ክንውቃዕ ይድለ ኣሎ/ደብረፅዪን ኣብ ኣኬባ ብተሳፍቲ ዝገጠሞ/ትምክሕቲ ዓንዲሩ ኮንፈረስ ንገብር ኣለና-ሓያል ዘረባ ተሳተፍቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 47

  • @ባዜንካህሳይ
    @ባዜንካህሳይ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    በላዕቲ ዘረባ

  • @HalefomZinawu
    @HalefomZinawu 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    መንእሰይ ኣይተሳተፉን ንምንታይ

  • @gezuseyoum9115
    @gezuseyoum9115 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዋጋ ክትከፈሉዋ እኩም። እቲ ደም ንፁሃት እዪ ዘዕገርግሮኩም ዘሎ።

  • @WediTeare-qw6zn
    @WediTeare-qw6zn 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደፂን ሰዓብቱን ዓመት እንተትእከቡ ዘመፅእዎ ለውጢ ዘይሕስብ እዮ ,

  • @Matebkom
    @Matebkom 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አቱም ሓሳብ ትሕቡ ተጋሩ ኢና ትብሉ ዝርሸን ሰብ የብልናን እዚ አኼባ ግንዜሮ አኼባ እዩ በቃ ገለዝጠቅም ዘይተዘረበ

  • @user-fb5rx4ft9d
    @user-fb5rx4ft9d ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣየ ናይ ኻድረ ነገር ብሪጋ እዩም ዝዛረቡ ቁፅሪ ተዋሂብዎም ዝዛረብ እምበር ቁፅሪ ዘይተወሃቦም ክዛረቡ ኣይክእሉን
    ክዛረብዎ ዘለዎም ድማ ተፃሒፍዎም ኣፅኒዖም እዮም ዝዛረቡ
    ናይ ባዕሎም ሓንቲ ቃል ክዛረቡ ዘይክእሉ ድርባያት ባንዳታታ እዮም።

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት ሕርርርር በሊ ጋልዛ ኩርኩር ባንዳ

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣኼባ ገዛእቲ መደብ ነበር።።።።።።

  • @MikiyasAregawi-f2g
    @MikiyasAregawi-f2g 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    yalen gach gegane❤❤❤❤❤❤❤

  • @filimonbrhane131
    @filimonbrhane131 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አፍ አርክቡ በፂሕና አለና ቅበሩና ይብሉ አለው እዳ ኣደመ ቀርዩና አሎ መቅናይ

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ተሰብሰብቲ ዝተዛረብዎ ዘረባ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ፍታሕ ዘምፅእን እዩ ሰማዒ እንተሃልስ።

  • @HagereyMedia-q4o
    @HagereyMedia-q4o 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    saynsawi wgie - nayziom ygerm!

  • @TilahunMulat
    @TilahunMulat 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰረቅቲ ሓፋትም ተኣኪቦም ከይሕተቱ ምስ ልምዓት ጉጅለ ተኣኪቦም ሓደ መንእሰይ ስኢነ መሕፈሪ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      አንታ ወዲዛ ቡሽቲ ፍንፍን ወዲ ዓጣሪት ዲቃላ ወዲ ደርጊ ጥላሁን ዝበሃል ትግራዋይ የልን ወዲዛ ጋሕባ ቡሽቲ

    • @tirhashagos-lp2xp
      @tirhashagos-lp2xp 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ወዲሙላቕ ኮንዶም ልምዓት ጉጅለያ ጀግና ትወልድ

  • @Elenigmeskel
    @Elenigmeskel 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በቲ በለ በቲ ሰላሞ ደለይቲ ኢና

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tegaru ms eritrea teareku, shgrkum kftah, lebmu. Hasot gedifkum, haya haye

    • @jemalmohammed863
      @jemalmohammed863 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ምሳኹም ምጥፍፋእ ጥራሕ እያ ።

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ህወሓት ንምንታይ ይፉተ ነይሩ?ሎሚ ንምንታይ ከምዝተፀልአ ዘይርደኦ ሰብ'ሎ ማለት ድዩ? ወይስ "ከፅውያኻ ዋጋ ይህባኻ" እዩ ነገሩ?

  • @BelaynigusShareg
    @BelaynigusShareg 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    በሽምግልና ናብ ስልጣን ዝመፀ ባዕሉ ደብረፅዮን ዶ አይኮነን እሞ እታ ሽምግልና ብኡ ጀምራ ስህተት እያ ስለዝ ደብረፅዮ ብማእኸለይ ኮሚቴ ወርዱ እዩ ስልጣን የረክብ

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ናይ ህወሓት ኣኬባ ትርጉም የብሉን ሽሕ ጊዜ ውን ተትእከቡ ዘምጽኡዋ ለውጢ ብሱሩ የለን ብቕዓትን ክእለትን ይሓትት ደብረጽየን ኮነ ደቂ መዛሙርቱ ካብ መዝነቶም ብህጹጹ ክውገዱ አለዎሞ።

  • @selfreliance8999
    @selfreliance8999 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ጻድቃን ኩርኩር አሜሪካን ጌታቸው ኩርኩር አቢይን ክርሸኑ አለዎም

  • @mesfingitet5473
    @mesfingitet5473 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ መቀሌ ዝተረከበ የለን ንሶም ናይ ቀደም ህወሓት ካድረ እዮም።

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተጋሩ ኢትዮጵያ ንዓኩም አይትከውንን ኢያ ተገንጸሉ ሀገር መስርቱ 😂

  • @jemalmohammed863
    @jemalmohammed863 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣቱም ወረስቲ ዑና ውረዱ ልብለኩም ለሎ ህዝብ ትግራይ ስለ ልኾነ ፈጢንኹም ውረዱ ።

  • @reisomtsadik2681
    @reisomtsadik2681 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ካድረ ድዩ ናይ ህዝቢ?

  • @amaremekonen4582
    @amaremekonen4582 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እቶም ተሳተፍቲ ካብ ህዝቢ ዝተውፃእፀኡ ድዮም ወይስ ካድሬታት እዮም? ብኸመይ እዮም ተመሪፆም? ግልፂ አይኮነን

  • @HaileabAd
    @HaileabAd 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Weridweo hizbi mekele ;seferti

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መን ኢሉ ኔትወርክ ይበተክ ሐሻዎ

  • @hayatahmed9987
    @hayatahmed9987 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ባዕሉ እኮ መስክሩ ስመይ ኣይተጥፉኡዎ ንኣብይ ሓንቲ ገዜ ጥራሕ እየ ስልጣን ሃበኒ ኢለ ለምነዮ ኢሉ ባዐሉ ዝመስከረ ዉርዴታም ካብኡ ንላዕል ናይ ስልጣን ህርፋን ዘለዎ ሰብ የለን

  • @hamelmalkahsay1535
    @hamelmalkahsay1535 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደደቢት ሚዲያ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ዩ ። ትግራይ ኦንላይን ሚዲያ ጎጠኛ ዩ ።

  • @HaylayGebretsadik
    @HaylayGebretsadik 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እቶም ተኣከብቲ ለማፃትን ኣስመሰልትን ፈራሓትን እዮም እምበር ደብረፅዮን ዝመርሖ ውድብ ረይሳ እዩ

  • @tsegayhagos6617
    @tsegayhagos6617 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንባዕልኹም ልሳን ጉጅለ ኣደመ ኢኹም።ህወሓት ጉባኤ ኣካይዳ፣ ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ኣማኒኤል ኣሰፋ.... ዝብል ካበይ መፀ?

  • @GirmayMichael-p8r
    @GirmayMichael-p8r 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkkkkk

  • @ገዛሃገረትግራይ
    @ገዛሃገረትግራይ 58 นาทีที่ผ่านมา

    እዚ ሓዚ ኣብ ልዕሊ ትግራዋይ በፂሑ ዘሎ ህውሓት ኢልና ብ እንምከሓሉ ውድብ እንዳሃለወስ ናይ ደብረፅዮን ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፀሓ ጆነሳይድ ኣቀዲሙ ብዘይ ምድላው በደል ኣጥፊኢኩም ኢልካ ዘይገምገመ ዘይነቀፈ ሓፋሽ ብዛዕባ ናይ ትግራይ ጥዒና ቢሮ ሓላፊ ን ብዛዕባ ናይ ዮኒቨርስቲ መቐለ ን ብዛዕባ ሓፂን መፂን ብዛዕባ ውዕል ፕሪቶሪያ ዘይተፈፀመ ንምባል ብመን ናይ መሪሕነት ዘበን እያ ትግራይ ኣብዚ እንክሊል ወዲካ ?? እዞም ሓሳብ ዝህብ ዘለው ሰባት ክልተ ጨጉሪ ኣብቂልካስ ታይ ልምርካብ እዩ ዘላዓለም እላደንቆርና ንንበር ንደብረፅዮን ዘይገምገምካስ ንጌታችው ንሓጎስ ንክንደያ ... ብጣዕሚ ይሓዝን መቐለ በዚኦም ኣይትውከልን ኣበይ ኣለው መናእሰይ ኣበይ ኣሎው ከየንቲ ኣበይ ኣለው ናይ ሃይማኖት መራሕቲ ኣበይ ኣለው ናይ ስቨል ማሕበረሰብ ተወከልቲ ኣበይ ኣለው ማህበስ ነጋዶ ኣበይ ኣለው ውድባት ፓለቲካ ኣበይ ኣለው ሓረስቶት ኣበይ ኣለው ወኪላት ተመዛበልቲ ኣበይ ኣለው ሙሑራን ኣበይ ኣለው ናይ መማህራን ማሕበር ተወከልቲ ብዙሕ ምፅዋእ ይከኣል እዩ " ዓሚ ከይመስለክን ውሕጅ ከይወስደክን በዞም ኣብዚ ዘለው መቐለ ኣይትውከልን እዋኑ ናይ መናእሰይ እዩ 1967 ኣይኮነን ሎሚ !!

  • @selamselam7358
    @selamselam7358 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አየወ ጉድ ሪኢና ምስ ሐንቲ ክልል ንኽትዋጋእ ሲ ብሀገራትን ድሮናትን ተሐዚልካ😂😂 መጺኻ ገሌኻ በጃ ፎጣ ለባሽ ተተደፊእካ ደመ ኸልቢ ትኸውን ገሌኻ ናብ ዘይትዓጥቀ ገባር አረጊት ቆልዓ ሰበይቲ ቀሺ ከይበልካ ናብ ምሕራድ ምጭፍጫፍ ትአቱ ገሉ ዓይነት ደቂ አራዊት እንድዮም የግዳስ "what goes around comes around "ከምዝበሀል እዚ ኹሉ አብዘይምልከቶም አትዮም በጅኦም ተተደፊኦም ኢትዮጵያ ከይትፈርስ ፈሪሰሙሎም ሕጂ ኸ ተጠቂሞም ሐይኾም ከም ሽኮራዝተወድኤት ማስቲካ ጡፍ ኢሎም አአብ ዝኸድናዮ ሚድያታት ባሕረይ ናብዛ ኢደይ ትብል ዘረባ ብምስማዕ ጸሚምና 😂😂😂😂😂😂ሕጂ እቲ ሕቶ ምስ ክልል ንኽትዋጋእ ብሀገራትን ድሮናትን ተሐዚልካ ብንኽልተ ዓመት ፈፈው ኢልካ እንድሕር ተሪፍካስ ሕጂ ምስ ዓባይ ሀገር ኢትዮጵያ ድአ ብዓለም ኢኻ ተሐዚልካ ክትዋጋእ ማለት እዩ😂😂 👌👌👌👌🤣🤣

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6q 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይይ ውርደት ደብረ ፅንተት ካብ ሽረን ዓድዋን አኪቡ አኬባ ይቤል እዚኦም ምስኦም ዞሰርቁን ዘዳናግሩን እዮም መቀለና ሰራቂ የቤልናን ውፁ ካብ መሬትና ሰረቅቲ

    • @AshenafiMekonen-f7f
      @AshenafiMekonen-f7f 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Tk'kl weyane zdgf zsereke eyu

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ኣብ ጽላል ግመት ተሓብኡ ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ጉጅለ ጻድቃንን ጭውይ ጌታቸውን ረዳን ናይ ደገ ልእኽቶ ሕዙ ዩ ዝዘውር ተኣዚዙ ንህይወት ኣፍርስካ እሺ እና በለት እትግዛእ ትግራይ ክትገብራ ዩ ኣስተውዕል ወዲ ትግራይ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ

  • @GereHg
    @GereHg 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቀሺ እንተኣፍሪሱ ዝባሃል ዘረባ ኣብ1990ታት ተሪፉ ሓሰዉቲ

  • @MariamMariam-h5u
    @MariamMariam-h5u 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚይ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ዝምጥን ዘተ ህዝባዊ እንተዘይኾይኑ ናይ ሓሰማ ጌታቸው ዕስባት ናይ ሊያቡ ጉጅለ ተሓተቲ ጉጅለ

  • @AdemMohammed-kd3zs
    @AdemMohammed-kd3zs 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አቲ ሓሻዊት ናይ ደብረ ሰይጣን ስፒከር ጒሓፍ

  • @hiwettedla2870
    @hiwettedla2870 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደም ህዝብ እርትራ ኣይሰደደኩም ን

    • @FreKahsay-im8du
      @FreKahsay-im8du 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደም ምፅብፃብ ተኮይኑስ መሬት ትፍረድ 😭

  • @act1238
    @act1238 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    FAKE FAKE

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ሓሻኽር ጻድቃን