ጻንሖት ምስ ኣቶ መስፍን ሓጎስ -- መጽሓፍ፡ ታሪኽ፡ መጻኢ ፖለቲካዊ መደባት(1ይ ክፋል)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
- ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ፕሮፈሰር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል ብምዃን “An African Revolution Reclaimed” እትብል ውልቀ-መዘከር ዘሕተመ መስፍን ሓጎስ፡ ኣብ ፈለማ ናይ ወርሒ ሓምላ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ መጺኡ ምስ ኣንበብቲ ርክብ ኣካዪዱ ነይሩ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::
እዚ ሰብኣይ ገና ካብ ገጋኡ ኣይተማህረን ኣብክንዲ ይቅረታ የሕዋትና ሳኣን ምንቃሕና የሕዋትና ብዘይግቡእ ኣጥፌና ገዲፉ ናይመካዕ ሓሰውቲ እዮም ኔሮም ይብለና እዚ ህጂ ንርእዮ ዘለና ሂወት ኤረትራውይን ንኸይመጽእ እዮም ዘተሓሳስቡ ኔሮም መስፍን ግን ንዖም ኣጥፊኡ ንኢሰያስ ኣገቢሉ ስለ ዝመጸ ሎሚ ህዝቢ ኤረትራ እምዘርኢ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተበቲና ኢረትራ ዓንያ ንሱ ውን እታ ኣምጺኤያ ዝብላ ናጽነት ክንብረላ ኣይክኣለን ኣብ ስደት ንርእዮ ኣለና ምስ ደቂደቁ የሕዝን እዩ
ኣረጊት ዝቢኢ
@@senedtesfamariam3961 xerfi dea diplom alekum timrti gn o
ኣልግስ ጎሓፍ
@@senedtesfamariam3961 thx Dankeschön Merci Grace shukran igziher ystlj , Professor xerifi hasab 0+ 0=0 lbona 0 hizbi 0 intay imo ygber msakakum seb tekoxirna
ዝኾነ ይኹን ኣብ መስፍን ሓጎስ ልዑል ክብርን ኣድናቖትን ኣለኒ 🙏🇪🇷💪
ማሕዮ ብጢዝካ ትርዋእ ትከውን
ግሉጹነት ዘይብሉ ሓሶት እዩ እምበር ጉዳይ ስኹላን ማይሓባር ኽትመዉት ኢካ ኸምሰብካ ሓቂ ተዛረብ ሓሳዊ ኢካ።
እዛ ጻንሖት ትብል ቃል ትግርኛ ኣይኮነትን ተጋሩ ፍርቂ ትግርኛ ፍርቂ ኣምሓርኛ ስለዝዛረቡ ግን ነታ ቆይታ ትብል ናይ ኣምሓርኛ ቃል ብቐጥታ ናብ ትግሓርኛ ብምቕያር ጻንሖት ብምባል ይጥቀሙላ እዬም።
Hakka aleka mxanhot aynfeltaan ena
ትግራይ መሰኪን ኣነስ ከም ጎረበትና መተን ዪሃዚን።
What’s the correct word for that then? You can’t just say it’s wrong without telling us the right one.
@@tmesmer100 ቃለ ምልልስ፤መደብ ዘተ፣
ሓቅኻ።
Please read Tesfay Temnewo book who is from Hamasen Region. Tesfay Temnewo is the most innocent and unbiased person. I have never seen as Tesfay Temnewo who narrated the brutal Eritrea struggle. I have never heard one struggle which killed its own soldiers except in Eritrea struggle. Our brothers and sisters went to make Eritrea independent. But they killed by hibiti selfi which were organised isaias and Mesfin Hagos
Hero! ኣቦ ሓቂ ብግዜን ታህዲድን ዘይቅየር ጅግና.
ጃግና ወዲ ሃገር አጆካ አቦና መስፍን ❤❤❤
Hero bklumlu kem tegadalay jigna kem seb bsul edmen tinan yhabka AMLAK.
ጅግና ❤44.
@@רונאלדו-ח4ש ስደተኛ እትግበኦ
መስፍን ታሪክ ሰሩሕኩም ነይርኩም ግን ንኢሰያስ ኮይኑ ንስካ ካ ኣብ ስደት
ኣየ መስፍን እዚ ኩሉ ታሪኽሲ ንቀቢላ
ኣያና ጅግና ኢኻ በዓል ስረ ፡ ሕጂ ንዓኻ ዘነኣእስ እንተሎ ነቲ ብሉጽ ታሪኽና ክገብሮስ ይትረፍ ክጽሕፎ ዘይክእል ድኹም ሰብ ጥራዩ
ገፋሕ ማሃንቱስ ዓጣሪት በላዒት ደቃ ህዝቢ ዘጥፍአ ኣበይ ሃገር ኢዩ ጅግና ዝከውን
የቐንየልና መስፍን ካብ ዘረባኻ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ክሳዕ ክንደይ በሊሕን መስተውዓልን ምዃኑ ኢኻ ሓቢርካና።
ብሩኽ ሓው 2:3 ጊዜ ስለዝኮመትካ ኣይኮነን ደሓር ከኣ በሊሕ ኣእምሮ ዘለዎ ግን ንጥቕሚ ብዙሓት ንጥቕሚ ሃገርን እንተዘይዊዒሉ እንታይ እዩ እቲ ብልሒ? በይንካ ኣገናዕ ትብሎ እንተደኣ ኮይኑ ግን ምናልባሽ ንስኻ ተጠቒምካ ትከውን ካብቲ ብልሑ:: Respect ኣለኒ ዝበልካ እንተበልካ
ኣቶ መስፍን ምስ ውያነ ርክብ እንተዘይህልወካ ደኣ እንታይ ክትገብር ካብ ኤውሮጳ ናብ ኢትዮጵያ ኬድካ?
Yes aboustly ture ❤❤
ኢሰያስ እንታይ ክገብር ናብ ትግራይ መጽዩ ኔሩ?
ጅብሃ ሚሲወያነ ደሚሲሲካያ ቲሓሲኒዶ።1981ታይታዲአኾይኖም ቢለይቲ መሊሞቆም ከይዶም ንትርክ ሓተላ መሳፊኒቲጪሪ ሒጂዶሒይሺ ተደሚሪና ተኾሊፊና።
Ato mesfn meas ika nmenisey Eritrawi ykreta hatitka ,ktkso ab adi kuluna keribka ika imo. Tenasah.
Nski Emni Midirbay Ms Hadegkiyo
@@nakurayagheli1846 imni aydrbyn hasab imber bzaiba menisey tetezarebku ane ade ye menisey aykonkum plc.
@@selamtesfay1834 Kulu zibelkiyo Hade Eyu. Aregit Sheytan. Neti Diyablos Adi Halo Tenasah Beliyo
@@nakurayagheli1846 seb lbona inteseyblu what to do? Yhazn
ብጽብጽ ንመነዴኪ እዩ ይቅረታ ዝሓቶ ? ጌና ትማሊ ነቦታትኪ ምልሻ ስርናይ ኣቦታትና ይቀትልዎም ኔሮም ንሕና ደቂ ሻዕብያ ንዓኩም ክንሓከኩም ኢና።
Kabtom zikeseru abalat tigray tisìr endiyu higi keà hateftef aygedefon.
መስፍን ሓንቲ ሕቶ ምሓተትኩኻ ኣባል ጉጅለ 15 ከምንባርካ መጠን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ሰንጋል ወልደትንሳአ /ሓዉ ድሩዕ/ ድሩዕ ምስ መራሕቲ ወያነ ብመገዲ እቶም ሸምገልቲ /ኣንቶኒ ሌክ/ ኣቢሉ ብዘይ ኣፍልጦ ፕረሲደንት ኢሳያስ ደብዳበ ይጸሓሓፍ ከምዝነበረ እሞ ከኣ ንፕረሲደንት ኢሳያስ ብኣሉታ እንዳገለጸ ሓቢሩና ኔሩ ኣብዚ እንታይ ሞኾነ ርኢቶኻ?
መስፍን ዓቢ ኢካ ዝብላዕ ተዛረብ መዋእልኩም ተጋደልቲ ትብሃሉ ሹንኮለል ዘይትገድፉ ፍንፉናት ፍጥረት😂😂😂😂😂😂😂
ብዙሕ ዝተማሀረን ዘንበበን ይመስል መክንያቱ እቲ ብድሕሪኡ ዘሎ መጽሓፍቲ ተደርዲሩ ዘሎ ዕምቆት ብልሒ ፍልጠት ዝሕብር እዩ። አብ ዝምጽእ ድማ ላይብረሪ ዝመሰል ዝተፋላሰፈሉን ዝተማራመርሉ ኮይኒ ቃለመሕተት ክገብር ተስፋ ይገብር።
😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ንዕኡ ምሓሾ😂😂😂😂
ኣቦና መስፍን ሓጎስ ውድብና ውድብ ህዝባዊ ግንባር ንምንታይ ጠሊምካዬ ከማካ ዝገበረ የለን ሃገርካ ሓራ ኣውጺእካስ ንውድብና ክትጠልም ዓገብ ኢዩ እሞ ይቅረ ሕተት ሃገርካ እቶ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ
መዓስ ዩ ንምድቡ ጠሊሙ? ዘይኮነ ኣይትበሉ፡ ህዝባዊ ግምባር ናተይ ውድብ ዩ ብህግደፍ ተበዲሉ ኣሎ እኮ ኢልካ።
ሰታይቲ ደም😂😂😂😂
ኣቶ መስፉን ፡ እቲ መግለጺታት ሽፉን ስለ ዘሎ ፡ ነዞም ዘይተረዳኣና ዘሎ ፡ብሩህ ን ሓቂ ዘለዎን ፡ ብንጹህ ልብን ከይገለጽካዮ ፡ እዚ መግለጺኻ ናብ ኣንነትን ሓሶትን ዝወርድ ዘሎ ይመስል ኣሎሞ ፡ ኣጸቢቕካ ሓሲብካን ነጺህካን ምጻእ ፡ዕድመ እንንተሂቡካ ፈጣሪ ።
ዕቡድ ከልቢ ዝነከሶ ኣይሓውይን አዩ፥
ደቂ ሎሚ ግን ትግሪኛ ንዛረብ አምበር ኣይንስምዕን:
ሳባኻ ንላዞሊ ዝፈልጦ አግዚኣቢሀር ጥራሕዩ ኣታ ደም ድራሩ
ኣበይ እም ክርዳኣናዩ ባዓል ንስካ ዝሃንደስኩምዎ ኩናት እንዳ ፈሓርኩም ከም ዘይንማሃር ገርኩምና ብግፈን ኪናትን ህዝቢ ኣዶንቂርኩሞዎስ ኢንግሊዘኞ ኣይርዳኦምን ኢሉ ካኣ ይዛረብ እዚ ሕማቅ ስብኣይ ዕድመ ወለድና ዕድመናን ኣብ ጉዱድ ዕስክርና የሕልፊናዮስ ረሲዕዎ
MESFEN HAGOS
ኣዛዚ ግንባር ሳሊና 1977
ኣዛዚ ኩናት ዓዲ ቀይሕ 1977
ኣዛዚ ኩናት ስሓርቲ 1977
ኣዛዚ ግንባር ደቡብ 1977
ኣዛዚ ግንባር ዓዲ ሮሶ 1990
ኣዛዚ ግንባር ሮር መንሳዕ ክሳዳ መስሓሊት 1989
ኣዛዚ ግንባር ናደው እዝ 1988
ኣዛዚ ግንባር ደቀምሓረ 1991
Mesfen is key to Eplf
ሐታታይ ተመኩሮ ይጎዽለካ
Jigna nay jeganu ❤❤❤❤ baba mesfnnn
Meargu ko rediet aykonen kontewahibwo bsriu b jgnnetu bqoraxnetu zmexeo u general mesfn hagos bzbl.ytearem.😢😢😢😢😢
ቶካን ኣረጊት እታይ ክገብረልና ኢዩ መጽሓፍ ገለ ትብለና ሕጂ ከኣ ሓሶት ጺሕፍካ ዳግማይ ከተታልለና ኣብ ኩርስካ ኮፍ ኢልካ ከለካ ብውጽኣት ጋሕ ክትብል ኢካ መርገም ህዝቢ ኣይሰድድን ዩ
ብዘይጽዓድ ጅግና ንኩላ ሃለውለው ኣቢልዋ ደንበ ተቓውሞ ንዓካ ሽውሃትካ ዓጺናካ ንዓና ድማ ጨና ወዲእና እንተ ጋዜጠኛ ግን ኣይትሕረስ ኣይትቑረን ንመን ትሓትት ከምዘለካ ኣይትፍልጥን
ወዲ ሓጎስ ነብሪ ግዜ ዘይቅይሮ ጅግና ኩሉ ከማኻ ተዝኸውን።
JEGNA MESFEN HAGOS❤❤
Enqae bdehan mexakum abona amlak msakum ykun 🙏🙏
መስፊን ሃጎስ ናይ ታሪክ ሃተላ ።
Why?
ኣነስ ይገርመኒ አዩ ኩሩብ ህፍረት የብሉን አዚ ሰባአይ ካባካ አንታይ ኪከሲም አዚ አሪትራዊ ናይ ኣምሃራ ባህሊ ማለት ዲዩ ወይ መማኪርትካ አስያስ ሰብ ሚክታል ዲዩ ኪሚሃር ንህ ግ ድ ፍ ሃቦም ወይ ካአ ነቶም ትውሊዲ ኣዲካ ሃቦም በጃካ
ጀ /መስፍን ሓጎሰ ታሪካ ነባሪ እዩ
እንታይ ገደሸካ ሓቂ ነጊርካ ተናሲሕካ ቁርባንካ ወሲድካ ናብ ኣምላኽካ ዘይትኸይድ ይሕዝን
ሓደ ሰብ ክልተ ሰውራ ከዕውት ኣይክእልን በቲ ቀዳማይ ሰውራ ክብረትካ ሓሊኻ ጽቡቅ ነይሩ
ኣብ ካላኣይ ብመቀለ ተዓሲብኻ ኣብ ከምዚ ወዲቅካ ዓረግረግ እንተበልካ መን 19:35 ይድግጸልካ
Jigna eka ajoka hanti zigerkayo yelen b wedub eu neru.
Hasawi aderash geza meenewi
Jigna abona Mesfn hagos edmenn tenann yhabka😊❤❤❤❤❤
ጅግና ናይ ጀጋኑ፥ ሰባር ግንባራት፥ ቅልቅል ክትብል እንከለኻ፥ ነዛ ኹላ ጸቢብ ርእሲ ሕማም ክትኮና እንከሎኻ ኢኻ ዝያዳ ትምስጠኒ።
እሞ ሕቡናት ኢና ብኣኻ!
ተሓበን ኩራዕ!
ከም ወትሩ ድማ ኣብ ጎድንኻ ኣሎና።
@@nakurayagheli1846 መን ጅግና ስደተኛ መስፍን በሎ
@@isaiaskiflay2520JIGNA ABONA MESFEN HAGOS❤❤
JIGNA MESFEN HAGOS❤❤❤❤
@@isaiaskiflay2520 ከም ፍልስጥኤም ጥራሕ እምኒኻ ደርቢ
@@sewitghabremichael3132 ንዓኻ ንዓንደ ጅግናኻ። ክልተኹም ስደተኛ
ናትካ ተመኩሮ ሰብ ከም ኣባጊዕ ምህራድ ደም ምድራርዩ ኣብደገ ኸኣ ዝርራጊቶ መስፉን ብላሽ ኩርኩር ወዲ መድሂን ምዃን ዘየቋተጸ በዓል መትከል አንታይ ታሪኽ ኣለካ ብጀካ ውዲ ሓጎስ ደም ድራሩ ኩርኩር ኢሳያስ
Zebeiii
ነፍሲ ወከፍ ቃል መስፍን ሓጎስ ብወርቂ ሚዛን ይሕሊፍካ ክትመዝኖ ኣለካ፣ He's very realistic person gzie ዘይቅይሮ ሓርበኛ...
❤❤❤❤
Kendey kefreh eyu wedey gobo gobo tarike kay tezarb kemewut anjal mukan iseyase entay ysano wala mesrhti yekonu ezie tegadaley neru keblo emo kea nbeal BG tekste haile rieks endie 😢😢😢
Kiregim ezi mesfin , silemintay gin open zeykewin, 7 libu zibehal kemzi eyu
እዚ ጋውና ኣሎ ድዩ
ከመይ ኣፍካ ከልቢ ይሽነሉ። ብውርዙይ ኣገባብ ሓሳብካ ምግላጽ ዘይትፍትን።
ካበይ ዝመጸ ንሐስብ ዓቅሚ ዝይብሎም ምጽርፍ እዩ ዓቅሞም
MESFN AYTLAGEX YOU ARE THE SECOND PERSON IN ERITREAN PROBLEM
BHGI KNFAREDEKA ENA WALA AB MEKABR DEM NXUHAN AFSISKA NAY GZYE GUDAY TRAY EYU ZKEWN
HZBI ERITREA GZYE TRAY YXBEBE KEMZELO TFELT EKA
ኤርትራ ንምጥፋአ ዝሕልማ ሕወሓት ኢድን ጓንትን ኮንካ ክትሰርሕ ምፍታንካ ኣዝዩ ዘሕፍር አዩ።ወያኔ ንኤርትራ ክትወረር ንስኻ ድማ ሚራላዊ ሓገዝ ክትህባ ንመቐለ ኬድካ ።መንደላይ ካኣ ርኢኻዮም ሓመድ ኣስሒኖማ።
ኢሳያስ ንዓኻትኩም ይልአከክይም ስለዝነበረ መሳርሒ ጓና ምኻንኩም ፈሊጥኩም።
እቲ መጽሓፍ ዘዘንትዎን እቲ ኣርእስትን ብፍጹም ኣይራኸብን እዩ። እቲ ዛንታ ብዛዕባ ወልቃዊ ዛንታ ኣቶ መስፉን ኮይኑ፡ እቲ ኣርእስቲ ከኣ "ኣፍሪቃዊ ሰውራ ዳግም ተወኒኑ" ዝብል ሓርፋፍ ትርጉም ኣለዎ። እዚ ብፍጹም ዘይራኸብን ንምንታይ ከምኡ ኢሉ ኣርእስቲ ሂብዎ ዘደንጹ እዩ። እቲ መጽሓፍ ጽቡቕ ተዘክሮ ውልቃዊ ተሞክሮ መስፉን ክበሃል ይከኣል፡ እንተ ካልእ ግን ኣሽንኳይ ብዛዕባ ኣፍሪቃ፡ ብዛዕባ ሰውራ ኤርትራ ከማን ኣይትገልጽን እያ! ትገልጽያ እንተተባሂሉ ምናልባት 20% ምሃብኩዋ።
Ato kinbileka abby silezikonka ember betehasasiba kab hade kolea zeytehayish zearege seb eka kab kalka kemzibelkayo G15 welahanty bedel yebilomin embeshy essayas eyu geben difexeme silezy nimntay dea ninebsika hara zeytigebira G15 welehaty geben kemzeybilom aw elka kitzareb zeytikeal nibealka win nisha mikoneka gin ...nibealka win mis essayas deleka emnet aybetekayan gobogobo kabtibil bitikikil ety tarik tezaribka hara zeytikewin amlak mihretu yehabika....gin hakom eyom tegadalay yisiyib ember aylibimin zebeliwo
መስፍን ሓጎስ ካብ ዝነበረካ ናይ ገዲም ተጋዳላይን ሓርበኛን ክብሪ ናብ መጋበርያ ናይቲ ኣብ ጎሓፍ ናይ ታሪኽ ተደርብዩ ዘሎ ወያነ ምውራድካ ብጣዕሚ የሕዝን።ምዃን ብቐደሙ ብዘይካ ብኢሳያስ ንዝብገስ ሓሳባት ናይ ምቅዋም ኣመል እንተዘይኮይኑ ኣየናይ ንሃገርና ኤርትራ ዝጠቅም ሓሳብ ኔሩካ ይፈልጥ? ካልእስ ይትረፍ ከም ሚኒስተር ምክልኻል መጠን ንድሕነት ሃገር ልዕሊ ዝኾነ ካልእ በዓል ስልጣን ኣቐዲምካ ክትሓስቦን ክትዳለወሉን ዝግበኣካ ዝነበረ መደብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ 1991 ተኣዊጁ ከሎ ከይተተግበረ ክሳብ 1994 ክጸንሕ ካብ ዝጎተቱ ምኽንያታት ሓደ ንስኻ ምዃንካ ረሲዕካዮ ዲኻ? ሃገር ብኣኻትኩም (ተንበርከኽቲ) እንተትምራሕ ኔራ እሞ ኣብዚ ሕጂ እዋን ልኡላውነታን ግዝኣታዊ ሓድነታን ዘረጋገጸት ኤርትራ ኣይምሃለወትናን። ኣብ ቃልሲ ሰነፋት'ውን ኣብ እንግድዓ ናይ ጀጋኑ ተጸይሮም ጀጋኑ ክመስሉ ይኽእሉ እዮም። ኣብ መስርሕ ግን በቲ ሚሐ ተነፍዮም ይፍለዩ። ኢሳያስ ኣብቲ ናይ G-15 ዝነበረካ ተራ ከምቲ ናይቶም ካልኦት ብተንኮል ዘይኮነስ ብዕሽነት ከምዝተጸንበርካዮ ስለዘስተብሃለ እዩ ዝኸውን ካልኣይ ዕድል ሂቡ ንወጻኢ ንሕክምና ክትከይድ ዘፍቀደልካ እምበር ክሳብ ሕጂ ከቶም ካልኦት ኣብ ዒራዒሮ ትስሕና ምሃለኻ ኔርካ። ስለዚ ካብ ዓዘፍዘፍ ትም ምባል ዋላ ተጋጊኻ እናሃለኻ በታ ናይ ቀደም ስምካ ከምትዝከር ምገበረትካ ኔራ። ሕጂ ግን ኦሮማይ!
Ay ato mesfun tetkillka mmat men gedifka
ከለኻን ከለካን ኢዩ ኣይተጠቀምካሉን ግዜኻ ኣብ ጎድንኻ ዝነበሩ ከይተርፈ ሱንኩላን ክርሸኑ ከለዉ ምክልካል ሒዝካ ዝደቀስካ ተጋግየ ወይ ይቕረ ኢልካ ዘይትድቅስ.በዓል ታሪኽ ኢሰያስ ጥራይ ኢዩ.
ኤርትራ ወሪራ ኸላስ ወራር ወያነ ይብለና😂😂😂
አቶም ሰብ ረኺብኩም ተዛርብዎ ኣብ ካመራ ከመይ ከምዝቐርብ ምሃርዎ።
እቲ መጽሓፍቲ'ከ መን ኽሪኦ።
Nski ku camera felitka
ወዲ ሓወቦይ እቲ ታሪኽ እኳ ንእስነትና ዘርከብናሉ እዩ፡ ናይ መጻኢ ዝብሎ ዘሎ ግን ኣብ ዝሓለፈ ታሪኽ ብኣካል ዘይ ጠቀሙናስ ተመንዮም ከ ንደቅና ሕማቕ ትሚኒት ከይኸውን ሲ ክሳብ ብዕድመ ዝጸንሕዎ ዘይ ስተሩ እዞም ኣብ ደገ ዘልዉ ኣያታትና ተረፍ ሻዕብያ።
Mesfin hagos ab meda keleka " ane wedi hagos dem sebay sete zihadr eye " enda belka kindey tegadelti tiketel nerka. Nska megaberya isayas , mesrati hibieti selfi dem bzuhat nitsuhat tegadelti ab idka zeleka seb ika .
Hasika hasawi bhaka hasawi seb eka enkue eku nfeltoo kona n Mesfn jigna Ambesa kulu tegadalay zfetwoo eyu neruu
Dmsus gerewegna,
Gebenkum entay kem znebere gn baelkum negirkumna alekum
Shabia for ever
Shabia king of HOA
Ata gahaf
ጅግና፡ ዕደምን ጥዕናን ይሃብካ።
ናትካን ናይ ብጾትካን ጅግንነትን ተወፋይነትን ብምኽሓድን ብምጥላምን ዝትከል ሃገርን ዝጸንዕ ህዝባውን ሃገራውን ምትእስሳር ክህሉ ኣይክእልን'ዩ። እዚ ህዝቢ ናትኩም ጅግንነት እንተኺሕድዎ ሃገር ካልእ ጅግና ከተጥሪ ኣይትኽእልን'ያ። እዚ ማለት ከኣ ሃገርን ህዝብን ኣብ ሓደጋ ወዲቖም ማለት'ዩ።
መን ጅግና ብጾቱ አብ ምቅታል ዝትዓወት
ጀግና ዝበሃል ክሳብ መወዳእታ ንዓዱ ዝተወፈየ እዩ። በዓል እዚ ዓጁስ ካልሲ ወያነ ጀግንነት የብሎምን‼️ መፍረስቲ ሃገር🤮🤮🤮
@@amlesettekie6223 ብላሽ ፍርያት ውልቀምልኪ ኢኺ፡ ሃገርን ህዝብን ብኣኹም ሓሲሩን ተዋሪዱን'ዩ። ስለዚ ንስኺ ነዚ ጅግና እንተጸርፍክዮ ንሱዩ ኦ ዓቕሚ ርእስኺ።
ኣይተ ምጽእዋ ካብ ሕጂ ትሩጉም የቡሉን ዘረቡኡ
ነዓኻ ዩ ትርጉም ዘይብሉ ፉሱስ ሓንጎል
Gunuf
Aye mesfn hagos jigna nerka, gn hankas begi eyawti hiza ttefie ybahal, mewedatu hawtitka , mhret yewrd.
AWET ZTEBAHLO AYU ZXHF MHTAT AYFQEDON AYU
Liebas lieba deaa ata melmexiii
ለክባጥ ካብ እሰያስ ፈሊና ኣይንርእየካን ኢና ቀታሊ ለክባጥ😅
ክፍአት ንነብሶም አይኮኑ ን ህዝቢ መን እዮ መጽሐፈኩም ዘንብብ
ጅግና ነይርካስ ጅጉኑን::ሰብ ሙሉእ ዝባሀል አብ መትከሉ ጸኒዑ ክሐልፍ ኮሎ እዩ:: ብዝኮነ ካብ HERO ናብ ZERO:: ንኤርትራ ካብ ዝጠቀምካያ ዘሰቀኻያ ይበዝሕ :: ታሪኽካ ታሪኽ ክድዓት እዩ አርባዕተ ነጥቢ(::)
መን ኢኻ አንታዋይ ኢኻ አንታይ ገባራይ ኢኻ ለቕላቒ ወዲ በራድ ከምኡ ስለ ዝበለ ዲኻ ያኢ ተኻኢልለይ ኢልካ ከምኡ ትብል ዘለኻ ዓንዳፍ ንስኻ ሓንቲ ጢት ቶኪስካ ዘይትፈልጥ ውኻርያስ ብዛዕባ ጅግንነት ክትመዝን መን አዩ ፍለጥ ኢልካ ኣብዲ
Kabakas felite elka eka dnzu
ሕፈር እስኪ ኣታ ብድብድ
@@abrahamtekle7090 ትግራዋይ ቁሩሕ አይምልከተካን እዩ ጉዳይካ ግበር
@@blm5287 ፎእ ይለካ አለኹ አብ ደገ ኮይንካ ሙቁዛም መን ከሊኢካ
Thank you Mr. Hagos
Kedemu nska
እዚ ረሳሕ ስብአይ አረጊት ጫማ ናይኢስያስ ብጫማ ተረጊጽ ክመውት እዩነቲ ረሳሕ ታሪካ መጽሐፍ ክትጽሕፍ ሕፈር ንሙሉእ አውራጃና ዘሕፈርካ ሑሱር ስብ ገጽካ ትርሐቅ ውርደተኝ ❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎🎂
ኺድ ረሳሕ ኣድጊ😁
ክሳብ ክንደይ ዕምቆት ናይ ህዝባዊ ግንባር ኣፍልጦ ይሃልኻ ብህዝባዊ ግንባር ኮነ ኢሉ ዝተቐትሉን ህዝቢ ልዕሊ ካልኦት ግዛእቲ ኤርትራ ብድምር ዝተቐትሉን ዝተማዛበሉን ይበዝሕ። ስለዚ ውድብካ ዝዓበየ ጥፍኣት ዝገበርት ክሳብ ዝኾነት ንዝገበርካዮ ይቕሬታ ምሕታትን እቲ ሓቂ ምንጋርን፡ ኤርትራውያን ኣብ ገዛእ ኣሕዋቶም ከምዝናትኩም ከይደግሙ ይሕግዝ ዩ። ጥፍኣትኩም ተቐበሉ። ሰብ ኩን ካብ ህዝባዊ ግንባር ውጻእ።
ኣቦይ መስፍን ኣብ ጊዜኩም ዲሞክራስይ ዘይገበርኩም ዶ ምስ ኣረግኩም ደሓር ከኣ G-15 ክእሰሩ ፍትሒ ዘይበልኩም 1 ክሳብ 9 ዙር ፍትሒ ዘይገበርኩም ሎምስ ባ ቤተክርስትያን ኪዱ ወይለ!!!
HARBENA JIGNA FESFEN HAGOS❤
ሽፋታ ኣረጊት ከንፍር መንካዕ ከማካ ድርባይ ኣይ ኮኑን ጀጋኑ ንህዝቦምን ሃገሮምን ዝወፈሩ እዬም ጠሚካ ንሳሕል ጌድካስ
ቪኦአ መደብኩም ምስ ህግደፍ ኢኩም ትሰርሑ ለክባጣት ካብ ትወልደ ጣውላ ጀሚርኩም😂😂😂
Alekti dem seb zeyxegb
Kab general nab jerikan
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ፡ ስለቲ ብዙሕ ተወፋይነትካ ንኤርትራ ብዙሕ ምስጋናን ኣኽብሮትን ኣሎና። ኣዝያ እትንኣድ መጽሓፍ እያ፡ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ኣበርኪትካ፡ ብምምሕዳራዊ ኣገልግሎት ኣበርኪትካ፡ ብጽሑፋትካ ኣበርኪትካ..... ኣብ ህይወትካ ዓወት ይምነየልካ ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Isaias was not a fighter. Isaias was sent by Ngus Haile silasie to dismantle Eritrea struggle by connecting to Solomon Abraha. Solomon Abraha is the ancle of Isaias who was the mayor of Wolo region in Ethiopia Please check Google about Solomon Abraha in 1960s.How in earth almost 25 yrs old Isaias at that time to plot such sofisticated conspiracy against our innocent soldiers unless Isaias had taken many years training about how to stay in power and dismantle before joined the struggle. It is 100% certain Isaias took special training by Haile Silassie before joined the struggle to dismantle it
But Iseyas is believed to be originally from Tembien, Tigray; who was born and grew up in Eritrea. How is it possible he is also from Amhara? Haven’t seen any evidence demonstrating this. And, what changed his mind to save the Eritrean Struggle? He could have easily destroyed the whole revolution/struggle.
ABRHAM SORRY ZDENGOYE QALAT KMERX RESIAU ADI KATU ELU AYU NEZI ZEYFE LT DHRI 2001 ZTEWELDE AYU BZKONE ISEYAS MALET MESFN AYU MOLI QWO TRGUM
Gigna nerka
Tem bel sebay enta konka kam tegadalay ab hagarka daw zaytebel zaytebel dihri eze nebska mexnnae yebahal
Hade kab sewra eritra zwldom jeganu eka emo ekreta hatetka mes hezbkan mengstkan tearek.degemzekone hayle ni eritra ztnkf yelon
ጋዘጠኛ ብቕዓት ዜሮ ሪስፐክት የለን እስካ ኣይባሃልን ዩ
Denqoro ezi riesi entelewo bitsotu ab eraero atfiyu abzi ab sdet aymbeleyin gin kea hgdf kuluom mergem nay hizbi eritrea slezelewom nisu eyu ezi anewnew zeblom zelo ✍✍ mesfin hagos ab nefsi wekef qal niskha tewtso emun kemzeykonka tiretka baelu yimskreka alo aserte mot ekhum metkum beal nisikha neakha ziamin eritrawi yelen suk elka ajew aytbel nay behaqi nuzaze tenazizka neza alem tefanewa keyqedemetka🙉🙉
ቀጣፊ ሰላዪ እንዲኻ ክሳብ 2018 ጸኒሕካ።
ስለምንታይ፥
🚩ሰበይትኻ ብናትካ ምህዳም ዘይተኣሰረት ድሒራ ድማ ንኖርወይ ክትወጽእ ክኢላ፧ ጓል ዓሊ ዓብዱ ትሕቲ ዕድመ ከም ትሕጃ ተታሒዛ ኣላ።
🚩 ክሳብ 2018 ብዛዕባ ኢሰያስ ተሓቲትካ ተዛሪብካ ኣይትፈልጥን ኢኻ ትኣቢ ድማ ኔርካ
🚩እተን ኣብ ጀርመን ዝነበራ ፓርትታት ከም ሓላፊ መዝነት ሂበናኻ ዘዘምጽኦኦ ዕላማታት ከተፍርስ ጸኒሕካ
🚩 ኣብ 2018 ኢሰያስ ምስ ኣግድዓኩም ብዛዕብኡ ክትዛረብ ጀሚርካ
🚩ኢድካ ብደም ጥልቁይ ኢዩ
🚩 ክሳብ 2017 ንወያነ ክትስልያ ጽኒሕካ
🚩ክንደይ ግዜ መንግስቲ ጀርመን እሙን ዘይሙኻንካ ፈሊጡ ፓስፖርትኻ ሓሓሊፉ የሕድገካ ኔሩ
🚩🚩🚩
ስለ'ዚ ወይ ብሓቂ ጽሓፎ ወይ ግደፎ ኣንታ ሰራቒ።
ጋዜጠኛ ድማ ዝሓተቶ ሕቶ " ንምንታይ ቆጢብካ ትጽሕፍ" ሰብ ይቐትል ኔረ ምስ ኢሰያስ ክብለካ ኣይትጸበ። ንኣብነት መንካዕ ኢድ ኔርዎ ኢዩ ምስ በዓል ናይዝጊ ክፍሉ ኮይኑ።
ጋዜጠኛ ፈሪሁ ብዙሕ ብቁጠባ ጌሩ።
የማናይ ኢድ ኢሰያስ ኢዩ ኔሩ።
ኣብ ኣስማት ምስኡ ዝነበሩ ስዉኣት ዝብሎም ኣስማቶም ከማን ኣይነግርን ማለት ንታሪኽ ንዝስነድ ማለት ኢዩ። ጎቦ ጎቦ ኢዩ ዘረብኡ።
ንምንታይ ኢዩ ከም'ቲ ኩሉ ህዝቢ ዝፈልጦን ዝዛረቦን ዘይዛረብ። ብዛዕባ ኢሰያስ ስለምንታይ ኢዩ ክዛረብ ዝቑጥብ 40 ዓመት ዝፈልጦ ሰብ፡ ብዛዕብኡ ዋላ ንዕላል ክዛረብ ዘይደሊ።
ስለያ ኢኻ ለኽባጥ ሽጉርቲ ሽጉርቲ እንዳጨነኻ ትኸይድ ኣለኻ ኣታ ጉማረ ኣፍንጫ መለኸት።
ንምንታይ ኢዩ ኣስማቶም ነቶም ዝተዋስኡ ዘይገልጽ፧
ኣብ መበል 40፡43 ደቒቕ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዘሎ "ብጾተይ" ዝብሎም ዘሎ መን ኢዮም፧ ጋዜጠኛ ድማ ጽሓፍ፡ ካብ ቃሉ ሕቶታት ኣዳሉ ነቲ ጉዳይ ዕላልካ ክጸሪን ንጹር ክኸውንን ማለተይ።
ኣብ ካልኣይ ክፋል ቃለመሕትትካ "ክተርፍ'ውን ዘማኸሩኒ ኔሮም" ኢሉ። ጋዜጠኛ ኣብ'ዚኣ ስትረስ ክትገብረላ ኔርካ። ንሱ ድማ መን ኢዩ ፒለቲከኛት ህግደፍ ዲዩ ወይስ ዘመድ ቤተሰብ ኢልካ ክትሓቶ ኔርካ።
Ato mesfun kab hadat haki ngerena nezom dekika tezey koynu nska kiniena zeleka sebiay aykonkan ketiweka neyrwo mstom ab tselmat zelewu gawna zkonka sebiay
Neta 30 amet zserahkala mosaka sdet kkewn zgerm eu hji ke entay eu elamakha malet mqlas.do wey mslam nab srat?
How you kann talk Poletical Things with this person.
He Was aMilitar.
Sorry
Nottingham is nathing
Ata zeytmhruna entay geberekum ezi
Resna nzieom tesmeuna 😂
መግለጺ የብለይ you got my Respect 🫡
ብዛዕባ እቶም ዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቀተልካዮም ኣብታ ሕብቲ ሰልፊ ኰንካ ንጽሃት ኣሕዋትና ተዛረብ🎉
ንስኻ ዉን ካብቲ ጮኳኒ ስርዓት ዘፍሊ የብልካን።🤔
ከይመትካ ተናዘዝ ጎውና
The one you said gawna
Shim to you, because mosfun is. All his life on struggle Eritrea to be free.
You are puppy to someone.
Astewl ato mesfun ,ezi interview bzaeba mexhaf jemiru nab gugle 15 eyu zkeyd zelomo ASTEWIL!!!!!!!?