eritrean orthodox tewahdo || ሓጥያትካ ኣብ ቅድሚ ካህንካ ብከመይ ትገልጾ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 360

  • @letehajmanot5883
    @letehajmanot5883 8 หลายเดือนก่อน +11

    🙏🙏🙏⛪ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና ዝበና ንነሰሓ የብቓዓና

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ หลายเดือนก่อน +12

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ኣቦና❤❤❤
    ኣብ ህይወተይ ክገብሮን ክፍፅሞን ዝደሊ እንተ ሃለወ ንኣምላኸይ ብንስሓ ይቅሬታ ክሓቶ ኣምላኸይ ስደትና ኣሕፂርካ ናብ ንስሓ ሞት ኣብቅዐና ጎይታየ😢 ዓዲ ዓረብ መልሲ ዘይብሉ ህይወት ኡፍፍ😢

  • @DejenDeju-t8p
    @DejenDeju-t8p 4 หลายเดือนก่อน +11

    ኣሜን ኣሜን ኣነ ብጣዕሚ ተሰሚዒኒ ንነብሰይ ከምዚ ጌረ ናብ ቲ ኹሉ ዝካኣሎ መልኣክ ኽቀርብ ኣምላኽ ደግፈኒ ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @AmnAmna-n6r
    @AmnAmna-n6r 7 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር ኣቦና ንንሳሃ ሞት ያብቐዐና😢

  • @Enmanmedia
    @Enmanmedia 8 หลายเดือนก่อน +10

    ዝከበርኩም ኣባ ቐሺ ነዛ ህያዉ ኣብነት ንስሓን ምስባር ልቢዝሰራሕኩምና ብስም ቅድስተ ቁዱሳን ኣደ ጎይታይ ፈጣሪ መሬትን ሰማይን ድንግል ማርያም በዛ ትሕቲ ዓቅመይ ካብ ልበይ የመስግን ናትኩም ተመሃራይን ሰዓቢ ኣልፋን ኦሜጋን እየሱስ ክርስቶስ እየ ም ናብ ክብር ምሕረት ከብቕዓኒስ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ

  • @FevenZerom
    @FevenZerom 17 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ሂወት ዘበንኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርከልኩም ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ንስሓ ዕድመ ይሃበና 🙏🙏🙏

  • @AlayGere
    @AlayGere 8 หลายเดือนก่อน +14

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ጽቡቅ መረዳእታን ትምህርትን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ ንስሓ የብቀና⛪️🙏✝️

  • @AreWelay
    @AreWelay 6 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማማዓልና ክቡር ኣቦና (ሓዉና) ብሓቂ ዓብይ ትምህርት 🏫 እኩም ኣስንቅኩምና እሞ ምስትዉዓል ይሃበና እግዚአብሔር ዕድመን ንንሳሃ ይሃበና የብቃዓና ኣብ ፀሎትኩም ለ ይደግፈና 👏👏👏

  • @MABCD-x3d
    @MABCD-x3d หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ክብር አቦና ኦ ጎይታይ ስደትና አሕፅረና ላብ ንስሃ አብቀዐና 👏👏😥

  • @DanielKahsay-o6e
    @DanielKahsay-o6e 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና እግዛኣቤሄር ኣምላኽ ናብ ከምዚ ናይ ንስሓ የብቅዓና ብምህረቱ ይጠምተና

  • @sasimeksebalem3466
    @sasimeksebalem3466 หลายเดือนก่อน +1

    Amen kale hiwet yesmealna abona

  • @YonasAbraham-g5r
    @YonasAbraham-g5r หลายเดือนก่อน +3

    ኦቦና ነዚ ግዜ እዚ ኣ መዓስ ከምዝበቅዕ ነዊሓትኒ መንፈሳዊ ሓይሊ እግዚኣብሄር ይገለጸለይ ኣቦና እግዚኣብሄር ንትህብዎ ዘለኩም ትምህርቲ ዕጽፍን ካዕበት ጌይሩ ኣብ ሰማያዊት ኢዮሮሳልም ይጽሓፈልኩም

  • @eeee4739
    @eeee4739 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኦአምላከይ ስደተይ አሕፂርካ ንንስሀ ሞት አብቀዐኒ😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏

  • @Michael-v4d8z
    @Michael-v4d8z 27 วันที่ผ่านมา +1

    Abona Kale hiwet yesmealna. Amen

  • @fhjfhffhfu9369
    @fhjfhffhfu9369 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ኣምላከይ ስደትና ኣሕፅርኻ ናብ ንሳሃ ሞት ኣብቀዐኒ🤲😥😥

  • @YonasMichael-lz9iy
    @YonasMichael-lz9iy 26 วันที่ผ่านมา +1

    Qale hiwet yesmealna abona btami abin astemaharn hlna erefti hiwet zewhb nay nsha tmhrti u emo knetegbro egziabhier haylun tbatn yhabena amenn 🙏

  • @EtbRahelzemuy
    @EtbRahelzemuy หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @Saromrusom
    @Saromrusom หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen abona aglgulotekume egzabher yebarko

  • @maekelewelday2056
    @maekelewelday2056 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen qale hiwet Yesmalna Nezi Nknger Amlak yhagzena

  • @Medhaniealem-l3o
    @Medhaniealem-l3o 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የመዓልና ክቡር ኣቦና መምህርናን ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና ብመንገዱ ናብ ንስሓ ህይወት ይምርሓና ነኩልኩም መራሕቲ ሃይማኖትና ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ በዓል ብዙሕ ምሕረት ኩሉ ዘይሰኣኖ እዩ ሞ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ ብልቢ ዝፈትወኩም ኣቦይ❤❤❤

  • @ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
    @ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ 8 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚአብሄር ናይ ንስሓ ሞተ የብቅዐና😢😢😢😢😔😔😔😔😔😢
    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲

  • @filimonafewerki1454
    @filimonafewerki1454 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ንንስሓ የሃበና ዕድመን ጥዕናን ከኣ የሃብኩም እቲ ወሃቢ ኩሉ ጽቡቅ ዝኮነ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤

  • @sariYOUTUbe-u6k
    @sariYOUTUbe-u6k หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ኡፍ ንንስሃ ሞት የብቀዐና😢🤲

  • @ميريمير-ذ7ك
    @ميريمير-ذ7ك หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ባሓቅ ቃል ህወት ያስዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልንኻ ✝️🤲

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @AwetEmnete-n1s
    @AwetEmnete-n1s 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ቃለሂወት የስምዐልና ክቡር ኣቦና ብቀረባ ቢተክርስትያን ክንረክብ ዘይንኽእል ታይ ክንገብር ንኣብነት ኣነ ሊብያ እየ ዘለኹ ንስሃሓሲበ ግን ታይክገብር

  • @NmenMen-x3f
    @NmenMen-x3f หลายเดือนก่อน +1

    amen amen amen qale hiwet yesmealna kubur abona nay niseha yebqeana

  • @tiebeabraham
    @tiebeabraham หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦናን መምህርና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ብዙሕ ኢኹም ምሂርክሙና ብምሉእ ልብና ናብ ኣምላኽ ንምለስ ይግበረና

  • @dehabtesfamariam9052
    @dehabtesfamariam9052 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen kilhiwet yesmaamn abena yebizahena ❤⛪❤🙏🙏🙏

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 8 หลายเดือนก่อน +5

    ኦ አምለክይ ሰደተ ኣሐፀረካ ለንሰሃ ምት ኣበረቀዐኒ😢😢😢😢😢

  • @Genet1-qq7ui
    @Genet1-qq7ui หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና🙏🙏🙏

  • @asmeromamine3526
    @asmeromamine3526 7 หลายเดือนก่อน +4

    Amlak ybarkum ezi tmhrti ezi btami Abi tmhrti eyu neana yhwat.bhaki megedi kdsna tmhru alekum. Egziabher ykebelelkum🙏🙏🙏

  • @onelove3098
    @onelove3098 8 หลายเดือนก่อน +7

    ቃለ ህወት የስማዓልና አቦና
    ናይ ንሰሔ ዘመና የብዝሐልና😢
    ንዓኹ ዝመስል አቦ የብዝሐልና🙏🏽

  • @LchiyaHadgu
    @LchiyaHadgu หลายเดือนก่อน +1

    Oamlakey nab nsaha kkerb edlhabeni btaemi x❤❤❤❤❤❤❤❤buk rmhrti eu

  • @edentesfazghi3208
    @edentesfazghi3208 หลายเดือนก่อน +1

    Bhaki kale Hiwet Yesmialna kuburat abotat Memhran egziabiher nnsiha zibekie lbi yhabena Amlak xegeu yebzihalkum 🙏🙏🙏

  • @yemanetsege7928
    @yemanetsege7928 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና

  • @AmanielWidase
    @AmanielWidase 5 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen kal hiwet Yesmeana

  • @habenteklomkusuney2877
    @habenteklomkusuney2877 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen qale hiwet ysmalna abona azu mahari alena antay elka kem znasah ayfeltn eu amo tmrti hiwet eu abona amlek xegau yebzhalki❤❤❤❤❤

  • @brhanahaile5877
    @brhanahaile5877 8 หลายเดือนก่อน +5

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክብር ኣቦና ዘበንኮም ይባረክ ጽቡቅ ትምህርቲ እግዝኣብሄር ይመስገን ንዓና ዝሰምዕ ዓይኒ ልቦና ይሃበና ኣብ ንስሓ የብጽሓና 🙏🙏🙏

  • @MerhawiAndemeskel-u7p
    @MerhawiAndemeskel-u7p 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ህይወት የስምኣልና ኣቦና ብጣኣሚ እዩ ተሰሚእኒ ኣቦና❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @eriamfkadu434
    @eriamfkadu434 หลายเดือนก่อน +2

    የቐንየልና ብሓቂ ኣብ እዋኑ ዝመጸ ጠቓሚ ሂወት ዝህብ ምህሮን ምዕዶን

  • @PetrosTesfaldet-l8c
    @PetrosTesfaldet-l8c หลายเดือนก่อน +1

    kal hiwet yesmalna 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @SolomonBereket770
    @SolomonBereket770 หลายเดือนก่อน +1

    ናብዛ ናይ ንስሓ እለት ክበቅእ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ኣቦና 🙏🙏🙏 kale hiwet yesmalina nay agolgulot zemenkum yibarikelkum abona

  • @ExcitedBrain-mj6to
    @ExcitedBrain-mj6to 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህወት የስመዓልና ከም ብዝሕ ሓጥያትና ከይ ኮነ ከም ምሕረትካ ጠምተና ንንስሓ ሞት ኣብቃና

  • @selemuntnsae1484
    @selemuntnsae1484 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስምኣልና ክንደዪ ንስሓ ሪኤ እሞ ከምዚኣ ሪእ ኣዪፈልጥን ❤❤❤

  • @EfremTesaEfata
    @EfremTesaEfata หลายเดือนก่อน +3

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum❤❤❤

  • @Rigat-l5g
    @Rigat-l5g หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @DgZc-z5m
    @DgZc-z5m หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንንስሓ ሂወት የብቀዐና ❤❤❤😢

  • @tirhasokubay9939
    @tirhasokubay9939 7 หลายเดือนก่อน +2

    Amen kalhiwet yesmalna abona agziabhier xega ab lali xega yadlkum ab xelotkum nay hatatja galkum zekuruni❤

  • @HgfVvv-ry8xo
    @HgfVvv-ry8xo หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ፫❤🎉🎉

  • @adhanettesfay61
    @adhanettesfay61 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona nab nsha kebkana ayte lbonana ykfetelna fetarie. 🙏🙏🙏

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን(3) አግዚኣቢሒር ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ናይ ዓበይቲ ዓቢ ዝኾነ ትምህርቲ

  • @asmerakitchen7501
    @asmerakitchen7501 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን 🙏 ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር አቦና ብሐቂ ዓቢ ትምህርቲ ረኺብናሉ ኢና እሞ ምስትውዓል ይሀበና ዕድመ ንንስሐ ይሀበና ጾርና ከነራግፍ እመ ብርሀን በጸሎታ ቅዱሳን ብረድኤቶም ይደግፉና🙏🙏🙏

  • @SlamaAli-r4y
    @SlamaAli-r4y หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን አቡና ቃል ህወት ይስመዕልና ንብስና ፍትሽና ላብ ነሳኻ ይብቅዕና ፅቡቅ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናይ ያሃብኹም 😢❤❤❤

  • @SwSwi-m9l
    @SwSwi-m9l หลายเดือนก่อน +1

    ለቃ ህይወት የሰመዐልና ኣቦና❤❤❤

  • @EferomAfewerki
    @EferomAfewerki 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ሽቡቅ መረዳታ ትምህርት አዝጋብሄር ኣምላኽ ናብ
    ንስሐ የብካና

  • @T8Gz-rq9st
    @T8Gz-rq9st หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ንንስሃ የብቀዐና ሉዕል እግዚኣብሔር ኣቦ ኣብ ፀሎቶም ይዘኩርና 🙏🙏🙏😢

  • @akberetaraya7481
    @akberetaraya7481 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen
    Kale hiwet yesmaalna

  • @geralegas47
    @geralegas47 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዐልና መምህርናን ኣቦናን ኣብ ልብና የሕድሮ ንኽንሳህ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሐግዘና።

  • @Bereket-d7j
    @Bereket-d7j หลายเดือนก่อน +1

    qale senay qale.hiwet ysimealina netom gaseyti Abotatina kea edimen tinan yhabelina ninisaha tibeqi nebisi ka yhabena nialem militi ka selamu ywirdelina medihanialem Amen Amen Amen

  • @rurasolomon3853
    @rurasolomon3853 15 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen Abona 😢

  • @ከምፍቃድካይኩን
    @ከምፍቃድካይኩን หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ኦ ጎይታይ ናብ ንሳሃ ሞት አብቃዓና 😥😭😥🙏🙏🙏

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኦ አምላከይ ንንሳሃ ሞት አብቀዐና😢ስደትና አሕፅረልናአሜን፫ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር አቦታትና❤

  • @ElsaTekle-v6q
    @ElsaTekle-v6q หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen amen amen 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @LchiyaHadgu
    @LchiyaHadgu หลายเดือนก่อน +1

    Bedelatey kulu ab kalatkum rekibeyom mhretka laklna bhtyat ztbetete nebsey😢😢😢 amen

  • @Footballyoutube12
    @Footballyoutube12 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብጣዕሚ ዉሽጥኻ ዘበራብር ትምህርቲ እዩ ቃለ ሂወት እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዝኣብሄር❤❤❤❤❤

  • @ara6934
    @ara6934 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ንንስሓ የሃበና ዕድመን ጥዕናን ክኣ የሃብኩም እቲ ወሃቢ ኩሉ ፅቡቅ ዝኮን እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤

  • @mekonenamanuel5537
    @mekonenamanuel5537 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen abona egziabher amlak khnetkum khnet abona zeqaryasn abona Aron n zbareke agelglotkum ybark

  • @wegahtagedey7294
    @wegahtagedey7294 หลายเดือนก่อน +1

    Egzaber Amlakna Edmen
    tenan yhabkum Abona Egzaber nnsha etbeke edme yhabena ayne lbonana ykfetelna btami ena nesgn kbur abona ezi abi tmhrti eyu kemey gerna nnsha dlwat nkewn btami xbuk tmhrti ⛪🙏🏿⛪🙏🏿⛪🙏🏿💕🇪🇷😢😢😢

  • @g776yy3
    @g776yy3 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ኣብ ንስሓየብቃዓና ቁዱስ ኣምላኽና 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @Fds567-wy9oe
    @Fds567-wy9oe หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልን ክብር ኣቦና ዝበና ንነሰሓ የብቃዓና ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @elk5824
    @elk5824 8 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ፡ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ሚሂርኩሙና ብዛዕባ ናይ ባዓላት ምስጋድ ኣይፈልጥን የ ኔረ ካልእ ኣነ ኣብ ናይ ኮብቲክ ቤተ ክርስታን ስለ ዝግልገል ብዙሕ ናይ ግእዝ ቤተክርስታን ሕግታት ኣይፍልጥን የ፡ሕጂ ቀቁርብ ክፍልጥ ይጅምር ኣለኹ፡እቲ ጽቡቅ ነገር ናይ ኮብቲክ ንህጻናት ንሳሓ የላማምድዎም ዮም እዚ ናትና ሰብ ብሰንኪ ስደት ድዩ ወይ ብሰንኪ ናይ ካህናት ውሕደት ክኸውን ይኽእል ከምዚ ጌርኩም ክትምሁርና ብጣዕሚ ንእግዚአቢሔር ነመስግኖ ብፍላይ እዞም ብግዜ ደርጊ ዝተሰደድና ኢና ጠፊእና ዘለና ። እግዚአቢሔር ይምሓረና ።ነዚ ትምህርቲ ኣቦና ንካታተል ዘለና ንኹሎም ማሓዝቱናን ንፈልጦም ይሕዋትናን ከነካፍል ይላቦ ከምዚ ንሕና ዝተማሃርና ካልኦት የሕዋትና፡ውን ክማሃሩ።
    ንኹልና እግዚአቢሔር ንሳሓና ይቀበለልና ኣቦና ኣብ ጸለትኩም ዘክሩና።እግዚአቢሔር ምሳኹም ይኹን ይሓልኹም።ሰብሓት ለእግዚአቢሔር ሉዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወከመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @جسارعلي-ص4ه
    @جسارعلي-ص4ه 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቅ ዓብይ ትምህርት የኽም ህብኽምና ነዓናለ ምነሰህ ማዕልት ይሃበና❤❤❤❤❤

  • @almasghebre6647
    @almasghebre6647 หลายเดือนก่อน +1

    Amen ❤Amen ❤Amen ❤
    Kqhiwet yesmaalna

  • @STsenait
    @STsenait หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmaalna❤nabzi kbri yebxahana.ab xelotkum zekurni yehwat❤.

  • @MebrateAlazar
    @MebrateAlazar หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna abona ab xeletkum zekruna nay nsha gzye ygberelna

  • @GalEreyhalal
    @GalEreyhalal หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmalina abona🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏💒✝️🥰🥰🥰🥰🥰

  • @yemanetekle7602
    @yemanetekle7602 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሕይወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ ንስሓ የብቅዓና።

  • @tmnitemha7679
    @tmnitemha7679 8 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣሚ ደስ ዝብል ማሃሪት ዛንታ ሰሚዒና ንጸድቀሉ ሕልና ይሃበና ቃል ሂወት የስምዓል ጸጉኡ የብዝሓልኩሙ ኣቦና ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @AllApp-i1g
    @AllApp-i1g 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህወት የስመዐልና ኦ ኣምላከይ ከም በዝሒ ሓጥያትና ከይ ኮነ ከም ምሕረትካ ጠምተና ንንስሃ ምት ኣብቀና🎉❤🎉❤🎉❤😢😢

  • @sariYOUTUbe-u6k
    @sariYOUTUbe-u6k หลายเดือนก่อน +1

    ካልአይ ክፋል አምፁኡልና ድሕሪ ንስሃ ዘሎ ሂወት እውን እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም ናብ ንስሃ ሞት የብቀዐና 🤲😢

  • @tititekle1375
    @tititekle1375 หลายเดือนก่อน +1

    Elilililil asey des zbl ! Ab dagmay hiwet yebtsihana Egzabher 🙏🙏🙏
    Abona qal hiwt yesmaalna 🙏🙏🙏

  • @BetuHabtom
    @BetuHabtom 8 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ኣስተምህሮ ፈጣሪ ጸጋ በረኸሩ የብዛሓልና ብምሉእ ሓይልናን ክብናን ናብ ፈጣሪ ንምለሰሉ ይሃበናን የብቃዓናን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @nazrietgebrehiwet4745
    @nazrietgebrehiwet4745 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና ነዚ የብቅዓኒ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ኣቦና

  • @FvDf-e4g
    @FvDf-e4g 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን(3)ኦጌታየ ስደትና አሕፅርካ ንንስሓ ሞት አብቃዓና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hss2423
    @hss2423 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ጺን ኢሉ ዝሰምዕ ዓይነልቦና ሃበና ጌታይ ማዓረይ

  • @Gaul_Sium
    @Gaul_Sium 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤amen amen amen

  • @Fnot123
    @Fnot123 หลายเดือนก่อน +1

    neza maelit abqaeni medhinalem aboy amen

  • @NmenMen-x3f
    @NmenMen-x3f หลายเดือนก่อน +1

    amen 🙏🙏🙏

  • @Tebayeyusnkey
    @Tebayeyusnkey 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን /3 ቃለ ሂወት የስመዐና አቦናእግዝአብሄር አምላክ ስደትና አሕፅሩ ናብ ንሳሓ የብቀዐና 😢😢😢

  • @HarienaJirm-xd9je
    @HarienaJirm-xd9je 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @FurtunaGebreyesus
    @FurtunaGebreyesus หลายเดือนก่อน +1

    Abiet ezi hatyatna kkebd egzabiher ykre ybelelna

  • @semharwelderfael
    @semharwelderfael 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amen 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ህወይት የስማዓና ኣቦና ❤❤❤

  • @Genet1-qq7ui
    @Genet1-qq7ui 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ቃለ ሂወት የሰምዓልና ክቡር ኣቦና ክኣ ጸግኡ የበዝሓልኩም

  • @abaditgere4392
    @abaditgere4392 7 หลายเดือนก่อน +2

    እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ካብ ጸጋ ናብ ጸጋ የሰጋግርኩም ኣቦና ❤❤❤

  • @fanusgebreendrias7556
    @fanusgebreendrias7556 หลายเดือนก่อน +1

    Qale hiwot yesmaalna kubur abona🙏🙏🙏

  • @goblel327
    @goblel327 6 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna abona

  • @Hermoyemane-be3zt
    @Hermoyemane-be3zt 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amen kal hiwet yesmalna abona bahaki xubuk tmrti temahirna nakum kemzi gerkum ktmhrunan ktgsthutunan egziabiher edme xnan hibu xegu yebzahalkum nana ka zstewul aynelubonana ykfetelnan kemzi gerna may nsaha tahaxibna ab kubur skun demun mkbal ybxahana Amen 🙏 ❤❤❤

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ይስምዓና