DW International ምስክርነት በዓል ሞያ ጥዕና ኣብ ዙርያ 76 ዓመተን ውላድ ዝረኸባ ወይዘሮ መድህን
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
- Subscribe ይግበሩ!
#dw #International #tigray
ምስክርነት በዓል ሞያ ጥዕና ኣብ ዙርያ 76 ዓመተን ውላድ ዝረኸባ ወይዘሮ መድህን
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.co
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinter...
Instagram / dimtsiweyane
ንዝወለዳ እንኳዕ ደስ በለን እሞ አብህብረተሰብ ብዙህ ተባሂሉ ስለዝነበረ አነውን አበይ ሆስፒታልን ብመን ዝበሃል ሐኪም ሓገዝ ወሊደን አቅርቡልና እናበልኩ ነይረ ስለዚ ሎሚ መብርሂ ስለዝረከብና ቀሲና ፅቡቅ ኩሉሳዕ መረዳእታ የሃሉ
9😊
😊
❤❤❤❤❤❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ተፈጥሮኣዊ ጥንሲ ምኳኑ ዶክተር ይምስክር ኣሎ በቃ።ካልእ ዘመራምር የብልካን ኣንታ መርዚ ዝኾንካ ህዝቢ።ዘይወለዳ ተባሂሉ ክንደይ ኣደራዕ ይወርደን ኔሩ ምስ ወለዳ ከኣ ኣብ ዘይእትወካ ኣቲኻ ነገራት ትፍትፍት ዘለኻ ሰስራሕካ ዘይትገብር ካብ ድኽነት ክትወጽእ ስራሕካ ገዲፍካ ኣብ ናይ ሰብ ሂወት ኣቲኻ ግዜኻ ኣይትኽሰር ብፍላይ ሓንጎልኩም ብዘይካ ኣሉታዊ ኣወንታዊ ክሓስብ ዘይክእል ርእሲ ዘለኩም ስቅ ከኣሉ መርዛማት።
👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
እዳ ሓሶት ባህሎም!
ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ኢና ዘለና። ደቂ ኣንስትዮ እንቋቑሕአን ኣብ ባንኪ ኣቐሚጠን ኣብ ደስ ዝበለን ዕድመ ዝወልዳሉ ግዜ ኢና ዘለና።
እዘን ኣደ'ውን ካብ ካልእ ጓለምሰይቲ እንቋቑሖ ኣምጺኦም'ዮም ምስ ዘርኢ ወዲ-ተባዕታ ኣብ ማህጸና ኣዳቒለሞ። ስለዚ እዚ ህጻን ባይሎጅካዊት ኣደ ካልእ ኣላቶ ማለት ኢዩ።
እዚ ሓድሽ ነገር ኣይኮነን።
እቲ ፍሉይ ዝገብሮ ኣብ 75ዓመተን ብኸምዚ መስርሕ ክወልዳ ምውሳነን ኢዩ።
እዘን ኣደ እቲ ህርፋን ውላድ፡ ካብ ማህጸነን ዝወጸ ውሉድ ምርካበን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ።
ግን ንህዝብኹም ኣይተታልልዎ፡ ሎሚ ዝኾነት ጓለንሰይቲ ኣብ ዝኾነ ዕድመ ዘላ፡ ብሳይንሳዊ መስርሕ ክትወልድ ትክእል ኢያ።
ኣይኮነን ጓለንሰይቲ ደቂ ተባዕትዮ'ኳ፡ ኩሉ ነገር ብምልቃሕ ክጠንሱ ጀሚሮም ኣለዉ።
Amlak yebyelen nweladit ka amlak edmen tenann yhaben
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏
አረ በይዛኩም ጥብብ ዝሃበኩም እዝጋብሄር ዝሓመመ ክተኣሕውዩ እምበር ስራሕ እዝጋብሄር ክትሰርሑ ኣይኮነን ኣቦ ዘይብሉ ውላድ ክተውልዱ እቲ ህፃን ከ ምስ ዓበየ ወድመን እዩ ክብል
Did the lady go to India for in vitro fertilization or not??
ተፈጥረኣዊ ጥንሲ ምኳኑ ምስክርነት ይህብ ኣሎ።ህንዲ ይኺዳ ኣይኺዳ እንታይ ይምልከተካ???
ህንዲ ከይዳ ተጌራ ማለት ድዩ እዛ ዕብዲት
@@semharkahsay1946 ተጋሩ ዘይትገብርዎ የብልክንን ምጥርኽን ክሳብ ትመታ ኢኽን ተእትዋሉ