ሓፍተይ ፀሪፋትኒ ?ብርጭቆ ሴረ ፕራንክ ጌረያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 602

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tn 2 หลายเดือนก่อน +12

    ስጦታ ሃብያ ትብለኩም ግን
    ቅርሺ ንስጦታ ትሰዱ ዲኩም😂

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 2 หลายเดือนก่อน +11

    ምስባር ፀቡቅ ኣይኮነን ግን ዝያዳ ሓይልኪ ሓፍተይ ናተይ ዓዲ ዓረብ ክንድይ ነሕልፍ ኣለና ንብርጭቆ ክንድዚ

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሓቃ እያ ምጥንቃቅ ፅቡቅ እዩ ዶሞ ንሳ ዘናደዳ ብርጭቆ ብስባር ኣይኮነን ኮፍ ኢለን ብምፅንሐን ኣብ ደገ ዝነበረ ሰብ ካዓ ቡና ምግቢ ቀሪብካሉ ተፀኒሕካ እዩ ደስ ዝብሎ እና ኣነ ብወገነይ ናይ ሸዊት ደጋፊት እየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 หลายเดือนก่อน +9

    ወይለይ ማርያምን ሞይተ ታይ ዓይነት ፍቅሪ ድዩ እኒአዋ ምስ ብርጭቆ ዋ እሞ ቆልዑ እኒአዉኪ ኣቁሑ ክስበር ይክኣል ታይ ትገብርዮም ማለት እዩ ካብኡ ለ ምቅንጫሩ እዩ ልብሃል እምበይ ሰብ ላተጎንአስ ብርጭቆ ሓሸክ ይበል ግዲ ዋይ ካብ ሎሚ ተምሃሪ ሓፍተይ ብለይረብሕስ ዋይ🤔

  • @HayatHayat-m6q
    @HayatHayat-m6q 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዋይ መምህር ሸዊት ንኣየይለ ብቾግ ወቂዓትኒ ነይራ😂😂😂😂

  • @AbeyAse
    @AbeyAse 2 หลายเดือนก่อน +8

    ከሊእ ዕብይ ዝበለ ንብረት ተትሰብርስ ታይ ትብል አብየት አዕራብ ዝኽእላና ጉድ

  • @JgWd-u1y
    @JgWd-u1y 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ካምኡ ኣይብሃልን በልያ ኣቡሸይ ዝኮነ ንብረት ተተሰይሩ ቆልዓ ተናዲዳ ክትወቅዕያ ሐዚ ንቆልዓ ካምኡ ኣይብሃልይ ቆልዑ ኣይተደንግፃ ንተሰበረ ይሰበር ጥንቃቀ የኮነይ ኣጋጣም እዩ❤❤😢

  • @hthf454
    @hthf454 2 หลายเดือนก่อน +6

    እዉይ ማሪያምን መዳመይ ግን ዘይሰበርክዋ ንብረት የለን ግን ምጫሩ እያ ትብለኒ

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሰይይይ መቅራተይ እንካዕ ዓመይ ዘይካነት😂😂😂ደቂ መዳመይ ዓዲ ከይዳክን ከይትሰብራ ዋይ ብሰምአብ መከና ዝሰብረት መሰሊ ጎይታ ማዓረይ 😂😂😂 ገዝኣ አይመከድክን😂እወነት 1ብሬጭቆ ሰይረስ ዋይ ትዕግስት ዓደለኒ ፅንዓት ይሃብኩም ደቂ😢😂እወነት ፖርንክ እዩ ዋ ግን ክንድዚ ዝአኽላ አይተካበዲ ማርያምን ግን ንእሽትይ ዘይትመሰል እንድሕረ ወድቅካ ግን ካብ ገዛ አብሪሪ ክተሰደኒ ነይሩ እየ እወነት😂😂😂

    • @bregebre
      @bregebre 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኦ ንሓደ ብርጭኮስ ክንድዝይ ምክባድ😁😁 ባሕረኛ እናሃለኩ😁ኣሓቲ ዓመይ ዝሰርሐላ ዝነበረኩ ኣስታዊሳትኒ ፍንጃል ሰይረላስ ዓቢዳ ነይራ ካብ ደሞወዝኪ እየ ዝቆርፅ ኢላትኒ😁😁😁ንዝኮነ ነገርግን ጠንቃቃ ምኻን ፅቡቅ እዩ ብዝኮነ ይመቸክን❤

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 หลายเดือนก่อน

      ​@bregebre እወ ፀብቅ እንድዩ መቸም ፈለጥካ ዝኮነ ኣቃሓ ይትሰቀርን ግን እንድሕረ በገረህካ ተከይንካ ከይኑ እየ በቃ።ግን ኝኝኝኝ😂😂😂😂 እወነት ዓመታትና ተመሰገን ብዝኮነ ንመችክን❤

  • @HiritHailu
    @HiritHailu 2 หลายเดือนก่อน +5

    መ/ር ሸዊት ንብረተን መሐንቀቂት ግደፋ እንዶ ሸለል በልኡ መሓዛይ

  • @drtt2855
    @drtt2855 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዋይ ክትሕይል ግን ብእወነት ኣቡሸይ😢
    ስደት ዘላና እኮ ከሙኡ ኣይብለናን መዳማት ዝሮ ንኩሉ ነገር ተመስገን🙏😁🥰

  • @ጓልድጅታልወያነ
    @ጓልድጅታልወያነ 2 หลายเดือนก่อน +12

    ኣትን ኣብኮሞት ትፃረፋ ግን ሕደጋ ፍንጃል ሰይርክን ካ ክንደይ ከምዘይተኮረየክንስ ልብርጭቆስ ናመዳም ዶ መሲልክን😂😂😂

  • @MahletMahlet-ij4ox
    @MahletMahlet-ij4ox 2 หลายเดือนก่อน +4

    ይቅርታ ኣቡሽ ሓፍተይ ሓፍትኪይ መካበዲት እያ ተመስገን ማዘረይ

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605 2 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ ኣቡሽ ሓፍተይ ኣብ ዳዓረብ ዘለና ደኣ ፀጊብና ዶኮናይ ክንድዙይ ግን ዘይምክባድ በይዛ ርእሱ ይኩን እምበር ብርጭቆ ኣመና ኣብ ዓድና ሰብ ክሰርሕ የብሉን ዉስድየ ዳዓረብካ

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 2 หลายเดือนก่อน +6

    ተመስገን እንኳዕ መዳመይ ዘይከንክ ክልል ኣናበልክን ትውዕል ነርክ ዋይ😮😂😂😂😂

  • @fserdss1437
    @fserdss1437 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ገራሚት ኣይኮነይ ብርጭቆስ ሰብዉን ኣብቅድሜና ይድፋእሎ ኣይኮነይ ንሓፍትኪ ከምዚ ክትብልያ ኣብስደት ዓድጋናካ ዝኮነ ተሰይርና ከምዚ ኢለን ኣይናገራናይ ደቢርኽኒ😏😡

  • @Fufyf-q2g
    @Fufyf-q2g 2 หลายเดือนก่อน +3

    እዉይ ንብርጭቆስ ክንዲዚ ዘረባ ንኮነ ነገር እንድሕር ኮይኑ ኣይዝረብን ንካልአይ ግዘ ነከይሰብር ተጠንቅቆ እበይ ❤❤❤❤

  • @marbayname
    @marbayname 2 หลายเดือนก่อน +5

    ናገዘና ጭቅጭቅ ተራእይኒ ምስ አሕዋተይ ብንእሽተይ ነገር ትንጨቃጨቅ አደዋይ እማ አቲ ዓባይ ስቅ በሊ አቲ ንእሽተይ ስቅ በሊ ትብል ነይራ አየ አደዋይ ወላ መሊሰ ከናድድኪ ትናፍቅኒ አነውን ይናፍቅ❤❤❤❤

  • @ሰለምጋልትግራይ
    @ሰለምጋልትግራይ 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣይ እዚ ዓድና መኘክ ሓደ ግዜ ዘይዛረቡ ዓሰርተ ሻዕ እዮም ኝኝኝኝ ዝብሉ 😂😂😂እና ይመቸክን 😍😍😍😍

  • @melatlove2767
    @melatlove2767 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሓበሻ አይግዛእኻ አደድ😮

  • @ናቲ-03
    @ናቲ-03 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዓባይ ሓፍተይ ኣስታዊስክናኒ ቅድሚ ምስባሩ ተጠንቀቂ ዝኾነ ነገር ቅድሚ ምዃኑ ተጠንቀቂ ትብለኒ ከም ገለ ኢሉ ተተሰይሩኒ ግን ምንጫሩ በይዛ ርእስና ይኹን ትብለኒ i Miss You My Sis❤ሲስተርኪ ግን ብጣዕሚ ኣካቢዳቶ ዕብይ ዝበለ ተትሰብሪ ኸ 😂😂😂😂😂😂🎉

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋ ክተካብድ ሓያል እያ ንብርጭቆስ ውይ ህያበይ ዋላ ዓብዩ ኣቅሓ ተሰይረ ምንጫሩ ኮሻሕ ይበል በይዛ ርእስካ እዩ ትብለኒ ነይራ ዓባይ ሓፍተይ

  • @sdxc1806
    @sdxc1806 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ዓሞኦይ ማዓሮ ልዉጠይ ታዳነይ እዛኸ ዳሓንቲ ብሪጭቆስ እንድዝ ግሪግር በስመ ስላሴ 🤔🤔

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነስ ዎላ ናዕራብ ኣብ ቅድመአን ተተስይሩኒ በቃ ዝኾነ ነገር ኾይኑ እየ ዝብለን ተደሊክን ክገዘአልክን ይብለን ተኾይኑ በቃ 😂😂

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 2 หลายเดือนก่อน +2

      kaleaytey

  • @hgggg7143
    @hgggg7143 22 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይይ ኣነ ከዓ ዝኮነ ነገር ተሰይረ ማራ እዩ ደስ ዝብለኒ ብትክክል ኣቁሑት ኣጥሪናዮ ኢና ኖርማል እዩ❤😂

  • @Selam-k4p
    @Selam-k4p 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሰብ ኮሞንት ብርጭቆ ዓድና እዩ ምስ ናይ መዳም ብርጭቆ ኣይተዋዳድረኦ😂😜😁 ኣነስ ሰማይ ግራታ ክሳብ ተባሂለ ሱም ዘወፀኒ እየ.ነይረ.ብምስባር.ኣቁሑ ዝመፀ 😅ናዛሓፋትና ግን ንእሽተይ ገዲዱ

  • @MdMm-f8b
    @MdMm-f8b 2 หลายเดือนก่อน +3

    ማሓረን እንካዕ ዓሞአይ ደይኾነት 😢😢😢😢እዝግዮ😢😢😢

  • @selamas3502
    @selamas3502 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብ ሱዑዲ ዘለና ጥራይ እባ ኣይኮናን ረቂቅና🤣

  • @ااصتصتصتصتصت
    @ااصتصتصتصتصت 2 หลายเดือนก่อน +4

    እንቋዕ ቆላዓ ሰይርዎ ኣይምኮነ ምሳኣ እያ ክትሰብሮ ነይራ ይመስለኒ😂😂

  • @brzafYouTubeChannel
    @brzafYouTubeChannel 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ እንካዓ ናታ ስራሕተኣኛ ዘይክንኩ😮😂 መዳመይ ክንድይ ብርጭቆ እየ ዝስብረላ ግን ንባዕልኪ ዳሕን ድኪ ኢያ ትብለኒ❤

  • @lemlemawit3637
    @lemlemawit3637 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሓንቲ ብርጭቆ ሰይርኪ ክንድዚ ዘምረረትስ ካሊእ ተዝኾንከ ደኣ ወላ ፕራንክ ይኹን ይበር ኣብ ክውን ብዙሕ ዝዛረብ ዘይፎቲ ኣነስ😒ምስ እዚኣ ሰራሕተኛ ክትቅመጥ ከምዘይትኽእል ፍሉጥ እዩ

  • @genimesel88
    @genimesel88 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ምሓረኒ ብቅርሺ ዝመፅእስ ክንድዚ ሂወት ሰብ እኳ ዝጠፍእስ

  • @sabai12167
    @sabai12167 2 หลายเดือนก่อน +4

    አቡሸይ የክእልኪ ሲሒንክያ ይቅርታ መዳመይ ትዝ ኢላትኒ😂😂😂

  • @aduyoutube1897
    @aduyoutube1897 2 หลายเดือนก่อน +4

    ክክክክክክክ ኣብየት እካዕ ኣነለይሙኮንኩ ሓፍትኪይ ኣቁሑኪይ ወዲአዮም ምሃለኩ እግረይ ኢደይ እዩ ናልዓለ ልከድ

  • @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ
    @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይተካኣልክንን ደቂ ዓደይ🎉🎉🎉❤❤❤❤😂

  • @genetgenet6050
    @genetgenet6050 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይይ ኣቁሑ ዳዓረብ ኣብ ሮመዳን ብቻ ሓደ ብርጭቆ ከላጥን 4ብርጭቆ ማይን ሰይረ እንተብሂ ነብስኺ ከይቆርፀኺ እያ ትብለኒ መዳምዋይ❤❤😂

  • @UfXy-hx3ws
    @UfXy-hx3ws 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ መዳመይ ብርጭቆ ትወዲኦም እዮም እኮ

  • @ميريميروو-د9ف
    @ميريميروو-د9ف 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣይ ከም ናተይ መዳም 😢😀

  • @احمدسالم-ض2د
    @احمدسالم-ض2د หลายเดือนก่อน +3

    ማዳመይ ዕድመ ያሃባ ብርጭቆኣ ወዲአዮ😂😂

  • @Mer123-b7l
    @Mer123-b7l 2 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሙቁራተይ ❤❤❤ ብሓቂ ምጥንቃቅ ፅቡቅ እዩ ኣይይይ ናመዳም ኣቁሑ መሰቃኩም ኣይሃበና ናዓድና ከይድና ንክእሎ ድና😂

  • @ihhb1835
    @ihhb1835 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ በስመኣም ኣምላክ ኣቦይ ሰብ ድዩ ሞይቱዋ😢😢

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዘስሕቕ ዘገርም ፕራንክ ነይሩ ቐፅላሉ
    ብኬሪ ድዩ ብርጭቆ ምስባር ኣይፍቀድን

  • @hthf454
    @hthf454 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብና ዘይፍላሓ እያ ኮሪያ እምበር ብብርጭቆሰ ኣይኮረየትንዋ😅

  • @SolSol-up3qe
    @SolSol-up3qe 2 หลายเดือนก่อน +3

    ካለኣይ ስበርያ ናዓኣውን ኣቡሸይ😂😂❤🎉

  • @GgG-zr5db
    @GgG-zr5db 2 หลายเดือนก่อน +6

    ብርጭቆ የኮነይ ኣሕዝንዋ ደክሙዋ እዩ ሓሪቃ ቡና ዘይ ኣፍለሓላ እየን 😁😁

    • @AdGg-jd3kp
      @AdGg-jd3kp 2 หลายเดือนก่อน

      ከሙኡ እዩ ዝመስል😂

    • @yetewhadoljoch
      @yetewhadoljoch 2 หลายเดือนก่อน

      እወ 😂😂😂

  • @Roztamerat-ep2zc
    @Roztamerat-ep2zc หลายเดือนก่อน +4

    ማዳመይ ዕድመ ያሃባ ብርጭቆኣ ወዲአዮ😮😂😅

  • @beyblademasters9650
    @beyblademasters9650 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ንብርጭቆስ ክንዲዚ 😮

  • @ሰላምገረሚካኤል
    @ሰላምገረሚካኤል 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ መሓረኒ ጎይታይ ታ ቴሌቭዥን ተትስበርስ ሰብ ትቀትል እላ ማለት እዩ ኮ ብዚ ሐዚ ስዓት ሆሆሆሆ ልብርጭቆስ ዝኩሉ ዘረባ 😂

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl 2 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂እዋይይይይይ ጉድ ብርጭቆ ከምዚ ዝገበራ ማ ዕብይ ዝበለ ማ ትወቀዐኪ ነይራ😢😢😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @Aresu-jd3jk
    @Aresu-jd3jk 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ሸዊተይ ናተይ ምርእኺ እማ እታይ መብልኪ ናይ መዳም ብርጭቆ ይኹን ሽክላ ዙ ተሰባሪ ብያትታት ሰይረ ፍርቂ እየ አፅሬዮ ግን መዳም ምንም አይትብልን🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @Rahel.smail.
    @Rahel.smail. 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣቡሸይ ዛምበይተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ❤

  • @الحمدالله-ث4م8ل
    @الحمدالله-ث4م8ل 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋዕሮ ትግራይና ♥️♥️♥️♥️🥰

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኮመንት እንየኩም መካበድቲ በቃይዶ ከም ትኩሪ አቀዲማኮ ነጊራትና ስለዚ ናገዛኩም ድያ ሰይራ 😏

  • @mጓልዓድጉደም
    @mጓልዓድጉደም 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይይይ ግን አድንቀያ አነማ ብአገረይ አቃሓ ላሰበርኩ አየዋ ለኸድ ይሞችያ ግን😂😂

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 หลายเดือนก่อน +2

    እቡበይ ጅግና ዋዕሮ🎉ግን ሐፍትኪ😢ብቀዳምነት እቲ ቆልዓ ወዳ እንተኮይኑ ብኬሪ ተሰይሩኒ ክሰምዕ ኮሎ ብጣዕሚ ዘሕዝን 😮ቆለ ናይ ቢከሪ ሒዙዋ አሎ 😅ሱዳናዉያን ማሻላህ ይብሉ🎉ሐፍትኪ ግን በረካ ክትጋደል ነይሩዋ ዓይኖም ዝሳኣኑ እግሮም,ኢዶም, እዝኖም 😢💔😭እንታይ ይበሉ😢እቡበይ ከምአ ከይትኮኒ እዋእ ጽዒርኪ ትገዝእዮ።🕊🔔🙏🏼🥰💊🌺TDF✌🏻🌻🌿💐

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 2 หลายเดือนก่อน +1

    Adey azekiratni Birchko teserna eway linebere betri ane kaa hadar Gere welide dekey teseren minim aybleni mikinyatu seb enafelete aysebirir ena tsubuk timihrti eyu abushy ❤❤❤

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሸዊተይ ምጥንቃቅ ፅቡቅዩ ብሓቂ ስርዓት ይበልዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MolowHadabaga
    @MolowHadabaga 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሓቃ እያ ምጡንቃቅ የዱሊ ኣቤት ዳኣ ዓረብ ዘለና ከ ሓንቲ ነገር ተሰረ ገንዝብ ምቁራጸ እያ ዳኣ ዓምይ

  • @HananTubeሓናንይቱብ
    @HananTubeሓናንይቱብ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ወላዲተይ ሓፍቲኪ ክትሕይል አነስ ተሰይረ አይነግረኒይ ገዛና ሓቢአ አየልግሑፍ ኔሬ😂

  • @selej9581S
    @selej9581S 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሓፍትኪ ኣድኒቀያ ጥንቅቅቲ እያ ፋዘረይ ልክዕ ከማኣ ዩ ጌሩ የዕብዩኒ

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቃ እያ ሸዊተይ ይድግዛ እየ ታይ ኦዩ ንብረት ምስባር ኣነ ይድግፋ እየ

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 2 หลายเดือนก่อน +2

    ባዕላያ ዝሰበረቶ ፃሕሊስ ሓፂባ ዝቅመጠቶ ይመስላ ይባሃል እና ሰብ እካ ይስበርሎ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 2 หลายเดือนก่อน +1

    እበይተዋይ አብ ጥፉእ ኣይትናገር ክፉእ እዩ እዋይ ዓሞይ እኳ ዝኩሉ ንብረት ሰረላ ከምዚ እላትኒ አይትፈልጢ ካብ ሐዚ ባህራያትኪ ኣስተካክሊ እምቤተዋይ

  • @meaza7313
    @meaza7313 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብዋይ ኣዘኪርክኒ 9ይ ክምሃር ውቅሮ ወሪደስ ናይ ዓባይ ሓፍተይ ቡሽ ሰይረ ሙሉእ መዓልቲ ክበኪ ዊዒለ ተይነገርክዋ ዝኮነ ንብረት ክስበር ኣይትፎቲ 😢😂

  • @selej9581S
    @selej9581S 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣቢ ንፍዕቲ

  • @Grmachnal
    @Grmachnal 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋላ ኣነ ብርጭቆ ዝሰበረ ብጣዕሚ እዩ ዘናድደኒ ነይሩ

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቤተይ ሽኮር 😂😂😂😂😂 ዋይ ሓቃ እያ ብርጩቆ ለሚ እዩ😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤

  • @ነጁነጁ-ቈ5ወ
    @ነጁነጁ-ቈ5ወ 2 หลายเดือนก่อน +2

    30 ብርጭቆ ትሰብሪ እኺ ኣይበለትይ እዋይ ትሕይል ብዝኾነ ኣብ ሽኮር ስጦታ ሃብያ እኺ❤❤❤😂😂😂😂

  • @ህርምላ
    @ህርምላ 2 หลายเดือนก่อน +4

    ወይ እዚኣስ እንካዕ ዓምካ ዘይትኬ

  • @fhgf6561
    @fhgf6561 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተካል ሰበይቲ ዕድመ ንመዳመይ❤❤❤❤

  • @tgitsge7636
    @tgitsge7636 หลายเดือนก่อน +2

    ዋየ ና ስዑዲ መዳማት መስቃክን ኣይሃበና ግን ሰኣን ምጥንቃቅ ዩ ሓቃ ያ ጊን ብዘይሓሰብካዬ ተተሰይሩ ግን ቤዛካ ዩ የመና አይትሓይሊ በልያ ኣቡሸይ😮❤😂

  • @TsegaTsega2119
    @TsegaTsega2119 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣደዋይ መስላ ዛሰበይቲ ብብርጭቆ ዝመፃ ኣይትፈትውን ማዘረይ ክዓ ተሰይርና በትሪ ነይራ ድራርና😂😂
    ሰብ ኮሜንት ክዓ ኣይትፃረፋ ረበሽቲ🙄

  • @daxdfsd6443
    @daxdfsd6443 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብየት ዳመዳም ንሰብሮም ሞቕፀሪ ዘይብሎም 😂

    • @ሜሪሜሪ
      @ሜሪሜሪ 2 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ😂😂😂

  • @ሉላጓልማርያምኵሓ
    @ሉላጓልማርያምኵሓ 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣዘኪርክና እኳ ዓባይ ሓፍተይ ተተሰይራ ተሰይሩ እዩ ዘምፀኡ ነገር የለን ኢላ ምንም ኣይትብልን እንድሕር ዝከነ ነገር ወዲቁ ምንም ከይኮነ ተላዒሉ ግን 3ሳዓት እያ እትፀዊ 😅😅

    • @jeirejeire8992
      @jeirejeire8992 2 หลายเดือนก่อน +2

      አቲ ዛሓፍትኪ ሓፍተይ ግዲ እያ ናተይ ሓፍቲ እዉን ከሙኡ ኔረ ሓደ ዓይነት ባህርያት እዩ ዘለወን 😁😁😁😁

  • @ባጡነኝቀባጥዋ
    @ባጡነኝቀባጥዋ 2 หลายเดือนก่อน +6

    ፈሊካ ዉቃዕ ጉይታይ ማዓረይ🥺😎 እኒአኪ ጋዋ🙄

    • @lemlemlemlem5087
      @lemlemlemlem5087 2 หลายเดือนก่อน

      ኣይበሃልይ መዓረይ😮

    • @Maheaberaha
      @Maheaberaha 2 หลายเดือนก่อน +1

      አአይባሃሊ ዘሓፍተይ ደክሙዋ ስለዝነበረ እዩ ዝኩን😂😢❤❤

  • @Hani-w9i
    @Hani-w9i 2 หลายเดือนก่อน +2

    10k ነብፀሐያ

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 2 หลายเดือนก่อน +1

    Haka eya hafteki tenkaka seb betami eyu des zebleni ❤❤❤❤

  • @salamM-d7z
    @salamM-d7z 2 หลายเดือนก่อน +1

    ስጦታ ሃብያ ኣቡሸይ ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Dgdewgsg
    @Dgdewgsg 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓፍቲኪ ደስ ክትብል አቤ ማዓረይ አዱ ከ መ ካበድት አዱዋይ ጎቦዛት 💞❤️💞

  • @selamSelu-im4je6jh1s
    @selamSelu-im4je6jh1s 2 หลายเดือนก่อน +2

    እረ ኣነ ናዓሞይ ብረጭቆ ሰይረላ እውን ከምኡ ኣይትብለንን❤❤❤🎉😂😂😂

  • @senaytabadi-kf5tx
    @senaytabadi-kf5tx 2 หลายเดือนก่อน +3

    አነ አድንቀያ ለኩ ክደይና ጥቅቅቲ ምካና

  • @HiwanNgus
    @HiwanNgus 2 หลายเดือนก่อน +5

    ክንደይ እዩኮ ኒኦ😅😅😅😅እንካዕ የመጉረዐት😂😂😂❤❤❤

    • @hyagfddgfddhhdd
      @hyagfddgfddhhdd 2 หลายเดือนก่อน +1

      እንካዕ ሓፍተይ ለይኮነት ብእግረ ላላዓልኩ እየ ልከድ ክንደይ ግዜ ክግረፍ ነይረ😂😂😂😂😂😂😂

  • @tkk5705
    @tkk5705 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዊይ ክትሕይልብስመኣብ ናየይ መዳም ትመስል ዝኮነጭል ተሰሚዓ የለኩ😂😂😂ኣቢየየሽኮርቀፅልሉበርቲዒ❤❤

  • @WegeneMekonen-dr6ss
    @WegeneMekonen-dr6ss 2 หลายเดือนก่อน +2

    Aboy marey zekirey btami eye brchko zsebr neyrey gobez zaguley eyu zbleni neyru

  • @selamabraham1994
    @selamabraham1994 2 หลายเดือนก่อน +1

    Uuuuuu eyu zebl eway kebid eyu aebidkya mskniti ab dege niras kndi megbn mayn anadidkya khasya bzkone skorat ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤ መዓረይ ሽኮር ዓባይ ሓፍቲ ኣላትኪ ሕጊ መምህራን ከምኣ እያ ❤ ቡና ከዓ ካሊእ መዓልቲ ባዕልኪ ቀራሪብኪ ኣፍልሕላ ስለ ዘይሰቲ ናበልኪ ኣይተመክንዪ😂😂😂❤❤❤🎉

  • @SlamA-j2l
    @SlamA-j2l 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቢ ከምዚኣ ከይትደክሚ ❤❤❤

  • @ሃዋክያንያስታግስልን
    @ሃዋክያንያስታግስልን 2 หลายเดือนก่อน +1

    ልኮነ ክኾን ንአየይ ፕራንክ ከይትገብርሪ ዋዕሮና ፅሪቲ🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጎይታይ ማዓረይ እንኳዕ መዳም ዘይከንኪ ኣነስ ኣብ ኢደይ ብርጭቆ ኣይትሕዝን ወድያዉ ይስበረኒ😂

  • @SabiyaLadgh
    @SabiyaLadgh 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቡየይ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TsgaTsga-w3f
    @TsgaTsga-w3f หลายเดือนก่อน +1

    መዳመይ ኣይትርኣ ተመሰገን ፈጣሪ 😂❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ምዓረይ መዳምና ኮ መሲላ😅😂😂🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @سلامهحببش
    @سلامهحببش 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቢ ሸኮረ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fishayetekulu7858
    @fishayetekulu7858 2 หลายเดือนก่อน +1

    Abe hafti sitota amharigna eyu (whibito) Tjygrignana❤❤

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጥንቃቀኣ ግን ጎበዝ እያ ልኩሉ ነገር ጥንቃቀ ፅቡቅ እዩ

  • @ቋንቋዬነሽድንግልእመቤቴ
    @ቋንቋዬነሽድንግልእመቤቴ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይ ቀደማኽንያ ዘን ናገጠር ኣደታትናይ ኣሕዋትናይ ዘን ከተማስ ስግብግባት እየን መብዛሕቲአን😞

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 2 หลายเดือนก่อน +1

    በስመ አብ እዋይ ንሓንቲ ብርጭቆስ ክንድዚ😢
    አበባየይ ምተረፈኪ ነይሩ 😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @AbudiAbudi-u3c
    @AbudiAbudi-u3c 2 หลายเดือนก่อน +3

    አይተካብዳ ሓፍተይይ

  • @selamselam-fq7kr
    @selamselam-fq7kr 2 หลายเดือนก่อน +1

    Mariyamn hafety enia le tesrela beriesy eya ketlialeni tebl nera ayyy😂❤❤

  • @ihhb1835
    @ihhb1835 2 หลายเดือนก่อน +5

    አረ ኣነ ገዝኣ ኣይምከድኩን 🥺😿😢