መደብ ምዝንጋዕ ምስ ኪሮስ ኣስፋሃ ኩፍሎም ይከኣሎ ካሎት ስነጥበባውያንን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 29

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደቅ መለይ ኣሕዋትና ደሰ ዝብለ ውዕሎ ኣጀኹም ንስኹም ትዕወቱ ኣቱም ሰብ መትከለ 💙💙💙🌿💙💙💙🌿🌿💙💙💙💙💙

  • @fthi3585
    @fthi3585 2 หลายเดือนก่อน +1

    አስይ እስይ አስይ ብሩኻቴይ ደስ ኽትብሉ ዓይኒ ሐሳድኹም ድፍን ይበል ጥዑም ዘበን ኽምለስ እዩ መፃኢ ውልድና ብርሃን ኽኾነሎም ቀፅልወ ደቀይ ወዲ ምባእ ወዲ ህዝቢ ንበረልና ቡሩኽይ ፁቡቅ ግይሩ ገርኻ

  • @misghinnatesfe4142
    @misghinnatesfe4142 2 หลายเดือนก่อน +5

    💙🌿✌🏾✊ዕዉት ሰሚንር✊ብርጌድ ንሓመዱ✊ፍራክፈርት ጀርመን። ኣጆኹም፡ ኩሉ ከምዚ ከማኹም እንተ ዝዓስል ቀደም ዓድና ምኣቶና። ብርጌድ ንሓመዱ ✊ይዕወት። ሎሚ ምሳኹም💙🌿✌🏾 ብምውዓለይ✊ካብ መጠን ንላዕሊ✊ኩሩዕ'የ✊✌🏾🌿💙

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክፍሎመይ ጅግና ዝፈትወካ ወገነይ ሰላም ንዓኻ ኣርማ ሰላምን ፍቅርን 🌿🌿💙💙💙🌿🙏🙏😍💋💋🌿💙💙💙🌿🌿💋💋😍😍

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክፍሎመይ❤ ደመይ ምስ ኣሕዋትካ ደቅ መለይ ወድ ሞባእ ሓወይ ዓቕምካ ክተበርክት ካባኻ ቡዙሕ ክንፅበእና ሓደ ንሓመዱበር ክልተ የለን👌💙💙🙏✔️

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346 2 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💞🥀

  • @yonasn845
    @yonasn845 2 หลายเดือนก่อน +1

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 2 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ሪኢና። ክትቅጽልዎ እዉን ተስፋ ንገብር። ታሪኽ ሻዕቢያን ማዓበል መለይን ከምዚ ክልተ ዘይራኸብ ማግነት ኢዩ፣ኣብ ስማዊ ቃልሲ ሻዕቢይ ሰለስተ ደረጃ ነርዎ ንሱ ድማ እቲ ፊድል ዘይቆሰረ ተጋዳላይ ካብ ሃዘሞን ቁሓይንን ዓንሰባን ዝመስጸ ብበዓል ናይዝጊ ክፍሉ ዝወጸ ሽም ነይሩዎ ንሱ ድማ ድብኦ ዝብል ኢዩ ።እቲ ካብ ሸምተ ክፍሊ ንላዕሊ ዝኾነ ግን መዋእሉ ኣብ ሓለዋ ኢዩ ዝነብር ኣኸባ ኣብ ዝተገበሩ ግዜ እቲ ድብኦ ዝብልዎ እንድሕሪ ሕቶ ሓቲቱ ብቀታ ናብ ቤተመንግስት ፋሕ ኢያ ትልኣኽ ደሓር ካበዮኖት ኢዩ ዝብል ሕቶ ኢዩ ዝመጽእ
    ካብቶም ድብኦ ኢሉ እንት መሊሱ ደሓን ኣብቲ ዘለዎ መቅጻዕቲ ሃቦ ኢያ ትዉዳእ። ካብቶም ማእከሎት እንተተባሂሉ ግን ናባና ስደዶ ንሳሕል ድሕሪኡ ነቲ ሰብ መዋእልካ ኣይተርኸቦን ኢኻ
    ስለዚ ሰማያዊ ማዕበል እቶም ገዳይም ተቃለስቲ ምዕዳምኩም ዘሓጉስ ኢዩ።ኣብ ቃልሲ ድብኦን ዕትሮን ዝበሃል የለን

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 2 หลายเดือนก่อน

    Viva brigadenhamedu, God bless Eritrea@

  • @Marydebas
    @Marydebas 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙

  • @Nega998
    @Nega998 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks

  • @BcufKboh
    @BcufKboh 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Nega998
    @Nega998 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰልጠነ ሓወይ ነዛ ቀያሕ ልብበር ፀልእካያ በቃ ኩስትሞ ሄለን እልካያ😂😂

    • @GhGh-c8h
      @GhGh-c8h 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኩሱቱሞ ሀለን መለሰ እልዋ😂😂💙💙💙💋💋💊💊💊💊💪💪💪 ክፎትወካ ማዓታ እየ ኣቦ ሓቅ ኣቦ ድካ ኣቦ ፍትሕ ሰላማ ኩሉ ግዝየ ናዓካ❤❤❤💊💊💊

  • @senaitabraham3763
    @senaitabraham3763 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsigabberhe4281
    @tsigabberhe4281 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙

  • @SamsomSami-r4t
    @SamsomSami-r4t 2 หลายเดือนก่อน +1

    😮😮😮🎉

  • @mebrhgebreyohannes4754
    @mebrhgebreyohannes4754 2 หลายเดือนก่อน

    deki meley ajokum tray nkdmit

  • @tesfazghitewelde9326
    @tesfazghitewelde9326 2 หลายเดือนก่อน

    Nay Wedi Mibae zereba aserte gizie Eritrawyan ena mibal bzuh ayteberehanin .

  • @trhasmike9554
    @trhasmike9554 2 หลายเดือนก่อน

    Dki meley

  • @yodittekelemariam9628
    @yodittekelemariam9628 2 หลายเดือนก่อน

    Asey stebqety Bergyd edmen tenane yhabkom nkolkom 🩵🩵🩵🌿🌿🌿🌿🩵🩵🩵🇩🇪🇩🇪🇩🇪💪✍️🙏

    • @help-z2q
      @help-z2q 2 หลายเดือนก่อน

      💙 ❤️ 💜 💖 💗 💘 💙 ❤️ 💜 💖 💗 💘 💙

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💞🥀

  • @Nega998
    @Nega998 2 หลายเดือนก่อน +1

  • @Nega998
    @Nega998 2 หลายเดือนก่อน +1