ባቡ ፕራንክ 💑ዘይናትኻ ኣይናትኻን👌ፍቅሪ እምነት እዩ 👪ሰበይትኻ ሰበይተይ እያ 👰ክወቀዐኒ እሉ 👊ንጆቴ ፕራንክ ገይረዮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 411

  • @endababuentertainment
    @endababuentertainment  4 หลายเดือนก่อน +72

    ዝተከበርኩም ኣሕዋተይ እዛ ፒን ገይረያ ዘለኩ ናይ ጆቴ ዩቱብ እዩልኝ ሞ ኣብዛ ሊንክ youtube.com/@joteleul?si=QYk1WZZ-ew46Dpng እናኣተኩም ሳብስክራይብ ግበሩሉ

    • @لملم-ب2ط
      @لملم-ب2ط 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብራይክ.ገር

  • @HdtDy35
    @HdtDy35 4 หลายเดือนก่อน +119

    ውይ ጆቴ ግን ትዕግስቱ የኔ ማር😢
    ስጦታ ይወሃቦ ትብሉ👍ግጨይኒ

    • @RawhaMohMmd
      @RawhaMohMmd 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂ኣይ ፈሊጦሞዮም ሓሸዉቲ ክንደይሞ ዘይራኣና 😅

  • @AaAa-r4x1e
    @AaAa-r4x1e 4 หลายเดือนก่อน +51

    ድንግል ስለ ለግነያ እዩ ጆቲ ተኣማሚኑ 😂😂ላይክ ደቂ መዳም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክ

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 4 หลายเดือนก่อน +74

    ብሮዚዋይ ጆቲዋይ እማ ከይትመፀአኒ ብጣዕሚ ዝፈትወም ናይዙ ዘመን ብሉፃታ ፍቅራት እዮም ከመይ ሮዚ ጆቲ ዝፎቲ ላይክ

    • @Tyty112-ij7qm
      @Tyty112-ij7qm 4 หลายเดือนก่อน +1

      me too ዘምናየይ ደምቀት♥️

  • @Hani-w9i
    @Hani-w9i 4 หลายเดือนก่อน +29

    ያ ሓባይብ 50k ነብፀሐዮ ነዕብዮ ክፈትዎ ማዓት እየ ❤

  • @gedu8644
    @gedu8644 4 หลายเดือนก่อน +73

    ናይ ጆቲ መልሲ ዝተመችዎ👍❤

  • @tdfdemey
    @tdfdemey 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጆቲየይ ለባም❤❤❤❤❤ዉቅሮ ዓዱ ከማይ ዝናፈቀ👍✌️❤️‍🩹🤌😢

  • @FhfHht
    @FhfHht 4 หลายเดือนก่อน +17

    እስይይይ ኣንበሳ ልሰበይቱ ዘለዎ ኽብሪ ❤️❤️❤️ኩሎም ኣወዳት ከማኻ ተዝኾኑ 😥

  • @gedu8644
    @gedu8644 4 หลายเดือนก่อน +27

    ላይክ ደስ ኢሉኒ ዋ 👍በሉኒ😂

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዋው ኩሎም ኣወዳት ከማካ ተዝኮኑ ጆቲዋይ ተዒዲላ ሰበይትካ 🙏😘ባቡዋይ ለ ይፈትወካ እየ የዋህይ💘

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf 4 หลายเดือนก่อน +14

    Ezi wedi ጆቲ ዝብሃል ዓቅሊ ኣለዎ እምበር መብዛሕትና ኣወዳት ብሰበይትና ዝመጽኣና ዓቕሊ ኣይንገብርን እና።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @Wejeretyti
    @Wejeretyti 4 หลายเดือนก่อน +17

    ዋእ ባቡ ግን አነ ፈርሐ ዘለኹ ብት ብጭርቆ ርእስኻ ፋሕ ከያብለካ ኤረ ብሰበይትኻ ምምፃእ ዉይ ዓቅል😢

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน

      ደምረን🎉❤🎉❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 4 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዓሚ ለባም ኢካ ጀግና አብ ሰበይቲ ዘለካ ክብሪ እወነት አጀንቀካ❤❤❤🎉

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 4 หลายเดือนก่อน +21

    ትክክል ጆቲ ናይ ትማሊ ዘይከነስ ናይ ሕጂ እየ ዝርኢ ባቡ ሓወይ አብ ናይ ሰብ ሓዳር ከምዚ ደስ ኣይብልን ጆቲ ግን ዘለዎ ትዕግስቲ እንበር ከ እምነት ብጣዓሚ ዝፈትወም ፋሚሊ እዮም 🙏❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

    • @assass8589
      @assass8589 4 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ❤

    • @assass8589
      @assass8589 4 หลายเดือนก่อน

      ትክክል😢

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 4 หลายเดือนก่อน +7

    ፍቅሪ ማለት ጀሲ ከየድነቅክካ ክሐልፍ አይደልን ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ብፍቅሪ የንብርኩም❤❤❤❤❤❤ከምዚ ዝበለ ፍቅሪ ይዓድለና❤❤❤

  • @HKPL-w6d
    @HKPL-w6d 4 หลายเดือนก่อน +17

    ጆቱዋይ ኩቡር ሰብ ታዓዲላ ሰበይትካ ❤❤

  • @Shga-b8o
    @Shga-b8o 4 หลายเดือนก่อน +5

    ካማካ ዝበሉ የብዘሐዮም ተዓዲላ ንሰበይቱ ዘለዎ ክብሪ ማርያምን ጆቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @Selam-t2w
    @Selam-t2w 4 หลายเดือนก่อน +20

    አረ ባቡዋይ ትናጎሮ ቃላት ፍለጦ ልብካ ልነክእ ቃላት ኣይትናገር😢ብዝተረፍ ይሞችኩም❤

  • @yoniyoni-cy9td
    @yoniyoni-cy9td 4 หลายเดือนก่อน +26

    ባቡ ሓወይ ከመይ ኣለካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዘክብረካ ግን ካምዚ ዓይነት ኣይትስራሕ ምክንያቱ ሑሉፍ ዓርኪ እንተነይርዋ ንሓውና ሩኡሱ ካምዘትሕት ኣይትግበሮ ብሮ ብካሊእ ክትመፀና ንፅበ ኣለና ሰላም ነዓኩም

    • @Kiyagrmay
      @Kiyagrmay 4 หลายเดือนก่อน +3

      ብሓቂ ፈትየዮ ሓሳብካ ❤ሳብስክራይብ ግበለይ😅

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

    • @yoniyoni-cy9td
      @yoniyoni-cy9td 4 หลายเดือนก่อน

      @@Kiyagrmay ፈሊጥኪስ😜

  • @BealaNaif
    @BealaNaif 4 หลายเดือนก่อน +10

    ዋይ ጀቲ ጎይታ ዓቅሊ ይሞችካ🎉🎉🎉

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 3 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ይመችካ ጀቲ ብጣዕሚ❤❤❤❤

  • @GgRr-r4y
    @GgRr-r4y 4 หลายเดือนก่อน +9

    ካምዚ ዝበለ ዓይነት ብራንኪ ይቅረካ ዋይይይይ

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ ዝወዲ ትዕግስትይ ይመችካ👍🥰ባቡዋይ ከቢድ prank ኣይትግበር😅😂🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 4 หลายเดือนก่อน +5

    ጆቲ ለባም ናትማሊ ኣይምልከተኒ ናሎሚ እየ ዝርኢ ዕድመ ይሃብካ ሮዚ ዕድለኛ እያ ብሓቂ❤❤ተምሃሩ ኣቱም ሓደ ሓደ ኣወዳት ጋል ስለ ዘንባዕኹም ጅግንነት ዝመስለኩም ጉኑፋት😅😅ለለ ከይትፀርፉኑይ ተምሃሩ ካብ ጆቲ😂😂ባቡ ኣይተኻኣልካን

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 4 หลายเดือนก่อน +39

    ጆቲ ተረኺብካ ሎምዓቲ ግን ኣብ ብዓል ቤትካ ሮዚ ዘለካ ክብረት እምነት ብጣዕሚ ከየድነቅኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ባቡ ድማ ጋብዞም ኢኻ ንክልቲኦም ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዋላ ፕራንክ ይኩን ባቡ ቃላትካ ግን ተጠንቀቀሎም😢 ዝወዲ ግን አንየዎ ትዕግስቲ ኣዲኒቀካ🎉❤

  • @ተስፋዊት
    @ተስፋዊት 4 หลายเดือนก่อน +11

    ጆተይ ኣኞካ ብሩከይ😂 ብሰበይትካ እማ ትዳራደር የብልካን ❤❤❤❤❤❤❤ ከምኡ ዝብል ስብኣይ ይፍጠረልና😢

  • @MomonaBerhe-w2n
    @MomonaBerhe-w2n 4 หลายเดือนก่อน +4

    ጆቴ ትዕግስቲ ፍቅርኹም የብዘሐዮ ኣሕዋተይ❤🎉🎉

  • @Reham-m8u
    @Reham-m8u 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዝጠቅመካ ደርብኻ ያ፡፡ኣቤት መልሲ❤❤❤ጆትየይ ትዕግስትካ ግን💯❤️👌

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዝጠቅመካ ደብረካ። እወነት ባቡ ሰብ ንሰብ አይደረበዮን አረ ከምዚ ዘበለ ዘረብ ፅብቅ ኣይኮነን ጀግና ሰብ በሰበይቱ ብዓዱን ዘመፀ ዘይፈቱ ጀግና ❤

  • @ጎልራያኩኩፉቶ
    @ጎልራያኩኩፉቶ 4 หลายเดือนก่อน +19

    😂😂😂😂ቁሩጥም ኣብላ ወድ ዓበይት በሰበይትና ባዓድ ቀልድ የለይ😮❤

  • @senugalTigray-r4l
    @senugalTigray-r4l 4 หลายเดือนก่อน +13

    ዝጠቅመካ ደርብኻ ያ ።አቤት መልሲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

    • @SamriMearg
      @SamriMearg 4 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ መልሲ አብ ቡታአ❤❤❤❤❤❤

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 4 หลายเดือนก่อน +13

    ኣቤት ፅንዓት ኣሰይ ደስክብል❤❤❤❤

  • @SabiyaSook-r5i
    @SabiyaSook-r5i หลายเดือนก่อน +1

    ትክክል መልእክቲ ባቡየይ ጎቦዛት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 4 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ትዕግስቲ ለባም ሓወይ ዝጠቅመካ ደሪብካ❤

  • @rgvcfajxf5923
    @rgvcfajxf5923 4 หลายเดือนก่อน +18

    ኩሎም ኣወዳት ብስበይተም ካማካ ያ ትትኮኑ ይመችካ ግን ብሮ😊 ❤❤❤❤

    • @assass8589
      @assass8589 4 หลายเดือนก่อน +2

      መሬት ገነት ምከነት😂❤

  • @ዜዱ
    @ዜዱ 4 หลายเดือนก่อน +16

    ባዕለይ ቅደምይቲ❤❤😂

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዜዱ🎉

  • @shkoratttaaaa9839
    @shkoratttaaaa9839 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዝጠቅም ኢካ ደርቢካ ኣይትድገምን ጆቲ❤❤❤😂😂😂 ባቡ ለ ይመችካ😂

  • @TtYy-pi6wk
    @TtYy-pi6wk 4 หลายเดือนก่อน +4

    ውይ ጆትየይ ትዕግስትካ❤❤❤ ይመችኩም ሙቁራተይ❤❤

  • @ሄዋንጓልውቅሮ
    @ሄዋንጓልውቅሮ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ጆቲየይ ወዲ እነማዓረዋኒ ለባም እዩ ኮ ዝሓወይ ብሰበይትካ ዝመፅአካ ማ ኣይኮንን ዋ❤ ኣጆካ😂

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 2 หลายเดือนก่อน +1

    ይበል ትዕግስቲ ኣብየት መልሲ ዝጠቅም ደብሪኻ ።❤ ኣብ ፍቅሪ እምነት ክህሊ ኣለዎ ብሓቂ።❤ ይመችኹም ባቡዋይ ለ ሃየ ጥንቅቅ በል❤

  • @Cgd-l2s
    @Cgd-l2s 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይይይ ካማካ ዝበለስ የብዝሐዮ ሰበይትካስ ከመይ ታዓዲላ ንዓኻ ዝረከበት ❤❤❤❤❤❤

  • @JOTELeul
    @JOTELeul 4 หลายเดือนก่อน +98

    ዋይ ኣነ ጆቴ 😢😢 babu gen 🙆

    • @Teamt-ጥዕምቲM
      @Teamt-ጥዕምቲM 4 หลายเดือนก่อน +8

      @@JOTELeul ሕነኻ ፍደ ጆቴ ሓወይ ከይተሕፍረና😆

    • @JOTELeul
      @JOTELeul 4 หลายเดือนก่อน +10

      ​@@Teamt-ጥዕምቲMእሺ ሓፍተይ ናተይ🙌😘

    • @lilikabastgalaestbi1322
      @lilikabastgalaestbi1322 4 หลายเดือนก่อน +2

      Hnaka fda jati😔

    • @ትዕግስቲ12
      @ትዕግስቲ12 4 หลายเดือนก่อน

      ጀቲ👌👌👌💖💖ለብም​@@JOTELeul

    • @Selam-t2w
      @Selam-t2w 4 หลายเดือนก่อน +1

      ጆቲየ ሕነካ ተዘይፈዲካ ከይተሕፍረና😮😢

  • @سلامسلام-ن4ر
    @سلامسلام-ن4ر 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኩሉኩም ኣወዳት ከም ጆቴ ኩኑ❤❤❤

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 4 หลายเดือนก่อน +9

    ኩሎም ኣወዳት ከማካ ተዝኮኑ ኣብ ፍቅሮም ፅኑዓት ይሞችካ ብራዘር ❤❤❤ ባቡ ግን ኣብ ፍቁራት ጠውለቅ ኣይትበል😂😂😂😂😂

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤💛❤💛

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 4 หลายเดือนก่อน +2

    ደቂ ሓላል መሬት ዋውውው ልግርም ፕራክ❤❤❤

  • @AhGd-wt5yu
    @AhGd-wt5yu 4 หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ እዚ ባዓል ሰበይቲ ዘለዎ ፅኒዓት ሓዳርኹም ይባረኽ✝️

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 4 หลายเดือนก่อน +4

    ባቢዋይ ፅሩይ ኣጀኩም ቀፅለሉ ዞም ናትና ጆቴ ግን ትዕግሰቱ ዋውው 100% ❤ ዝጠቅም ደርበካ የበለይ ኣቤት መልሲ❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @TespayTespay
    @TespayTespay 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ማሃሪት ልኾነት ፕራንክ የቅንየልና ባቡ ዝወዲለ ብጣዕሚ ለባም መስተውዐሊ እዩ ይመቸዮ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጀቲ❤❤ ትዕግስተኛ. ኢካ❤❤❤ ባቡ. ንእሽተይ ጥንቅቅ በለ😮

  • @Yrguyrgu-o8n
    @Yrguyrgu-o8n 4 หลายเดือนก่อน +3

    ጀግና ናይ ባሓቂ❤❤😘😘😘

  • @Gotytom
    @Gotytom 4 หลายเดือนก่อน +15

    ዝጠቅመካ ደርብኻ ያ አቤት መልሲ❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน

      ደምረን🎉❤

    • @Gotytom
      @Gotytom 4 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 አሺ❤

    • @MamaLove-tp1lt
      @MamaLove-tp1lt 4 หลายเดือนก่อน

      ባቡየይ

  • @ሃዋክያንያስታግስልን
    @ሃዋክያንያስታግስልን 4 หลายเดือนก่อน +5

    ዝጠቅም ደርቢካ መልሲ ይበል❤❤🎉🎉 ብዝኮነ ይሞቸኩም

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd 4 หลายเดือนก่อน +2

    ስራዓት ባባቡ ሰብ ሓዳር😊 ደሞ ዕድመን ይሃክም ፈጣሪ❤❤

  • @FhchvHchc
    @FhchvHchc 4 หลายเดือนก่อน +5

    ልጠቅም ደርቢካ እዶ ኣይበለይ ጆቲ ጅግና

  • @assass8589
    @assass8589 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጆቲየ ብሓቂ ዘድንቀካ ሰብ እየ ሮዚ❤ ጀቲ ፍቅርክም የብዘሖዮ ደቅነይ❤❤❤❤❤

  • @ነኝፈቃርነቦኣ
    @ነኝፈቃርነቦኣ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ለባም ሓውና ከማኻ ዝበሉ የብዘሐዮም ♥️
    ባቡ ግን 😁

  • @mghsw3508
    @mghsw3508 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ጆቲዋይ ተባረክክ👏💗💗💗💗💐💐

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ካጀካ ለባመየይ ሕሉፍ ሕሉፍእየ የኔ ጂግና ❤❤❤❤❤❤

  • @GrgiGdhb
    @GrgiGdhb 4 หลายเดือนก่อน +2

    መስኪን ሓወይ ብጣዕማ ኣካ አሙን ኣፊቅሪ❤❤❤ማራ ጀገና ዝኩና ወዲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጡዑይ ስብ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @nebyat2363
    @nebyat2363 4 หลายเดือนก่อน +8

    ጀሲ ማዓርይይ🥰

  • @jbb5702
    @jbb5702 4 หลายเดือนก่อน +3

    ጆቲ ጅግና ኢካ❤❤❤❤❤

  • @BerhanK-wz4sw
    @BerhanK-wz4sw 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ጆቲ ይሞችካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @temesgenamlak4707
    @temesgenamlak4707 4 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwwww anbesa eyu ezi wedi ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 4 หลายเดือนก่อน +11

    ጀሲ ጀግና ኢካ ብሓቂ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @AlemAlem-i7d
    @AlemAlem-i7d 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ብዓል ምሉእ እምነት ጎቦዝ💝💞💝💝 ጀቴ ❤❤

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብየት ፀባይ ሰናይ ጆቲ ሓወይ ትግስቲ ኣለዎ❤❤❤❤❤❤

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና እዩ ጆቴየይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሕልናዊትጋልውቅሮ
    @ሕልናዊትጋልውቅሮ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጀቲ ጎይታ ዓቅሊ ዛወዲነዋይ❤

  • @squals6222
    @squals6222 4 หลายเดือนก่อน +2

    ይፈትወካ እየ ባቡዋይ የኔ ዋ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጆቲዋይ የኔ ምስክን የሕዚንኒ ኡነተይ😢

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm 4 หลายเดือนก่อน +26

    እስኪ ዳኣነ ንሓፍትኩም ብቅኒዕና ኣጆኪ በርትዒ እልኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ 🙏ከይትሓልፋኒ ደቅነይ

  • @BNGK-el2yf
    @BNGK-el2yf 4 หลายเดือนก่อน +3

    ባቡ ይመችካ ብሮዋ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Meri-yu8yx
    @Meri-yu8yx 4 หลายเดือนก่อน +3

    ጆቲ ልቃሕካ መልስ ባቡ ግን ናይ ኢድካ ኣይትስኣን ❤❤❤❤❤

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ለባማት ኢኩም ኩሊኩም❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 4 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ጆትየይ ኣዮካ ትዕግስቲ ግን👌👌ተይድነቅኩ ክሓልፍ ኣይደለይ ብዝኮነ ኣብ ፍቅሪኩሞ የፅንዕኩም ጆቲ &ሮዚ ምቅሪተይ ኣነስ ክፎትወኩም
    ማዓረገይ ግና ኣይተካእልካይ እና ቀፅለሉ ብዝሕ ትምህሪቲ እናወሰድና ኢና ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ እና ብጣዕሚ እየ ዝፎትዎኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤💛❤💛❤

  • @ቅሱ-ነ6ደ
    @ቅሱ-ነ6ደ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ትዕጉሰቱ ይፈለእዩ❤

  • @SaSa-x8t9z
    @SaSa-x8t9z 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ በሓቂ ፍቅርኹም ይብዛሕ❤❤❤❤

  • @wswits1098
    @wswits1098 4 หลายเดือนก่อน +1

    አይይይ ሰባአይ ማለት ❤❤

  • @SosA-tg4ll
    @SosA-tg4ll 4 หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ ጆቴ ጎይታ ዓቅሊ ይሞችኹም ❤😁😁😘

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @SabiyaSook-r5i
    @SabiyaSook-r5i หลายเดือนก่อน +1

    ለባም ኢካ ጆቲ❤❤❤❤❤❤

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 4 หลายเดือนก่อน +16

    ❤❤❤❤❤ፍቅሩኩም የብዘሐዮ ሸኮሪናታታት

  • @AbhaAbha-pq1vi
    @AbhaAbha-pq1vi 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብየት መልሲ ዝጠቅም ደብርካያ በትክክል❤❤

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s 4 หลายเดือนก่อน +2

    ውይ ማዓረይ ዓቅሊ ጄቴ❤

  • @kahsudesta6738
    @kahsudesta6738 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ya 50k nbxehlo ♥️💛👌

  • @ተስፋ-ኘ1ሸ
    @ተስፋ-ኘ1ሸ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጆቲዬ ኣራዳ ይመቺካ ዝጠቅም ደርቢካያ ❤👌😍

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ባብዋይ ጊምጭጭ ያ😂❤😢

  • @RozaBeyene-r5q
    @RozaBeyene-r5q 4 หลายเดือนก่อน +2

    Kulokum awedat kem jetu kunu anes kfetwekum maaret eye babuye maarey yfetyeka eye❤

  • @Treettil
    @Treettil 4 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤ኩሉኩም ኣወዳት ከም ጆቴ ኩኑ

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጠንክር ባቡየ❤❤❤

  • @ZhhdBhdd
    @ZhhdBhdd 4 หลายเดือนก่อน +4

    ጀቲ ጀግና ኮ❤

  • @salib3757
    @salib3757 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ እዩ ትምህርት ዛም ሓተይ❤❤

  • @BRETUBE1ብሬ
    @BRETUBE1ብሬ 4 หลายเดือนก่อน +6

    እዚ ፕራንካ ክኸብድ ባቡየ ኣነ ተዝኾን ኔይረ በቲ ሃይላንዲ ገፅካ ምበልኩኻ😂

  • @لملم-ب2ط
    @لملم-ب2ط 4 หลายเดือนก่อน +1

    ባብ.ይመቸካ❤❤❤

  • @ጓልእንዳባጉና
    @ጓልእንዳባጉና 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ናትማሊ ኣይምልከተኒ ይሞችዮ😅

  • @WegeneMekonen-dr6ss
    @WegeneMekonen-dr6ss 4 หลายเดือนก่อน +2

    Kemaka yabzhayo edmen tena yahbka wuledu kbedu❤❤❤❤

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጁቲ ጎቦዝ❤❤❤❤❤❤

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 4 หลายเดือนก่อน +11

    እሰይ ጆትየይ ፅፍፍ ዝበለ መልሲ ቦእነት አኹሪዕኻኒ ቀፅለሉ❤❤❤
    ኣታሃዛዉ ናመፃኢ ሽኣየይ ናዓ ተምሃር😂😂

    • @AbraeshGaresea
      @AbraeshGaresea 4 หลายเดือนก่อน

      ኣታሃዛው ያ😂🤣🤣

    • @Reham-m8u
      @Reham-m8u 4 หลายเดือนก่อน

      ብሃዛዉ እ😂😂😂

    • @Azmra-ye6bd
      @Azmra-ye6bd 4 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

  • @abrahamgirmay3044
    @abrahamgirmay3044 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሲ ለባም ሰብ👏

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 4 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤eway jote wetat zeymesil tiegstu ❤❤❤jote rosi teadilki❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ😊❤🎉