I agree with you, we need a new blood leaderships to lead the people of Tigray. The era of one party dominance is over & government & party should be differentiated
As always Tigray elites are looking for the cause of their misery outside their actions. no mention of anything they had done and keep doing against Eritrea. As long as your analysis of the problem wrongly, your solution will also be wrong.
Thank u our brother he is the best man who is playing a positive role unlike Medhin. Tesadkan and Getachew have sold the people of Tigray they should resign
Please sit properly and respectful . Respect your host and audience. This this happened on several occasions. It doesn’t matter how much you are a potential guest.
The only wayout for the current crisis of Tigray is establishing investigation committe /inquary comprised of experianced & non affilated individuals to either of the two team ( purely independent) and start up identifaying the root cause of the problem in the due process and come up with lasting solution. However, accountability to thier authority is a must.
What was the root cause?you lead 27 years the whole Ethiopia 🇪🇹 u had your opportunities to do a lot ...blaming others is not fair, the POT don't deserve this.shame on the leadership team, we feel the pain of theinnocent people. Of T .please don't continue hardships.....Mr Getachow you must be kidding there is no 2heads in one body Tigray Ethiopiawi .TPLF not ....OMG.
Ato Getachew Aregawi your analysis is amuzing, interesting, genuine etc.
Great analysis I wish our leaders could listen .
Medhin , Eritrea key-belke aykonelken eyu. Ne Selam zemere. Ne sesekatkum ewen buzuh ekum bedelkumuna. Kulu keseru. Yeakl selam yehabena🙏
I find him very intelligent and practically applicable political analysis
really Getachew is a brilliant & intellectual person ብሓቂ ጌታቸው ኣረጋዊ matured ምዃኑ ተረዲአ ኣለኹ። በዝኾነ ጌታቸው ኣረጋዊ እዚ ኹሉ ፍልጠት ተሸኪሙ ክሳብ መዓዝ እዩ ኣብ ደገ ኳይኑ ተዓዛቢ ኮይኑ ክቅፅል።
I agree with you, we need a new blood leaderships to lead the people of Tigray. The era of one party dominance is over & government & party should be differentiated
Yes the mother of Trgry didn't only gave birth to theTPLF THERE ARE BRILLIANT MEN AND WOMEN CAN LEAD PEACEFULLY WITHIN AND BEYOND. ❤
የቐንየልና ጌታቸው!!! ብሱልን መምሀራይን ቃለ መሕትት ኣቕሪብካልና!!! በቕዲ መድሂን ዘይምኻድካ ግን መድሂን ኣይቸመቸዋን!!!
እዙ ኹሉ እትዛረቦ ዘለኻ መፍትሒኡ ትግራይ ሃገር እንተኾይና ጥራይ እዩ.አለበለዝያ ናይ ባዕላ policy ክትሃንፅ አይትኽእን.❤
This is an amazing analysis Bravo brother
What a wise man amazing yes all Should resign. Getachew Debris Tesadkan and the cronies should resign
ጌቾ ብብስለት እዩ እተን ኣፈላላይን ጉባኤ ምክያድ ዘምፀኦ ሳዕቤንን ተረዲኡ እዩ ኣብሪህዋ።ብጣዕሚ ጥቓሚ ቃለ መሕተት ምኻኑ መረጋገፂ ነጥቢ ጌረ እውን ወሲደዮ ኣነ
Great analysis
ጌቾ ለባምን ሚዛናውን ንታ ናይ ኣመራራሓ ሰራዊት ዝነበረትን እትህሉን ግደ ኣዕጋቢ መብርሂ ስለዝሃብካና የቕንየልና።ሕጂ ንኹሉ ሰብ እታ ሓበሬታ ግልፂ እያ ይመስለኒ
, ጌች ፅቡቅ አገላልፃ ምስግና ይግበአካ
ጌታቸው ንፉዕ ተንታኒ። ንብረኸ ሸውን(መድሕንን) ነጌታቸውን የቅንየልና።
ኤርትራ 30ዓመት በይና ኔራ መሪሕነት ትግራይ 30 ዓመት ዕድል ሓሺሻ ጌና ኣብጽልኢ ኤርትራ ፖለቲካ ምስራሕ ካልእ ክሳራን ህልቂትንዩ ህዝቢ ኮ ሰላም ምስገበረን ሰላም ምስረኸበን ዩ ታሪኽ ዝቅይር
ጸገም ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሃገረ ትግራይ ይፍታሕ :: 👌👌👌
መድሂን ሎማዓንቲ ብናይ ጌታቸው Mic ዲኺ ተጠቂምኪ ድምፅኺ ርሒቁ
ናይ ብሱል አቁራርባ የቅንየልና መዲሂን የቅንየልና ናአኽዌን
ብሩህ ኣእምሮ።
Ms. Medi. Smart girl, please try to remind people to support your media and let them know they need make sher and subscribe..
አብ BBT ተስፋ ንዘይምቑራፅ ቃልኪዳን ምእታው የድሊ።
ገታቸው ንፉዕ ተንታኒ ኢኻ ግን ወገንነት ኣለካ ናይ ጌታቸው ረዳ ደጋፊ ኢኻ ካብ ዘረባኻ። ምኽንያቱ ጸለመን ምስጢርን ናብ ጸላኢ የሕሊፉ ምሃብ ዝጀመረ ገታቸው ኢዩ ሕመቅ ደብረጼን ኣብ ቦትኡ ከሎ ሓቅነት ግን ኣለዎ። መድህን ውን ሓደ ሓደ ግዜ Challenge ግበርዮም ነቶም ብውግንነት ተሞርኪሶም ዝዛረቡ ብክልቲኡ ወገን ዘለዎም። ጌታቸው ፍጹም ለውጢ ከምጽእ ሓሳብ ከመንጩ ዓቅሚ የብሉን ባዕሉ ካብ ዝምስክሮ ተወኪሰ ኢየ። ደብረጼን ክኣ ክመርሕ ኣይክእልን ኢዩ በቃ ትግራይ ካብ ደብረጼን ጌታቸው ጻድቃን ወዲ ወረደ ሓራ ኮይና ብህዝቢ ትግራይ ዝሓምምን ዝሓስብን ሓዱሽ መሪሕነት የድልያ ኣሎ ትግራይ። ምስ እዚኦም እንተ ቀጺላ ግን ስብሕቲ ግራት ናይዞም ሰባት ኮይና ናብ ዘይትወጾ ሓደጋ ክትኣቱ ኢያ። ጌታቸው ኣስተውዕል ምስሌነ ኣቢይ ኮይኑ ጸረ ትግራይን ትግራውነትን ብሓድነቱ ዝቃመር መራሒ ጌታቸውን ጻድቃንን ኢዮም ፍጹም ክሓድቲ ኢዮም ኩሉ ምስጢር ትግራይ ዘርጊፉ ዘውጸኤ ጌታቸው ኢዩ ንምንታይ ሓቂ ዘይትምስክር ኣብ ንጹሃት ትግራዎት ዝጨፍጨፍዎም 400 እሱራት ንስልጣን ክብል ኣሕሊፉ ዝሃበ ትግራይ ኣብ ሓዘና ዝኽሓዳ ጌታቸው ዶ ኣይኮነን ወዲ ወረደ ውን ፍጹም ዘሕፍር ምስክርነት ዝሃቦ ተለዋዊጥናዮ ዝበሎ ምስ ኤርትራ ባዕሉ ተራኺቡ ተጸፊዑ ምስ ተሰጎገ ናብ ደብረጼን ከጸልም ዝፈተነ ህጻን መራሒ ጌታቸው ዶ ኣይኮነን በየናይ ሞራልካ ኢኻ ናብ ደብረጸን ከተላግበሉ ትፍትን ምስጢር ናይ ምውጻእ ደብረጼን ግብረ መልሲ ኢዩ ሂቡ ጥረ ሓቂ ኢዩ ክኣ ተዛሪቡ ውሓጦ። እወ ናይ ምዝራብ ዓቅሚ የብሉን መዳሪ ኣይኮነን ከማኻ ዝበለን ግን ሓቅን ብልክዕ ግዚኤን ኢዩ መልሲ ሂቡለን።ንስኻ ግን ንሓቂ ኪሒድካ ኣብ ትግራይን ትግራዋይን ረብሓ ንኣቢይ ብጻዕዳ ቢያቲ ምስ ጻድቃን ኣሕሊፉ ንዝሃበ ሰነፍ ፍጥረት ደጊፍካ ደጊፍካ ክትሕሱ ሕልናኻን ሞራልካን ከመይ ኪኢልዎ ። እዞም ጌታቸው ዝገበሮም ኣኼባ ኣበይ ኢዮም ጽቡቃት ነይሮም ወገናውያን ስነ ሓሳብ ዝነበሮም ንሕና ተወጺዕና ካባና ስለ ዝተመረጽካ ኢዮም ሓሚሞም ካልኦት ወገናውያን ስነ ሓሳብን ዘኤንገደ ኣኼባ ዶ ኣይኮነን ነሩ ንምንታይ ትሕሱ። ሓቂ ክመኽረካ ንጌታቸው ቀራቢየይ ኢዩ ሞ ክከላኸለሉ ዘይኮነ ልዕሊ ጌታቸው ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሕልናኻ ገርካ ተዛረብ ሽዑ ሓቂ መታን ክትዛረብ።
ሕዚ ዙሰምዖ ዘለኹ ደ/ር ደብረ ፅዩን ምስጢር የዉፅእ አሎ ድዩ ዝብል ዘሎ?መን ዩ በብየቦትኡ እናኸደ ዝትልተል ዘሎ መን እዩ? አይተ ጌታቸዉ.❤
መድህን ርእሲ መድድ ጽቡቅ መደብ ጋዜጠኛ ጥራይ ኣይኮንን ምሁር ፖሌትከኛ ኢዩ ከማን። ምስማዕ ድማ ልመዲ ኣይትኩለፍዮ ኮልታፍ ኣባል ብልጽብን ።
ስድነትዩ ፀርፊ ግደፍ ተምሃሩ መጀመርያ ከም መድሂን ስራሕ ስርሑ.
ሃሳስ ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ክትገብር ደሊኻያ
Brilliantly articulated with a calm, balanced, and deeply insightful analysis !!
Good discussion, Medi try to blend it by bringing from all side and leave the judgement to the public. Spice it up.
Work hard to acheave peace to the top.
ጌታቸው ተስፋ ትግራይና
ብራኸ ሸው (መድህን ) ልጌታቸው አረጋዊ ልገበረትሉ ጋዜጣዊ መጠይቅ ሰሚእና ጽቡቕ ነይሩ ።❤❤❤❤
As always Tigray elites are looking for the cause of their misery outside their actions. no mention of anything they had done and keep doing against Eritrea. As long as your analysis of the problem wrongly, your solution will also be wrong.
ብሓቂ ቅኑዕ ሠብ።
Nice interview wel done Medhin
ጎበዝ ኢኺ። ግን ከም ጋዜጠኛ ካብ ከኩሎም ማዕረ ኹኒ። ናይ ጌታቸዉ ጉጅለ ጥራሕ ኣይትኣክቢ። ንኹሎም ጥንክር ኢልኪ ሕተቲ። ናትኪ ሓሳብ እንትግለጽ ስቕ ኢልኪ ትሰምዒ ናትኪ እንተዘይኮይኑ ተፋጥጢ ኣይትኹኒ። ሰማዒኺ ሓደ እዝኒ ጥራሕ ዘለዎ ኣይኰነን። ሓደሓደ ግዘ ንይምሰልትሓቲተሎ ትሰግርዮ። ኣብትደልዮ፣ትዉጥርዮ።
እዚ ሚድያ ወይ መራሒት መድረኽ ንዝዓደምዎም ኣጋይሽ ዘቕርቡዎም ሕቶታት ንባዕሎም ዝሓዙዎ መርገፂ ዘደላድሉ መልሲ ጥራሕ ዝፅበዩ እዮም። እዚ አቀራርባ ካዓ ኣይጠቅምን!!!
ኣንቲ መድህን: እዚ ዓጃው ኣበይ ረኺብኪዮ:: እምበር'ዶ ኣብ present ይነብር ኣሎ ኢዩ: pls put him in a time capsule and send him back to M.Sihul, Yohans, Axum.........etc
Well said.
ነዓኻ ዝጥዕም ዘረባ ስለዘይዛረበስ ፀርፊ!!! ነውሪን ናይ ብስለት ምጉዳልን ውፅኢት እዩ!!! ኣይጠቕመናን ካዓ!!
Medhiney you are so professional!
ትግራይ ፡ ወትሩ ፡ ደላይት ሰላም ምዃና ፡ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ ። ንኽትነብር ክትብል ፡ ንወረርታ ካብምምካት ሓሊፋ ፡ ናይ’ማታ ዘይትደሊን ፡ ተሳንያ ክትነብር እትፈቱን ዓዲ እያ ። ነገርግን ፡ ኸምኡ ብምዃና ፡ ኸምኡ ኣይገጠማን ። ካብ ሩሑቕ ኾነ ፡ ኻብ ቀረባ ፣ ኸጥፍኡዋ ዝፅዕሩ ቡዙሓት’ዮም ። እዚ ናይሎሚ ግና ፡ እቲ ዝገደደን ዝኸፍአን’ዩ ። እሞ ድማ ፡ ወገናተይን ጎረባብተይን : ብ’ትብሎም ሓይልታት’ዩ ፡ እዚኹሉ ፡ ወደር ኣልቦ ግፍዕን ወራርን ፡ ጥቕዓተ ፅንተትን ዝወረዳ!!! እዚ ንምንታይ ኾይኑ ዝብል ድማ ብዕቱብ ክፍተሽን ክምርመርን ክፅናዕን ኣለዎ!!! ቅድሚሕዪ ዝነበሩ ሸለልመለልን ፡ ቐብጠርጠርን ተሪፎም ፡ ንኽብራን ኹርዓታን ፡ ንርዝነታን ልዕልነታን ፡ ዝምጥኑ ኣማራርሓታትን ውሳነታትን ፡ ክንርኢን ክንሰምዕን ፡ ንደሊን ነተስፉን ኣለና ።
ሕልኩስ ናብ ጉባኤ ብምእታው ድአ ነቲ ዝነበሮ ምሽርሻር አዕርዎ እንበር ከመይ ጌሩ ፀገም ከምፅእ ድአ መዳናጋሪ
መድህንን ህዝቢ ትግራይን ግዝያዊ ምምሕዳር ማለት ጌታቸው ብዙሕ ለውጢ ገይሩ ኢዩ ኣብ ትግራይ ኢሎም ክሕስዉ ከለዉ ንምንታይ ኢኹም እንታይ ኢዩ ገይሩ ኢልኩም ኣትሪርኩም፡ዘይትሓቱ ትግራይ ክሳብ ሎሚ ኣብ ጸበባ ለውጢ ኣልቦ ዶ ኣይኮነትን ዘሎ። መድህን ንኹሎም ደገፍቲ ሓቂ ሓቁ ኣብነት እናምጻእኪ ኣትሪርኪ ሞግትዮም እንዶ ጸግዒ ህዝቢ ትግራይ ኮንኪ
what ever his stand/position in the past and present, Getachew's analysis of the current issue is much appreciated.
ጌታቸው ፥ ብመሰረቱ ናይትግራይ ሕቶ ድሞክኦራሲ ድዩ ሕልውና ትግራይ ዶ ኣይቅድምን
መሰረታዊ ለውጢ ምምፃእ ግድን እዩ ግን ኣብቲ ዘሎ ዝድመር ለውጢ እምበር ካብ ዜሮ ዝጅምር ለውጢ ኣይኾነን ክኸውን ዘለዎ! ዝብል ኣገላልፃ ንዓይ ብጣዕሚ ተመችያትኒ ኣላ
Aksum naye tegray teraye zemesllo yewahe iya tegray ketenber ente koyna wele Aljeriea teqbilla sellam mes tegeber sellama temelesu ketenber iyu halewe lewe gedifa sellam mes gorobabeta gera mes tenber teraye iyu kalle fetahe yebellan ketefe entezey koynena halewelew gedef
እንታይ ትፈልጦ ስልጣኔሓወልቲ እምኒ እዩ ዘለካ ? ኣብ ዘመነ ዕድሜኻ ዝኾነ ሓፍ ፈጠቅ ስረኹም ዘፈቲሕኩም። ብዕብዳን ባዕልኹም ንኹሉ ዓዲምኩም ንናይ ፈደራል ክሕደትኩም ብሚሳይል ንኹሉ ጸዊዔኹም ስረኹም ዝፈታሕኩም ዋይ ግራጭ 💘ዋይ ዋይ ጆኖሳይድ
@@biniam9636 ንሕና ካብ ህልውናናን ክብሪታትናን መሰላትናን ሓሊፍና እምንናውን ነኽብር፤ ንስኻ ግን ኩሉ ወዲእኻስ ኩሊትካ ተረክብ!!! ሕፈር!!!
ኣታኣሳሲሮም ክትንቱንን ብቅዓት ዘለዎም በዚ ትግርኛ ዝልሳኑ ኦርቶዶክስ ዝሃይማኖቱ ኦሪታዊ / ጥንታዊ ኣብ ክልተ ሃገራት ዝነብር ሓደ ህዝቢ ዝግደሱ ዘላቂ ፍታሕ ከምጽኡ ብቅዓት ዘለዎም ሰባት እናቅረብኪ ኣታሓሳስባና ክሰፍሕ ሴራ/ተንኮል ጽቡቅና ዘይደልዩ ብዕምቆት ክንፈልጥን ንናይ ሓባር መጻኢና ክንስእል ንእትገብርዩ ናይ ወትሩ ቃልሲ እናድነቅኩ ንኽቡር ሓው ጌታቸው ኣረጋዊ ደጊምኪ ከተቅርብልና ይምሕጸነኪ፧
Yes we Can 🌿🫶👌🌹💙
Victory to debrestion adwa axum shire
የቀንየልና
መራሕቲ ትግራይ ናይ ትግረዋይ ሰነ ልቦና ዘዳምፁ ክኾኑ ይግባእ በፍላይ ናይቲ መንእሰይ ወለዶ
Thank u our brother he is the best man who is playing a positive role unlike Medhin. Tesadkan and Getachew have sold the people of Tigray they should resign
Sorry, but the one party system is over. People of Tigray support Getachew and Tsadkan
It Debretsion and his team denied the genocide committed in tigray
ብዛዕባ ትግራይን ኤርትራን ብዙሕ ይበሃል ግን ካብዘለኻዮ ተበጊስካ ነታ ፍተዎ ጽልኣዮ ነታ ተቃሊሳ ልኡላዊት ሃገር ዝኾነት ሃገር ከም ሃገር ፈሊጥክቃ ንህዝቢ ኣብዝሃለወ ይሃሉ ከመይ ጌሩ ብዘይ ጸገም ካብን ናብን ዝንቀሳቅሰሉ ዝነግደሉ ፖለቲካ ካብ ምሕሳብ ስቅ ኢልካ ኮለል ህዝቢ ረሲዕካ ዓቅምኻ ከይፈለጥካ ከጥፍኦ ክቅይሮ ኢልካ ወዲ ድኻ ምልካም ፖለቲካ ህዝቢ ኣይኮነን ኣብሕሉፍ ተሸኺልካ ፋሕ ካብ ምባል ኣየድሕንን
Please sit properly and respectful . Respect your host and audience. This this happened on several occasions. It doesn’t matter how much you are a potential guest.
ሓደ መፂኡ "ንስልጣን እዩ" ንስኺ'ውን መውፅኢት ኣፍኪ ንስልጣንዩ ትብሊ::
ይንኣስ ይዕበ ሓደ ፓርቲ ንምንታይ እዩ ዝቃለስ? ዝሓሸ ንህዝቢ ዝጠቅም ፓሊሲ ኣለኒ ብምባል ኣሸኒፉ ስልጣን ክሕዝ ኣይኮነን ድዩ??
እቲ ካሊእ ፓለቲካ ዝፈልጥ እየ ዝብል ብዲሞክራሲ ዝኣምንን ንህዝቢ ዝቃለስ እየ ዝብል ንሓደ ፓርቲ መሰል ብዝፃባእ ከፍርስ ቀትርን ለይትን ምፅዓር ዲሞክራስያዊ ኣካይዳ እዩ ግቡእ እውን ዶ ክብሃል ይከኣል?
ካሊእ "ብሓደ ፓርቲ" ዝምራሕ መንግስቲ ክህልው ይብሉን ዝብል ኣብ ትግራይ ይስማዕ:: እሞ ድኣ ብመረፃ ዘሸነፈ ፓርቲ ተዘይመርሐ ድኣ መን ክመርሖ እዩ ትፅቢት ዝግበር?
ብዝኾነ ትግራይ ምሕረት ይውርደላ እምበር እቲ ንሰምዖን ንርኦን ዘለናስ ኣይግድን የሕዝን እውን እዩ!!
ዓቕምኹም ፍለጡ ተጋሩ።
This is how we should see the situation forget about Getachew/Tesadkan must go!!!
ህውሓትን ዘጫጨሐተን ጉጅለታትን ፃድቃንን ጌታቸውን ሰዬ ኣብረሃን ንገብሩ ኣስራትን ኣብሕቕፎኻ፣ እናራረኻ ለውጢ ምዕባሌ ይከኣልዩ ምባል ካብ ዕሽነት ዘገደደ፣ ደንቊርካ ንኻል ንምድንቋር ምጽዓርኢዩ።
ህዝብ ትግራይ ነዞም ላዕሊ ተጠቒሶም ዘለው ኩሎም፣ ደምሲሱ ንትግራይ ከጽርያ ግድነት ኣለዎ፤ ክነብርን ከክምዕብልን እንተኾይኑ።
ትግራይ ዓቢ ሕጽቦን ዕርቂ ምስ ጎረባብታ ኢዩ ዘዋጽኣ።
እዚ ጄኖሳይድ ዝበሃል ብመሰረቱ ስርሒት ወያነን ንሳ ዝወደበቶ ኢህኣደግን ኢዩ። ነዚ ኣይርእይን ዝበለት ዓይኒ ህዝቢ ትግራይ ኣይንታያን ኢዩ።
The only wayout for the current crisis of Tigray is establishing investigation committe /inquary comprised of experianced & non affilated individuals to either of the two team ( purely independent) and start up identifaying the root cause of the problem in the due process and come up with lasting solution. However, accountability to thier authority is a must.
እቲ ቀንዲ ህወሃት ከም ውድብ ናብ ባኣል ዋንኡ ህዝቢ ትግራይ ምስ ብሄራዊ ኽብሩን ውርሽኡን ካብ ሓደ ዝመረተ ስሱዕ ጉጅለ ሓደ ከባቢ ምምንዛዕ እዩ። ህዚ ተፈጢሩ ዘሎ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ልቢ አእብዩ ዝሓልፎም ዝነበሩ ሩኡያት ፀገማት ምስ ጊዜ ከእረዩ እዬም ብዝብል ተስፋ ዝገደፎም ፈጢጦም ወፂኦም ይረአዩ አለዉ።
ተጋሩ ህዝቢ ትግራይን ሕወሓትን ፣ሕወሓትን መሪሕነት ሕወሓትን ፈሊና ተልይሪኢናዮ ላብ ገጋ መደምደሚ ኢዩ ለእትወና።
ህዝቢ ካም ህዝቢ ኩሉ ትግረዋይ ዘርዒ ለጠቃልል ትከውን ፖሎቲካን፣ ሃይማኖትን ከባብን ለይፈሊ ብዘሪኢ ትግረዋይ ልምልከት ይከውን።
ሕወሓት ክንብል ግን ልኩሎም ኢቶም አብ ድርጅት ሕወሓት ተወዲቦም ልተቃልሱ መሪሕነትን አባላትን። ካብድካ ሓረስታይ ኢስካብ ሊህቅ ምሁራን፣ ሃፍታምን የጠቃልል። መብዛሕቱኡ መስዋእቲ ካፍሊ ኢምበር ተጠቃሚ ለይኮነ።
መሪሕነት ብፍላይ ጉጅለ መሪሕነት ሕወሓት ግን ማለሊት (Marxist Leninist Language of Tigray )ልመርሑን ናይማለሊት ስንሰለት ናይካድረ ሰንሰለት ልመርሑ ብጻብዕቲ ልቁጸሩን ብ በተሰብ ልተ አሳሰሩን ማለትና ኢዩ።
ኢዙ ጉጅለ ኢዙይ ናይ ትግራይ ሓፍትን መንግስታዊ መሓውርን ልቆጻጸር ልስልጣኑ ጥራይ ዓሊሙ ልስርሕ ናይህዝቢ ድልየት ገዲፉ ልባዕሉ ልምቹ ልሰርሕ ህዝቢ ላብሓድገ ለእተወን ናይለውጢ አንጻር ልተሰለፈን ኢዩ።
ስለዚህ ጉጅለ መሪሕነት ሕወሓት ( ማለሊት) ካብናይ ትግራይ ህዝቢ ድልየትን ባህግን ልወጸ አካይዳ ስለልካይድ ልተፈለየ ካብናይ ወለድና ታሪክን ልምድን ለፈንገጠ ስራሓት ስለልሰርሐ ለይንቡር ልተፈለየ ሰራሕ ሰሪሑ ኢዩ።
ኢቶም ውሑዳት ናይማለልቲ ላዕሎዎት ብበተሰብን ሕሉፍ ጠቅምን ልተአሳሰሩ አይልወጡን።
ህዝቢ ለውጢ ይደሊ ኢዩ ለውጢ ብድፍረትን ስትራተጅን ዓቅሚ ለለዎ ክፍጠር ይግባእ
ተነሓናሕቲ ውድባትን ካሊእ ናይለጢ ሓይልን ብጥምረት ክመርሕዎ ይግባእ
ኢቱ ናይ ጸጥታ ሓይሊ ግደቱን ዓቅሙን ፈሊጡ ስርሑ ክሰርሕ ይግባእ።
ጊዝያዊ ምምሕዳር ናይዓለም ሓያላት መንግስታት ልቆምጎ ልናይ ቀርኒ አፍሪካ ስላም መሰረት ኢሎም ልቅመጥጎ ና ፕሪቶሪኣ ውዕሊ ለፈጽም ኢዩ።ስለልኮነ ጸጥታ ሓይሊ ትግራይ ጊዝያዊ መንግስቲ ልወሰኖ መፈጸምቲ ምኳኖም ክፈልጡ ይግባእ። ካብዙይ ወጻኢ ልገብርዎ ምንቅስቃስ ቀጥታ ምስ ናይዓለም ሓያላት ለላትሞም ናይ ጥፌአት ጎደና ኢዩ።
ውራይና ጠፊእኻ እንኳዕ መፃኻ ከምቲ ዝበልካዮ ብTBS ክንሪኤካ ንፅበ ። ኣብ ሓሳብካ ይሳማማዕ እየ ይምነ መራሕቲ ትግራይ ልቢ ኢሎም ክሪኢዎ ። ንስኻ ውን ክትሰርሐሉ ኢኻ ይፅበ
this guy is very good
ቡሱሩ እቲ ትንታነ ቁሩብ ተጋኒኑ ከምቲ ሓደ ትግራዋይ ዝበሎ ንሕና ተጋሩ ኢና መጀመርታ ንማርስ ደይብና ዝበሎ ሕጂ ድማ አብ ስቱድዮ መድሂነይ ምዕፋር ጥራሕ ኮይና። መስሓቅ ዉድብ ምስ ተከተልቱ።
ጌታቸው እቲ ሓደ ኣንጃ ጉባኤ ምክያዱ ሞ ንህዝቢ ትግራይ ሓቅኻ ተወሳኺ መዘዝ ሒዙ መፂኡ ክኸውን ይኽእል እዩ:: ነቲ ኣለኹ ድየ ወይስ ተሳዒረ ብዝብል ፍርሒ ደንበርበር ክብል ዝፀንሐ ኣካል ግና ንጊዚኡ እውን እንተኾነ በቲ ጉባኤ መሪሕነተይ ኣረጋጊፀ ኣለኹ በሃላይ እዩ::
Gecho ናይ ሓሳብ ሃፍታም👏👏
Good work sis keep it up
Gobez gazetegna
ጌታቸው አቲ ብልምዲ ተባሂሉ ብኔትወርክ ጠርፊፎም ሕዘሙዋ ዘለው ካድረታት ታይ ይገበሩ ሓደ ጌጋ ሪዲኢት ኣለካ
ቅኑዕ ትንተና ። "ዘይ ከምዚኣ እንታይ ደልየ" ድዩ ዝብሃል?
ኦሞ መናእሰይ ኢና ትብሉ ዘለኹም ሓሳብ እንተሃልዩ ካብ ዘረባ ጥራሕ እስቲ ንህዝቢ ትግራይ ዝረብሕ ኣማራፂ ኣምፅኡ ብሓፈሻ ነባራት እናበልኩም ትነቅፉ። ብመሰረቱ መሰረት ዘይብሉ ሓዱሽ ክቦቅል ኣይኽእልን። መሰረት ድማ ነቲ ሓዱሽ ክምዕብል ከመቻቹ ኣለዎ የረዳደእ እዩ። ብዝተረፈ ንዝነበረ ከምዝነበረውን አይቅፅልን ለውጢ እናማሓየሽካ ምውራስ እዩ ዝሓይሽ።
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ጌቹ፡ቀዳምነት ምስ ኤርትራ ዘሎ ግዳይ ኢፍታሕ እንተ ዘይተኻኢሉ ትግራይ ሰላም ትረክብ ማለት ሕልሚ ጥራሕ ኢዩ ዝዀውን። ኤርትራን ትግራይን ሰላም እንተ ጌረን ግን ሰላም ክነግስ ኢዩ።
እታ ኢትዮጵያ ትብሃል ሃረርነት ትግራዎት በሊዓ አብ መቓብር ትግራይ ተመስሪታ አብኡ ክትሰስንን ክትዓብን ኢያ ትደሊ!!!!
ህወሓት ንምልዋጥን ዘይምልዋጥን ሓፋሽ ማእከሉ ዝገብር ካብ ኮነ ብወሳኒ መልክዑ ካብ ባህግን ድልየት ህዝቢ ክዓግት አይክእልን ጥራይ ዘይኮነስ ከም ቕድመ ግንባር ኮይኑ ክሞርሖ ብውድዓውነቱ ይረአ አሎ!!!!
ጌታቸው አረጋዊ (ውራይና)ብጣዕሚ ጠቓሚ ፅቡቓት ሓሣባት ገሊፅካ ኢኻ!ኮይኑ ግና ካብ ዘላዓልካዮም ወሰንቲ ሓሣባት ተፈቲኑ ዝወደቐ ስለ ዝኾነ ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ይአኽሎ ዝበልካዮ ልክዕ እዩ!ግን ጌታቸው ረዳኸ❓አብ ሕሉፍ ናይ ህወሓት አብ ዝላዓለ ጠርዚ ባዓል ስልጣን ዝነበረ ንዝጠፈኤ ጥፍአት ሓቢሩ ታሓታቲ እንድዩ❓ንሱውን ይአኽሎ❗️
ምስ ኤርትራውያን ንፉትሆ ጸገም መጀመርያ አብ ትግራይ ዝፈጸምዎ ግፍዒ እጽፊ ምስተኸፈሎም ኢዪ!!!
መጀመርታ ምስ'ቲ ከም ባርያ ከዲምካ ንህዝብኻን መሬትካን የሕሊፍካ ሂብካ ልሓስሓስ ትብለሉ ዘለኻ ወዲ ጠንቃሊት ኣቢይ ኣሕመድ ሕኔኻ ፍደ ዓዳምን ቀንዲ ንህዝቢ ትግራይ ብዶኮመንት ዝጨፍጨፍ። ብኣቢይ እና ተኣዘዝካ ኣብ ቃሕታ ፍቃድ ኣቢይ እናነበርካ ትግራይ ብቁራሳ ናብ ኤርትራ ኢድካ ኣይተወጣውጥ ወጥዋጥ።
ሊሂቃን ተጋሩ ረብሓኡን ድለቱን ኣይፈልጥ፧ ሓሶትን ስስዕትን ጎቦጣን እዩ ዝኣምን፧ ሓባራዊ ስራሕ ሓባራዊ ሰላም ኣይኣምንን ። ተለኣኣኪ ናይ ምዕራብ ዩ ዝብህግ ። ብዘይ ምዕራባዉያ ጉዳዩ ባዕሉ ክፈትሕ ኣይክእልን። ሕግን ሕጋዉነትን ብቃል እበር ብግብሪ ኣይፈልጦን😂😂😂
እቲ ጸገም እኮ ኣብ ኣሜሪካ ዘለዎም ኣረኣእያ ስለ ዘይቅይሩ እዩ ሓሶት ንኣሜሪካ ክሰርሓሎም ይርእዩ እሞ ይሰርሕ እዩ ኢሎም ከኣ ንኣሜሪካ ይኽተሉ ኣሜሪካ ሓይሊ ከም ድሰርሓሎም ይዝንጉዑ ሓይላ ውን እዳተደፍረ ይከይድ ከም ዘሎ ዘይምፍላጦም እዩ
መስመር እዩ ሓይልና፡
If Tigrawainet is the organizing principle for Tegarue, to follow the principle, every tigrawai to see clear incentives
ኣንበሳ ጌታቸው ኣረጋዊ; ንሕና ዝገርመና ንዓኻን ከማኻን ዝበሉ ንትግራይ ናብ ዝሓሸ ኣንፈት ከወስዱ ዝኽእሉ ኣብዚ ዝሓለፈ ኣፅናቲ ኩናት ዓቕምታቶም ብግብሪ ዘመስከሩን ብዙሓት ጀጋኑ ከምኡ እውን ኣብ ናይ ዓለም ሃገራት ብዙሕ ዘበርክቱ ዘለው ምሁራት ተጋሩ እናሃለውስ ከመይ ገይሩ እዩ ብዘይካና ህዝቢ ክመርሕ ብቕዓት ዘለዎ ማንም የለን ዝበሃል ዘሎ?::
ህዝቢ ትግራይ ወታደራዊይ ሀይማነታዊይ እዩ። ከምኦም ዝበሉ ሰባት የድንቅ የምልኽ። ከም እሴት ንፈላጣትን ንሊቃውንትነ መስተውዓላይ ኢሊት መድነቂ ኣይኮነን ቦታ ኣይህበይ። እቶም ወታደራዉያን ጀጋኑ ዝበዝሁ ብባህሪኦም ንካልኦት ፀማም እዝኒ አለዎም ዋላ ዉልቀ ከምኒ ኣሉላ እንተሃለዩ። ተመሳሳሊ ናይመራህቲ ሀይማኖት ድማ ንሙቾቶም ካብቱ ሓቃዊ አስተምህሮ ሽዋዊ እምነት ይስሕቦም ሰለዝኾነዉን ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ኣብቱ እንክሊል ይኣትዉ ነቶም ወታደራዉያን ጀጋኑዉን ስሂቦም ናብ ዕንይንይን ሕመቅን ውጥጥን የእትውዎሞ። ሰለዚ ዋና ፀገም ድህሪ 15ክ/ዘ ንደሓር ትግራይ ብፈላጥን ራእይን ዘይኮነስ ብ ኣነነትን ኢጎን እያ ተመሪሓ። ከምዉፅኢቱ ድማ ሰሳትካ ምምንጫትን ኢሂን ምሂን ኣልቦን ኮይናደ
እቲ ናይ ኩርዓት ባህሊ ኣብ ተጋሩ ዘሎ ስለ ዘስግኦም ወይ ዘቕንኦም'ሲ ኣምሓሩን ኤርትራውይንን ከጥፉና ይደልዩ፡ይብለና ኣሎ እዚ ጋዘጤኛ።
😂😂😂😂😂
Bravo 👏🏿 Bravo 👏🏿
ኣብ ዓለም ብወዲ ዒስራን ሰላሳን ዕድመ ዝምራሕ ዳርጋ የለን። ሓላሓሊፉ ዝርአ እዩ። ምስ ሓዱሽ ወለዶ ምኻድ ነት ወዶ ዝመጣጠን፝ፖሊሲ ምርቃቕ እዩ። እዚ ድማ እስኪ ወንበር ንመንእሰይ፝ሃቡ ዝብል ወጻኢ ናይ ፖሊሲ መማረጺ የምጽኡ።
እትድሑርን ጽቡቕን እዚ ተባሂሉ ይፈለ። መምሃሪ ብዝዅነ መንገዲ። ብኣፍሪካ ደረጃ
ግለ ሰባት ንጥቅሞም ክብሉ ዝተፃለኡ ንሕና ንምንታይ ንከፋፈል? ናይ ፖርቲ ጉዳይ እንተኾይኑ ህወሓት ባዕሎም ተረዳድኦም ፀገሞም ይፍትሑ። እዞም መራሕቲ እዚኦም ተፈቲኖም ወዲቆም ኣውዲቆምና።ሐዚ ምፍሊላዮም ብዙሕ ምርጫ ንርኢ ክኢልና።ስለዚ ኣብ ግለሰባት ተሸኽልና ንተርፍ የብሊናን ።ኣቱም ሰባት ናይ ትግራይ ጉዳይ ክሳዕ መዓዚ እዩ ብገለሰባት እናተወሰነ ክነብር።TDF ኣብ ጎድኒ ህዝብኻ ኹን።
መድህን ብከመይ ክረክበኪ ይክእል?
ድሕሪ ፕርቶርያ ስምምዕ ናይ ትግራይ ምምሕዳር ዝሾውም እቲ ጊዚያዊ መንግስቲ ክከውን ከሎ ሕወሓት ክሾውም ዝክዕል ምስ ተመረፀ እዩ
What was the root cause?you lead 27 years the whole Ethiopia 🇪🇹 u had your opportunities to do a lot ...blaming others is not fair, the POT don't deserve this.shame on the leadership team, we feel the pain of theinnocent people. Of T .please don't continue hardships.....Mr Getachow you must be kidding there is no 2heads in one body Tigray Ethiopiawi .TPLF not ....OMG.
I always appreciate you Medhen Haftey 👍
ኤርትራ. መንግስት ይኹን ህዝብ ምስ ትግራይ. ቀዳምት. Usa. ፍጹም.ዕርቂ ክገብሩ የብሎምን...ክድምና ቅድም ይግደፉ.
ሓንቲ ሓይል ዘብላ ክልል ክንድዚ. ጽጋብ.never..
ትግራይ ክሳብ..ኸም ኤርትራ..self reliance ከይሓዙ. ክትፍኡን ቅደክሙን.ክተምዩን ጥራሕ እዩ ዘለዎም
ክድምና usa ኣይግርድፉን.
እወ ምስ ኤርትራ ዘሎ ፀገም እዮ ነዚ ኹሉ ስበብ ኮይኑ ዘሎ እምበር ኢትዮጵያ በይና ንትግራይ ኪትደፍር አይኮነን አይመስቡዎን ነይሮም ሕጂ ውን ንሱ እዩ ትሓቂ
መቸም ኣነ እንታይ ገደሸኒ ከም ሃገረይ ሱቕ ኢለ ዘይርኢ ኢልካ ክተዋድቖ እንተኾይንካ እምበር: ብውነ ክትሓስቦ እኮ; ብጣዕሚ ዘሕምምን ዝገርምን እዩ ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ዘሎ:: ናይ ፌደራል ባንክን ታንክን ኣረኪብካ ሃዲምካስ ካብኡ ዝገደደ ድማ በዚ ምኽኒያት ህዝቢ ፅንተት ገጢምዎስ ሕዚ እውን ኣብ ክንዲ ካብ ኩሉ ዓይነት ናይ ማሕበረሰብ ክፍሊ ዝተወከለ ካውንሰል ( ምክር ቤት) ብምቁቓም ህዝቢ ስልጣን ተረከበና ዝብሉ ሎሚ እውን ስልጣን ንዘይምልቃቕ ብምቅላስ ካብ ርእሲ ህዝቢ ምውራድ ይኣብዩ ኣለው? ከምዚ ዓይነት ህዝብን መሪሕነትን ተራእዩ ዝፈልጥ ኣይመስለናን::
Policy 00
of tigray idependence party pave the way to national consensus there by unity.
ትግራይ ካሓልፈላን ካብዚ ዘላቶ ክትወጽእን እንተኾይና ባህሪ ናይ ኢትዮጵውያን ገዲፎም (ናይታሪኽ ጅግንነት ይኹን ውርደት ) መምሃሪ እምበር መባኣሲ ወይ መፈከሪ ምጥቃም ገዲፍኩም ብግዝያዊ ዘለኩም ተቐቢልካ ምስከባቢኹም ተኸባቢርካ ዘለካ ኣቕሪብካ ዜይብልካ ተቐቢልካ እንተዜይ ኮይኑ ካብዚ ዘለኹም ፍሒት የለን ።ምኽንያቱ እቲ ናይተጋሩ ከም ጅግና ዝቑጸር ብኻልእ ኣህዛብ ከም ገፋዕን ቀታልን ዝለዝቑጸር ።ሓደ ኣብነት ኣሉላ ኣብ ትግራይን ኣሉላ ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ናራን ኩናማን ። በቲ ካልእ እውን ኮሙኡ ። ስለዚ ካብ መንፈስነት ኢትዮጵያ ወጺኩም እታ ኣብ መሬት ዘላ ተቐበልዋ እተን ብዓለም ለኸ ዝተፈርዳ ኣረክብወን ብድሕሪኡ ሰላም እንተኾይኑ ኩሉ ተማቒልና ይ ኣኽለና እዩ ትግራይ ድማ ብዓልቲ ዓብዪ ቅልጽም ኮይና ጠጠው ዜይትብለሉ ኣብነት የለን ።ጥራይ ሽግርኩም ምስ ኤርትራ ፍትሑን ፍትሑን ኤርትራ ምኻን ኣሚንኩም።
Dekalu nay amharu eritrea keybelu zeywuelu
ጌታቸው; ባንዳ ዝብል መልግብ ወላ እኳ ብታሪክ ኣብ ትግራይ ዝነበረ እንተኾነ: ኣብ ዘበነ ህወሓት ግና መጠኑ ዝሓለፈ ዝተጋነነ ተገይሩ ዝዝመተሉ ምኽኒያት: ሶሻሊስታዊያን ውድባት ብሓሶትን ጠቐነን መሸቀጢ ፅኑዕ ስልጣን ንምግባር እምበር: ሎሚ ብግብሪ ኣይኮነን ጌታቸው; ፃድቃን ኣብ ትግራይ ውሽጢ ምስ ህዝቡ ኮይኑ ዝቃለስ ናይ ካልእ ውድብ ኣባል እውን ባንዳነት ኣይምልከቶን:: ሕዚ በዚ ኣጋጣሚ ምሁር; ፖለቲከኛ; ኣክቲቪስት ይኹን ዝምልከቶ ካልእ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ሰፊሕ ምዝርራብ እንተዝግበረሉ ዝሓሸ ምኾነ::
ኣብ 21 ክፍለ ዘበን ንዓይስ ማንም ሊስትሮ እኮ እዩ ክግምግመኒ ኢሉ ዝተዛረበ ሰብ እቲ ናይ መውዳእታ ናይ ወዲ ሰብ ውዱቕ; ርካሽ: በቲ ልሙድ ኣበሃህላ ደንቆሮ ተባሂሉ ይፅዋዕ:: ጭዋ; ለባም ህዝቢ ትግራይ ከምዚኦም ዝበሉ ውዳቓት እዮም ዝመርሕዎ ዘለው!!!
ኣይተጃምል ኣይትፍራሕ ነፅፆር ከይሕተቱ ናብ መን ከምዝተለጠፉ ንፈልጦም ኢና
ተዓዚብናካ ኣዋድቓ ኣድገበቕሊ ኣውዲቕካዮም ተጋጊኻ
ሚዛን ሕልናኻ ይስተኻኸል
ወዲ መምህር ገብረኺዳን ይመስል😂
👍👍👍
ለውጥ እንታይ ማለት ዘይትፈልጦ ምዝራብካ ፈለጥ ኢካ ትመስል ውሽጥካግ ን የብልካን ናይግታቸው ላውጥ ንህዝብ ትጠቅም ንገረና
ለውጥ ትብል ዘረባ ንማንም አይትጠቅምን ውልቀ ፈለጭ ባአካ ለውጥ እዩ