምስራሕ ጥራሕዩ ዘዋጽእ።

    • @abeilhedguhedgu8994
      @abeilhedguhedgu8994 10 หลายเดือนก่อน

      Just keep quiet and learn maybe you will stop these stupid comments.

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 9 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሄር ኣምላኸይ፡ ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ ብህይወት እንተጸኒሕናስ ብዙሕ ንሰምዖን፡ ኣሎ፡ ዝገርም እዩ፡ ነቲ ዓብይን መድርሕን ዝኾነ ኣምላኽ ከም ሓሽሽ፡ ቆጺርካን፡ ንእግዚኣብሄር ንፈጣሪኻ፡ ደርቢኻ፡ እግዚኣብሄር ንስኻ ንዓይ ኣይተድልየንን ኢኻ ኣይፈልጠካን እየ፡ ኣነ ንዝፈጠአካኒ እግዚኣብሄር ክሒደ ፡ ነቲ ዘይርኢ፡ ዘይሰምዕ፡ ዘይዛረብ፡ ዘይንቀሳቐስ፡ ግኡዝ፡ ዝኾነ ጣዖት ኣንጻር እቲ ናትካ ህያው ቃል እየ መሪጸ ዘሎኹ፡ ካብ ሕጂ ንንዮው ኣምላኸይ ዳጎንን ድራጎንን፡ ናይ ዓለም መንንፍስትን፡ እዮም ኢልካ
    ንኣምላኽ፡ ክሒድካ ንሰይጣን ምምላኽ ማለት እዩ። ስለዚ እግዚኣብሄር ራሕ ኣቢሉ ክጥንጥነና ፡ መብቱዶ ኣይኮነን፡ ነቲ ብምስሉን ብመልክዑን ዝፈጠርካ ፡ እስትንዳሱ ኡፍ ዝበለልካ እግዚኣብሄር ክትክሕድ ከሎኻ፡ ብንስሓ እንተዘይተመሊስካ፡ ናይ ዘልኣለም ሲኦል ፡ ኣብ ሓዊ ምንዳድ እዩ ዝጽበየካ። ኣብ መጽሓድ ቅዱስ ፡ ኣብ ዘጽኣ፡ ምዕራፍ
    20፦ 3 - 6 ፣ ብጀካይ ካሎኦት ኣማልኽቲ ኣይሃልዉኻ፡ " ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ፡ ካብ ዘሎዉ፡ ኣብ ማይ ኣብ ትሕቲ ምድሪ፡ ኻብ ዘሎዉ፡ ምስልን፡ ስእልን፡ ዘበለ ኹሉ፡ ንኣኻ፡ ኣይትግበ፡ ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን። ኣነ እግዚኣብሄር ስምላኽካ፡ ቀናእ፡ ኣምላኽ እየ፡ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ፡ ሓጢኣት ኣቦታት፡ ኣብ ደቂ ክሳዕ ሳልሳይን፡ ክሳዕ ራብዓይን ፡ ወለዶ፡ ኽቐጽዕ፡ ንዝፈትዉንን ፡ ትእዛዘይ፡ ንዝሕልዉን፡ ግና ፡ ክሳዕ ኣሽሓት ፡ ወለዶ፡ ምሕረት ዝገብር እየ። ኣእግዚኣብሄር ስመይ ብኸንቱ ዘልዓለ ኸይቐዛዕኩ ኣይሓድጎን እየ። ስመይ ስም እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብኸንቱ ኣይተልዕል። ብተወሳኺ፡ ኣብ ዘዳግም ካብ፡ ምዕራፍ 28 ጀሚሩ፡ ክሳብ ምዕራፍ 34 ዘሎ ኣንብብዎ ኢኹም። እዚ ወሪዱና ዘሎን ዝወርደና ዘሎና ካብ ንእግዚኣብሄር፡ ካብ ህይወተይን ካብ ህዝበይን፡ ካብ ዓደይን ውጻእ ካብ ምባል ዝኸፍኤ ፡ ሓጢኣት በደል እንታይ ኣሎ። ንሕና እኮ ንእግዚኣብሄር ብኹሉ ኢና በዲልናዮ፡ ኣበሳና፡ ዓመጽና ፡ ግፍዕና ፡ ርሲእነትና፡ ዓላውነትና፡ ክፍኣትና፡ እዛ ንድሪ ኣፋ ኽፊታ እንተትዛርብን ፡ ኣይተጻሕፈልናን ምዉት፡ ተሲኡ ክዛርብ፡ ሞይቱ፡ ሓይሊ ሕማምን ሞትን ስዒሩ ዝተንሴ እየሱስ ክርስቶስ ግና ኣሎና፡ እቲ ዓብይ ጎይታናን፡ መድሓኒትናን። እቶም ዝሓለፉ ተመሊሶም እንተዝምጹናውንሲ ስለዚ ኣብ ህዝብናን ኣብ ሃገርናን ወሪዱና ዘሎ እዝይ እዩ። " እቲ ልዑል ፈጣሪና፡ ናይ ዘልኣለም መንበሪና። ብምሕረት ሃብታም እዩሞ፡ እቶም ዝሓለፉ፡ ሓሊፎም ኣሎዉ፡ እቶም ዘተረፍኩም ግና እቲ ዕድመ ተዋሂብኩም ዘሎ ንንስሓ፡ እዩሞ ንዑ ከይጸልመተ፡ ኸሎ፡ ንስሓ፡ እተው፡ ናይ ሕድገት ሓጢኣት ከኣ ክትርኽቡ ኢኹም። እይሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን። እታ ናይ ምድሓን መዓልቲ ሎሚ እያ፡ ከምቲ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽናን ፈጣሪናን ዝክሓድኩሞ፡ ሕጂ ኸኣ ሰይጣን ሕጅስ ይኣኽለካ ፡ ምሉእ ዕድመይ ተጻዊትካለይ፡ ኢኻ ኣንታ ሓሳዊ ኣቦ ሃሶት፡ ሕጂ ግን እቲ ሓቂ በሪሂለይ እዩ፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄርን ኣብ ቅድሚ ሰብን እኽሕደካ፡ ኣሎኹ። ኣነ ናብቲ ህይወት ዝሃበኒ እስትንፋሱ ኡፍ ዝበለይ ፡ ብደም ወዱ እየሱስ ጌይሩ ኩሉ ሓጢኣት ብደለይ ሓጺቡ ሓድሽ ሰብ ዝገበረኒ፡ ተመሊሰ ኣሎኹ፡ ንእየሱስ ክርስቶስ ነቲ ዕዳ ሞተይ ክፍኢሉ ፡ ጽሕፈት ዕዳይ ቀዲዱ፡ ሓጢኣት በደለይ ኩሉ ኣብቲ ባሕሪ ምርሳዕ ደርብዩ እንደገና፡ ውሉዱ፡ ዝገበረኒ፡ ነቲ ብሓጢኣተይ ዘርሳሕክዎ ክዳነይ ቀይሩ፡ ናይ ዝድቂ ልብሲ ዘልበሰኒ ኣምላኽ ብምሉእ ልበይ ከም ናይ ብሕቲ መድሓኒይ ጌይረ ተቐቢለዮ ኣሎኹ። ሰይጣን ግን ንሓንሳብን ንሓዋሩን እኽሕደካ ኣሎኹ። ኢልና ፡ ምስ ኣምላኽና ንተዓረቕ፡ እብልኩም ኣሎኹ። ድሕሪ ሞት ፍርዲ ኣምላኽ ኣሎ። እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ። ንእግዚኣብሄር ሕራይ ብምባል ንዲያብሎስ ግን እምቢ ብምባል ተባርኹ።

    • @selam7603
      @selam7603 9 หลายเดือนก่อน

      GOD bless you I appreciate your help the work of God will show our people we have to pray for those Christians which they are suffering in the prison of Eritrea❤❤❤

  • @DanielykealoHaile
    @DanielykealoHaile 8 หลายเดือนก่อน

    ከምዚኦም ብሉጻትን ሙሁራትን ሰባት ኣጥፊእካ ሃገር ክትመርሕ ምፍታን ንብላሽ እዩ ፡ጻምኦም ዝሰኣኑ ኣያታትና።

  • @akberetogubamicaeltedla1189
    @akberetogubamicaeltedla1189 10 หลายเดือนก่อน +1

    Excellent interview with an excellent & experienced person. Indeed very educational & constructive impressed with Solomon’s patience. Thanks sami keep on bringing him.

  • @abrahamsolomon4999
    @abrahamsolomon4999 10 หลายเดือนก่อน +1

    አገዳሲ ትምህርቲ ሕቡእ ታርክ ደስዝብል ኡዩ።🎉🎉🎉🎉

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዝኸበርካ ሳሙኤል ከም ወትሩ ብሉጽ ቃለ መጠይቕ። እቲ ዘገርም ለባማትን ሰብኒሕን ኤርትራውያን ማእለያ ዘይብሉ ጸቕጢ በደል እንዳተገብረሎም ንኹሉ ተጻዊሮም ዝተዓወቱ ብዙሓት ኢዮም። ሓው ሰመረ ጽኑዕን ተባዕን ኢኻ። ብሰንኪ ሓንኳሊ ጠባያት ኢሳያስ ብዙሓት ሃገራውያን ተሰዊሮም: ነብሶም ቀቲሎም: ተጸሊሎም ኢዮም። ነዚ ክተዘንቱ ምኽኣልካን ዕድመ ምርካብካን ዕደለኛ ኢኻ። በርትዕ ዘለካ ፍልጠት ዳሕዳሓዮ እቲ ሓቂ ናብ መጻኢ ወለዶ ኣሰጋግሮ። ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ።

  • @selamnigber-fb5lq
    @selamnigber-fb5lq 10 หลายเดือนก่อน +4

    Such an objective interview, it worries me , we may be are loosing such experienced people’s insight.
    Thank you !!!

  • @John-oi6mc
    @John-oi6mc 10 หลายเดือนก่อน

    I admire the commitment of author to research based objective approach ( minimized biases).
    Revolutionary leaders want their followers to be emotional followers, often thinkers are often sidelined or put to prison. I believe the author’s defense mechanism helped him to survive and he managed to avoid to be on collision course with his boss.

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 10 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome Samuel & Semere

  • @fiory25
    @fiory25 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @TheSweetkerenreunion
    @TheSweetkerenreunion 10 หลายเดือนก่อน

    Thank you hopefully the book will be translated in English and Arabic.

    • @abeilhedguhedgu8994
      @abeilhedguhedgu8994 10 หลายเดือนก่อน +1

      The book is in English did you even hear the interview 😂😭

    • @TheSweetkerenreunion
      @TheSweetkerenreunion 10 หลายเดือนก่อน

      @@abeilhedguhedgu8994 sorry I mean in tigrigna snd Arabic,tnks

    • @TheSweetkerenreunion
      @TheSweetkerenreunion 10 หลายเดือนก่อน

      The interview was excellent by Samuel.I will buy soon the book I believe it is available at Amazon books.Hopefully the book will also touch on important internal movements within the EPLF besides Mankae snd Yemin movements.

  • @bltblt2473
    @bltblt2473 10 หลายเดือนก่อน +2

    እታ ዝኣመንካያ ውድብ ጠሊማትካ. ንዓካ ጥራይ ኣይኮነትን ጠሊማትካ. እታ ውድብ ንክንደይ ዘይጠለመት ብዓብዩ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ መከራን ሓሳርን ካብ ትሸሞ ልዕሊ 30 ዓመታትት ድሕሪ ናጽነት ኣቁጺራ ኣላ. እቲ ናይ ቃልሲ ናይ ልምምድ ጊዜ ገዲፍካ. ብሕጽር ዝበለ ኩሉ ካብ ድላይ ናይ ኢሰይስ ዝወጸ እንተድኣ ጠላሚ ኮይኑ. መን እዩ ሻዕብያ? እታ ውድብ ናይ ኢሰያስ እያ ኔራ ምባል ኣይምቀለለን ዶ?

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 10 หลายเดือนก่อน +3

    Sami thanks a lot but he did not introduced him self it was your foult not his correct me if I am wrong is he the one join Sewra from Sweidn and was in Halewa Sewera with Wedi Temenewo?

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 10 หลายเดือนก่อน +3

    ቡዙሕ ነገራትን ምኽንያትን መስርሕን እዩ ኔሩን ዘሎን አብ ኩሉ ጉዕዞ ሂወትን አበርክቶን። ቡዙሓት እውን ብጅግንነት ሓሊፎምን ቡዙሓት ከአ ሰንኪሎምን እንድዮም። ገለ ኸአ አብ ዕላመኦምን ሀገር አብ ምምራሕን አለው ገለ ኸአ ነ ናብ ዝሕሾም ዶ ከይዶም ፣ ዘ ዝመሰሎም ከአ እብሉ አለው እቲ ምኽንያቶም ብዘየ ገድስ።
    መራሕን መራሕትን ተሳተፍትን እዩ ነገሩ። ከ ከም ኩነታቱ እምበር ከምዝመስለና እውን አይመስለንን።

  • @fituikifle5629
    @fituikifle5629 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ምይይጥ ሳሚኤል

  • @adiamsolomon1214
    @adiamsolomon1214 10 หลายเดือนก่อน

    Samuel, thank u for your effort 🙌🏾

  • @mussieghebre2
    @mussieghebre2 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰመረ ሰሎምን )ወዲ ሰሎምን ) ዘይተነበን ዘይተተንከፍን ዓይቢ መጽሓፍ እዩ: ኣብ ቓልሲ ካብቶም ንኩሉ ዓይነት ጸቕጢን ዓመጽን ተጸሚሞምን በዲሆምን ሓደ ካብቶም ከም ወርቒ ብ ሓዊ ዝተፈተኑ ጀጋኑ ሓደ ኮይኑ ካብ ተራ ተጋዳላይ ክሳብ ኮምሽነር ብርጌድ ዝበጽሔ ኣብ ክፍልታት ውን ዝሰርሔ ገዲም ተጋዳላይ ስለዝኮነ ዝፈልጦ ሓበረታ ቡዙሕ ስለዝኮነ እዚ ቓለ መሕተት ቐጻሊ ክከውን ብክብሪ ይላቦን ይትስፎን!

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 10 หลายเดือนก่อน +1

    ነቲ ብወረ እምበር ብኣካል ንሓንቲ መዓልቲ ብገጽ ሪኤዮ ዘይፈልጥ ሰመረ ሰሎሙን ነቲ ዝገበሮ ኣበርክቶ እናመስገንኩ፣ 3 ርብዒ ነዚ ዝጸሓፍካዮ ታሪኽ ኣንባቢ ትግርኛ ስለዚኾነ ኣብ ዝሓጸረ ብትግርኛ ክትትርጉማ ተስፋ ይገብር። ምኽንያቱ ከምቲ ዘይምቅረካ ምብላዕን ዘይርድኣካ ምንባብን ዳርጋ ሓደ ከምዝብሃል ከይኮነና እቲ ታሪኽ። ሳሚኤል ዓካዓካ ከምወትሩ ምሩጻት ሰባት እናምጻእካ ብሉጽ ሓሳባት ስለእተመንጩ ክብረት ይሃብካ ይብል።

  • @mogosberhane9026
    @mogosberhane9026 10 หลายเดือนก่อน

    ስመረ ሰሎሙን ኣብ ዳሃይ ኤሪትራ ንቓለ/መጠይቕ እኳድኣ ደንጉዩ!
    ብሓቂ ካብቶም ገደስቲ ባእታታት ታሪኽ ገድሊ- ካብ ብዙሕ ብሱል ሓደ ጥረ ዝበሃል ገድሊ ቃልሲ ህዝቢ ኤሪትራዩ!
    እዚ ክባሃል ከሎ ቁሩብ ኣፍልጦ ሰመረ ስለ ዘለኒዩ!
    ከም ምስክር ስመረ ናብ ናይ ዕርቂ ሽማግለ ኣብ ምንጎ ተጋድሎ/ሓርነትን ህዝባዊ/ሓይልታት ተወኪሉ ብምርጫ ሓይሊ በርሀ ጻዕዳ ክኸይድ ይዝክሮ ምስ ግዜ ምንዋሕ ህስስ ይብለኒ እምበር::
    ድሕሪኡ ብተዘኩሮታተይ ኮምሽነር ቦጦሎኒ 27 መራሕ ቦጦሎኒ መምህር ምሕረታኣብ ካብ መራሕ ሓይሊ ገብረሚካኤል ቀሺ ብኣጋጣሚ ኩሎም ኣብቲ ናይ በርሀ ጻዕዳ ደቂ ኣሁዱ ተራኺበዮም ነይረ::
    ሰመረ ብሓቂ ካብሽዑ በሊሒን መስተውዓሊን ነይሩ ዋላ እቶም ዝግልልዎ ሰባት ብብልሑ ይኣምኑሉ ነይሮም እዮም::
    ኣብ ህዝባዊ ግንባር: ሓያል ሓንጎል ብሓያል ጭዋዳ(ጨጋር/ዳንጋ እዩ ዝግዛእ ዝማሓደር ነይሩ::
    ስለዚ ሓድጊ ታሪኽ ጽሑፍ ምግዴፍካ እንኳዕ ኣሐጎስካ በሉለይ ድሃይ ኤሪትራ!
    ልዕሊ ኩሉ ድማ ብተደጋጋሚ ኣስተምህሮን መግለጺ ክትህብን እቲ ዝሓለፈ ታሪኽ ይብለል ስለ ዘሎ: ካብቲ ዘሕለፍካዮ ገድሊ ሎሚ ትድለየሉ እዋንዩ!
    ሓደራ ድሃይ ኤሪትራ!
    ሓደራ ተጋዳላይ ሰመረ ስሎሙን!

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 10 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ታሪኽ ኩሉ ግዜ ክጥቀስ ይሰምዕ'የ ፡ ኣበይ ኮን ይህሉ ይብል ኔረ፡ሙሁር ብምኳኒ ብዙሕ ሽግር ከም ዘሕለፈ ይፍለጥ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ታሪኽ ክትርኸልና!

  • @Eriboy
    @Eriboy 10 หลายเดือนก่อน +5

    😮 መን እዩ እዚ ሰብኣይ ! ስለምንታይ ሌላ ድሕረባይታኡ ዘይገበረ ????

    • @abeilhedguhedgu8994
      @abeilhedguhedgu8994 10 หลายเดือนก่อน +1

      👂👂👂👂👂👈

    • @Eriboy
      @Eriboy 10 หลายเดือนก่อน

      @@abeilhedguhedgu8994
      ብስነ- ስርዓት ሰሚዐዮን ተርዲአዮን ::
      ብኸፊል ኣብቲ ዕላል ናይ መጀመርያ ሰብዓታት ተጋ ምኳኑን ካብ ሓይሊ በርሀ ጻዕዳ ነይረ ምባልን ሕልፍ ሕልፍ ዝብሎ ካልእ ኣካል ናይቲ ዛንታን ብንጹር ከምቲ ልሙድ ናይ መላለይን መእተውን ገይሩ ኣይጀመረ : ስለዝኾነ ምሉእ ስእሊ መንነቱ ክርኢ ኣይካልኩን ::
      እቲ ዝጻሓፎን መጽሓፍን: እቲ ኣብዚ ምስ ሳሙኤል ዝገበሮ ዕላልን: ናይ ሓምሳ ዓመት ንድሕሪት ተመሊስካ ናይVictim mentality therapy ወይ ምስትንታን እዩ ገይሩ እምበር ነዚ ግዜ እዚ ዝጠቅም ምስዚ ሓድሽ ወለዶ ዝኸይድ ሓድሽ ሓሳብ የብሉን::
      ድሓርከኣ ሰውራ ኤርትራ ሓያልን መሪርን ተመኩሮ እዩ ኣሕሊፉ ከሎ እኮ እቲ ደጋዊ ወይ ቀዳማይ ጸላኢ ጥራይ ዘይኮነ ነቲ ውሽጣዊ ሽርሕታትን ወገናውነት: ጥሩፍነት ሃመንነት ወወዘተርፈ
      ተቆጻጺሩ ማእዝኑ ከየጥፍአ ንናጽነት🇪🇷🐪ኤርትራ ዘብቀዐ ዓለም ዘስደመመ ውድብ ምኳኑ 99% ኣባላቱን ንሕና ዳሕረዎት ወለዶ ካብ ሰነዳቱን ዕላላትን ዝተረዳእናዮ ዩ ::
      እዚ ኣቦና ዝዛረቦ ዘሎ : ከም ታሪኽ ክንሰምዖን ሰውራ ኤርትራ ናይመላእኽቲ እኩብ ዘይኮነስ ብመንእሰያት ዝተዓብለለ ብረት ዝዓጠቁ ምንባሮም ገይጋ ኣይነበረን ክብሃል ዝክኣል ኣይኮነን :: ኣብ ግዚኡ ተዛማዲ ቅኑዕ ነይሩ ክኸውን ይኽእል ::
      ነዞም ኣቦና ወላ በቲ ዝሓዝዎ ኣንግል ታሪኽ ጺሒፎም ናብ መጻኢ ወለዶ መምሃሪ ክኸውን ንዝገበርዎ ጻዕሪ የድንቅ :: ካልእ ነቲ ምስሊ ሰውራን ኣባላቱን ዝኹልዕ መጽሓፍ ክደግሙና ድማ ንላቦ :

    • @senaithaile5846
      @senaithaile5846 9 หลายเดือนก่อน

      Gigna tegadalay ertrawi, try to listen to his interview or read his book, you will know who that person is.

  • @alemeynski4192
    @alemeynski4192 10 หลายเดือนก่อน +2

    Hi Samuel! please ask this question to Ato Semere, it is very important to our generation, what was Menkae's basic principle? who kills whom and how? how many people were they? please explain more depth? we need to know our parents true historical! please don't skip my question

  • @d.a5204
    @d.a5204 10 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ጸገም ኣብቲ ኣርእስቲ እሎ"ኣሚነ ዝተቃለስኩሉ ውድብ..... " ክብል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፡ ቦታ እንተዝህብዎ ኔርምሲ ምስኦም ምሃለወ ማለት ድዩ ? 🤔🤔 ተጋደልቲ ንውድቦም ይእዘዙ፡ ንውድቦም ይቃለሱ፡ ኣብ መውዳእታ ድማ ንውድቦም ይስውኡ። ካብዚ መስመር ዝውጹ ተንጽሎ ይስምዖም፡ ስለዚ ዝገብርዎ ዘብለ ምስ ህዝቢ፡ ንህዝብን ምትሕሓዝ የብሉን ።

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 10 หลายเดือนก่อน

    ሪዒድካውን ትጋደሊኻ ኣይበልካን። ሻዕብያ " ብጻየይ እንተዘይኮንካ ጸላእየይ ምኻንካ ከይትርሶዕ" ስሙር ግምባር ኣብክንዲ ስምረት"

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 10 หลายเดือนก่อน

    Zereba wedi Efrem koina

  • @biniamdawit8647
    @biniamdawit8647 10 หลายเดือนก่อน

    ብዙሕ ጊዜ ኣብዞም ናይ ቀደም ተጋደልቲ ሕጂ ምስ መንግስቲ ዘየለዉ ዝርእዮ ባህሪ ፡ነብስካ ሓራ ምውጻእን ኣብ ኢስያስ ከኣ ዓቀኑ ዝሓለፈ ናይ ጽልኢ ጎስጓስን እዩ፡ ኣብቲ ሕጂ ነታ ሃገር ክጠቅም ዝክእልን ናብዚ ሓድሽ ወለዶ ክሰግር ዘሎዎ ሃናጺ ነቀፌታን ሓበሬታን እንተዝከውን ይሓይሽ።

  • @adulis73
    @adulis73 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዓካዓካ Thank you ካብ ምባልሲ የቐንየለይ ኣዘውትር።

  • @adiamsolomon1214
    @adiamsolomon1214 10 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you Semerino GRANDE well said👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾😘

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 9 หลายเดือนก่อน

    እንታ አብ ዕብየቶም ሓቀኛን ሓድነታዊ መጽሓፍ አብ ክንዲ ምጽሓፍ መሰታ ተጋሩ አምሓሩ ኮንካ ጽጽዋይ ዝዓይተቱ ምጽሓፍ እንታይ አድለየ። ታሪክካ ብጥልመት ህድማ ኽሕደት ጽለኢ አውራጃነትን እንተተደዊኑ ጎነጽ (የእምሮ) ይፍጥርሞ ብኡ'መጠን ከአ ትጽሕፍ።

  • @zeratsiontesfayweldemichae8094
    @zeratsiontesfayweldemichae8094 9 หลายเดือนก่อน

    ስመረ ስለሙን ብመጀመርታ ንምግዳልካ ነድንቅ ግን ካብ ሃገር ካብ ትወጽእ ኣካባቢ 28 ዓመታት ኮይኑ ኣሎ ብዶሆታት ቃልሲ ከምዘጋጥም ዝረሳዓካዮ ትመስል ሃገራዊ ድሕነት ካብ ውሽጥኻ ዝተርፍ ኣሎ ንስኻ ግን ኣምበብተይ ብእንግልዝ ዝስሙዑ እዮም ኢልካ ንሕብርተስብ ኢረትራ ዶ ኣይኮንካን ከተፍልጥ ደሊኻ ? ንቃለስ ኣለና ኢልካና ካብ ዚ ናትኩም መንእሰይ እንታይ ምህርኩም ንሕብረተስቡ ዝድርቢ ንታሪኽ ክድውን ዝውዕል ኣፍሪኹም

  • @TekluOkbamikeal
    @TekluOkbamikeal 10 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋ / ሰመረን ኣብ ፖለቲካዊ ምንቅቃሕ ዝነበሩ ምሁራትን ብዝጽሕፍዎም ዝነበሩ ኣበርክትኦም ኣዝዩ ዕዙዝ ምንባሩ ዓንቀጻት ሓርበኛ ማሕታ ምውካስ ይካኣል
    ዓሚቅ ተመክርኡን ብልሑን ትጽዕርዎ ኣብ ዘለኩም ኣገዳስን ዕዙዙን ብምኻኑ ሳሚኤል ብቀጻሊ ክትውከስዎን ከይርሕቅን ርእይቶይ የቅርብ

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቶ ሰመረ ሰሎሙን ብሓቂ ብሱል ለባም ኤርትራዊ ሰብ ኢኻ፡ የቐንየልና!!!

  • @elsayouhanes8542
    @elsayouhanes8542 10 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ብሱልን ኣገዳስን ዛዕባ የቀንየልና

  • @yohaneshagos8225
    @yohaneshagos8225 10 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓው ሳምኤል: እስከ ንሰመረ ጋሻኻ ርእይቶኡ ብዛዕባ እዞም ኣብዚ እዋንዚ: "ተጋደልቲ (ሻዕብያን ተሓኤን ) ኩሎም ሸፋቱን ሰረቕትን እዮም ንዝብሉ እንታይ ምኽሪ ኣለካ " ኢልካ ሕተተልና ::

    • @Ayngage
      @Ayngage 10 หลายเดือนก่อน

      PLEASE READ MY COMMENT!!!!

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 10 หลายเดือนก่อน

    እታ ብስንፍና መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ኣብ መወዳእታውን ንዖኦም ዝበልዐት ውድብ ሻዕቢያ ፡ ኣብ መወዳእታውን ንብረት ኢሳያስ ምዃና ዘረጋአጸት ፡ዕላማ ቃልሲ ህዝቢ አርትራ ዝጨወየት ፡ ን አርትራውያን ክትከውን ከም ዘይትኽእል ፡ ካብቲ ብዝሕ ውሑድ እዚ ሓውና ዘጋጠሞ እኹል መርትዖ ኢዩሞ ፡ ሳሚ ንኸምዚኦም ሰባት ምቕራብካ ፡ መንነት ሻዕቢያ ንኽፍልጡ ክፉት ኣእምሮ ዘለዎም አርትራውያን ኣዚዩ እኹል መረዳእታ ኢዩ ።

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 10 หลายเดือนก่อน

    እቲ ኣመራጺታት ዘቐመጥካዮ፤
    "ወይ ምቕጻል ዩ ኮምኡ ኢልካ ፤ ወይ ይቕረ ቦሉለይ ፤ ወይ ክትጽለለ ኢኻ ፤ ወይ ከትሃድም ኣለካ ንጸላኢ ኢድካ ክትህብ ኣለካ፤ ወይ ንደገ ክትካይድ ኣለካ"
    እታ እንኮ ፍታሕ ዝነበረት፥ ንመሪሕነት ኢሳይስ ብምምካትን ምቅላስን ዝብል ስለምታይ ኣብቲ ኣማራጺ ዘየእተኻያ፤፤

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 9 หลายเดือนก่อน

    ከምዝመስለኒ "ኣባል ሰልፊ" ማለት ኣባል " ማሌ"ማለት እዉን ማርክስነት ማለት እዩ ሓቀይ? እሞ ኣብቲ ዘበን ማርክሰነት ኩሉ ዝጭርሐሉ ዝኾርዐሉ ዝነበረ ስነ ሓሳብ እዩ! ንምንታይ ክሕባእ ከምዝተደለየ ግለፂ ኣይኮነን። ፖለቲካዊ ትርጉም ዶ ይህልዎ ይኸዉን?

  • @Habesha28
    @Habesha28 9 หลายเดือนก่อน

    "ለራስ ሲቆርሱ"ይብል አምሓራ ሽፍትነቶም ክሽፍኑ ከማይን ከማኻን ኢልዎ 😂 ይቕሬታኹም ተቐቢልና ኢና እሞ ካብ ሕጂ ነቲ ቃልሲ ሓግዙ ግን ብሕልፊ ጋዜጠኛና ካብ ጥቕሚኻ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ጉድአትካ በዚሑ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 10 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሳሚኤል : ንሰመረ ሰሎምን ድሕሪ ባይትኡ አዝዩ ሰፊሕን ዓሚቊ ስለዘኾነ; ንኸካፍለና እንተተገብረ.

  • @hagosberhane5309
    @hagosberhane5309 10 หลายเดือนก่อน

    Zwedeke tarik guhalalu abti gize erebetom ab halefta blash

  • @መሓሪተኽለ
    @መሓሪተኽለ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሳሚኤል ኣብ ኤርትራ ክንደይ ኢዮም ዓረብ ዘንብቡ 5%ዝኮኑ ከመይ ጌርካ ኢኻ ከም ሓምሳ ሓምሳ ጌርካ ትዛረብ ዘለኻ በጃኻ ኣርማ

  • @abduadem8106
    @abduadem8106 9 หลายเดือนก่อน

    كل سورة تأكل البطاله هاذ موجود في كل سورة العالم
    لكن المحظوظ يطلع بتنسيق العام
    إذا كانت امختار لهاذ
    المقصود انك طلعت حتا تلوين المادي

  • @tewoldemedhinabraha8513
    @tewoldemedhinabraha8513 10 หลายเดือนก่อน

    ክልተ ካብ ሚኢቲ ኣይ ኣክልን ዶ መኽሰብ ኣብዝህኩም ነጋዶ ኢሉዎ ወዲ ገብሩ።
    ታሪኽ ኢልካ ስ መኣከቢ ገንዘብካ፨ህዝቢ ኤርትራ ብድንቁርና ብስእነት ታሪኽ እናተሳቐየስ ብእንግሊዝ።

  • @samielyohans8942
    @samielyohans8942 10 หลายเดือนก่อน

    ዝኸበርካ ጋዜጠኛ ኣቶ ሳሙኤል ስለምንታይ ኢኻ ብዕድመ ወይ ክኣ ብትምህርቲ ኣቶ ኢልኩም ዘይትጽውዕዎም፧ ብዘይካ ኣባና ኣብ ካልእ ካብ ትግራይ ጀሚርካ ክሳብ ምዕራባውያን ሃገራት ብኣኽብሮት እዮም ዝጻዋዉዑ። በጃኹም ነዚ ናትና ነገር ናብ ንብሩ ክትመልስዎ ፈትኑ ኢኹም።

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 10 หลายเดือนก่อน

    ሓው ሳሙኤል ንታሪኽ በቲ ዝተባህለካ እምበር ህልዊ ኩውንነት ብምዛንን ብምስውዔል ኣይኮነን ከመይ: ነቲ ሕድሕድ ውግእ ዝደልዮን ዘካይዶን ዝነበረ ተሓኤ ነይሩ...ምባልካ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ሻዕቢያ ዝጸሓፎ ኢዩ ትብል ዘለኻ ትመስል።ብዝኾነ ጋሻኻ እኹል መልሲ ህቢካ ድሓር ድማ እዚ ዘለናዮ ህሞት መንዩ ኣበሳ መንዩ በዳሊ ኩሉ ገዲፍካ 2018 ተረኽቦ 'አ ይከሰርናን ንብረትና ተመሊሱ...' ክብሃል ኰሎስ ተገንዝቦኻ ኣብ ታሪኽ ክስተኻኽል ይግባእ ምበልኩ።

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 10 หลายเดือนก่อน

    እዚ ኹል ዓቕምን ፍልጠት ተሞክሮን እንከለካ፤ ንቲ ጌጋታትን ዘይብሱልነትን እቲ ውድብ ወይ ኣሳይስ ብኸመዚ ተቓሊስናዮ ክብል ተጸብየዮ፤፤

  • @talksportwithnahum6858
    @talksportwithnahum6858 9 หลายเดือนก่อน

    Abey kenerekeba nekele eza mexehafe?

  • @teclewoldemichael9287
    @teclewoldemichael9287 10 หลายเดือนก่อน

    Samuel, I observed people are bitter about 1973 leftists movement. why is it forgotten the same issue as Men’ka (leftists) as 1976 “Yemin” right wing movement?

  • @hadishanan695
    @hadishanan695 9 หลายเดือนก่อน

    semera selmun mes tesfay temnewo kemay eyu feltetkum elka etetelna samile mekneyatu tesfay temnewo bezuh eyu zelelo entazey tegageya

  • @SebNkun
    @SebNkun 9 หลายเดือนก่อน +1

    *ድርባይ ፈራሕ ኢኻ ትመስል ክሳብ ሕጂ፡ ባዕልኻ ኣንብቦ መጽሓፍካ፡ ተማእዚዝካዮ ትመጽእ ዝነበርካን ኣሳሳዪ ናይት ቀታል ሰባት ዝኾነ ኢሳያስ ዝነበርካ ኢኻ ትመስል፡ድሁል*

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 9 หลายเดือนก่อน

    ተጋዲልኩም ንጽነት ኣምጼኩም ራህሪኹማ ከድኩም ኣበሎ አቲናጽነት ምምጻአ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @John-oi6mc
    @John-oi6mc 10 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ብ ቛንቛኻ ገዲግካ፣ ብ እንግሊዝ ጽሒፍካ ዝብል ምጉት ብዙሕ ኣይርድኣንን እዩ። ብ እንግሊዝ ምጽሓፍ ድርብ ረብሓ ኣለዎ ከም ዳራሲ ዝበሎ።

    • @Hayka-Saho
      @Hayka-Saho 10 หลายเดือนก่อน

      ግቛንቛኡ እንግሊዘኛ 'ዩ ? ግድን'ዩ ብትግራኛ/ዓረብኛ ክጽሕፍ: ምኽንያት መጽሓፊኡ ብትግራኛ ነጊሩና'ሎ ::

    • @Hayka-Saho
      @Hayka-Saho 10 หลายเดือนก่อน

      " ቛንቛኡ እንግሊዘኛ 'ዩ ? ግድን'ዩ ብትግራኛ/ዓረብኛ ክጽሕፍ: ምኽንያት መጽሓፊኡ ብትግራኛ ነጊሩና'ሎ" :

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 9 หลายเดือนก่อน

    ታይ ቁዱስ ቅንኢ ደአ ሸይጣውንቲ አረሜናት
    ንስኻ ካብታ ሕብእቲ ሰልፊ አረሜናዊ ኢኻ ተናዘዝ ዝቐተልካዮም

  • @yohannes2028
    @yohannes2028 9 หลายเดือนก่อน

    Copy mechanism and character assnasstion best learn for this new generation to made something

  • @isaacteclemariam4986
    @isaacteclemariam4986 10 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ብትግርጃ ዘይገበርካዮ

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 10 หลายเดือนก่อน

    Semere solomon aman ba aman mezena albo tigistika lomi reyio. Tesfai temnwo win meskirlka eyiu. Mis deki waro deki adwa beal isaias tekaliskum zehixin eyiu

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 10 หลายเดือนก่อน

    Emo Hade kindizi zialil gihset zifetseme seb .....kulom ethom. Widiawi megltsi melekien....nay Amets gihset handasin kelasin baitha.....simiet nedri zeyitub ziblu...megletsti gerka mikrabu ke mizanawi deyo? Hade character nay Kendi merhi kelasi akayadin nay michiflak risi baiha, Issaias bi mihirawi meleki bizibl....mishifanun mislu minihyashin....do aykonen. ???

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 10 หลายเดือนก่อน

    Welcome Dehay Eritrea

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 10 หลายเดือนก่อน

    Ethi Zigerim. Gibre Melsi ni abinet ...nethi Kendi fihso zifihis sigumthi miwsad abthom kiwisedu zokilu mirichatat...ayiteon.....kem haki ygerim eyo.

    • @adulis73
      @adulis73 10 หลายเดือนก่อน

      ኲናት ዘይዋዓለ በሊሕ።

    • @berhanedebesai62
      @berhanedebesai62 10 หลายเดือนก่อน

      Miblahin zeymblahin ni goni emo gidefo. kab mirichatat hade akemitka mitigbaru gen kebid wey azyu kebid kitibil ykeal eyo.....

    • @berhanedebesai62
      @berhanedebesai62 10 หลายเดือนก่อน

      Kalai Nebse kitlet endhir kem mircha kikimet tekebilka...lekimka mitfai ke entay koynu eyo zeykubul?

  • @temporary995
    @temporary995 10 หลายเดือนก่อน

    ከም ወትሩ ንኡድ ን መሃርን ፕሮግራም

  • @solomonliza
    @solomonliza 10 หลายเดือนก่อน

    መሳጥን ማሃርን ቃለ መሕትት 🙏💙

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 7 หลายเดือนก่อน

    You're idea like his dictator Btsay

  • @michaelwoldeab7425
    @michaelwoldeab7425 9 หลายเดือนก่อน

    ለባም ሰብኣይ

  • @kibromzeru671
    @kibromzeru671 10 หลายเดือนก่อน +1

    በዚ ተውርዮ ዘሎኻ ወረ ንስኻ ትቃለስ ዝነበርካ ንስልጣንዩ ፡ኣብ ህዝባዊ ግምባርክኣ ንህዝቢ ምስራሕ እምበር፡ ንስልጣን ክሳብ እዛ እዋን እዚኣ ኣይሰርሑን።ድሓርክኣ ጂግና ዝብህስል ኣብ ምትከሉ ዝርዓመምበር ሃገር ዝኸድዔ ጂግና ክብሃል ተሰሚዑ ኣይፈልጥንዩ።

    • @afewerkemha2894
      @afewerkemha2894 10 หลายเดือนก่อน +1

      ንእምነቱ ደው ዝበለ ኸዳዕ/ጠላም ምባል ናይ ግድን ክትብላዕ ኔይሩካ፣ ዝተበልዔ እንታይ ረኺቡ? ንህዝቡ ውን ኣይጠቐመን፣ ህዝቢ ዝረኸቦ ዘይሓሰቦ ባርነት ብርሰት ጽንተት ኢዩ። ንመጋበርያ ባርነት ስለ ዘየገልገልካ ሃገርካ ጠሊምካ ኢልካ ምውርዛይ ምሕጫጭ ነውሪ።

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 10 หลายเดือนก่อน +1

      ጽቡቅ ኣሎኻ ናይ ስልጣን እምነቱ ስለ ዘይረኸበ እኮዮ ክንድዚ ዝልፍልፍ ዘሎ::

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@kibromzeru671ኢሳያስ ስልጣን ክሕዝ ካብ ከኣለ እቲ ካልእ ኤርትራዊ ስልጣን እንተደለየ እንታይ ሓጥያት ኣለዎ??? ንምኳኑ ነታ መጽሓፍከ ኣንቢብካያ ዲኻ????

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael3325 10 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ጓኖት እንተሰሪሕካ ከም ጓና ትቁጸር

  • @RedSeaStockscoininvestin-mk8hc
    @RedSeaStockscoininvestin-mk8hc 9 หลายเดือนก่อน

    ሰሎሙን ኩሉ ንሃገራዊ ቃልሲ ዝወረደ ፍጮ ብፍላይ 1973 /8 ተስሊፍካ ሓንቲ ጥይት ኣይተኮስካን ጋሻ ኢኻ ነርካ ከም ወፍይ ተጋዳላይ ውን ኣይበጻሕካን ምስታ ናይ በርሀ ጻዕዳ ቢጠሎኒ ጠበንጃውን ኣይተሰከምካን እስኻ እዚ ብድፍረት ስለምንታይ ጋና ተቆጺረ ንምንታይ ኣብ ሰልፊ ኣይኣተኹንይ ኢለ ሓቲተ ዝብልካዮ ክሳብ 1974 እዚ ሰውራዊ ሰልፊ እዩ ጀሚሩ ግን ካብ ግድምናካ ውን ኣይፈቅደልካን እዩ ።
    ማእኸላይ ሽማገለ መራሕቲ ብርጌድ ዝይኣተው ጥር ኢልካ እቲ ኣብ 1990 ዝሰማዕኻዮ ህላውነት ሰልፊ ሰጊርካ ማዕከልነት ብምርጫ ታሕታዊ ኣባላት ሰልፊ እቶም ዝነበርካዮም ብርጌድው ኣይመርጹካን እቲ ክራይተርያ ስለ ዘየማላእኻ እዩ ኣቶ ሰሎሙ ክንድይ ተጋደልቲ ገዲፍካ ኣብ ኪናት ምስተሓባ እካ ረሳ ገዲፍካ ምስ ሃደምካ ወረካ ጽብቅ ኣይነበርን መራሕቲ ብርጌድ ዝይ ኣተው ምስ ቲ ዝነበርካ ኣብ ሕጸውን ኣይተመርጽካን ምክንያቱ ብወታተር ቡቈዕ ኣይነበርካን ቡዙሕ ምስ ሓተትኩኻ ግን ድሕሪ ማእሰርቲ ብገጋ እየ ክትብል ታኣሪም ኣይተረዳኣንን ውን ኢልካ ብሃይለ ጀብሃ ተሓቲካ ተመሃረ ኣይመሰለንን ሳዕቤኑ ውን ኣይፈለጥኩዎን ምስ በልካ ከምማንም እነ ስሜዕትን ሳዕቤን ተላቂቅና ከም ማንም ላዕላዊ ኻድር ተመዲብና ድማ እቲ ድሲብሊን ንናጽነት ንነጥፎ ወታደራዊ ምስጥራዊ ሓያል ውደብ ንናጽነት በዚ መንገዲ ጥራይ እምበር ካብ ፊደል ቆጺርካ መጺኻ ነቶም ሓርበኛታት ምንእኣስን ሕሜትን ኢንግልዝ ኣይሰመዕን እዩ ኣይተማህረን ዶ ኣይኮነን ነይሩ ቃንቃኻ፡፤ሓደ ኣብ ናቅፋ ዝነበረት ቦጠለኒ በርሀ ዝወረደካ ነቅፈታ ብተጋደልቲ ዝነበረ ኣውራጃን ወገን ምግዙዛይ ንምታይ ህጂ መላእክቲ ትመስል ስነበረ ክሲ ኮ ዘይተዛረብካሉ ኢሰያስ ኣብ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ መርሚሩ ኣይፈልጥን እዩ ስሩሑ መደቡ ውን ኣይነበረን

  • @dawitteame39
    @dawitteame39 9 หลายเดือนก่อน

    ገዛእቲ ደርቢ ጽውጽዋይ ታሪክ ጺሒፍኩም ንሕና ካኣ ክነቓጽሎ ኢና

  • @rezenegebre6779
    @rezenegebre6779 10 หลายเดือนก่อน

    Wedi sele enqae ayhalefeni

  • @meriedmeried9384
    @meriedmeried9384 9 หลายเดือนก่อน

    Ayeee.hademiti.ghierim.hiji.injera.lemano.indabelaika.feriki.idimeka.tebeliu..hanti.negher.kewresekum.hawe.zareikum.tehalifu.aliekum.