ህዝቢ ትግራይ ኣብ ፀላኢ መፃወድያ እዩ ዘሎ - ጀነራል ዮሃንስ (መዲድ) -

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • #LazaTigrigna #TigrignaNews #ላዛትግርኛ
    © Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
    This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this TH-cam Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Laza Tigrigna Media & Communications
    Email- lazatigrigna@gmail.com
    Mobile- +251962190971
    Selam City Center Building 6th Floor
    Mekelle - Tigrai -Ethiopia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    / lazatigrigna
    / lazatigrigna
    www.tiktok.com...
    www.lazatigrign...
    / lazatigrigna
    / kezahta
    / lazacinema
    / lazaidol
    / lazarecords

ความคิดเห็น • 53

  • @ashenafiadugna5437
    @ashenafiadugna5437 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    John IV the great

  • @ZeresenanayT
    @ZeresenanayT 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጅግና ወዲ ጅግና ንበረልና💪💪💪💪💪💪

  • @MiglasBaraki
    @MiglasBaraki ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    በዓል ክልተ መልሓስ ለኽባጥ ዝእመን ኣተግብር ብዝኾነ መለክዒ ተግባር እምበር ከም ነፋሒቶ ሕብርኻ ምቅይያር ንህዝቢ ትግራይ ታይ ክዓብሰሉ እንተኺኢልኩም ዋላ ጌጋ ይኹን ዝኣመንኩሙሉ ውሳኔ ኣተግብሩ ሽዑ ጌጋ እዩ ተባሂልኩም ናብ ልክዕ ትምለሱ እንተዘይ ኮይኑ መልኃስ ኣአዚኻ ከም ነፈሒቶ ምቅይያር ሰልቺና ጎይታዋ

  • @FisehaGb
    @FisehaGb 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጅግናና ክበረልና።

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ህዝቢ ትግራይ ካባኻን መሰላትኻን ዝኸፍኤ ፀላኢ የብሉን። እታ ትፅውዕዋ ዘለኹም ዕግርግር ንዓኹም ኣጥፊኣ ንህዝቢ እተዕርፍ ትኹን።

    • @FisehaGb
      @FisehaGb 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የጥፍእኻ። ዓሻ።

    • @SamiyGr
      @SamiyGr 3 นาทีที่ผ่านมา

      መቸም ዓቅምካ ፀርፊ ብቻ ስለ ዝኮነ እዩ ትፅራፍ ዘለካ ነቲ ጅግና ኣያና

  • @alemdesta4923
    @alemdesta4923 47 นาทีที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን! ነቲ ወትሩ ፡ ደላይ ፍትሕን : ፈታዊ ሰላምን ዝኾነ ፡ ወረጃ ህዝቢትግራይ ፣ ሰናይ ግዘ የምፀአሉ!!! ኣንቱም ፡ ብፍቓደ እግዝኣብሄር መሰረት ፡ ዋሓስ ህዝብኹም ኾይንኩም ፣ ኣንፃር ህዝቢትግራይ ተማሻጢሮምን ታሓባቢሮምን ፡ ንዝዘመቱ ናይ ጥፍኣት ሓይልታት ፡ ብጅግንነትን ብፅንዓትን መኪትኩም ፣ ውዕሊ ፕሪቶርያ ንኽፍረም ዘኽኣልኩም ፡ ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ድማ ፡ ክብርን ሞገስን ይግባኣኩም!!! እቲ ንጠልቦ ፡ ሓድነትን ልዑላዊነትን ትግራይ ፣ ሙሉእ ብሙሉእ ፡ ንኽምለስን : ንኽጋሃድን’ውን ፣ ብጥበብን ብብልሓትን ፡ ብትዕግስትን ብምስትውዓልን ፡ ከምትቕፅሉሉ ንታኣማመነልኩም!!! ንረብሓ ህዝቢትግራይ ዘቐድምን ፡ ኣብ ጉዳያት ፖለቲካ ውድባትን ጉጅለታትን ዘይወገኑ ፡ ኮይንኩም ከምትቕፅልሉ ተስፋ ንገብር!!!

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እምበር “መዲድ” !
    ሓደሻብ ንላዕሊ ሓደሻብ ንታሕቲ ።

  • @HaftomTadese-wb8wj
    @HaftomTadese-wb8wj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ንኻልእኻ በሎ ንዝአምነካ ጥራሕ ጉጅለ አደመ ናብ ስልጣን ንምምላስ ላሕ ዝብል ዘሎ ባህላዊ ጀነራል ከምቶም ዓለታዊያን ዝአምነዎ መስልዎ ይዛረብ ሓሻዊ ጉባኤ ዝገበረ ሕወሓት እና ንቕበል ዝበለ ሰብ እት ጉባኤ ፍትሓዊ አይኮነን ብምባል ከም ዞባ ዘይተረኸበ ህዝብ እናሃለወ ሐዝ ኸይድኻ ነት ህዝብ ተደናግር ምምኳር የሕዝን
    እቶም ፅበቓት ደቅኹም ትብል ንጉጅለ አደመ ድዩ ክክክክክክክሃሃሃሃሃሃሃ

  • @SamiyGr
    @SamiyGr 2 นาทีที่ผ่านมา

    ጅግና ኣያና ኮሪዓት ኢና በኣካ

  • @TeferMekonen
    @TeferMekonen 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደፊርካ ሽሙ ፀዊዕካዮ በጥራዕ በኻይ

  • @Okur-g4b
    @Okur-g4b 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አታ እዞም ቀንዲ ፀላእቲ ህዝቢ ትግር ካብ screen ዘይተርሕቑልና ድንቁርንኡን መሐይምነቱን ዝተደራረቦ ሰብ ዘይተወቅረ መዲድ!

  • @abdulkahsay2008
    @abdulkahsay2008 41 นาทีที่ผ่านมา +1

    No more war. Enough is enough. Tell us what is your position

  • @HasAsg-x6w
    @HasAsg-x6w ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዓሌታዊ ነፋሒቶ

  • @yonatanakalu-tk2xl
    @yonatanakalu-tk2xl 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Kefti wedi Adwa

  • @ባህልናሸው
    @ባህልናሸው 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣንበሳ ❤

  • @brhnw
    @brhnw 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ልትበላ 😅

  • @brhnw
    @brhnw 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እቺ ጠጋጠጋ ኣሉ

  • @Eritrea-t7b
    @Eritrea-t7b 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Kem tegaru tgraway mkonka terah mtehabaeka

  • @Mikisadfer
    @Mikisadfer ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ መስመሩ ንድሕንነት ትግራይ ብፅንዓት ዝቃለስ ዘሎ ጀግና። ብቃላት እትፃረፉ ክንዲሕፃቡ ኣይትፀርዩን ሓተላታት ኢኹም።

  • @AdAs-dd4ny
    @AdAs-dd4ny 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መዲድ ቶኽላ

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 49 นาทีที่ผ่านมา

    ኣታ ኸመይ ዝበለ ፈላጢ ፍሉጥ እዩ እዚ:: "ትግራይ ኣብ መጻወድያ እያ ዘላ"

  • @atakltidesta8015
    @atakltidesta8015 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተለል ተሰኻኸል ከመሸየ

  • @nowarpeace2488
    @nowarpeace2488 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ወርቂ ቢዝነስ ከመይ አላ ኢልኩም ጠይቁለይ።

  • @SemiraSalih-mm4pf
    @SemiraSalih-mm4pf 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክክክክክክክክክ

  • @hailemichelasfaw-du3et
    @hailemichelasfaw-du3et ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዩሀንስ እምኒ ለሀኻ ዝበሉ እዬም አብ መፃወድያ እትዬሞ ዘይጦርነትን ሌብነትን ስራሕ ጊርካዬ ካብ ሶማሊያ ክልል እስካብ ትግራይ ደንቆሮ መሀይም

  • @belachewkejela2759
    @belachewkejela2759 50 นาทีที่ผ่านมา

    It is because of you

  • @MehariNegash-mj7qj
    @MehariNegash-mj7qj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ye beakay diyu nab metsawediya atiyu zelo hzbi ... ajenda endhir zeyblka eko siq mibal tsibuq eyu endiyam knreyeka ayndeliy
    dimtsika keysemie pous geyre comment tsihife

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግምት በትኪ ድማ ብህዝብን ብግዝአትን ትግራይ ይላገፅ አሎ እንዳ ፈለጠ

  • @engdahagos8658
    @engdahagos8658 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እቲ ውስናት ተቃውሞሞ ፀላእትና ድማ ኣግርዖም ዝበልካዮ ኮ ነዚ ህዝቢ እዩ።ከመይ ዝበልካ ሸቃጢ ምኳንካ ተፈልጥካ ኢካ።ስለዚ በዚ ዝታለል ህዝቢ የለን።ነዚ ህዝቢ ክብሪ ተዝህልወካ ኣብታ መንፈንቅለ መንግስቲ ዝኣወጅካላ መዓልቲ ኬላታት ደቡብ ትግራይ ክዕፀዉ ኣይምገበርካን።ስለዚ ተፋልትና ኢና ኣይትድከም።

  • @destatesema2882
    @destatesema2882 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ህዝቢ ትግራይ ዝፈጠሮም ፀላእቲ የብሉን ናይ ኣደመ ጉጅለ ኔትወርክ ናይ ጦርነት ነጋዴ ዝፈጠሮም ፀላእቲ ግን መሊኦም?

  • @abdulkahsay2008
    @abdulkahsay2008 39 นาทีที่ผ่านมา

    Why give us lecture? Your job is to protect people of Tigray and protect Tigray region. Stay out of politics

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    አዛራረብ ስብ እዚ ወዲ እንበር ባህላዊ
    ወንበር አሽመላስ ኮሚቴ ህወሓት ጆን መዲድ ካብ ወጊድ ኢና ድሕረ ሐዚ መን ክኣምኖም
    ነውረኛ

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    General Yohannes: Your are trying to support the Sebhat Nega Dynasty! Please listen to the youth not the old tyrants.

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 56 นาทีที่ผ่านมา

    No, you are wrong. Please don't say I have to choose good leaders for you. We know all of them already.

  • @abdulkahsay2008
    @abdulkahsay2008 44 นาทีที่ผ่านมา

    What’s your stand? No m oh really war!!!!!

  • @ChanyalowHaile
    @ChanyalowHaile ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለባ ወላ ታዳ ከሃሽነፍክ ለምን ትፈናቀላለ

  • @Mijngeld6
    @Mijngeld6 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኢስ ሎቅማጽ

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 50 นาทีที่ผ่านมา +1

    You are wrong. We heard you saying most people are supporting us (Debretsion) and only few are supporting the other group. How did you calculate that? You are extremely biased and unfair. Please stop confusing people. Please stop saying we have to choose good leaders for you. please stop it.

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 59 นาทีที่ผ่านมา

    Enough is enough! OLD style leadership must go. We need a dynamic leader. You guys are too old. The youth has to make a choice. Please do not say I will choose a leader for you.

  • @WeldayKidanu-me6xm
    @WeldayKidanu-me6xm ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሽፍታ ሰተይቲ ደም ማሕበር በየናይ ሞራል እዩ ውዕል ፕሪክቶሪያ ዘልዕል ቀንዲ ዓንቃፊን እዩ። ምክንያቱ እንታይ ይመስልካ ህዝበይ ውዕል እንተተፈፂሙ እዞም ስልጣንን ሃፍቲን ኣይረክቡ ጥሬታ ይመወፁ እሱ መሰላቱን ካብ ውራ ሃፍቲ ወልፊ ኩናት ይርሕቁ ፍልፍል እተቶም ይዕፀ። እዚ ላህማም ጀነራል መዲድ ን ጉጅለ ኣደመ ዘይትኸዉን ስልጣን ንግዚኣዊ መንግስቲ እዉን ኣይትኸዉንን ወታደራዊ ሓይልና ክቆፅፀሮ እዩ ይብለና ኣሎ ርኣዮ ድንቁርና መሊኡ ፈሲሱ ዉዕሊ ፕሪቶሪያ ምስ ሽዋዉያን ኢና ፈሪምና ምስ ሻዕብያ ኣይኮነን እንተስ ምስ ሽዋ እንተስ ምስ ሻዕበያ ምስ ኬንያ ርክብ ይሃልወና ፖለቲካዊ መራሕትና መንግስትናን ህዝብናን እዮም ሓላፍነት ዘለዎም ንትግራይ ብዝጠቅም መሰረት anyways ኣስኮላ ንዘይተምሃረ መዲድ ንገርዎ ድሕሪ ሐዚ ስልጣን ኣብ ኢድ መንእሰይ ኣብ ምሁር ሓይሊ ወዲቓ እያ ኣይትረኽብዋን !!
    R.I.P መዲድ ነፋሒቶ ዉሽጥኻ መን ምዃንካ ፈሊጥናካ ኢና ዓሪፍካ ተቐመጥ ኣብ ጉዳይ ትግራይ መንእሰይ ትግራይ እዩ ዝምልከቶ !!

  • @firehiwothagos5233
    @firehiwothagos5233 15 นาทีที่ผ่านมา

    He makes me sick when I listen to him same old propaganda

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 33 นาทีที่ผ่านมา

    You lost 50 % of your credibility from educated Tegaru by supporting a party.

  • @GB-ly7rt2
    @GB-ly7rt2 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሙልጭልጭ ቀጣፊ ፣ መን ነዓኻ የኣምን?

  • @Salam-fc4uz
    @Salam-fc4uz 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መዲዲ ጀጀግናና

  • @saidaman6424
    @saidaman6424 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    There is no such thing as regimentee. He can’t even pronounce a simple word. Traditional general indeed. Let the people of Tigray say enough is enough to these backward so called generals.

  • @MebrahtuHailu-sm1or
    @MebrahtuHailu-sm1or 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መዲድ ተሰተክስከሉ ተገዲዱ ዝብሃል ነገር አይሰርሕን

  • @firehiwothagos5233
    @firehiwothagos5233 8 นาทีที่ผ่านมา

    What’s your point same shit over and over again

  • @salihafar2244
    @salihafar2244 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    #መዲድ! ምንም ዘይወፆኦ ወታሃደራዊ መራሒ'ዩ!