ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዉይይይይይ እተን 3ተ ቆልዑስ መግለጺ ስእነለን ብሓቂ ደስ ዝብል ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቕረብትን ተሳተፍትን እስከ ላይክ ሸር ንሓግዞም ፍትዋት ንሕና ዉን ብዙሕ ኢና ንምሃር ዘለና🎉❤❤❤❤❤🎉
በሓቂ❤
ናይ ብሓቂ❤❤❤
ቃል ህይወት የስምዓልና ደስ ዝብል እዩ, እግሪ ጎይታ ዛሕፀበት ማርያም ሓጥእ ትበህል ❤❤❤🎉🎉🎉
Maryam megdelawit tbhal ❤❤
@weredesolomon8956 መርያም ሓጥእ ትበሃል እብ መፅሓፍ ቅዱስ ናይ ኩሎም ንረክቦ ሉቃስ፣7፣37 ብዛዓባ ማርያም ሓጥእ ዝገልጽ ናይ ማርያም መግደላዊት ዝገልጽ ካአ ሉቃስ 8፣ 2 ማርቆስ 16፣1 ንዝኤን አንብበን ወይ አንቡበየን ሽኡ ተምለስኒ
@@MulueOkbit ትኽክል መርያም ሃጥእ ትብሃል
እቲ ሕቶ ዘይመለስኦ መልሰለን ሃድ ሃደ ከይ መለስካ ትሓልፎ አለካ ብዝተረፈ ብጣሚ ፅቡቅ 🙏❤
ቃለ ሂወት የስምዓልናእታ ኣቡቲ ከባቢ እትስማዕ ዘላ መዝሙር ናይ ደንግል ማርያም ናይ ስደታ በጣዕሚ ደስ ኢላትኒ ❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋት❤
ቃል ህይወት የስምዓልና ንኩልኹም።ሳሚ ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ነዘን ቆልዑ'ስ እዚ ሕቶ የኽብደለን ኣሎ ክብል ጸኒሐ ለከ ንሰን ኩሉ ዝፈልጣ እየን ብዕድመ ብጸጋ የዕብይክን እዘን ደቀይ።
አሰይይይይይ ምውላደካ ዘይተርፍ ከምዙይ እዩ እምቢይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ በረከቱ ይብዝሐልኩን ❤❤❤❤
እሰይይይይ ክንደይ ከ ደስ ይብል ጣዕሚ መቀረት ቅድስ ቃለ እግዚአብሔር አምላክ ❤️❤️❤️👏ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት የስምዐና ክቡራት ኣሕዋተይ 💚❤️💚👏
ቃል ሂወት የስመዐልና ❤እግዚኣቢሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐለኩም ክብራተይ
እሰይይይይይ ምቁራተይ ከመይ ታዓዲለን እየን እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልክን ምቁራተይ👏👏👏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ዙኛናል እዚ ከዓቢ ኣሎዎ ቡዙሕ ናተምሃርና ኢና pls ዙ ሓወይ ክብረተይ ቀፆሎ ቡዙሕ ናተምሃርና ኢና ትሕትናካ ኣጠያይቅካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ 👏😍🌸ሼር ላይክ ንበሎ ደቂ ተዋህዶ
Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey 🎉🎉❤❤❤❤
አሰይይይ ቃል ህይወት ያሰመዕልና💒✝️👏
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡሩ ሓውና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤
እንካዓ ብስላም መፀኣኩም ክቡራተይቃል ህይወት ይስመዐልና ድያቆን ሓውና ቅፅሎሉ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐላ ፀጉኡ የብዘሐልኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤
አሰይይይይ ቃል ህወት ቃል በረከት ያስመዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡራት የህዋተይ
ቃለ ሂወት የስመዐና ኣሕዋት፡ ተባረኩ
Aseyyy btame des zble Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Kale hiwet yesemalna Ezighabiher amlak xegeau yebarkelkum
አሜን አሜን አሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቃል ሂወት የስማልና ኩቡር ሓዉና ብጣዓሚ ደስ ዝብል መደብ ቀጽሎ ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና አተን 3 ቆልዑት ደስ ክብላ ጸግኡ የብዝሓልኩም ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናይ ጥምቀት ወዲ ንምንታይ ኣብ 40 ምዓልቲ ይጥመቅ ጋል ክኣ 80 ንምንታይ ትርጉሙ የቀኔለይ
ኣዳም ምስ ተፈጥረ ኣብ 40 መዓልቲ ናብ ገነት ኣቲዩ ሄዋን ድማ ድሕሪ 80 መዓልቲ ኣቲያ በዚ መሰረት ዝገበረ ዩ ክብርቲ ሓፍተይ
ቃል ሂወት የሰምዓና
@@hamerehiwetቃለ ሂወት የስመዐልና❤
@@hamerehiwet ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
Kal hiwet yesmeana kubur hawey
ቃል ህወት ያሰማዕልና❤❤
ኣስይይይይይ እንዃዕ ብሰላም ፀፃአኹም❤ብሓቅ ቃለ ህወት ያሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልኩም እግዚአብሔር አምላክ
ቃል ሂወት የስመዓልና በሓቂ ሓታታይ ሓዉና እሞ መግለጺ የብለይን ምቅሉልነትካን ትሕትናካን ጸግኡ የብዝሓልካ ቀጽሎ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዐልና
Qale hiwet yesmana edmen tenan yhabkum
Aseeey xebukatie kulawe nefatie🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
ብጥዓሚ ጽቡቅ እዞም የሐወተይ ኣምላኽ ዓስቡኹም ይሃብኩም ብጥዓሚ ኩሉና ኢና ንምሃር ዘለና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣምላኽና ግን እታ ኣብ ቤት ስሙኡን ብንብዓታ ዝሓጸበት ማርያም እንተ እርፈት እያ ትብሃል
ቃለ ህይወት የስመዐልና 😊❤❤🎉🎉🎉
አሰይይይ ቃል ህይወት ያሰመዕልና🙏🥀💞💚
ቃል ህይወት የስመዐልና👏💞
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ዕድመ ጥዒና ይሃብክን🎉🎉🎉
ኣሰይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና 🙏🙏🙏🙏❤ፀጋኡ የብዘሐልካ ዘማሪ ሳሚ ሓወይ ግን እዛ ንጎይታ ብንብዓታን ፀጉሪ ርእሳ ዝደረዘቶ ማርያም መግደላዊት ኣይኮነትን ክልተ ግዜ ስልጣን ከሰተ መአረምታ ሂቡላ ነይሩ ኣብ ጎደና ክትሕተት ስለዝሰመዐ ማርያም መግደላዊት 7ኣጋንንቲ ዝወፀላ ትንሳኤ ጎይታ ንመጀመርታ ዝረኣየት ምስራኣየቶ ደማ ሮቡኒ ዝበለቶ ኢያ እዚ ብንብዓታ ዝደረዘቶ ካበይ ካምዝመፀ ቡዙሓት ብኡ ሒዘምዎ ኣለው
ጸግኡ የብዚሓልኩም
Hawna mezemran sami Egziabher amlak xegeu yebzhalka
Egziabiher amlak xegeu yebzhalkum btaemi xbuk medeb yu kexlwo❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ኣብዛ ናይ ማርያም መን እያ መብርሂ ምስ ኣድለየኒ ነሩ፡ ማለት ማርያም ሓጣኣን ማርያም ሓብቲ ማርታን ኣልኣዛርን ማርያም መግደላዊትን ዘሎ ፍልልይን፡ ናይዛ ሕጂ ዝሓተትካየን ማርያም ግን፡የዋሓንሰ፡ 11፡1-2= ኣብ ቢታንያ ኣብ ዓዲ ማርያምን ማርታ ሓብታን ኣልኣዛር ዝስሙ ሰብኣይ ሓሚሙ ነበረ። ማርያም እታ ንጉይታ ቅዱስ ሽቱ ዝቀብኣቶ፡ ብጸጉሪ ርእሳውን ኣእጋሩ ዝደረዘቶ እያ፡ ኣልኣዛር እቲ ሕሙምውን ሓዋ እዩ። ዝብል ኣሎ እሞ ራኣይዎ። መብርሂ ክትህብኒ ብትሕትና ይሓተኹም ኣለኹ እመ ኣምላክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም በኣማልድነታ ትርድኣና ኣሜን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ልኡል እግዚኣቢሔር፡ ይዕብይክን ህጻናትና ካኣ
ማርያም መግደላዊት ካኣ ማቴወስ= 28- 1-8ማረሪቆስ= 16-1-8 ሉቃስ= 24-1-12ካባኹም ንላዓሊ ፈሊጠ ኣይኮንኹን ግን፡ ከይንሓዋውሰን ፈሊና ክንፈልጠን ኢለ እየ፡ ክቡራት ይሔው ተይ
@@Samuel-3838ብሓቂ ዋላ መምህር ስልጣን መብርሂ ሂቡላ ኔሩ እዩ ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓወይ ❤
@@ጓልሃገረትግራይ ልኡል እግዚአብሔር ይባርክና ንኩልና
ሕራይ ክቡራት ኣሕዋተይ መኣረምታ ክንገብረላ ኢና
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ስድራ እግዚአብሔር ኣነስ ክፈትዎ ዝመደብ ቃለ ህይወት የስመዓና ይሕዋተይ 🙏♥️
Sami hawey betami des zebel atahatta tehtnaka wwww❤xegeu yebzhalka fetari 🎉qexelwo kendey seb u zemhar zelo betami meharin kulu ortdokus kefelto zelewo agedasi hetotatn u ❤❤❤❤asey zen hexanat des zebel amelalsa nefuat xegeu yebzhalkn fetari❤ xebuqatey❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሰናይ የስመዐና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ቀጽለሉ ❤🎉
እዚ ሓታቲ ኽፍተወና ማዓረይ ጸጉኡ የብዘሐልኻ ብእነት ቀጸለሉ❤
❤የኔ ቆንጆታት ጸጋውን ያብዛላቹ❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ጎበዛት ቀፅልሉ ብዙሕ እነሆ ተምሃርና ኢና
ደምርኒ ማዓሰይ😍❤
*_ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም😊_*
ደስ ክብላካ እዘን ኣዶ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኹም ንኹላትኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፍትዋተይ❤
ውይ ቃደማክን ፅሩያት ቃለ ሂወት የስመዐልና 🎋
ባሓቂ ገበዛት ህፃውንቲ🎉❤❤
Amen Amen Amen
Aseyy btame des zble kale hiwet yesemalna
Kale hiwet yesmalna kexlwo nfuat
Qale hwet yesmeblna tebareku asey des kblka 🎉🎉🎉ellllllllll❤❤
Kale hiwet yesmalen❤🎉❤
ኣዊህድካያ ሃወይ
Amen amen amen 🙏sami hawey amlak mesaka yekun 🙏👏jgna samitey 🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
kale hiwet yesmealna zemari sami hawey kexlelu.kab sdet mstemelesku khtet tesfa aleni🤲🥰
ቃለ ሂወት የስመዐልና በተለይ ዘን ቆልዑ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይይ ደስስስስስ ክብለኻ❤❤❤❤❤❤
Kele hiwet yesmealna
ቃል ሂውት ይስማዓልና ጸጉእ ይብዛሓልኩም
ደምርኒ❤🎉
Amen Amen Amen qeli hiwet yesmalina Deyqoni ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Aasyyyyy Amen Amen Amen kale hiwet yesmealin tsega yebizehalukumu fetari Sami Heway Nay Aageligulot zemen yabarkelk kexiliw ❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ዘን ቆልዑ ክጉብዛ ኣብ ቤቱ የንብርክን🙏💜
ቃለ ህይወት የስመዓልና🙏👏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen (3)kal hiwet ysmalna yhwat
Aseyyyyy kal hiwet yesmalna amlak xegeu ybzhalkn xbuqat ❤❤🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜንቃል ሂወት የስመዐና
Asey sami hawey nefu kexelo 🙏 🙏 🙏 amlak mesaka yekum
ፈጣሪ የዕቢክን ቀፅልሉ🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana ❤❤❤❤❤❤
@@ibrahimalsharif9013 ደምርኒ
ቃል ሂወት ያሰመዐልና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Kalehiwet yesmalna memhrna
ቃል ሂወት ያስመዐና❤
Amen amen amen kal hiwet yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
God bless 🙌 🙏 I love you so much my brother
Qal hiwet yesmalna hawena kemu wun kulukum amlak xeguu yebzahalkum ንእግሪ ጎይታ ዝሓጸበት ግን ማርያም ሓጥእ እያ ኣብ ቤት ስምኡን እዩ።
ቃልሂወት የሰመዐልና❤
ቃል ሂወት ያስመዐልና 🙏🙏🙏
Qexlwo btami xbuk ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመሰገን
Amlak xegeu yebzahlku sami hawey qalehiwet qexlo
ሰላም ኩቡራተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ድንግል ማርያም ትሓልኩም ❤❤❤❤
qal hiwet yesman Sami hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kidus yosyef ybehal
Maryam megdelat tbahal
Kidus dawit ybahal
Wedi arbea amet ytmeq
🌼✝️🙌
አደዋይ ደስክብላካ😅
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻⛪️⛪️⛪️⛪️💒💒💒
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉
እስይይይ❤
አሰይይይይይይይይይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏❤❤❤
❤
እዉይይይይይ እተን 3ተ ቆልዑስ መግለጺ ስእነለን ብሓቂ ደስ ዝብል ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቕረብትን ተሳተፍትን እስከ ላይክ ሸር ንሓግዞም ፍትዋት ንሕና ዉን ብዙሕ ኢና ንምሃር ዘለና🎉❤❤❤❤❤🎉
በሓቂ❤
ናይ ብሓቂ❤❤❤
ቃል ህይወት የስምዓልና ደስ ዝብል እዩ, እግሪ ጎይታ ዛሕፀበት ማርያም ሓጥእ ትበህል ❤❤❤🎉🎉🎉
Maryam megdelawit tbhal ❤❤
@weredesolomon8956 መርያም ሓጥእ ትበሃል እብ መፅሓፍ ቅዱስ ናይ ኩሎም ንረክቦ ሉቃስ፣7፣37 ብዛዓባ ማርያም ሓጥእ ዝገልጽ ናይ ማርያም መግደላዊት ዝገልጽ ካአ ሉቃስ 8፣ 2 ማርቆስ 16፣1 ንዝኤን አንብበን ወይ አንቡበየን ሽኡ ተምለስኒ
@@MulueOkbit ትኽክል መርያም ሃጥእ ትብሃል
እቲ ሕቶ ዘይመለስኦ መልሰለን ሃድ ሃደ ከይ መለስካ ትሓልፎ አለካ ብዝተረፈ ብጣሚ ፅቡቅ 🙏❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና
እታ ኣቡቲ ከባቢ እትስማዕ ዘላ መዝሙር ናይ ደንግል ማርያም ናይ ስደታ በጣዕሚ ደስ ኢላትኒ ❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋት❤
ቃል ህይወት የስምዓልና ንኩልኹም።ሳሚ ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ነዘን ቆልዑ'ስ እዚ ሕቶ የኽብደለን ኣሎ ክብል ጸኒሐ ለከ ንሰን ኩሉ ዝፈልጣ እየን ብዕድመ ብጸጋ የዕብይክን እዘን ደቀይ።
አሰይይይይይ ምውላደካ ዘይተርፍ ከምዙይ እዩ እምቢይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ በረከቱ ይብዝሐልኩን ❤❤❤❤
እሰይይይይ ክንደይ ከ ደስ ይብል ጣዕሚ መቀረት ቅድስ ቃለ እግዚአብሔር አምላክ ❤️❤️❤️👏ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት የስምዐና ክቡራት ኣሕዋተይ 💚❤️💚👏
ቃል ሂወት የስመዐልና ❤እግዚኣቢሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐለኩም ክብራተይ
እሰይይይይይ ምቁራተይ ከመይ ታዓዲለን እየን እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልክን ምቁራተይ👏👏👏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ዙኛናል እዚ ከዓቢ ኣሎዎ ቡዙሕ ናተምሃርና ኢና pls ዙ ሓወይ ክብረተይ ቀፆሎ ቡዙሕ ናተምሃርና ኢና ትሕትናካ ኣጠያይቅካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ 👏😍🌸ሼር ላይክ ንበሎ ደቂ ተዋህዶ
Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey 🎉🎉❤❤❤❤
አሰይይይ ቃል ህይወት ያሰመዕልና💒✝️👏
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡሩ ሓውና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤
እንካዓ ብስላም መፀኣኩም ክቡራተይ
ቃል ህይወት ይስመዐልና ድያቆን ሓውና ቅፅሎሉ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐላ ፀጉኡ የብዘሐልኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤
አሰይይይይ ቃል ህወት ቃል በረከት ያስመዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡራት የህዋተይ
ቃለ ሂወት የስመዐና ኣሕዋት፡ ተባረኩ
Aseyyy btame des zble
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Kale hiwet yesemalna Ezighabiher amlak xegeau yebarkelkum
አሜን አሜን አሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቃል ሂወት የስማልና ኩቡር ሓዉና ብጣዓሚ ደስ ዝብል መደብ ቀጽሎ ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና አተን 3 ቆልዑት ደስ ክብላ ጸግኡ የብዝሓልኩም ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናይ ጥምቀት ወዲ ንምንታይ ኣብ 40 ምዓልቲ ይጥመቅ ጋል ክኣ 80 ንምንታይ ትርጉሙ የቀኔለይ
ኣዳም ምስ ተፈጥረ ኣብ 40 መዓልቲ ናብ ገነት ኣቲዩ ሄዋን ድማ ድሕሪ 80 መዓልቲ ኣቲያ በዚ መሰረት ዝገበረ ዩ ክብርቲ ሓፍተይ
ቃል ሂወት የሰምዓና
@@hamerehiwetቃለ ሂወት የስመዐልና❤
@@hamerehiwet ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
Kal hiwet yesmeana kubur hawey
ቃል ህወት ያሰማዕልና❤❤
ኣስይይይይይ እንዃዕ ብሰላም ፀፃአኹም❤
ብሓቅ ቃለ ህወት ያሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልኩም እግዚአብሔር አምላክ
ቃል ሂወት የስመዓልና በሓቂ
ሓታታይ ሓዉና እሞ መግለጺ የብለይን ምቅሉልነትካን ትሕትናካን ጸግኡ የብዝሓልካ ቀጽሎ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዐልና
Qale hiwet yesmana edmen tenan yhabkum
Aseeey xebukatie kulawe nefatie🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
ብጥዓሚ ጽቡቅ እዞም የሐወተይ ኣምላኽ ዓስቡኹም ይሃብኩም ብጥዓሚ ኩሉና ኢና ንምሃር ዘለና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣምላኽና ግን እታ ኣብ ቤት ስሙኡን ብንብዓታ ዝሓጸበት ማርያም እንተ እርፈት እያ ትብሃል
ቃለ ህይወት የስመዐልና 😊❤❤🎉🎉🎉
አሰይይይ ቃል ህይወት ያሰመዕልና🙏🥀💞💚
ቃል ህይወት የስመዐልና👏💞
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዕድመ ጥዒና ይሃብክን🎉🎉🎉
ኣሰይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና 🙏🙏🙏🙏❤ፀጋኡ የብዘሐልካ ዘማሪ ሳሚ ሓወይ ግን እዛ ንጎይታ ብንብዓታን ፀጉሪ ርእሳ ዝደረዘቶ ማርያም መግደላዊት ኣይኮነትን ክልተ ግዜ ስልጣን ከሰተ መአረምታ ሂቡላ ነይሩ ኣብ ጎደና ክትሕተት ስለዝሰመዐ ማርያም መግደላዊት 7ኣጋንንቲ ዝወፀላ ትንሳኤ ጎይታ ንመጀመርታ ዝረኣየት ምስራኣየቶ ደማ ሮቡኒ ዝበለቶ ኢያ እዚ ብንብዓታ ዝደረዘቶ ካበይ ካምዝመፀ ቡዙሓት ብኡ ሒዘምዎ ኣለው
ጸግኡ የብዚሓልኩም
Hawna mezemran sami Egziabher amlak xegeu yebzhalka
Egziabiher amlak xegeu yebzhalkum btaemi xbuk medeb yu kexlwo❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓልና፡
ኣብዛ ናይ ማርያም መን እያ መብርሂ ምስ ኣድለየኒ ነሩ፡ ማለት ማርያም ሓጣኣን ማርያም ሓብቲ ማርታን ኣልኣዛርን ማርያም መግደላዊትን ዘሎ ፍልልይን፡
ናይዛ ሕጂ ዝሓተትካየን ማርያም ግን፡
የዋሓንሰ፡ 11፡1-2= ኣብ ቢታንያ ኣብ ዓዲ ማርያምን ማርታ ሓብታን ኣልኣዛር ዝስሙ ሰብኣይ ሓሚሙ ነበረ። ማርያም እታ ንጉይታ ቅዱስ ሽቱ ዝቀብኣቶ፡ ብጸጉሪ ርእሳውን ኣእጋሩ ዝደረዘቶ እያ፡ ኣልኣዛር እቲ ሕሙምውን ሓዋ እዩ።
ዝብል ኣሎ እሞ ራኣይዎ። መብርሂ ክትህብኒ ብትሕትና ይሓተኹም ኣለኹ እመ ኣምላክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም በኣማልድነታ ትርድኣና ኣሜን።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ልኡል እግዚኣቢሔር፡ ይዕብይክን ህጻናትና ካኣ
ማርያም መግደላዊት ካኣ
ማቴወስ= 28- 1-8
ማረሪቆስ= 16-1-8
ሉቃስ= 24-1-12
ካባኹም ንላዓሊ ፈሊጠ ኣይኮንኹን ግን፡ ከይንሓዋውሰን ፈሊና ክንፈልጠን ኢለ እየ፡ ክቡራት ይሔው ተይ
@@Samuel-3838ብሓቂ ዋላ መምህር ስልጣን መብርሂ ሂቡላ ኔሩ እዩ ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓወይ ❤
@@ጓልሃገረትግራይ ልኡል እግዚአብሔር ይባርክና ንኩልና
ሕራይ ክቡራት ኣሕዋተይ መኣረምታ ክንገብረላ ኢና
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ስድራ እግዚአብሔር ኣነስ ክፈትዎ ዝመደብ ቃለ ህይወት የስመዓና ይሕዋተይ 🙏♥️
Sami hawey betami des zebel atahatta tehtnaka wwww❤xegeu yebzhalka fetari 🎉qexelwo kendey seb u zemhar zelo betami meharin kulu ortdokus kefelto zelewo agedasi hetotatn u ❤❤❤❤asey zen hexanat des zebel amelalsa nefuat xegeu yebzhalkn fetari❤ xebuqatey❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሰናይ የስመዐና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ቀጽለሉ ❤🎉
እዚ ሓታቲ ኽፍተወና ማዓረይ ጸጉኡ የብዘሐልኻ ብእነት ቀጸለሉ❤
❤የኔ ቆንጆታት ጸጋውን ያብዛላቹ❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ጎበዛት ቀፅልሉ ብዙሕ እነሆ ተምሃርና ኢና
ደምርኒ ማዓሰይ😍❤
*_ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም😊_*
ደስ ክብላካ እዘን ኣዶ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኹም ንኹላትኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፍትዋተይ❤
ውይ ቃደማክን ፅሩያት
ቃለ ሂወት የስመዐልና 🎋
ባሓቂ ገበዛት ህፃውንቲ🎉❤❤
Amen Amen Amen
Aseyy btame des zble kale hiwet yesemalna
Kale hiwet yesmalna kexlwo nfuat
Qale hwet yesmeblna tebareku asey des kblka 🎉🎉🎉ellllllllll❤❤
Kale hiwet yesmalen❤🎉❤
ኣዊህድካያ ሃወይ
Amen amen amen 🙏sami hawey amlak mesaka yekun 🙏👏jgna samitey 🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
kale hiwet yesmealna zemari sami hawey kexlelu.kab sdet mstemelesku khtet tesfa aleni🤲🥰
ቃለ ሂወት የስመዐልና በተለይ ዘን ቆልዑ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይይ ደስስስስስ ክብለኻ❤❤❤❤❤❤
Kele hiwet yesmealna
ቃል ሂውት ይስማዓልና ጸጉእ ይብዛሓልኩም
ደምርኒ❤🎉
Amen Amen Amen qeli hiwet yesmalina Deyqoni ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Aasyyyyy Amen Amen Amen kale hiwet yesmealin tsega yebizehalukumu fetari Sami Heway Nay Aageligulot zemen yabarkelk kexiliw ❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ዘን ቆልዑ ክጉብዛ ኣብ ቤቱ የንብርክን🙏💜
ቃለ ህይወት የስመዓልና🙏👏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen (3)kal hiwet ysmalna yhwat
Aseyyyyy kal hiwet yesmalna amlak xegeu ybzhalkn xbuqat ❤❤🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
ቃል ሂወት የስመዐና

❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉
እስይይይ❤
አሰይይይይይይይይይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏❤❤❤
❤