ጻንሖት ምስ ኣቶ መስፍን ሓጎስ -- መጽሓፍ፡ ታሪኽ፡ መጻኢ ፖለቲካዊ መደባት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
  • ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ፕሮፈሰር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል ብምዃን “An African Revolution Reclaimed” እትብል ውልቀ-መዘከር ዘሕተመ መስፍን ሓጎስ፡ ኣብ ፈለማ ናይ ወርሒ ሓምላ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ መጺኡ ምስ ኣንበብቲ ርክብ ኣካዪዱ ነይሩ።
    🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
    » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
    » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
    ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
    ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
    » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
    » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
    » ኢንስታግራም / voatigrigna
    » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

ความคิดเห็น • 94

  • @Kidaneeman
    @Kidaneeman 6 หลายเดือนก่อน +9

    Voa-Tigrigna ቃለ ምሕታት፡ ቁርጽርጽ ኣቢልካ ምዝርጋሕ፡ ዝተዘርግሐ ዉን ደጊምካ ምድምሳስ፡ ብድጋመ ምዝርጋሕ ዘይብቁዕናት ናይ ሰራሕኩም ድዩ፧

  • @efremtecle4234
    @efremtecle4234 6 หลายเดือนก่อน +4

    ጀነራል መስፍን ሓጎስ: ኣብ ትህቦም ቃለ ምሕተታት ብዙሕ ክብሪ ኣሎኒ: ብዙሕ ሃተው በሃሊውን ኣይኮንካን ትፈልጦ ትዛረብ ዘይፈልጦውን ኣይፈልጦን ክትብል ከለኻ ካብቲ ዝምስጠኒ ስብእናኻ እዩ::
    መጽሓፍካ ካብተን ቀዳሞት ሕታም ረኺበ እየ ተጠንቂቐ ኣንቢበያ:: በረኣእያይ ክኣ ብልጽትን ርጥብትን መጽሕፍ እያ:: ገለ ካብቲ ኣብ መጽሓፍካ ዝበልካዮ: ነቶም ኣብ ምንቅስቃስ መንካዕ ዝነበሩ ሰባት ከም እተድንቆም ብዙሕ ዓቕሚ ዝነበሮም ሰባት ምኻኖም: ሕትኦምንውን ግቡእ ምንባሩ ጠቒስካ ኣለኻ: ኣነውን ብወገነይ ዝነበሮም ሕቶ 13 ምንባሩ ሓደ ኣብ ሳዋ ተዓላማይ ከለኹ: ረኺበየን:: ካልኣይ ክኣ ኣብ መጽሓፍ ዘርኢ ክርዳድ እትብል ናይ ረድኢ መሓሪ ኣብ ድሕሪት ኣቐሚጥወን ኣሎ:: ኣብተን ሕቶታት ብሓሶት ክግለጽ ዝኽእል ኣረኣኹለንን እምበሸ ነቲ መሪሕነት መስመሩ ዘትሕዝ: ነቲ ውድብ ክኣ ግቡእ ቅርጽን ኣቅውማን ክሃንጽ ይሕግዝ ነይሩ:: ስለዚ ብኸመይ ኢኻ ሕትኦም ሓሶት ነይሩ ትብል ዘለኻ? ቀዳማይ ምስቲ ብዛዕብኦም ዝበልካዮ ኣይጋጮንዶ? ካልኣይ ክኣ ብጽሑፍን ብስሩዕን ዘቕረብዎ ሕቶ ብኸመይ እዩ ጠቐነን ሓሶትን ዝኸውን?
    ንኣተሓሕዛ ጉዳዮም: ኣብቲ ሽዑ እዋን ኮይነ ዝነበረኩም ዓቕሚ: ዕድመ: ፍልስፍና: ኩነታት ተመሊሰ ከምዝርእዮ ከይረሳዕኩ: ንሕትኦም ሕጂ ተገናዝቦ ስለዘለኻ ግን ኣበሃህላኻ ክርድኣኒ ኣይከኣለን::

  • @ሕያዋይጓሳ-ሠ6ቀ
    @ሕያዋይጓሳ-ሠ6ቀ 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ አይአተካ ጅግና ጀነራል መስፍን ሰለቲ ኩሉ ዝበርክትኳዮ ነመስግነካ ❤❤❤

  • @GebarBeyene
    @GebarBeyene 6 หลายเดือนก่อน +3

    Ezom ab comment txarefu zelekum adeb gberu knd rbeu 25% tarik yeblkumn dess zbelo hasab kgelx men yklklo ayana jgna ab gzieu hager fetiru eu eska ke entay gerka?

  • @Idferi525
    @Idferi525 6 หลายเดือนก่อน +7

    ቀጣፊ ሰላዪ እንዲኻ ክሳብ 2018 ጸኒሕካ።
    ስለምንታይ፥
    🚩ሰበይትኻ ብናትካ ምህዳም ዘይተኣሰረት ድሒራ ድማ ንኖርወይ ክትወጽእ ክኢላ፧ ጓል ዓሊ ዓብዱ ትሕቲ ዕድመ ከም ትሕጃ ተታሒዛ ኣላ።
    🚩 ክሳብ 2018 ብዛዕባ ኢሰያስ ተሓቲትካ ተዛሪብካ ኣይትፈልጥን ኢኻ ትኣቢ ድማ ኔርካ
    🚩እተን ኣብ ጀርመን ዝነበራ ፓርትታት ከም ሓላፊ መዝነት ሂበናኻ ዘዘምጽኦኦ ዕላማታት ከተፍርስ ጸኒሕካ
    🚩 ኣብ 2018 ኢሰያስ ምስ ኣግድዓኩም ብዛዕብኡ ክትዛረብ ጀሚርካ
    🚩ኢድካ ብደም ጥልቁይ ኢዩ
    🚩 ክሳብ 2017 ንወያነ ክትስልያ ጽኒሕካ
    🚩ክንደይ ግዜ መንግስቲ ጀርመን እሙን ዘይሙኻንካ ፈሊጡ ፓስፖርትኻ ሓሓሊፉ የሕድገካ ኔሩ
    🚩🚩🚩
    ስለ'ዚ ወይ ብሓቂ ጽሓፎ ወይ ግደፎ ኣንታ ሰራቒ።
    ጋዜጠኛ ድማ ዝሓተቶ ሕቶ " ንምንታይ ቆጢብካ ትጽሕፍ" ሰብ ይቐትል ኔረ ምስ ኢሰያስ ክብለካ ኣይትጸበ። ንኣብነት መንካዕ ኢድ ኔርዎ ኢዩ ምስ በዓል ናይዝጊ ክፍሉ ኮይኑ።
    ጋዜጠኛ ፈሪሁ ብዙሕ ብቁጠባ ጌሩ።
    የማናይ ኢድ ኢሰያስ ኢዩ ኔሩ።
    ኣብ ኣስማት ምስኡ ዝነበሩ ስዉኣት ዝብሎም ኣስማቶም ከማን ኣይነግርን ማለት ንታሪኽ ንዝስነድ ማለት ኢዩ። ጎቦ ጎቦ ኢዩ ዘረብኡ።
    ንምንታይ ኢዩ ከም'ቲ ኩሉ ህዝቢ ዝፈልጦን ዝዛረቦን ዘይዛረብ። ብዛዕባ ኢሰያስ ስለምንታይ ኢዩ ክዛረብ ዝቑጥብ 40 ዓመት ዝፈልጦ ሰብ፡ ብዛዕብኡ ዋላ ንዕላል ክዛረብ ዘይደሊ።
    ስለያ ኢኻ ለኽባጥ ሽጉርቲ ሽጉርቲ እንዳጨነኻ ትኸይድ ኣለኻ ኣታ ጉማረ ኣፍንጫ መለኸት።
    ንምንታይ ኢዩ ኣስማቶም ነቶም ዝተዋስኡ ዘይገልጽ፧
    ኣብ መበል 40፡43 ደቒቕ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዘሎ "ብጾተይ" ዝብሎም ዘሎ መን ኢዮም፧ ጋዜጠኛ ድማ ጽሓፍ፡ ካብ ቃሉ ሕቶታት ኣዳሉ ነቲ ጉዳይ ዕላልካ ክጸሪን ንጹር ክኸውንን ማለተይ።
    ኣብ ካልኣይ ክፋል ቃለመሕትትካ "ክተርፍ'ውን ዘማኸሩኒ ኔሮም" ኢሉ። ጋዜጠኛ ኣብ'ዚኣ ስትረስ ክትገብረላ ኔርካ። ንሱ ድማ መን ኢዩ ፒለቲከኛት ህግደፍ ዲዩ ወይስ ዘመድ ቤተሰብ ኢልካ ክትሓቶ ኔርካ።

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

    • @tesf401
      @tesf401 6 หลายเดือนก่อน +1

      ንፉዕ። ናይ እሳያስ ልኡኽ ኳ ኢልና ክንድምድም ከቢድ ዩ፡ እቲ ዝበዝሐ ገበን ዝፈጸመ ክኸውን ግን ይኽል ዩ። ለውቲ ኣብ ዝመጸሉ ብማዕረ ተሓታትነት ስለ ዘምጸኣሉ ግን ኣንጻር ለውጢ ይቃለስ ኣሎ ።

    • @Idferi525
      @Idferi525 6 หลายเดือนก่อน

      @@amhgreat4658 እቲ ዘሕዝን ክፋሉ ከም'ዚ ከማኻ ርእሲ ዘለዎም ከተፍሪ 33 ዓመት ምውሳዱ ኢዩ። ዓዲ ጀጋኑ ዝነበረት ዓዲ ድንዙዛት ንሕና ንሱ ኮይና። ዓቕምኻ ኢዩ ካብ'ኡ ዝሓልፍ ዓቕሚ ይብልካን። ሕልኩስ

    • @Kidaneeman
      @Kidaneeman 6 หลายเดือนก่อน

      @@Idferi525
      እንታይ ኢኻ ተልቅስ ዘለኻ፧
      እዚ ተማርሮ ዘለኻ ዓመታት ተባሂሉ እዩ፣ ግን ትረብሑ ሰባት ስለ ዘይኮንኩም ንዓኹም ኣቃልቦ ሂብካ ምዝርብ ዝጠቅም ኣይኮነን።
      ንዝንብሐ ከልቢ እምኒ ክትድርቢ ኣይዉዓልን እዩ። እዚ ጽሒፍካዮ ዘለኻ ካብ ቂምን ቅርሕንትን ዝብገስ ፈኹሽ ጽሑፍ እዩ።

    • @Idferi525
      @Idferi525 6 หลายเดือนก่อน

      @@Kidaneeman ምትሩስ ስለዘርብሓካ ዶ ኣይኮንካን ተሓቊንካ ትጽሕፍ ዘለኻ ጃዕባብ ኪድ ጥፋእ

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 6 หลายเดือนก่อน +6

    መንካዕ ይሕስዉ ነይሮም ይብላ ኣሎ እዚ ዝብኢ! መሕፈሪ ዘብሎም ባራዩ ኢሰያስ ኣብ ክንደኦም ብሕፍረት ሞይትና በቃ😮😮

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

    • @SolomonGebremedhin-wp6lg
      @SolomonGebremedhin-wp6lg 6 หลายเดือนก่อน

      Search ጌርካ ዝበጻሓካዮ aleka, dispprove ክትገብሮ ነዚ ሰብኣይ, ንህዝቢ eritrea why ተቐቲሎም stastically ኣቕርበሉ, ነዚ ሰብኣይ ጌጋ ድዩ ቅኑዕ ንኽንርእዮ ክሕግዘና

    • @azmarinowediasmara2756
      @azmarinowediasmara2756 5 หลายเดือนก่อน

      ወዲ ቶም ጃሱሳት ነቦታትካ ብጀካ መስፍን ዝፎልጦም የለን ወዲ ማሓዮ

  • @SamsonMhreteab
    @SamsonMhreteab 6 หลายเดือนก่อน +3

    እቲ ብልብኻ ኣሚንካ ብዝውሓደ ንእስነትካ ንስለ ኤርትራ ዝወፈኻዮ ጻምኡ ብእግዚአብሔር ርኸቦ። ፖለቲካ ግን ሓዴኻ ትዕወተሉ ዓውዲ ብምዃኑ፣ ንኹሎም ስለ ናጽነት ዝተቓለሱ ኣቦታትና ክብረት ይሃበልና።

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

    • @SolomonGebremedhin-wp6lg
      @SolomonGebremedhin-wp6lg 6 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@amhgreat4658What are u talking for?

  • @mohammedsalih4995
    @mohammedsalih4995 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጀነራል መሰፍን ዕድመን ጥዕና ይመነልካ❤❤❤

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 6 หลายเดือนก่อน +4

    መጃላግ በዓል ንስኻ መሰልትኻን ብደምን ጽንተትን ህዝቢ ኤርትራ ብዓይኒ መርፍእ ካብ ዝድለዩ ሓደ ኢኻ እንተጸኒሕካ ኢዩ ግን!!

    • @Kidaneeman
      @Kidaneeman 6 หลายเดือนก่อน

      @@fitwidrar5524
      መን ኢኻ ንስኻ ብደም ትሓትት፧

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

    • @SolomonGebremedhin-wp6lg
      @SolomonGebremedhin-wp6lg 6 หลายเดือนก่อน

      ስምዒትካ ናዓኻ ካብ ምጉዳእ ሕልፉ, it doesn't give sense , turn out to you

  • @መቓልሕምድረባሕሪ
    @መቓልሕምድረባሕሪ 6 หลายเดือนก่อน

    ኣኬባ ኣይገብርን ምስ በለ ብድሕሪኡ ሰራዊት ሰሚዑ ዝበልካዮ ቅድሚ G-15 ምዝራቦም ኣብ ወርሒ 10/2000 ዓ/ም ንሰራዊት ብዛዕባኩም ኣንጻርኩም ጎስጓስ ተጀሚሩ ንዓና ከድዓት እዮም ኢሉ ዘንበብልና ነቶም ፖሊስ ከአቱ ሰራዊት ክስሕብ ምስ በለ ካብ ሓይልታት ቦጠለንታት ተዋጺኤን ከም ፖሊስ ኮይነን ክኣትዋ ኣብ ሳዋ ምድላዋት ንገብር ስለ ዝነበርና መጀር ጀነራል ተክላይ ሃፕተስላሰ ከድዓት ተጠላቅይና ኢሎም ምስ ወያነ ኢድ ኣጽኒሖም ኢሉ ኣምቢብልና ኣብ ምያዝያ 2001 ድማ G-15 ብወግዒ ተቃውምኦም ንህዝብን ዓለምን ኣፍሊጦም

  • @BN_Ageneration_mussie1973
    @BN_Ageneration_mussie1973 6 หลายเดือนก่อน

    😏 ኣንታ ጋህታፍ ጋውና 8:16 መንካዕ እንተዝሕስው ድኣ 😢 እዚ ቅድሚ 40/50 ዓመት ዝበልዎ ሕጂ ንርእዮን ንሰምዖን ዘለና ሕማቕ ታሪኽኩመን እንታይ ዲዩ ድርባይ ተደርቢኻ ድኣ ኣለኻ እምበር 🤨 ኣበይ'ሞ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ጠልጠል ነብለካ ንኸውን ነዓኻን ንመሰልትኻን ጽናሕ 😏
    ኣብዚ ግዜና ከማኹም ዝኣመሰሉ ደራብይ 12:16 ኣብዚ ቃልሲ ኣየድልዩናን ደምን ደምነትን እምበር ካልእ ተበርክቶ የለን ኣንታ ጨምላቕ ☝️

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 20 วันที่ผ่านมา

    መአሰፉን,ሓአጎስ,ብዙሕ,ሰአላም,ንእሳያአስ,ዘአይቃልዕ,ፅባሕ,ከአም,ሰአብካ,ክትመአውት,አኻ,ብዝገበርካዮ,ገአበን,ትቀትል,ከአምዝነበርካ,ከሉ,ሕእዝቢ,ፈአልጡካ,አነ,ወአይ,ሕዝቢ,ይቅረ,ንእብለካ,አቃላዮ,ነአዚ,ዘአሎ,ወአለዶ,ፍርሒ,አውፃዮ,ካአብ,ከአብድኻ,ፈአራሕ,ጃኣጃዊ

  • @AryaAdios-sg5ph
    @AryaAdios-sg5ph 6 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ዋይ ዋይ ጀነራል ዝስደደላ ሃገር ኤርትራ
    ዘሓሸ እዚ ሕጂ ዘሎ መንእሱይ ኢዩ ንመሰሉ ዝሓሸ
    ኣቦታትና ተስፋ ኣቂሪጽኹምና ኢኹም

  • @solihomhadish
    @solihomhadish 6 หลายเดือนก่อน

    መስፍን ሓጎስ ምስ እሰያስ ክዕረቅ ስለ ዝደለየ እዩ ብዛዕባ መንካዕ ዘይኮነ ዝዛረብ ዘሎ።በቲ ካልእ መዳይ ድማ ንጉጅለ 15 ኣዕቢኻ ማለት ንነብሱ የዕቢ ኣሎ ማለት ዩ።ንናይ 73 ምንቅስቃስ ምንእኣስን መቅተሊኦም ምኽንያት ጸለመ ስለ ዝኾነ ምቅታሎም ትኽክል እዩ ንምባል እዩ።እቲ ዝገርም ግን እቲ ጋዜጤኛ እቲ ዝግባእ ሕቶ ብዛዕባ ናይ መንካዕ ምንቅስቃስ ክሓቶ ኔርዎ ከጽርዮ ድማ ኔርዎ፡ንመጻኢ ግን ንመስፍን ሓጎስ ብዛዕባ ምንቅስቃስ መንካዕ ዝሃቦ ርኢቶ ኣዋጣሪ ሕቶ ሓቲቱ ናይ መስፍን ሓጎስ ሓሶት ንህዝቢ ከቃልዕ ክንጽበዮ ኢና።

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 6 หลายเดือนก่อน +1

    Adu kmles petition plzzzzzzzzzzzz

  • @woldeamlake.7019
    @woldeamlake.7019 5 หลายเดือนก่อน

    I don’t think so. Mesfun had a maturity to understand the political game of Isayas Afewerki in the 1973 movement. By the time even he was not high school complete, but the መንካዕ group most of them not only university graduated, but they were writers, academicians / scholars.. And in ideology they were Pan-Africanist. :hand-pink-waving:

  • @Apollo-vq3no
    @Apollo-vq3no 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኽላ መስፍን ርኢሲ አድጊ አድጊ ይሐይሽ ኻባኻ

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

  • @abrahamisak7011
    @abrahamisak7011 6 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ዝዋዓሎን ዝነበረን ዩ ዝዛረብ ዘሎ ዘይነበርኩም ኮሙኡ ኣይነበረን ዝብል ይሞጉቶ ነቲ ጉዳይ ብዕምቖት ዝፍልጥዎ ሰብ እንትሃልዩ ጋዜጠኛ ግን ንምንታይ challenge ክትገብሮ ይግብኣካ ብፍላይ ድማ ንቲ ናይ መንካዕ ይሕስው ነይሮም ትብል ቓል እንተ ተጋዳላይ መስፍን ግን ዘይጽዓት ኣብ መትከልካ ትጽንዕ ሰብ ኢካ

    • @ሰላም3
      @ሰላም3 6 หลายเดือนก่อน

      ዘይጽዓት ኣብ መትከል ? ተጋደልቲ ስለዝሓሰው ኢዮም ተረሺኖም ንዝብል ሰብ ዲካ ዘይጽዓት ኣብ መትከል ትብሎ ዘለካ ? ዋላ ትሓሰው ከ ዝሓሰወ ዶ ይረሽን ዝብል ህጊ ኔርዎ ዶ ህዝባዊ ግንባር

  • @solihomhadish
    @solihomhadish 6 หลายเดือนก่อน

    ምንቅስቃስ መንካዕ 73 ንህዝባዊ ግንባር ን10 ምዓልቲ ክመርሕዎ ስልጣን ተዋሂብዎም ኔሩ፡ስለዚ እንብኣር ንመስፍን ሓጎስ ክሓቶ ዝደሊ፡ንመንካዕ ስልጣን ን10 ምዓልቲ ክመርሑ መን ሂብዎም?ስለምንታይ?ተጋዳላይ ነዚ ናይ 73 ምንቅስቃስ ደጊፍዎ እዩ ስለምንታይ ተጋዳላይ ደጊፍዎ?እዚ ሕቶ ንመስፍን ሓጎስ እዩ።ጋዜጠኛ ቪኦኤ ድማ እዘን ሕቶ ሕተተለይ።

  • @tedvisions1467
    @tedvisions1467 6 หลายเดือนก่อน

    ተስፋ ዘይብሉ ሂወት: ወዲ ሰብ ናቱ ገዲፉ ንኻልእ ምውቃስ ምሳና ዝፍጠር ባህሪ ስለዝኾነ ብዙሕ ኣይገርመናን እዩ።

  • @KelatiTeweldemedhin
    @KelatiTeweldemedhin 6 หลายเดือนก่อน

    ባዕሉ ኣሰያስ ኣፋንዩኪ ስቅ ኢልኪ ሎቅመጽመጽ ኣይትቀሊ ሓሳዊት፡ ዝብኢ ይመስል በቲ ዘፍሰሶ ደም መልክዑ ተበላሽዩ እዚ ቡልሹው

  • @ሰላም3
    @ሰላም3 6 หลายเดือนก่อน +2

    ንቃወም ኣይነብረናን ኣኬባ ኢና ናይ ኣኬባ ግዜ ስለዝሓለፈ ኣኬባ ኢና ጸዊዕና ይብል እዚ ሰብ ! ናይ ብልብካ ዲካ ? እቲ ኣኬባ ንምንታይ ደሊኩሞ እንታይ ንግደት ዲኩም ክትከዱ ዋላ መርዓ ክትቆጽሩ ኢኩም ትዕከቡ ነቲ ሰብዓይ ካብ ስልጣን ክትወርድዎ ዶ ኣይኮነን ጉባኤ ጸዊዕኩም ነዚ ድማ እቲ ናይ ህዝባዊ ግንባር ኮነ ናይ ህግደፍ ሕጊ የፈቅድ ኢዩ ኣብ ጉባኤ መሪሕነት ከምዝምረጽ ኢዩ እሞ መሊስኩም ን ኢሳያስ ክተመርጽ ኢኩም ጉባኤ ጉባኤ ኢልኩም ነዚ ህዝቢ ዝረብሽኩሞ ሎሚን ድሕሪ 20 ዓመት ኢሳያስ ካብ ስልጣን ክወርድ ኔርዎን ኣለዎን ክትብል ኣይደፈርካን ንምንታይ ደሊኩም እቲ ኣኬባ ? ንስለ ኣኬባ ? ንጎይላ ? ድህሪ ኣኬባ ንዘሎ ብላዕ ወስተ ? ከም ናይ ንግደት ውራይ ዘይተዓከብና ዲካ ትብለና ኔርካ ? እቶም በዓል ጴጥሮስን ድሩዕን ከምዚ ዲዮም ዝሓስቡ ኔሮም ?
    እቲ ካልዕ ዘሕፍር ድማ ንመንካዕ ናይ ሓሶት ምንቅስቃስ ኢልካዮ እቲ ሓቀኛታት ዲዮም ሓሰውቲ ንስካ ስለዝነበርካሉ ድሓን ንሱ ናባካ ንግደፎ ግና ዝነግርካና ኢሎሞ ትብለና ዘለካ ግና ፖለቲካዊ ሕቶ ኢዩ . ናትኩም ከ እንታይ ኔሩ ? መልስካ ንሱ ንዓና ኢዩ ዝምልከት ትኮይኑ ዒራዒሮ ውን ን ዓካ ጥራይ ኢዩ ዝምልከት እሞ .....

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

    • @SolomonGebremedhin-wp6lg
      @SolomonGebremedhin-wp6lg 6 หลายเดือนก่อน

      ገና ናይ ትግርኛ school ደድልየካ ኢኻ ትመስል , ብዛዕባ ዓበይቲ ነገራት ክትጽሕፍ, go yourself first????

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 6 หลายเดือนก่อน +1

    መስፍን ሐጎስ ድስኩል አይትሐፍረን ድኻ ብዐቢኻ ከዳናግር እየ ኢልካ ትሐስብ ይመስለካ ።ቀዳማይ ነገር አኼባ ተኻይዱ አብ ዉግእ ስለ ዘለና ድሕር ሒጂ ልእላዉነት ዉሑስ አይኮነ አኸባ አይግበርን እዩ ተባሂሉ ተሳማሚዕኩ ወጺኹም ከም በዐል ንስኻ ካብ ዞባ ደቡብ ከተማ መደፈራ ኦፊስካ ከይዐጸኻ ህዝቢ ገዲፍካ ሃዲምካ ካልኦት እዉን ነይሮም ሐለፍቲ አብ ግዜ ሳልሳይ ወራር ኢሰይስ ይዋጋ በዐል ዱሩዕ ፈቆዶ ኢንባሲ አሜሪካ ጥልይንን ፍሕሶ መንግስቲ ንምግልባጥ ትሰርሑ ነርኩም። ድሩዕ እዉን አብጀርመን ወይነ ሲዒሮምና አጣላቅዮምና እዮም ኢሉ አልአሚን ምሱኡ ኮፍ ኢሉ ከሎ ዘገርም ሐለፍቲ ተባሂልኩ ዉዱቃት ክዲሕጻብ እሰይስ ዘይትኾኑ ተሰኪምኩም አስመራ ዝአተወ ጂግና።ካል ሳዋ ከይምስረት ዝተቃወምካ እስኻ ኢኻ እሰይስ ግን ጂግና ስለዝኾነ ብሐለፍነት ሳላ ዝመስረታ ሃገር ዲሒና።እቲ ዘገርም ከአ ሕጊ ንአምን ደሞክራሲ ንአምን ትብሉ 15 ካብ 75 ብጣዕሚ ዉሑዳት ኢኹም ሐፊርኩም ቁጽርኹም ሪኢኹም አፍኩም ክትሕዙ ነርኩም ግን ዕሱባት ናይ አሜሪካ ስለዝነበርኩም ሃገር ህዝብን ቁሱሉ ከይሐወየ ሕጂእይ ስለዝተበሃልኩ ሃገር ንምፍራስ ሰሪሕኩም ህዝቢ ኤረትራ ከአ ጡልቁይት ካልአይ አንድነት ወደገባ ኢሉኩም።መለስ አዉን ህዝቢ ኤረትራ በርቲዑና እንበር ናይ ሻዕብይ መሪሕነት ግን ብገንዘብ ፋሕፋሕ አቢልናዮም ኢና ኢልኩም።ካብቶም ከደዐት ጂ15 ኢሰይስ ንቁሩብ ግዜ ንየመን ወይ ነግብጺ ምስ ስድርኡ እንተዝኸይድ እዚዉግእ ጠጦዉ ምበለ ዝበሉ እዉን አለዉ ።ኤረትራ ንሕቡራት ሃገራት ነረክባ ዝበሉ ከምበዐል ዱሩዕ እዉን አለዉ።

    • @ermiastekeste8483
      @ermiastekeste8483 6 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

    • @SolomonGebremedhin-wp6lg
      @SolomonGebremedhin-wp6lg 6 หลายเดือนก่อน

      No one buying your lying atttitude we were at the hot spot, don't confuse youth

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 6 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጅግና ክቡር ፕረስደንት🇪🇷 ኣቐዲሙ ፈሊጥኩም ሃገር ከተፍርሱ ምዃንኩም
    መስፍን ሓጎስ ሸንኮለል😂

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 4 หลายเดือนก่อน

    ትሕሱለኻ መንካዕ ዘይተገብረ ተገሩ ይብሉ ትብሎ ዘለኻ ሐሶትዩ ኢድውን ነሩካ ታሪኽ ከምጽኦ ኢዩ

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 6 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጻንሒት ኢልኩም አቅሪብኩሞ ዘሎኹም ከም ሙኩር አባል መሪሕነ
    ት ነበር ዘቅርቦ ዘሎ መልስታት ዐጀዉጀዉ ክብሃል ይከአል:: ናብ ዐደይ
    ከይከይድ ናይ ዲፕሎማት ፍቃደይ ተሳሒቡ ጻዕዳ ወረቀት ገርካ ኩትምለ
    ስ ትኽእል ነርካ ? ወዘተ..

  • @ben5115
    @ben5115 6 หลายเดือนก่อน +2

    Kula Haqi slowly tiwetsiee ala Lomis

  • @RegenMehari-f5j
    @RegenMehari-f5j 6 หลายเดือนก่อน

    ዲሞክራሲ የለን ውዱብ ናይ ውልቀ ሰብ ኮይኑ ኢሎም ይሕስው ኔሮም ዝብል መንካዕ ዘይኮኑስ ንሱ እዩ ዝሕሱ ዘሎ ቕድሚ 40 ዓመት ዝብልዎ ዝነበረ ዉዱብ ጥራሕ ዘይኮነስ ሃገር እውን ናይ ውልቀ ምኻና ንርኢ ኣለና

  • @Dejen-g2z
    @Dejen-g2z 18 วันที่ผ่านมา

    Qadem lebukum wesidwa endiu moshamisha yehwtekum ena qetele ferifkum bojabuje

  • @alexanderberhe4951
    @alexanderberhe4951 6 หลายเดือนก่อน

    ተጋዳላይ ብመተርኣስ ዓቢስካ ምቅታሉ እዩ ዝበለ ሓቁ እዩ ይቅሬታ ሕተት እንዶ።

  • @ናኤል
    @ናኤል 6 หลายเดือนก่อน

    መንካዕ ይሕስዉ እዮም ኔሮም ኢልካ ፡ምኽንያቱ ንዲሞክራሲ ፡ማዕርነት ፡ ላዕለውትን መራሕትን ተራ ኣባልን ሓደ ክኸውን ኣለዎ ፡ ከምእውን ኣመጋግባ ማዕረ ዝኸውን ኣለዎ ምባሎም ብጣዕሚ ኣዝዮም በላሕቲ ምኻኖም በቲ ሕልናኻ ትገልጽ ኣለኻ ብልሳንካ ግን ሓሰውቲ ኢልካዮም ። እሞ ማዕርነት እንተዘይ ኣትሒዝካዮ ካብ መሰረት ደኣ እንታይ ዘሕትት ኣለካ ኣብ 2001 ይኹን ቅድሚኡ ። መሰረት ከይሓዘ ዝጸነሐ ዲሞክራሲ ሕጂ ንዲሞክራሲ ከም ኣብ ጸልማት ዝጠፈአት ዑንቂ ሃለው ትብል ኣለኻ ሞ ፡ ካብ መሰረታዊ ዘይሓዝናዮ ዲሞክራሲ ሕጂ ከተተግብሮ ምፍታን ለውጢ የብሉን ኣቦይ ሞስፉን ። ምኽንያቱ ዲሞክራሲ ካብ ድቂ ቃልሲ እዩ ክጅምር ዘለዎ ። መንካዕ እዚ ሕቶ ሓቲቶም ከ ንመርሸንቲ ዘብቅዕ ኔሩ ድዩ ኣይኮነን ግን ዲክታቶር ካብ ድቂ ቃልሲ ስለ ዝጀመረ እዩ ፡ ምኽንያቱ ንስኻ ካብቶም ላዕለወት ሓለፍቲ ኔርካ ብእኦም ከይትሕተት ትሃድም ዝለኻ እዩ ዘስምዕ ።

  • @abrahamfiseha3633
    @abrahamfiseha3633 5 หลายเดือนก่อน

    The journalist is so mad on him because he doesn’t speak that he want as evil on his mind.

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 6 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome Mesfen Hagoes.

  • @miraftesfasion8859
    @miraftesfasion8859 6 หลายเดือนก่อน

    አየ ዓጀፍጀፍ አዚ ናትካ ትንቢት ንበዓል መለስ , ወዲ ባካሮ ብዓ ቢኡ ንስርዓት ወያነ ከማን ኣይተቀመን ካብ አብ ፈኸራ ትነብር አብ ኩዉነትን ተግባርን
    እመን እዚ ኩነታትካ ግን ናይ ተስፋ ምቁራጵ ዓይነት እዩ 😅

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 6 หลายเดือนก่อน

    ኣጸቢቑ እዩ ዝፈልጠካ ቀጣፊ ምዃንካ

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 6 หลายเดือนก่อน +3

    Ata sebay dahrayka eba eyu zigeded nmenkaesi yhswu eyom neyrom elkayom kindi eti hakis hasewti tebaho kabaka gin entay kirdae kirlna nska wei kemaka miseu kenkum kemzetfaekmom eyu zihnr ezi zerebaka dembe teqawmo yeken ybtem neuru ziblekas kem beal mska eusubat nay ebud kelbi kelekum dea eti wutsiet entay kikewn ab ewan an zileale nay tewawmo keleka zigeberkayo geben tishto aykonen hji gin gizyekum akilu beti entenrlkum beti ab zeytewetlu gizye betsihu nska gin hade egrka anb gudgad ziatrw kab zihalfe tegbaratka zeytteas afka melieka dim beti zigeberkay zytegeltse tegbaratka ayteteaskun tib tehzn mis kulu gebenatka kikber nayzi kulu tegbaratka nzelal kkatsilek kinebr eyi.

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 6 หลายเดือนก่อน +1

    😎 እዋይ እዋይ ዘይሐንኽ ብዕራይ አታ ቁሩብ ከ ዘይትስተር ? ምስአካልካ ምስብረትካ ምስዕድሜኻ ምስክእለትካ እንከለኻ ከተተግብሮ እትኽእል ዝነበርካ ሕጂ ለማኒ ASYLUM ተቐይርካ ካብ አብውሽጢ ኤርትራ ኮይነ ለውጢ ዘምፅእ ገለ አብደገ ኮይነ ብዝያዳ ከበርክት 👎 እኽእል ኢለ እየ ንስደት መጺኤ ክትብል 🙄 እዋይ ጉዳም አታ ውርደተኛ ምኽንያቱ ብፍላይ አብቲ ሰውራ ባርነት እንከለኻ ንቡዙሓት መራሕትን ተጋደልትን ንኽቕተሉን ንኽእሰሩን እስኻ 🤔 አታ ብዕራይ መስፍን ዓቢ ተራ ኔርካ እዩ አብቤት ማእሰርቲ ሐለዋ ሰውራ አብ ዝተፈላለየ ውግአት አብዝካየደሉ አብዝነበረ ብድሕሪት ኮይኖም ንብዙሐት መራሕትን ተጋደልትን ዝቕንፅሉ ዝነበሩ እስኻ አታ ብዕራይ ብግቡእ ትፈልጥ ኔርካ ኢኻ ከመይሲ ንስለምንታይ ኢኻ ትቃለስ ኔርካ ዋላ ዋላ ዘይትፈልጥ ስለዝነበርካ ብጀካ ባርያ አገልጋሊ ናይ ዋና ኤርትራ ገበነኛ ኢሰያስ ሙኻንካ ጥራይ ኢኻ ትፈልጥ ኔርካ ብዝተረፈ ታሪኽ ገለመለ ኢልካ ሀለውለው ምባል ሽጣራኻ ደውር መፅሐፍ ንኽትሸይጥ 👍 ዘይትፈልጦ ዘይነበርካዮ ዘይኮንካዮ ሂወታት ከምሐቂ ከተቕርቦ ምድላይካ እሞኸአ ንናፅነት እየ ተቓሊሰ ክትብል ሕጂ ለማኒ ናፅነት ለማኒ ሀገር ለማኒ ሂወት ለማኒ ገንዘብ ለማኒ 😎 ASYLUM ተቐይርካ በቃ GET LOST

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

  • @aduliskeskese7169
    @aduliskeskese7169 6 หลายเดือนก่อน

    Mekae yihisiwu nezom lekibat zkonka sebayy!

  • @simonteclesenbet
    @simonteclesenbet 6 หลายเดือนก่อน

    ዋጋ ዘይብሉ ቃል ምሕተት።

  • @fthitekle9354
    @fthitekle9354 6 หลายเดือนก่อน

    What 😢 ?

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 6 หลายเดือนก่อน

    Qedamayu kolay kalbue ykefie nay essayas lemani

  • @abrahamtekle7090
    @abrahamtekle7090 6 หลายเดือนก่อน

    1ይ ኣብ ናይ መንካዕ ዝበልካያ ይነቕፈካ
    2ይ ዝምራሕ ዘይለ ኣይትመርሕን ኢኻ ጽብቕቲ ብህሎ

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 6 หลายเดือนก่อน

    Emo nay menkae hiwet mikfal sini mis akkieba tewedadiru hasawi

  • @SharpBeta
    @SharpBeta 6 หลายเดือนก่อน

    እቲ መጽሓፍ ዘዘንትዎን እቲ ኣርእስትን ብፍጹም ኣይራኸብን እዩ። እቲ ዛንታ ብዛዕባ ወልቃዊ ዛንታ ኣቶ መስፉን ኮይኑ፡ እቲ ኣርእስቲ ከኣ "ኣፍሪቃዊ ሰውራ ዳግም ተወኒኑ" ዝብል ሓርፋፍ ትርጉም ኣለዎ። እዚ ብፍጹም ዘይራኸብን ንምንታይ ከምኡ ኢሉ ኣርእስቲ ሂብዎ ዘደንጹ እዩ። እቲ መጽሓፍ ጽቡቕ ተዘክሮ ውልቃዊ ተሞክሮ መስፉን ክበሃል ይከኣል፡ እንተ ካልእ ግን ኣሽንኳይ ብዛዕባ ኣፍሪቃ፡ ብዛዕባ ሰውራ ኤርትራ ከማን ኣይትገልጽን እያ!

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

  • @Subomh
    @Subomh 6 หลายเดือนก่อน

    Huzbi eritrea libi gber menka critic mhtat ayfejeden neru kab kedem

  • @gezenatips
    @gezenatips 6 หลายเดือนก่อน

    ተጻዊቱሉኩም ኢዩ እምበር ሃገር ለኪሙ ክጠፍእ ነቀሉ ኣሎ ሕጂ እዚ ወለቀ መላኺ።

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

  • @ermiastekeste8483
    @ermiastekeste8483 6 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ኣያና መስፍን ሓጎስ ካብ 50 ክሳብ 80 ዝኾና ውድባት ኮይነን እሞ ኪሰማማዓ ኣይከኣላን ትብል ኣለኻ ፡እንታይ ኮንኩም ንስኻን ኣንባሳደር ኣድሓኖምን ብሓደ ኮንኩም ክትሰርሑን ክትሰማሙዑን ዘይከኣልኩም፧?

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

  • @በለው-ከልው
    @በለው-ከልው 6 หลายเดือนก่อน

    ውድብ ናይ ውልቀስብ ኮይኖ እንተይሎም ንሳቶም ዘይኮኑ ንስካ ሓስዊ ምኳንካ ሕጂ ኤርትራ ዘላቶ ምስክር እዩ።ካልእ ተቃውሞ ትብል ኣሎካ ተቅውሞ እኮ ባህልን ስነምግባርን ናይ ሻዕብያ ዝወርሰ እዩ ።

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

  • @TeklitGirmazion
    @TeklitGirmazion 6 หลายเดือนก่อน

    ጊሔ ዝኾነ ሰብኣይ!

  • @በለው-ከልው
    @በለው-ከልው 6 หลายเดือนก่อน

    ኣብየት ሓሶትን ሓቅን ኣብ ሻዕብያ ፍልልይ ኣለዎ ድዩ?

  • @siembeyene2863
    @siembeyene2863 6 หลายเดือนก่อน

    Serahtegna dika wala baal siltsan eka nierka .? Kabaka gin yhishu . Kab seb/muhurat mitsnat gin yihishu . Gin emeneni mesfin adi kitaatu visa kithatit eka . Nay issaya hade yu hade alo .
    😅

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 6 หลายเดือนก่อน

    Ata aregit gawna enud kelbs natsinet amtsieu tblena aleka ninetsalt do nhadenet tekalisu zizegaeka timesl abti nay hadot selam Ethiopian Eritran kilte hager eye zib entelo neti haki zeyfelt eyu maletus ninetsanet tekalisu kitbl mihaferka gin nska had temlas temtsie eka mehmek.

    • @amhgreat4658
      @amhgreat4658 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ግን መራር እያ ቅንዕና ስለ ዘየነበሩ መቀዋመኩም ፈሕ ኢለኩም ኻኣ።

  • @dawittekie32
    @dawittekie32 6 หลายเดือนก่อน

    Maernet domecracy mihtats mihsaw u😂😂

  • @tolabreh6886
    @tolabreh6886 6 หลายเดือนก่อน +3

    Kkkkkk mesfin turfa

    • @Shigut
      @Shigut 6 หลายเดือนก่อน +3

      RESPECT ! Interms of his aga he is your father & what he contributed to Eritrea is also enough to RESPECT him

    • @edrismussa3688
      @edrismussa3688 6 หลายเดือนก่อน

      @@tolabreh6886 Weyane you and criminal Isyas Afewerki.

    • @eritimes
      @eritimes 6 หลายเดือนก่อน

      Abet sidinet! Nasty person.

    • @EddieMek
      @EddieMek 6 หลายเดือนก่อน

      He's loser

    • @EddieMek
      @EddieMek 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@Shiguthe's loser that's why

  • @misghnawoldegebriel6768
    @misghnawoldegebriel6768 6 หลายเดือนก่อน

    Who is the losser now.

    • @hailewolde1816
      @hailewolde1816 6 หลายเดือนก่อน

      Winner is Isayas Afewerki, but not Eritreans as people 😢