መደብ ድርሳን ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ፡ ዕላል ምስ ጸሓፍቲ ታሪኽ ፍሳሃየ ሓጎስ፡ ንጉሰ ጸጋይ፡ ድራር መንታይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • Interview with three Eritrean Writers Fisahaye Hagos, Drar Mentay and Nigusse Tsegay

ความคิดเห็น • 11

  • @GoitomM
    @GoitomM 3 หลายเดือนก่อน +3

    Nice we are getting the attention!
    Thank you trio for presenting us!

  • @kinfetekeste5788
    @kinfetekeste5788 3 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ሐጎሰኩም ፍሳሀየን ንጉሰን አብ ሐደ ክፍሊ። ታዕሊም። ነርና ድ ራር ማንታይ ካአ ዓርክ ስድራቤተይ። ኮይኖም ንሰለስት ኦም እንቃዕ ሐጎሰኩም ክብሎም ይፈቱ ዝደለኩሞ ሐገዝ ድሉው እየ። ክንፈ ተኸስተ። ቴሎፎነይ ካብ ፍሳያየ ሐጎስ

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse1068 3 หลายเดือนก่อน +4

    🙏🙏🙏💙🌿💙🌿💙

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኩሉ ዚገበርኩሞ ሓርበኛዊ ተጋድሎ
    ሕጂ እዉን ኢዚ ተካይዱዎ መቀጻልታ ሃገራዊ ዒማም እዮ'ሞ ኣክብሮተያ ይገልጽ
    ድሕሪኩም ሓንቲ መዓልቲ እዃ ኣይጠዓመናን
    የቀንዩልና መ/ም ሞኮነን ተሶፋይ

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኢንተ ዘይተጋጊየ ሓዉ ድራር ምስ ሰለስተ ኣሕዋት ሓዉ ወል/ሱስ ዓማር
    ን መለስ ዜናዊ ብ ሃገራዊ ጉዳይ
    ዘተ ወይ ኣኼባ ን ህዝቢ ኣገዳሲ እዮ

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ መደብ መምህር መኮነን ከም ወትሩ። እዞም 3 ደረስቲ ከይተሓለሉ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ክስንዱ ምኽኣሎም ልዑል ምስጋና ይግብኦም። ኣነ ከም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር: ህዝባዊ ግንባር ዝምህረኒ ጎድናዊ ታሪኽ ኢየ ዝፈልጥ። እዛ ካልኣይ ክፋል መጽሓፎም ምስ ኣንበብኩ ግን ሓንጎለይ ከስፍሕን ዝተሓብአ ሓቂ ክፈልጥን ከመዛዝንን ሓጊዙኒ። ስለዚ ቀጽልዎ ወለዶና ድማ ኣማራጺታት ታሪኽ ክፈልጥን ክመዝንን ክሕግዞ ኢዩ።

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha7630 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንሰለስቴኹም ❤ ኣገናዓ፡ ን ሓው መኮኒን ከኣ ነቲ ለባም ኣቃራርባኻ፡ ❤

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam 3 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ክቡራት የሕዋት ነዚ ዘይሕለልን ዘይውዳእን ተሞክሮኹም ከተክፍሉና ምኻኣልኩም፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
    ሓው ምክነን'ውን ነዞም ለባምትን ሙኩራትን ሰባት ኣብ መደብካ እቒርብካ ተሞክርኦም ንዓና ክግልጹ ምግባርካ ቡዙሕ ምስጋና ይኹንካ።

  • @BerheAguaStories
    @BerheAguaStories 3 หลายเดือนก่อน

    ሞኮነን እከተለካ ኣለኹ ጽቡቕ ኣቕሪብካዮም ፣እዚኦም ሰለስቲኦም ጽሩያትን ወርቂ ዝኾኑ ተጋደልቲ ናይ ጀብሃ እዮም ነይሮም ዕዉታት ሰባት እዮም ኣነ ነታመጽሓፍ ቃል ብቃል ኣንቢበያ እየ ብጣዕሚ ኸኣ ተሓጉሸላ እየ፣ እዚኦም ምስጋና ጥራይ ዘይኮነ ስለእቲ ጻዕሮምን ተተገዳስነቶምን ዓቢ ምስጋና ኣቕርበለይ፣ ንጉሰ ጸጋይ ኣብ ኣከለጉዛይ ብሓደ ነርና ሓላፊየይ ነይሩ ሓቀኛ ብልቡ ንህዝቢ ዝሓሊ ቃልሱ ዘለለየ ንጹህ ተጋዳላይ እዩነይሩ።ንኹሎም ምስጋና ሃበለይ ።ቐጽሉ ምጽሓፍ ኣይተወደኤን ።

  • @RedSeaEri
    @RedSeaEri 3 หลายเดือนก่อน

    ሰስኑ ኣያታትና ጽቡቕ ትሕዝቶ ለባም ሪኢቶ

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 3 หลายเดือนก่อน

    UNESCO ሱዳን ከስላ