ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
GOD bless Tigray people our loved mothers and fathers thank you. Amen 🙏
ክቡራት አያታትና እኖታትና ብአኹም ንሕበን ንኾርዕ ❤💛💪💪💛❤
ብጣዕሚ ፅቡቅ ደስ ዝብል ዋዕላ እዩ
ጽቡቀቓት ርኢቶታት ህዝቢ ዘገርም ናይ ብሓቂ ደስ ይብል ትግራይ ብኣማሓደርቲ እንዳ መሸታ ኣይትጠፍእን
አሜን ሓቂ ክስእር እዩ።
አሜን!!!
ጀግና ዋዕሮ
Woyen 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ Thank you 💪💪💪
Welcome our mothers
ጀጋኑ ህዝቢ ትግራይ እንኻን አዴታትና አቦታትና ኩንኩም ማራ ኢና ንፈትወኩም ንኮረዐልኩም ምስ ሕዋሓት ንቅድሚት ብህዝቡን ዓዱን ዘይደራደር ድርጅትና ❤ እቲ ፅግዕተኛ ሓሊ ክእለ ጥራሕ እዩ ዘለዎ ህዝቢን መሬትናን ከይሸጠ ከሎ ቲም ገታቸው ተም ፃድቃን አብደሳን አብይ አሕመድን አለዩልና በጃኹም እዚ እናከደ አብ አአ ሸረቶን ህቴል እናሰከረ ዝሓድር
ሓቃ Gsts ኣንጻር ጥቅሚ ትግራይ ዝቃለስ አዩ
ሸር ላይክ ሱብስክራይብ ኣድ ንምድሓን።
❤❤❤❤❤❤❤
You are left but young generation diy because of you guys
❤❤❤❤❤❤
ጅግና ኢኻ ኩቡላዲ ናይዞም ሌያቡ ካብ ክንደያ ክሳብ ሽሻይመሳ ኩሉ ናይዞጉጅለ እዚኦም አብስርቂ ዝተሳተፉ ብሕጊ አቁፅፅር ክውዕሉ አለዎም
እንዚአን እናረአና ተስፋ ንገብር ። እዞም መራሕቲ ዘይፈልጥዎ ህዝቢ እዮም ዘማሓድሩ ዘለዉ
ዓበር ዘይብሉ ተጋዳላይ ደፂ
👏👏👏
እንኳዕ ካባኹም ተወለድኩ። እቶም ኡሱባት ደቅኹም አይኮኑን። ትግራይና ናአኹም ሂዛ እንታይ ከይትኾን።
ድምፁ ትሑት እዩ አዩ
ሓቂ እዩ ብሰሩ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤ህውሓት ማለት አምበሳን ነብሪንቀቲሉ ንትግራይ ዝተመርዓወ ውድብ እዩ❤❤❤ትኽክል ንሳቶም ፋስን መጋዝን ሒዞም ንህውሓት ከፍርሱ ብግዜ የለን መንፈስ እናተግሁስ ትማሊ ህውሓት አይሕመዩኒ ክብል ሰሚዕናስ ብዙሕ ስሒናሉ!!ከጥፍአካ ንዝመጸ ምሳሑ ክገብረካ ንዝወሰነ ቁርስኻ ምግባር እዩ እቲ ናይ ፖለቲካ መንገዲ!!❤❤❤ህዝቢ ትግራይን ህውሓትን ብዘዕበዮም አክላባት ክንከስ ክሳዕ መዓስዩ ዓቅሊ ክግበር??❤❤❤
Tsadkan is the one who is orchestrating behind the scenes. He is the most dangerous individual. Tigrai will survive this.
ናይ ትእምት ቅርሺ ሰሪሑ ንረክባጣት
ኣርሕቁ ምርኣይ ዝተስኣኖ ውድብ ንህዝቡ ካብ ሓደጋ ጦርነት ዘየድሓነ መሪሕነት ጀኖሳይድ ኣብ ልዕለና ክፍፀመልና ዝገበረ ምዃኑ ዝተረሰዐ ይመስል።
ዋይ ህዝቢ ትግራይ 🤔 ካብቶም መራሕትስ እቲ ህዝቢ ነቲ ፖለቲካ ይትንትን መስደመም
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ጉጅለ ደናቁርን ድሑራትን ጉጅለ ኣደመ
ደደቢት መዲያ ደደኧዩ
ባዐል ንሰኩም ንድሕሪት ተሪፍኩም መናእሰይ ንቆድሚት ሰዲድኩም ሰንኩላትን ሰዉአትን ገሪክሞም
አብ ምንጭሩ
ጀግና የዒሰሰሰሰሰሰሰ
እንዃዕ አዙይ አርአያና በርትዑ......
ጠንኩሩ ነበሰርቲ ከተማ መቀለ እቲ ጉጅለ16 አብ መቀለ ተወሺው ዘሎ ማለት ሌባን ፅግዕተኛን ካብመቀለ ስጎጉዎም
Kormad guhaf
ካድረምበር ነባሪ መቐለ ኣይተሳተፈን
❤❤🙏🙏👏👏🤲🤲💪🙏💝
ካድረ ጥራሕ
እና ማሃይም ኣይኾንክን?
ሕወሓት ንህዝቢ ትግራይ ጠሩነት ኩናት እምበር ልምዓት ኣየምፅአልናን
ፀቢብ ብዕራይ
One thing Tigrayans have to notice very well is that TPLF never made these kind of victories in its history. Why people praise a false narrative? To heal you have to accept the truth!!!!
We difficult to hearing
ኣብዚ ሃደ ወዲ መቀለ የለን ኣይትሃስው ደቂ መቀለ እውን ክትኮኑ ኣይትክሉን
Entay maletka eyu drbay kefafali btigrawaynetka zytamn/tigraway aykonkan
@@genetbrhane7433 ትግራዋት እየን ግን ደቂ መቀለ ኣየኮናን ነበርቲ መቀለ ስለ ዝብል እቲ ናይ ጉጅለ ኣኸባ
@@hagosmichaele6933 emo kab zmetseo keble endatezaru/ra neyrom
ንሓበረታ ክኾነኩም እዛ ዋዕሮ ሓፍትና ብዛዕባ ደደቢት ጽቡቅ ኣላ ንሓፋሻዊ ፍልጠት ኣብ ጎድኒ ትግራኮይነን ዝቃለሳ ዘለዋ ሚድያታት መዓልታዊ ሸፈነ ዝህባ ዘለዋ ደደቢት ዛራ ሚድያ ትግራይ ኦንላይን ትግራይ ፕረስ ከምዘለዋ ምፍላጥ ኣድላይ እዩ ናይ Tmh ሞንጎ ሞንጎ ክዕረም ይግብዖ።
Askayameakeba
What type instrument have you use not hear
የዒስ
ንመንዩ የዕስ
ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሕዋሓት❤😊@@user-pf8mi8ke4q
ዘይዓቅምካ ናይ ወሰለቲ አኬባ
ብስሕተት ሐደ ስብ ተዓረቑ ተፋቕሩ ብሐደ ዘቱዮ ልብል አልቦ ?
Voice of destruction!
Ayksammazaenadanagerkatenaber
መሬት ወሪሮም ወሪሮም መእኸል እንደርታ መቐለ ዓድዋይ እንጥጮይ ኣክሱምይ ገሬምዋ ደቅዛ ዘረፍቲ። እዚ ኣኼባ እዚ ኣብ እንደርታ መቐለ ድዩ ልካየድ ለሎ መሕዘኒ። እንደርታ መሬትካ ኣውሪርካ ተበሊዕካ መቐለ ላብ ዓድዋ ቐይሮምዋ። እንደርታ ስረና ትገልበጥ እንድሕር ዝወራሪ ካድረ ለይተወገደ።
ጉጅለታት ኣበይ ከምዝሓድሩ እንድዒ ። ህዝቢ ትግራይ ብሕራነ ዝተልዓለ እዩ ዝመስል ። በሉ መን መን ምዃንኩም ፍለዩ ። ህዝቢ ትግራይ በዚሑዎ ንዕቐትኩም ካብ መጠን ምሕላፉ ህዝቢ ተረዲእዎ ጅእዩ ። ዝሃድም ይህደም
ኩሉኩም ናይ ምዕራብ
ሓልፍኪ አውርድዩ ቃላል
ሰብ ብቀሊሉ ክረኽቦ ኣብ ፌስቡክ ገፅኩም እውን ለጥፍዎ ኩሉ ቪድዮ ይለጠፍ
ብፀሞቕቲ ስዋ እትመሓደር ትግራይ ተፈጢራ
ስዲ
አዴካ ትፀርፍ አዴካ ትኮን እንበር ፡ አዴታትናስ ዋዕሮ እየን፡
ነውሪ።ምፅሟቅ ስዋ ክብሪ እዩ።
ብጉጅለ ሰተይቲ ኣረቂን ሓተላን እባ
Ewe wehalalu eyen gize wesiden metinen kiyanti zkone swa tsemuke ane eye zble sebeay ab Ed kutsitsern yewulom
ዋላ ሓደ ነባሪ መቐለ ዘይብሉ ብኣዉራጃ ተጎጅሎም ዘካየድዎ ኣኸባመሕዘኒ!!
እዚ ዐይነት አታሐሳስባ ዐዲ የጥፍእ አሎ;; እዚ ግዜ እዚ ናይ ፊደል ዝቆፀሩ መናእሰይ ግዜ እዩ :: ይአክል ደንቆርቆር ::
ታይ እዩኸ መንእሰይ ዘይብሉ
መንእሰይ ደኣ ጌታቸው ንስደት ሰዲድዎ ። እቶም ዝተረፉ ከዓ ጎደና ሓደር እዮም ብዘይ ገንዘብ ኣይሳተፉን
መን እዮ ናብዚ መከራ ኣእትዮና ኸ መንግስቲ ምስ ህዝቡ ኢሂን ሚሂን ተይሉ እንታይ የሕመኩም ኣባላትና እዮ ዝባሃል እንበር ህዝቢ ኣይባሃልን
አታ ኹስትር በሉ ተዓረቑ ህንዲባልስ ።ልተገርሙ ህዝቢ ኢኹ። በይዛኹም ዕርቂ ይሐሽ 😂😂
አንቱም ሰባት ማአስ ከ ይኸውን እትስልጥኑ። ህወሕት ኪሳራ እዩ።
እዙይ ስርዓት ኣልቦነት ዕስለነት ዝበዝሖን ድንቁርና ዝተርኣየሉን ኣኼባ እዩ ነይሩ በተለይ መጨረሻ ኣካባቢ ሓሳብ ዝሃበት ሰሰን ገ/መድሂን እትበሃል ዕብዲት ናይ ኣእምሮ ጥዒና ዘለዋ እያ ትመስል በተለይ ትግራይ ናይ ደብረጽዮን ንብረት ጥራሕ ከምዝኾነት ገይራ ዝገለፀቶን ዘይምልካታ ነገር እውን ተቀየምቲ ምናምን ኢላ ዘይንካእ ነኺኣ እዚኣ ስርዓት ዘይብላ ንቡር ዘይትፈልጥን ሰብኣይ ዘይብላን ሻርሙጣ ካብ ሃተፍተፍ ወፃኢ ምንም ትፈልጦ ዘይብላ ርእሲ ደርሆ እያ
Nkndey seb ekum humum ktblwo😂😂😂😂
ሰጊሮም ባ። ተመሊሶም እካ ከንቲባታት ኮይንኖም። ኣበይ ዲካ ዘለካ ምሳካ የለውን ድዮም?
አቱም ተኸፈልቲን ህግደፍን ሰሪህኹም ብልዑ ውፁ ካብዚ ሜዳ ናይ ተጋሩ እዩ
እዩዋ ጊን ናይ ሓንቲ ኣዉራጃ ኣባላት ዝተሳተፉላ መድረኽያ ላሃጆኦም ሰሚዕኻ ዋላ ሓደ. ሰብ ካብ ራያ ተምቤን እንደርታ መቐለ ዓጋመ ኣይተሳተፈንደብረፅዮን ትግራይ ብኣዉራጃ ይኸፋፍላሎሓደገኛ ኣካይዳ!!
ተጋ.ኣማኒኤል?????
አሰፋ
The only way I 😅😅😊😊😊😅😊😊😊😊t tee test trt😊
እዛ ሱቅ ኢልኻ ምንጭብጫብ ትሓድግዋ ኸመይ ፁቡቅ ነይሩ። ሓሳብ ብሓሳብ ተዝኸውን ዪ ዝሓይሽ።
Dekeki dirar arawit kuynom
ዕዳ ኣለካ እዩ ተፀበ፤ ብዓሰርተ ዕፅፊ ክትከፍላ ኢኻ!!! ከምቶም ቀዳሞት ሳሕል ትኹን ቃሩራ ኣየድሕናኻን!!!
@@gadogado-o4d waza ketfetwi intay kengbir emo jobaiden jenoside kenbil ina malet eu 😜😜😜
Dedebit median nskin dedebat😅
ለቅማፅ ነውራም ብምንታይ እዩ ተቀይሙ እንተተባሂላስ ብምንታይ እያ ክትብል? ርእሲ ደርሆ ምንም ትፈልጦ ዘይብላ እዚ ኹሉ ሃተፍተፍ ዕብዲት።ውልቀ ሰባት ንስልጣኖም ክብሉ ንህዝቢ ዘይበሃልን ሓሶትን ዝመልእዎ ናይ ፈጠራ ፅውፅዋያት ተቀቢልካ ከየፃረኻ ክብሪ ሰብ ክብሪ ጅግና ምንካእን ምውራድን ወንጀል እዩ ህዝቢ እውን ጣቅዒት ገዲፉ ዓገብ ክብሎ ይግባእ ናብ ሕጊ እውን ክትቀርብ ኣለዋ።
ዕለት 11,01,2017ሕዚ ብህወሓት ዘጋጠመና መሕፈሪ ስራሕ መፍትሒኡ 1ይ እቶም ስልጣን ነዓይ ነዓይ ዝብሉ ዘለው ካብ ክልቲኦም ጉጅሉ ዝርከቡ ናይ ህወሓት ፖሊት ቢሮ ዝነበሩን ከምኡውን 60 ዓመት ዝመልኦም ኩሎም ማ/ኮሚቴ ብዘይ ምንም ዋዓል ሕደር ስልጣን ይልቑ 2ይ ህወሓት ክትድሕን እንተኾይና እቱ ሓዱሽ መንእሰይ ወለዶ ሓዱሽ ውሳኔ ክኾን ዘለዎ እቱ ዝተኻየደ ጉባኤ ንህዝቢ ትግራይን ንማእከላዊ መንግስትን ይቅርታ ሓቲቶም ከምዝሰረዝዎ ብሚዲያ ከዛረቡን መግለፂ ክህቡን ይግባእ 3ይ ቀጠታ ብድሕሪ ይቅርታ መግለፂ ከም ሓዱሽ ንመረፃ ቦርድ ናይ ህወሓት አፍልጦ ከም ሓዱሽ ዘይኮነስ ካብቱ ዝነበሮ ክምለሰሉ ካልኦት መመዘኒ ማለት አብትሕቲ ክትተል ኩኑ እንተበሉ እሺ ምባል : ካልአይ ናብ አሸባሪነት ስራሕ አይነአቱን ኢልኩም ፈርሙ እንተበሉ እሺ ኢልኩም መዓዝ ጉባኤ ከም እተካይዱ እናተፀበኹም ንትግራዋይ ዝጠቕሙ ስራሕቲ ምስራሕ ። በቀጠታ ተደናጉዮም ዝተብሃሉ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ለይትን ቀትርን ብምስራሕ ምክሕሓስ 4ይ ጉባኤ አካይዱ ተባሂሉ ምስተፈቑደ ቀጠታ ናብ ጉባኤ ምእታው አብላዕሊ ብዝገለፅክዎ መሠረት ፖሊት ቢሮ 100% ስልጣን ባዕሎም ምውራድ ካልእ ማ/ኮማቴ 75% ብምዝርራብ ክለቅቅ ብምግባር ትኽክለኛ ምትኽኻእ ጌርካ ናይ ትግራዋይ ፍርሕን ጭንቀተን ምድባስ ። ናይ ዝተጎድአን ዝነብዐን ህዝቢ ምኽሓስ ናይፀላእቲ መልሓዝ ከነኽስዎ ምግባር ትግራዋይ ምብትታን አይከአልን ኢሎም ቁርፆም ፈሊጦም ከምታቀደሞም ምስትግራዋይ ተስማዕሚዕኻ ምንባር እምበር ብሓይሊ ከምዘየሽንፍዎ ብተግባር አምሂርና ክንዕወት ይግባእ። በጃኹም መልሲ ፀሓፋለይ ዋላ ደውልለይ።
ጉጅለ ባንኮኒ በዚ ዶ ካዓ መፂኹም? ዓሻኹም ድለዩ!!! በሉ ግዘ ይመሽየኩም ኣሎ ምስ መወልትኹም ተጠቓለሉ!!!
ክዱ ናብ መሬትክም ናብ ዓድዋን ሽረክም መቀለ መሬትና መሬት እንደርታ እዩ ውፁ እንታይ አለክም አብ መቀለ ዓድክም ከይድክም ዘይትእከብ ላሓቲ ደም መናእሰይ አትን እንእስቲ ኮ ወሻሽም ህውሓት እክን
Selbeta!Wai hasot, selbeta.It's depressing
ሓሻዊ ባዕልኻ ድርቡይ።
😂ADM
Amanuel is not tegadalay. He was hiding under his mother's skirt (ቀሚስ )
ናይ መጨረሻ ሞት ህወሓት ተፈፅሙስ ንምቅባር ኢና ንዘጋጆ ዘለና
ሃህ በል ሃላይ!!!
ደብረፅዮን ወርዒ ምሽጋር ዘይኽእል ኣዉራጃዊ ምዂኑ ዘርኣየሉ ዋዕላ!!
ገብሩ ኣስራትማ ብስምኪ ኣይፅዋዕን ኣንቲ ጠሓኒት (መፅረፊት እንደርታ)
Anta shabya sek bel
Garbage meeting! Nothing i heard about ideas and visions. It's only about blaming and shaming.
መምሶሎ ኢኩም
አይይ ሽረ ዓድዋ አኪብካ ብገንዘብ አዲካ አኪብካ ህዝቢ መቀለ ምባል ህዝቢ መቀለ አይኮነን እዙ አኬባ ናይ ሽረን ዓድዋን እዩ እዚ 😂😂😂😂 ወሻሻም ደብረ ፅንተት እክን 😂😂😂ህዝቢ እንደርታ አብ ጎድኒ ጌች ኢና
ኣብ ጥዕና ጉዳይ ሐዚ ዶ በሪህልኻ?ናይዚ ካድረ ዘረባ ብሕጊ ጠይቅዎ ተመሊኡ እዪ ዘዕዘፍዝፍ ዘሎ??ኹሎም ዝበልኻዮም ምስ ደብረ ዕንክሊል እዮም ዘለው?ጌታቸው እንገማገም እዪ ዝብል ዘሎ?ዝኣበየ መን ምኻኑ ይፍለጥ እዪ።ኣንታ ሓሳዊ ካድረ ዝሽወድ ሰብ የለን።
😍😍😍😍💝💝💝👏👏👏🙏🙏🙏💝💝💝💝
ካብ ላሃጃ ተሳተፍቲ ደብሪፅ ዝኣከቦም ሰባት ካብ ዉሱን ከባቢ ምኾኖም ዉድብና ሕይዉን ካብ ሕማም ኸባብያዉነት ከምዘይተፈወሰት ግልፂ እዩ!!
ብዛዕባ ሃገርካ ኤርትራ ግበር. ናይ ትግራይ ኣየእትወካን እዩ
ሐቂ
ደብረ ዓለታዊ እዩ ዝአኬባ ናይ ዓድዋን ሸረን እዩ ናይ ካሊእ የለን
ፖለቲከኞቹና የጦር አዛዦቹ ገዳይቹን የለቁቀት ምክንያት ሙስና ይኖሮው ይሆን እንዴ ?ካልሆነ የአንድ ፈረስ ኪራይ 50,000የኢት.ብር የባጃጅ 15,000 ኪራይ ከየት መጣ? በቀን ሁለት ጊዜ መብላት ያልቻለበት ህፃን በድንኳን ውስጥ ባለበት ክልል የገንዘቡ ምንጭ ቢታወቅስ?
ኦሮሞ ታንክ ተቀብለን ፈረስ ሰጠናቸው አሉ እኮ በኦሮሞ ፈረስ ነው አቀባበል እየተደረገ ያለው
ጨነውቲ ናይ ደብረዕንክሊል ሓሻኽር!!!!!
እንታይ ማለት እዩ ደቂ 60 ደቂ 70 መስዋእቲ ክንከፍል ኢና ምለት እስካትኩም ብዘጥፋእክምዎ እኮ እዩ ገና ጎዮም ዘይ ፀገቡ አሕዋትና አወዲእክምዎም ዘለኩም ስለዚ ተስማዕሚዕኩም ትሰርሑ ተኮንኩም ስርሑ ተዘይኮይኑ ግን ግዝያዊ መንግስቲ ይኩን እስካትኩም ካብ ስልጣንኩም ንወጣታት አረክብዎ።
ተ.ሓ.ህ.ት ግብኣተ መሬታ ይፍፀም ኣሎ!!!!
ጉረኛ ብልፅግና ባዳ
በይዛ!!! ኣንታ ብዘበን ተሓህት ዝፀመመ ደርጊ ድዩ ወዲ ደርጊ! እሞ ካዓስ ኣለኹ ኢሉ ኣፉ ምኽፋቱ ዘይሓፍር!!!
ባንዳ ፣ሰረቅቲ፣ሓሰውቲ
መንእስይ ዘይብሉ አኼባ ጉጅለ አደመ ደብረ ፅንተት ዝመርሓ አበድን ካብ ደጊም ንስኹም ክትመርሑ አይትክእሉን 3 ትውልድ በሊዕኩም ህዝብ ኣጥፊኩም ናብ ሕጊ ጥራሕ ኢኩም ትቐርብ ብል ምርት ጉጅለ ዝምራሕ ህዝብ የለይ game over
ከም ናይ ሽረ ዝነበረ ናይ ኦሮሞ መንእሰ ቄሮ ብዓብይ ዝተልኣከሉን ካብ እንዳ መስተን ከምፅኡ ኔርዎም እወ??
❤❤❤❤
GOD bless Tigray people our loved mothers and fathers thank you. Amen 🙏
ክቡራት አያታትና እኖታትና ብአኹም ንሕበን ንኾርዕ ❤💛💪💪💛❤
ብጣዕሚ ፅቡቅ ደስ ዝብል ዋዕላ እዩ
ጽቡቀቓት ርኢቶታት ህዝቢ ዘገርም ናይ ብሓቂ ደስ ይብል ትግራይ ብኣማሓደርቲ እንዳ መሸታ ኣይትጠፍእን
አሜን ሓቂ ክስእር እዩ።
አሜን!!!
ጀግና ዋዕሮ
Woyen 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ Thank you 💪💪💪
Welcome our mothers
ጀጋኑ ህዝቢ ትግራይ እንኻን አዴታትና አቦታትና ኩንኩም ማራ ኢና ንፈትወኩም ንኮረዐልኩም ምስ ሕዋሓት ንቅድሚት ብህዝቡን ዓዱን ዘይደራደር ድርጅትና ❤ እቲ ፅግዕተኛ ሓሊ ክእለ ጥራሕ እዩ ዘለዎ ህዝቢን መሬትናን ከይሸጠ ከሎ ቲም ገታቸው ተም ፃድቃን አብደሳን አብይ አሕመድን አለዩልና በጃኹም እዚ እናከደ አብ አአ ሸረቶን ህቴል እናሰከረ ዝሓድር
ሓቃ Gsts ኣንጻር ጥቅሚ ትግራይ ዝቃለስ አዩ
ሸር ላይክ ሱብስክራይብ ኣድ ንምድሓን።
❤❤❤❤❤❤❤
You are left but young generation diy because of you guys
❤❤❤❤❤❤
ጅግና ኢኻ ኩቡላዲ ናይዞም ሌያቡ ካብ ክንደያ ክሳብ ሽሻይመሳ ኩሉ ናይዞጉጅለ እዚኦም አብስርቂ ዝተሳተፉ ብሕጊ አቁፅፅር ክውዕሉ አለዎም
እንዚአን እናረአና ተስፋ ንገብር ። እዞም መራሕቲ ዘይፈልጥዎ ህዝቢ እዮም ዘማሓድሩ ዘለዉ
ዓበር ዘይብሉ ተጋዳላይ ደፂ
👏👏👏
እንኳዕ ካባኹም ተወለድኩ። እቶም ኡሱባት ደቅኹም አይኮኑን። ትግራይና ናአኹም ሂዛ እንታይ ከይትኾን።
ድምፁ ትሑት እዩ አዩ
ሓቂ እዩ ብሰሩ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤ህውሓት ማለት አምበሳን ነብሪንቀቲሉ ንትግራይ ዝተመርዓወ ውድብ እዩ❤❤❤ትኽክል ንሳቶም ፋስን መጋዝን ሒዞም ንህውሓት ከፍርሱ ብግዜ የለን መንፈስ እናተግሁስ ትማሊ ህውሓት አይሕመዩኒ ክብል ሰሚዕናስ ብዙሕ ስሒናሉ!!ከጥፍአካ ንዝመጸ ምሳሑ ክገብረካ ንዝወሰነ ቁርስኻ ምግባር እዩ እቲ ናይ ፖለቲካ መንገዲ!!❤❤❤ህዝቢ ትግራይን ህውሓትን ብዘዕበዮም አክላባት ክንከስ ክሳዕ መዓስዩ ዓቅሊ ክግበር??❤❤❤
Tsadkan is the one who is orchestrating behind the scenes. He is the most dangerous individual. Tigrai will survive this.
ናይ ትእምት ቅርሺ ሰሪሑ ንረክባጣት
ኣርሕቁ ምርኣይ ዝተስኣኖ ውድብ ንህዝቡ ካብ ሓደጋ ጦርነት ዘየድሓነ መሪሕነት ጀኖሳይድ ኣብ ልዕለና ክፍፀመልና ዝገበረ ምዃኑ ዝተረሰዐ ይመስል።
ዋይ ህዝቢ ትግራይ 🤔 ካብቶም መራሕትስ እቲ ህዝቢ ነቲ ፖለቲካ ይትንትን መስደመም
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ጉጅለ ደናቁርን ድሑራትን ጉጅለ ኣደመ
ደደቢት መዲያ ደደኧዩ
ባዐል ንሰኩም ንድሕሪት ተሪፍኩም መናእሰይ ንቆድሚት ሰዲድኩም ሰንኩላትን ሰዉአትን ገሪክሞም
አብ ምንጭሩ
ጀግና የዒሰሰሰሰሰሰሰ
እንዃዕ አዙይ አርአያና በርትዑ......
ጠንኩሩ ነበሰርቲ ከተማ መቀለ እቲ ጉጅለ16 አብ መቀለ ተወሺው ዘሎ ማለት ሌባን ፅግዕተኛን ካብመቀለ ስጎጉዎም
Kormad guhaf
ካድረምበር ነባሪ መቐለ ኣይተሳተፈን
❤❤🙏🙏👏👏🤲🤲💪🙏💝
ካድረ ጥራሕ
እና ማሃይም ኣይኾንክን?
ሕወሓት ንህዝቢ ትግራይ ጠሩነት ኩናት እምበር ልምዓት ኣየምፅአልናን
ፀቢብ ብዕራይ
One thing Tigrayans have to notice very well is that TPLF never made these kind of victories in its history. Why people praise a false narrative? To heal you have to accept the truth!!!!
We difficult to hearing
ኣብዚ ሃደ ወዲ መቀለ የለን ኣይትሃስው ደቂ መቀለ እውን ክትኮኑ ኣይትክሉን
Entay maletka eyu drbay kefafali btigrawaynetka zytamn/tigraway aykonkan
@@genetbrhane7433 ትግራዋት እየን ግን ደቂ መቀለ ኣየኮናን ነበርቲ መቀለ ስለ ዝብል እቲ ናይ ጉጅለ ኣኸባ
@@hagosmichaele6933 emo kab zmetseo keble endatezaru/ra neyrom
ንሓበረታ ክኾነኩም እዛ ዋዕሮ ሓፍትና ብዛዕባ ደደቢት ጽቡቅ ኣላ ንሓፋሻዊ ፍልጠት ኣብ ጎድኒ ትግራኮይነን ዝቃለሳ ዘለዋ ሚድያታት መዓልታዊ ሸፈነ ዝህባ ዘለዋ ደደቢት ዛራ ሚድያ ትግራይ ኦንላይን ትግራይ ፕረስ ከምዘለዋ ምፍላጥ ኣድላይ እዩ ናይ Tmh ሞንጎ ሞንጎ ክዕረም ይግብዖ።
Askayameakeba
What type instrument have you use not hear
የዒስ
ንመንዩ የዕስ
ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሕዋሓት❤😊@@user-pf8mi8ke4q
ዘይዓቅምካ ናይ ወሰለቲ አኬባ
ብስሕተት ሐደ ስብ ተዓረቑ ተፋቕሩ ብሐደ ዘቱዮ ልብል አልቦ ?
Voice of destruction!
Ayksammazaenadanagerkatenaber
መሬት ወሪሮም ወሪሮም መእኸል እንደርታ መቐለ ዓድዋይ እንጥጮይ ኣክሱምይ ገሬምዋ ደቅዛ ዘረፍቲ። እዚ ኣኼባ እዚ ኣብ እንደርታ መቐለ ድዩ ልካየድ ለሎ መሕዘኒ። እንደርታ መሬትካ ኣውሪርካ ተበሊዕካ መቐለ ላብ ዓድዋ ቐይሮምዋ። እንደርታ ስረና ትገልበጥ እንድሕር ዝወራሪ ካድረ ለይተወገደ።
ጉጅለታት ኣበይ ከምዝሓድሩ እንድዒ ። ህዝቢ ትግራይ ብሕራነ ዝተልዓለ እዩ ዝመስል ። በሉ መን መን ምዃንኩም ፍለዩ ። ህዝቢ ትግራይ በዚሑዎ ንዕቐትኩም ካብ መጠን ምሕላፉ ህዝቢ ተረዲእዎ ጅ
እዩ ። ዝሃድም ይህደም
ኩሉኩም ናይ ምዕራብ
ሓልፍኪ አውርድዩ ቃላል
ሰብ ብቀሊሉ ክረኽቦ ኣብ ፌስቡክ ገፅኩም እውን ለጥፍዎ ኩሉ ቪድዮ ይለጠፍ
ብፀሞቕቲ ስዋ እትመሓደር ትግራይ ተፈጢራ
ስዲ
አዴካ ትፀርፍ አዴካ ትኮን እንበር ፡ አዴታትናስ ዋዕሮ እየን፡
ነውሪ።ምፅሟቅ ስዋ ክብሪ እዩ።
ብጉጅለ ሰተይቲ ኣረቂን ሓተላን እባ
Ewe wehalalu eyen gize wesiden metinen kiyanti zkone swa tsemuke ane eye zble sebeay ab Ed kutsitsern yewulom
ዋላ ሓደ ነባሪ መቐለ ዘይብሉ ብኣዉራጃ ተጎጅሎም ዘካየድዎ ኣኸባ
መሕዘኒ!!
እዚ ዐይነት አታሐሳስባ ዐዲ የጥፍእ አሎ;; እዚ ግዜ እዚ ናይ ፊደል ዝቆፀሩ መናእሰይ ግዜ እዩ :: ይአክል ደንቆርቆር ::
ታይ እዩኸ መንእሰይ ዘይብሉ
መንእሰይ ደኣ ጌታቸው ንስደት ሰዲድዎ ። እቶም ዝተረፉ ከዓ ጎደና ሓደር እዮም ብዘይ ገንዘብ ኣይሳተፉን
መን እዮ ናብዚ መከራ ኣእትዮና ኸ መንግስቲ ምስ ህዝቡ ኢሂን ሚሂን ተይሉ እንታይ የሕመኩም ኣባላትና እዮ ዝባሃል እንበር ህዝቢ ኣይባሃልን
አታ ኹስትር በሉ ተዓረቑ ህንዲባልስ ።ልተገርሙ ህዝቢ ኢኹ። በይዛኹም ዕርቂ ይሐሽ 😂😂
አንቱም ሰባት ማአስ ከ ይኸውን እትስልጥኑ። ህወሕት ኪሳራ እዩ።
እዙይ ስርዓት ኣልቦነት ዕስለነት ዝበዝሖን ድንቁርና ዝተርኣየሉን ኣኼባ እዩ ነይሩ በተለይ መጨረሻ ኣካባቢ ሓሳብ ዝሃበት ሰሰን ገ/መድሂን እትበሃል ዕብዲት ናይ ኣእምሮ ጥዒና ዘለዋ እያ ትመስል በተለይ ትግራይ ናይ ደብረጽዮን ንብረት ጥራሕ ከምዝኾነት ገይራ ዝገለፀቶን ዘይምልካታ ነገር እውን ተቀየምቲ ምናምን ኢላ ዘይንካእ ነኺኣ እዚኣ ስርዓት ዘይብላ ንቡር ዘይትፈልጥን ሰብኣይ ዘይብላን ሻርሙጣ ካብ ሃተፍተፍ ወፃኢ ምንም ትፈልጦ ዘይብላ ርእሲ ደርሆ እያ
Nkndey seb ekum humum ktblwo😂😂😂😂
ሰጊሮም ባ። ተመሊሶም እካ ከንቲባታት ኮይንኖም። ኣበይ ዲካ ዘለካ ምሳካ የለውን ድዮም?
አቱም ተኸፈልቲን ህግደፍን ሰሪህኹም ብልዑ ውፁ ካብዚ ሜዳ ናይ ተጋሩ እዩ
እዩዋ ጊን ናይ ሓንቲ ኣዉራጃ ኣባላት ዝተሳተፉላ መድረኽያ
ላሃጆኦም ሰሚዕኻ ዋላ ሓደ. ሰብ ካብ ራያ ተምቤን እንደርታ መቐለ ዓጋመ ኣይተሳተፈን
ደብረፅዮን ትግራይ ብኣዉራጃ ይኸፋፍላሎ
ሓደገኛ ኣካይዳ!!
ተጋ.ኣማኒኤል?????
አሰፋ
The only way I 😅😅😊😊😊😅😊😊😊😊t tee test trt😊
እዛ ሱቅ ኢልኻ ምንጭብጫብ ትሓድግዋ ኸመይ ፁቡቅ ነይሩ። ሓሳብ ብሓሳብ ተዝኸውን ዪ ዝሓይሽ።
Dekeki dirar arawit kuynom
ዕዳ ኣለካ እዩ ተፀበ፤ ብዓሰርተ ዕፅፊ ክትከፍላ ኢኻ!!! ከምቶም ቀዳሞት ሳሕል ትኹን ቃሩራ ኣየድሕናኻን!!!
@@gadogado-o4d waza ketfetwi intay kengbir emo jobaiden jenoside kenbil ina malet eu 😜😜😜
Dedebit median nskin dedebat😅
ለቅማፅ ነውራም ብምንታይ እዩ ተቀይሙ እንተተባሂላስ ብምንታይ እያ ክትብል? ርእሲ ደርሆ ምንም ትፈልጦ ዘይብላ እዚ ኹሉ ሃተፍተፍ ዕብዲት።
ውልቀ ሰባት ንስልጣኖም ክብሉ ንህዝቢ ዘይበሃልን ሓሶትን ዝመልእዎ ናይ ፈጠራ ፅውፅዋያት ተቀቢልካ ከየፃረኻ ክብሪ ሰብ ክብሪ ጅግና ምንካእን ምውራድን ወንጀል እዩ ህዝቢ እውን ጣቅዒት ገዲፉ ዓገብ ክብሎ ይግባእ ናብ ሕጊ እውን ክትቀርብ ኣለዋ።
ዕለት 11,01,2017
ሕዚ ብህወሓት ዘጋጠመና መሕፈሪ ስራሕ መፍትሒኡ
1ይ እቶም ስልጣን ነዓይ ነዓይ ዝብሉ ዘለው ካብ ክልቲኦም ጉጅሉ ዝርከቡ ናይ ህወሓት ፖሊት ቢሮ ዝነበሩን ከምኡውን 60 ዓመት ዝመልኦም ኩሎም ማ/ኮሚቴ ብዘይ ምንም ዋዓል ሕደር ስልጣን ይልቑ
2ይ ህወሓት ክትድሕን እንተኾይና እቱ ሓዱሽ መንእሰይ ወለዶ ሓዱሽ ውሳኔ ክኾን ዘለዎ እቱ ዝተኻየደ ጉባኤ ንህዝቢ ትግራይን ንማእከላዊ መንግስትን ይቅርታ ሓቲቶም ከምዝሰረዝዎ ብሚዲያ ከዛረቡን መግለፂ ክህቡን ይግባእ
3ይ ቀጠታ ብድሕሪ ይቅርታ መግለፂ ከም ሓዱሽ ንመረፃ ቦርድ ናይ ህወሓት አፍልጦ ከም ሓዱሽ ዘይኮነስ ካብቱ ዝነበሮ ክምለሰሉ ካልኦት መመዘኒ ማለት አብትሕቲ ክትተል ኩኑ እንተበሉ እሺ ምባል : ካልአይ ናብ አሸባሪነት ስራሕ አይነአቱን ኢልኩም ፈርሙ እንተበሉ እሺ ኢልኩም መዓዝ ጉባኤ ከም እተካይዱ እናተፀበኹም ንትግራዋይ ዝጠቕሙ ስራሕቲ ምስራሕ ። በቀጠታ ተደናጉዮም ዝተብሃሉ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ለይትን ቀትርን ብምስራሕ ምክሕሓስ
4ይ ጉባኤ አካይዱ ተባሂሉ ምስተፈቑደ ቀጠታ ናብ ጉባኤ ምእታው አብላዕሊ ብዝገለፅክዎ መሠረት ፖሊት ቢሮ 100% ስልጣን ባዕሎም ምውራድ ካልእ ማ/ኮማቴ 75% ብምዝርራብ ክለቅቅ ብምግባር ትኽክለኛ ምትኽኻእ ጌርካ ናይ ትግራዋይ ፍርሕን ጭንቀተን ምድባስ ። ናይ ዝተጎድአን ዝነብዐን ህዝቢ ምኽሓስ ናይፀላእቲ መልሓዝ ከነኽስዎ ምግባር ትግራዋይ ምብትታን አይከአልን ኢሎም ቁርፆም ፈሊጦም ከምታቀደሞም ምስትግራዋይ ተስማዕሚዕኻ ምንባር እምበር ብሓይሊ ከምዘየሽንፍዎ ብተግባር አምሂርና ክንዕወት ይግባእ። በጃኹም መልሲ ፀሓፋለይ ዋላ ደውልለይ።
ጉጅለ ባንኮኒ በዚ ዶ ካዓ መፂኹም? ዓሻኹም ድለዩ!!! በሉ ግዘ ይመሽየኩም ኣሎ ምስ መወልትኹም ተጠቓለሉ!!!
ክዱ ናብ መሬትክም ናብ ዓድዋን ሽረክም መቀለ መሬትና መሬት እንደርታ እዩ ውፁ እንታይ አለክም አብ መቀለ ዓድክም ከይድክም ዘይትእከብ ላሓቲ ደም መናእሰይ አትን እንእስቲ ኮ ወሻሽም ህውሓት እክን
Selbeta!
Wai hasot, selbeta.
It's depressing
ሓሻዊ ባዕልኻ ድርቡይ።
😂ADM
Amanuel is not tegadalay. He was hiding under his mother's skirt (ቀሚስ )
ናይ መጨረሻ ሞት ህወሓት ተፈፅሙስ ንምቅባር ኢና ንዘጋጆ ዘለና
ሃህ በል ሃላይ!!!
ደብረፅዮን ወርዒ ምሽጋር ዘይኽእል ኣዉራጃዊ ምዂኑ ዘርኣየሉ ዋዕላ!!
ገብሩ ኣስራትማ ብስምኪ ኣይፅዋዕን ኣንቲ ጠሓኒት (መፅረፊት እንደርታ)
Anta shabya sek bel
Garbage meeting! Nothing i heard about ideas and visions. It's only about blaming and shaming.
መምሶሎ ኢኩም
አይይ ሽረ ዓድዋ አኪብካ ብገንዘብ አዲካ አኪብካ ህዝቢ መቀለ ምባል ህዝቢ መቀለ አይኮነን እዙ አኬባ ናይ ሽረን ዓድዋን እዩ እዚ 😂😂😂😂 ወሻሻም ደብረ ፅንተት እክን 😂😂😂ህዝቢ እንደርታ አብ ጎድኒ ጌች ኢና
ኣብ ጥዕና ጉዳይ ሐዚ ዶ በሪህልኻ?ናይዚ ካድረ ዘረባ ብሕጊ ጠይቅዎ ተመሊኡ እዪ ዘዕዘፍዝፍ ዘሎ??
ኹሎም ዝበልኻዮም ምስ ደብረ ዕንክሊል እዮም ዘለው?
ጌታቸው እንገማገም እዪ ዝብል ዘሎ?ዝኣበየ መን ምኻኑ ይፍለጥ እዪ።ኣንታ ሓሳዊ ካድረ ዝሽወድ ሰብ የለን።