"ጌታቸው ተጋዳላይ እዩ፣ ከምቲ ዝብልዎ ጠላም ባንዳ ኣይኮነን" ተጋዳላይ ስየ ኣብርሃ @AxumawianMediaNetwork [LILO Media, Feb.2025]
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
- Well Come To LILO Media TH-cam Channel Like Share Subscribe For More Videos
Join this channel to get access to perks:
/ @lilomedia-4765
"ጌታቸው ተጋዳላይ እዩ፣ ከምቲ ዝብልዎ ጠላም ባንዳ ኣይኮነን" ተጋዳላይ ስየ ኣብርሃ ኣብ @AxumawianMediaNetwork [LILO Media, Feb.2025]
#tigrai_television #dimtsiweyane #tmh #tigray_tv #tigraimediahouse #tigrayhorizon #tigraynews #tigray #ethiopia #ethiopianews #eritreanews #tdf #sudan #israel #hizbollah #libanon #usa #iran #tplf #abiyahmed #sudan #southsudan #eritrea #ola #trump #brics #russia #usa #somalia #kenya #uganda #egypt #tigrayhorizon #tigraynews #tplf #ethiopia #eritrea #iran #israel #egypt #somalia #bricks #ህወሓት #ህውሃት #tdf #ትግራይ #ኢትዮጵያ #ethiopia
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar #ፃድቃን #money #መሬትመንቀጥቀጥ #አዲስአበባ #ኣስመራ #israel #iran #zena_tigrigna #tigraynews #AsenaTv @ZENATIGRIGNA @bbctigrigna3161 @Ethiopian_News #eritreanews
#tmh #tpm #ethioforumኢትዮፎረም #raramedia #ontimemedia #zaramedia #sekela #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromomusic #oromo_best_vine #oromotiktok #amhara #amharicnews #amaharic #habesha #habeshatiktok #habeshabroadcast #jawarmohammed #abiyahmed #fanatv #reyotmedia #rara #eritrea @ethioforum @aljazeeraenglish @fanabroadcastingcorporate @ebstvWorldwide @kokobmedianetwork @HagereTigray @HagereTigray @zaramedianetwork @KuluMedia #tigray_tv #tigraynews #dimtsiweyane #tigraymusic #tigrai #tigrayconflict #tmh #debretsiongebremichael #getachew_reda #abelbirhanu #ethiopia #ethiopianews #ethiopianpolitics #ethiopian #ethiopianmusic #ethiopianmovie #ethiopianbroadcastingcorporation #ethio #ethiopiantiktok #oromo #oromianews #oromia #oromomusic #oromo_best_vine #oromotiktok #amhara #amharicnews #amaharic #habesha #habeshatiktok #habeshabroadcast #jawarmohammed #abiyahmed #fanatv #reyotmedia #rara #eritrea
Subscribe: / @lilomedia-4765
ብሓቂ ጀግና ብሓቂ በሳል ፖለቲከኛ ጀግና ማለት ከምስየ እዩ
Thanks Siye Abreha be ewunet thank you!!!
የቀንየልና ኣቦና
@@gherHaftamu ኣየቐንዮ ረሳሕ ሌይባ እዩ
@AhmedMehamednor እዙይ ናይ ሰሉጢን ትግራዋይ ባህር የኾነን
ኽበር ስየ ግዝይኡ ዝምጥን አተሓሳስባ
ጅግና ወዲ ጅግና ሰየ
ውግእ ዝደሊ ህዝቢ የለን ነገርግን ግዝኣትና ናብ መረበቱ ይመለስ ዝተፋናቀለ ህዝብና ይመለስ እዩ ዝባሃል ዘሎ እዝኤን ተግባራዊ እንተኾይነን ሰላምና ታሓልዩ ዘይንነብረሉ ምኽንያ የለን ስለዚይ ሕዋሓት ኩናት ይደልእየ እሉ ኣይፈልጥን
ኣነ ብጣዒሚ ዕዩ ዝገሪመኒ እሱ ታይ እዩ እታ ሰላም ዝትበሓል ናይ ጨረባ ሰላም እትበሃል ድሒሪ ኲናት 290000 ኣባሒሪ ጠሊምና ስራሕ ሲዒኑ ብመን ዐብይ ኣሕመድ ዝብሃል ህትለር ናይ ትግራይ ህዝብ ናብ መረበትና መልሱና እዩ ላበለ ዘሎ ኲናት ኣይኮነን ዝበለ እዙ እዩ ትምንቱኻሊዕ ኣይኮነን።
ውግእ ዝደሊ ህዝቢ የለን ኣብ ኩሉ ዓዲ ንስኻ ብቻ ኣይኮንካን። ብውግእ ዝመሓደር ቡድን ግን እኒሆ ብፍላይ ከዓ ኣብ ትግራይ።ፈዚዝኩም ኣፋዝዙና ኣይትበሉና።
NATION OF TIGRAY.
❤ዝተማዛበለ ህዝብና ተበቲኑ ይትረፍ ንምእንተ ሰላም❤❤ጦሩነት ፈሪሕና ግምት
አብዚ አትዮም ዝፃረፉ ብሙሉእ ኤርትራዊያን እዮም ፣ ንንስኩም ረብሃ ካብ ህጂ ንድሃር ዝመውት ትግራዋይ የለን ፣ ስየ - ከም ግናይ መለስ ኤርትራዊ ከይመስለኩም።
Tegadalay. Syabrah ❤ aya izbi tgray. ❤❤❤ haky tminm iber aytbtekn 🎉
Great !Tell them the fact reverent Seye Abrha. We thank you !eventually ,The mafia group lost its last fortification .however ,some decadent mebers are still a waited to see its recovery which impossible .Game over . Just dont forget your nephew Isayas Afeworki.
ኣይ ስየ ኣጋ እርጋንካ ዶ ንህዝቢ ትግራይ ንበላዕቲ ኣሕሊፍካ ሂብካዮ ብጣዕሚ የሕዝን ታይ ኮን ኣጥዒሞምካ እዮም
እዚ ሰብኣይ ስየ ዝበሃል በዓል ክልተ መልሓስ ፣ ጎሓፍ ሰብኣይ እዩ ፣ ሃዳሚ ፈራሕ ንፈደራል ክዋግኡ ከለዉ ዝፍክር ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዘጠንቅቅ ዝነበረ እዩ
ሰረቅቲ ፀሀይቱ ሆቴል
ኲናት ዝኣወጀ ኣካል ኣብ ትግራይ የለን ህ ወሓት ይኹን ህዝቢ ትግራይ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ይመለስ ተመዛበልቲ ስድተኛታት ይመለሱ እዩ ዝበሃል ዘሎ ነዚ ከምልስ ዘይኽእል ምሕደራ ትግራይ ናይ ተጋሩ ኣይኮነን እዩ ዝበሃል ዘሎ ስየ ጠበቓ ኢ/ያ ኮይኑ ጠበቓ ተጋሩን ትግራይን ዝሃቦ ሓሳብ የለን ጠየቕቲውን እዚ ኣጀንዳኹም ኣይኮነን ተራ ጥብቅና ምስሌነታት ኢኹም ኮይንኩም
❤ንምእንተ ሰላም ግዝአት ትግራት 48% ሚታዊ ንምሓራ ንሀቦም❤ውግእ ፈሪሒካ
ሕክምና ዘይከይድ እዚ ወዲ። ንእድነትካ እባ ሕለየላ መንእሰይ ስየ ኣብርሃ😂😂😂😂።
እሱ ናብ ሕክምና ንስኻ ከዓ ንብ ምጉሓል ድዩ? የለን በቃ ተስፋ ቑረጹ ኣይድገምን።
ጌታቸው ጠላም ጥራሕ ከይኾነሲ ናይቶም ጠላማት ጠላም እዩ ሓውኻ ድማ ሌይባ ጠላም ረሳሕ እዮም ኣጀንዳኹም ስለዝተኾለፈ ኢኻ ተዕገርግር ዘለኻ ብቂምኻ እዩ ሓገግ ዘብለካ ዘሎ ለያቡ ብሌብነትኹም ኢኹም ተኣሲርኹም ተባሪርኹም
Weyne eko gebengna eyu htsanat tgray zchefchefe ryu debretsio gebenegna euu ksafu kkurots alewo getvhew ntgray megbi internet making Bank kefitu getachew yhay sh adwa abkiue sltankum
ትግራይ እናሸጡስ ባንዳ የለን ትብል አለኻ ብኻሊእ ወገን ምስ መንግሰቲ ኢትዮጵያ አይንሰርሕን ዝበለ አሎ ድዩ አብጥቅሚ ትግራይ ብኸመይ ንስራሕ እዩ እኮ እቲ ፍልልይ
እዞም ደቂ አቦይ አብርሃ እንታይ ኮይኖም ፀረ ትግራይ ተሲኦም ስየ ትዝክሩ ዶ አብ 97 ዝበሎ ምስ ቅንጁት ኮይኑ ንህወሓት ዝፃረፍ ዝነበረ እሞ እቲ ዝገርም ኩሎም አሕዋቱ አብ አ/አ ብግዜ ወያነ ዘሓፍተሙ እዮም
እዝ ስየስ ኣፉ ክገፍሕ።
ፀገዕኻ ሕዝካ ሰቅበል አይትዓዝፍ
መንዩ ውግእ ዝደሊ አብ ደገ ኮይንኹም ህዝቢ ውጅንብር ተእትውና ስላም ሃቡና
ኣታ አንታይ ጉሓፍ ሰባይ ኢዩ ከምዚ ኣይመሰለንን ነይሩ
ኣፍጋህሲ ከንፈር ገመል ስየ ድሕሪ 2 ዓመት ጻድቃን ፈልገሩ ሕጂ መጺኡኻ ሃዳሚ ጻሕጻሒ ከንፈር ገመል
ብጣዕሚ ይሕዝን ህዝቢ ትግራይ ካብ ቦትዑ ተፈናቂሉ በየቦትዑ እና ሞተ ንስካትኩም ስለ ኢ ያ ከይትብተን ሐዚንኩም ብታሪክ ክቅመጥ ዕዩ
ጀላዓ። ብደንቢ ስማዕ።
ሰየ መዓዝ ኢኻ ተወግእኻ ንሕና እግርናን ዓይንና ምሰአና ንሱኹም ሰልጠን ሒዝከም ሓቅኻ እቲ ሙሰኛ ሓውካ አብ ካብኒ ሰለዘሎ ዩ ንጌታቸው ትከላኸል ዘለኻ ሕማምካ ኸአል አይተረበሸና
የማነ ፎሽፋሽ
Ybel ayana siye abrha tsibuk hasab kulu tigraway kemzi tezihasib tsibuk neyru
ንምንታይ ንመውት?
ንዓርሰ ውሳነ
ንግዝኣታዊ ሓድነት
ህዝብኻ ናብ መረበቶም ንምምላስ
ቀፃልነት ውሕስና ንምርካብ
:
:
:
ንሕና ኲናት እንተዘይደለና ኣብ ርእስና ግን ሓያል ኲናት ይካየድ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ደገ ዘለኹም ኣይረኣየኩምን ዘሎ ይመስለኒ እምበር ትግራይስ ብዘይ ድምፂ ጥይት ትፀንት ኣላ። ድሌት ኢሊታት ትግራይ ድሌት ነፃነትን ድሌት ተገዛኣይነትን ፣ ከብድኻ ናይ ምምላእን ምፍራሕ መስዋእትን ተሓዋዊስዎም ኣሎ። ብፍላይ ግምትን ደገፍቱን።
Kibret yihabelna neti wuhlul mikrika ayana..🙏🙏
RIP Getachew Reda and Seye Abrha. Hasawi aregit😡😡😡😡😡👹👹👹👹👹
ናትካ ሕማም ህወሓት ምፍራሰ ሰለዝኾነ አይንሰምዕካን አረጊት
ናይ ሕዝቢ ትግራይ ጸላእቲ ካብ ቅድም አትሒዝካ
1- ጻድቃን
2- ስየ
3- ገብሩ
4- አበበ ጀቤ
አለዉ ክአ ካልኦት ነዚኦም ዝመስሉ አራሲኖም አራሲኖም ናብዚ ኩሉ ደልሐመት ዘእተውዎ ። ነዚ ናይ ትማሊ ኩናት ይፍክር ኔሩ ኮር አፍሪስና ኮር ንሰርሕ ኢና ኢሉ ንሕዝቢ ትግራይ ናብ ኩናት ይእቲዩ ንነብሱ አሜሪካ እዩ ተራእዩ ። ሕጂ ክአ ከይሐፈረ ሐዋርያ ሰላም ኮይኑ ክረአይ ይደልይ ንመን እዩ ከእሹ ዝሐስብ ዘሎ ሕዝቢ ትግራይ በዝን ወዲ ከምዝን አይታለልን እዩ ።
አብ ትግራይ ጊዝያውዊ አስተዳደር ይፍረስ ዝበለ የለን ። ህወሓት ይጠናኸር እያዝበለት ።ብፅሒተይ ዘይጠዓዩ አባላተይ ብምቕያር መሪሕነት ከስተኻኽል እየ እያ ዝበለት አብዙይ ቀዴም አይተኾንን ተባሂሉ ዝተባረረ ዘበለ ኹሉ ተአኪቡ እንታይ አሕመሞ ዘእውይ ዘሎ ። ሀወሓት እኮ ናይ አባላታን ደገፍታን በድምር ድማ ናይ ህዝቢ ትግራይ እያ ። ናይ ዝተባረሩ ንብረት አይኮነትን ።
ፎሽካል ጉሳ ኢኻ ስየ ማለት ነገሩ ኢቲ ዘለኻዮ ሚድያ እውን መአከቢ ፎሽኳላትን ኣቃጣሮ እንድዮም የማነ ግን ክንድዚ ዝወረድካ ድድዕ ኣይትመስልለንን ነይርካ ምስ ግደይ ምውዓልካ ሃስዩካ ብስሩ ግን ውግእ ዘደለይ መን እዩ ? ንገሩና እስኪ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ይመለሱ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ይመለስ ማለት ውግእ ምእዋጅ ማለት እዩ ዝበለኩም መን እዩ "ረሳሓት
❤አቢይ አህመድ ብምንም ተዓምር ብውዕል ፕርቶርያ ግዝአት ትግራይ 48% ሚታዊ አይምልስን 100% በቃ ጦሩነት ፈሪሕና ንምሓራ ንሀቦም❤ንምእንተ ሰላም
ዓንጓር ወዲ ዓንጓር ዝበሎኩም በሉ ባንዳታት ህዝብና ክዕወት እዩ
Wesilata araGiti
ዋይ ትግራይ አዕንዮምስ ብዛዕባ አዲስ ኣበባ ተጨኒካ ሞይትካ መሕዘኒ መሬትና ወሪሮም ህዝብና ዝበታተኑስ ድጋፍ ክትህቦም ሓዚነ በኣኻ
መለስ ነዞኦም ብእዋኑ ምፍናዉ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ትክክል እዩ ነይሩ።
ደላይ ኺናት ባሩድ ጨና ናፊቁካ።
ገና ገና ትዓብድዋ ኢኹም።
እበት ሸአቢያ
@duliti7133 ኤርትራዊ እዮም ዝፃረፉ
አብዚ አትዮም ዝፃረፉ ብሙሉእ ኤርትራዊያን እዮም
West tigray yewesede du
አይትጻረፍ በሀሳብ ተአማመን መሀይይም
Saey nehwht bad mebalka nbek ellul bdeka wla earn kyfue aullebafa mkak gtahurd baned itknaenelka tzrbka
Shyat idu tblt shyat hzbu blt tkm time dlyaek mftm Ms ibaeka nbdnt ftka ikoan mselae msibyka eka
Site banida aika bushuti
ቂመኛ ስየ ኣበይ ኮንካ ትፍክር ኣለኻ ዶርጋግ መጀመርያ ዕሑ ናበልካ አይተፅመና ተሓኪምካ ምፃእ መሃይም።
ሓሰውቲ ሓቂስለተዛረበ ድዩ
ጌታቸው ዝፃረፎ ግን አይተልዕል ቂመኛ ሸማግለ
ጓል ምርኻት ስፍሓት ዓለታዊት ገይና ምሳኹም ከምዚ ናይ ሶሪያ ኢዩ ዕጫኹም ፍንፍናት ኩሉ ፈንፍንኩም ምርኻት ደቂ ምርኻት ክትጻረፍ
ኣበይ ኣሎካ ዓድዋ ብሕጂ 100 ዓመት ክገዝኡኻ እዮም ኣጆካ@@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@@mhreteabmaekobay3520 ምርኽ ዶ ይመርሕ ኢዩ ለማኒ ወዲ ምርኻት ክድ ነቲ ካብ ሕጻ ዝተጸሞቀ ማይ ዝሰት ዘሎ ህዝቢኻ ሓግዞ ክክክክክ
Siye, you have started opening up your big mouth again after hibernating for some time. You remind me of Merara Gudina of the Oromo. Your corrupt brother has returned and is already dividing the people for his selfish interest. And now you would be well advised to stay out of this situation as you are too old to be involved. Retiring to Europe is a wise ddecision for you.
Emo kurse mereyetna hezna nenber du
መን ምስክርነት ሃብ ኢሉዎ እዩ ንስየ ግርምባ ተሓቢእኻ ጡሩምባ ዓርስኻን ደቅኻን ኣብ ዕቑል ኣቐሚጥካ ንየማን በሉ ንጸጋም በሉ ዝብል መምርሒ ዘረባ በለጸኛታት እዩ
ምስ መን ኢኻ ተወዳድሮ ደሊኻ ደቃሲ።
@FIKREGEBREMICHAEL ጀዝባ
እቲ ዝገርም ነዚ ጃዕባብ፡ በኻይ፡ ከም ተንታናይ ጌርኩም ምምጻእኹም ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ። ዋላ ሓንቲ ኣምር ናይ ፖለቲካ የብሉን።
Gohaf lemani Adwa
ወድዛ እርጉማት ፣ ፀማማት ሸአቢያ
@mielaabtsegai5878 wedi lemani hamasyen
You are insane,ane lebam seb ymesleni neiru lekas sk elu eu, temporary government is not good leadership, you are fatal mistake, think twice,dhri hezi Ethiopian zkone tigray yelen,,, tigray next time as a republican and state governments,
ካብ ስየ ድአ እንታይ ክንጽበ ወዮ ሐው ዶአይኮነን አብ ግዚያዊ መንግስቲ ቀንዲ ሐንካሪ።
Gin eko nay GMT dikmet kemzelo koynu bwanant likeyeserih zigebro eni debretsiyon, tadesewerede,... eyom ena nayzieom kibdet aynrideoy zelena yimesleni
ኣታ ኣይተሓዋውስ
ኩሎም ፅርግርግ ኢሎም ክወርዱልካ ኣይኽእሉን ዋላ እንተተመነኻ።
ተዓዚብናካ?
Siye.thinking's about materials what's talk about displaced peoples who are u at all
ጋህታፍ
ወዲ ስፍሓት ምርኮኛ ዓለታዊ ሎሚ ኩሉ ፈልጥኩም ኢዩ
ታድያ ምንድ ነው ካሓዲ እንጂ
ድህር ክልተ ማኣልቲ ጉጅለ ደብረ ጨናዊት ይዛዘም
ፈኹስካ
እርጉም ሸአቢያ