ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣጁካ እቶም ኦርቶዶክስ የሕዋትካ ኣለና ምሳካ 👍 like ngber
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር መምህርና ኣጀኻ እሳ እዮም ዓቅሞም ካብ ኣብ ፀላኢ ዘሎ ሓይሊ ኣብ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘሎ ሓይሊ ይዓቢ👏👏👏
ኣሜን ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@@qdstarssiemaq.a439 💓💓💓💓💓💓💓💓
ለወርሀዊ መታሰብያ ክብረ በዓል ሰማዕቱ ቅዱሰ ጊዮርግሰ እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች so እመ ብርሀን ትጠብቅህ ውድ መምህሬ በአሁን ሰአት ሰው ጥሩ አደለም ተኹላ መናፍቃን የበዛበት ግዜ ልቦና ይሰጣቸው
አሜን(3)ክብረተይ❤👏
@@redbag3453 😏🤔
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት ያስምዐና ንዕኦም ውን ልቦና ይሃቦም ኣይንውሕድን ንበዝሕ ድኣም ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ የአና ❤❤❤
እወ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ብትሕትና ይሓት
@@qdstarssiemaq.a439 ጌረልኪ ኣለኹ እም ንስኺ እውን ኣብዛ ናተይ ኣቲኺ ክትገብረለይ ብትሕትና ይሓትት።
ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ የብዘሐልኻ እግዚብሔር ኣምላክ እግዚብሔር ኣምላክ ይሓልኻ ሰብ ሓይል ኣይብሉን ቅድስት ድንግል ማሪያም ትሓልኻ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🤲🕊
እንካን ብሰላም መፃእካ ክብር ሓውና ስልጣንኣጀካ ስልጣን ሓወይ ንሶም ዓቅሞም ንሳ እያ ወላ እንተ ዓፀውዋ ናብቲ ዝተካፈተ ሓዱሽ እውን ንመፅእ ኢና
ክሳብ ሕጂ ዝጸንሑ እቲ እኳ ደንጉዮም: ከመይሲ ክርስትያን ካብ እምነቱ ንክግዕዝ ቀሊል መንገዲ ክኾነሎም ስለዝደለዩ እዮም:: ብዝኾነ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ ስለዝኾነ ኣብ ዝበጽሕዎ የብሎምን ንስኻ ጥራይ በርትዕ ኣይትተዓንቀፈልና ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብካ ስልጣን ሓውናን መምህርናን!!!
ኣደ ጎይታይ ትቁመልካ እንበር ጸላእቲ ኣብዚሕካ ኩቡር ሓወይ ኣጆካ ጽናዕ በርትዕ።
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ኩለ ብሓይሊ እግዚአብሔር እዩ ተመስገን ድማ ገና ክንቅፅልን ክንበዝሕን ኢና🥰♥️ ናብ ኤርትራ ምእታው ተኸልኡኻ ክዓ ፈታዊት ሓቂ ፈታዊት ሰላም ዝኾነት ሃገርና ትግራይ ኣሳፊሓ ክትቅቀለካ እያ መምህረይ ኣጆኻ ካብ ፈተውቲ ፀላእቲ ይበዝሑ ግነ በቲ ሓይሊ ዝህበና ክርስቶስ ንኩሉ ንኽእሎ ኢና🥰 ብሓቂ ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ገሊፅዎ እዩ🥰🥰
ባሓቂ ተጋሩ አሽንባይ ዶ ንስልጣን ንፀላእትና እውን ብክልተ ኢድና ናተቃበልና ነይርና 😥
ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት ኣብ ፕሮፋይለይ
ብሓቂ ንፈትወካ ነክብረኻ ስልጣነይ ምሳና ዓድና ትኾን ትግራይና💛❤👌
@@ዳኒጋልሃገረትግራይ❤👏 ኣነ ባዕለይ ቃደመይቲ ናብ ትግራይ ዓደይ ንስልጣነይ ክወሰዳ ዩ ❤
@@usren7 ኣነ ዩ ቃደመይቲ ናብ ትግራይ ልስልጣን ሓወይ ክወሰዳ ❤👏😁
ስልጣን ሓወይ በእውነት ለመፅመፅ ከይበልካ እታ ሓቀኛ መንገዲ ሒዝካ ስለትጓዓዝ ፀላኢ ክበዝሐካ ግድን እዩ አነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ምንም ተዕፀውዎ ከምቲ ድበልካዬ ዩቱብ ተዕፀውዎ ካልእ ትኸፍት ልሳንካ አይዓፀውዎን አብዘለኻዬ ንመፅእ ንባዕልና ክሕሸና እና እግዚአብሔር ድአመነ አይፈርሕን እዩ ብጣዕሚ የሑጊስካኒ መልስኻ እሞ በርትዐልና ⛪⛪⛪ኦርቶዶክስ ንዘለአለም ትንበር ትነብር🙏🙏🙏
ኣብዚ ዝጻሓፍ ዘሎ ርእይቶስ ፡ ኣጆኻ ኣምላኽ ኣሎ ምሳኻ ገለታት ገለታት ።ትርር'ልኩም ንስኹም ናይ ዩ ትዩብ መርበብና እንተዓጺኹሞ ፡ ንሕና ድማ ትንፋስኩም ንዓጽዋ ዘይትብልዎም ባች ! ሕግስ ሕጊ ሙሴ እንተኾነ'ዩ 'ምበር 🔥
ሰልጣን ሓወይ ምስ ብዓል ኤፍሬም ሓወይ ሓቢርኩም ፊልኤልያትኩም ተራዳዲኢኩምብሓባር ሰርሑ ኣብ ኩሉ ህዝቢ ኣብ ላይፍ ቀሪብኩም ተራዳዱኡ መጀመርያ ኦርትድክሳውያን ሕበሩ ሞ መናፍቃን ይኹኑ ኣስላም ባይታ ኣይረኽቡን ዮም ሰላም ኣምላኽ ምስኩላትኩም ይኹን ሰልጣን ሓወይ 🙏🙏🙏
ብስም ስላሴ ሰላም እግዚአብሔር የብዝሐልኩም ስድራ ልዑል እግዚአብሔር ስልጣን ሓውና እንኳዕ ብሰላም መጻኳ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሐልና በርትዕ
እንታይ እዪ ብስምስላሴ ኢልክን ትጅምራ ኣነ ዝገርመኒ ኣይኑ ቃል ኣምላክ ክተምህሪዩ እዚ ናይዳእፍሬም ሕጊ እዩ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa ስም እግዚአብሔር ምፅዋዕ ምስ ኤፍሮም ተታሓሕዚኦ ወይ ጉድ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዘስተውዕል ልቦና ያሃበና 😥
@@ራሄልጓልቀሺ ስም እግዚኣብሔር ምለዓል መን ጸሊእዎ ኣብ ዝጸሓፍካዮ በስመስላሴ ዋላ ክፃረፋ በስመስላሴ እረ ጉድ ፅርፊ ክትፃረፍ ዶ ሽም ኣምላክ ይላዓልዩ ሓፍተኒ እዉ ሕጅዉን ኤፍሬም ዝኣዘዘን እዩ ማንም ይኩን ማንም በስመስላሴ ኢልክን ፃሓፋ ኢሉ መምርሒ ኣዉሪዱለን ዩ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa ኤፍረም መን እዩ ኣሓተይ😌
ብስም ስላሴ ምባልከ እንታይ ጸገም ኣለዎ ኣስፍሕ አቢልክን እስከ ኣረድኣኒ
ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄር ምሳኻ ኢዩ፡ ከምቲ ነቢይ ኤልሳእ ዝበሎ ቃል " ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ " ኣምላኽ ዘመነ ጓስነትካ ይባርኽ፡
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህርና ስልጣን እንኳዓ ብሰላም መፃእኻ
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይ እግዝአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን እኖና ቅደስት ደንግል ማርያም ይሓልዉካ ስልጣነይ ናይ ሰደት መምህርይ ምንም ኣይትከዉንን እግዚአብሔር ሒዝካ ወዲ እመ ብርሃነይ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ ናይ ክርስቶስ ወታደር ኢካ ንፍትወካን ነክብርካን ልኣቶም እዉን እግዚአብሔር ይገስፆም 👏👏👏
እቲ ሓቂ ሲ ስበኮ ድኣ።ቃል ሕይወት የስምዓልና።እቲ ድያብሎስ እዪ ካልእ ኣይኮነን።ክብረት ይሃበልና ስልጣን ሐውና።እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ።
እንኻዕ ናብ ወርሓዊ ባዓል ቅዱስ ጊርግስ ብሰላም ኣብፀሐኩም የ ተዋህዶ ልጆች 😍❤️❤️❤️ስልጣነይ ሰላምካ ብዝሕ ይበለልና ቅድስት ድንግል ማርያም ፅላል ትክንካ🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትክ ክብርተይ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
ኣይ ሓይሊ ኣይሃቦም ልዑል ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 🙏🏼🙏🏼🙏🏼ኣጆኻ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ልዑል እግዚኣብሄር ምሳካ እዩ ሓቅን ንሓቅን ኢካ ተመሓላልፍ እሞ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክን ጸሎት ኩሎም ቁዱሳንን ኣይፈለይካ💎 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ስልጣን ሓዉና ኣጆኻ ወዲ ተዋህዶ ኣብ እግዚአብሔር ዘላ ሂወት ከጥፈኣ ዝኽአል ሓይል ከ ኣበይእዩ ዝርከብ ፀላእ ሰናያት ተቃፅሉ ኣሎ እግዚአብሔር ይመስገን እመ ብርሃን ምሳኻ ትኹን ስልጣን ሓዉና 🙏❤🌿💕
ኣጀኻ ኽብር ሓወይ እዝየኦም ሃሙኡ ዳኣኸኑይዋ ዋይ ነገር ዝደለየስ ምስ ሕንበሻ ፀብሕ ደለየ ይብሉ ይገርም ይኡ ዳሓውና ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያስመዐልና🕊🕊🕊🕊✅✅❤❤❤
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን እዚኦምስ ንባዕሎም ዕፅዋት ልብስ ን አገልገልቲ እግዚአብሄር ክዓፅው አይክእሉን ሓይሊ እግዚአብሄር ማንም አይዋዳዶሮን
እንቋዕ ድሓን መጻኻ ኩቡር ሓወይ እግዚኣብሔር ምሳኻ እዩ ጽናዕ ፈጣሪ ኣብ ዝሩያኻ ይኽበብካ ኣሜን 💒💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💒🤲🌹👏💒👏🌹💚💚💚💚💚💚💚💚💚💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ።
እግዚኣብሔር ይመሥገን ሰላምኩም ይብዛሕ መምህርየይ እንኳዕ ብሰላም መጻኩም❤
ቡሉጽ ናይ ግዜና መምህር ጸጉኡ የብዛሓልካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዓልና ክቡር መምህር ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ 🙏🙏🙏ስልጣነ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ድኩማት ኣሕዋትካ ኣይትገደሰሎም ኣይሓድሽካ ደማ ዓቅሚ እንተረኪቦም ኣይኮኑን ናዓካ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ክርስትያን ከጥፍኡና ማዓዝ ይፀልኡ ድዮም ሴፍ እንድዮም ዝኣምኑ
ናይ ብሓቂ ልቃ ሂወት ይስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ስልጣን ሓወይ🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን መምህረይ❤️❤️❤️እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ሥልጣን ሓወይ አጀካ እግዚአብሔር አምላክ አሎ መምህረይ
ክብሪ ይኩን ንሥላሴ ይክበር ይመስገን አምለከ ሙሴ እቲ ናያቶምለ ክንዓፅዎ አለና ስደዲልእ እቲ ናቶም አስላም እውን እንተዓፀውና ክንዓፅዎም አለና። እምለከ ቅዱሳን ምስካ ይኩን እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን ኣጆካ ዝሓወይ ስልጣን ሓወይ ካልእ ቻነል ንመሐለውታ ሐጂ ክፈት ኩለና ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ድማ ሓላፍነትና ንወፃእ ክርስትያናዊ ሓላፍነትና ንዋፃእ ንንቃሕ አይንደቅስ ብተለይ ብሃይማኖትና
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ ማዓረይ ኩሉ ልኡል እግዚአብሔር ዝሓሰቦ እዩ ዝኸዉን✝️💖
አሜን፫ ፅዮን ማርያም ፅላላ ተንብረልካ ስልጣነይ አጀኻ አምላክ ምሳካ'ዩ ብዛ ቻናል ዝቃፀል ዲያብሎስ ጥራይ'ዩ።
ኣዘኻ ስልጣን ሓወይ ናቶም ፈከራ ከንቱ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሎ ዶሞ ንሱ እንተ ተዓፀየ ካልእ ይክፈት እዩ ፀገም የብሉን ብቻ ንስካ በርተዐና እመብርሃን ምሳካ ትኩን ክብር መምህርና
እንኻዕ ብስላም መጸካ መምህረይ❤ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ስብ በዘይገድስ ስልጣነይ እንተዓፀውዎ ካልእ ክኣ ይኽፈት እዩ
ኩቡር መምህረይ ኣምላኽ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ፈተና ናኣና ንክርስትያን መበርትዒ እዩ ኢቲ ኣብ ኣምላኽ ዝውከል ሰብ ኣይሓፍርን እዩ
ሱልጣን ከስሰተ!! ነቲ ሓቂ ስለተቃልዕ እዩ :: ኣይትፍራሕ ሓደ ንስኻ ጥራይ ብቑዕ መልሲ ስለ ትህቦም / ትምልሰሎም ሰዕርካዮም መልሲ ስለዝሰኣኑ እዮምሞ ቀጽሎ :: እግዚኣብሄር ምሳኻ እዩ :: ኣሜን ::
እግዚኣብሄር ጥራይ አዩ ዋሕስ ሂወትና!! ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር ከኣ ንሕና ሂወት ሓውና ክንሕሉ ሓላፍነት ናይ ኩልና ደቂ ተዋህዶ አዩ: ኮነ ድማ ስኽፍ ኣይበልካ ኤርትራ ክትረግጻ ተኾንካ ምስ ሰብካ!! ኣብ ጎንኻ ኣለና መምህርና!! 💒☦️❤🙏🏾
አጆካ ክቡር መምህርና ሰብ ዝበልዖ እንበር ዝዛሮቦ አይስእኒይ ደስ ዝበሎም ክዛረቡ ይክእሉ እዮም እንተ ንስካ ንጎኒ ገዲፍካ ት/ቲ ቀፅለልና እግዚአብሔር ዘቀደመ ኩሉ ግዜ ዕዉት እዩ እመብርሃን ኣብ ኩሉ ጉዕዞካ ትሓልካ ንፈትወካ መምህርና
_እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ🥀🥰ዳሓን እዚ ተተዓጸወ ኻሊእ ኸዓ ትኸፍተልና ኣለና እኮ ኣብ ሰሙን ደው ክነብላ ኢና ደቂ ተዋህዶ ዋዛታት ተኾናስ መምህረይ🤗♥️_
Ajoka memhrey amlak msaka ykun nsa ente taxewet kale tewxe
እቲ ዛዓጹን ዝኽፍተን ፈጣሪ'ዩ ። ሰብ ዓቅሚ የቡሉን ፡ ንቃል እግዛእቤሄር ዝዓጹ ፍጹም ፉጡር የለን ። ናይ ባሓቂ ኽርስትና ናይ ምክርኻር ኣይኮነን ኣኽለ 🙏🙏🙏
ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ምስኻ ኣሎ መምህር ሱልጣን🥰😘❤💯✝️🙏🙏😍🥰✝️✝️
ብጣዕሚ ነመስግን መምህር ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልካ ኣፍ ነገረኛ ይዕጸወልካ ፈጣሪ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ስልጣነይ ንሕና ኸዓ ኣብ ጎንኻ ኣለና እዞም ሕማቕ ዝሓስቡ ኸዓ ዓይነ ልቦኑኦም ይኽፈተሎም
እንቁ መምህራችን ቃለሂወትን ያሰማልን በዓለም ሳላችሁ መከራ አለባችሁ ነገርግን አይዟችሁ እኔ አለምን አሸንፌዋለሁ እና ይለናል ቅዱስ ቃሉ ከክርቶስ ፍቅር ማን ይለየናልስቃይ ወይስ መከራ ወይስ ስደት ወይስ ሰይፍ ነውን !
ኣሜን ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትክ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት ክብርት ሓፍተይ
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኹቡር ስልጣን ሓወይ ኣነ ዝገርመኒስ ኣለዉን የለዉን ዘይፈለጡስ ንኤረትራ አንተ ኣቲኻ ጉድ ኣዩ አኮ 🙏🙏🙏
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ
ብስመ ስላሴ ይቀጠቀጥ ከይሴ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዛሓልካ መም ስልጣን ኣጆካ በርትዕ ነዓና ከኣ በዚ ቅኑዕ ሃይማኖት ክንከይድ እዚኣብሔር ይፍቀደልና እመ ብርሃን ትለምነልና
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህረይ. ሰልጣነ ከሰተ አግልግሎት ዘመን ይባረከለኻ. እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ አጃኻ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ኡዩ ሰልጣነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላክ 📖📖📖📚📚📚⛪⛪⛪🙏🙏🙏
በርትዕ ስልጣን ሓውና ወላ ፈተና እንተበዝሓካ ብሓይሊ እግዚኣብሔር ክትዕወት ኢካ ኦርቶዶክስ መከራ ወላ እንተበዝሓና ኣንጠፍእ ኢና ቡዓል ቁዱስ ጅወርግስ ኢዮም ኣብነትና ❤❤❤❤❤❤ ኣምላኽ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልካ ስልጣን ሓውና
ሰላማ ናይ እግዛብሕር ንኽሉ ህዝብ ክርስትያና ይኹኑ ሰላምይ ፍቅር ያዉርደልና ናይ ባሓቂ ስልጣና ሓወይ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ኣነ ብምንታይ ክረኽበካ ይኽእል ስልጣነይ
ሓወይ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን
ኣጆኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣሎ ምሳኻ ስልጣን ሓውና ናይ እዞም ኣረሜናት ፍጥረት ደቂ ሽፍታ ኻብ ፈኸራ ሓሊፎም ዝገብርዎ የብሎምን 🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓውና ኣጆካ ክቡር መምህርና አብ እግዚአብሔር ዝተወከለ ኣይሓፍርን ብሓቂ ናይ ሰብ ነገር ደካማ ሕልና ንሓቂ ደው ሰለዝበልካን ዝተዛረብካንሲ መስተውዓሊ ይሃቦም
ኣይዞኳ በርትዕ ከምዚታት ዝኣመሰለ ክንክልኳል ጠንኪርካ ንክትብርትዕ እዩ ዝገብረካ እናበርትዐልና ብጣዕሚ እንፈቅረካን ንፈትወካን መምህርና💕💕💕
እግዝኣብሔር ዝአምን ምንም ኣይኮን ክብር ሓውና እቱ ዝፈርድ ይፍሮዶ ተመልሱ ናባዕሎም እዩ ሓቂ ምዝራብ እግዝአብሔር ዝፈትዋ እዩ አጀካ በርትዕ ናይ ስደት መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና🙏👏👏💕💕
መምህር ስልጣን ሓውና ቃል ህዋት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ይሃግዝካ በረከት ረዲኤትን ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ህዝበ ክርስቲያን ካኣ ንሃዉና ስልጣን ኣብ ገኑ ከይና ኣለናካ እንዳ በልና ነበረተዓዮ
እንኳዕ ብዳሓን መጻእካልና ክብር መምህርናን ሓውናን ሥልጣን አብ ትሕቲ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ስደት አቦይ መምህር ህይወተይ እግዚአብሔር ይመስገን ኩሉ ሕግታት እግዚአብሔር ክንፈልጥ በቂዕና አባካ ሓዲሩ እግዚአብሔር አምላክ መንገዲ ሞትን ሕየትን ሚሂርና እዩ ይምህረናውን አሎ ብዒድመን ብጢዒናን ያሓልወልና አጀካ እዙይ ናይ ድክመት አታሓሳስባ እዩ ካብ ኩሉ ኩፉእ ዘበለ እመብርሃን አደዊተይ ታሓልወለይ✝️❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና እንተ ተዓጽያ subscribe ምግባር ኣይንሓምቅን ኢና ፈጣሪ ከኣ ምስ ቅኑዓት እዩ ምሕረት የውርደላ እንበር እዚኣስ ኣይ ግብርን ዓይኖም ደም መሊእዎም ልዕሊ 100 ሽሕ ስለ ዝበጽሐት ።
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣብ ዙሩያካ ይኩን ክቡር መምህረይ❤❤❤
እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ክቡር መምህረይ Yes ቃደሞይቲ ባዕለይ ናይ መዳም ሻቃላ 🌿
እግዝአብሔር ይመሰገን ሰላምታካ ንብዛሕ ሰልጣነይ ይገረም እዩ ሰብ ታይ ዘይብል ግን እግዝአብሔር ካብዘይ ፍቀደ ምን ዝገበረ የለን አጀካ መምህረይ እመ ብርሃን ምሰካ ትኩን ክሰብ ፍጸምየ የሰመረልና ሰልጣነይ ፍተና ዘሎ እዩ እቲ ተፍትን ዝሓልፍ ብጸእ እዩብሓቂ አብ እምነትና የጸነዐና ❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይ ኣጅካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሰካ እዩ እግዚአብሔር እቲ ኩፉኡ ሓሳበሙ ይግስጽ ክቡር ሓወና ቀፂለሉ
እግዚአብሔር ይመሰገን ኣጀካ መምህርይ ካብ ክርሰቶስ ክሰብ ዝኮነ ጎይታ ነገሪና እዩ ብሰመይ መከራ ክብፀሐኩም እዩ ግን አጆኩም እለና እዩ። ዳማሓምደ ዳኣ እንታይ ቃዓሚ አለዉም ንሱ እዩ ተሓቂ።
አንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርናኣጀካ እቲ ሕያዋይ ጋሳና ኣምላክ ናይ ክርስትያን ኣይድቅስን እዩ።እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን ስልጣነይ❤🤲⛪️✝️
እንኳዕ ሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓዱ ያፅንዕኻ ♥️♥️
እንኳዕ ሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓዱ ያፅዕኻ❤🙏❤🌹
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህረና እንኳዕ በሰላም መፃእካ ኩቡር መምህርና ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣብታ ቅንዕቲ ቅድስቲ ኦቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና አሜን፫🤲💖💖💖💖
እግዚአብሔር ይጠብቅህ መምህሬ እኔ ከሃይማኖቴ ደስ የሚለኝ ነገር ቢኖር አንዱ ንስሃ መኖሩ ነው እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን ክርስትያን ያደረገኝ ጌታ😍😘💒
ክብር መምህርይ እንካዕ ብሰላም መፅእካ ዋይ ዝብልዎ ዶ ስእኖም ናይ ስንፍነእም ምልክት እዩ እምብር ክብኡ ሓልፉ አይነይ እንታይ ክይገብሩ ብዝኮነ አዮካ ሰልጣነይ አሀብ እግዚእብሔር ኣምላክ ዝተወከለ ዝሓፈረ የለን ንስካ እዉን ክብትም ናይ አሰግዚእብሔር አገልገልቲ ሐደ ኡካ እሞ ኣምላክ ምስኮ ይኩነሰ ፀላኤትካ እውን ክብክ የርሕቀልካ ስልጣነይ❤❤❤📚
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህር ስልጣነይ እንኳዕ አብፅሕካ ልሕዳር ፀዬን አይትገደሰሎም ብሱመይ ትፀልኡ ኢኩም ኢልና እዪ መምሓፍ ሓቂ ብምዝራብካ ሰብ እንተፅለእካ እግዚአብሔር ምሳካ አሎ ብዘየገድስ ልማዶም እዪ እግዚአብሔር ዓይነልበነኦም ይክፈተሎም አሸናፊ እግዚአብሔር እምበር ሰብ አይኮነን
ኣጆካ መምህረይ ኣለና ኣብ ጎንኻ መን ኢዩ ኤርትራ ክነብረላ ኣብኡ የራክበና ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን ኢየ ግን ዝትንክፈካ ክንሪኦ ኢና መጀመርያ ንሕና ብዛዕባ ተዋህዶ ብእስልምና ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኢና ንሶም ግን ንእምነትና ክዝልፉን ክጻረፉን ብዙሕ ግዜ ሰሚዕናዮም ኢና ንሶም ኢዮም ካኣ ጀሚሮሞ እቲ ምጽራፍ እምነትና ንሕና ካኣ ግብረ መልሲ ክንህም ግዴታና ኢዩ ስለዚ ኣብታ ነፍቅራ ሃገርና ስድራና ዝፈልየና የለን ኣብ መወዳእታ ዝብለካ ንስካ ኣበር የብልካን ንስካ ግብረ መልሲ ኢኻ ሂብካዮም ምዝላፍ እምነት ካኣ ባዕሎም ኢዮም ጀሚሮሞ ስለዚ ስክፍ ኣይበልካ መምህረይ ቀጽሎ ጥራሕ ድንግል ወላዲት ኣምላኽ ምሳካ ትኩም ☦❤👈
ስላሴ ብኢዶም ክሕዞም እዩ ሓይሊ ኣይ ክህቦምን እዩ ኣይ ክትዕጾን እያ እመነኒ ስልጣን ኣጆኻ ጥራይ::
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጆኻ ኣለናልካ ተትዓፀወ ካልእ ይኽፈት እዚ ምልክት ስንፍናኦም እዩ ሓቀኛ ስለ ዝኾንካ ብዙሕ ኣጋጣምታት ከጋጥመካ ይኽእል ግና ኣጆኻ እግዚአብሔር ምሳኻ እዩ ዝፈትወካ ክብር ሓውና🙏💓💓
ክቡር ሓውና ሓላዊኻ አይግሽ ፀላኢ ሰናይ የርሕቀልካ ሳላኻ ብዙሕ ተምሂርና ኢና ቃለ ሂወት የስምዓልና
ሰላም ክብር መምህር ሰልጠነ ግደፎም ጥራይ ኣብ ዝበጽሕዋ የብሎምን እንታይ ዝብሃል ምሳላ ኣሎ መስለካ ሰገን ኣይትነፍር ኣስላማይ ኣይሓፍር ትብል ምስላ ማራ ኢያ ተገርም ሕጂ ካኣ ናብ ኤርትራ እንተተመሊስካ ኢሉ ዝፍክር ሰብ ብሓንሳብ ኢና ኽንምለስ ሃገርና ኢያ ኣብእ የራኽበና ኣጆኻ ሰልጠነ ሓውና ምስኦም ምዝራብ ከማን ግደፎ ።
እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ክብር መምህርና .ኣዘካ አብ ጎንካ ኣለና አየ ሰብ ሩጉም መቃቡሩ ፅጉም ተባህሉኮ ዓፅየም አሞ አንታይ አየም ዝገቡሩ ካልእ ይክፈት ምሳካ አለና መምህረይ .ብዕድመን ብጥዕናን ያሓላወልና .
ኣጆካ ንሕና ንበዝሕ ኩቡር ንመምህርና💪💪💪
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርናመስተው ዓይኒ ልቦና ይሃቦም 😥 ኣጀካ ንክርስትያን ፈተና የጠንክሮ እምበር ኣየውድቆን እዩ ብሓይሊ እግዛብሄር👏ንኤርትራ ተከሊኦምካ ኣክሱም ፅዬን ናብትግራይ ትመፅእ ኢካ ክቡር መምህርና👏❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኸልኻ ስልጣነይ
ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብስክራይብ ክትግብርለይ ብትሕትና ይሓት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣልና ክቡር መምህረይ ኣጆካ ሰብ ካብ ኣቅሙ ንላዕሊ ክገብር ኣይክእልን ዪ፡ ንሳ ክኣ ኣቅማ ያ፡ ገሊጻ ስለዚ ኣጆካ እመብርሃን ኣላ ኣብ ትከዶ ስግሚ ።
እንኳዕ ንወርሓዊ ኩቡር ባዓል ቅዱስ ጌዊርግስ ብሰላም ብጥና አብጸሕኩም አብጸሕና እንኳዕ ብዳሕን መፃእኻ ኩቡር መምሕርና ቃል ህይወት ያስመዕልና ጸጉኡ ያብዘሕልኻ
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ ብሰላም አብፀሐና
ቃል ህወት የስማዕልና ኣብ ጎንካ ኣለና ኣጆካ
እንተዓፀውዎ ካልእ ክኣ ንኻፍት ህውከት🥰🥰🥰
Beleley eb
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና አይዞኻ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን
ቃለ ሂወት የስምዓና። ኣጆኻ እዝኒ ኣይትሃቦም መንእሰይ፣ እቶም ኣብ ጎንኻ ዘለና ንበዝሕ፣ ብ ዓቢኡ ድማ ፈጣሪ ኣለካ ዋልታኻ።
ሠላምካ ይብዛሕ ሥልጣን ሓውና በዚ ዶ መፂኦም ለለ እግዚኣቢሔር ዝበሎ እዩ ዝከውን ኣብ ጎንካ ኣለና ከም ፍቃዱ👏💒
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ደቂ መሐመድ እቲ ሓቂ ብጣዕሚ እዩ ዝመሮም እግዚአብሔር ምስትውዓል ይሃቦም እመብርሃን ምሳካ ትኩን
አሜን ፫❤🤲እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓሊካ ካብ ኣብ ፀላኢ ዘሎ ሓይሊ ናይ እግዚአብሔር አምላክ ሓይሊ ይዓቢ ⛪️❤🕊🥰
@@bethlehemefratatube እሺ❤🥰
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ብክርስቶስ ይብዛሕ ስልጣን ሓውና ኣይዘኽ እቲ ሓይል ንዘይብሎም ሓይል ዝህብ ናይ ጎይቶት ጎይታ ናይ ነገስታት ንጉስ እግዚአብሔር አምላክ ሓይል ይኹንኻ እመብርሃን ፅላል ትኹንኻ👏✝️⛪️ ንዓኣቶም ድማ ልቦንኦም ይኽፈተሎም 👏✝️
ኣጆና እዚ ቀሊል ነገር እዩ ልሳንና ኣይተዓፀ እምበር ቻናልና ምንም ማለት ኣይኮነን የጠንክረና ኣብ እምነትና የፅነዐና እምበር ወይከ ኣይንንቅነቅን ኣጆካ በርትዕ ስልጣነይ😍💝
አግዝአብሔር ይመስገን መምህረይ የኔ ጀግና አምየይይ ትሓልወልና በርተዐልና አና አንታየሰ ይብለና መፅሓፍ ቅዱስና ብጣዕሚ ደስ አትብለኒ ጥቅሲ“ንሱ ኸኣ፡ ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለው ይበዝሑ እዮም እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ በለ።” - 2ይ ነገስት 6፥16 ስለዚ አግዝአብሔር ሒዝካ ኩሉ ግዜ ኣሸናፊ ኢካ ስልጣነይ 👏👏👏
ኣጀካ ኣለና ኣብ ጎንካ መምህረይተዋህዶ እምነተይ ክሳብ ጊዜ ሞተይ✝️🥰
እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ኩቡር መምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመኤልና ክብር ሓውና ወላድት ኣምላክ ተፅሊልካ ሰብ ሓይሊ የብልን እግዝኣብሔር እንበይ ድክም ኣታሓሳስባ እዩ ፈጣሪ ዓይነልበኖኦም ይክፈቶሎሞ
ቃል ህይወት የስመዐልና ዝፈትወካ ዘክብረካ መምህርና ኣጆካ እግዚአብሔር ልቦም ይክፎተሎም
ሰላም መምህርና እንኻዕ ድሓን መጸካ ስልጣነይ🕊እንኻዕ ኣብጽሐኩም ንሎሚ ተሓሲቦም ዝውዕሉ ክብረ ብዓላት ደቂ ተዋህዶ🕊 ቀደመይቲ ባዕለይ ኣይተ ኃለውክን የሞዳም ቅመሞች😁
😁😁💞
ተዋህዶ ልሞት ኣይንፍርሒን ላብ ገነት ላብ ስኦል ዝእት ልእግዚኣብሄር ብቻ እና ልንፍርሕ ኣጆካ ስልጣነይ ኣምላክ ኣሎ ምሳካ ብስማኣትነት ዘሞት ዚተዓደለ እዩ
ብሓቂ መምህረይ ኣጀኻ ቅዱሱ ኢግዚኣብሔር ኣሎ ንኹሉ🤲✝️⛪️🥀
ስልጣን ሓወይ እዞም ካብ ጀለብያ ናብ ስረ ሰሰጋገርናዮም ዓካራት ኣይትገደሰሎም።በርትዕ ቀጽሎ ንስኻ ንተዋህዶ ካብቶም ዘድሉይና ሓደ ኢኻ።በርትዕ ኣምለኽ ኣብ ጎንኻ እዩ ዋላ ንሕና!!!!!
ኣጀካ ክቡር ሓወይ ኣምላክ ምሳካ እዩ ጅግናና ንባዕላ ክዓፅዋ እዩ ፈጣሪ ኣጀካ
አንካዕ ብሰላም መፅእካ ክብር መምህርና ቻነል ትትዓፀወ ቻነል ንክፍት እና ክብር መምህርና ኣጆኻ 🌿🌿🌿🌿
ብሓቂ ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አጁኻ እሳተም ክብሉ እዮም ንስኻ ግን ዝሒልወካ እግዚአብሔር አምላክ አለካ ምስጋና ንእግዚአብሔር ይኹን ንሕና ምንም አይገበርናልኻይ ካባኻ ግን ብዙሒ ተማህርና አለና እመአምላክ ትሓንውካ ስልጣነይ✝️❤✝️
ንሶም ተሳዓርነቶም ኢዮም ዝገልጹ ዘለዉ ህዝብካ ኣብ እምነቱ ጸኒዑ ንክከይድን ብቅኑዕ መንገዲ ፈጣሪ ፈሊጡ ንመን ከምልክን ክስዕብን ከም ዘለዎ ትምህሮን ተምሓላልፎ ዘለካ መልእክቲ ዓቢ ኢዩ እሞ ፈጣሪዕድመን ጥዕናን ሂቡ ዕብየት መንፈስካ ብዕጽፊ ክውስክ እንዳ ተመነኩ ንብትብዓት ትገብሮ ዘለካ ዝንእድ ኣበርኩቶ ብልቢ የመስግነካ።
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ መኣረይ ኣይዞካ ኩሉ ብሃይሊ እግዚአብሔር ዘንበረ ዘሎ ኩሉ ❤❤
ብሓቂ ሄሪዋኒ መኣረይ
እንዃዕ ብሰላም መፀአካ ክብር መምህርና እግዚአብሔር ይመስገን ኣጀካ ስሊጣን ሓወይ ኣብ ጉዲንካ ኣለና እግዚአብሔር ይሓግዘና እመብርሃን ፂላል ትክንካ ✅🙏✝️✝️🥰
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና አጀካ አምላክ አሎ አብ ጎንና 👏👏👏
ሰላም እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡር መምህርና ቃዳመይቲ ባዕለይ አይዘኹም ክቡር መምህርና አብ ክርሰትና ፈተናታት ይበዝሕ እዩ እግዚአብሔር አምላክ አብ ዘለኽምዎ ይሓልየልና እመ አምላክ ፅላል ትኹንኩም ቻነል ተተዓፀወ ቻነል እዩ ዝመፅእ አይዘኹም አብ ጎንኹም አለና ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ልዘላአለም ፀኒዓ ትንበር ❤️❤️❤️✝️💒✝️💒❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹
ኣጁካ እቶም ኦርቶዶክስ የሕዋትካ ኣለና ምሳካ 👍 like ngber
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር መምህርና ኣጀኻ እሳ እዮም ዓቅሞም ካብ ኣብ ፀላኢ ዘሎ ሓይሊ ኣብ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘሎ ሓይሊ ይዓቢ👏👏👏
ኣሜን ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@@qdstarssiemaq.a439 💓💓💓💓💓💓💓💓
ለወርሀዊ መታሰብያ ክብረ በዓል ሰማዕቱ ቅዱሰ ጊዮርግሰ እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች so እመ ብርሀን ትጠብቅህ ውድ መምህሬ በአሁን ሰአት ሰው ጥሩ አደለም ተኹላ መናፍቃን የበዛበት ግዜ ልቦና ይሰጣቸው
አሜን(3)ክብረተይ❤👏
@@redbag3453 😏🤔
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት ያስምዐና ንዕኦም ውን ልቦና ይሃቦም ኣይንውሕድን ንበዝሕ ድኣም ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ የአና ❤❤❤
እወ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ብትሕትና ይሓት
@@qdstarssiemaq.a439 ጌረልኪ ኣለኹ እም ንስኺ እውን ኣብዛ ናተይ ኣቲኺ ክትገብረለይ ብትሕትና ይሓትት።
ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ የብዘሐልኻ እግዚብሔር ኣምላክ እግዚብሔር ኣምላክ ይሓልኻ ሰብ ሓይል ኣይብሉን ቅድስት ድንግል ማሪያም ትሓልኻ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🤲🕊
እንካን ብሰላም መፃእካ ክብር ሓውና ስልጣን
ኣጀካ ስልጣን ሓወይ ንሶም ዓቅሞም ንሳ እያ ወላ እንተ ዓፀውዋ ናብቲ ዝተካፈተ ሓዱሽ እውን ንመፅእ ኢና
ክሳብ ሕጂ ዝጸንሑ እቲ እኳ ደንጉዮም: ከመይሲ ክርስትያን ካብ እምነቱ ንክግዕዝ ቀሊል መንገዲ ክኾነሎም ስለዝደለዩ እዮም:: ብዝኾነ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ ስለዝኾነ ኣብ ዝበጽሕዎ የብሎምን ንስኻ ጥራይ በርትዕ ኣይትተዓንቀፈልና ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብካ ስልጣን ሓውናን መምህርናን!!!
ኣደ ጎይታይ ትቁመልካ እንበር ጸላእቲ ኣብዚሕካ ኩቡር ሓወይ ኣጆካ ጽናዕ በርትዕ።
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ኩለ ብሓይሊ እግዚአብሔር እዩ ተመስገን ድማ ገና ክንቅፅልን ክንበዝሕን ኢና🥰♥️ ናብ ኤርትራ ምእታው ተኸልኡኻ ክዓ ፈታዊት ሓቂ ፈታዊት ሰላም ዝኾነት ሃገርና ትግራይ ኣሳፊሓ ክትቅቀለካ እያ መምህረይ ኣጆኻ ካብ ፈተውቲ ፀላእቲ ይበዝሑ ግነ በቲ ሓይሊ ዝህበና ክርስቶስ ንኩሉ ንኽእሎ ኢና🥰 ብሓቂ ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ገሊፅዎ እዩ🥰🥰
ባሓቂ ተጋሩ አሽንባይ ዶ ንስልጣን ንፀላእትና እውን ብክልተ ኢድና ናተቃበልና ነይርና 😥
ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት ኣብ ፕሮፋይለይ
ብሓቂ ንፈትወካ ነክብረኻ ስልጣነይ ምሳና ዓድና ትኾን ትግራይና💛❤👌
@@ዳኒጋልሃገረትግራይ❤👏 ኣነ ባዕለይ ቃደመይቲ ናብ ትግራይ ዓደይ ንስልጣነይ ክወሰዳ ዩ
❤
@@usren7 ኣነ ዩ ቃደመይቲ ናብ ትግራይ ልስልጣን ሓወይ ክወሰዳ ❤👏😁
ስልጣን ሓወይ በእውነት ለመፅመፅ ከይበልካ እታ ሓቀኛ መንገዲ ሒዝካ ስለትጓዓዝ ፀላኢ ክበዝሐካ ግድን እዩ አነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ምንም ተዕፀውዎ ከምቲ ድበልካዬ ዩቱብ ተዕፀውዎ ካልእ ትኸፍት ልሳንካ አይዓፀውዎን አብዘለኻዬ ንመፅእ ንባዕልና ክሕሸና እና እግዚአብሔር ድአመነ አይፈርሕን እዩ ብጣዕሚ የሑጊስካኒ መልስኻ እሞ በርትዐልና ⛪⛪⛪ኦርቶዶክስ ንዘለአለም ትንበር ትነብር🙏🙏🙏
ኣብዚ ዝጻሓፍ ዘሎ ርእይቶስ ፡ ኣጆኻ ኣምላኽ ኣሎ ምሳኻ ገለታት ገለታት ።
ትርር'ልኩም ንስኹም ናይ ዩ ትዩብ መርበብና እንተዓጺኹሞ ፡ ንሕና ድማ ትንፋስኩም ንዓጽዋ ዘይትብልዎም ባች !
ሕግስ ሕጊ ሙሴ እንተኾነ'ዩ 'ምበር 🔥
ሰልጣን ሓወይ ምስ ብዓል ኤፍሬም ሓወይ ሓቢርኩም ፊልኤልያትኩም ተራዳዲኢኩም
ብሓባር ሰርሑ ኣብ ኩሉ ህዝቢ ኣብ ላይፍ ቀሪብኩም ተራዳዱኡ መጀመርያ ኦርትድክሳውያን ሕበሩ ሞ መናፍቃን ይኹኑ ኣስላም ባይታ ኣይረኽቡን ዮም ሰላም ኣምላኽ ምስኩላትኩም ይኹን ሰልጣን ሓወይ 🙏🙏🙏
ብስም ስላሴ ሰላም እግዚአብሔር የብዝሐልኩም ስድራ ልዑል እግዚአብሔር ስልጣን ሓውና እንኳዕ ብሰላም መጻኳ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሐልና በርትዕ
እንታይ እዪ ብስምስላሴ ኢልክን ትጅምራ ኣነ ዝገርመኒ ኣይኑ ቃል ኣምላክ ክተምህሪዩ እዚ ናይዳእፍሬም ሕጊ እዩ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa ስም እግዚአብሔር ምፅዋዕ ምስ ኤፍሮም ተታሓሕዚኦ ወይ ጉድ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዘስተውዕል ልቦና ያሃበና 😥
@@ራሄልጓልቀሺ ስም እግዚኣብሔር ምለዓል መን ጸሊእዎ ኣብ ዝጸሓፍካዮ በስመስላሴ ዋላ ክፃረፋ በስመስላሴ እረ ጉድ ፅርፊ ክትፃረፍ ዶ ሽም ኣምላክ ይላዓልዩ ሓፍተኒ እዉ ሕጅዉን ኤፍሬም ዝኣዘዘን እዩ ማንም ይኩን ማንም በስመስላሴ ኢልክን ፃሓፋ ኢሉ መምርሒ ኣዉሪዱለን ዩ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa ኤፍረም መን እዩ ኣሓተይ😌
ብስም ስላሴ ምባልከ እንታይ ጸገም ኣለዎ ኣስፍሕ አቢልክን እስከ ኣረድኣኒ
ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄር ምሳኻ ኢዩ፡ ከምቲ ነቢይ ኤልሳእ ዝበሎ ቃል " ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ " ኣምላኽ ዘመነ ጓስነትካ ይባርኽ፡
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህርና ስልጣን እንኳዓ ብሰላም መፃእኻ
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይ እግዝአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን እኖና ቅደስት ደንግል ማርያም ይሓልዉካ ስልጣነይ ናይ ሰደት መምህርይ ምንም ኣይትከዉንን እግዚአብሔር ሒዝካ ወዲ እመ ብርሃነይ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ ናይ ክርስቶስ ወታደር ኢካ ንፍትወካን ነክብርካን ልኣቶም እዉን እግዚአብሔር ይገስፆም 👏👏👏
እቲ ሓቂ ሲ ስበኮ ድኣ።ቃል ሕይወት የስምዓልና።እቲ ድያብሎስ እዪ ካልእ ኣይኮነን።
ክብረት ይሃበልና ስልጣን ሐውና።እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ።
እንኻዕ ናብ ወርሓዊ ባዓል ቅዱስ ጊርግስ ብሰላም ኣብፀሐኩም የ ተዋህዶ ልጆች 😍❤️❤️❤️
ስልጣነይ ሰላምካ ብዝሕ ይበለልና ቅድስት ድንግል ማርያም ፅላል ትክንካ🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትክ ክብርተይ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
ኣይ ሓይሊ ኣይሃቦም ልዑል ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 🙏🏼🙏🏼🙏🏼ኣጆኻ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ልዑል እግዚኣብሄር ምሳካ እዩ ሓቅን ንሓቅን ኢካ ተመሓላልፍ እሞ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክን ጸሎት ኩሎም ቁዱሳንን ኣይፈለይካ💎 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ስልጣን ሓዉና ኣጆኻ ወዲ ተዋህዶ ኣብ እግዚአብሔር ዘላ ሂወት ከጥፈኣ ዝኽአል ሓይል ከ ኣበይእዩ ዝርከብ ፀላእ ሰናያት ተቃፅሉ ኣሎ እግዚአብሔር ይመስገን እመ ብርሃን ምሳኻ ትኹን ስልጣን ሓዉና 🙏❤🌿💕
ኣጀኻ ኽብር ሓወይ እዝየኦም ሃሙኡ ዳኣኸኑይዋ ዋይ ነገር ዝደለየስ ምስ ሕንበሻ ፀብሕ ደለየ ይብሉ ይገርም ይኡ ዳሓውና ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያስመዐልና🕊🕊🕊🕊✅✅❤❤❤
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን እዚኦምስ ንባዕሎም ዕፅዋት ልብስ ን አገልገልቲ እግዚአብሄር ክዓፅው አይክእሉን ሓይሊ እግዚአብሄር ማንም አይዋዳዶሮን
እንቋዕ ድሓን መጻኻ ኩቡር ሓወይ እግዚኣብሔር ምሳኻ እዩ ጽናዕ ፈጣሪ ኣብ ዝሩያኻ ይኽበብካ ኣሜን 💒💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💒🤲🌹👏💒👏🌹
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ።
እግዚኣብሔር ይመሥገን ሰላምኩም ይብዛሕ መምህርየይ እንኳዕ ብሰላም መጻኩም❤
ቡሉጽ ናይ ግዜና መምህር ጸጉኡ የብዛሓልካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዓልና ክቡር መምህር ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ 🙏🙏🙏ስልጣነ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ድኩማት ኣሕዋትካ ኣይትገደሰሎም ኣይሓድሽካ ደማ ዓቅሚ እንተረኪቦም ኣይኮኑን ናዓካ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ክርስትያን ከጥፍኡና ማዓዝ ይፀልኡ ድዮም ሴፍ እንድዮም ዝኣምኑ
ናይ ብሓቂ ልቃ ሂወት ይስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ስልጣን ሓወይ🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን መምህረይ❤️❤️❤️እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ሥልጣን ሓወይ አጀካ እግዚአብሔር አምላክ አሎ መምህረይ
ክብሪ ይኩን ንሥላሴ ይክበር ይመስገን አምለከ ሙሴ እቲ ናያቶምለ ክንዓፅዎ አለና ስደዲልእ እቲ ናቶም አስላም እውን እንተዓፀውና ክንዓፅዎም አለና። እምለከ ቅዱሳን ምስካ ይኩን እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን ኣጆካ ዝሓወይ ስልጣን ሓወይ ካልእ ቻነል ንመሐለውታ ሐጂ ክፈት ኩለና ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ድማ ሓላፍነትና ንወፃእ ክርስትያናዊ ሓላፍነትና ንዋፃእ ንንቃሕ አይንደቅስ ብተለይ ብሃይማኖትና
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ ማዓረይ ኩሉ ልኡል እግዚአብሔር ዝሓሰቦ እዩ ዝኸዉን✝️💖
አሜን፫ ፅዮን ማርያም ፅላላ ተንብረልካ ስልጣነይ አጀኻ አምላክ ምሳካ'ዩ ብዛ ቻናል ዝቃፀል ዲያብሎስ ጥራይ'ዩ።
ኣዘኻ ስልጣን ሓወይ ናቶም ፈከራ ከንቱ እዩ
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሎ ዶሞ ንሱ እንተ ተዓፀየ ካልእ ይክፈት እዩ ፀገም የብሉን ብቻ ንስካ በርተዐና እመብርሃን ምሳካ ትኩን ክብር መምህርና
እንኻዕ ብስላም መጸካ መምህረይ❤ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ስብ በዘይገድስ ስልጣነይ እንተዓፀውዎ ካልእ ክኣ ይኽፈት እዩ
ኩቡር መምህረይ ኣምላኽ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ፈተና ናኣና ንክርስትያን መበርትዒ እዩ ኢቲ ኣብ ኣምላኽ ዝውከል ሰብ ኣይሓፍርን እዩ
ሱልጣን ከስሰተ!! ነቲ ሓቂ ስለተቃልዕ እዩ :: ኣይትፍራሕ ሓደ ንስኻ ጥራይ ብቑዕ መልሲ ስለ ትህቦም / ትምልሰሎም ሰዕርካዮም መልሲ ስለዝሰኣኑ እዮምሞ ቀጽሎ :: እግዚኣብሄር ምሳኻ እዩ :: ኣሜን ::
እግዚኣብሄር ጥራይ አዩ ዋሕስ ሂወትና!! ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር ከኣ ንሕና ሂወት ሓውና ክንሕሉ ሓላፍነት ናይ ኩልና ደቂ ተዋህዶ አዩ: ኮነ ድማ ስኽፍ ኣይበልካ ኤርትራ ክትረግጻ ተኾንካ ምስ ሰብካ!! ኣብ ጎንኻ ኣለና መምህርና!! 💒☦️❤🙏🏾
አጆካ ክቡር መምህርና ሰብ ዝበልዖ እንበር ዝዛሮቦ አይስእኒይ ደስ ዝበሎም ክዛረቡ ይክእሉ እዮም እንተ ንስካ ንጎኒ ገዲፍካ ት/ቲ ቀፅለልና እግዚአብሔር ዘቀደመ ኩሉ ግዜ ዕዉት እዩ እመብርሃን ኣብ ኩሉ ጉዕዞካ ትሓልካ ንፈትወካ መምህርና
_እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ🥀🥰ዳሓን እዚ ተተዓጸወ ኻሊእ ኸዓ ትኸፍተልና ኣለና እኮ ኣብ ሰሙን ደው ክነብላ ኢና ደቂ ተዋህዶ ዋዛታት ተኾናስ መምህረይ🤗♥️_
Ajoka memhrey amlak msaka ykun nsa ente taxewet kale tewxe
እቲ ዛዓጹን ዝኽፍተን ፈጣሪ'ዩ ። ሰብ ዓቅሚ የቡሉን ፡ ንቃል እግዛእቤሄር ዝዓጹ ፍጹም ፉጡር የለን ። ናይ ባሓቂ ኽርስትና ናይ ምክርኻር ኣይኮነን ኣኽለ 🙏🙏🙏
ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ምስኻ ኣሎ መምህር ሱልጣን🥰😘❤💯✝️🙏🙏😍🥰✝️✝️
ብጣዕሚ ነመስግን መምህር ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልካ ኣፍ ነገረኛ ይዕጸወልካ ፈጣሪ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ስልጣነይ ንሕና ኸዓ ኣብ ጎንኻ ኣለና እዞም ሕማቕ ዝሓስቡ ኸዓ ዓይነ ልቦኑኦም ይኽፈተሎም
እንቁ መምህራችን ቃለሂወትን ያሰማልን በዓለም ሳላችሁ መከራ አለባችሁ ነገርግን አይዟችሁ እኔ አለምን አሸንፌዋለሁ እና ይለናል ቅዱስ ቃሉ ከክርቶስ ፍቅር ማን ይለየናልስቃይ ወይስ መከራ ወይስ ስደት ወይስ ሰይፍ ነውን !
ኣሜን ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትክ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት ክብርት ሓፍተይ
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኹቡር ስልጣን ሓወይ ኣነ ዝገርመኒስ ኣለዉን የለዉን ዘይፈለጡስ ንኤረትራ አንተ ኣቲኻ ጉድ ኣዩ አኮ 🙏🙏🙏
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ
ብስመ ስላሴ ይቀጠቀጥ ከይሴ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዛሓልካ መም ስልጣን ኣጆካ በርትዕ ነዓና ከኣ በዚ ቅኑዕ ሃይማኖት ክንከይድ እዚኣብሔር ይፍቀደልና እመ ብርሃን ትለምነልና
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህረይ. ሰልጣነ ከሰተ አግልግሎት ዘመን ይባረከለኻ. እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ አጃኻ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ኡዩ ሰልጣነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላክ 📖📖📖📚📚📚⛪⛪⛪🙏🙏🙏
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ
በርትዕ ስልጣን ሓውና ወላ ፈተና እንተበዝሓካ ብሓይሊ እግዚኣብሔር ክትዕወት ኢካ ኦርቶዶክስ መከራ ወላ እንተበዝሓና ኣንጠፍእ ኢና ቡዓል ቁዱስ ጅወርግስ ኢዮም ኣብነትና ❤❤❤❤❤❤ ኣምላኽ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልካ ስልጣን ሓውና
ሰላማ ናይ እግዛብሕር ንኽሉ ህዝብ ክርስትያና ይኹኑ ሰላምይ ፍቅር ያዉርደልና ናይ ባሓቂ ስልጣና ሓወይ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ኣነ ብምንታይ ክረኽበካ ይኽእል ስልጣነይ
ሓወይ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን
ኣጆኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣሎ ምሳኻ ስልጣን ሓውና ናይ እዞም ኣረሜናት ፍጥረት ደቂ ሽፍታ ኻብ ፈኸራ ሓሊፎም ዝገብርዎ የብሎምን 🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓውና ኣጆካ ክቡር መምህርና አብ እግዚአብሔር ዝተወከለ ኣይሓፍርን ብሓቂ ናይ ሰብ ነገር ደካማ ሕልና ንሓቂ ደው ሰለዝበልካን ዝተዛረብካንሲ መስተውዓሊ ይሃቦም
ኣይዞኳ በርትዕ ከምዚታት ዝኣመሰለ ክንክልኳል ጠንኪርካ ንክትብርትዕ እዩ ዝገብረካ እናበርትዐልና ብጣዕሚ እንፈቅረካን ንፈትወካን መምህርና💕💕💕
እግዝኣብሔር ዝአምን ምንም ኣይኮን ክብር ሓውና እቱ ዝፈርድ ይፍሮዶ ተመልሱ ናባዕሎም እዩ ሓቂ ምዝራብ እግዝአብሔር ዝፈትዋ እዩ አጀካ በርትዕ ናይ ስደት መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና🙏👏👏💕💕
መምህር ስልጣን ሓውና ቃል ህዋት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ይሃግዝካ በረከት ረዲኤትን ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ህዝበ ክርስቲያን ካኣ ንሃዉና ስልጣን ኣብ ገኑ ከይና ኣለናካ እንዳ በልና ነበረተዓዮ
እንኳዕ ብዳሓን መጻእካልና ክብር መምህርናን ሓውናን ሥልጣን አብ ትሕቲ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ስደት አቦይ መምህር ህይወተይ እግዚአብሔር ይመስገን ኩሉ ሕግታት እግዚአብሔር ክንፈልጥ በቂዕና አባካ ሓዲሩ እግዚአብሔር አምላክ መንገዲ ሞትን ሕየትን ሚሂርና እዩ ይምህረናውን አሎ ብዒድመን ብጢዒናን ያሓልወልና አጀካ እዙይ ናይ ድክመት አታሓሳስባ እዩ ካብ ኩሉ ኩፉእ ዘበለ እመብርሃን አደዊተይ ታሓልወለይ✝️❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና እንተ ተዓጽያ subscribe ምግባር ኣይንሓምቅን ኢና ፈጣሪ ከኣ ምስ ቅኑዓት እዩ ምሕረት የውርደላ እንበር እዚኣስ ኣይ ግብርን ዓይኖም ደም መሊእዎም ልዕሊ 100 ሽሕ ስለ ዝበጽሐት ።
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣብ ዙሩያካ ይኩን ክቡር መምህረይ❤❤❤
እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ክቡር መምህረይ Yes ቃደሞይቲ ባዕለይ ናይ መዳም ሻቃላ 🌿
እግዝአብሔር ይመሰገን ሰላምታካ ንብዛሕ ሰልጣነይ ይገረም እዩ ሰብ ታይ ዘይብል ግን እግዝአብሔር ካብዘይ ፍቀደ ምን ዝገበረ የለን አጀካ መምህረይ እመ ብርሃን ምሰካ ትኩን ክሰብ ፍጸምየ የሰመረልና ሰልጣነይ ፍተና ዘሎ እዩ እቲ ተፍትን ዝሓልፍ ብጸእ እዩብሓቂ አብ እምነትና የጸነዐና ❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይ ኣጅካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሰካ እዩ እግዚአብሔር እቲ ኩፉኡ ሓሳበሙ ይግስጽ ክቡር ሓወና ቀፂለሉ
እግዚአብሔር ይመሰገን ኣጀካ መምህርይ ካብ ክርሰቶስ ክሰብ ዝኮነ ጎይታ ነገሪና እዩ ብሰመይ መከራ ክብፀሐኩም እዩ ግን አጆኩም እለና እዩ። ዳማሓምደ ዳኣ እንታይ ቃዓሚ አለዉም ንሱ እዩ ተሓቂ።
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ
አንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና
ኣጀካ እቲ ሕያዋይ ጋሳና ኣምላክ ናይ ክርስትያን ኣይድቅስን እዩ።እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን ስልጣነይ❤🤲⛪️✝️
እንኳዕ ሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓዱ ያፅንዕኻ ♥️♥️
እንኳዕ ሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓዱ ያፅዕኻ❤🙏❤🌹
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህረና እንኳዕ በሰላም መፃእካ ኩቡር መምህርና ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣብታ ቅንዕቲ ቅድስቲ ኦቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና አሜን፫🤲💖💖💖💖
እግዚአብሔር ይጠብቅህ መምህሬ እኔ ከሃይማኖቴ ደስ የሚለኝ ነገር ቢኖር አንዱ ንስሃ መኖሩ ነው እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን ክርስትያን ያደረገኝ ጌታ😍😘💒
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ።
ክብር መምህርይ እንካዕ ብሰላም መፅእካ ዋይ ዝብልዎ ዶ ስእኖም ናይ ስንፍነእም ምልክት እዩ እምብር ክብኡ ሓልፉ አይነይ እንታይ ክይገብሩ ብዝኮነ አዮካ ሰልጣነይ አሀብ እግዚእብሔር ኣምላክ ዝተወከለ ዝሓፈረ የለን ንስካ እዉን ክብትም ናይ አሰግዚእብሔር አገልገልቲ ሐደ ኡካ እሞ ኣምላክ ምስኮ ይኩነሰ ፀላኤትካ እውን ክብክ የርሕቀልካ ስልጣነይ❤❤❤📚
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህር ስልጣነይ እንኳዕ አብፅሕካ ልሕዳር ፀዬን አይትገደሰሎም ብሱመይ ትፀልኡ ኢኩም ኢልና እዪ መምሓፍ ሓቂ ብምዝራብካ ሰብ እንተፅለእካ እግዚአብሔር ምሳካ አሎ ብዘየገድስ ልማዶም እዪ እግዚአብሔር ዓይነልበነኦም ይክፈተሎም አሸናፊ እግዚአብሔር እምበር ሰብ አይኮነን
ኣጆካ መምህረይ ኣለና ኣብ ጎንኻ መን ኢዩ ኤርትራ ክነብረላ ኣብኡ የራክበና ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን ኢየ ግን ዝትንክፈካ ክንሪኦ ኢና መጀመርያ ንሕና ብዛዕባ ተዋህዶ ብእስልምና ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኢና ንሶም ግን ንእምነትና ክዝልፉን ክጻረፉን ብዙሕ ግዜ ሰሚዕናዮም ኢና ንሶም ኢዮም ካኣ ጀሚሮሞ እቲ ምጽራፍ እምነትና ንሕና ካኣ ግብረ መልሲ ክንህም ግዴታና ኢዩ ስለዚ ኣብታ ነፍቅራ ሃገርና ስድራና ዝፈልየና የለን ኣብ መወዳእታ ዝብለካ ንስካ ኣበር የብልካን ንስካ ግብረ መልሲ ኢኻ ሂብካዮም ምዝላፍ እምነት ካኣ ባዕሎም ኢዮም ጀሚሮሞ ስለዚ ስክፍ ኣይበልካ መምህረይ ቀጽሎ ጥራሕ ድንግል ወላዲት ኣምላኽ ምሳካ ትኩም ☦❤👈
ስላሴ ብኢዶም ክሕዞም እዩ ሓይሊ ኣይ ክህቦምን እዩ ኣይ ክትዕጾን እያ እመነኒ ስልጣን ኣጆኻ ጥራይ::
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጆኻ ኣለናልካ ተትዓፀወ ካልእ ይኽፈት እዚ ምልክት ስንፍናኦም እዩ ሓቀኛ ስለ ዝኾንካ ብዙሕ ኣጋጣምታት ከጋጥመካ ይኽእል ግና ኣጆኻ እግዚአብሔር ምሳኻ እዩ ዝፈትወካ ክብር ሓውና🙏💓💓
ክቡር ሓውና ሓላዊኻ አይግሽ ፀላኢ ሰናይ የርሕቀልካ ሳላኻ ብዙሕ ተምሂርና ኢና ቃለ ሂወት የስምዓልና
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ።
ሰላም ክብር መምህር ሰልጠነ ግደፎም ጥራይ ኣብ ዝበጽሕዋ የብሎምን እንታይ ዝብሃል ምሳላ ኣሎ መስለካ ሰገን ኣይትነፍር ኣስላማይ ኣይሓፍር ትብል ምስላ ማራ ኢያ ተገርም ሕጂ ካኣ ናብ ኤርትራ እንተተመሊስካ ኢሉ ዝፍክር ሰብ ብሓንሳብ ኢና ኽንምለስ ሃገርና ኢያ ኣብእ የራኽበና ኣጆኻ ሰልጠነ ሓውና ምስኦም ምዝራብ ከማን ግደፎ ።
እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ክብር መምህርና .ኣዘካ አብ ጎንካ ኣለና አየ ሰብ ሩጉም መቃቡሩ ፅጉም ተባህሉኮ ዓፅየም አሞ አንታይ አየም ዝገቡሩ ካልእ ይክፈት ምሳካ አለና መምህረይ .ብዕድመን ብጥዕናን ያሓላወልና .
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ።
ኣጆካ ንሕና ንበዝሕ ኩቡር ንመምህርና💪💪💪
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
መስተው ዓይኒ ልቦና ይሃቦም 😥 ኣጀካ ንክርስትያን ፈተና የጠንክሮ እምበር ኣየውድቆን እዩ ብሓይሊ እግዛብሄር👏
ንኤርትራ ተከሊኦምካ ኣክሱም ፅዬን ናብትግራይ ትመፅእ ኢካ ክቡር መምህርና👏❤
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኸልኻ ስልጣነይ
ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብስክራይብ ክትግብርለይ ብትሕትና ይሓት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣልና ክቡር መምህረይ ኣጆካ ሰብ ካብ ኣቅሙ ንላዕሊ ክገብር ኣይክእልን ዪ፡ ንሳ ክኣ ኣቅማ ያ፡ ገሊጻ ስለዚ ኣጆካ እመብርሃን ኣላ ኣብ ትከዶ ስግሚ ።
እንኳዕ ንወርሓዊ ኩቡር ባዓል ቅዱስ ጌዊርግስ ብሰላም ብጥና አብጸሕኩም አብጸሕና
እንኳዕ ብዳሕን መፃእኻ ኩቡር መምሕርና ቃል ህይወት ያስመዕልና ጸጉኡ ያብዘሕልኻ
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ ብሰላም አብፀሐና
ቃል ህወት የስማዕልና ኣብ ጎንካ ኣለና ኣጆካ
እንተዓፀውዎ ካልእ ክኣ ንኻፍት ህውከት🥰🥰🥰
Beleley eb
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና አይዞኻ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን
ቃለ ሂወት የስምዓና። ኣጆኻ እዝኒ ኣይትሃቦም መንእሰይ፣ እቶም ኣብ ጎንኻ ዘለና ንበዝሕ፣ ብ ዓቢኡ ድማ ፈጣሪ ኣለካ ዋልታኻ።
ሠላምካ ይብዛሕ ሥልጣን ሓውና በዚ ዶ መፂኦም ለለ እግዚኣቢሔር ዝበሎ እዩ ዝከውን ኣብ ጎንካ ኣለና ከም ፍቃዱ👏💒
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ደቂ መሐመድ እቲ ሓቂ ብጣዕሚ እዩ ዝመሮም እግዚአብሔር ምስትውዓል ይሃቦም እመብርሃን ምሳካ ትኩን
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ
አሜን ፫❤🤲እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓሊካ ካብ ኣብ ፀላኢ ዘሎ ሓይሊ ናይ እግዚአብሔር አምላክ ሓይሊ ይዓቢ ⛪️❤🕊🥰
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ኣብ እግዝኣብሄር ዝዊከል ዋላሓደ ኣይኮውኒን ኢዩ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት።እቶም ዝገበርኩምለይ ድማ እግዛኣብሄር ይክብረለይ
@@bethlehemefratatube እሺ❤🥰
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ብክርስቶስ ይብዛሕ ስልጣን ሓውና ኣይዘኽ እቲ ሓይል ንዘይብሎም ሓይል ዝህብ ናይ ጎይቶት ጎይታ ናይ ነገስታት ንጉስ እግዚአብሔር አምላክ ሓይል ይኹንኻ እመብርሃን ፅላል ትኹንኻ👏✝️⛪️ ንዓኣቶም ድማ ልቦንኦም ይኽፈተሎም 👏✝️
ኣጆና እዚ ቀሊል ነገር እዩ ልሳንና ኣይተዓፀ እምበር ቻናልና ምንም ማለት ኣይኮነን የጠንክረና ኣብ እምነትና የፅነዐና እምበር ወይከ ኣይንንቅነቅን ኣጆካ በርትዕ ስልጣነይ😍💝
አግዝአብሔር ይመስገን መምህረይ የኔ ጀግና አምየይይ ትሓልወልና በርተዐልና አና አንታየሰ ይብለና መፅሓፍ ቅዱስና ብጣዕሚ ደስ አትብለኒ ጥቅሲ
“ንሱ ኸኣ፡ ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለው ይበዝሑ እዮም እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ በለ።”
- 2ይ ነገስት 6፥16 ስለዚ አግዝአብሔር ሒዝካ ኩሉ ግዜ ኣሸናፊ ኢካ ስልጣነይ 👏👏👏
ኣጀካ ኣለና ኣብ ጎንካ መምህረይ
ተዋህዶ እምነተይ ክሳብ ጊዜ ሞተይ✝️🥰
እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ኩቡር መምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመኤልና ክብር ሓውና ወላድት ኣምላክ ተፅሊልካ ሰብ ሓይሊ የብልን እግዝኣብሔር እንበይ ድክም ኣታሓሳስባ እዩ ፈጣሪ ዓይነልበኖኦም ይክፈቶሎሞ
ቃል ህይወት የስመዐልና ዝፈትወካ ዘክብረካ መምህርና ኣጆካ እግዚአብሔር ልቦም ይክፎተሎም
ሰላም መምህርና እንኻዕ ድሓን መጸካ ስልጣነይ🕊እንኻዕ ኣብጽሐኩም ንሎሚ ተሓሲቦም ዝውዕሉ ክብረ ብዓላት ደቂ ተዋህዶ🕊 ቀደመይቲ ባዕለይ ኣይተ ኃለውክን የሞዳም ቅመሞች😁
😁😁💞
ተዋህዶ ልሞት ኣይንፍርሒን ላብ ገነት ላብ ስኦል ዝእት ልእግዚኣብሄር ብቻ እና ልንፍርሕ ኣጆካ ስልጣነይ ኣምላክ ኣሎ ምሳካ ብስማኣትነት ዘሞት ዚተዓደለ እዩ
ብሓቂ መምህረይ ኣጀኻ ቅዱሱ ኢግዚኣብሔር ኣሎ ንኹሉ🤲✝️⛪️🥀
ስልጣን ሓወይ እዞም ካብ ጀለብያ ናብ ስረ ሰሰጋገርናዮም ዓካራት ኣይትገደሰሎም።
በርትዕ ቀጽሎ ንስኻ ንተዋህዶ ካብቶም ዘድሉይና ሓደ ኢኻ።
በርትዕ ኣምለኽ ኣብ ጎንኻ እዩ ዋላ ንሕና!!!!!