ዓድዋ ምስ ወላዲት ንቡዙሕ ዓመት እይ ተጽጊም ነይረ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 4 ก.ย. 2024
- SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና
መተሓሳሰቢ ግን እዘን ወላዲት ፈትየን እይን ዝውጻ ዘለዋ ንምንታይ ይውጻ ንትብሉ ትዝነብራሉ ቀዳማዋይ ሂውት ጸሊኣናኦ ኣብዚ ይሕሽኒ ኣኢለን የመስግና ኣልዋ ኣብዘልዏኦ ንሓግዘን
ግዛ ዝይትሰርሑልን ንሱ ይጽንሃልና ትንኽእሎ ኢና ንገብር
ፀግሸይ ለባመይ እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንሓውና ደም ፈጣሪ ምሕረት የወርደልኻ😢😢😢 🙏🙏🙏🙏🙏ሓፍትና ደም በዝውፁ ይተከእለኪ መሰ ደቂኪ❤❤🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወጸ ይተከአልኩም😢💔😢😢
ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ፀጋየይ ማዓረይ💝
መዓረይ አደ ሽሕ ዓመት ይንበራ❤❤❤❤
እድመ ጥዕና የሃብኩም ፈጣሪ ልኹልኹም ሰናይ ስራሕ ልህሊና ዕግበት እዩ ብዝበለፀ ናብመግስተሰማይ ዘውርስ ናይ ዘለአለም ሂወት።
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ኣሕዋተይ
I am happy to see this.May God help the people who tried to change & make happy the life of these desperate family.
TEGARU ABE KUNAT ENA EMBER NEYIRENA TSENUATE,TEHABAQERTI....ABE KEMEZI AYNET GIN SENEFAT ENA NEYRINA...JIMARO TSEBUK EYUU
Egziabeher edemen tenan yehabekum ahewatey bezewetse yetekalkum
ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ፀጋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
Mearey dea. Hzbi Tigray adetat Tigray getaetae elen. Fetari selam yewrid. 😢
መምህርፀጋይሓወይዕድመንጥዕናንይሃብካፈጣሪ
ዕድመንጥዕናንይሃብኪምፈጣሪ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢
Ezgabiher amlak edmen tienan hibu kthbu nberu ezom yehwatey ❤❤❤
ቀፃሊ ግን ክራ ክክእለኦ ዶ ይኮን❤
ፊጣሪ ይፈልጥ ዙይሽ መን ሓሲብዎ ሓሲቦሙለን እዮም
እግዚአብሔር እደመን ጥዕናን ያሐብኩም
😢💔
ብዝወፀ ይተክእ🙏🥰🥰🥰
❤❤❤❤
❤❤❤p❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤😢😢
😢😢😢😢😢
❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏
ማጮሎት የሕፅቦኦ
❤❤❤❤❤❤🙏🙏😢😢
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏❤❤😢🙏🙏🙏🙏
Geza kiray wey keani terse Hien iyen neyren mesleni abti kedamaiti video.
እተን ገንዝብ ናይ ገዛ ክራይ ንገዝእን መስርህይ ኣይምኾነን፡ ቑዎም ዘለዎ ሃገዝ፡ ተግራውይ ክደክይ ዝገብር ዘሎ ደው የበል፡ ዲካ ዲያስቦራ ህዝቡ ዘጋላትዒ፡
እሞ ዘይ ኣኽላ
ናይ ትግራይ መራሕቲ ክሳብ ሕዚ ምንም ነገር ዘይገበሩ አብ ኡሱር ቤት ዘለው ወይ አውጺኦም
አይ ትህዝብና ካብ ሽግር ኣውጺኦሞ ከምዚአ
ገይሮም ዓዲ ሓምሶምዋ ህዝብና አብ ሽግር
አእትዮምዎ
ንምንታ እዮም ካብ ገዝኦም እንዳውዱ ናብ ገዛ ክራይ ዝእትዊዎም፡ ገዝኦም ትፅግንዎ ውይ ኣፍርስኩም ሃዱሽ ትስርህሎም እምበር፡ ካብ ገዞም ኣውፅካ ናብ ገዛ ክራይ፡ ገዝኦምን መሬቶምን የስእንዎም ኣለዎ፡ ብዝይፍልጠት ኾኾነ ኣይተርፊን፡ እዙይ ተግባር እዙይ ዶው ክብል ኣለዎ፡ እዙይ ስብ እዙይ ዶው ከብሎ ኣሎ፡ እንታይ ማለት እዩ ናብ ገዛ ክራይ ክሳን ዝተክቦሎም ንገዛ ክራዮምን ንክብዶም ኮፍ እሎም ክፅበይዎ፡ ብዝይ ፍልጠትካ እዩ እለ ይኣምን፡ ብጦአነት ዝተበደለ ህዝብይ ካልኣይ ክትብዲልዎ፡ እዝይ ተግባር እዙይ ዶው ኣብሎ፡ ውይ ገዛ ግዝእሎም ውይ ዑና ገዝኦም ኣርህሎም፡ ዶው ኣብልዎ፡ ኣሻሹ ዲዮም እንታይ ዓይነት ፀገም ክምዝመፆም ገዛ ክራይ ክከፊሉ እንተዝይክእሎም፡ እዚይ ስብ እዙይ ክሃስብ ይክእል ዲዩ? እንተዝይስደዲሉ እንታይ እዩ ክግብሮም፡ ብውልቅይ ስብ ዝህገዝ ህዝብይ ትግራይ ክተዋርዱ ዶ ኣብልዎ ምንግስት ዝህግዝ፡ ኣብ ውፃ ዝነብር ትግራዋይ ዲካ እዩ፡ ለማንይ ንባዓሉ እቱይ ሃገዝ ብንግስትይ ክኮውን ኣለዎ፡
መርት ወይ ገዛ ኣይንበሮሙን ዝሓወይ ኣይጭንቕካ
ትሓሳብኪ ሲ ናይ እንስሳ ኾይኑ ገዛ ዘግዝእ ሓገዝ ዶ ሂብናየን ኢና ዝነበሮም መሬት ወይ ገዛ ድማ ኣይነበረን ካብ ዝነበርዎ ዓምፃፅ ገዛኽራይ ናብ ዝሓሸ ገዛ ደኣ ወስድናዮም እምበር ሕቶኻ ግልፂ ግበሮ ሓልዮት ድዩ ዋላ እንደሰዒ
@@gedamtubeመምህረይ ኣይትገደሰሎም
God bless you brothers!
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤