🚨ተኣሲሮም ኣለዉ እንካዕ ሓጎሰና! ስነ-ጥበባዊት መረብ ዝዘርግሓቶ ቪድዮ! ኣፍቃሪቱ 6ሽሕ$ በሊዓ ካልእ ኣፍቃሪ ሒዛ! Eritren movie

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 193

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket หลายเดือนก่อน +16

    Forsa ትራሕ ደቂ ኤረይ ክብርታትናን መንነትና ዝጽይቅ ቤት ማእሰርቲ ከማን ክውሕዶ

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 หลายเดือนก่อน +17

    ብጀጋኑ ሰማታትና ዝመጸት ሃገር.ሃገር ሂቦም ሓመድ ዝለበሱ ሰማእታት እዮም ዘለውና ዝለዚ ናይ ምዕራብውያን ጸሊእና ሰብ ናብ ሃገሩ ዝሓስበሉ ዘሎ እዋን ከምዚ ክትኢ ዘደንጹ እዩ

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615 หลายเดือนก่อน +3

    Thanks for clarifying it Merebina🙏🏽 we love you 💕🇪🇷

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv หลายเดือนก่อน +9

    1-00ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።
    ማእኸላይ ፖሊስ ኤርትራ ድሕሪ ሳዓት 1-00 ዝድወሎም ዝነበረ ተሌፎናት ኣይትሰከፉ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእቲናዮም ኣለና ዝብል መልሲ ክህቡሉ ዊዒሎም
    ኣገናዕ ኢልና ኻኣ ኣብ ስርሖም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃቦም

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8po หลายเดือนก่อน +10

    ሕጂ ግርም ፡ብፍላይ ነዚ ተወልዋሊ ዝኮነ ወዲ ሰብኣይ ሰብኣይ ጨኑዩ ከይውጸ ብሽለልትነት ኽፍኖ የብሉን ፡ነዚ ጭዋ ዝኮነ ሕብረተሰብ ዘይልምዲን ባህልን ከሰኽሞ ። ንካልኣይ ግዜ በዲልዎ እዩ እሞ ፡መምሃሪ ኽከውን ኣለዎ ። ካልእ ከምቲ ናቱ ዝካሓሓሉ እንተለው ብኣጉኡ ኽሕሎም ምእታን ከቖሪጹ፡ እቶም ብዘይ ፍላጥ እቲ ስራሕ ዘይሓይጣቶም ተሰከሙ ስነጥበባውያን ይሕዋትና ከኣ ንድሕሪ ሕጂ እንታይ ዓይነት ስራሕ ይሰሪሑ ኣለው ዓባይ ኣብነት ኽትኮኖም ትኽእል እያ።

  • @WintaAraya
    @WintaAraya หลายเดือนก่อน +9

    መለበምን አይግበርካ መለበምን አይኽላእካ እንድዩ ነገሩ እዞም ሕጂ ይፍትሐላ የለኹላን አይምልከተንን አይፈለጥኩን ገለመለ ዝብሉ ማንም ይኹንማንም ሕጊ ክፋረዶም ማካኑ ዘየማትእ ምኻኑ ፈሊጦም ይቅረኤታ ምብሎም እካ ጹቡቅን ቁቡልን እንተኾነ እዝን ወድኽምዝን ከምዝመጽእ ተፈሊጡ መንግስቲን ህዝብን ሐይልታት ምክልኻልን ነዛ ሃገር ሕድርን መብጽዓን ሰማእታትና ምዕራባዊ ሰይጣናዊ ተልእኾ ከም ዝተቀበሉ ክሕሰበሉ ዘለዎ ዘይኮነስ ዘየማትእ ንትውልዲ ዘድሕን ሱጉምቲ ክውሰደልም ኩልና ኤርትራውያን ሃገራውያን ኤርትራውያን ተቀበልቲ ሕድሪ ሰማእታትና መንግስትና መንግስቲ ኤርትራ ዘየዳግም መቅጻዕቲ ከም ዝወስድ ፍሉጥ እካ እንተኾነ ነዞም ከምዚኦም ነውራማት ንስነ ጥበብ ሃገርና ዳግማይ ከይምለዋ ምግባር ናይ ክይልና ሐለፍነት ተራና ክንገብር ከነልምሶም ፓራላይዝ ናይ ስነ ጥበብ ክኾኑ አለዎም።

  • @MeronRisom
    @MeronRisom หลายเดือนก่อน +9

    ሃገር ሂቦም ሓመድ ዝለበሱ ሰማእታት እዮም ዘለውና ስለዚ ብሃገረ ሰማእታት ዝመጸና ዕሽሽ ኣይንብልን ኢና::

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 หลายเดือนก่อน +10

    ከምዚ ፍጹም ክድገም የብሉን ንሓዋሩ ብሕጊ መምሃሪ ክወሃቡ ኣለዎም። ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔርን ኣብ ቅድሚ ክቡር ባህሊ ዘለዎ ህዝቢ ነውርን ፍንፍኑን ስራሕ እዮም ሰሪሖም፡
    " ሰብኣይ ከም ምስ ሰበይቲ ምስ ሰብኣይ እንተ ደቀሰ፡ ክልቲኦም ነውሪ ገይሮም እዮም፡ ሞት ይሙቱ፡ ደሞም ኣብ ልዕሊኦም እዩ።(ዘሌ.20፣13)

    • @amirsaid575
      @amirsaid575 หลายเดือนก่อน

      Abza film ms wedi dekisu dyu. Nay hade gual-galo character iyu

  • @WintaAraya
    @WintaAraya หลายเดือนก่อน +7

    መረበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 หลายเดือนก่อน +3

    Mereb Emotional ዘክውን የብልክን 🤌
    ሰብ እንዳተማሀረዩ ዝዓቢ ፍጹም ሰብ የለን .. ካብ ምምሃር ደው ቴልክ ወይ ወዲቅካ ኣለካ ወይ ሞይትካለካ " እዛ ስራሕ ትምህርቲያ ሂባትኪ ንዝመጽእ ስርሓትኪ ..
    Even ሶሪ ዘሕትት ኣይነበረክን ክሳብ ፈሊጥኪ ዘይገበርክዮ ይቅሬታ ምሕታትኪ ምልክት ትሕትናኪዩ ❤️
    Favorite Artist all Time ❤️🙌

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml หลายเดือนก่อน +2

    ፋኒ ጽቡቅ ጌርካ ጎስጉሰሉ ገንዘቦም እናበለዐኦም እየን ኣነስ ተመስገን ሰሪሐ ጽዒረ ብነብሰይ ዝተእማመን ጌርኒ ፈጣሪ😍

  • @HabeshamediaTV
    @HabeshamediaTV หลายเดือนก่อน +3

    Thank you for apologizing. I was so shocked that a well known Eritrean actress like you would participate in a movie like that. Your apology seems genuine. Ajoki. This is a lesson for the future. Glad you came out to say your part.

    • @hanatesfai1563
      @hanatesfai1563 หลายเดือนก่อน

      Some of them don’t read the whole script. Even if they read the script, the writers/ producers could have added scenes unknown to them. It’s more than likely that the only ones fully aware were those in the actual scenes.

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv หลายเดือนก่อน +6

    ሕጂ ግርም ኣብ ኤሮፓ ንቅመጥ ብዙሕ ንርኢ ስለ ዘለና ናብ ሃገርና ዝኾነ ሕማቅ ከይኣቱ ንትሓጋገዝ

    • @Azie860
      @Azie860 หลายเดือนก่อน

      Nay bahaqi

    • @stk8544
      @stk8544 หลายเดือนก่อน +1

      Wai dinkurunna, itom ab degge delleu dekkiki airiiuon do tbli iti nissiki tiriio? Tefetro kemzi hainet dellewom sebat ab wishti haddiki keman allew iom fetiki zelihki. Nai europe bahli keman aikonen kidmi nai kalih hibreteseb dehkobekkin dedhanekkin mzrab afkum samna ghierkum hizebu.

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 หลายเดือนก่อน

      Ygermeka eyu ko ndeqna bzi guday khatuna klewu ab adina gega eyu bahlna kemieu aykonen elina ena nqalesomi zlena azi rieom ka entay nmlslomi ykere ykunki mereb wshteki guhike kemi zleki ab azerbabki gexki rienayom

    • @KibretBokretsion
      @KibretBokretsion หลายเดือนก่อน

      Nay bahki ❤❤❤

    • @stk8544
      @stk8544 หลายเดือนก่อน

      Seb teasiru Ilkas tihiggues? Izi ke nai inda abboka bahli diu wala nai inda alebboka?

  • @Jesusey1
    @Jesusey1 หลายเดือนก่อน +3

    ብመጀመርያ ልኡል እዝጋብሄር ኣምላክ ምሉእ ጥዕና የውርደልኪ መረብ ሓፍተይ።ኣብዚ በጺሕናዮ ዘለና ናይ ተበላላዕ ፡ፍጹም እንትርፎ ንነብሶም እንበር ብዛዕባ ሰብ ፍጹም ዘይ ሕሰቦ ሓደገኛ እዋን፡ መረበይ ዝናኺ፡ ተጠቕሞም፡ኣቓልቦ ክምትረክብ ትሑዝ ጌሮም ስለዝወሰድዎ ግዳይ ረሳሕ ኣጀንድኦም ጌረሙኪ።ግን እንተኾነ ንስኺ ኣጆኪ ከም ቀደምኪ ትብዕ በሊ።ኩሉ ደጋፊኪ ኣብ ጎንኪ እዩ ።እቲ ዝዓበየ ነገር እንቃዕ መጺእኪ መልእኽትኺ ብግቡእ ናብ ተዓዘብትኺ፡ፈተውትኺ ኣሕለፍኪ።ንስኺ ኣርማ ስነጥበብ ኤርትራ ኢኺ።

  • @MeronRisom
    @MeronRisom หลายเดือนก่อน +5

    እዛ ፊልም ሸለል ክትብሃል የብላን ድጉል ምስጢር ዘለዋ እያ ትመስል

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615 หลายเดือนก่อน +2

    Apology accepted beautiful 😍
    I know with all my heart ❤️ you had no any clue what was really going on in that movie. if you knew you wouldn't participate in that kind of dirty movie. we all know that!!!
    You are one of the best talented actress in Eritrea. I love and admire you a great deal!
    Put this nightmare behind you and keep shinning!!!!

  • @BerheYebiyo
    @BerheYebiyo หลายเดือนก่อน +6

    Yes

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_Beyene หลายเดือนก่อน +4

    ብራቮ ፋኒ ጽቡቅ ሓበሬታ ብትገብሮ ዘለኻ ኣዜ እየ ዘድንቀካ ቀጽሎ❤️❤️❤️❤️

  • @HabeshamediaTV
    @HabeshamediaTV หลายเดือนก่อน +1

    know, you know your value and your people's value,..... Thank you and God Bless you my dear sister,......

  • @danielmikael9823
    @danielmikael9823 หลายเดือนก่อน +17

    Nski keman keteseri eki entye hije tzarbi kedem reki do aye konken agbkela hije kman yesterki

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml หลายเดือนก่อน +4

    ቀንዲ ክፍሊ ሳንሱር ክእሰሩ ኣለዎም ምኽንያቱ ኣብ ሃገርና ዝፈሪ ስነጥበብ ሳንሱር ከይተገብረ ኣይሓልፍን እዩ::

  • @MeronRisom
    @MeronRisom หลายเดือนก่อน +4

    ፖሊስ ግደፍ ዶ ነዚ ጭቡጥ መረጋገጺ ዘለዎ ነዘይ ብሉ ከማን ኣብ ዓይኒ ጠርጠራ የእትዩ ግቡእ መርመራ ገይሩ ከም ኮምፒዩተር ማምዩ ፈልዩን ዝተጨበጠ ሓቂ ዘጽዒ ዩ። በቲ ካልእ ውን ህዝቢ ብዘይ ፖሊስ, ፖሊስከኣ ብዘይ ህዝቢ ኮንቱ ዓወት ዩ ስለዚ ፍቃድ ህዝቡ ማለት ፍቃድ ኣባላቱ ስለዝኾነ ግድን ፖሊስ ኤርትራ ባኣኹም ኩሩዓት ኢና ቀጽልዎ።

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን หลายเดือนก่อน +6

    መረበይ ማራ አሕዚናትኒ ማርያምን ቆላዓ ማንታ ማንታ ይፍጠረልኪ አምላክ🙏😘

    • @fatherey9977
      @fatherey9977 หลายเดือนก่อน

      Amen zyaday amlak msaki adiki tbarek

  • @MahariteMebrahtom
    @MahariteMebrahtom หลายเดือนก่อน

    Thank you Merebey shikorr edmen tenan yhabki kemzi gerki wetsiki yqre mbalki nay mlkt thtnan akbrotn lbonan yu ❤❤❤❤❤❤❤

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket หลายเดือนก่อน +4

    ኣገናዕ ንብሎም ንሕና ድማ ግቡእ መቅጻዕቶም ክወስዱ ኣለዎም እዞም ንውራማት::

  • @SamiLondon
    @SamiLondon หลายเดือนก่อน

    መረበ ንሕና ዉን ይቅሬታ ንዓኺ ጌጋ ርድኢት ጸኒሑና ምስቲ ካብቲ ዓዲ ርኹሳት ምንባርኪ ኣብኡ ዉን ብምስታፍኪ ቀዳመይቲ ተጠርጣሪት ጌርኩ።ብዝኾነ ክንብል በለ እንበር ኣይተዃዕወን ፡ድምጺ ህዝቢ ሰሚዕኪ መልሲ ምሃብኪ ዉን ክንዲ ጎቦ ዝኸዉን ቁጥዐ ብደቃይቕ ቀይርኪዮ ጽቡቕ።ኣብዚ ግን ሕጂ ዉን ብቶማስ ይኹን ብገዛእ ህዝብና ዝጻወት ዘሎ ሕቡእ ኣካል ክወጽእ ኣለዎ።ኣብ ቶማስ ዝተራእያ ተደጋጋሚ ትርኢት ኩለን ንኢሉምናቲ ኣካይዳ ዘንጸባርቃ እየን ኩለን።ኣይኮነን ንሕና ኣብዝተሓተ መነባብሮ ዘለና እቶም ቀዳማይ ዓለም ዘለዉ ኣገልገልቲ ናይዚ ማሕበር መናፍስቲ ኣጋንንቲ ክኣትዉዎ ኮለዉ ከም ዕድል ከም ዝተመረጹ ክሳብ ዝሓስቡ ጌሮም እዪም ፈሪሞም ብድሌቶም ዝኣትዉ ናብኡ ንክኣትዉ ግን ሰሪሖም ዘይረኣይዎ ገንዘብ የርእዮም።ምስ ኣተዉ ግን መዉጽኢ የለን ሓደ ካብኦም ሓሚሙ ዝሞተ ዉን የብሎምን ።ኩሎም ብምቅትታል ብዶክቶሮም ብዘይድምጺ እዮም ዘጥፍእዎም መስዋእቲ ምዃኖም ንሸይጣን ኣብ መወዳእታ ዉን ይፈልጡ እዮም።ልዕሊ ዝኾነ ንሕና ኩላትና ዋላ ተጠንቂቅና ዘይንጥንቀቀሉ ኣብ ዓድና ከም ንፈልጦ ቋልዑ ኮይንና ክንዓቢ ኮለና ብፍላይ ደቅ ሃገረሰብ ነብሰይ ወኪለ ንጻህያይ ብዓጺድ ወይ በረኻ ንዕንጨይቲ ክወፍሩ ኮለዉ ኣዴናን ኣቦናን ገዛ ሰብ ዘይብሉ ቋልዑ ጎቦን መንገድን ስለ ነግድዖም ምስ ዝተኸፍተ ገዛ ኣብኡ ወዓሉ ይብሉና ዓበይቲ ሽማግለታት ዘይወፍሩ ወይ መርዓት ዘላቶ ገዛ ኣብኡ ጽንሑና ኢሎም ይገድፉና ትጽዉት ዉዒልና ሓፍትና ወይ ሓዉና መጽዩ ካብቲ ዝወዓልናዮ ይወስዱና ዝወዓልናዮ ክስቶ ሃሪሙኒ ክስቶ ከምዚ ጌሩ ንብል ፡ካብዚ ወጻኢ ብዙሓት ቆልዑ ክንጻወት ዉዒልና ቆልዓ ተሰሪቁ ቆልዓ ጠፊኡ ዝብሃል ሪኢናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን።ስለዚ ከምዚ ዝለመደ ህዝቢ እዚ መንፈስ ርኹስ ክኣቱ ኮሎ ቀሊል እዩ ሳዕቤኑ ግን ኣዝዩ ከቢድ እዩ።ኣብዞም ጎረቤትና ክቆጻጸርዎ ኣብዘይክእልሉ ግዜ በጺሖም ኣለዉ ካብ ሕክምና ይሰርቅዎም ካብ ገዝኦም ይሰርቅዎም ክጻወቱ ዝወጹ ዘይተመልሱ ክሳብ ንግዲ ዝጀመሩ ይመስሉኻ ኣብ ገዛእ ሃገሮም መዓት ጻዕዳ ኣትዩ ትካል ኣለኒ ዝብል ድዩ ዋላ ቱሪስት ዝብል ድዩ መሳኪን ልቢ ዘይገበሩ ቋልዑ ግዳይ ኮይኖም ኣለዉ።ስለዚ ቶማስ ካብዚ ኩሉ ካልእ ስርሓት ከመይ ኢሉ እዩ ነዚ ጉዳይ ዝደጋግሞ ዘሎ ብይቅሬታ ክሓክፍ ዝግብኦ ጉዳይ ኣይኮነን።ወዳን ጓላን ክፍለጥ ኣለዎ። ህዝቢ ኣፍሪቃ ብኩኡ መዝሚዞም ምህሙን ልሙስ ኣድማዒ ሓይሊ መንእሰይ ሰበይቲ እየ ኢሉ ርእሱ ከድንን ሰብኣይ ኮይኑ ተዳፊኡ ከይነብር ምስ ሰበይቲ ክኩሓልን ክቁነን ቡን ከፍልሕ ክዳን ከስፊ እዚ ፈጺምና እንዲና ዘይንቅበሎ ብሰንኪ ዉሑዳት ኣዛብእ ተመወልቲ ከኣ ኣይንጥቃዕን ኢና።ልዕሊ ህዝቢ ሓያል የለን ኣብ ዓለም ከምዝብሃል ከኣ ሓፍ ከይበሉ ድቁስ ኣቢልዎም ኣሎ ።እንበር መሳኪን በዓል ህንዲ ዳርጋ ከይዶም ተቆጻጺሮሞም ኣለዉ።ፋሽን ተወዳደርቲ ክዳኖም ተኸዲነን ኣብኡ ክርኣያ የቅርብወን ካርድሽያን ዝብሃላ ዋና ናይዚ ነዉራም ብደዉካ ዝቀትል ሓደገኛ መንፈስ ኣካየድቲ ንህንዲ ኣትየን ክዳዉንቶም ተኸዲነን ይኣትዋ ኣለዋ።ካብዚ ከምዚ ይኽደነና ኣንቱም ሰባት ንወድሰብ ሲ ዝብላዕ ዝስተ መጻሕፍቲ ከኣ ትሕግዞ እንበር ግብረ ሰይጣን ክተእቱ ትጽዕር ዲኻ።ኤርትራዊ ይመልኣሉ እንበር ኩሉ ይቃለስ ኣሎ ኣብ ስደት ዘሎ ብፍላይ ደቁ ሃይማኖት የምህሮም የጠንቅቆም ክወጹን ክኣትዉን።እቲ ሽግር ግን ኣብ ቤት ትምህርቲ መመዘንኦም እዮም ዝሰዱሎም ኣብዘይዕድሚአን ዘይፈልጥኦ መጀመርያ በወዳት ተመሃሮ ከምአን ክስዕምወን ይጅምሩ ቀስ እንዳበሉ ምትንኻፍ የላምድወን ብፍላይ ቲን ኤጅ ክጽይቅወን እዮም ዝጎዩ።ጸለምቲ ድዪም ዋላ ካልኦት እንዳፈለጥዎም ኮለዉ ፍቅሪ ጀሚራ ዕድሚኣ እዩ ገለ ይብሉ፡ካብኡ ዝኸፍአ ከኣ እተን እኩያት ኣዋልድ ከምአን መሲለን መሓዙት ይገብረአን ሓንቲ ብዙሓት ኣዋልድ ትብክል ወዲ ይጸልኣ ወዲ ዉን ጓል ይጸልእ ።ኣብዚ ዓዲ ዝነዉሐ ግዜ ኣብ ቤትምህርቲ እዩ ዝዉዕል ናይ ዝኾነ ወላዲ ደቁ።ኣብዚ ቦታ ከኣ ይጥቅዑ ብዘይኣፍልጦ።ፍርሒ ብዙሓት ሓበሻ ከኣ ኣብዚ እዩ ዘሎ።ኩለን ኣኣብ ገዝአን ደቀን ይምህራ እየን እቲ እንኮ ፍታሕ ግን ሃይማኖት ብዝግባእ ካብ ቁልዕነቱ እንዳተማህረ ምስ ዝዓቢ እዩ እቶም ዝሓሹ ንርእዮም ዘለና ።ዋላ ሸተት እንተኢላቶም ናይታ ብቆልዕነቶም ዝዓበዩላ ቤተክርስትያን ናብ ቦትኦም ይምለሱ እዮም።ከመይ ኣብ ዉሽጦም ስለ ትሰርሕ።ብዝኾነ ከመይ ዓይነት ድፍረት እዩ ኣብ ኤርትራ ናይዚ ጥፍኣት መንገዲ መንቅስቃስ ዘካይድ ዘሎ የተሓሳስበና ኣሎ ኢድ ሓለፍቲ ከይህልዎ።ብዝኾነ ኩሉ ብረድኤት ኣምሲሎም ድዮም ብሓገዝ ብጸለዉቲ ኣተግበርቲ ናታቶም ኣዋልድ ብጉልባብ ቀይሕ መስቀል ኩለን ሃገራት ይዝርግሕዎ ኣለዉ እዚ ርኹስ ኣጀንድኦም ።ነብሲ ወከፍ ሰብ ንህላዉነቱ ክጣበቕ ከኣ ግዴታዊ እዩ።እዛ ሎሚ ኢትዮኦያ ብዙሓት ቋልዑ ዝስወርዋ ዝዕመጹላ ዝቅተሉላ ዘለዉ ብዓል ብዮንሴ ኣትየን እንታይ ዓይነት ምልክት ቋልዑ ኣኪባ ስእሊ ወሲዳ ረኣይዎ።ፕርያንካ ኮፕራ ናብ ኢትዮጲያ ኣበይ ትፈልጦም መጽያ ዉጽኢት ናይዘን ኣካየድቶም እዚ ናይ ሎሚ ደም ዝነብዓ ዘለዋ ኣዴታት ብሰንኪ ደቀን ንርኢ ኣለና ።ስለዚ ብደግኡ መዓር ዉሽጢ ገሃነም እሳት ዝመርሕ ኢሉምናቲ ብንቅሓት ንከታተሎ ሸለል ዝብሃል የለን።ሓፍ ከይበለ ዉን ክንቃለሶ ኣለና።ከመይ ንሕና ንስድራና ስድራና ንዓና ኢና ንነብር።

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ ሓወይ ከደንግጸካ ንምንታይ እየን ገንዘብ ወዲ ዝበልዓ በጃኽን ብሰንክኽን ንጽረፍ ኣለና ኣይትለክማና

  • @AramAlemey
    @AramAlemey หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ኤርትራ ሳንሱር ብደቂቅ እዩ ዝሓልፍ ስለዚ ንምንታይ ሳንሱር ሓሊፋ በል ናብ ተዋሳእቲ ጥራይ ጌጋ ኣይትደርብይዎ ዓገብ ንኹሉ በል

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ምርጫ ጋል ተጠንቀቁ ኣወዳት የሕዋትና ክጠልማኹም ከለዎ ክብደይ እየ ዝቅረጽ

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 หลายเดือนก่อน

    መረቢኖ ዓባይ ሰብ ኣጆኺ የጋጥም እዩ 🙏

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_Beyene หลายเดือนก่อน +4

    ሕጂ ግርም እንካዕ ተኣሰሩ🎉

  • @helentekle712
    @helentekle712 หลายเดือนก่อน +3

    Merebina Good job and I respect you because you respect to all Eritrean people 🇪🇷❤️🙏

  • @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ
    @ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ ኤርትራዊ ኣይትበሉ ኩሉ ህዝቢ
    ክርሰትያን በልዎም ፈጣሪ ፀዋር😢

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615 หลายเดือนก่อน +2

    Be strong our queen 👸 ♥️♥️we love you

  • @MileyAsem
    @MileyAsem หลายเดือนก่อน +1

    ዓበይቲ ስነ ጥበባውያን ዝኣኽሉ ይቅርታ ጥራሕ እኹል ኣይኮነን

  • @MeronRisom
    @MeronRisom หลายเดือนก่อน +3

    ሕማቅ ግዜ በጺሕና

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ መከራ በቃ ገንዘቦም ይላጺኦም ኣለዋ

  • @HassenHasil
    @HassenHasil หลายเดือนก่อน

    Dadi&mani media ብጣዕሚ'የ ዝድንቀካ thank you ከምዝበልካዮ ኢቲ ከብ መረብን ፊሽን ዝሰማዕናዮ አብ ስክርፕ ከምእውን አብ ገጸባህሪ ዘየለ በዓሉ ዝሰረሐ አካል ክሕተት አሎዎ በሃላይ'የ ወደሓንኩም::

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv หลายเดือนก่อน +1

    በየን እዮም ዝረኽብወን ነዘን ልማድ ገንዘብ ወዲ ዘለወን ግን ኩላትና ሓደ ኣይኮናን

  • @Jesusey1
    @Jesusey1 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ይቅሬታ ዝ ዓቢ የለን 👌👌

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8po หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኻ ዝሓወይ ጨካናት ኣለዋ ተጠንቀቁ

  • @HabeshamediaTV
    @HabeshamediaTV หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኺ መረብ ለባም ዓባይ ሰብ
    ተሓተት ክመጹ ኢዮም ኩሉ ግዜ ፈተነ ኣካል ሂወት ኢዩ

  • @zemkielokubey2492
    @zemkielokubey2492 หลายเดือนก่อน

    Belewom ezom resehat tseyeketi hebreteseb were anes mershenkewom kab laeleway kesab taheteway temsgen fetari enkae nateka koneku ata beruk hezebi ✊

  • @helentekle712
    @helentekle712 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoki merebey waero ❤️😘🇪🇷

  • @HabeshamediaTV
    @HabeshamediaTV หลายเดือนก่อน +1

    Sorry, my dear sister, you have done the most beautiful job

  • @AbrahamWghere
    @AbrahamWghere หลายเดือนก่อน

    ፎእ ታይ ዝበልዎ ድሕረት እዩ ደቀይ ቸላለ እንቋዕ ሓጎሰና ፒእ?ፍኹስ ርዝን ዝበለ ቃላት ዘይትጥቀም?ፎእ ድሑር።

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 หลายเดือนก่อน +2

    ኣትን ግደፍኦም ኣይትበድልኦም ስደቶም ይኣኽሎም

  • @Al-be8tk
    @Al-be8tk หลายเดือนก่อน

    Wawwwwww fantastig good news congura higy gerem hizbi etesemiru geden u ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Silvanasilvanamama
    @Silvanasilvanamama หลายเดือนก่อน +1

    ምእሳሮም ዘይኮነ ዘሑግሰና ክእረሙ ስለዘለዎምዩ ካልኦት ክምሃሩሉ እውን ይግባእ

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket หลายเดือนก่อน +1

    ባጃክን ኣይትበድልኦም የሕዋትና እዮም

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ
    ሕጊ ሕጊ እዩ
    ብገበኖም ከኣ ኣራሚ ሕጋዊ ስጉምቲ ይውሰደሎም።
    ፓሊስን ህዝብን ኤርትራ ጥሙራት ምኳኖም ዝያዳ ትኮርዕ።
    ዝገርም ግና ወናኒ እታ ቻነል ክሳብ ሕጂ ክኣልያ ኣይከኣለን።
    ግሁድ ናይ ደገ ምወላን ልኡኹን ምኳኑ ይበርሃልካ።
    ምፍላጥካ ኣይተርፍን እዩ ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሰማይ ዝበርር ዑፍ ጾትኡ ዝፈልጥ እዩ።
    መዓልቱ ይጸበ።
    የቀነልና ንሓበሬታኻ ሓውና።

  • @MeronRisom
    @MeronRisom หลายเดือนก่อน +1

    ብነብሱ እዚ ግዜ ኣጣላላም እዩ😢

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 หลายเดือนก่อน +2

    ንፉዕ ፋኒ❤🎉

  • @kukukuku5502
    @kukukuku5502 หลายเดือนก่อน +1

    Yes Elelelelelelelel ❤❤❤❤❤❤❤

  • @thagos5362
    @thagos5362 หลายเดือนก่อน

    ንክፋት ደኣ ትሰምሩ ካብ ኣብታ ፍትሒ ዘይብላ ሃገር ኣሲሮም አልካ ትዕልል ተግሳጽ ናይ ህዝቢ ምኣከሎም ነሩ!!! ነፋጥ

  • @HabeshamediaTV
    @HabeshamediaTV หลายเดือนก่อน +1

    We love you Merebina!

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ሓዊ ይብለንን ነዞም ኣወዳት ብ ገንዘቦምን ብ ግዚኦምን ዝጻወታ

  • @tekleweynitesfazg
    @tekleweynitesfazg หลายเดือนก่อน

    ብጣዓሚ ደስ አኒ ኣሎ ከም ሳሙና ክሓቁ ኣለዎም

  • @helentekle712
    @helentekle712 หลายเดือนก่อน +1

    First of all, thank you for taking the step to apologize, but the damage has already been done. The movie is out and has been seen by many. It’s hard for me to believe that this is the first time you’ve seen it. I’m sure you were aware of it. I just can’t convince myself that you had no knowledge of this beforehand.
    I hope you’ve learned a lesson from this. I hope that, next time, you will read your script carefully before accepting a role. You are a well-known Eritrean actor, and therefore, you represent the face of Eritrea. What is displayed in this film does not reflect our culture, and it’s not acceptable. Our society values its heritage, and you should be aware of that.
    Best of luck to you.

  • @helentekle712
    @helentekle712 หลายเดือนก่อน +2

    👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @RahwaHaileab-zf8fv
    @RahwaHaileab-zf8fv หลายเดือนก่อน

    Merebey ageki meoarey ykre ykunki meoarey kemy nay kedemiki bahili ki yhisheki meoarey❤❤❤❤❤❤

  • @melatkfle2163
    @melatkfle2163 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኺ ካብ ይቅሬታ ዝዓቢ የለን 🥰

  • @AlexkidaneNegasi
    @AlexkidaneNegasi หลายเดือนก่อน

    ክልእ ሓሰውቲ ንጽሃት ክእ ትመስሉ ሰብ ታኣሲሩ ኢልካ እንቃዕ ሓሰና ።ፍናን ንባዕልካ ኣይሰብኣይ ኣይሰበይቲ ሓዲግ ፈለማ ቅድሚ ንክኣሎት ምንቃፍካ ሰብኣይ ምሰል።

  • @WintaAraya
    @WintaAraya หลายเดือนก่อน +1

    ወይለከይ ኩላ ገንዘባ ዝተበልዐት ትወጽእ ኣላ

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ'ዶ እንታይ ዝከዉን ዘሎ እዚ ሰብ ገንዘብ ሰብ ምብላዕ ሓራም

  • @melatkfle2163
    @melatkfle2163 หลายเดือนก่อน

    Mereb ክምዚ ኢልኪ ወጺኢኪ ይቅሬታ ብምባልኪ ውን ጽቡቅ ነገር ዩ!! ዘገርም ግን ክምዚ ዓይነት ረሳሕ ስራሕ ብፍሊሚ ኽማን ደስርሑዎስ ኣብ ሃገርና ወን ስብ ዘይ ሪኦ ክም ዝግበር ክምዘሎ ዘሪኢ ትግባር "ዩ ሞ ኩሉ ስብ ክቃሎሶ ዩ ዘሎዎ!!!

  • @merhawigrmay7615
    @merhawigrmay7615 หลายเดือนก่อน +1

    Merebina be strong 🥰🥰🥰🥰

  • @kukukuku5502
    @kukukuku5502 หลายเดือนก่อน

    Egzabher Yimesgen Elelelelelelelel Ezi kone Elka Ab Ethiopia digiber delo keyakil ab Eritrea kea Kelamiduna kes bi kes hasibom nerom no way ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @brgednhamedu6120
    @brgednhamedu6120 หลายเดือนก่อน +1

    ኣላ መረብ😂😂😂ኣይ ዓብን እወ😂😂

  • @Tigrayadeyy
    @Tigrayadeyy หลายเดือนก่อน +1

    ፋኒዋይ ጽሩይ❤❤❤

  • @brgednhamedu6120
    @brgednhamedu6120 หลายเดือนก่อน

    ብፍላይ ነዚ ቶማስ ከሕቅቅዎ ኣለዎም

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 หลายเดือนก่อน

    Bitaimmmmmmmmiiiiii Desssssssssss ilunaaaaaa Rukusat

  • @hermeladawit3608
    @hermeladawit3608 หลายเดือนก่อน +1

    We love you merebino

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml หลายเดือนก่อน +1

    ገንዘብ ሰብ ለካሚኻ እዩ በጃኽን ሕለያሎም

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 หลายเดือนก่อน

    መረብ እስቲፋኖስ አምሰሉ ለመጭ ዝኾነ ቃላት ተጠቂምኪ ንህዝቢ ከተታልሊኢልኪ አይትሕሰቢ እይ ነርኪ ድሕር አብ ማይ በዓቲ ይቅርታ ምሕታት ምትላል ጥራድ እይ እዚ፡ ንህዝቢ እለ እየዝነብር ትብሉ ህዝቢ ኤሪትራ ከመይ ከምዝነብር እናፈለጥኪ ዓድናን ህዝብናን ጽቡቅ እል ትብሉ ዘይነበርኪን ንመን ኢኺ ክትጥብሪ ሰነድ እኮ እል ሐሳዊት መደናገሪት ድራማ እይትስርሕልና ይኽእልን ልቦምን ኢና ።!!!

  • @brgednhamedu6120
    @brgednhamedu6120 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ትምርቲ ይኾኖም

  • @MileyAsem
    @MileyAsem หลายเดือนก่อน

    4 ደቒቓ ዝኣክልስ ብላይክ ጀምርዋ ጥራሕ ትብል ዋይ ላይክ ግበሩ ስለ ዝበልካ ኮ ኣይኮነን ላይክ ዝግበርልካ ብፅቡቕ ስራሕኻ እዩ ዋይ

  • @reggaeworld2834
    @reggaeworld2834 หลายเดือนก่อน

    Wellcome fnaney marey ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏

  • @nisri1567
    @nisri1567 หลายเดือนก่อน

    ሙሽሙሽ! ክእረሙን ክመሃሩ ኣለዎም'ዩ ዝበሃል።

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea หลายเดือนก่อน

    መንግስትናን ህዝብናን ሀገርናን ዘይድግፎ ነገር ስድሪ አየሳጉምን እዩ ኤርትራ ብርኽቲ ሀገር እያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @leteyletey3923
    @leteyletey3923 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልል👍👍👍👍👍👍

  • @hermeladawit3608
    @hermeladawit3608 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 หลายเดือนก่อน

    ብመጀመርታ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ
    ብዝሃብክዮ ግብረመልሲ ርዱእ ስለ ዝኾነ
    ጓል እስቲፍ ሽኮር ብሕጂ ብዝዓበየ ስራሕ ሰሪሕኪ ክትመጽና ንጽበ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ኣብ ስራሕ ዕንቅፋት ከጕንፍ ግድን እዩ:: በስ ዘይ ምድሃል ::

  • @brgednhamedu6120
    @brgednhamedu6120 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚኣ የሐጊሶምና እንካዕ ኣሰርዎም

  • @WintaAraya
    @WintaAraya หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ዕንዱ ክይትሓምም ቀስ ኢልካ ተዛረብ😂😂😂

  • @danielkidane3572
    @danielkidane3572 หลายเดือนก่อน

    ማእሰርቲስ ተኣሲሮም፡ ናብ ሕጊ ኸ ክቐርቡ ድዮም? እታ ስራሕ ምዕጻዋ ጥራይ ምኣኸለ ነይሩ እብል ብወገነይ።

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8po หลายเดือนก่อน +1

    መረበይ ጽብቅቲ ኣይዓብን 😂😂😂

  • @MuluAbraha-wi8yd
    @MuluAbraha-wi8yd หลายเดือนก่อน

    ኣታ ስቅ በል ታኣሲሮም ኢልካስ ትሕጎስ ዕልል በሎ ትብለና ኣብ ድልየትካ ትኾነሉ ሃገር ኮፍ ኢልኩም ኣብ ዓዲ ንዘለዉ ዜጋታት ክሰሩ ኣለዎም ኢልኩም ትጭድሩ ክረሙ
    እምበር ክእሰሩ የብሎምን::

  • @samrawitsamrawit9278
    @samrawitsamrawit9278 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይይይይ ልሚ ጹቡቅ ዘና አምጺካ አልልልልልል ❤❤❤❤❤❤

  • @HabeshamediaTV
    @HabeshamediaTV หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉

  • @asmayitgonnise4850
    @asmayitgonnise4850 หลายเดือนก่อน

    If they made a mistake they have to teach them we're not happy if someone going to jail if you are happy saytne nake

  • @daniwedihager7708
    @daniwedihager7708 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @Abrahamwedikeshi
    @Abrahamwedikeshi หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኢኻ ተሕዝን በል ንስኻ ሲ መን ኮንካ ደኣ ብዛዕባ እዚኦም ክትዛረብን ክትፈርድን ቅድሚ ሕጂ ከምዚ ዓይነ ኣጸያፊ ፊሊም ኣይተሰርሐን ድዩ ደሓር ከኣ እንታይ ኢልካ ተዛሪብካ ደጋፊ ናይቲ ስርዓት ኣይኮንካ ተቃዋሚ ውን ኣይኮካን ደላዪ ሰላም የ ኢልካ ሰላም ዝደሊ ሰብ ደኣ እሞ ሕማቅ ናይ ወዲ ሰብ ይምነ ድዩ ኣረኣደኣኒ እባ ተገዲስካ ኣንብባ መልሰልይይ

  • @habenbrhane5852
    @habenbrhane5852 หลายเดือนก่อน

    Ekre ykunki merebey❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SenauTmnitey
    @SenauTmnitey หลายเดือนก่อน

    ብመረበይ ዓይኒ ሃገር ኣይትምጽእኒ እስኪ ይቕረ ይኹንኪ ተሌፎና እስኪ ዝፊልጣ ተሎ እባ Text ግበሩለይ

  • @mulubrhansereke
    @mulubrhansereke หลายเดือนก่อน

    wawwww

  • @HZ-mc5cp
    @HZ-mc5cp หลายเดือนก่อน

    እቅረ ዝብሀል የለን አለይ መለይ ኢሎም ኢዮም ገረሙ
    ኽእሰሩ አሎዉ

  • @merigaltigray1814
    @merigaltigray1814 หลายเดือนก่อน

    Faniway lebamey 🥰🥰

  • @MeskeremAbeba
    @MeskeremAbeba หลายเดือนก่อน

    ኪድ ለኽባጥ ረሳሕ ካባኻ ንላዕሊ ገይ ኣሎ ድዩ

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv หลายเดือนก่อน +3

    መረበይ ጅግና ኣባይኪ❤