ዕልልል ንስድራ ስዉእ ገዛ ሰሪሕና ኣረኪብና ኣሎና
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2024
- SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp.com/DjxeEUm5sAb...
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና
Fetari yokber yomesgen kulukum dikamkum yerayelkum binabrakum tehagosu edme mis tiena yehabkim amen ❤🙏
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብጣዓሚ ፁቡቅ ስራሕ አምላክ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏
መጋቤ ኣእላፍ መምህር ፀጋይን መሳሩሕቱን ከምኡ እዉን ገንዘብ ዘዋፀኹም ክብርን ምስጋናን ይብፃሕኩም❤❤❤❤
ይደልወ ዝሓወይ❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤❤
አሜን ተመስገን ደስ ይብለካ አደ ስውእ አለኩ ክትብላ ከለካ
ዕልልልልልልልልልልልልልልል አሰይይይይይይይተባረኩ እግዛብሄር ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤
ተባረኩ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
God bless you all of you 🙏🙏🙏
አቱም አትህብ አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም ብሩካተይ ናይ ሓጎስ ምንጪ ምካን ዓብ ሰላም እዩ ዝህበካ እናሃብኩም ንበሩ ❤❤❤
Aseyyy ❤Ellllllll ❤amen 🙏 🙏🙏
Aseyyyyyyyy Elllllllllllllllll ተመሰገን❤❤❤❤🙏🙏🙏
መምህረይ የክብርካ ኣቱም ዛሓገዝኩም እውን እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተከኣልኩም ❤🎉
ተባረኩ ወገነተይ ኣምላኽ ይሓግዝኩም 🙏
ክብሪን መጎስን ነተም ምንም ጎሪድ ዘይለግቢም ሲውአትና❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
ብሓቂ ላባም መምህረይ ተባረክ
እግዚአብሔር አምላክ ይባርክካ ክቡር ሓውና
ብዝወፅኤ ይተከኣሎም ንዋህብቲ እውን
ኩሉ መጻኢኻ ጻዕዳ ይኹን መምህር ጸጋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣስይ ዛሓወይ እግዚአብሔር ምስካ ይክን ዕልልልልዕልልልልል❤❤❤❤❤
ተባረኹ እግዚአብሔር ይሃብኩም❤
Edmen tenan yhbkum fetari🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ኣብ ዓምደ ወርቁ ይፅሓፈልኩም
አብዚ አሎ ፅድቂ ተባረኩ ሓይልኩም ጉልበትኩም ገንዘብኩም ይባረክ
ሙቁሪተይ ዕድመን ጥዕናን ይ ብኩም🙏🙏
እግዛብሔር ኣምላክ ይባርኩም መምህር ፀጋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ክብርን ምስጋናን ይብፃሕኹም
አሜን
ተባረኩ ክቡራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏❤❤❤
❤❤❤❤❤ተባረኹ እግዚአብሔር ይሃብኩም🙏🙏🙏
ዕደመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ
ተባረኩ አሕዋተይ ❤❤❤🎉🎉
እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓምደ ወርቁ ይፃሓፈልኩም አሕዋተይ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen egizabher ymesgen des zbele nabra yhabkum ❤❤
ተመስገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
JEGANU DEKI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE HEZEBI TEGERAY 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏
ኹሉኹም አውኡዘለኹ ብደገትሕግዙ ዕድመ ጥዒና የሃብኩም ወለዲ ጀጋኑ ፅንዓት የሃብክን መምህር ፀጋ መርአያ ሰናይ ስራሕ ኢኻሞ ፈጣሪ የሐሊኻ።
እግዚአቢሄር ይሃብኹም ኹልሁም ገበርቲ ሰናይ፡🙏🙏🙏 ግና እዚ እምባባ ምንስናስ ናየአምልኾ እዪ ዝመስልሞ ተትሃድጎኦ ጽቡቕ ይምስለኒ። ህዝብና ብጥምየት እንዳሞተ እህሊ ናብመሬት ምንዛህ አግብ ይቕረ!!!!
ክቡር ሃውና መምህር ጸጋ ዘአብን ኹሉም ንዚሰናይ ትግበር ብግልበቱሁም ይሁን ብንዋይ ትህግዙ ቕዱስ ፈጣሪና አስብሁም ይኽፈለኩም እድመን ጥእናን ይሃብኹም❤
ናይ ብሓቂ ኩቡር ሓውና መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Egziabher. yemasgen. Egziabher. mehaeret. Aurad ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿
ብዝወፀ ይተክአልኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤
እድመን ጥእናን ስላም ፍቅርን ይሐብኩም ፅቡቅ ግበር ንመን ንማንም ስብ ምኳን ጥራይ እዩ ዘድልይ እድመን ጥእናን ይሐብኩም
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞💞💞💞💞💘💘💘💘
THANK U
ፈጣሪ ኣምላኽ ጉልበትኹምን ሓይልኹምን ገንዘብኹምን እግዛብሄር ኣምላኽ ይባርኹም 🙏🙏🙏❤❤❤
እስይ ዘምሓተይ ደስይበልኩም ደስእልና❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን
ፀግሸይ ከምኡ እውን ብፆትካን ነዚ ሰናይ ስራሕ ክስራሕ ብገንዘብ ብሞራል ዝሓገዝኹም አቤት ክንደይ ታዓዲልኹም 🙏🕊❤️❤️❤️ እንኬለሽ ሓፍተይ ማዓረይ አጆኺ ሰብ ማ ታይ ዘይዛረብ 😢 እንዃዕ ዳኣ እግዚአብሔር አፈፀመኹም 🙏🕊🕊
መቸም ቃላት የብለይን ብሓጎስ በኽየ።ካብዚ ዝዓቢ ስነ ምግባር የለን።ነዚ ስናይ ምግባር እግዛብሄር ዝዓድሎ እዮ።ብጣዕሚ ይቕነአካ።ንዚ ዝገበርክን የሕውስትና ኩልኽን እግዛብሄር መሊሱ ይተከአልክን።ክምዚ አዴታትና ሕጉስ ኢለኖኦ ዘለዋ ንዓኽን ድማ ዝሕጉስ ይፍጠረልክን።ትምነየኦ ትደልዮኦ ኹሉ እግዛብሄር ይሃብክን ።ኩሉኹም አብዚኣ ዝተሳተፍኩም ኩሉኹም እግዛብሄር ናይ ልብኹም ይሃብኩም ።ብጣዕሚ እዩ ዘሕጉስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Good bless you.❤❤❤❤
እግዚአብሔር ሓይልኩምን ገንዘብኩምን ይባርኽ
❤❤❤❤ብጣእም፣ደሥይበልክም❤❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ኣብዚ ጽቡቕ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኩም ኹሉኩም ብሓቂ አግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ውለታኹም አግዛብሄር ኣምላኽ ይኽፈልኩም ❤🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይይይይ
Ab adewerqu yxhafelkum egzabiher ❤❤❤❤
ተመስገን ኣምላኬ
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን❤❤❤❤
aseyy temesgen fetari ❤❤❤❤❤
Amlakie yehagezekiham ahawateye kibren mogase be jeganeh sewatna tsenate yehabekie tigraye adeye mearye❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይባርኩም ንፉዓት 💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👏👏👏❤️🌹
❤❤❤❤
😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Egzabher yemsgen 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Eseyyyyyy btaemi des zbell Kal kidankum yexnayo yehwatey ajekum
ጉልበትኩም ህይወትኩም መላእ ይባረክ ገበርቲ ሰናይይይይ መርኣያታት
እግዚአብሔር ዝመረጾ ዝተዓደለ ከማካትኩም ዝበለ ጥራሕ እዩ ዝህብን ብጎልበቱ ዘገልግልን❤👍👍👍
ቀጽልሉ ዞም እሕዋተይ
😥😥😥😥😥😥
❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏
🥀🥀❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
ብሓቂ ናይ ታሓጎስ ሰሚዕተይ ኣይ ካኣህዎን ደሰ ባሃልቲ እንቃዕ ደስ በለኩምምም ንኩልኹም ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ
Thank you zehawye
ንውሃብ እግዚአብሔር ይሃቦ ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
እግዛቢሄር ይመስገን🙏🙏🙏🙏
❤❤❤🙏🙏🙏
Please continue with such a great job. If there are more people on this condition, we will help with what we can and let us know. Nothing will please more than this. Thank you for doing such a great job!!!
God bless you all of you ❤
እግዚአብሔር ጎይታ ይመስገን👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
💛♥️💛♥️💛♥️❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🙏
❤❤❤🎉🎉🎉
🙏🙏🙏🙏❤️❤️
❤❤❤❤👏
😍😍🥰🥰🥰👍👍🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
Asey Tebareki ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🙏🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ባርኾትኹም ይብፀሐና አቦና
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጦም ንመሲግን ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እድመን ጥእናን ይሐብኩም ንኩሉኹም አገልገልቲ መንእሰያት ሰላምን ግዜን ይውጻአልኩም ብሐቂ ናይነብስን ስጋን ዋጋን ክብሪን እዩ እሞ ንቶም ዋሐብቲ እውን ብዝወጸ አብዚሁ አባዚሁ ይተካዓሎም እግዚአብሄር ይባርኩም.
Edmen tienan yehabkum ahwatey ❤❤❤❤e.r ymessgen
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰