Dehay Eritrea ኣብ መጽሓፍ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ዝተሞርኮሰ ሰፊሕ ዝርርብ! ደሃይ ኤርትራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • Dehay Eritrea ኣብ መጽሓፍ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ዝተሞርኮሰ ሰፊሕ ዝርርብ!
    ኣብ ህዝባዊ ግንባር፡ ኣባል ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈትን ማእከላይ ሽማግለን ኮይኑ ታሪኻዊ ውግኣት ዝመርሐ፡ ድሕሪ ናጽነት ምኒስተር ምክልኻልን ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብን ኰይኑ ዘገልገለ፡ ገዲም ተጋዳላይ 60ታት መስፍን ሓጎስ፡ ኣባል እቶም ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ንምሕደራ ኢሳይያስ ብትብዓት ዝመከቱ ኣርካናት እዩ።
    ተጋዳላይ መስፍን፡ ምስ ፕሮፌሰር ዓወት ተወልደ ተወልደሚካኤል ብምዃን “An African Revolution Reclaimed” ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ናይ ነዊሕ ዓመታት ቃልሱ ዝገልጽ ሰፊሕን ዓሚቚን ታሪኻዊ ሰነድ ኣቕሪቡልና ኣሎ።
    ተጋዳላይ መስፍን ብዛዕባ እታ መጽሓፍ ብዝምልከት ምስ ደሃይ ኤርትራ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ኣካይዱ ኣሎ ክትከታተሉና ንዕድም።
    ነታ መጽሓፍ ከተንብቡዋ እትደልዩ ከኣ፡ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትእዝዙዋ ከም እትኽእሉ ምሰናይ ኣኽብሮት ንሕብር።
    africaworldpre...
    ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
    11 ሓምለ 2023
    ደሃይ ኤርትራ

ความคิดเห็น • 527

  • @wedikeshi3986
    @wedikeshi3986 ปีที่แล้ว +35

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ክንደይ ሰብ ኣጥፊኣኦም መጺኣኦምስ ከም ቁቡል ውሰድዎ ይብለና ።

    • @habtomberhe9915
      @habtomberhe9915 ปีที่แล้ว +4

      ይገርመካ ኢዩ እዚኦም ደም ኢዩ ዝጨንዎም😢😢😢😢

    • @-kidane7756
      @-kidane7756 ปีที่แล้ว +2

      do you think a revolution is a dinner party!!! Do you want hem to lie? Things happen!

    • @SkyEritrea
      @SkyEritrea ปีที่แล้ว +1

      ታሪኾም ከመኣራርዩ ከይመቱ ይጓየዩለዉ ጽባሕ ባእልና ኣብሓቅነት ተሞርኪስና ክንጽሕፎኢና

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 ปีที่แล้ว

      ​@@SkyEritrea0:01

  • @Senay334
    @Senay334 ปีที่แล้ว +10

    እንዳ ተባልዑ መጽዮም ባ ነዚ ህዝቢ ወድኦሞ እዞም ሸፍቱ፥ ዝሕዝን እዩ

  • @taylorjames4003
    @taylorjames4003 ปีที่แล้ว +13

    ኣነ ዝገርመኒ፡ መስፍን ሕጂውን ነቲ ኣብ ልዕሊ ናይ 73 ምንቅስቓስ ዝተፈጸመ ቕትለት ሎሚውን ይድግፎ ምዃኑ እዩ ዝነግረና ዘሎ። "ንሒደት ሰባት ምድሓንዶ ቃልሲ ምድሓን ይሓይሽ" ይብለናሎ

    • @hailewolde1816
      @hailewolde1816 ปีที่แล้ว

      @taylorjames4003
      መስፍን ዝበሎ ኢኻ ትደግም ዘሎኻ እምበር ናትካ ርእይቶ ኣየካፈልከን !!

    • @Senafe-v2r
      @Senafe-v2r ปีที่แล้ว +8

      እዚ ገበነኛ ሰብኣይ ተኸሲሱ ኣብ ሕጊ ክቕርብ እዩ ዝግባእ ::

    • @nt1zone
      @nt1zone ปีที่แล้ว

      U totally didn't get him....

    • @teweldedermas5057
      @teweldedermas5057 ปีที่แล้ว

      ​@@Senafe-v2r እዛ ፕሮፋይል ድያ ኣብ ሕጊ ከተቕርቦ ፡ሽምካን መንነትካን ክትገልጽ ዘይደፈርካስ ናብ ሕጊ ከተቕርቦ ፡መን ሒዙካ ጀርመን ኣሎ።

    • @Senafe-v2r
      @Senafe-v2r ปีที่แล้ว

      @@teweldedermas5057 ዓንጓር ! እቲ ኣርእስቲ ብዛዕባይ ኣይኮነን ::

  • @haben524
    @haben524 ปีที่แล้ว +7

    @31:00 was an awful response. You should have condemn it completely. What happened to MenkaE was criminal act and it should have never happened. How are you even a little bit second guessing by saying “it sounded right at the time” really? Awful, horrible and very indicting response. You should know better. also I may say, you have been hiding for more than 2 years as Eritrea was in a state of war but finally decided to show up to sell your book. So out of touch!!!

    • @habenn7407
      @habenn7407 ปีที่แล้ว

      መንካዐ ሕማም አውራጃ ዝነበሮ ውዳቤ እኢዩ

    • @menkafirst
      @menkafirst ปีที่แล้ว

      ​@@habenn7407ተጋጊኻ መንካዕ ካብ ሰለሰተ አዉራጃታት ከበሳዮም።
      ከም አበነት
      1 ሓመሰየን
      መብራህቱ ወልዱ (ብ peasant revoltionary ዝፍለጥ)
      ሚኪአል (ቀዳማይ ፋርማሲስት አብ አስመራ (farmacia cooparativa እምባደርሆ)
      አፈወረቂ ተኽሉ ((chemist)
      2 አከለጉዛይ
      ዮዉሃነስ ሰባህቱ: ሙሴ ተሰፋነኪአል ብ (follow The Nile ኢሎም ነፋሪት ኢትዮጵያ ጠሊፎም ንሜዳ ዝወጹ ዝፍለጡ)
      ብጻይ ጎይትኦም በርሀ ናይ ሕጊ ምሁር ዲግሪ። ነታ comrade ትብል ብትግርኛ ብጻይ አሉ ዝተርጎመ : በዚ ምኽንያትዩ ድማ ብጻይ ጎይትኦም ተባሂሉ ዝጽዋዕ
      3 ሰራየ
      ገብረአምላኽ ናይ ሶቭየት ሕብረት ምሁር ( ብ Maxim Corgi ዝብል ቅጽል ስም ዝፍለጥ ብሉጽ ብስነፍልጠት ስለ ዝነበረ litreture
      ሳርጎን አብ ትምህርቲ A list mathdmatician ሰለ ዝነበረ መምህሩ (ህንዳዊ ናይቲ ውሩይ ህንዳዊ mathematician ሳርጎን ዝበሃል ዝሃቦ ስም'ዩ።
      መሲሕ ርእሶም ቢዚነስ ዲግሪ
      4 ደቂ ኣንስትዮ
      ደሃብ ተስፋጽየን አ/ጉዛይ
      አበራሽ መልከ ሐማሴን
      ክልቲአን ናይ መጨረሻ ዓመት ተመሀሮ ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ ዝነበራ።
      እቲ ናይ ሐደ አዉራጃ'ዮም ብፍላይ አ/ጉዛይ ዝብል ፕሮፖጋንዳ ብኢሳያስ አፈወርቂ ነቲ ምንቅስቃስ ንምብርዓን ዝሃንደሶ'ዩ።
      ብዝያዳ ክበርሀልካ: ካብ አከለጉዛይ በቲ ግዚቲ ፍሩያት ዝነበሩ
      1 አድሐኖም ገብረማርያም (ኣምባሳዶር ኢሳያሰ ነበር)
      2 በራኺ ፈንቅል ( ወዲ ፈንቅል መካኒክ ዝነበረ አብ ከተማ ከሎ)
      3 ሃይለ ድሩዕ ወዘተ አንጻር መንካዕ'ዮም ነይሮም። ደቂ ሐደ ከባቢ'ዮምዉን።
      ንወዲ ፈንቅል ምስ ጀብሀ ዝነበረ ኩናት አብ ፍልፍል ብረን ሒዙ ከሎ ብድሕሪት ብተልእኮ ኢሳያሰ አብ ሳልሳይ ፈተነ። አብ ባሕሪ ባራ ንኢሳያስ ዝገበረሉ ዉዕለት/ favour ከይትጋለጽ።
      ንሰለሙን ወልደማርያም ( ሓማሴን) ብረቱ አሕዲጎም አሲሮም ንምቅንጻሉ ተሰኪሞሞ እንዳኸዱ ሙሴ ተሰፋንኪአል'ዩ አሕዲጉ ፈቲሑ ብረቱ አዕጢቁ ናይ ጀብሃ ምቅንጻላት ንቃወም እንዳበልና ብቅትለት ዝፍታሕ ሽግር አየንድግፍን ዝበለ። ሙሴ ካብ ዓዲ ፈኝዕ አከለጉዛዩ።

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 ปีที่แล้ว +21

    "ስለ ምንታይ ብቓንቃ እንግሊዝ፡ ስለ ምንታይ ከ ድሕሪ ክንደይ እዋን ኣብዚ ግዜዚ ክትጽሕፍ ደሊኻ" ይበል ሕቶታት❤

  • @TV-qc2lu
    @TV-qc2lu ปีที่แล้ว +8

    ገለ ካብ ትዕዝብተይ ኣብ ቃለ- ምሕትት ናይ ኣቦና : ኣያና ተጋዳላይ መስፋን . ሓጎስ
    ምስ ኩሉ ኣኽብሮቶይ : ቂር ዝብለኒ !
    1. ንምንታይ እዩ ተደልዩ An African Revolution reclaimed. ኣብ ክንዲ an Eritrean revolution reclaimed ምባል ::
    2. ኣብ 73 ዝተቀትሉ ምሁራትን : ተቃለስትን ደቂ ሃገር ኣብ ናይ 70ታት ኮይነ ክሓስቦ ከለኹ ኢልካ : ውልቃዊ ኣተሓሳስብኦም ዶ ይሕሸካ ወይስ ውድብ ክትቅጽል ወይ ረብሓ ናይ'ቶም ኣብ 73 መንካዕ ኢሎም ዝተረሸኑ ዝብል ዘረበኻ !
    -- እንታይ ድዩ ኔሩ ሕትኦም ክንደይ ሰባት እዬም ከ ! እቶም ዝተቀትሉ ኣብ ክልቲኡ
    73 -(መንካዕ) 76(የሚን) ?
    3. እቶም ናይ 76 ( የሚን) ከም ናይ 73 ዕድል ኣይረኸቡን ወይ ብባይቶ ኣይጸደቀን ትብል ኣለኻ ስለዚ ዘጽድቅ ባይቶ እንተኔሩ
    ንምንታይ ባይታ ኣይነበረናን ትብል ኣለኻ
    መን እዩ ከ ተሓታትነት ዝወስድ !
    4. ድሕሪ ናጽነት ን ሃገርን : ህዝብን ሓራ ከውጽኡ ንሜዳ ዝወረዱ ምሁራት ከሙኻኖም መጠን ስለምንታይ ሓላፉነት እኮ እንተዘይወሰድኩምሎም ከም ስዉኣት ንስድራቤቶም ናይ ሓርበኝኝት ወረቀት ክትህብዎም ዘይክኣልኩም ከም ታራ ተጋደልቲ ?
    5. እዚ ናይ 73 እዚ ናይ 76 መቅተልቲ ብሉጻት ደቂ ሃገር እዚ ናይ G15 ወይ ናተይ
    (መስፋን-ሓጎስ )ማለተይ እየ : ናቶም መቀጸልታ እዩ ዋጋ ዘኽፉለና ዘሎ ዶ ትብል ?
    6. ኣብ 80ታት ኢሰያስ ኣደስኪልካ ኔሩ ዝብል ክኣ ሰሚዐ እሞ ክሳብ ግንባር ምሉእ
    እንዳ መራሕካ ኢሰያስ ከደስክለካ ምሉእ power ስለ ዝነበሮ ድዩ ወይስ ብ ባይቶ እዩ ዝጸድቅ ንኽትድስክሉ :: እዚአን እንተዝምልሱለይ ወላ ዓካ- ዓካ እንተዝሓተለይ ይብል ::
    Note. ናይ 73 ከምኡ ውን 76 እንታይ ሕቶ ድዬም ሓቲቶም : ናይ ውልቀ ሰባት ሓሳብ ኢልካ ሰሚዐካ : ሕቶኦም እንታይ እዩ ኔሩ ምነገርካና ዶ ? ቀንዲ ነዚኦም ክቅተሉ ዝገበረ ቀንዲ ሽርሕታት ኢሰያስ ኔርዎን : ተኣሊምዎን ዶ ትብል ::

  • @taylorjames4003
    @taylorjames4003 ปีที่แล้ว +7

    ኣየ ሻዕብያ ድፉናት ሓንጎል፡ ብጀካ ቃታ ምስሓብ ካልእ ዘይፈልጡ፡፡ ከምቲ ሓደ ለባም ዝበሎዩ፡ ሻዕብያ ይኣርጉምበር ኣይልብሙን።

    • @kuludhrihager7270
      @kuludhrihager7270 ปีที่แล้ว +1

      Sahsah agame,HZBAWI GMBAR HGDFE dea mas kem your evil hwahat koynom.

    • @kuludhrihager7270
      @kuludhrihager7270 ปีที่แล้ว

      Mot mhasheka Anta kedae hasawi lekbat ferah,because of u G15 and G13 we lost our great heroes and our young people left and died in the Middle East Sahara.

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r ปีที่แล้ว +19

    መስፍን ሓጎስ ክሳድ ሰብ ረጊጹ ብበትሪ ዝቕጥቅጥ ዝነበረ ገበነኛ እዩ ::

    • @Africa62524
      @Africa62524 ปีที่แล้ว +1

      Semai yeblkan oyy trah bel abzi konka

    • @bereketyshaq4904
      @bereketyshaq4904 ปีที่แล้ว +1

      ሕጊ ናይ ኩሉ ዓለም ሰውራ እዩ

    • @yonasmelke4929
      @yonasmelke4929 ปีที่แล้ว +1

      Hasawi eka lokmats

    • @Senafe-v2r
      @Senafe-v2r ปีที่แล้ว

      @@yonasmelke4929 ሓሰኻ ብላዕ ኣድጊ ! ባዕሉ ምሽ ይምስክር ኣሎ !

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 ปีที่แล้ว +2

      Mesfin resah

  • @teclewoldemichael9287
    @teclewoldemichael9287 ปีที่แล้ว +8

    I’m one of those members of Core 381, and I had little chance to know you with a great gratitude and trust. Thanks for writing our history.

  • @bennn9280
    @bennn9280 ปีที่แล้ว +5

    The journalist's questions were precise and eloquent.

  • @ሱቕጥዑም
    @ሱቕጥዑም ปีที่แล้ว +9

    ንመዓስ ዩ ከጽንሖ ዝብል ግዜ ዝፈቐዶ ዝብል ኩሉ ግዜ ፣ ንምንታይ ኢዩ ኩሉ ግዜ ቁጥብ ኢሉ ዝዛረብ፣ እሞ እቲ ትፈልጦ ተዘይኣፍለጥካና መዓስ ኢና ክንፈልጦ ክፈልጦ መሰሎም ዩ ትብለና ፣ ንከይትነግር ትፈልጦ ነገር ከይትነግርሲ መሰለዩ ትብል ኣለኻ፣ መን ደኣሉ ክነግረና ብዕምቀት ን ብቕርበትን ዝነበርካ ሰብ። እርጋን ኣርኪቡ ኣኣሎ ቀዲምካ ጥራይ ዳሕደሓዮ ፣ ግዜን ቦታን ረኺብካ ከለኻ፣ ህዝቢ ኤርትራ ደኣ ኣበይ ዕድል ምስ ረኸበ ኢዩ ሞ ክጽሕፍን ክምልእን። መስፍንሲ መሕረቕ ኢኻ ኩሉ ግዜ እዚ ቃለመጠይቕካ

    • @AbelBrhane3
      @AbelBrhane3 ปีที่แล้ว +2

      I believe that mesfin hagos will never share us. It seems he is hiding a secret he never say a word, just like a kid “I wish Isaias will die”. I don’t believe what he said. This is personal perception!

    • @AbelBrhane3
      @AbelBrhane3 ปีที่แล้ว +2

      He was the main actor

    • @zakiwerede2317
      @zakiwerede2317 ปีที่แล้ว

      That’s my question, why is he distancing himself from the youth ?? What could possibly be the reason ?

    • @brged885
      @brged885 ปีที่แล้ว +1

      ፍርሒ ክሳብ ሕጂ ኣይወጻሉን ዘሎ😢😢

  • @yohannestesfaldet1089
    @yohannestesfaldet1089 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ መጠረሽታ ተጋዳልይ መስፍን ን ህዝቢ ኤርትራ መጽሓፈይ ንዓይ ደስ ዝብለኒ ኢየ ዝጽሕፍ እቲ ሓኺ ኣይነግረኩምን የ ኢልና
    ጉዳም ዩ ናይዚኦም ሲ

  • @Ae91scd
    @Ae91scd ปีที่แล้ว +15

    ዓወት ንባዕሉ ቅኑዑን አብ ጎኒ ፍትሒ ደው ዝበለ አይኮነን
    " ተተሐቢእካ ንእሽቶይ ደርቢኻ ቅኑዕ ምምሳል አይካአልን።
    " ቪቫ ብርጌድ ንሐመዱ " ጥራሕ በሉለይ : ሎሚ ታሪኽ ንትንተነሉን ንትርኸሉን ጊዜ አይኮነን;
    " ንኹሉ ጊዜ አለዎ "

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว

      ወያነ መሊአን ማእከል ፕሮፓጋንዳ እንዲያ ትውንን። ንስኻ ካበየነይተን ኢኻ? ካብታ ማእከል ምውሕሓድ ግብረሽበራዊ ስርሒት?

    • @sidonatekeste5888
      @sidonatekeste5888 ปีที่แล้ว +2

      Senef aytkun esu hager amxyu eyu eska hger gedifka hadimka ika

    • @brged885
      @brged885 ปีที่แล้ว

      ​@@sidonatekeste5888ሃገር ኣምጺኡስ ገዲፍዋ ዶ ኣይሃደመን ንሱስ😂😂ብርጌድ ንሓመዱ ንብሃል❤❤❤

    • @brged885
      @brged885 ปีที่แล้ว

      ​@@user-ls9oh7wr8mወያነ ክትብሉ ግን እርጋን ኣርኪባትኩም😂😂😂😂

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว

      @@brged885መለማመዲ ኣንጭዋ "ልሂቃን" "ዩኒቨርስቲ መቐለ" እንታይ ትብል ኣለኻ? ናብራ ኣንጭዋ ተሰማሚዑካዶ? 🤣🤣

  • @Kidaneeman
    @Kidaneeman ปีที่แล้ว +7

    Thank you ሓርበኛ መስፍን ከም'ኡ ዉን Dehay Eritrea(Samuel)

  • @enoghe9474
    @enoghe9474 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ቀታላይ መስፍን እቲ ኩሉ ሓቂ ንመነመን ቀቲሉ ክነግር ክዛረብ እዩ ዝግብኦ: ጸጸብቁ ጥራሕ ጌርካ መጽሓፍ ጺሒፍካ ኩሉ ሐሕማቁ ንሱ ስለዝተሳተፎ ጌዲፍዋ::
    ድሕሪ ናጽነት ኣብ መሪሕነት ኔሩ ክንሱ ስለምንታይ ብመንካዕን ብለሚን ዝተቀትሉ ንስድርኦም ዘይተነግሩ: ሚንስቲ ምክልኻል ዝኣክል ደረጃ ሒዙ::

  • @brave_newworld4628
    @brave_newworld4628 ปีที่แล้ว +1

    The book is a magnificent eye-wittness account of the most important details and events since 1967, written in a fantastic language and glamorous choice of words. A history book that left almost no stone unturned.
    I thank Mesfin for his highly appreciable participation in all ups and downs of the struggle and his vivid memory to remember every bit of it.
    Last but not least, I'd like to thank Prof.Awet for his amazing capability of the English language and his untiring effort to make such a great history book exist.

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብቀዳምነት ንህዝቢ ኤርትራ ንስካን ከማካን ህግደፍን ይቅሬታ ሕተቱ ????ካልኣይ መስፍን ሓጎስ ተሓታቲ መን እዩ መን ንመን ቀቲልዎ መን ኣዚዙ ኣብርሃዮ ሽፉን ዕፉን ዝኮነ ዘረባካ በዚ ዝታለል መንእሰይ የለን ይኣክለኩም ጉሕላታት ሳሕል 😢😢😢😢😢😢😢

  • @nakfa8195
    @nakfa8195 ปีที่แล้ว +2

    Ezi guday zi haki zeyblun eti metsihaf nay mesfun hagos exact zeykone drama eu bezi guday zi zitalel eritrawi keltifu nab machelot keydu kihiseb ygbeo gzekum aytiktelu deki eritrea hagerey ::bzkone samuel hawey niaka nemesgneka ena kem eritrawi hawna ente ni ayana mesfun hagos gin meret eritra trekan tirdeakan sle zela blash eu ezi tarik natka slemntay eka haki zeytzareb ayana mesfun hagos zegerm eu ab air port egipt eye zeleku

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 ปีที่แล้ว +4

    ኣቶ፣/መስፍን ሐጉስ ምስጋና የቅርብ ።👊👊👊🗝️🟢🤝

  • @ሰላምኤርትራ
    @ሰላምኤርትራ ปีที่แล้ว +1

    መስፍን ሓገስ ድሕሪ ኢሰያስ 2 ይ ገበነኛ ኢዩ ዕድለኛ ኢዩ ሰነፍ ህዝቢ ረኺቡ ዝሓቶ ሲኡኑ።

  • @teklezghimichael6414
    @teklezghimichael6414 ปีที่แล้ว +2

    የቐንየልና ሳሚኤል ተጋዳላይ መስፍን ድማ እንቋዕ ዓወተካ

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 ปีที่แล้ว +2

    እዞም ናይ በጋሚዶን ዓዋሉን ሸፋቱ ጉጅለ ንናጽነትን ንምዕቃብ መንነትን ክብርታትን ህዝቢ ኤርትራ ዘይኮኑስ፡ ዝቕተል እናቐተሉ ዝምንዛዕ እናመንዝዑ ዝድፈራ ጎራዙት እናደፈሩን ናይ ሽፍትነት ሂወቶም ክመርሑ ኢዮም ንበረኻ ወፊሮም። ከምኡ ስለ ዝኾኑ ኢዮም ካኣ እዚ ሰብኣይ ነታ ድሕሪ ክንደይ ጎቦ-ጎቦ ሓንጢጠያ ዝብላ ዘሎ መጽሓፍ ከይሓፈረ ብቓንቃ እንግሊዝ ገይርዋ ፡እዚ ድማ መቐጸልታ ናይቲ ዝኸዶ ዘነበረን ዘሎን ካብ ህዝቢ ተሓቢእካ ምኻድን ንሱ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ማእከል ህዝቢ ኮይኑ መሳርዕ ናይ ህዝቢ ክብትን ዝጸንሐ ሰብ ዩ ኢለ የ ዝኣምን ።

  • @brave_newworld4628
    @brave_newworld4628 ปีที่แล้ว +1

    አብ ትሕቲ ጎቦታትን ስንጭሮታትን ዝግበር ዝነበረ ስርሒታት ዝነበረ ሰብ ጥራሕ እዩ ክነግረካ ዝኽእል። እዚ ኩሉ ዓመታት ካብ መስፍን ሓጎስ ንጽበያ ዝነበርና ከአ ነዚአ እያ። እንኳዕ አብዚ አብጽሓና።
    Better late than never!

  • @aynealem6220
    @aynealem6220 ปีที่แล้ว +2

    ሳሙኤል, ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕቶ ሓቲትካዮ መስዋእቲ ዝተቐተሉ ንስድራቤቶም ዘይነገርክሞም ዝብል ሕቶ. ናይ መስፍን ነቓጽ መልስን መግለጽን ግን ኣይግድን.
    ንህዝቢ ዝድንግጸሉ ኣይመስልን. ካብ ቃንዛ ህዝብን ሓቂ ታሪኽ ምንጋርን ንቕጽኑኡን ኣነነቱን ክዕቅብ ይበልጾ. ኤርትራ ካብ ኢሰያስ ዝዓቢ ጸላኢ የብላን ክብል 20 ዓመት ወሲድሉ. ኢሰያስ ናይ ሓባር መንግስቲ ምስ ኢትዮጵያ/ሕዋሓት ኽገብር ሓሳብ ከምዝነበሮ ክነግረና ዳርጋ 30 ዓመት ወሲድሉ. በሓፈሽኡ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ሰዓብቱ ኣብቲ ኣንጻር ኣረሜን ኢሰያስ ከምቲ ዝድለ ከይቃለሱ ናይ መስፍን ሓበሬታ ሓቢኡ/ዓቂቡ ንነዊሕ ግዜ ምጋዓዝ ዓቢ ተራ ተጻዊቱ ኢዩ. ብዝኾነ ግን ዑዙዝ ምስጋና ይብጸሓዮ ታሪኹ ይኹን ታሪኽ ቃልሲን ተቃለስትን ዋላ ጎደሎ ይኹን ዝሰነደልና. ሕጂ እውን ግዜ እንኮለኻ ምቕልል ኢልካ ታሪኽ ተዛረብ. ንቓልስካ ብልቢ ክብሪ ኣለና.

  • @hailenteklen
    @hailenteklen ปีที่แล้ว +6

    Very good work from Veteran fighter mesfin hagos & i hope the book to be a historical source for our Generation.

  • @-kidane7756
    @-kidane7756 ปีที่แล้ว +2

    Thanks very much for the long expected book, hope others will follow suit.

  • @abeilhedguhedgu8994
    @abeilhedguhedgu8994 ปีที่แล้ว +3

    Thank you for sharing your memory 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿.

  • @yohannesabraham7472
    @yohannesabraham7472 ปีที่แล้ว +8

    The translation to Tigrina should be done sooner rather than later. Mesfin doesn't have to necesserily do the translation himself. It can easily be outsourced to professional translators and done quickly which can then be proof read by him and others for completeness.

  • @JjJj-rg1xo
    @JjJj-rg1xo ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ሑሉፍ ዝነብር ኣብ ዝሞተ፡ ኣብ መጻኢ ዝነብር ዘይተወልደ፡ ኣብ ዒንኪልል ዝነብር ዝዓበደ፡

  • @eritrea91
    @eritrea91 ปีที่แล้ว +7

    ጅግና መስፍን ሓጎስ ኣቦ ናጽነት ኤርትራ፡ ንዘላኣላም ክበር። ብድኻምኩምን ብመስዋእቲ ዝተረኽበት ሃገር ናይ ተበላጺ ወልቀመላኺን ጉጁሉኡን ህግደፍን ደገፍቱን ወዲቓ ብሕሰም ትሳቐ ኣላ፡ ዘስካሕክሕ'ዩ፡

  • @BarokAbay
    @BarokAbay ปีที่แล้ว

    ጀግና ተጋዳላይ ፅሩይ ኤሬትራዊ አቦና ጀግና መስፍን ሓጎስ ብድቃላ ኢሳያስ አፈወርቂ ሽርሂ ካብ ሓገር ወፅዩ

  • @fishalehabte7353
    @fishalehabte7353 ปีที่แล้ว +1

    ዝከበርካ ኣቶ መስፍን ሓጎስ !! ኣብታ ትቅጽል ናይ ትግርኛ መጽሓፍካ ጠንቂ መቅተልቲ ማሓበር ስንኩላን ማይ ሓባር ብዝሖም ኣበይ ተቀቢሮም ስለምታይ ንስድሮኦም ዘይተነግሩ ካብቲ ብዙሑ ዝጽበዮ ክትከዉን ይላቦ ።

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim ปีที่แล้ว +13

    መስፍን ሓጎስ ማለት ህዝባዊ ግንባር ማለትዩ። ነዛ መጽሓፍ ብትግርኛ ተቶርጊማ ክትመጸና ሃረር ኢለ ይጽበያ ኣለኹ፡ ዕድመን ጥዕናን ጅግና መስፍን ሓጎስ🦁❤

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ ዝርርብ ሓው ሳሚ ምስ ጋሻኻ ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ መስፍን።
    ዝምስገን ስራሕ ክብሪ ይግብኣካ ታሪኽካን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ናብ ዋናታቱ ምምሕልላፍካ። ናይ የሚን ሰባት ዝኣኽሉ ኣብ ትሕቲ መሬት ሰፊሮም ክንሶም መን ፈጺምዎ ስለምንታይ ዝብሉ ሕቲታት እቲ ዝነበረ መሪሕነት ዘይምፍላጡን ክሓትት ዘይምኽኣሉን ኣዝዩ ዘቀንዙ ኢዩ። እታ መጽሓፍ ኣበይ ትርከብ ምሕባር ጽቡቕ ኢዩ።

    • @solomonsium4920
      @solomonsium4920 ปีที่แล้ว

      ዓካዓካ ንብዓልኻ መንካዕ ኢኻ።

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift7723 ปีที่แล้ว

    መስፍን ጅግና ።ዓለም ሓሳዊት ጅግንነትካ ተደምሲሱ።ብተቃወምትን ደገፍትም ተጠሊምካ።

  • @robsnet7976
    @robsnet7976 ปีที่แล้ว +8

    Dear Samuel , I can't wait to read the book and opine my views. So far , in this immediate interview , he reluctantly mentioned a statement " Men Kemzigebero RuduE'yu " refering to the the ugly and unfortunate incident of those who were executed under the pretext of "Yemin"/ MenkaE. Can he bravely tell the Eritrean Public who did it?
    Mesfin Hagos prefers to speak in parable through out his diaspora interviews and unlikely, that is the main point that he lost credibility to all his interviews all along.

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว +1

      What is that you want to achieve that you believe it will have a positive contribution to the nation building process? The only criteria of evaluation of going public or not is the best interest of Eritrean people not your personal feelings.
      Could you please Inlighten us?

    • @haben524
      @haben524 ปีที่แล้ว +2

      @@user-ls9oh7wr8mif they were killed then that means crime was done. We need to know exactly who committed the crime. Is that simple. How is that hard to understand. Why can’t he say who did the crime. Why is he tryin for hide it??

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว +1

      @@haben524 we are talking about the nation building process. Please focus and explain us how you believe what you want is a positive contribution to it. Thanks

    • @haben524
      @haben524 ปีที่แล้ว +1

      @@user-ls9oh7wr8m did you even watch the interview. It was not about nation building, the interview is about our history. If you want a discussion about nation building this is not the interview for you buddy. We are asking about why Mesfin is hiding our history and not telling us who committed the crime!!! And you are too by trying to change the topic.

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว +1

      @@haben524 well then tell me what is history about in the first place ?

  • @habtu1959
    @habtu1959 ปีที่แล้ว +16

    It's an appreciable interview and I would like to thank him for his book contributions as well as his service to the people and nation of Eritrea.

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 ปีที่แล้ว +12

    Even though I dont share your pollitical views,I just want to add one thing,if this book belong tobthe Erirean struggale it would help if it was written on Tigringa.Finally,the narrator had to write it himself then translate it into English not the other way around.

  • @huseinahmed5670
    @huseinahmed5670 ปีที่แล้ว +1

    ጋዜጠኛ ሳሚ(ዓካ ዓካ) ክሕተት ዝግበኦ ሕቶታት ሓቲትካ ፡መልስታቱ ግን ዓቅልኻ ዘጸንቅቅ ንኽትሰምዖ ዘጥፋእካዮ ግዝየኻ የጣዕሰካ ።

  • @aynalemtewelde6172
    @aynalemtewelde6172 ปีที่แล้ว +3

    Mesefen Hagoes if he writes a book, but he keeps himself secret, write a book not a whole one, in the first place if he wants to protect himself and the others too, because he is guilty himself as much as Isias I think consciously or unconsciously, In any case, he must leave the whole truth in handwritten, Before his death, in any case, the little he can do justice to the Eritrean people, he can free his soul, be remembered in a good way.

  • @yessir9421
    @yessir9421 ปีที่แล้ว +2

    መጀምርታ ብጻይ ቀጺሉ ባርያ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ነበር፡ ክሳብ ዝጉሓፍ ማለት'ዩ።

  • @desalewoldu2475
    @desalewoldu2475 ปีที่แล้ว +6

    I just ordered the book from Red Sea Press after hearing the interview. I look forward reading it. Abona Mesfin is a man of character. Thank you Dehay Eritrea.

    • @Ladolce-x1d
      @Ladolce-x1d ปีที่แล้ว

      How do you find it

  • @tesfit1000
    @tesfit1000 ปีที่แล้ว +5

    ጽቡቅን ዘሐጉስን እዩ ናይ አያናን ኣቦናን መስፍን ሓጎስ ታርክ ሂወቱ ክጽሓፍ ብ መስርሕ ታሪኩን ታሪክ ቃልስን ዋጋ ዝተኸፍሎ ነዛ ሃገርን ህዝብን ዋጋ ዝኸፈሎ ዕድሚኡን ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉ::

  • @h.klearnchannel8490
    @h.klearnchannel8490 ปีที่แล้ว +6

    ብትግርኛ ዘይጽሕፍ ሎቅማጽ ገበነኛ😢

  • @elsagebrehiwet6295
    @elsagebrehiwet6295 ปีที่แล้ว +1

    ክሓተካ እንዶ መስፍን እቲ ሕጊ ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ዘለዎ ይቀተል ትብል ሕጊ ከ ንስኻን ኢሳያስን ዲኹም ኣርቂቅኩማ ዋላ ክረቅቅ ከሎ እዞም ግዳያት ከ ኢድ ኔርዎም? ይመስለኒ እቲ ተቃውሞኦም ውን ነዚ ዝተፈለየ ሓሳብ ዘለዎ ትቀትልዎን ትቅጥቅጡን ምኻንኩም ይኸውን ተቃውሞኦም? ዝገረመኒ ግን ዝደለኽዎ እየ ዝጽሕፍ ትብለናስ እሞ ገበናትኩም ሓቢእኩም ትጽሕፍዎ ደኣ ሙሉእ ታሪኽ ኣይኮነን ፡ ቀጺሉ ዘስደመመኒ ኣባህላኻስ ንስኻ ዘለኻዮ ባሪክኩም ዝቀተልኩሞም ፍትሓዊ ክትገብሮን ዘየሕዘነካን እቶም ብዘይ ናትካ ባርኮት ዝተቀተሉ ግን ኣደንጊጾምኻ ንሙኻኑ ከ እታ መደንገጺትካ ትሰርሕ እያ ኢልካ ዶ ትላምን? ?

  • @habtomtsegay9115
    @habtomtsegay9115 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ስሚ ዓካዓካ ኣዚኻ Amezing ሓያል ጋዛጠኛ ካብቶም ዘደንቆም ቡሩቱዕ ጋዛጠኛ ኢካ እሞ thanks you እምበር ናይ፡መስፍንስ ግበሮ እምበር ኣይትገበሮ ኢዩ ዓይነት ኢዩ፡ብዝያዳ ምስ ኣንበብናያ ክንፈርዳ

    • @teweldedermas5057
      @teweldedermas5057 ปีที่แล้ว

      ከመይ ማለት ግበሮ እምበር ኣይትግበሮ?

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 7 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ክልተ ገዲፍካ ኩልኩም ኣልግሱልና ምስ ረሳሕ ታሪክኩም ዝሰምዓኩም ብርጌድ ንሓመዱ የለን ሃለውለውኩም ኣሰልቺና እዩ በቃ ይኣክል ተጸግዑልና 😢😢😢😢

  • @solomonliza
    @solomonliza ปีที่แล้ว +8

    ዳሃይ ኤርትራ ትዓምብብ❤

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 ปีที่แล้ว +2

    ናይ 73 ዝተሓዋወሰ ስምዒት አሎኒ ይብል። መሊሱ ክኣ ብካልእ መንገድ ናይ መቅጻዕቲ'ስ ጌግኦም ደኾን ምተረድኦም ክብል ይውስኽ። ኣጸጋምነት ናይ ዝነበረ ኩነታት እናበለ'ውን ንቅትለት ናይ ንጹሃት የመኻኒ ኣሎ። ምንባቡ ግን ኣገዳስነት ክህልዎ እዩ።

  • @menkafirst
    @menkafirst ปีที่แล้ว +1

    መስፍን ሐጎስ ሓቀና ታሪኽ ሻዕብያ ክጽሕፍ ንዝጽበዩ!!!
    አነ ብ1974 ካብ ሃይለስላሴ ዩኒቨርሲቲ ብዲግሪ ተመሪቐ ወዲ21 ዓመት ህዝባዊ ሐይልታት ዝተሰለፍኩ'የ። በቲ ግዜቲ ህሓሓኤ ካብ 400 ዘይበዝሑ ኢና ነርና።
    አብ ሐይሊ ዓሊ ኢብሪሂም መራሕ ጋንታ ማሕሙድ ሃንደበት መራሕ መስርዕ ወዲ ዑቅቡ (ዓዲ ንፋስ ሓማሴን) ናይ ሓይሊ ተኸታታሊ ሜላ(political commissioner ) በረኸት በርሀ ( በረኸት ዓማ ) ሽዑ ሓይልታት ኢና ነርና: ብሬን ሒዘ ነይረ። አብ ዕጥቃዊ ቃልሲ መራሕ መስርዕ ደረጃ'ዉን ይኹን ሓላፍነት'ዉን ሒዘ አይፈልጥን። ብአብ ዉሽጢ ቃልሲ ቃልሲ ስለ ዝተገምገምኩ። በቱ አብ ዩኒቨርሰቲ ተመሃሮ ምንቅስቃስ አንጻር ጃንሆይ: አብ ጎጃም ደብረማርቆስ 3 ወርሒ ማእሰርትን ነዓመት ካብ ትምህርቲ ክስጎግን ካብ ዝተፈረዱ ተማሃሮ ስለዝነበርኩን ቅድሚ ምስላፈይ ስሩዕ ሰለዘይነበርኩን ምስቲ ዘቅርቦ ሕቶታት ናይ መንካዕ ዝንባለ አለዎ ብምባል። ሽዑ መንካዕ ተአሲሮም'ዮም ጸኒሖምኒ። አብ 1976 ብጻይ ስዉእ ጎይትኦም በርሀ( ናይ ሕጊ ዲግሪ ወሲዱ ብ1972 ዝተሰለፈ ዝመርሖ 2ይ ምነቅስቃስ መንካዕ ግን አባል ነይረ ። አነ ብጻይ ጎይትኦምን በረኸት ዓማን ድማ ተአሲርና።
    አነ አብ ዝተሰለፍኩሉን አብ ሓይልታት ከለኹ ይኹን አብ ሐለዋ ሰዉራ ከም እሱርን ብዛዕባ እቶም ቀንዲ መሳርሕቲን መጋብርቲ ኢሳያስ አፈወርቂ ደሕረባይቶኦም ዝወሃበና ሓበረታት ነይሩ። መንካዕ (ናይዝጊ ክፍሉ ዘጠመቆ ስም) ፍልስፍና ኮይኑ ናይ መንካዕ ዝምባለ አለዎ ክምንክዕዩ መንኪዑ ኢሎም ዝአስሩን ዝቀትሉን ካብ ዝነበሩ ቀንዲ ሐደ መሰፍን ሐጎሰ'ዩ። ሐደ ካብቶም ብሂወቶም ዘለዉ ብ1972 ብመስፍን ሐጎስን አድሐኖም ገብረማርያምን ብእሾኽ ካብ ዝተጨፍጨፉ ቅድሚ 20 ዓመት አቢሉ ይኸዉን " ወፊሮም ዘይተመልሱ " ዝደረሰ ገዲም ተጋዳላይ መኮነን ወዲ ድግሳ አብ ካናዳ አሎ።
    እምበአር ብዛዕባ መስፍን ሐጎስ ገለ ካብቲ ዝወሃበና ዝነበረ ድሕረባይታ:
    1 ንሜዳ ከምቶም ካልኦት ንቃልሲ አይወፈረን። አብ ዓዱ ሰብ ቀቲሉ። ንዓዲ አምሐራ ሃዲሙ ተሐቢኡ ይነብር ከም ዝነበረ። ስድራቤት መዋቲ ሕነ ክፈድዩ ይከታተልዎ ነይሮም። አበይ ከምዘሎ ሓበረታ ይረኽቡ። ስድራበት መስፍን ሐጎስ አድራሽኡ ከም ዝተፈልጠ ይሕብርዎ። ከየርክብዎ ብ1966 ገጹ ናብ ጀብሀ ተሰሊፉ።
    2 ቅያዳ ዓማ/ጠቅላሊት መሪሕነት ካብ1969-70 ንጀብሃ ትመርሕ ዝነበረት 38 ዝኣባላታ: ዋና ጸሐፊአ ኢሳያስ ኣፈወርቂ አብ ዝነበረሉ ግዜ : ዑስማን ሳልሕ ሳበን ኢድሪስ መሐመድ አደምን ምስ ተባእሱ: ሳበ ደቂ ቀይሕባሕሪ ሒዙ ህሓሓኤ ዝብል ስም ሒዙ ተፈንጨለ (ቅድሚ ህሓሓኤ 2ይወገን ምስያሙ) እቲ እንኮ ላዕለዋይ መራሒ ክርሰትያን ምስ ሳበ ዝተፈንጨለ መስፍን ሐጎስ'ዩ። ምስ ሰልፊ ናጽነት ዝኾነ ይኹን ምትእስሳር አይነበሮን።
    3ይ ብ1972 አባል መሪሕነት ህሓሓኤ ከሎ አብ ደፈረ ሓማሴን ሰብ ተቀቲሉ: ናይ ጥይት ቃላሃ አብቲ ከባቢ ተረኺቡ። ካብ አባላት መንካዕ ንመስፍን ሐጎስ ጠርጢሮም ጥይትካ አቁጽር ተባሂሉ አቅቢጹ። ን ኢሳያስ አፈወርቂ ሒዙ። እቲ ዝተቀትለ ሰብ ከም ቀታሊ ሐዉ መስፍን ሐጎሰ ተባሂሉ'ዩ። ድሒረ ዝተሐበርኩዎ አቲ አብ ደፈረ ዝተቀትለ ቀታል ሐው መስፍን ሐጎሰ ከምዘይኮነ እንታይድአ ቤተሰብ ናይቶም ተጻባእትና ዝብልዎም። እቲ ዝሃቡኒ ሐበረታ ሐዉ መስፍን ተኸሲሱ ብቅትለት አብ ቤት ማእሰርቲ አስመራ ፍርዱ እንዳተጸበየ ምስ ሐደ እሱር ተባኢሱ። እቲ መባእስቱ ሐያልን ዱልዱልን ሰለዝነበረ ሐንቲ ቡኛ ምስ ሃቦ ሞይቱ። ጅግና ስዉእ አብራሃም ተኽለ ዝመርሖ ጅግንነት ዝተገብረ ሰርሒት ኡሱራት ምወጻእ ፈዳይን ጀብሀ ወጹኡ ግን ሰሩዕ ሻዕብየ'የ ሰለዝበለ ምስ በዓል ሃየለ ድሩዕ ናብ ሻዕብያ ተጸንቢሩ።
    4ይ አካለስንኩላን ማይሐባር ክጭፍጨፉ ከለዉ መስፍን ሐጎስ አዛዚ ሰራዊት አርትራዩ ነየሩ።
    5ይ ብ 2021/03 መስፍን ሐጎሰን ሕሰን ከሊፋን ዝመርሕዎ መሰጋገሪ መንግስቲ አርትራ ንምምስራት ብመራሕቲ ህወሐት ተመልሚሉ ተመዊሉ ንዕለት 22-24/03/21 አብ ለንደን ዝተሐስበ አኼባ ብምኽንያት ኮቪድ ከም ዝተሓላለፈ አብ TH-cam Gedim Tegadalay Alene Medhane ብ2019 ገሊጸዮ አለኹ።
    እዚ ካብ ወቅያኖሰ ብጨልፋ ካብ ደሕረባይታ መስፍን ሐጎስ'ዩ። ታሪኹ ታሪኸ ርእሰፈሺስቲ ኢሳያሰ'ዩ። ናይ ሐደ ቅርሺ ክልተ ገጽዮም። ታሪኾም ሸፊኖም fake ታሪኽ ጥራሕዮም ክህቡ ዝኽእሉ።
    እቶም አንቢበ ርእይቶይ ከምብረሉ ነዛ ጸሕፍቲ ዝለአኽኩምለይ የመሰግነኩም ።
    ተሰፋ ይገብር አብዚ ቀረባ ግዜ:
    እቶም አብ ሀብታም ዘይኮና ሃገራት ዝርከቡ አርትራዉያን እዚ አብ ሃብታማት ሃገራት ዝርከብ ህዝብና አብ ክልተ ተኸፊሉ እሞ ተቃዋሚየ እንደበለ:
    1ናይ አርትራ ትግርኛን ናይ ኢትየጵያ ተጋሩን ዝሐወሰት ዓባይ ሃገረ ተጋሩ ዝብሉን
    2 ናይ አርትራ ሰራዊት ሰራዊትና'ዩ ዝብሉን
    3 እዞም ብወያነ ዝተፈጥሩ ዉድባት ሳሆ ዓፋር ቀይሕባሕርን ኩናማነ ከምኡወን እተን ማሕበራዊ ሰረተን አስላም ዝኾና ተቃወምቲ ዝብሉ እንታይ ረብሐዩ ዘለዎም አብ ዓባይ ትግራይ ርእይቶኻ ሃበና ንዝበሉኒ ክምልሰሎምየ።

    • @menkafirst
      @menkafirst ปีที่แล้ว

      @menkafirst= አለነ መድሃኔ

  • @etiioerit2563
    @etiioerit2563 ปีที่แล้ว

    ኣቦና መስፍን ሓጎስ ጅግንነትካ ኣብ ኤርትራ ዝገበርካዮ ኣበርክቶን ዝክሓድ ኣይኮነን ምስ እዛ ማሓስእ ሕውሓት ሓቢርካ ነቲ ዝተቃለስካሉ ኤርትራዊ ዕላማን ኤርትራዊ ወኒ ደርቢኻ ነዛ ብእንፍጅን ትነብር ውድብ ከተሐዊ ምፍታንካ ዘሕዝን ኢዩ ሰብ ሙሉእ ዕድሚኡ ጽድቂ ሰሪሑ ክመውት ከሎ ይንሳሕ እምበር ኣይጽይቅን ኢዩ

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal ปีที่แล้ว +2

    Denial, nostalgia, and arrogance (DNA), upon which EPLF and Eritrea are built. We have to cure ourselves of these national sicknesses.

  • @yoseffessehaye6843
    @yoseffessehaye6843 ปีที่แล้ว +1

    አቶ መስፍን ድሕሪ ማይ አብ ብዓቲ ከምዝ ኢልካ አብ ሚድያ ምምጽአካ እውን ጽብቅ እዬ
    ግን ንስካ አብቲ ተግባር ቅትለታት ተዋሳኢ ነርካ ኢካ ስለዝ አብዛ ምድር ከለካ ንሕዝቢ ኤርትራ ተነስሕካ ካብ A-Z እውጽአዬ ተግባርካን ተግባር ህዝባዊ ግንባርን ካብኡ ሐራ ኩን ምክንያቱ ጊዜ አይጽበየካን እዬ ጊዜ እንዳአንቆልቀለካ እዬ ዝከይድ እዝ ክብል ከለኩ ገና እታ መጽሐፍካ አብ ኢደይ አይብጽሐንን
    NB እዚ ርእቶይ ክጽሕፍ ከለኩ ግን ካብቲ interview አዘራርባካ ተበግስ እየ።ካልእ ርኢቶ እውን please አብ Media መጽኢካ ተዛሪብ ከምዝ ምስ ሳሜኤል ዝገበርካዬ እብኡ እውን ይስነድ እዬ thanks

  • @aiedahaile495
    @aiedahaile495 ปีที่แล้ว +1

    Mesfin is a criminal he is accountable for our genius fathers. He was the slave of this evil dictator

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +9

    እታ ዝዓበየትን እታ ዝበለጽትን መጽሓፍ ናይ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ገና ኣብ ርእሱ እያ ዘላ ፡ ስጋብ ሎሚ ኣይተጻሕፈትን ኣይተሓትመትን። እዛ መጽሓፍ ብዓይነታን ትሕዝቶኣን ኣብ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ መወዳደርቲ የብላን።
    ነዛ ኣብ ኣእምሮ ናይ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ዘላ መጽሓፍ እትበልጻ ፡ እታ ኣብ ርእሲ ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘላ ጥራይ እያ። ንሳ ብምንም ተኣምር ክትሕተም ኣይትኽልን እያ። ምኽንያቱ ፡ ውልቀመለኽቲ ናይ ብሓቂ መጽሓፍ ሓድጊ ኣይገድፉን እዮም።
    ንመጽሓፍቲ ናይ ተጋደልቲ የማነ ተኽለገርጊሽን ተስፋይ ተምነዎን በቲ ዘዘንተዎኦ ምስጢራት እንተ ተገሪምኩም ፡ ነታ ዘይተሓትመት መጽሓፍ ናይ መስፍን ሓጎስ ኣንቢብኩም ፡ ብዛዕባ ኤርትራን ገድላን ካልእ መጽሓፍ ምንባብ ኣይከድልየኩምን እዩ።
    ሓደ ሰብ አብ ኣብ ዓለም ሓንሳብ ጥራይ እዩ ዝነብር። ስለዚ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ነታ ገና ኣብ ርእሱ ዘላ መጽሓፍ ፡ ኩሉ ዝረኣዮን ዝሰምዖን ዳሕዲሑ ጽሒፉ ፡ ካብዛ ዓለም ከም ኩላትና እንተዝሳናበት ፡ እቲ ዝዓበየን ዝበለጸን ታሪኽ ምገደፈ ኔሩ።
    ኣብዚ ክተሓባበርዎ ዝደልዩ ብዙሓት ፈተውትን ሊቃውንቲ መሓዙትን ከም ዘለዉዎ ኩልና ንፈልጥ ኢና።
    እሞ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ፡ ሃየ ትብዓት ጌርካ ነዛ መጽሓፍ በጃኻ ጽሓፋ። ከምዚ ኣድሓኖም ገብረማርያም ዝገበሮ ፡ ነታ መጽሓፍ ኣብ ርእሱ ሒዝዋ ንመቓብር ከይከይድ ሓደራ።

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 ปีที่แล้ว +2

      ኣይትጸበ። ንሳ ኣይክኻስሳን እዩ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

      @@eritreanhiwot4667

    • @weyni4695
      @weyni4695 ปีที่แล้ว +1

      Haki zereba eyu kubur haw

  • @medeber0077
    @medeber0077 ปีที่แล้ว +3

    ክሳብ 2002 ክጽሕፍ አይክእልን ክትብል ከለካስ እቲ ድሕረካ ዝተስለፈ ኢስያስ ድዩ ከልኪልካ ዝሕዝን እዩ ሕጂ ድማ ተረፍ ንዘለካ ዕድመ አብ ስደት ክትበሊ ገርኳ ብጣዕሚ ሐዚነልካ

  • @TV-qc2lu
    @TV-qc2lu ปีที่แล้ว +2

    እዚ prof. ዓወት ትብሎ ዘለኻ እሞ ጨሪሱ ዘይውሓጠለይ ሰብ እንድዩ ! ክሳብ እዚ ቀረባ እዋን 2009-2011 Papagallo ናይት ስርዓት ዝነበረ እንድዩ . ፈቆዶ festival ህግደፉ ዝጎይ ዝነበረ እዩ ::

  • @aronberhane6179
    @aronberhane6179 ปีที่แล้ว +2

    Mesfin you keeler

    • @Sador_1
      @Sador_1 9 หลายเดือนก่อน

      ???

  • @solomonhabton458
    @solomonhabton458 ปีที่แล้ว +4

    I wish this book to be written in tigrigna. Thank you

    • @SalehAbdela
      @SalehAbdela ปีที่แล้ว

      ሐታታይ ወላ ውን ብቀረባ ትፎልጦ ተኾንኻውን አብ ሰብ ዝሰምዖን ዝርኦን ዕላልን ሕቶ ንጋሻኻ አቶ መስፍን ኢልካ ክትጽውዖ (ዕድመኡ ውን ) የገድደካ::
      ሕቶታትካ'ውን ብሱልን አቀዲምካ ክትሐሰበሉን ይምረጽ::
      አቶ መስፍን የዔርዮልካ እምበር ካብተን ናይ መጀመርታ ሕቶካስ ካብ ሞያዊ ሐታታይ ዘይትጽበዮ ኢዮ:: " ንምታንታይ ኢያ ብእንግሊዝ ኮይና ብትግርኛ ዘይኮነት "
      ብትግረ ኸ? ብዓረብ ኽ?ከምኡን እንተታኻኢሉ ብካልኦት ቋንቋ ትግርኛ ኸ? ኤርትራዊያን ዘይኮኑ አሕዛብ ታሪኽና ክፈልጥዎ አይግባእን ድዮ?
      እታ ሕቶኻ ክኽውን ዝነበሮ " አቶ መስፍን እዚአ መጽሐፍ ብኻልእ ቋንቋታት ኤርትራ ናይ ምትርጎም መደብ አለኾዶ?
      እታ thank you and okay ውን ብየቀንዬለይ : ሕራይ ወይ ብግርም እንተትካእ ናይ ሙልእ ብሙሉእ ናይ ትግርኛ ዕላል ምኾነ ::
      I don’t see any problem if Eritrean history history in English, French or other languages. If you’re thinking only locally you shouldn’t suggest it to be only in Tigrena, how about Arabic, Tigeigna and if possible other local languages. Not mixing some English words in Tigrena language interview doesn’t help to make the interview to be organic.
      The intellectual reformists who were given a bouges name by Nizghe Kiflu is not ሜንካዕ but መንካዕ :: I respect you and your effort to invite guests to educate us , however I see the need of huge practice in preparing your question and doing some research about the topic and the person.
      Finally I would to remind you one of the task of interviewer is to challenge their guests and to make a follow up question.
      This problem or basic lack of journalism ( frankly speaking more interviewer than journalists)is not only you but on most of Eritrean channels.
      As we are in developed world there are so many tools help us to improve our knowledge.
      As for Ato Mesfin I would to remember and challenge him to write everything he knows not what he would like to tell because it’s the history of all Eritrean and Eritrea.
      The history of Eritrea belongs to Eritreans . No body has more or less ownership of the history. Either tell it the way it was and the way it is . If not it’s disservice the country history and the people.
      አቶ መስፍን ዝደልዮ ጠራይ እዬ ዝዛረብ ምባል ብሞራልን ብሕጊ ታርኺ ውን ቁቡል አይኮነን:: ናይ ታሪኽ ኤርትራ ወነኒ ባዕሉ ሕዝቢ ኤርትራ ዝለዝኾነ ወይ እትፈልጦ ብግልጽን ብሐይቅን ምግላጽ ወይ ከአ ትም ምባል ይምረጽ :: ታሪኽ ናይ ህዝብታት ብትደክዮን ብዘይ ትደልዮን አይጻሐፍን እዮ እንታይ ደአ ከመቲ ዝነበሮን ከምቲ ሐቅታትን እዮ::
      ዋና ታሪክ ኤርትራ ሕዝብ ኤርትራ እዮ::
      If not it’s corrupting history!!

  • @sielehabtom1524
    @sielehabtom1524 ปีที่แล้ว +5

    መጀምሪያ ሰላም ኩቡር ተጋዳላይ መስፉን ሓጎስ ግን ኣነስ ገለ ምሽጥር ዝሓዘ እዩ ዝመስለኒ ቢሉቡ ወይ ካብ ዊሽጡ ኣይመስለንን ብዝኮነ ግን ክብረት ይሃበልና ኩቡር ኣቦና

  • @hibetbiedu1311
    @hibetbiedu1311 ปีที่แล้ว +1

    ህዝቢ ኤርትራ ክንደይ ካብ ሚእቲ እንግለዝ ይፈልጥ ብትግርኛ ዘይትጽሕፍዋ ነዛ መጽሓፍ

  • @SuperMobly
    @SuperMobly ปีที่แล้ว +2

    JGNA hero 🙌

  • @tesfagergishsereke144
    @tesfagergishsereke144 10 หลายเดือนก่อน

    ★ ኣገደስቲ ሕቶታት ጉቡእ መልሲ ዘድልየን ።
    1, ኣውራጃ ማለት እንታይ እዩ??
    2, ኣውራጃ ማዓስ ዓመተ ምህረት እዩ ቀይሙ??
    3, ኣውራጃ ክልላዊ ካርታ ወይ ደረት ኣለዎ ድዩ? ብመን መዓስ ዓመተ ምህረት ከ ተከሊሉ??
    4, ኣውራጃ ብሓደ ሕጊ እንዳ ባ ድዩ ዝምራሕን ዝፍረድን ወይ ካልኦት ሕግታት እውን ኣለዉዎም??
    5, ኣውራጃ ፖሎቲካዊ ቅርጺ ምሕደራ ዶ ወይስ ትውልዳዊ ዓሌታዊ ቅርጺ ኣቃውማ እዩ አለዎ?? እቲ ቀንዲ ኣቃውማ ናይ ኣውራጃ እንታይ እዩ ዕላምኡ???
    6, ንኩለን ኣውራጃታት ኣማእኪሉ ዘማሓድር ሃገራዊ ሕግን ስርዓትን ከ ኣብ ዘመን ኣውራጃታት ነይሩ ዶ???

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

    መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ስርዓቱ ኣባሓጎታቱን ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ገድሊ ፡ ብናይ ክራይ መንነት ክብርን ቋንቋን ልቦና ገዚኡ ፡
    ነባሪትን ጽንዕትን ሃገር ዝሃነጸ ሕብረተስብን ሰውራን የለን።
    ኤርትራውነት ዘኹርዕ ፡ ህዝቢ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ናቱ ምስ ዘኽብር እዩ።
    ህዝቢ ኤርትራ መሪር መስዋእትን ረሃጽን ዝኸፈለን እተጋደለን መንነቱ ክብሩን ቋንቋታቱን ክዕቅብ እዩ።
    ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ መንነት ክልቃሕን ክካረይን ፡ ብናይ እንዳማቱ ወድኽደኽ ክብልን ኢሉ ኣይተጋደለን።
    ናጽነትን ሓርነትን ማለት ነቲ ናትካ ፈንፊንካ ፡ ነቲ ናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት ኣንጊስካ ተዋሪድካ ምንባር ኣይኮነን።
    ኤርትራ ኣዝዩ ዘሕብን መንነት ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ ፡ ኣብዚ ትግራይት ትግርኛ ናይ 85% ህዝቢ ኤርትራ ይውክል።
    ከምዚ ኮይኑ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ በዚ ዘሕብን ናትና ቋንቋታትና ንመሃር ኣለና።
    እንተኾነ ግና ብኤርትራዊ ቴለፎን ኤሪተል ክንድውል እንከለና ፡ ካርታ ኤርትራ ኣብ ኢንተርነት ክንርኢ እንከለና ፡ ኣብ ክንዲ በቲ እንኾርዓሉ ቋንቋታት ትግራይት-ትግርኛ ብባዕዳዊ ቋንቋ ዓረብኛ ኢና መልሲ እንረክብ።
    እዚ ነቲ ናትና መንነት ዘንእስ ፡ ነቲ ክብረትና ዘዋርድ ፡ ነቲ መስዋእትና ከንቱ ዝገብር እዩ እሞ ፡ መንግስቲ ኤርትራ ንኽብረት ህዝቢ ኤርትራን ህዝባን ኢሉ መኣረምታ ይግበረሉ። ስለዚ እቲ መልሲ ሓደ ብቋንቋ ግእዝን ኣህጕራዊ እንግሊዝኛን ዶ ኣይምሓሸን፧
    ነቲ ናቱ ዘየኽብር ፡ ነቲ ክብሩ ዘይሕሉ ከመይ ኣቢሉ እዩ ዓለም ክብሪ ክህቦ፧ ስለዚ ንሕና ነቲ ናትና ነኽብር ፡ ነቲ ባዕዳዊ ዓረብኛ ኸኣ ልዕሊ ዕስራን ክልተን ሃብታማት ሃገራት ዓረብ ሓለውቲ ኣለዋኦ። .

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 ปีที่แล้ว +1

    ደሓር ካኣስ "ኣፍሪቃዊ ሰውራ ዳግም እንግዝንቶ" ብዝብል ዩ ክሽፍኖ ፈቲኑ እዚ ድማ ነቲ ክሳብ ሕጂ ዝኸዶ ዘሎ ካብ ህዝቢ ኤርትራ እናተሓባእካን ካብ ህዝቢ ዝመጹ ሕቶታት ንዝይምምላስን በዓቢኡ ድማ እቲ ቃልሲ እግሪ ተኺሉ ነቶም መሳርሕቱ ከየልግሶምን ውሽጢ ውሽጢ ዝከዶ ዘሎን ዝጸነሐን መቐጸልታ ዳኣ እምበር ናይ ብሓቂ ነቲ ዝነበረ ሓቀኛ ፍጻመታት ከም ዘሎዎ ክጽሕፎ ሞ እዚ ዳሕረዋይ ወለዶ ክማሃረሉ ኢሉ ዘይኮነስ ኣቓልቦ ዶኾን ይረክብ ዝብል ጉርሒ ዘበገሶ ሃንቀውታ ዩ ኢለ የ ዝኣምን

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r ปีที่แล้ว +1

    እዚ ኣብ ሳሕል ኤርትራዊ ዘጽነተ ዕሉል ገበነኛ ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ፉርዱ ዝቕበለላ እዋን ሩሑቕ ኣይኮነን ::

  • @ብርክቲደጋል
    @ብርክቲደጋል ปีที่แล้ว +2

    ንቲ ኣብ ፎርኖ ጠቢስካዮ ዝብሉካ ዝኪርካ ዮ ዶ ።

  • @Gunner77
    @Gunner77 ปีที่แล้ว

    መስፍን ሓጎስ ከዳዕ ኣብ ዝበላዕካሉ ትፋእካ ትተፍእ ሰብ ኢኻ ። ወላኳ ጅግነት እንተ ገበረ ናይ ዘልኣለም ጅግና ዝበሃል የለን ብኽድዓትካ ኩሉ እቲ ጅግንነትካ ተደምሲሱ ኢዩ ። ፎእ

  • @medhanealemeritreaybark3478
    @medhanealemeritreaybark3478 ปีที่แล้ว

    ተጋዲሉ ብግዜ ንእስነቱ ዳሕራይ አብ ስሪኡ ዝሸነ መስቶም ጉጅለ 15 ብጾቱ ንኤርትራ ደፊሮም ክሸጥዋ ምስ ወያኔ ተሰማሚዑ ዝነበረ እሞ ዘይኮነሉ ከዳዕ ከሲሩስ ናብ እምኒ ንሓመዱ ማዕቢሉ አሎ እምኒኸ ከተስዕሮ ድያ ዋላስ ጥንቅልዓሸው ከተብሎ መልሲ ንትዓዘብቲ
    ዓወት ንሓፋሽ ዘንት እለት ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
    ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓርበኛ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ !!!! እታ (ኣነ ሞ መን ኮይነ ኢየ ታሪኽ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ክጽሕፍ) እትብል ቃልካ ንትሕናኻ እትገልጽ ደስ ኢላትኒ ግን ድማ እስኻን መሰልትኻን ዘይጽሓፉ ዳኣ መን ክጽሕፍ መን ከዘንቱ ድማ ገሪምኒ።
    ኣርካናት ኤርትራ ቅያኹም ዓለም ዘገርም ክንሱ ህዱኣት ምዃንኩም ቆሎ ጥጥቆ ዘይምዝራብኩም ድማ ካብቲ ዘሐብን ንመጻኢ ውን ብርዝነት ዘዘክረክም ኢዩ እሞ ካብቲ ክልመድ ዘለዎ ኢዩ።
    ታሪኽ ግን ኣብዚ ክጠቅሶ የብለይን እትብሎ ኣለኻ እሞ ዋላ ንድሕሬኻ ዝተርፍ ሰኒድካዮ ዝተርፍ ግበር ኢለ ክላበወካ እደሊ። የቀንየለይ።

  • @SkyEritrea
    @SkyEritrea ปีที่แล้ว +3

    ገለገለ ገርህታት ሰባት ተሕዝኑኒ፣ስለምንታይ እዞም ሰባት ታሪኾም ከይተሰነደ ከይሓልፉ ክስነድ ኣለዎ ትብሉናሲ እቲ ብዛእባ ናደዉ እዚን ካልእ ጽቡቅ ታሪኽ ተደይኮይኑ ብዛእባ ኣብ ሜዳ ዝረሸንዎምም ዘሕቀቅዎም ከመይሎም ክነግሩና፣ኢሰያስ ኬድካ ታሪኽካ ንገረና ኢልካ እንተትሓቶ እንታይ ክብለካ ትጽበ ቀቲለ ረሺነ ኣሕቂቀ ጀጋኑ ኣብሸላታት ኣሲረ ከመይሉ ክብለካ ትጽበ፣ካብመስፍን ሓጎስ ጀሚርካ ኩሎም 99% ታሪኾም ፉሉጥዩ ❗️

    • @nakurayagheli1846
      @nakurayagheli1846 ปีที่แล้ว

      ንስኽን እውን ገና ክትሓቃ ኢኽን

    • @SkyEritrea
      @SkyEritrea ปีที่แล้ว +1

      @@nakurayagheli1846 እስኻ ግን ክትሓቅቅ ኣይምነየልካንየ ምኽንያቱ 1ኤርትራዊ ክኸፍኦ ስለዘይምነየሉ

    • @P30150
      @P30150 ปีที่แล้ว

      @@nakurayagheli1846ፎ ሰነፍ!

  • @MrAkaasmara
    @MrAkaasmara ปีที่แล้ว +1

    He’s past 80 years old and said he is waiting for the right time to write about Isayas..

  • @h.gebrndras6749
    @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

    ኤርትራውነት ኣይኮነን ብደጎላን እምንን ብሚሳኤል ኣይተሳዓረን

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 ปีที่แล้ว

    ሳሙኤል ንሰፊሕ ዕላል ምስ መስፍን ሓጎስን ነመስግን ፡ኣብታ ብስም መንካዕን የሚንን ዝተቐትሉ ፡ከም ስዋኣት ዲና ክንፈልጦም? ድሕሪ ናጽነት ይኹን ሕጂ ን ቤተሰቦን ንህዝብን ፡ካብ ብ በራሪ ዝተሸለለ ወረ ኣብክንዲ ዝፈልጥን ዝሰምዕን ፡ብኸመይ ክፈልጡ ኣለዎ ትብል?

  • @yousufmussa8976
    @yousufmussa8976 ปีที่แล้ว +1

    ሳሚኤል ሐደ ሞኮነን ዝበሃል ተቀማጣይ ካናዳ ብዛዕባ መስፉን ሐጎስ ተዛሪቡ እዩ ። ሰለዚ ንቲ ብሞኮነን ተበህለ ሓቅነቱ ንምርግጋጽ ንመስፍንን ሞኮነንን ገጽ ንገጽ አቅርበልና ።

    • @nakurayagheli1846
      @nakurayagheli1846 ปีที่แล้ว

      ክላ ኣልግስ ናይ ሰኽራማትን ገዳይም ከዳዓትን ዘረባ ሰሚዕካ ታሃንካ ኣይተውጽእ?

  • @nakurayagheli1846
    @nakurayagheli1846 ปีที่แล้ว +4

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ማርሻል መስፍንሓጎስ

  • @wediEritrea
    @wediEritrea ปีที่แล้ว +1

    One question to former tegadalay Mesfin is, how can he renegade to the people of Eritrea by making a compromise with weyane and assuming they will help him march to Asmara to be the leader of the nation. How can SHOULD that thinking goes thru his vein after being a hero and serving the struggle. His assumption with the leaders is different but to renegade his people is something he will die with his conscious. Why he wrote the book in english is simple, so the likes of Awet are thinking to win the young generation but this is only a dream

  • @alexandermulugeta4807
    @alexandermulugeta4807 ปีที่แล้ว

    ግዜ ከይከደ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ ክትቀርብ ንምሕጸን።
    ክቡር ኣቦና ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ከኣ ንስለ ዝኸፈልካዮ ዋጋ ኣዚና ነመስግን ፡ ደጊምካ እዚ ወለዶ ካብ ታሪኹን መንነቱን ኣርሒቑ ከይከይድ ተመክሮታትካን ዝሓለፈ ሰውራዊ ቃልስን ብመጽሓፍካ ኣቢልካ ክትነግሮ ምኽኣልካ ደጊምና ነመስግን።

  • @shishaygebremedhin5703
    @shishaygebremedhin5703 ปีที่แล้ว

    ብሩህ መጻኢ ንሻዕብያ ከም ጸላኢ ዘቐመጠ እንኮ ምንቅስቓስ ኢዩ። ብሩህ መጻኢ ብኽንደይ ሽግራት ዝሓለፈ እኳ ተኾነ፡ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ግን ብሩህ መጻኢ ኣሎ ክባሃል ኣይካኣልን። ሓሳብ ብሩህ መጻኢ ካብ ሓሳብ ናብ ዉልቀሰባት ክቕይርዎ ካብ ዝጽዕሩ ነዊሕ ጌሩ'ሎ። ልክዕ ከምቲ ህዝባዊ ግንባር ኢሰያስ ዝባሃል ጣኦት ሰሪሑ ዝመጸ። ሕጂ ዉን ንህዝቢ ኤርትራ ተሰካሚ ሓዲሽ #ጣኦታዊ ኣምልኾ ክገብርዎ ቅዲ ሻዕብያ ክኽተሉ ካይደቀሱ ኢዮም ዝሓድሩ። ነዚ ጣኦቶም ዘይውድሱ ወይ ዝነቕፉ ጽሑፋትን ኮነ ሰባትን ካኣ ኩርባባ ክብሉ ይውዕሉ ኣለዉ።
    እዚ ጣኦት ፍሉይ ዝገብሮ መድያ እምበር ሜዳ ኣይፈቱን'ዩ። ወረ ካብ መድያ ናብ መድያ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ዉዱብ ናብ ዉዱብ ናይ ምዝላል ፍሉይ ልምዲ ዉን ኣለዎ'ዩ። #felxible ኢዩ። ነቶም ቲፎዙኡ ዉን ብጥዑም መልሓስ ክጥብሮም እምበር ፡ ብመትከልን ዕላማን ኣይውድቦምን'ዩ። ዓቕሚ ዉን የለን።
    እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጽሑፋት ናተይ ኮይኑ፡ ነዚ ጣኦት ዘፍርስን ርእሱ ዘሕምምን #ክታብ ስለዝኾነ ከባህርሮም፡ ክሓርቁን ግድን'ዩ።
    ብሩህ መጻኢ ኤርትራ 12/7/2023 29:04 29:05

  • @surafeltsegay7210
    @surafeltsegay7210 ปีที่แล้ว +2

    My heart is broken, I have been hearing this story since 2012. Menkae and yemin. Lekes baclom fereti baclom qetelti sdrana. Gena not enough ab gexkan zre hatiat bzuh iyu tenexihka mkad ab fetafika ninuus welodo kea keydgem mihirka kid diyablos😢

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 ปีที่แล้ว +2

    እዛ መጽሓፍ በቲ ናይ ኣደ ቋንቋ ዘይምጽሓፋ እኳ ቁሩብ ቂር እንተበለኒ፣ ብትግርኛ ኣብዚ ሓጸረ ግዜ ክትዳሎ ተስፋ ይገብር። ብዚኾነ ግን ስለቲ ኣበርክቶኻ የመስግነካ ብጻይ መስፍን ሓጎስ። ብዝተረፈ ሳሚኤል (ዓካዓካ) ክብርን ምስጋናን ዝግብኣካ ሰብ ኢኻ,ሞ፣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @kalMHe
    @kalMHe ปีที่แล้ว +2

    Thank you all !!

  • @zeraslasieshiker7478
    @zeraslasieshiker7478 ปีที่แล้ว +5

    Thanks Mesfin and Samuel. We need more of these books Abona Mesfin.

  • @loli8ion
    @loli8ion ปีที่แล้ว +1

    Mesfin, by virtue of barely surviving multiple unfortunate/deadly events; by virtue of living longer and living in overwhelmingly free democratic society, you have bee presented a golden opportunity to make many wrongs right, by simply stating ALL that you know, ALL that you remember, no wrong, right or indifferent, nothing but the truth about events as much as you can recall. The truth shall set you free! In my opinion, the sad and convoluted history of Eritrean struggle followed by “independence” has NO grace period, NO time sensitivity, NO national security dangers, NO expiration dates until the witnesses of the events are expired. “There is a way to be good again” The kite runner by Khaled Hosseini🕊

  • @Mantuy189
    @Mantuy189 ปีที่แล้ว

    ኣነ ዝገርመኒ ህዝቢ ኤርትራ ትግርኆ ዘይኮነን ዝርዳእ ንምንታይ English ኽትጻሓፍ ተደልዩ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd ปีที่แล้ว +2

    ውዑይን አገዳስን ጉዳይ ጊሰን ( ጀርመን) ከሎ ነዚ ዘይእዋናዊ ጉዳይ ከተምጽኦ አይምተገበአን።

  • @LehiAb6125
    @LehiAb6125 ปีที่แล้ว +7

    You lead the nation courageously and bravely through the darkest times. Your moral integration and great determination in the midst of furious battles always tell who you are. You roar like a lion 🦁 from hills so everyone heard it, you face the flaming fire 🔥 and you prevailed victorious. Respected and Saluted by all officers and soldiers of Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Mesfin Hagos. Thank you for the service!!

  • @segidgebremichael3969
    @segidgebremichael3969 ปีที่แล้ว +2

    Where can we find the book? Is it going to be sell at Amazon book store?. We need a clear information please.

  • @temporary995
    @temporary995 ปีที่แล้ว +3

    ሓው ሳሙኤል ተዳሊኻ ስለትመጽእ ኣተሓትታኻን ኣቀራርባኻን ልዙብን መሳጥን ኮይኑ ረኺበዮ

    • @eliaslondon1585
      @eliaslondon1585 ปีที่แล้ว +1

      Samuel nay weyanika musmotet dhrit tihwitit❤

    • @henosdawit9271
      @henosdawit9271 ปีที่แล้ว

      ​@@eliaslondon1585
      Terewae zeytmehar gda teref amhara

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ሳምኤል ከኣ ብጣዕሚ ተገሪምካ። መሪሕነት ህዝባዊ ግምባር ከምኡ እዩ። ናይ ሽዑ ግደፎ እዞም ሕጂ ጠፊኦም ዘለውስ እንታይ ድዮም። ስለዚ ካብ ዜሮ ተበጊሱ ኣይኮነን እኮ እዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ሸፋቱ ዝብል ቃል ዝጥቀም። ሕሰቦ እሞ ምሁራት እዮም ኔሮም፡ ክቃለሱ ዝመጹ እዮም፡ ይፈልጦም እየ ይብል እሞ፡ ግን ንሕስያ ብዘይብሉ ከኣ ብጥይት ረሽነሞም። እቲ ውድብ ንዕኦም ብምስኣኑ ከሲሩ እዩ ይብል፡ ዋእ ከሲሩ ጥራይ ዘይኮነስ ወዲቁ እምበር። ኣነ ብወገነይ ስርዓት ደርግ ቁሩብ ቁሩብ ህጻን ከለኩ ኣርኪበሉ እየ ማለት'ሲ ገለ ነገራትስ ይዝክር፡ ግን ካብ እዛ ሕጂ ዘላ ኤርትራ እታ ኣብ ግዜ ደርግ ዝነበረት ኤርትራ ትበልጽ። እንተወሓደስ ኣቦይን ኣደይን ምስ ካልኦት ኣሕዋተይ ኮይነ እኳ ማኣዲ ይቅረብ ኔረ። ሕጂ ከ?

  • @Sador_1
    @Sador_1 7 หลายเดือนก่อน

    Jigna Mesfin. Thank you dearly for this memoir♥

  • @ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ
    @ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ ปีที่แล้ว +2

    Mesfum hagos nayzom ab sahl zketelkayom 3000 muhuran ke shelel elkayo gudam zkone zbe

  • @tonyztiger75
    @tonyztiger75 ปีที่แล้ว +1

    Nothing shameful than working with eritrean enemies, musfin

  • @samsonm2011
    @samsonm2011 ปีที่แล้ว +1

    amico mio, le tue guance hanno bisogno di un reggiseno

  • @medhane74
    @medhane74 ปีที่แล้ว +2

    I wish him the best but still I expected him to write all details including his mistakes . I believe in his 30 years leading there were up and downs.
    The second one is , even after independence there are a lot Eritrean disappeared while he was in position. I am sure he knows about those victimized Eritrean .
    So as a reader I want to learn and know what is the detail truth! Not only what he wants to tell me .

    • @anditk.f1470
      @anditk.f1470 ปีที่แล้ว +1

      He only wanted to tell what makes him look a hero. After all history favours those who narrates it. Nothing better to expect from such devils that murder their comrades for their opinion.

  • @maekelekichin6702
    @maekelekichin6702 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ሰብኣይ ካብ እስያስ ብዙሕ ዘፍሊ የብሉን
    ሓደ ክዛረብ ከሎ ብዙሕ እዩ ዕቃበትት ዝገብር
    ካልእ ከኣሲ የሚን ተባሂሎም ክቅንጸሉ ከለዉ
    ዘይፈልጥ ንሽም ጥራይ ኣብ ላዕለዋይ መሪሕነት ነሩ
    ካልእ ከኣ እስያስ ጥራይ በይኑ ከም ድላዩ
    ዝገብር ከም ዝነበረ ይረኣየካ

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว +1

      ትብሎ ዘለኻ ተገራጫዊ ኾይኑ ኣይረኸብካዮን?
      ተመሊስካ ንበቦ ፋሕ ኢሉካ ከይኸውን።

    • @hailewolde1816
      @hailewolde1816 ปีที่แล้ว

      ​@@user-ls9oh7wr8m
      እቲ ፋሕ ኢሉካ ዝበልካዮ እነተኣብራህካልና ?

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว

      @@hailewolde1816 ቀስ ኢልካ መሊስካ ንበቦ ጽሑፍካ፣ ሽዑ ክበርሃልካ ኢዩ።

    • @amanuelberaki770
      @amanuelberaki770 ปีที่แล้ว +1

      አፍልጦ ዘይነበሮ ዘይኮነስ ካብቶም ተግበርቲ እንዱ ነሩ ንሱ ግን ካብትሓታትነት ንክሃድምዩ ዕቃበታት ዝገብር ዘሎ

  • @yosephtesfay6913
    @yosephtesfay6913 ปีที่แล้ว +1

    The interviewee is saying that, he wrote what he wanted to be written. So can we consider it as a true reflection of the history of what had happened in the past? It seems subjective and biased information.

  • @abrehamabreham3111
    @abrehamabreham3111 ปีที่แล้ว +1

    መስፍን ሃጎስ ጉኺላ ሃሳዊ አበይ ኔሩ እዝኹሉ ዘበን ወገነኛ መቃብር ናይ ኢሳያስ ምስጢር

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal ปีที่แล้ว +1

    This is not the whole truth. Among other things, MH has not established any credibility and has not taken accountability for his participation in the liquidation of democratic movements (e.g., Menqae, Falul, Yemin, etc.). When this TH-camr announced this interview weeks in advance, I asked him if it was possible for him to facilitate any public discourse with MH. To date, for whatever reason, he has not responded. Social media is a global public space, and as such, it should serve the public good. I have at least 50 questions that MH should answer that are not necessarily included in the book that he is currently disseminating to the public.

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 ปีที่แล้ว +1

    ህወት ታሪክ- ተወልደ. ዓብየ. ሞተ ኮይኑ ታሪክ መስፉን። "መፈጸምታ ዘይብሉ ጉዕዞ"

    • @nakurayagheli1846
      @nakurayagheli1846 ปีที่แล้ว +1

      ተስፋ ዘይብልካ ትረፍ ኣንታ ድሩዝ ጓሓፍ

    • @tesfaiasbu6694
      @tesfaiasbu6694 ปีที่แล้ว

      ይርዳእኩም!