Tigrigna Audio Bible, The Book of Joshua | መጽሓፍ እያሱ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
  • เพลง

ความคิดเห็น • 59

  • @LulaTemi
    @LulaTemi 10 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏, God bless you brother 🙏 ❤🎉.

  • @teblaxnagsy
    @teblaxnagsy 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💝🥰💝💝🥰

  • @user-ge5lz3fn7j
    @user-ge5lz3fn7j 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ሂወት ያስመዐልና❤❤❤

  • @robelmosazghilebasikingeri9970
    @robelmosazghilebasikingeri9970 ปีที่แล้ว +3

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @selamdebas2033
    @selamdebas2033 2 ปีที่แล้ว +2

    Amennnnnnn god bless yu brother

  • @haileabay5966
    @haileabay5966 5 ปีที่แล้ว +2

    Amen betami des zebel kele hiwot yesmalena

  • @EfremWeldedawit
    @EfremWeldedawit หลายเดือนก่อน

    Amen

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox หลายเดือนก่อน +1

    Joshua 1 (ትግ) - ኢያሱ
    7: ከምቲ ሙሴ ባርያይ ዝኣዘዘካ ዅሉ ሕጊ ንምግባሩ ኽትሕልዎ ጥራይ ደኣ፡ ጽናዕን ኣዚኻ ትባዕን። ናብ እትኸዶ ዅሉ ምእንቲ ኪቐንዓካስ፡ ካብኡ ንየማን ኰነ ንጸጋም ኣይተግልስ።
    8: ነቲ ኣብኡ እተጻሕፈ ምእንቲ ተጠንቂቕካ ኽትገብሮስ፡ መዓልትን ለይትን ኣስተንትኖ እምበር፡ እዚ መጽሓፍ ሕጊ እዚ ኻብ ኣፍካ ኣይትፍለ። ሽዑ መገድኻ ተቕንዕ እሞ፡ ሽዑ ድማ ኪሰልጠካ እዩ።
    9: ጽናዕ፡ ትባዕ፡ ኢለዶ ኣይኣዘዝኩኻን፧ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ኣብ እትኸዶ ዅሉ ምሳኻ እዩ እሞ፡ ኣይትፍራህ ኣይትሸበር ከኣ።

  • @Awate1990
    @Awate1990 4 ปีที่แล้ว +1

    Egzbher yebareka kahen hezkyas

  • @binimilli788
    @binimilli788 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና.

  • @selamawittewelde7261
    @selamawittewelde7261 3 หลายเดือนก่อน

    Gad bless you, my brother

  • @user-wb2qj4vv2o
    @user-wb2qj4vv2o 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን,💖🤲🙏 ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን 💖🤲🙏ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና, ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን 💖🤲🙏ጸጋ ጥበቡ የብዝሓልካ ኩቡር ቀሺ ህዝቅያስ ሓውናን ኣቦናን 💖🤲🙏

    • @selamawittewelde7261
      @selamawittewelde7261 4 หลายเดือนก่อน +1

      ዝሰማእክዮ ኣብ ልብኪ መንታን ከኣቱ ነቲ፡ክንዲ ህጥያትና ዝሞተን፡ዝተንሰአን ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ከም ናይ ግሊ መድህንኪ ጌርኪ ተቀበልዮ ብርክቲ ህፍተይ

  • @user-bx2cw1kv9i
    @user-bx2cw1kv9i 5 ปีที่แล้ว +5

    እግዝኣቢሄር ይመስገን ተባረክ ብሩክ

  • @filmonkibrom4874
    @filmonkibrom4874 5 ปีที่แล้ว +3

    Qale hiwet yesmalna💖🙏

  • @mimitekulu7296
    @mimitekulu7296 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሕየውት የስምዓልና 🙏🥰🥰

  • @abelmulue8903
    @abelmulue8903 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣምላክ ይባርካ

  • @merhawituumzghi6307
    @merhawituumzghi6307 4 ปีที่แล้ว +5

    God bless you brother.

  • @zemenfeskfle4069
    @zemenfeskfle4069 4 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet ysmaln💗🙏⛪💒🌜🌈

  • @Abeltekle1971
    @Abeltekle1971 8 หลายเดือนก่อน

    God bless you ❤❤❤❤❤

  • @Mama-nu7it
    @Mama-nu7it 2 ปีที่แล้ว

    Egzabhare yebarek tebarek

  • @yordanosalawi4305
    @yordanosalawi4305 11 หลายเดือนก่อน

    Amlak ybarkka hewey bruk eka .

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 5 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐና❤❤

  • @kokobberhe858
    @kokobberhe858 ปีที่แล้ว

    Amen 🙌🙏

  • @skwenyalameda7974
    @skwenyalameda7974 6 หลายเดือนก่อน

    AmenAmenAmen❤❤❤❤❤❤

  • @user-bi4se6qk3p
    @user-bi4se6qk3p ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🥰🥰🥰🥰

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +2

    Proverbs 6 (ትግ) - ምሳሌ
    30: ሰራቒ ጠምዩ ኺዕንገል ኢሉ እንተ ሰረቐ፡ ሰብ ኣይንዕቆን እዩ፡

  • @azhf6103
    @azhf6103 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዐና🙏

  • @futsumwelderufaeltekle7162
    @futsumwelderufaeltekle7162 4 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmealna

  • @nebiattekle3245
    @nebiattekle3245 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna Amlak nay agelglot zebenka ybark

  • @selameyob8177
    @selameyob8177 3 ปีที่แล้ว

    Amennn , Nsika bruk eka

  • @jesusislord3691
    @jesusislord3691 3 ปีที่แล้ว

    God bless you

  • @meronmichael5941
    @meronmichael5941 3 ปีที่แล้ว

    Thanks alot aba.

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox หลายเดือนก่อน +1

    Joshua 1 (ትግ) - ኢያሱ
    5: ምሉእ ዕድሜኻ ዚቃወመካ ሰብ የልቦን። ምስ ሙሴ ኸም ዝነበርኩ፡ ምሳኻ ድማ ክኸውን እየ። ኣይሐድገካን ኣይጥንጥነካንውን።

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +2

    Genesis 18 (ትግ) - ዘፍጥረት
    1: ንሱ ብዳህሪ መዓልቲ ኣብ ኣፍ ደገ እቲ ድንኳን ተቐሚጡ ኸሎ ድማ፡ እግዚኣብሄር ኣብ ድዋታት መምሬ ተገልጸሉ።

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +2

    Isaiah 64 (ትግ) - ኢሳይያስ
    5: ነቲ ተሐጒሱ ጽድቂ ዚገብር፡ ነቶም ኣብ መገድኻ ዚዝክሩኻ ትቃባበሎም። እንሆ፡ ንስኻ ዀሬኻ፡ ንሕና ሓጢኣት ገበርና፡ ብእኡ ነዊሕ ዘመን ነበርና፡ ንድሕን ዶዀን ንኸውን፧

  • @HagosAbraham-u8v
    @HagosAbraham-u8v 21 วันที่ผ่านมา

    The creator.

  • @muluehagos4151
    @muluehagos4151 10 หลายเดือนก่อน

    ብኸመይ ሕድገት ሓጥያት ንረክበብ??
    ሃወረርያ ቅዱስ ጼጥሮስ ዝቦሉ፤
    ግብሪ ሃዋርያት 10
    43፤ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ብስሙ ሕድገት ሓጢኣት ከም ዚረኽብ፡ ኲሎም ነብያት ይምስክሩሉ ኣለዉ።
    ብኡእ ኢሉና ዘሎ እንብኣር ጎይታና የሱስ እዩ እቲ ኣክንዲ ሓጥያና ዝሞተ ዝንስኤ ናብ ሰማይ ዝዓረገ፤
    ወንጌል ዮሃንስ 14
    6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
    እንብኣር ኣምላኽ ብእምነት ብጸግኡ ሕድገት ሓጥያት ኣለና በቲ ዝፈሰሰ ደም ምንጻህ ንረክብ ኢና, በደለኛ ንበደሉ ምሕረት ኽገብር ኣይክእልን እዩ.
    ናይ ንስሓ ጾሎት.
    ሰመያዊ ኣቦይ ኣነ በደለኛ አየ ብዘገበርክዋ ኸኹሉ ግብሪ ሓጥያት ካብዚ ከድሕነኒ ዝኽእል የለን ብዘይካኻ ምሕረትግበረለይ፣ ጎይታ ኢየሱስ ንስኻ ንዓይ ዝግባእ መቅጻዕቲ ንስኻ ኣብ መስቀል ተቀጺዕካ ኢኻ ይእመን ኣለኹ ብደምካ ሕጸበኒ. ጎይታይን መድሓንየን ገረ ይቅበለካ ኣለኹ መንፈስ ቅዱስ ሃበኒ ህወተይ ሓድሶ፣ ስለ ዝዀነ የመስግነካ ኣለኹ፣
    ወንጌል ዮሃንስ 1
    12፤ ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።
    እንብኣር ሕጂ ዉሉድ ኣምላኽ ኢኻ/ኺ ንዝያዳ ሓበቤሬታ ኣብ ኮመት ጽሓፍ፤

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +2

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

    • @evenmehari7880
      @evenmehari7880 7 หลายเดือนก่อน

      Hi 😅selam selam selam 😅I'm I'm 😊😅😅in 😅for for response 😅but if

    • @evenmehari7880
      @evenmehari7880 7 หลายเดือนก่อน

      Hi Hi Hi Hi Hi 😅family 😅got got 😅got got I thought thought 😅

    • @evenmehari7880
      @evenmehari7880 7 หลายเดือนก่อน

      😅Hi

    • @evenmehari7880
      @evenmehari7880 7 หลายเดือนก่อน

      😅Hi Hi Hi 😅hope 😅all 😅😅😅

    • @evenmehari7880
      @evenmehari7880 7 หลายเดือนก่อน

      Hi 😅😅Hi Hi my

  • @rahwaandom2595
    @rahwaandom2595 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏