ሃይማኖትና ተፃሪፈካ አእምን ድዩ ልብል ኮይኑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 572

  • @selamasebaha6289
    @selamasebaha6289 5 หลายเดือนก่อน +82

    ብፍላጥ ኾነ ብዘይ ፍላጥ እንሰርሖ ኩሉ መድሃኒኣለም ንኩላትና ይቅር ይበለልና ምስትውዓል ይዓድለና ፈራዲ እግዚኣብሔር ኣምላክ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅርን ሰላምን ስንትን ይዓድለና🙏

    • @ብሰራትዩቱብ_1
      @ብሰራትዩቱብ_1 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤️

    • @selamasebaha6289
      @selamasebaha6289 5 หลายเดือนก่อน

      @@ብሰራትዩቱብ_1ገረልኪ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@selamasebaha6289ደምረን

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ💚

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it 5 หลายเดือนก่อน +80

    ጎቦዝ እንዲኻ ሓወይ ናተይ ግን ዘረባኻ ኣለስልስ ኣብሎ ሃይማኖትካ ምስ ማንም ኣይተዋዳድሮ ምክንያቱ ዘለኣለማዊ ሂወትና ስለ ዝኮነ ዋና ዘናደደና ካኣ ማዕተብ ተራ ነገር እዩ ስለ ዝበልካዮ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ንኩላትና ይቅር ይበለልና በርትዕ🕊❤

    • @VxmgLhkjii-vl1zv
      @VxmgLhkjii-vl1zv 5 หลายเดือนก่อน +3

      እወ አብኣ ቅርብ ችግር እንኤዎ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ💚💚💚💚

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 5 หลายเดือนก่อน +4

    ጉወዝ መዕተብና መለልይ ሃይማንትኖ ስለዝኮነ እዩ ያሬደይ❤

  • @AKI-o5t1e
    @AKI-o5t1e 5 หลายเดือนก่อน +20

    ኣይይይይ ድኣም ንሕና ደቂ ሰባትስ ናብ ምፍራድ እኮ ኾኑ ጉያና
    እዚ ቆልዓ ምንም ተንኮል የብሉን
    ስቅ ኢሉ እዩ ፃዕዳ እዩ
    ምንም ናይ ምዝራብ ክእለት እዩ ዘይብሉ
    ዋላ ሐዚ ኣቦ ሓጎይ ኣቦ ቀሺ እዮም ነሮም ክብል
    ግዛዕ እዮም ነሮም ኢሉ🤣🤣🤣
    ስለዚ አይንቸኩል ኣሕዋተይ
    ንኹላትና መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና
    ልቢ ልድያ ልኻፈተ ልብና ይኽፈተልና
    ሰላም ንኹሉ ወዲ ሰብ 🤲

  • @ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ
    @ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ 5 หลายเดือนก่อน +24

    ተመሰገን ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ዘኮንኩ ናትና ሓቅኛ መንገዲ ሓቂ እያ

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 5 หลายเดือนก่อน

      መን አምፅእኪ😂 አነ ካብ ከሞነት መፅሓፍ ናፃ እዩ ምንባብ እዩ ዝፍቱ ክክ ደሞ ለኮነ መጀመርታ ርእካ ከም ዘይፍር ተማህር አለኮ እስካ መጥረሻ ምርአይ ፁቡቅ እዩ ደቂ መዳማት ተራጋጋዓ😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይማዓረይ💚💚💚🌿

  • @sas7080
    @sas7080 5 หลายเดือนก่อน +3

    ፅብቅ እንድዩ ኣጠቃቅማ ቃላትካ ኣስተካክል ኣስቸውዒልካ ተዛረብ እበይ ግደፍ ክንውደኦ ኣጀማምራካ ንበዕሉ ደስ ኣይብሊ ነይሩ እና ክሳዕ ኣብ ምድያ ዘለካ ኦድየንሳ ዝህብካ ተመልከት ኢካ ምክንያቱ ካባካ ክንደይ መናእሰይ ስለ ዝካታተልካ

  • @TjhgFjhgg
    @TjhgFjhgg หลายเดือนก่อน

    ይቅረ ንእግዚኣብሄር ይኩን እና ማዕተብ መለለይ ሃይማነትና እዩ ብዙሕ ትርጉም ሃይማነትና ኣለዎ ግን ታይ ክብለካ ሓደሓደ ግዜ ተውፆኦ ኢካ ኣይተውፀኦዮ ጥራሕካ ሰሚዝ ተይገበርካ ኩሉ ግዜ ጥራሕካ እየ ዝሪአካ እና ካብ ሎሚ ክምይተውፅኣ ኣብ ዓዲ ዓረብ ተቀሚጥናውን እግዚኣብሄር ይመስገን ❤❤❤❤🙏

  • @ተመስገንኣምላኸይ-አ8ዠ
    @ተመስገንኣምላኸይ-አ8ዠ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ጎበዝ ዝሓወይ እምነት ሓንቲ እያ ብእምነትና ንሕና ተጋሩ ኣይንደራን ብዚ ሐዚ ስዓት እምነት ብዉሽጥና እዩ እናበሉ መስቀል ዝፈትሑ ስለ ዝበዝሑ እዩ ሕቶ በዚሑካ እምነት መስቀል ምልክትና እዩ ንሰይጣን ብመስቀል ንስዕሮ ንዕኡ እዩ ካዓ ሰይጣን ናይ ሰይጣን ተከተልቲ መስቀል ዝፈርሕዎ እና ፅቡቅ እዩ ብሕማቅ ኣይትርኣዮ 🎉

  • @genet3442
    @genet3442 5 หลายเดือนก่อน +21

    ያሬደይ ነቀፌታ ኣይትፅላእ ተፈትዮ እካ ትነቅፎ ኩሉ ፁበቅ ዝፅሕፈልካ ደሚ ኩሉ ዝፈትየካ ኣይከናን እና ገ ይቅር እ/ር ይኩኑካ ዝሓወይ ገልአኪን ሰባት ግን ግምጥልጥል ትብላ ዋይ ሓሸዉቲ ንስብ ምንቅፌ እንታይ ፀገም ኣለዎ እና ዝሓወይ ኣጀካ ፀገም የቡሉይ❤

    • @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
      @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 5 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ።❤

    • @assass8589
      @assass8589 5 หลายเดือนก่อน

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 หลายเดือนก่อน

      ​@user-yc4mf5ye4ደምረንq

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ💚💚💚💚

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ 5 หลายเดือนก่อน +4

    ይቅር ንእግዚኣብሔር ይኩን ፍፁም ኣምላክ እምበር ፍፁም ሰብ የለን ጌጋ መፊጥርትና እዩ ኩሉ ሰብ ስለ ዘቅርበካ እዩ ዝወቅሰካ ዘሎ❤❤❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 5 หลายเดือนก่อน +9

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ተጋሩዋይ አብ ሃይማነትና ፁናዓት ንኩን ክዉር ሓወይ ምክሪ አሕዋትካ ምስማዕካ ትሕትናካ የርኢ እቱ ትሕት ዝብል ልዕል ክበል እዩ ይብላና ቃል አምላክ አብ ሃይማነትካ ፁኑዕ ኩን❤አይንፃረፍ እዉን ፀርፊ ሓጥያት እዩ ብዝተረፈ ሰላም የምነልካ❤❤❤❤

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ🎉🎉🎉

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @mጓልዓድጉደም
    @mጓልዓድጉደም 5 หลายเดือนก่อน +6

    ያሬድ ሓወይ አነ ተማሊ አሰካብ መጠረሻ ሪአዮ እየ አና ካብ መጀምርታ ብፀቡቅ የጀማርኻዮዮ አና ብሓቂ ተናዲድና ኢና ግን ሰብ ምሰትያት አዩ ዛሓወይ በተለይ ከም ሐደ ሚድያ ሸኳንያ አዚ ንብዓልካ ምኽሪ ነቀፊታለ ግዲታ አዩ ትቅበሎ ዘይሩ ሰለ መለስኻ የቀንየና ሰላም መልሲ ትህበና ላተፀበና ነይረና❤❤❤ አና ጎብዝ አይትፈረዱ ከይተፈረዱ ኢልኻ ሰሚዐ ትኽክል ኢኻ ግን ፊሪድናካ የኾነይ መጠረሻኳ አንተአሰርካዮ መጀመርታ ግን ቅሪ ሰለ ዘበለና አዩ አና አጀኻ❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚

  • @hksjkjzhzkzbzk6610
    @hksjkjzhzkzbzk6610 5 หลายเดือนก่อน +2

    አጀካ ማዓረይ ብውቃስ ፅብቅ እዩ ማዓረይ ማለተይ አብ ሃይማነተይ አለኩ እናበልካ ሲ መናፍቃን መፅዩ ሕቶ ሰለ መስቀል ተሓትትካ ሲ እንታይ እልካ እካ ትምልስ ናብ ባዕልካ ክሓድግ ማዓረይ ሰለዚ ሰለ ማዕተብ ሸለል አይትበል ማዓረይ እና ፀርፊ ምፅራፍ ፅብቅ የኮነይ ሓቅካ ግና ናአካ ፀጋ እዩ ማዓረይ እና ሰለ ሰብ ለ አበይ እንዮ አበይ አሎ አይተብለ ጎይታዋይ ❤❤ ብዝኮነ ይቅረታ ይሓተካ ሰናይ ምቅናይ አሸንዳ ❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ነቀፌታ ኣይትፅላኣ ማዕተብ ታራ ነገር እዩ ስለ ዝበልካ ኢና ቂር ኢሉና ብሃይማኖት ኩሉ ሰብ ኣይደራደርን እና ይቅር ይኩንካ ቀፅለሉ ዛሓወይ 🙏😘

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 หลายเดือนก่อน +10

    ያሩየይ መዓረይ ኣጆኻ ይቅር ይኹንካ ዝሓወይ ሰባት ኢና እሞ ምናልባት ብጌጋ እንድሕር ኣቅይምናኻ ይቅርታ ንሕናለ ጥራይ ጠንካራ ኩን ያሩየ መዓረይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትየካ ♥️🙏

  • @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
    @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ 5 หลายเดือนก่อน +6

    ንሱ ሓቅኻ ኢኻ ማዕተብ ኣገዳሲ የኮነይ ስለ ዝበልኻ ኢኻበ ካሊእ የኮነይ እና ካብ ጌጋካ ተኣለም ዝሓወይ እና ቀፅለሉ❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 หลายเดือนก่อน +7

    ይቅረ ንእግዚአብሔር ይኩን ዝሓወይ ረአዮ ሰብ እዩ መሰተይተና ደቂ ሰብት ሕቶን ተግሲፃ አይንፃሊእ ትግርዋይ አብ እምነትና ፅኑዓት ንኩን ሓደሓደ ጊዘሰ ዘሰለጠና እዩ ዝምሰለና ይቅረታ እንብረ ናይ ይቅረታ መንፈሰ ንኩላት ይዓደለና❤🎉

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ማዓረይ💚💚💚💚

  • @GoAsd-u9p
    @GoAsd-u9p 5 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር የኽብርካ ጌጋኻ አምኒካ ይቅረታ ምሕታትካ ናይ ልቦናካ ዕቤት የርኢ ንሕናም ዘናደድኻናኮ ማዕተብ ተራ ነገር እዩ ስለዝበልካ እዩ ሓወይ❤

  • @aaaabbbb3894
    @aaaabbbb3894 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ መዓረይ ❤❤❤🎉 ብቻ ጠንክር ብጣዕሚ የ ዘድንቀካ ብቆልዓኻ ዓብይ❤❤❤

  • @MaregAregawi
    @MaregAregawi 5 หลายเดือนก่อน +3

    ያሬድ ሓወይ ይቅር ንእግዚአብሔር ይኩን ሰብ ኾኑ ዘይጋገ የለን ኢና ኣጀካ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ ዝያዳይ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚

  • @merigalhagereseb21
    @merigalhagereseb21 5 หลายเดือนก่อน +13

    ኣጀኻ ሓወኒ ዋንኡ ጌጋኻ ምፍሊጥካ ምእራም እዩ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @MashoGebremariyam-l5k
    @MashoGebremariyam-l5k 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ዝሓወይ ማዕርይ❤❤❤

  • @VxmgLhkjii-vl1zv
    @VxmgLhkjii-vl1zv 5 หลายเดือนก่อน +6

    አጆኻ ያረድ ሐወይ ያጋጥም እዩ እግዚአብሔር አቤቱ የጽንዕኻ ክቡር ሓወይ

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉🎉🎉

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 5 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ለባመይይይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MeyryMeyry
    @MeyryMeyry 26 วันที่ผ่านมา

    የኔ ለባም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ❤❤❤

  • @foxstore-d9f
    @foxstore-d9f 5 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ክሳብ መጨረሻ ርኤዮ የ ግን ደማ ወቂሰካ የ። ምክንያቱ ኩዕሶ ክፃወት ከለኩ ከውፅኦ የ ኢልካ ኩዕሶ ካብ ሃይማኖትካ ኣይዓብን ሕጂ እውን ጌጋ ኣለካ ያሩ ኣስተካክል ❤❤❤❤

  • @jghghh63
    @jghghh63 5 หลายเดือนก่อน +8

    ሕጂ እዉን ነቀፋታ ኣይትፅለእ ብዝተረፈ ገብዝ❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚💚💚

  • @hgf6568
    @hgf6568 5 หลายเดือนก่อน +2

    አጀኪ ያረደይ ፈተና ግደታ እዩ አብ ግዕዞ ሂወት ፀርፊ መንም አይጠብቀካይ ንስካ ገብዝ ወድኖ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚

    • @hgf6568
      @hgf6568 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@tsegatsega238 አሸኒ ናተይ

  • @aynalemaynalem-xb9qo
    @aynalemaynalem-xb9qo 5 หลายเดือนก่อน +3

    አነ ሙሉእ ሪአዮ እየ ያሬድ ሓወይ እና ዝሓለፈ ሓሊፊ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ንኩለና መስተውዐሊ ዓይነ ልቦናና ይሃበልና ብፀርፊ ዘይኮነ ብሓሳብ ንረዳዳእ አሕዋተይ ፀርፊ መፍትሒ አይኮነን እና ሰብና አይነዳህል ዋላ ይጋገ ብዘለና ፀጋ ንተሓጋገዝ እና ያሩ ሓወይ አጆካ ዘቀያይም አይኮነንን ንኩለና ይቅር ይበለልና ሰሰናይ ንኩለና ዝሓወይ❤❤

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉

  • @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
    @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ዛሓወይ ሰብ ለሚ ንታ ፅቡቅ ኣይርእን ንታ ሕማቅ እዩ ዝርኢ❤❤❤

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 5 หลายเดือนก่อน

    የጋጥም እዩ ያሬድ ሓውና ይቅረ ይኹንካ ኣጆኻ ድማ ጠንክር❤❤

  • @FbfhHdhd
    @FbfhHdhd 5 หลายเดือนก่อน +1

    አጀካ ያረደይ🙏 ቀፁለሉ አለና አብ ጎንካ❤❤❤

  • @ተመስገንአምላኬ-የ2ጰ
    @ተመስገንአምላኬ-የ2ጰ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኻ መዓረይ ይቅር ለእግዚአብሄር ይኩን ብሃይማኖትካ ቀልዲ የለን ቀልዲ ብኻሊእ እዩ ግን ካብ ጌጋኻ ምምሃር ፅቡቅ እዩ ዝሓወይ

  • @ZxcvZxcvm-r3w
    @ZxcvZxcvm-r3w 5 หลายเดือนก่อน

    አጆኻ ያሩየ ኩሉ ነናቱ እዩ ዝዛረብ እና ይቅር ንእግዛአቢሂር ይኹን በርትዕ ጥራይ❤❤❤

  • @MmMm-hp9ju
    @MmMm-hp9ju 5 หลายเดือนก่อน

    የቅር ለእግዚአብሔር ይኩን ዝሓወይ ጌጋካ አሚንካ የቅሬታ ምሕታት ብጣዕሚ ደስ በሃሊ አነ ንባዕለይ እስካብ መጨረሻ እየ ስሚአዩ ግን መልስካ ድርቅ ዝበለ እዩ ነይሩ አናዲድካና ደሞ ተግሳጽ ለ አይትጽላእ ንባዓልካ ንብስካ ክትፍትሽ ይገብረካ እዩ እና አጆካ በርትዕ✍️ 👏🥰🥰

  • @selam5637
    @selam5637 5 หลายเดือนก่อน

    ነቄፌታ ኣትፅላእ ያሬድ ብዝሕ ከምህረካ እዩ❤

  • @ImmuImrannn
    @ImmuImrannn 5 หลายเดือนก่อน +4

    ተመሰገን ፈጣሪ ያረደይ አጆኻ ጎታዋይ ይቅሪ ለእግዚአብሔር ይኹን ጎታዋ❤❤🎉🎉

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉🎉🎉

    • @ብሰራትዩቱብ_1
      @ብሰራትዩቱብ_1 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤️

  • @Tgjjhh
    @Tgjjhh 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤ኣይዘካ ማዓረይ ናይ ሰብ ነገር ቡዙሑ እዩ ኣይትገደሱሉ❤❤❤ቀፁለሉ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚😍

  • @salm4735
    @salm4735 5 หลายเดือนก่อน +5

    አግኣብሔር ንኩላትና ይቅረ ይበለልና አነ ለፂራፈካ ይቅረቲ😢😢😢😢😢😢😢😢 ኡፋ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @سلامسلا-ه8ث
    @سلامسلا-ه8ث 5 หลายเดือนก่อน

    ይመቲኻ ወድይ ብስሩ ኣድናቂትኻ እየ ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ❤❤❤

  • @SlamhEthuody
    @SlamhEthuody 5 หลายเดือนก่อน

    ኖርማል እዩ ዋንኡ ጌጋኻ ምፍላጥ እዩ ማዓረይ🥰🥰

  • @meazai
    @meazai 5 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ🙏🙏🙏❤❤

  • @HelfiFatawitAboa
    @HelfiFatawitAboa 5 หลายเดือนก่อน

    ❤ጎበዝ ምስ መስቀልኻ ስለ ዝርአኹካ ደስ እሉኒ መስቀል ሓይልና እዩ

  • @MeazaAregawi
    @MeazaAregawi 5 หลายเดือนก่อน

    ናይናሰብ ልሕማቅ ሽኩል እንድዩ ወደይ ያሬደይ ጎብዝ ዝሓወይ❤

  • @ኣላጅ
    @ኣላጅ 5 หลายเดือนก่อน

    ጎብዝ በል ወቅሳ ኣይታብዝሕ🎉🎉

  • @Ørthodox-q9p
    @Ørthodox-q9p 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣናጋግራካ ኣለስልስ ኣብሎ ዝሓወይ ❤

  • @DgDg-g7k
    @DgDg-g7k 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጥፊእኻ ፅቡቅ ዝፅሓፍሉካሰ ተመሰግኖም
    ገራሚ

  • @ትዕግስቲዩቱብCanal
    @ትዕግስቲዩቱብCanal 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ወለላይ ኾሜንቲ ብዙሕ አይተንብብ ኻውኡ ለ ኸይስመዐኻ ሰብ ዝፃሓፎ ሸለል በሎ ኸይትግዳኣ❤❤ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ሽኾራተይ❤❤❤❤

  • @ShsnnSbznsn
    @ShsnnSbznsn 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጃካ ዛያዳይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MeriAse
    @MeriAse 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ያረደይ እና እግዚኣብሔር ንኩለና ይቅር ይበለልና❤❤🎉🎉

  • @smkle7079
    @smkle7079 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ እካ ግን ኣጆካ ሰለ ሰብ ይትገደሰ ዝሓወይ አነ ረኣዬ እዩ እቲ ፅሕፈ ብዝሕ እዩ ነረ ግን ሰለ ሰብ ግን ኣይ ትገደሰ 🙏❤️

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 5 หลายเดือนก่อน

    አጀካ ያሬደ ዋላ ኣነ ብዝሕ ኮምንቲ ኣንበበ ብጣዕሚ እየ በሸቀ ዋ ሰብ ለሚ ካብ ዙ100%ፅብቅ ን ዙ1ሕማቅ እዩ ዘሪእ ዋ ብቻ ጎባዚ ዝሓወይይ ካዓ ብጣዕሚ አካ ጎቦዚ በዘይ ምገናነ👌🥰

  • @MomiMom-xs7dj
    @MomiMom-xs7dj 5 หลายเดือนก่อน +2

    ስላም ዶ ያሬድ ሓዉና አጆካ ናብ ምድያ ትመፅእ ተለካ ፅቡቅ ናይ ስብ ጥራሕ ትሪኢ የኮነይ እቲ ሕማቅ እዉን ዘሎ እዩ 🎉❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 5 หลายเดือนก่อน

    ይቅር ንእግዚአብሔር ዘሓወይ ገቡዝ እካ በተለይ አብ ሃይማኖትካ❤❤❤😮

  • @hjii1398
    @hjii1398 5 หลายเดือนก่อน +4

    ይቅር ብሃል አቦ ይቅር ይበለና ድኽልና መን እሞ ደይብድል 😢 👏

  • @shinashweldat6386
    @shinashweldat6386 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ዝሓወይ ኣብ ቃላትካ ተጠንቅቕ ሰብ ጠባይ ከቢድ እዩ

  • @RandomBG333
    @RandomBG333 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ያሬድ ስለ ማዕለብ ክብር እና አስፈላጊነት ለኛ ለኦርቶዶክሳውያን ማወቅ አለብህ ዕድሜህ ከ16 እስከ 18 ብትሆን ነው ገና ቲነጀር ነህ ገና ብዙ ስራ ይጠብቀሀል እየተማርክ ትመጣለህ አይዞህ ✌️

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg 5 หลายเดือนก่อน

    ይቅር ለእግዚአብሔር ይኩን ዝሓወይ
    ንኩለና ይቅር ይበለልና

  • @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
    @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 5 หลายเดือนก่อน

    ያሬድይ ይቅር ንእግዚኣብሔር የኩን ሓወይ❤

  • @Maheaberaha
    @Maheaberaha 5 หลายเดือนก่อน +2

    እወ ዛሓይ ለበም ከብኡለ ናይሰቅ ኮሞት ርእቶ አትፀለእ ልፅበቁ እዩ ጎታዋይ🙏🙏❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚

  • @gsgs2241
    @gsgs2241 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆካ ዝሓወይ ንስካ ውን ተጋግካ እካ ንሕና ውን ተጋግና ንከውን😂😂😂 ስለዚ ኣጆካ❤❤❤❤

  • @abrhamesfin7205
    @abrhamesfin7205 5 หลายเดือนก่อน

    አጆካ ያዳ ሓወይ አይትታሓለል ይአክ ታይ ይምልከቶ ህዝቢ😮😮

  • @Ffsw-cy6oo
    @Ffsw-cy6oo 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኳ ዝሓወይ ባዕልኻ ጠንካራ ኩን እንበር ሰብ ዝበልዖ እምበር ዝዛረቦ ኣይስእንን እዩ

    • @ብሰራትዩቱብ_1
      @ብሰራትዩቱብ_1 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤️

  • @EradaErada-j7e
    @EradaErada-j7e 5 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ንኩላትና ይቅረ ይበለልና🤲🤲

  • @لللل-د8و
    @لللل-د8و 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ጎታዋይ ድላየም ይቦሉ ሲቂልካ ሕለፎምም❤❤❤❤❤

  • @Galtgray-d6k2u
    @Galtgray-d6k2u 5 หลายเดือนก่อน

    ሙቅረይ ምንጫርኩምዋ😂
    ይቅር እግዚአብሔር አምላክ ይኩን ዝሓወይ ኣጀካ ኩላትና ንጋገ ኢና ❤🙏

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 5 หลายเดือนก่อน

    ንኩላቲና ይቂሪ ይበለሊና ወዲኖ ❤ግን መዳሃንአለም እዩ መረአያና ከሙኡ ወን ካብዚ ዓለም ገዲሎም ወዲኦም ዚሓለፉ ኣቦታትና እና ክንሪኢ ዘለና እንበር ዘሪፈ ከበደ ናቲና መረአያ ክታኸወን ኣይታኻእሊን ግን እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ናይ ቀደማ ይመሊሳ❤🙏

  • @HelenMeles-nu5re
    @HelenMeles-nu5re 5 หลายเดือนก่อน

    አሜን አምላክ ንኹልና ልቦና ይሃበና ንሰኻ ለ ሪኢቶና ተቀቢልካ ስለ ዝመፃኻና አምላክ የኽብርካ ንእሽተይ ለናደድትና ኸዓ መዓተብስ ተራ እዩ ትብል እያ እበር ካልእ አይኮነን ክሳብ መጨረሻ ግን ሪእዮ እየ ይቅረ ልእግዚአብሕር ይኹን🙏

  • @SaraSara-zu2vl
    @SaraSara-zu2vl 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ሓወኒ ነቀፌታ ኣይፅላእን እዩ ቀፅለሉ ብቻ ታ ማዕተብ ትብል እያ ንእሸተን

  • @Llll-v5v
    @Llll-v5v 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ያሪድ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @trihasyeman7784
    @trihasyeman7784 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኻኒ ዝሓወይ ይቅረ ንእግዚአብሔር ይኹን

  • @ZahraIbrahim-z5d
    @ZahraIbrahim-z5d 5 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚኣብሔር ንኩላትና ይቅረ ይበለልና

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 5 หลายเดือนก่อน

      @@ZahraIbrahim-z5d ሳብስክራይብ ግርለይ ሓላለይ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚💚💚💚

  • @Alem___01-u2o
    @Alem___01-u2o 5 หลายเดือนก่อน

    ያረደይ ኣነ ኣይፀረፍኩካን ነይረ ግን ይቅርታ ፅብቅ እዩ ምልክት ትሕትና እዩ ኣጆካ

  • @ዕባይ-ዓጋመ
    @ዕባይ-ዓጋመ 5 หลายเดือนก่อน

    ይቅረ ይኩንካ ያሪድ ሓወይ ኣነ ንባዕለይ ክሳብ መጨረሻ ሪአዮ እየ ግን ወቂሰካን ፀሪፈካን እየ ዘውቀሰንን ዘፅረፈነን ምክንያት ከዓ እቲ ማዕተብ ምእሳር ተገዳስነት የብሉልን ምንም ኣይኮነን ኢልካ ብትዕቢት ብዘይምግዳስካ እዩ ። ሰለዚ ኣነ እውን ይቅርታ❤❤

  • @adadd7522
    @adadd7522 5 หลายเดือนก่อน

    ምዓረይ ኣጆካ በርትዕ ዝሓወይ❤

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 5 หลายเดือนก่อน +5

    ይቅር ይኩንካዋ ትዛረብ እንተለካ ህድእ ኢልካ ተዛረብ ዝሓወይ ሚድያ ተጠቃሚ ደሞ ግዴታ እዩ ነቄፈታ ክቅበል እና ስሚዒታዊ ኣይትኩን ንብዓልካ ውን ጽቡቅ ኣይኮነን❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ አሕዋተይ💚💚💚💚

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 5 หลายเดือนก่อน +7

    ለሎ እዩ ያሪየደይ ፀሪፊ ኣሕዋትኻ ተፃዎሮ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤

    • @ብሰራትዩቱብ_1
      @ብሰራትዩቱብ_1 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤️

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @Ali-i9q
    @Ali-i9q 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ዛሓወይ🙏

  • @mulubrhanu
    @mulubrhanu 5 หลายเดือนก่อน +5

    ሐዚ ኣጥዒሙልካ ያርየድየ

  • @amlshaamlsha
    @amlshaamlsha 5 หลายเดือนก่อน

    ይቅር ለእግዚኣብሔር ይኩን ንኩለና እግዚኣብሔር ይቅረ ይበለና ወድነይ ግን ያሬድ ሓወይ ነቀፌታ ኣይትፅላእ ትዕቢት ንውድቀት ትቅድማ ትሕትና ፀጋ እግዚኣብሔር ትቅበል ግን ንእንጀራካ ብትሕትና እያ ሓወይ❤❤❤

  • @ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል
    @ኣቢ_ዩቱብ_ቻናል 5 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣ ብሐር ንኩላትና ይቅረ ይበለና

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube 5 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኻ ማዓረይ ብርትዕ ኢኻ❤❤❤❤🎉🎉

  • @Isjd-e7t
    @Isjd-e7t 5 หลายเดือนก่อน

    ትሕትና ይሃልካ ዝሓወይ ዘረባካ ልስልስ በል❤

    • @aaaabbbb3894
      @aaaabbbb3894 5 หลายเดือนก่อน

      እዙ ሓውና ብጣዕሚ ዩ ትሕተኛን ለዋህን ኣብ ገፁ ይፍለጥ ❤

  • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
    @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኻ ያሩየይ ሓበሻ ኸሙኡ እዮም ተር ከም ዓተር ሓደ ተወዲስካ ይዉድስኻ ሓደ ተፀሪፍካ ይፀርፉኻ ያሩዋይ ኣነስ ፍትው እየ ዘብለካ ለባመይ❤🎉

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 หลายเดือนก่อน

      መብሳም ክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዊይ ጀማሪት እየዎ🎉🎉🎉🎉🎉

    • @marbayname
      @marbayname 5 หลายเดือนก่อน

      ታእዩ እባ ከምእ አነስ ዛዝሓሰብክዋ እየ ወላ ካብሰብ ንፈለ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 หลายเดือนก่อน

      ክብረተይ ብሃይማኖት ዘለና ኣረአአያ ንክዓባ እዩ ጌጋ እንሃለዎ ግብዝ እንተበልናዮ ንዳሕሩ ንዓርሱ ፅቡቅ ኣይካነን❤

  • @birchannelብሪየቻናል
    @birchannelብሪየቻናል 5 หลายเดือนก่อน

    ሰብ ኾኑ ዘይጋገ የለን ማዓረይ ይቅሪ ልእግዚአብሔር ዩኽን

  • @BealaNaif
    @BealaNaif 5 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሔር ንኩላትና ይቅረ ይበለልና😢🤲🤲

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚

  • @tsegalove8199
    @tsegalove8199 5 หลายเดือนก่อน

    ያሬድ ሓወይ መጀመርያ ትሕትና ይሃልካ ቀፅሉ ደሞ ንሰብ እልካ ዘይኮነስ ዝኮነ ይኩን ትገብሮ ንፈጣርካ እልካ ግበሮ ። ኣብ ህይወትና ቅድሚ ኩሉ እግዚኣብሔር ኣቅድም ። ኣብዚ ምድሪ ተነበርና ተሓለፈልና መጎስ ተረከብና በቲ ንሱ ዝበና ፀጋ እዩ ተመትና ናቱ እና። ንሰብ ክተፍቱ እልካ ፈጣርካ እልካ ኣይተቅይም እምነትካ ኣብ ሕቶ ምልክት ኣይትእቱ ዝሓወይ። ሰብ ሎሚ ይድግፈካ ፅባሕ ይወቅሰካ ፈጣሪ ግን ኩሉ ግዜ ኣብ ውድቀትካን ዕበይትካን እምባካን ፀግዕካን ንሱ እዩ። ስለዚ ፈጣርካ ኣቅድም ዝሓወይ ሃይማኖት እምነት ካብ ልቢ እዩ ዝጅምር ።እምነት ደሞ ተግባር ትወልዳ።

  • @elsayork5228
    @elsayork5228 5 หลายเดือนก่อน

    ኣይብላዐ አንጅራ ጅላዐ አዮው ዝብል ሀበሸኣ ስብ ኣይትድርዐው ሐውና አዮው ንዓብዮው

  • @SmiraSmira-q2w
    @SmiraSmira-q2w 5 หลายเดือนก่อน +9

    መጀመርያ ቀስ እልና ምምካር ንካኣል ንምስማዕ ቅልጡፍ ኩን ንምዝራብ ድንጉይ ኩን እዩ ዝብለና ንዝኮነ ሰብ ብፀርፊ ዘይኮነ ቀስ ኣብልና ምርዳእ ንካኣል ንባዓልና ናተፃረፍና ከመይ ገይርና እና ሰብ ንእርም ተተጋግየ ይቅርታ ኣሕዋተይ ይቅር ልእግዚኣብሔር ይኩን ያሬደይ❤❤❤

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 5 หลายเดือนก่อน +3

      አነ ግን ዝጻረፍ ሰብ የረአኩን።
      ኩሉ ኮሞንት ፡ማተብ ምግባር እምነት እምበር ፡ባህሊ አይኮነንን እዩ ዝበለ
      እዚ ከዓ ተግሳጽ እምበር ጸርፊ የኮነን

    • @SmiraSmira-q2w
      @SmiraSmira-q2w 5 หลายเดือนก่อน

      እሞ ማዕተብ ግበር እዚ ሓወይ እዩ ዝባሃል እንበ ኣስላማይ ዲካ ቤንጤ ዲካ ከይፍረደካ ኣይትፍረድ እዚ ካኣ ቆልዓ ስለ ዝኮነ ቀስ ኣብልና ተልነረደኦ እየ ዝብለኩ ዛምቤተይ​@@HhBb-lr4tn

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ ማዓረይ💚🌿🌿🌿🌿

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 5 หลายเดือนก่อน

    ሚድያ ይ ወቀሳይ ዳኣ ክእል ናቀልካ ያሬድ ሸኮሪ🤌😘❤

  • @ህያብ
    @ህያብ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክብር ሓው ስኽፍ ኣይበልካ❤❤

  • @AbeyAse
    @AbeyAse 5 หลายเดือนก่อน +5

    አጆኻ ዝሓወይ ዝሮ ብወገነይ እውን ይቅርታ ይብለካ ያረደይ

    • @ብሰራትዩቱብ_1
      @ብሰራትዩቱብ_1 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤️

  • @MUChotMUChot
    @MUChotMUChot 5 หลายเดือนก่อน +3

    መክበሪካ ዉለድ ሓወይ ናተይ አብ ዝሓሰብካዮ ይብፅሕካ ፈጣሪ ሓሳብ ልበካ የስምርልካ ጎይታዋኒ🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ያሪየድ ሓዉና ግን እዚ ሰበ እስካዓ መጥረሻ ሰለ ዘይርእዮ እዩ ተሃወኮ ግን አብ መድያ ናትዓግስካ እዩ ፀቡቅ ሕማቅ ናትፀወርካ እዩ ሓዉና መስቀል ደማ አብ ክሳድና እንአስሮ መለለይ እምነትና እዩ ዝሓወይ እምነት አብ ልቢ እዩ ዝበል ጌጋ እምነት በዘይ ግብሪ ምይቲ እያ ❤❤❤🎉🎉
    James 2 ትግ - ያእቆብ
    14: ኣሕዋተየ፡ ሓደ ሰብ፡ እምነት ኣላትኒ፡ እንተ በለ፡ ግብሪ ግና ካብ ዘይትህልዎ፡ እንታይ ይጠቅም፧ እዛ እምነት እዚኣዶ ኸተድሕኖ ትኽእል እያ፧
    “እምብኣርከ ስጋ ብዘይ መንፈስ ምዉት ከም ዝዀነ፡ ከምኡውን እምነት ብዘይ ግብሪ ምውትቲ እያ።”
    - ያእቆብ 2፥26

  • @GalTigrayhaftiTdfmeley
    @GalTigrayhaftiTdfmeley 5 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ ናተይ ከም ሓውና ስለ ዝረአናካ አቅሪብና ኢና እና ነቀፌታ ኣይትፅላእ ኣጆና ንኩላትና እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለልና🙏

  • @Monliaz
    @Monliaz 5 หลายเดือนก่อน

    አይይ ያሬድዬ ❤ሰቕልካ ዶ ይቅረታ ብይ ናተና ሰብ ኩሉ ውዩ እዩ ዋ ::

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 5 หลายเดือนก่อน +5

    ከዚ ለቢምካ ❤ሓወይ ምዓረይ

    • @ብሰራትዩቱብ_1
      @ብሰራትዩቱብ_1 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤️

  • @annopyjvvcfhtuo536
    @annopyjvvcfhtuo536 5 หลายเดือนก่อน

    ወላ ፅቡቅ ተዛሪብካ ፅቡቅ ዝብለካ የለን ሓበሻ መጣቆሺ እዩ ናይ ሰብ ኣይትገደስ🤒

  • @titiy11
    @titiy11 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሰጀመር ዘረበኻ ደረቅ ገፅካ ደረቅ መልሰኻ ደረቅ ይቅርታ ንምባልሰ ሸረ ነይረ ክምለሰ ዓዲግራት ገይርኻዬ ሓጻሪን ጹፊፉን ለይትገብሮ ቆልዓ😊

    • @briefkr
      @briefkr 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 bhaki

    • @fgchffhfh9256
      @fgchffhfh9256 5 หลายเดือนก่อน

      ይቅርታ ምባል ክንደየናይ ከምዝካበዶ እየ ተዓዚበ