ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣቱም ሰባት እዘን ብኢድ ሰበይቲ ዝዓበና ናፅነትና ብትክክል ኢና ንጥቀመሉ ብከምኡ ኢና ክዓ ጓል ሰበይቲ ምባል ዘኩረዐና 🤱💚
ካልአይተይ ረኪበ እወ ጋልታ ጅግና ሰበይቲ እየ ኣነለ 👊👌💪
ደምርኒ ማዓረይ እወ ጋልታ ጅግና ማዕበል ፈተናታት ሰጊራ ውላዳ ብዝላዓለ ተብፅሕ🙏🥺
ደምርኒ መዐረይ🌹
ደስ በሃሊ ሕቶ እዩ ሰስኑልና። አብዛ ጓል ሰበይቲ ትብል ከኣ ልኣነ ኣደዊተይ 100% ጅግናን ጠንካራን፣መርኣያ ጽንኣተይ እያ በቃ ኩሉ ትክእሎ ናናማን ጅግና ኣዶ እያ። እንተኮነ ግን ከም ኣነ ሓፍትኪ ጅግና ኣቦ እንከለኒ ብጓል ሰበይቲ ተባሂለ ክጽዋእ ደስ ኣይብለንን ይርጉየይ ከኣ ጓል ሰበይቲ/ወዲ ሰበይቲ ማለትስ ስርኣት ዘይብላ/ሉ ወይ ስዲ ዘይኮነስ ርእሲ ገዛ ስብኣይ እንከሎ ንምንታይ ብሰበይቲ ትጽዋእ ማለት እዩ።ስለዚ ይርጉዬ ጓል ሰበይቲ ማለት ከም ጸርፊ ዘይኮነስ ክብሪ ኣቦነት ስለ ለጉድል እዩ ዝመስለኒ❤🙏
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉
ደምረኒ 🌹
ደምሩኒ
ጎል ሰበይቲ ኣይበሃልን ኣብ ገዛእ ርእሰኪ ተጠቀምሉ እንበር ነውሪ እዩ ሓቢብቲ
ደምርኒ መዓረይ🌹
ካለአተይ ረከበ እወ አዶ ኩሉ ገራ እያ ተዕብየካ ክንድስባይን ሰበይትን እዩ ፅቡቅ ገይርኪ ገልፅክዮ እዮ እኪ ፅቡቅተይ
ናይ ብሓቂ ጓልዛ ጅግና ኣዶ ኣዶዋይ ዛወለላ ንባዕላ ፀሊማ ንኣይ ለቅየሐትኒ ንባዕላ ቅዳድ ተከዲና ንኣየይ ልከደነት ንበርለይ ዛደዋይ ❤🙏
ኣነለ ጓልታ ጅግና ሰበይቲ እየ ደቃ ማዕረ ደቂ ሃፍታም ዘዕበየት ልሊ ማንም ሰብ ኣብ ንደልዮ ደረጃ ዘብፀሐትና ኣቦ ስለ ዝወለደ ሓላፍነት እተዘይተዋፂኡ መፀወዒ እበር ኣቦ ክባሃል ኣይክእልን ኣነ ጓል ሰበይቲ እየ ሳብስክራይብ ግበራ ደቂ ሰበይቲ❤🎉ደቅታ ጅግና
ደምርኒ ወለላይ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
ዩርጉየ ጠንካራ ❤
ዋይ እሞ ልውልቀኪ ኢኪ ትጥቀሙሉበር ብዘየቦ ታዓቢክማ ግዴታ የኮነይ ልኩሉ ጓል ሰበይቲ ክባሃል ዛሓፍተይ😮😮
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉❤❤❤❤
ዘይምልከተክን አይምልከተክንን ደናቁር
ሰብአይ ርእሲ ሰለ ዝኮነ እዩ ኩሉ ብኡ ዝፅዋዕ እዚ ካዓ ባህሊ ዘይኮነ ሃይማኖታዊ እዉን እዩ
❤❤❤❤❤ገቦዝ ፅቡቅ አገለልፃ እዩ
ዋላ ዓሰርተ አደኻ ክንዲ ኩሉ ኮይና ተባፀሐካ ግን ጓል ሸበይቲ እየ ክትበል ርእስካ ምድናን እዩ አቦ አቦ እዩ❤
ግንኮ ንባዕሊኪ አኪ ጓል ስብቲ ትብሊ እምበር ንካሊአ ክትብሊ ይበለኪየ እዙይ ንባዕሊኪ ዝገሊፀ እንተ ኮኑ ብናይ ባዕለኪ ንሰብ ኣይትገሊፀዮይ ይረጉየ ፀረፊ ዘይኮነስ ወይ ደማ ጋጌ እዩ ዘይኮነሰ ንኩሉ ክብር ኣለው ወይ ቦታ ኣለዉ ሰሉ ዙ ብበክብረ ብበቦታኡ ትንጎዐዞ እምበር ጓልሰብቲ ማለት ሕሰረት ማለት ኣይኮነን ግን ህዋን ኣብ ትሕቲ ኣዳም እያ ሰሉዘ ብናይ ባዕላ ክብር እምበር ብናይ ስብኣይ ብፊፀም ኣነ ኣይደገፈይ ጓል ስብቲ ዝበሊ ቃል ፀረፊ ወይ ሓሰረት ዘይኮነ ስብቲ ናይ ባዕላ ክብር ወይ ቃላት መገለፂ ኣለዋ ዛሓፍተይ❤
እወ ልኣ ልገልፅስ ኣኪባ ልሕብረተሰብ ክትገልፆ ትደሊ😮😮😮
እግዚኣብሄር ምሳኲሙ ይኲን ካብ ክፍኡ ነገር ይሓልወና 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ካሊ ፈጣራ ፍጠሪ እምበር ዝሓፍተይ ንባዕልኪ ክትውክሊ ትክእሊ ኢኪ ወዲ ሰበይቲ ኢልካ ምፅዋዕ ግን ንኣዶ ምንእእስ ኣይኮንን ብኣባሃላ ዝፀትሐ ኮይኑ እምበይ በቦ ተፀዊዕካ ንዶካ ረሲዕካ ኣይኮነን ንባዕለን ኣደታት ብኣቦኦም ክፅዎዑ እዩ ደስ ዝብለን ካብ ማንም ንላዕሊ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🌹
ሰበይቲ እያ የዕብያትኒ ግን ጋል ሰበይቲ ክብሃል ኣይደልን ኣደይ ዉን ደስ ኣይብላን😊
ብሓቂ❤❤
እማንኪ ❤
✅🥰
ዋይይይ ገራሚት 10 ኣዶኪ ተባፅሕኪ እምበር ጓል ስባኣየይ ኢና ንፈልጥ እስተውዕሊ 🙄😏
አዋ ጓል ሰብይቲ እዮ ጓታ ጀግና ❤❤❤🎉🎉🎉🍀🍀🍀🍀
ይርጉዋይ የኔ ጅግና❤❤❤
ብሓቂ የኔ ልዩ ጓልዛ ጅግና ኣዶ❤❤🥰
ሓቃ እኮእያ ንሳቶም ዳኣ ክመይ ኢሎም ይነብሩ ኣለው በለት❤❤❤🎉🎉🎉
ደቂ ሰበይ ተባህልና ክንፅዋዓ ዘይኮነሰ ነገር ግን ጓልሰበይቲ ደቂሰበይቲ ሃመፀርፊ መጥቃም ግን ክቀሪ ኣለዎ ስበይቲ ማለት ሓያልን ጥበበኛን ማለትዩ ጅግና እያ ሰለዚ ኣይፀላእክወን ኣቃምክ
ብምኽንያት እየ ዝፈትወኪ ይርጉዬ ኣነ ከማን ጀግና ሰበይቲ እያ ኣዕብያትኒ ብፍላይ ወዲ ሰበይቲ ከም ፀርፊ ድጥቀምዋ ሰባት ብጣዕሚ እዮም ዘናዱድኒ
ልንግግርኺ 👍 ብዝሕ ከብልኾን ጓል ሰበይቲ❤
ብሓቂ ሓፋተይ ማዓረይ❤❤❤❤
ይርጉየይ እታ ዓደካ ይሕየሸ ትበለየ እኳ ብሓቂ ይድጉፋ እየ ዛእምበይተይ ጋዜጠኛ እውን ንፉ❤
ብሓቂ ይረጉዋይ ላባም ሰብ ቀፅልሉ ዝለኪ ፈለጠት ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቦኪ ብሂወት ይህሉ ዶ🙏
እሺ ደስ ዝብል ፃንሒት ነይሩ ናተይ ሓሳብ ለ ጋል ሰበይቲ ተልካ ከም ፀርፊ ዝቆፅርዎ ብዙሓትዮም ብሱሩለ ታዩከ ብሰበይቲ ምፅዋዕ ዮም ዝብሉ ግን ብዙሓት ጀጋኑ ኣዴታት ኣለዋ ሽም ግን ካብ ጋል ሰበይቲ ብሰብኣይ ምፅዋዕዩ ዝበልፅ❤
ጓል ሰበይቲ ምባል ነውሪ ምዃኑ ኢና ንፈልጥ ዋላ ኣየዕቢኻ እምበር ኣቦ ከሎ ጓል ሰበይቲ😮ነብስኺ ወኪልኺ ኢኺ ትዛረቢ እምበር ኣቦን ኣዶን ንዘዕበየካ ግን ወዲ ሰበይቲ ኣይበሃልን
ብሓቂ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉።
አያኺ ለሃለየስ ጓል ሰበይቲ
ይርጉየይ ብሓቂ ዓባይ ስብ🥰❤ደምራኒ ኣሕዋተይ🥰
ክብረት ይሃብኪ ለባም ሓፍተይ ❤️🙏
ጀግና ኢኪ ቀፅልሉ❤
እሞሲ ጓል ሰበይቲ ማለትኮ ኣቲ ሰበይቲ ማለት ብመፅሐፍ ቅዱስ ዝተቀደሰ እዩ ዘይ ምፍላጥ እዩ እበር አብ ቃና ዘገሊላ ድንግል። ማርያም ዶኪማስ ወይኒ ክውዶኦ ከሎ እመቤተይ ወደይ ወይኒእኮ ተወዲኡ ክትብሎ ተላ ንጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣቲ ሰበይቲ ምሳኪ እንታይ ኣለኒ በላ እዙይ ንዝተረድኦ ❤
ጋል ሰበይቲ ጋል ስብአየይ እየ ተትብሊ💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
በባና ነዉሪ ኡዩ ኣፅቢ ስለዚ ተዘይትጥቀሙሉ ይምረፅ 😮
ይርገየይ ጋሻ እየ ልገዛኪ🎉እና ጠንከራ ኢኪዝምሳኪ ዘሎ ከዓስ ኤረትራዊ ይመስለኒ ኔሩ
ዝፈትወኪ😘😘🌹ብሓቂ ኣዶ ጅግና እያ ።ፀገማ ዘይፀገማ ኩሉ ግዜ ብርሃን ገፃ እያ ይግበኣ እዩ ነገር ግን በቲ ማሕበረሰብ ኣይተለመደን።ኣነስ እቲ ገዛ ሳሓቅ ዝብል fbሓውና ኤርትራዊ እዩ ዝመስለኒ ነይሩ? ሐዚ ፈሊጠዮ🌹😀😀
ይርግዋይ ለባም ሰብ ተጋሩዋይ ሽኮራት❤❤
እረ ብጣዕም ኣፍርሕና ልዓድና ናአትው ዶ ትበልያዮም ታይ ትገብራ ወደይ ይውልና ታይ እና ንገብሮ 😢😢😢አፍፍፍ አረ አፅልእና ስደት
ይርጉየ ጠንካራ
አታ ቡዙሕ ኮይና ተዕቢይ ኣዶ ❤
ደምርኒ
ተጋሩዋኒ ንደማምር🎉❤❤❤
ዋይ ኣትጋለይ ኣይባሃልን ጋል ሰበይቲ ኣይባሃልን
ደሰ ዝበል ሕቶ አዩ ተጋሩዋይ ሕቡሩ ሰሞሩ ከምዚ ዓይነት ንሰደታ ኛ ኣሕዋትኩም ከጠቅምዩ ትብልወ ነገር ኣምፅልና ብዝሕ ናገር ናማሃርለና ኢና ኣንሕናው ኣሕዋተይ ምቅራት ማራ አየ ዘፈተውኩም ገቹ ❤❤❤ ይርጉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ታንክው ተገድሰኩም ናዓና ይጠቅም ይምህር ኢለኩም ተሰርሑ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ይርጉ ኣነ ክፈትወክ መዓት ቀፅለሉ ኣነ ውን ካማክ እየ ብኣደ ምፅዋዕ ደስ እዩ ዝብለን ❤❤❤
ክልተ ቡሉፃት ተራኪቦም❤❤❤
ይርጉዋይ ለባም❤😊
ጋል ሰበይቲ ማለት ናይ መን ጅግና እዩ🤣
Wwww anewun gal sebeti eye ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በርግጥ ኣዴታትና ጀጋኑ እየን❤ግንካዓ ምስኣቦይ ዘወዳድሮ ሰብ የብለይን ዝባባዋይ ብኣቦይ ክፅዋዕ እየለ ዝደሊ❤
Me too ❤
።❤
ኩሉ ማዓረ የካነይ እግዚአብሔር ኣቦክምን ኣደክምን ኣክብሩ ይብል ግን ኣነ ኣደይ ሂወተይ ለ ይሓልፈላ እየ ንኣባይ ግን ጭፍረይ ኣይሰደልን ምክንያቱ እሱ ኣብ ጎነይ ብዘይ ምካኑ ርእሰይ ደፍኤ እየ ኣደይ ግን ኣቅኒዓትኒ እያ
ደምራኒ አሕዋተይ🎉
ትክክል አነ እውን ጓል ሰበይቲ እየ ❤
እዋይ ግዝ
ጋል ሰበይቲ ማለት ኣብዛሓ ትግራይ ኣይተለመደን ስዲ ዕባይ ማለት እዩ ግን እኮ ኣደ ካብ ኣቦ ንላዕሊ እያ ዝግበኣ ኔሩ ግን ንውር ዝፀንሐና ግን ብኣቦ እዩ ተለሚዱ ዋ ጋል ሰበቲይ ጋል ጅግና ማለት እዩ ❤❤❤❤❤
ኣይይ ሓበሻ ምንጨብጭቢ ኣብ ኩሉ ትክክል 😏🤭😂😂😂
ንባዓልኪ ከም ድላይኪ ንካልእት ግን ጓል ሰበይቲ ኣይትበሊ እወ ኣደታትና ጀጋኑ እየን ግን ጓል ሰበይቲ ኣይባሃልን ዞም ኣቦታትናን ናሰ ታይ ድዩም ጀጋኑ እንድም
ማዓረይ❤❤❤❤ይሩጉዋየይ ምቅርቲ💜❤❤❤💝💝
ሳብስክራይብ ገርኩም ኣባራቱዕና ጅማሪት አየ ጊዘ ኣይትወስድን❤❤❤🎉
ብትክክል 👍👌❤
ጎቦዝ ኢኪ ❤
ኣብታ ካልአይቲ ሓሳብ ብደምቢ ተሰማሚዐላ ኣለኹ ንዝኾነ ሰብ ሓሳብ ወይ ነቀፌታ ክትህብ ከለኻ ንቲ ሓሳብ ኢኻ ትቃወሞ ዘለኻ እምበር ንቲ ሰብ ግላዊ ፅልኢ ስለ ዘለካ ኣይኮነን❤
ጎብዝ ዝሓፍተይ🎉🎉
ኣይኮነንዶ ጋልሰበይቲ ተባሂለ ደስክብለኒ ሽም ኣቦይ ረሲዖም እሞ እገለ ትወልደኪ ዲኪ እንተኢሎምኒ ምዝሓዝክዋ ኣይምሕሮምን ኣነ።
😂
ኣነ እዉን 😂😂😂
😂😂😂ሰከራም
@@GmhlHpyuይገድድ እባ 😁😁
😂😂
እፍ ጅግናየኺ💪👌❤❤❤
ደምረኒ አሕዋትይ ጀምሪት እዬ ከምልስ 🥰👏
ደምርኒ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ ክመልስ እየ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደሚረኪ
Ane kem nateki hasab eu zeleni Adey Neaye jegna ea gale sebyeti kiblu kelewe btaemi higoseti ea mekineato bta jegna sele zetsweanu.👩👦❤️❤️💪💪
ደሙሩኒ ክምልስ አየባ ደቂ ዓበይቲ❤❤❤❤❤
ፀፈፍ ኢልካ እዕቢካ ሲ ብደብሪካ ዝከደ ኣቦ ይፅዋዕ እዩ ዝገርመኒ ኣነለ 🥺
ከይብለኒ ዝብል ነገር 😢😢😢😢
ይሩጉ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
መን ከም ኣዶ ❤
ገዛ ስሓቅ ግን ዘረብኡ ስሓቅ እዩ ቀቲልኒ😁😁😁
ብትክክል❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
ሓቅኪ ይሩጉዋይ❤
@@MaryS-r1p ደምርኒ ወለላይ
ane kem nateki haskb❤
Exactly ❤❤❤
ጋል ሰበይቲ ምባል አብ ዓድና ከም ነውርን ርእስካ መድፍእን እዮም ዝጥቀምላ ሕቶ ለ ትኮነኒ ነይራ ይርጉ ሓፍተይ ብግልፅነት ስለ ዝተዛረብክያ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ አዞኪ ካባኪ ብዙሕ ኢና ንፅበ ካማኪ ዓይነት አንስቲ ክንፈሪ ተስፋ ይገብር ❤ 🎉
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉❤❤
ይርጉዋ በርትዒ ዋ ግን ኻብ ርእሲ ዙወዲ ዓድኪ ለይትወርዲ ታይ ገይርኪ እዩ ኩሉ ጊዜ ተልዕልዮ ሰለስተ እግሪ ሰሚዐኪ እኞኩ ብለውጡ ግዲ ትቀንእለኪ ኢኺ እምበይ እሱ ከምቲ ትብልዮለኪ የኮነይ ብኣንፃሩ ድኣም ብጣዕሚ ብልጢ ሰብ እዩ።
👸🏻Waw kulu negerki🫶
ክቡራት ኣሕዋት🥰
ሳሚ እዩ ሓቀይ😂
ደምራኒ ኣሕዋተይ ክምልስ እየ🎉
ኢሺ መልሲ❤❤❤
ደምረኒ👏
@@Oppoa18-g6p መሊሰ
@@ዓባይሃገርስብየቱብ12 መሊሰ
ደሚረኪ ደምርኒ❤
ሳብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ደረቕ ከም ይርጉ እየ 😂😂 ማራ እየ ልስሕቕ ❤
ዩርጉሓፍትይኹሉዜረባኺቲኪኪልዩኡጀገናየኺኢዛሓፍትይ❤❤❤❤❤👌💪
I am poured ❤❤❤❤ yes yes 🎉🎉🎉
ሳብስክራይብ ግበሩልይ ክቡራት አሕዋትይ ክመልሲ አየ ❤🌺🙏
ደምረኒ🥰👏
ደሚረኪ መልሲ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ጂግና
Ewe gal sebeti ❤
ደስ በሃሊ ሓሳብኪ ኣይከራከረክን!ነገር ግን ኣነ ኣቦይን ኣደይን እዮም ኣዕብዮሙኒ!ኣደይ ከም ኣዶ ናይ ኣዶነት ፍቕርን ስርዓትን ሂባትኒ!ኣቦይ ድማ ኣቦ ኮይኑ ኩሉ ኣነ ዝደልዮን ዝፈትዎን እናገበረ ክሳብ ዝደለኹዎ ነፃነት ሂቡ ኣዕብዩኒ ኣምሂሩኒ ።ብድልየተይ ትምህርቲ ኣቋሪፀ ስደት ከይደ ኣብኡ ከይደ እውን ታይ ትገብሪ ለኪ ናበለ ዕላማይ ክፍፅምን ጠንካራ ክኮንን ገንዘበይ ኣኪቡ ድማ ሰብ ዝበፀሖ ክበፅሕ ጌሩኒ ካብ ስደት ተመሊሰ እውን ከም ውላዱ ዝግበአኒ ዳስ ጌሩ ኣመርዕዩኒ እዚ ኩሉ ኣቦይን ኣደይን ቆሪቦምን ሰጊዶምን ክልቲኦም ማዕረ ፍቕርን ጥንካርን ዘለዎም ወለዲ ስለ ዝኮኑ ኣዶ በይና ተዕቢ እያ ኣይብልን ዝወለደ ወዲ ከ ንመን ክጉሕፎእዚ ዝበሃል ፍፁም ድኻም ጎኒ ኮይኑ ይስመዐኒ ውላደይ እውን ብ ኣቦኦም ክፅወዑን ክልተና ክነዕብዮምን እዩ ባህገይ!ተዘይኮይኑ ኒ ደቅኺ ትሃንፅሉ መገዲ እውን ናይ ኣቦ ፍቅሪ ክነፅጉ እዩ ብካልእ ኣባህላ ይርጉሻ!ኣቦ ❤ ኒ ጓል ኩርዓታን መራሒኣን እዩ ኢለ ይኣምን!!
❤❤❤😊😊😊😊
፧❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደሙርኑ ወደ
መልሲ🎉
ይርጉየ❤🎉
ደምርኒ ኣሕዋተይ ክምልስ እየ
ደምረኒ
ደምራኒ❤
@@arz9027 መልሲ
እወ ጓል ሰበይቲ🥰💪💪
ኣቦኺ ብጣዕሚ ኢኺ ትፀልእዮ ኣብ ኣቦኺ ዘለኪ ክብረ 000000,ቅጭ መምፅኢት
😂ደንቆሮ ወላዲካዶ ይፅላእዩ
ይፅላእ ድዩ🤭
😁
ኣቱም ሰባት እዘን ብኢድ ሰበይቲ ዝዓበና ናፅነትና ብትክክል ኢና ንጥቀመሉ ብከምኡ ኢና ክዓ ጓል ሰበይቲ ምባል ዘኩረዐና 🤱💚
ካልአይተይ ረኪበ እወ ጋልታ ጅግና ሰበይቲ እየ ኣነለ 👊👌💪
ደምርኒ ማዓረይ እወ ጋልታ ጅግና ማዕበል ፈተናታት ሰጊራ ውላዳ ብዝላዓለ ተብፅሕ🙏🥺
ደምርኒ መዐረይ🌹
ደስ በሃሊ ሕቶ እዩ ሰስኑልና። አብዛ ጓል ሰበይቲ ትብል ከኣ ልኣነ ኣደዊተይ 100% ጅግናን ጠንካራን፣መርኣያ ጽንኣተይ እያ በቃ ኩሉ ትክእሎ ናናማን ጅግና ኣዶ እያ። እንተኮነ ግን ከም ኣነ ሓፍትኪ ጅግና ኣቦ እንከለኒ ብጓል ሰበይቲ ተባሂለ ክጽዋእ ደስ ኣይብለንን ይርጉየይ ከኣ ጓል ሰበይቲ/ወዲ ሰበይቲ ማለትስ ስርኣት ዘይብላ/ሉ ወይ ስዲ ዘይኮነስ ርእሲ ገዛ ስብኣይ እንከሎ ንምንታይ ብሰበይቲ ትጽዋእ ማለት እዩ።ስለዚ ይርጉዬ ጓል ሰበይቲ ማለት ከም ጸርፊ ዘይኮነስ ክብሪ ኣቦነት ስለ ለጉድል እዩ ዝመስለኒ❤🙏
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉
ደምረኒ 🌹
ደምሩኒ
ጎል ሰበይቲ ኣይበሃልን ኣብ ገዛእ ርእሰኪ ተጠቀምሉ እንበር ነውሪ እዩ ሓቢብቲ
ደምርኒ መዓረይ🌹
ካለአተይ ረከበ እወ አዶ ኩሉ ገራ እያ ተዕብየካ ክንድስባይን ሰበይትን እዩ ፅቡቅ ገይርኪ ገልፅክዮ እዮ እኪ ፅቡቅተይ
ናይ ብሓቂ ጓልዛ ጅግና ኣዶ ኣዶዋይ ዛወለላ ንባዕላ ፀሊማ ንኣይ ለቅየሐትኒ ንባዕላ ቅዳድ ተከዲና ንኣየይ ልከደነት ንበርለይ ዛደዋይ ❤🙏
ደምርኒ መዓረይ🌹
ኣነለ ጓልታ ጅግና ሰበይቲ እየ ደቃ ማዕረ ደቂ ሃፍታም ዘዕበየት ልሊ ማንም ሰብ ኣብ ንደልዮ ደረጃ ዘብፀሐትና ኣቦ ስለ ዝወለደ ሓላፍነት እተዘይተዋፂኡ መፀወዒ እበር ኣቦ ክባሃል ኣይክእልን ኣነ ጓል ሰበይቲ እየ ሳብስክራይብ ግበራ ደቂ ሰበይቲ❤🎉ደቅታ ጅግና
ደምርኒ ወለላይ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
ዩርጉየ ጠንካራ ❤
ዋይ እሞ ልውልቀኪ ኢኪ ትጥቀሙሉበር ብዘየቦ ታዓቢክማ ግዴታ የኮነይ ልኩሉ ጓል ሰበይቲ ክባሃል ዛሓፍተይ😮😮
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉❤❤❤❤
ዘይምልከተክን አይምልከተክንን ደናቁር
ሰብአይ ርእሲ ሰለ ዝኮነ እዩ ኩሉ ብኡ ዝፅዋዕ እዚ ካዓ ባህሊ ዘይኮነ ሃይማኖታዊ እዉን እዩ
❤❤❤❤❤ገቦዝ ፅቡቅ አገለልፃ እዩ
ዋላ ዓሰርተ አደኻ ክንዲ ኩሉ ኮይና ተባፀሐካ ግን ጓል ሸበይቲ እየ ክትበል ርእስካ ምድናን እዩ አቦ አቦ እዩ❤
ግንኮ ንባዕሊኪ አኪ ጓል ስብቲ ትብሊ እምበር ንካሊአ ክትብሊ ይበለኪየ እዙይ ንባዕሊኪ ዝገሊፀ እንተ ኮኑ ብናይ ባዕለኪ ንሰብ ኣይትገሊፀዮይ ይረጉየ ፀረፊ ዘይኮነስ ወይ ደማ ጋጌ እዩ ዘይኮነሰ ንኩሉ ክብር ኣለው ወይ ቦታ ኣለዉ ሰሉ ዙ ብበክብረ ብበቦታኡ ትንጎዐዞ እምበር ጓልሰብቲ ማለት ሕሰረት ማለት ኣይኮነን ግን ህዋን ኣብ ትሕቲ ኣዳም እያ ሰሉዘ ብናይ ባዕላ ክብር እምበር ብናይ ስብኣይ ብፊፀም ኣነ ኣይደገፈይ ጓል ስብቲ ዝበሊ ቃል ፀረፊ ወይ ሓሰረት ዘይኮነ ስብቲ ናይ ባዕላ ክብር ወይ ቃላት መገለፂ ኣለዋ ዛሓፍተይ❤
እወ ልኣ ልገልፅስ ኣኪባ ልሕብረተሰብ ክትገልፆ ትደሊ😮😮😮
እግዚኣብሄር ምሳኲሙ ይኲን ካብ ክፍኡ ነገር ይሓልወና 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ካሊ ፈጣራ ፍጠሪ እምበር ዝሓፍተይ ንባዕልኪ ክትውክሊ ትክእሊ ኢኪ ወዲ ሰበይቲ ኢልካ ምፅዋዕ ግን ንኣዶ ምንእእስ ኣይኮንን ብኣባሃላ ዝፀትሐ ኮይኑ እምበይ በቦ ተፀዊዕካ ንዶካ ረሲዕካ ኣይኮነን ንባዕለን ኣደታት ብኣቦኦም ክፅዎዑ እዩ ደስ ዝብለን ካብ ማንም ንላዕሊ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🌹
ሰበይቲ እያ የዕብያትኒ ግን ጋል ሰበይቲ ክብሃል ኣይደልን ኣደይ ዉን ደስ ኣይብላን😊
ብሓቂ❤❤
እማንኪ ❤
✅🥰
ዋይይይ ገራሚት 10 ኣዶኪ ተባፅሕኪ እምበር ጓል ስባኣየይ ኢና ንፈልጥ እስተውዕሊ 🙄😏
አዋ ጓል ሰብይቲ እዮ ጓታ ጀግና ❤❤❤🎉🎉🎉🍀🍀🍀🍀
ይርጉዋይ የኔ ጅግና❤❤❤
ብሓቂ የኔ ልዩ ጓልዛ ጅግና ኣዶ❤❤🥰
ሓቃ እኮእያ ንሳቶም ዳኣ ክመይ ኢሎም ይነብሩ ኣለው በለት❤❤❤🎉🎉🎉
ደቂ ሰበይ ተባህልና ክንፅዋዓ ዘይኮነሰ ነገር ግን ጓልሰበይቲ ደቂሰበይቲ ሃመፀርፊ መጥቃም ግን ክቀሪ ኣለዎ ስበይቲ ማለት ሓያልን ጥበበኛን ማለትዩ
ጅግና እያ ሰለዚ ኣይፀላእክወን ኣቃምክ
ብምኽንያት እየ ዝፈትወኪ ይርጉዬ ኣነ ከማን ጀግና ሰበይቲ እያ ኣዕብያትኒ ብፍላይ ወዲ ሰበይቲ ከም ፀርፊ ድጥቀምዋ ሰባት ብጣዕሚ እዮም ዘናዱድኒ
ልንግግርኺ 👍 ብዝሕ ከብልኾን ጓል ሰበይቲ❤
ብሓቂ ሓፋተይ ማዓረይ❤❤❤❤
ይርጉየይ እታ ዓደካ ይሕየሸ ትበለየ እኳ ብሓቂ ይድጉፋ እየ ዛእምበይተይ
ጋዜጠኛ እውን ንፉ❤
ብሓቂ ይረጉዋይ ላባም ሰብ ቀፅልሉ ዝለኪ ፈለጠት ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቦኪ ብሂወት ይህሉ ዶ🙏
እሺ ደስ ዝብል ፃንሒት ነይሩ ናተይ ሓሳብ ለ ጋል ሰበይቲ ተልካ ከም ፀርፊ ዝቆፅርዎ ብዙሓትዮም ብሱሩለ ታዩከ ብሰበይቲ ምፅዋዕ ዮም ዝብሉ ግን ብዙሓት ጀጋኑ ኣዴታት ኣለዋ ሽም ግን ካብ ጋል ሰበይቲ ብሰብኣይ ምፅዋዕዩ ዝበልፅ❤
ጓል ሰበይቲ ምባል ነውሪ ምዃኑ ኢና ንፈልጥ ዋላ ኣየዕቢኻ እምበር ኣቦ ከሎ ጓል ሰበይቲ😮ነብስኺ ወኪልኺ ኢኺ ትዛረቢ እምበር ኣቦን ኣዶን ንዘዕበየካ ግን ወዲ ሰበይቲ ኣይበሃልን
ብሓቂ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉።
አያኺ ለሃለየስ ጓል ሰበይቲ
ይርጉየይ ብሓቂ ዓባይ ስብ🥰❤
ደምራኒ ኣሕዋተይ🥰
ክብረት ይሃብኪ ለባም ሓፍተይ ❤️🙏
ጀግና ኢኪ ቀፅልሉ❤
እሞሲ ጓል ሰበይቲ ማለትኮ ኣቲ ሰበይቲ ማለት ብመፅሐፍ ቅዱስ ዝተቀደሰ እዩ ዘይ ምፍላጥ እዩ እበር አብ ቃና ዘገሊላ ድንግል። ማርያም ዶኪማስ ወይኒ ክውዶኦ ከሎ እመቤተይ ወደይ ወይኒእኮ ተወዲኡ ክትብሎ ተላ ንጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣቲ ሰበይቲ ምሳኪ እንታይ ኣለኒ በላ እዙይ ንዝተረድኦ ❤
ጋል ሰበይቲ ጋል ስብአየይ እየ ተትብሊ💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
በባና ነዉሪ ኡዩ ኣፅቢ ስለዚ ተዘይትጥቀሙሉ ይምረፅ 😮
ይርገየይ ጋሻ እየ ልገዛኪ🎉እና ጠንከራ ኢኪ
ዝምሳኪ ዘሎ ከዓስ ኤረትራዊ ይመስለኒ ኔሩ
ዝፈትወኪ😘😘🌹
ብሓቂ ኣዶ ጅግና እያ ።ፀገማ ዘይፀገማ ኩሉ ግዜ ብርሃን ገፃ እያ ይግበኣ እዩ ነገር ግን በቲ ማሕበረሰብ ኣይተለመደን።
ኣነስ እቲ ገዛ ሳሓቅ ዝብል fbሓውና ኤርትራዊ እዩ ዝመስለኒ ነይሩ? ሐዚ ፈሊጠዮ🌹😀😀
ይርግዋይ ለባም ሰብ ተጋሩዋይ ሽኮራት❤❤
እረ ብጣዕም ኣፍርሕና ልዓድና ናአትው ዶ ትበልያዮም ታይ ትገብራ ወደይ ይውልና ታይ እና ንገብሮ 😢😢😢አፍፍፍ አረ አፅልእና ስደት
ይርጉየ ጠንካራ
አታ ቡዙሕ ኮይና ተዕቢይ ኣዶ ❤
ደምርኒ
ተጋሩዋኒ ንደማምር🎉❤❤❤
ዋይ ኣትጋለይ ኣይባሃልን ጋል ሰበይቲ ኣይባሃልን
ደሰ ዝበል ሕቶ አዩ ተጋሩዋይ ሕቡሩ ሰሞሩ ከምዚ ዓይነት ንሰደታ ኛ ኣሕዋትኩም ከጠቅምዩ ትብልወ ነገር ኣምፅልና ብዝሕ ናገር ናማሃርለና ኢና ኣንሕናው ኣሕዋተይ ምቅራት ማራ አየ ዘፈተውኩም ገቹ ❤❤❤ ይርጉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ታንክው ተገድሰኩም ናዓና ይጠቅም ይምህር ኢለኩም ተሰርሑ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ይርጉ ኣነ ክፈትወክ መዓት ቀፅለሉ ኣነ ውን ካማክ እየ ብኣደ ምፅዋዕ ደስ እዩ ዝብለን ❤❤❤
ክልተ ቡሉፃት ተራኪቦም❤❤❤
ይርጉዋይ ለባም❤😊
ጋል ሰበይቲ ማለት ናይ መን ጅግና እዩ🤣
Wwww anewun gal sebeti eye ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በርግጥ ኣዴታትና ጀጋኑ እየን❤ግንካዓ ምስኣቦይ ዘወዳድሮ ሰብ የብለይን ዝባባዋይ ብኣቦይ ክፅዋዕ እየለ ዝደሊ❤
Me too ❤
።❤
ኩሉ ማዓረ የካነይ እግዚአብሔር ኣቦክምን ኣደክምን ኣክብሩ ይብል ግን ኣነ ኣደይ ሂወተይ ለ ይሓልፈላ እየ ንኣባይ ግን ጭፍረይ ኣይሰደልን ምክንያቱ እሱ ኣብ ጎነይ ብዘይ ምካኑ ርእሰይ ደፍኤ እየ ኣደይ ግን ኣቅኒዓትኒ እያ
ደምራኒ አሕዋተይ🎉
ትክክል አነ እውን ጓል ሰበይቲ እየ ❤
ደምርኒ ወለላይ❤
እዋይ ግዝ
ጋል ሰበይቲ ማለት ኣብዛሓ ትግራይ ኣይተለመደን ስዲ ዕባይ ማለት እዩ ግን እኮ ኣደ ካብ ኣቦ ንላዕሊ እያ ዝግበኣ ኔሩ ግን ንውር ዝፀንሐና ግን ብኣቦ እዩ ተለሚዱ ዋ ጋል ሰበቲይ ጋል ጅግና ማለት እዩ ❤❤❤❤❤
ኣይይ ሓበሻ ምንጨብጭቢ ኣብ ኩሉ ትክክል 😏🤭😂😂😂
ንባዓልኪ ከም ድላይኪ ንካልእት ግን ጓል ሰበይቲ ኣይትበሊ እወ ኣደታትና ጀጋኑ እየን ግን ጓል ሰበይቲ ኣይባሃልን ዞም ኣቦታትናን ናሰ ታይ ድዩም ጀጋኑ እንድም
ማዓረይ❤❤❤❤ይሩጉዋየይ ምቅርቲ💜❤❤❤💝💝
ሳብስክራይብ ገርኩም ኣባራቱዕና ጅማሪት አየ ጊዘ ኣይትወስድን❤❤❤🎉
ብትክክል 👍👌❤
ጎቦዝ ኢኪ ❤
ኣብታ ካልአይቲ ሓሳብ ብደምቢ ተሰማሚዐላ ኣለኹ ንዝኾነ ሰብ ሓሳብ ወይ ነቀፌታ ክትህብ ከለኻ ንቲ ሓሳብ ኢኻ ትቃወሞ ዘለኻ እምበር ንቲ ሰብ ግላዊ ፅልኢ ስለ ዘለካ ኣይኮነን❤
ጎብዝ ዝሓፍተይ🎉🎉
ኣይኮነንዶ ጋልሰበይቲ ተባሂለ ደስክብለኒ ሽም ኣቦይ ረሲዖም እሞ እገለ ትወልደኪ ዲኪ እንተኢሎምኒ ምዝሓዝክዋ ኣይምሕሮምን ኣነ።
😂
ኣነ እዉን 😂😂😂
😂😂😂ሰከራም
@@GmhlHpyuይገድድ እባ 😁😁
😂😂
እፍ ጅግናየኺ💪👌❤❤❤
ደምረኒ አሕዋትይ ጀምሪት እዬ ከምልስ 🥰👏
ደምርኒ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ ክመልስ እየ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደሚረኪ
Ane kem nateki hasab eu zeleni Adey Neaye jegna ea gale sebyeti kiblu kelewe btaemi higoseti ea mekineato bta jegna sele zetsweanu.👩👦❤️❤️💪💪
ደሙሩኒ ክምልስ አየባ ደቂ ዓበይቲ❤❤❤❤❤
ፀፈፍ ኢልካ እዕቢካ ሲ ብደብሪካ ዝከደ ኣቦ ይፅዋዕ እዩ ዝገርመኒ ኣነለ 🥺
ከይብለኒ ዝብል ነገር 😢😢😢😢
ይሩጉ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
መን ከም ኣዶ ❤
ገዛ ስሓቅ ግን ዘረብኡ ስሓቅ እዩ ቀቲልኒ😁😁😁
ብትክክል❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
ሓቅኪ ይሩጉዋይ❤
@@MaryS-r1p ደምርኒ ወለላይ
ane kem nateki haskb❤
Exactly ❤❤❤
ጋል ሰበይቲ ምባል አብ ዓድና ከም ነውርን ርእስካ መድፍእን እዮም ዝጥቀምላ ሕቶ ለ ትኮነኒ ነይራ ይርጉ ሓፍተይ ብግልፅነት ስለ ዝተዛረብክያ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ አዞኪ ካባኪ ብዙሕ ኢና ንፅበ ካማኪ ዓይነት አንስቲ ክንፈሪ ተስፋ ይገብር ❤ 🎉
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉❤❤
ይርጉዋ በርትዒ ዋ
ግን ኻብ ርእሲ ዙወዲ ዓድኪ ለይትወርዲ ታይ ገይርኪ እዩ ኩሉ ጊዜ ተልዕልዮ ሰለስተ እግሪ ሰሚዐኪ እኞኩ ብለውጡ ግዲ ትቀንእለኪ ኢኺ እምበይ እሱ ከምቲ ትብልዮለኪ የኮነይ ብኣንፃሩ ድኣም ብጣዕሚ ብልጢ ሰብ እዩ።
👸🏻Waw kulu negerki🫶
ክቡራት ኣሕዋት🥰
ሳሚ እዩ ሓቀይ😂
ደምራኒ ኣሕዋተይ ክምልስ እየ🎉
ኢሺ መልሲ❤❤❤
ደምረኒ👏
@@Oppoa18-g6p መሊሰ
@@ዓባይሃገርስብየቱብ12 መሊሰ
ደሚረኪ ደምርኒ❤
ሳብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ደረቕ ከም ይርጉ እየ 😂😂 ማራ እየ ልስሕቕ ❤
ዩርጉሓፍትይኹሉዜረባኺቲኪኪልዩኡጀገናየኺኢዛሓፍትይ❤❤❤❤❤👌💪
I am poured ❤❤❤❤ yes yes 🎉🎉🎉
ሳብስክራይብ ግበሩልይ ክቡራት አሕዋትይ ክመልሲ አየ ❤🌺🙏
ደምረኒ🥰👏
ደሚረኪ መልሲ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ጂግና
Ewe gal sebeti ❤
ደስ በሃሊ ሓሳብኪ ኣይከራከረክን!
ነገር ግን ኣነ ኣቦይን ኣደይን እዮም ኣዕብዮሙኒ!ኣደይ ከም ኣዶ ናይ ኣዶነት ፍቕርን ስርዓትን ሂባትኒ!ኣቦይ ድማ ኣቦ ኮይኑ ኩሉ ኣነ ዝደልዮን ዝፈትዎን እናገበረ ክሳብ ዝደለኹዎ ነፃነት ሂቡ ኣዕብዩኒ ኣምሂሩኒ ።ብድልየተይ ትምህርቲ ኣቋሪፀ ስደት ከይደ ኣብኡ ከይደ እውን ታይ ትገብሪ ለኪ ናበለ ዕላማይ ክፍፅምን ጠንካራ ክኮንን ገንዘበይ ኣኪቡ ድማ ሰብ ዝበፀሖ ክበፅሕ ጌሩኒ ካብ ስደት ተመሊሰ እውን ከም ውላዱ ዝግበአኒ ዳስ ጌሩ ኣመርዕዩኒ እዚ ኩሉ ኣቦይን ኣደይን ቆሪቦምን ሰጊዶምን ክልቲኦም ማዕረ ፍቕርን ጥንካርን ዘለዎም ወለዲ ስለ ዝኮኑ ኣዶ በይና ተዕቢ እያ ኣይብልን ዝወለደ ወዲ ከ ንመን ክጉሕፎ
እዚ ዝበሃል ፍፁም ድኻም ጎኒ ኮይኑ ይስመዐኒ ውላደይ እውን ብ ኣቦኦም ክፅወዑን ክልተና ክነዕብዮምን እዩ ባህገይ!ተዘይኮይኑ ኒ ደቅኺ ትሃንፅሉ መገዲ እውን ናይ ኣቦ ፍቅሪ ክነፅጉ እዩ ብካልእ ኣባህላ ይርጉሻ!ኣቦ ❤ ኒ ጓል ኩርዓታን መራሒኣን እዩ ኢለ ይኣምን!!
❤❤❤😊😊😊😊
፧❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደሙርኑ ወደ
መልሲ🎉
ደሚረኪ
ይርጉየ❤🎉
ደምርኒ ኣሕዋተይ ክምልስ እየ
ደምረኒ
ደሚረኪ
ደምራኒ❤
@@arz9027 መልሲ
እወ ጓል ሰበይቲ🥰💪💪
ኣቦኺ ብጣዕሚ ኢኺ ትፀልእዮ ኣብ ኣቦኺ ዘለኪ ክብረ 000000,ቅጭ መምፅኢት
😂ደንቆሮ ወላዲካዶ ይፅላእዩ
ይፅላእ ድዩ🤭
😁