Tigrigna Audio Bible, The Book of 1 Corinthians | 1ይ መልእኽቲ ናይ ቆረንቶስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 56

  • @Naomi7942
    @Naomi7942 2 ปีที่แล้ว +10

    ነዚ መደብ ተዳሉ ዘለካ ፡ ብሩክ ሓዉ ጎይታ ይባርካ ።ኣዚና ተባሪክና

  • @noahg2935
    @noahg2935 2 ปีที่แล้ว +3

    1ይ መልእኽቲ ናይ ሰብ ቆረንቶስ
    0:17 መእተዊ
    4:00 ምዕራፍ 1
    8:50 ምዕራፍ 2
    12:00 ምዕራፍ 3
    50:20 ምዕራፍ 12
    55:00 ምዕራፍ 13 (ብዛዕባ ፍቅሪ)
    57:40 ምዕራፍ 14

  • @atotesfa1507
    @atotesfa1507 2 ปีที่แล้ว +2

    Amlak agolguletka ybark neana dma kab semati tegberti knkewn amlak fkadu ykun, God bless u kbur hawna!

  • @esseynegash3046
    @esseynegash3046 4 ปีที่แล้ว +10

    I really appreciate you Keshi Hizkias, GBU, I would like to buy the whole audio if I get link......

  • @Koko-w4q6u
    @Koko-w4q6u 8 วันที่ผ่านมา

    😢❤❤❤❤ the word of God is so sweet

  • @Kanal0809
    @Kanal0809 6 หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
    Kale hiwet yesmalna🙏🙏🙏💓💓💓

  • @ykaloteages2039
    @ykaloteages2039 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣምላኽ ይባርኽካ🙏❤

  • @yrgealemasefaw7311
    @yrgealemasefaw7311 ปีที่แล้ว +1

    May God bless abundantly we ate really blessed

  • @johndawit3831
    @johndawit3831 ปีที่แล้ว

    Egzabiher amlak xega bereketu yebzehalka zahwey 🙏🙏🙏

  • @zufangebreslase
    @zufangebreslase 10 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ብሩከይ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @almaztesfamariam868
    @almaztesfamariam868 2 ปีที่แล้ว +1

    Buruk hawey tebarek nizelalem

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +4

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen.

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen

  • @abebaberhane2676
    @abebaberhane2676 3 ปีที่แล้ว +1

    Goyta ybareka nberkt kone

  • @tomasalazar7879
    @tomasalazar7879 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen keal hiwet yesmeana

  • @beruwaberuwa5859
    @beruwaberuwa5859 3 ปีที่แล้ว +1

    amlakna hayal you kbru nsumu ykun amen

  • @saramesghina1380
    @saramesghina1380 2 ปีที่แล้ว +1

    Tebarek nbereket kun

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 ปีที่แล้ว +1

    ብድምጽካ ናይ ቃል ጎይታ ንባረክ አሎና እሞ አስብካ ቡዙሑ ኢዩ።

  • @jesusyouranswer9391
    @jesusyouranswer9391 3 ปีที่แล้ว +1

    Amlak ybarka anbabi btaemi xbuk nbab akribkayo

  • @yoditnegassi4880
    @yoditnegassi4880 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣቤት ድምጺ ! ተባረክ !!!!

  • @SH-vf5uq
    @SH-vf5uq 2 ปีที่แล้ว +1

    Amlak ybarka 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @robelmosazghilebasiisrael3232
    @robelmosazghilebasiisrael3232 2 ปีที่แล้ว +6

    Kal hiwet Yesmealna 🙏🙏🙏1️⃣

  • @ariamgebregziabher6102
    @ariamgebregziabher6102 2 ปีที่แล้ว +2

    God bless you!!!

  • @natsnetzerezghi5863
    @natsnetzerezghi5863 2 ปีที่แล้ว +1

    Which religiösa Bible it?

  • @tmnittesfalem4528
    @tmnittesfalem4528 9 หลายเดือนก่อน

    Tebarek ❤

  • @desiezaidbeyene4517
    @desiezaidbeyene4517 14 วันที่ผ่านมา

    Habu selem kemey❤

  • @JesusisLord7832
    @JesusisLord7832 3 ปีที่แล้ว +3

    May God bless you abundantly brother ❤❤❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox หลายเดือนก่อน +1

    1 Corinthians 2 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ
    8: ካብ ገዛእቲ እዛ ዓለም እዚኣ ሓደ እኳ ነዚ ጥበብዚ ኣይፈለጦን፡ እንተ ዚፈልጥዎስ፡ ንጐይታ ኽብሪ ኣይምሰቐልዎን ነይሮም።
    9: ግናኸ ከምቲ ጽሑፍ ዚብል፡
    እቲ ዓይኒ ዘይረኣየቶ እዝኒ ኸኣ ዘይሰምዓቶ ኣብ ልቢ ሰብ ድማ ዘይተሐስበ፡ ኣምላኽ ነቶም ዜፍቅርዎ ኣዳለወሎም፡
    10: እቲ መንፈስ ግና መዓሙቚ ኣምላኽ እኳ ኸይተረፈ ንዂሉ ይምርምር እዩ እሞ፡ ንኣና ኣምላኽ ብመንፈሱ ገይሩ ገለጸልና።
    11: እቲ ኣብኡ ዘሎ መንፈስ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ኣብ ሰብ ዘሎ ነገር ዚፈልጥከ እንታዋይ ሰብ እዩ፧ ከምኡውን መንፈስ ኣምላኽ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ነቲ ኣብ ኣምላኽ ዘሎ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን።

  • @EyobedT.
    @EyobedT. 3 ปีที่แล้ว +2

    God bless you

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 27 วันที่ผ่านมา +1

    1 Corinthians 11 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ
    4: ሰብኣይ ዘበለ ዂሉ ኺጽሊ ወይስ ትንቢት ኪንበ ኸሎ፡ ርእሱ እንተ ተጐልበበ፡ ንርእሱ የሕስር።
    5: ሰበይቲ ዘበለት ኲላ ግና ክትጽሊ ወይስ ትንቢት ክትንበ ኸላ፡ ርእሳ እንተ ዘይተጐልበበት፡ እዚኣስ ከም ልጽይቲ እያ እሞ፡ ርእሳ ተሕስር እያ።
    6: ሰበይቲ ዘይትጒልበብ እንተ ዀነት፡ እምብኣርሲ ጸጒራ ትቈረጽ። ግናኸ ንሰበይቲ ምቚራጽ ወይስ ምልጻይ ጸጕራ ዜነውራ ኻብ ኰነ፡ ትጐልበብ።

  • @robelmosazghilebasichosenabrah
    @robelmosazghilebasichosenabrah ปีที่แล้ว +3

    May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.

    • @MohAmed-bp4dj
      @MohAmed-bp4dj ปีที่แล้ว

      000000000000iiiiii99999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999999pp9999

  • @tesratmsmassazan9618
    @tesratmsmassazan9618 ปีที่แล้ว

    Thanks brother 🙏

  • @FreweyniArefayne
    @FreweyniArefayne 7 หลายเดือนก่อน

    Amennn

  • @EmesgnoNeti-fk7mq
    @EmesgnoNeti-fk7mq 7 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @milidaw3500
    @milidaw3500 4 ปีที่แล้ว +5

    GOD bless you brother 🙏

  • @eyobhaile2321
    @eyobhaile2321 วันที่ผ่านมา

    0:17 መእተዊ
    3:58 ምዕራፍ 1
    8:52 ምዕራፍ 2
    12:00 ምዕራፍ 3
    16:01 ምዕራፍ 4
    19:43 ምዕራፍ 5
    22:35 ምዕራፍ 6
    26:11 ምዕራፍ 7
    32:54 ምዕራፍ 8
    35:39 ምዕራፍ 9
    40:33 ምዕራፍ 10
    45:26 ምዕራፍ 11
    50:25 ምዕራፍ 12
    55:03 ምዕራፍ 13
    57:45 ምዕራፍ 14
    1:04:05 ምዕራፍ 15
    1:11:59 ምዕራፍ 16

  • @zaidbahta1780
    @zaidbahta1780 4 ปีที่แล้ว +1

    God bless you 🙏🙏🙏👏👏👏Amen jesus is lord

  • @embabakidane645
    @embabakidane645 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @meleszeremariam8099
    @meleszeremariam8099 3 ปีที่แล้ว +3

    Great job

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 27 วันที่ผ่านมา +1

    1 Corinthians 11 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ
    11-12: ከምቲ ሰበይቲ ኻብ ሰብኣይ ዝዀነት፡ ከምኡውን ሰብኣይ ብሰበይቲ እዩ፡ ብጐይታ ግና ሰበይቲ ብዘይ ሰብኣይ፡ ሰብኣይ ከኣ ብዘይ ሰበይቲ ከቶ ኣይከውንን እዩ፡ ኲሉ ግና ካብ ኣምላኽ እዩ።
    13: እስኪ፡ ባዕላትኩም ፍረድዎ፡ ሰበይቲ ኸይተጐልበበት ናብ ኣምላኽ ክትጽሊዶ ይግባእ እዩ፧
    14: ወይስ ሰብኣይ ጸጒሩ እንተ ኣንውሔ፡ ሓሳሩ ምዃኑስ እቲ ባህርይ ባዕሉዶ ኣይምህረኩምን እዩ፧
    15: ሰበይቲ ጸጒራ እንተ ኣንውሔት ግና፡ ጸጒራ ኣብ ክንዲ መጐልበቢ ተውሂብዋ እዩ እሞ፡ ንእኣ ኽብረታ እዩ።
    16: ገለ ሰብ ግና ባእሲ ዚፈቱ እንተ ዀነ፡ ንሕናን እተን ማሕበራት ኣምላኽን ከምዚ ዝበለ ልማድ የብልናን።

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 หลายเดือนก่อน +1

    1 Corinthians 2 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ
    6-7: እምብኣርስ ኣብ ማእከል እቶም እኹላት ጥበብ ንዛረብ ኢና፡ እቲ ኣምላኽ ቅድሚ ዘመናት ንኽብረትና ዘዳለዎ፡ እቲ ናይ ኣምላኽ ሕቡእ ምስጢር ጥበብ ኢና እንዛረብ ዘሎና እምበር፡ ጥበብ እዛ ዓለም እዚኣ ወይስ ናይቶም ዚሐልፉ ገዛእቲ እዛ ዓለም እዚኣ ኣይንዛረብን ኢና።
    8: ካብ ገዛእቲ እዛ ዓለም እዚኣ ሓደ እኳ ነዚ ጥበብዚ ኣይፈለጦን፡ እንተ ዚፈልጥዎስ፡ ንጐይታ ኽብሪ ኣይምሰቐልዎን ነይሮም።
    9: ግናኸ ከምቲ ጽሑፍ ዚብል፡
    እቲ ዓይኒ ዘይረኣየቶ እዝኒ ኸኣ ዘይሰምዓቶ ኣብ ልቢ ሰብ ድማ ዘይተሐስበ፡ ኣምላኽ ነቶም ዜፍቅርዎ ኣዳለወሎም፡
    10: እቲ መንፈስ ግና መዓሙቚ ኣምላኽ እኳ ኸይተረፈ ንዂሉ ይምርምር እዩ እሞ፡ ንኣና ኣምላኽ ብመንፈሱ ገይሩ ገለጸልና።

  • @EmesgnoNeti-fk7mq
    @EmesgnoNeti-fk7mq 7 หลายเดือนก่อน

    🤩🤩🤩🤩🙏🙏🙏🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🙏🙏

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 หลายเดือนก่อน +1

    1 Corinthians 1 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ
    18-19: ጥበብ ጠቢባን ከጥፍእ እየ፡ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲውን ከፍርስ እየ፡
    ዚብል ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ።

  • @yordanosmenghistab1297
    @yordanosmenghistab1297 4 ปีที่แล้ว +1

    አምላክ ይባርካ 🙏

  • @EmesgnoNeti-fk7mq
    @EmesgnoNeti-fk7mq 7 หลายเดือนก่อน

    Ql hewt ysmana

  • @tesfyetamene7310
    @tesfyetamene7310 8 หลายเดือนก่อน

    😊😅😅😊😅

  • @hfgvgyy9623
    @hfgvgyy9623 2 ปีที่แล้ว +1

    pp

  • @FreweyniArefayne
    @FreweyniArefayne 7 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen

  • @tesfyetamene7310
    @tesfyetamene7310 8 หลายเดือนก่อน

    😊😅😅😊😅

  • @johndawit3831
    @johndawit3831 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @tesfyetamene7310
    @tesfyetamene7310 8 หลายเดือนก่อน

    😊😅😅😊😅

  • @tesfyetamene7310
    @tesfyetamene7310 8 หลายเดือนก่อน

    😊😅😅😊😅