ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ኣበና
ቃል ሂውት ይስማዕን አባ ቐሺ አብ ልብና የሕድሮ እሜንንንን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna abona egziabher agelgletkum ybark 🙏 🙏 🙏
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና❤❤❤🇪🇷
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ግድል ሂወትና እግዚአብሔር ክፈትሓልና እግዚአብሔር ጸሎትና ይስምዓና ቃለ ሂወት የስምዓልና
አሜን ቃል ሂወት ይሰመዐልና ክብር አቦና✝️🙏🙏🙏🌼🌼🌼🌿🌿🌿🌿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ኣቦና። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና።
Amen qal hiwet yesmalna kubur Abona Amlak xegu yebzhalkum.Ezgabhier lbonana yfetelna bhaqi mefetsemta yexklna.
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና:.🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና
Amen AMEN AMEN ❤️ ❤️ ❤️ Egziabher ymesgen Amen AMEN AMEN ❤️
❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤
Amen amen amen kalhiwet yesmaona ❤❤❤
Kalehiwet..yesmalna. Amen.amen Amen
ቃለ ህይወት የስምዓልና ቀሲስ ተወልደ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር።
Amen amen amen kale hiwet yesmealna sle kalu egzabher amlakna zkeberen ztemesgenen ykun aona xeguen bereketun yebzahalkum avona xeguen bereketun yebzhalkum ab xelotkum zekurna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ሓንቲ ሕቶ ኣላሃኒ መቅጽርያ ናይ ቤተክርስትያን መን ክሕዞ ይግባእ መነኮሴ ዶ ክሉ ክርስትያን
አሜን፣አሜን፣አሜን፣ቃለሂወት፣የስምዓልና❤❤❤
Amen Amen Amen qeal hiwet yesmelna kubri abona Egzebhar amlak xegue yehabka ❤❤❤
እግዝኣቢሄር ይመስግንንን
Amen amen amen kalhiwet yesmaona ❤❤❤1yr ago
Amen🙏 amen 🙏amen 🙏❤️❤️🇪🇷❤🙏
Kal hwet yesmalena abona ⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏
Amen (3) qalehiwetu yesimialina abona Egziabiher biane mihiretu yitemitena
Kale hiwet Yesmealna Aboy Keshi Zemenkum Ybark Mihlfo eta Dawit zeydegm zbelkumas 😢
Amen Amen qal hiwet yesmealna
Amen amen amen qalehiwet ysmalna abona xegu ybzihalkum
Amen Amen Amen
Amen (3) qale hiwet yesmalna abona nay agelglot zemenkum ybark egzabiher ayine lbona ykfetelna fetari❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen kalhewhet yesmana
Kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስመዓና ኣቦና
Amennnnnnn🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Abona bhaqi hiwetna nhatelu tesfa nrekbelu kale Ezgabhier.edmen tenana yhabkum Amlak 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen qale hiwet yesmalna ab lbna yhdiro ❤🇪🇷
Egziabher nay agelglot zebenkum ybarek Abona ❤️🙏🙏🙏🥲nay bhaki lbi ztnkf Qal hiwet yesmalna abona 🙏🙏🙏
Ab lbna yhdro. Qale hiwet yesmealna
Amen kal hiwet yesmalna.
🙏🙏🏻🙏🙏🙏🏻❤️❤️
Kalehiwet yesmalna abona
🙏🙏🙏
Nay bhaqi qale hiwet yesmalna abona
❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓንቲ መዓልቲ ግን ነቲ ካብ ዓድኹም ክትባረሩ ዝገበረ ምኽንያት ስደትኩምን ስደትናን ዝኾነ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ክትነቕፉን ምሕደራ ይስተኻኸል ቤተክርስትያን ትዕመጽ ኣላ ካህናት ዲያቆናት ናብ ጉዱድ ዕስክርና ይወርዱ ኣለዉ ኢልኩም ተዛሪብኩም ኣይትፈልጡን ኢኹም ኣቦና ግን ስለምንታይ ? በጃኹም እባ ስለህዝብን ቤተክርስትያንን ስለእግዚአብሔር ኢልኩም ኣብ ሓቂ ደው በሉ ኣሰርኩም ክንክተል ማለት ንስኹም ብቕንዕና ፍትሒ ጎድለ ድኻ ተበደለ ቤተክርስትያን ተደፈረት ኢልኩም እንተተላዒልኩም ንሕና ደቕኹም ካብ ጎንኹም እንርሕቀሉ ምኽንያት በፍሱም የለን ከምዚ ገርና ደፊርና ኣፍና ከፊትናውን ኣቦታትና ትጋገዩ ኣለኹም ክንብል ኣይንኽእልን ነርና ግንከ ኣብ ባይታ ዘሎ ህልውኩነታት ሃገርናን ቤተክርስትያንን ንስኹም እትኸድዎ ዘለኹምን ሰማይን ምድርን ኮይኑና ብሓቂ ዓገብ ንሓቂ ደው ንበል ሕጂውን።
ካብ ስሌዳ ሙሉእ ጽሕፈት ሓንቲ ግዜ ኣሜን ምባል ንበረከት ምኮነትካ፡ኩሉ ሰብ ይስደድ፡ ኩሉ ጾታ ይስደድ፡እቶም ርኹባትን ዲሞክራሲ ኣለወን ዝባሃላ ሃገራትት ውን ሰባተን ይስደዱ እዮም።ካብ ሃገርካ ዝተሰደድካሉ ውንከም ኩሉ ዓለም ኢኻ።ንካህናት ምኽንያት ምግባር ሓራ ኣየውጽኣካን እዩ።ንፖለቲካ ዝሰማማዕ እንተ ዝሰብኩ ግን ደስ ምበለካ።ንሶም ግና ንዝተሰቅለ ክርስቶስ እዮም ዝሰብኩ።ንቃሉ እዮም ዝሰብኩ።ኣበይ ኮይኖም ንዝብል ካብ ጫፍ ዓለም ክሳብ ጫፍ ዓለም ከም ሓዋርያት ከም ቅዱሳን ገደብ ዶብ ዘይብላ መንግሰተሳማያት ክሰብኩ መብቶም እዩ።ንዑ መሪሕኩምና ጸሎት ገዱፍኩም ፡ተናገሩ ምባል ግና ንዓኻ እዩ ዓገብ!!!!!!!!!!
@@tewelde9778 ኣሜን ክብል እንተኾይነ ንመን ክብል ኣለኒ ኣጸቢቐ ይፈልጥ ኢየ ፡ኣይትንቀፍ ዝብል ዕዉር ርድኢትካ ግን የቐንየለይ። ከም ወላዲ ከስተምህሩ ሰናይ ኢዩ ከም ውሉድ ድማ ዝተረኣየንን ዝተሰምዓንን ጌጋታት እዚ ከመይ ኢዩ ስለምንታይስ ከምዚ ይኸውን ክብል መሰለይ ኢዩ ? ኣብ ሓቂ ቆይሙ ሓቂ ዝሰብኽ ወገን ውጹዕን ድኻን ንዝኾነ ካህን ብርግጽ ኣቦይ ኢዩ ንስብከቱ ድማ ኣሜን ኢለ ይቅበሎ ካብዚ ሓሊፉ ግን ቤተክርስትያን ብስርዓት ህግደፍ እናተጨፍለቐት ዝህብና ኣብ ኣብስደት እናተዋረደ ሩሑቕ ከይከድና ኣብ ዓለም ዋጭ ዘለዉ ህዝብና እንታይ ይረኽቦም ኣሎ ታይ ኮይኖም ድኣ ስለዞም ሰባት ዘይዛረቡ ? ሰሌዳ ምሉእ ካብ ምጽሕፋ ዶ በልካ ካብ ሓቂ ርሒቖም ካዕቦ ካዕቦ ካብ ምዝራብ እንተዘይተቖጢቦም ግድን ኢዩ ክጽሕፍ ክሓትት ምኽንያቱ ወላዲየይ ኢዮም ካህን ኢዮም ካህን ድማ ኣቦ ኩሉ ህዝቢ ኢዩ። ካህን ጽሓይ ኢዩ እንተሎሚ ግን ኣይግድን ።
ሐገር እንድሕር ዘየላ ሐይማኖት የለን ስለዚ ናይግድን እዩ ሰላም የዉርደልና ኢልና ንፀልይ
@@nigistiberhane9150 ኣሜን ሰላሙ ይልኣከልና ፈጣሪ።
@@frezghiokube3241እሺ ሰሚዕናካ ልዕሊ ኩሉ ማእምረ ኩሉ።
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ኣበና
ቃል ሂውት ይስማዕን አባ ቐሺ አብ ልብና የሕድሮ እሜንንንን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna abona egziabher agelgletkum ybark 🙏 🙏 🙏
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና❤❤❤🇪🇷
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ግድል ሂወትና እግዚአብሔር ክፈትሓልና እግዚአብሔር ጸሎትና ይስምዓና ቃለ ሂወት የስምዓልና
አሜን ቃል ሂወት ይሰመዐልና ክብር አቦና✝️🙏🙏🙏🌼🌼🌼🌿🌿🌿🌿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ኣቦና። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና።
Amen qal hiwet yesmalna kubur Abona Amlak xegu yebzhalkum.Ezgabhier lbonana yfetelna bhaqi mefetsemta yexklna.
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና:.🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና
Amen AMEN AMEN ❤️ ❤️ ❤️ Egziabher ymesgen Amen AMEN AMEN ❤️
❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤
Amen amen amen kalhiwet yesmaona ❤❤❤
Kalehiwet..yesmalna. Amen.amen Amen
ቃለ ህይወት የስምዓልና ቀሲስ ተወልደ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር።
Amen amen amen kale hiwet yesmealna sle kalu egzabher amlakna zkeberen ztemesgenen ykun aona xeguen bereketun yebzahalkum avona xeguen bereketun yebzhalkum ab xelotkum zekurna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ሓንቲ ሕቶ ኣላሃኒ መቅጽርያ ናይ ቤተክርስትያን መን ክሕዞ ይግባእ መነኮሴ ዶ ክሉ ክርስትያን
አሜን፣አሜን፣አሜን፣ቃለሂወት፣የስምዓልና❤❤❤
Amen Amen Amen
qeal hiwet yesmelna kubri abona Egzebhar amlak xegue yehabka ❤❤❤
እግዝኣቢሄር ይመስግንንን
Amen amen amen kalhiwet yesmaona ❤❤❤1yr ago
Amen🙏 amen 🙏amen 🙏❤️❤️🇪🇷❤🙏
Kal hwet yesmalena abona ⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏
Amen (3) qalehiwetu yesimialina abona Egziabiher biane mihiretu yitemitena
Kale hiwet Yesmealna Aboy Keshi Zemenkum Ybark Mihlfo eta Dawit zeydegm zbelkumas 😢
Amen Amen qal hiwet yesmealna
Amen amen amen qalehiwet ysmalna abona xegu ybzihalkum
Amen Amen Amen
Amen (3) qale hiwet yesmalna abona nay agelglot zemenkum ybark egzabiher ayine lbona ykfetelna fetari❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen kalhewhet yesmana
Kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስመዓና ኣቦና
Amennnnnnn🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Abona bhaqi hiwetna nhatelu tesfa nrekbelu kale Ezgabhier.edmen tenana yhabkum Amlak 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen qale hiwet yesmalna ab lbna yhdiro ❤🇪🇷
Egziabher nay agelglot zebenkum ybarek Abona ❤️🙏🙏🙏🥲nay bhaki lbi ztnkf Qal hiwet yesmalna abona 🙏🙏🙏
Ab lbna yhdro. Qale hiwet yesmealna
Amen kal hiwet yesmalna.
🙏🙏🏻🙏🙏🙏🏻❤️❤️
Kalehiwet yesmalna abona
🙏🙏🙏
Nay bhaqi qale hiwet yesmalna abona
❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓንቲ መዓልቲ ግን ነቲ ካብ ዓድኹም ክትባረሩ ዝገበረ ምኽንያት ስደትኩምን ስደትናን ዝኾነ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ክትነቕፉን ምሕደራ ይስተኻኸል ቤተክርስትያን ትዕመጽ ኣላ ካህናት ዲያቆናት ናብ ጉዱድ ዕስክርና ይወርዱ ኣለዉ ኢልኩም ተዛሪብኩም ኣይትፈልጡን ኢኹም ኣቦና ግን ስለምንታይ ? በጃኹም እባ ስለህዝብን ቤተክርስትያንን ስለእግዚአብሔር ኢልኩም ኣብ ሓቂ ደው በሉ ኣሰርኩም ክንክተል ማለት ንስኹም ብቕንዕና ፍትሒ ጎድለ ድኻ ተበደለ ቤተክርስትያን ተደፈረት ኢልኩም እንተተላዒልኩም ንሕና ደቕኹም ካብ ጎንኹም እንርሕቀሉ ምኽንያት በፍሱም የለን ከምዚ ገርና ደፊርና ኣፍና ከፊትናውን ኣቦታትና ትጋገዩ ኣለኹም ክንብል ኣይንኽእልን ነርና ግንከ ኣብ ባይታ ዘሎ ህልውኩነታት ሃገርናን ቤተክርስትያንን ንስኹም እትኸድዎ ዘለኹምን ሰማይን ምድርን ኮይኑና ብሓቂ ዓገብ ንሓቂ ደው ንበል ሕጂውን።
ካብ ስሌዳ ሙሉእ ጽሕፈት ሓንቲ ግዜ ኣሜን ምባል ንበረከት ምኮነትካ፡ኩሉ ሰብ ይስደድ፡ ኩሉ ጾታ ይስደድ፡እቶም ርኹባትን ዲሞክራሲ ኣለወን ዝባሃላ ሃገራትት ውን ሰባተን ይስደዱ እዮም።ካብ ሃገርካ ዝተሰደድካሉ ውንከም ኩሉ ዓለም ኢኻ።ንካህናት ምኽንያት ምግባር ሓራ ኣየውጽኣካን እዩ።ንፖለቲካ ዝሰማማዕ እንተ ዝሰብኩ ግን ደስ ምበለካ።ንሶም ግና ንዝተሰቅለ ክርስቶስ እዮም ዝሰብኩ።ንቃሉ እዮም ዝሰብኩ።ኣበይ ኮይኖም ንዝብል ካብ ጫፍ ዓለም ክሳብ ጫፍ ዓለም ከም ሓዋርያት ከም ቅዱሳን ገደብ ዶብ ዘይብላ መንግሰተሳማያት ክሰብኩ መብቶም እዩ።ንዑ መሪሕኩምና ጸሎት ገዱፍኩም ፡ተናገሩ ምባል ግና ንዓኻ እዩ ዓገብ!!!!!!!!!!
@@tewelde9778 ኣሜን ክብል እንተኾይነ ንመን ክብል ኣለኒ ኣጸቢቐ ይፈልጥ ኢየ ፡ኣይትንቀፍ ዝብል ዕዉር ርድኢትካ ግን የቐንየለይ። ከም ወላዲ ከስተምህሩ ሰናይ ኢዩ ከም ውሉድ ድማ ዝተረኣየንን ዝተሰምዓንን ጌጋታት እዚ ከመይ ኢዩ ስለምንታይስ ከምዚ ይኸውን ክብል መሰለይ ኢዩ ?
ኣብ ሓቂ ቆይሙ ሓቂ ዝሰብኽ ወገን ውጹዕን ድኻን ንዝኾነ ካህን ብርግጽ ኣቦይ ኢዩ ንስብከቱ ድማ ኣሜን ኢለ ይቅበሎ ካብዚ ሓሊፉ ግን ቤተክርስትያን ብስርዓት ህግደፍ እናተጨፍለቐት ዝህብና ኣብ ኣብስደት እናተዋረደ ሩሑቕ ከይከድና ኣብ ዓለም ዋጭ ዘለዉ ህዝብና እንታይ ይረኽቦም ኣሎ ታይ ኮይኖም ድኣ ስለዞም ሰባት ዘይዛረቡ ?
ሰሌዳ ምሉእ ካብ ምጽሕፋ ዶ በልካ ካብ ሓቂ ርሒቖም ካዕቦ ካዕቦ ካብ ምዝራብ እንተዘይተቖጢቦም ግድን ኢዩ ክጽሕፍ ክሓትት ምኽንያቱ ወላዲየይ ኢዮም ካህን ኢዮም ካህን ድማ ኣቦ ኩሉ ህዝቢ ኢዩ። ካህን ጽሓይ ኢዩ እንተሎሚ ግን ኣይግድን ።