ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 272

  • @علياحمد-ص4ف7ق
    @علياحمد-ص4ف7ق 9 วันที่ผ่านมา +13

    ኣነ ሓፍትኩም ንመጀመርያ ጊዜ እየ ድሕሪ ኸዚ ግን ናይ ዓለማዊ ፀሊአ መንፈሳዊ ክካታተል ብፀሎትኩም ሕሰቡኒ ደስ ባሃልቲ❤❤❤

  • @WeyniEfrem
    @WeyniEfrem 12 วันที่ผ่านมา +19

    እዞም መናእሰያትና ክመሃሩ ብዛዕባ ሃይማኖቶም ክፈልጡ ኣለዎም በዚ ተተባቢዖም ንክትንስኡ ማለተይ የ ኣምላክ ጸጋካ ይብዝሓዮ ሳሚ ሓወይ

  • @MazaAbraham-v3j
    @MazaAbraham-v3j 12 วันที่ผ่านมา +41

    እዋይ ኣነ ንሕና መንእሰያት ከም ክርስቲያን ነሕዝን ይቕረ ይበልልና ❤❤

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 12 วันที่ผ่านมา +40

    ብጣዐሚ ደስ ትበሉ ፀገኡ የብዘሐልኩሙ ቀፅሉሉ እመብርሃን ትሓግዙኩሙ ኣሕዋተይ ኩሉሻዕ እየ ዝካታተለኩሙ ገቦዛት በርቱዑ❤ናይ ሎመዓንቲ ዘይደለክዎ ሲሒቀ😂ኣይ ህዝብና 😢ንዑ ኣዳምፁ &ተማሃሩ ተልናዮሙ ዘየድምፁ ልዚ እዩኮ😢

    • @sdcvsc36
      @sdcvsc36 12 วันที่ผ่านมา +4

      @@NgstiNgsti-j7o bahaki haymanotka mflat agedasi eyu።

    • @user-be5sj7wl6t
      @user-be5sj7wl6t 11 วันที่ผ่านมา +1

      @@NgstiNgsti-j7o ❤❤❤❤❤

  • @user-to3qb1zl4x
    @user-to3qb1zl4x 12 วันที่ผ่านมา +17

    ውይ መናእሰይ ኣሕዋተይ 😢ኣነውን ምንም ኣይፈልጥን ነይረ ስደት መጺአ ብዛዕባ ሃይማኖተይ ፈሊጠ እግዚአብሔር ይመስገን ❤

  • @MiriShashye
    @MiriShashye 2 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሰናይ ቃል በረከት የስማዓልና ፍቁራት አሕዋተይ ✝️🕊️

  • @AftabAlam-em2jg
    @AftabAlam-em2jg 12 วันที่ผ่านมา +9

    ቃል ህይወት የስመዐና ብጣዕሚ ደስስስ ባሃለሊ እዩ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ❤

  • @ኣዙጓልትግራይ
    @ኣዙጓልትግራይ 12 วันที่ผ่านมา +14

    ኣብ ትግራይ ከይድኩም እሰከ ሕቶቱልና ኣቤት መንእሰያት ንጠፋእለና ኣነ ንባዕለይ መን ፈጢሩኪ ተባሂለ ኣደዋይ እየ ዝብል ነይረ ሻላ ስደት ግን ስላሴ ዝፈጠረኒሙኳኑ ፈሊጠ ስደትብሓደ ገፅ ፅቡቅ እዪ የምህረካ እዪ. ኣጆኩም ሃመር ይቱብ ቀፅሉሉ እስቲ ክንደይናይ ንጠፍእለና ምኳና ክንፈልጥ ኣሕዋተይ

    • @user-bx2zl8hu8u
      @user-bx2zl8hu8u 11 วันที่ผ่านมา +6

      @@ኣዙጓልትግራይ አብ ዓደናስ ብዛዓባ ደረፍቲ እንበረ የለንዋ ከብ ዝነበረ ዓመተታት ከዚ ይሐሸ ዋ ግን አብ ከተማታት ትግራይ ትምህርት ሰንበት አሎ እዩ አብ ገጠረት ግን ብዙሕ የለን ንሕና እዋን ሸላ ሰደት አግዚአብሔር የመሰገን ሰደተና የሕፀረልና

  • @user-ot5hz1yt4z
    @user-ot5hz1yt4z 11 วันที่ผ่านมา +6

    ዘማሪ ሳሚኤል ሓወይ እዚ ትሰርሕዎ ዘለኹም ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ እዩ ኻብ ቤተኽርስትያን ኣገልግሎት ሪሒቅና ዘለና ብዝማሬ ስብኸት ድራማ ኢና ሞ ንጸናናዕ በጃኹም ቀጽልዎ ድንግል ማርያም ትሓግዝኹም❤❤❤❤

  • @MerhawiMatiwos-on4if
    @MerhawiMatiwos-on4if 12 วันที่ผ่านมา +6

    Asey ዲያቆን ሓውና ጸቡቅ እዩ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓላካ ቀጽሊ እዚ ህዝቢ ኣፍልጦ የብሉን።ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ❤💚💚💚💚💛💛💛💗

  • @GantaNegse
    @GantaNegse 12 วันที่ผ่านมา +12

    ቃለ ህይወት ይስመዐልና ኣደለዉቲ መደብ ኃመረ ህወት🎉❤ ብጣዕሚ ደስ ይብል 🎉 ስደት ብምምፀአይ ብዝያዳ ኸዚ ደስስስ እልኒ 😢

  • @gosigebrihiwet
    @gosigebrihiwet 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምበሳ ዳኑ ሃፍተይ ቃል ሂወት የስመኣልና፡

  • @seft5286
    @seft5286 12 วันที่ผ่านมา +8

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ❤ጸግኡ የብዝሐልኩም ክቡራተይ💝💝
    ተመስገን ሰላ ስደት ቡዙሕ ተማሂርና እበር ኣብ ዓድስ ዜሮ እየ ነይረ😢ብጣሚ ሲሒቀ ዝመንእሰይናስ ርእስካ ምጥዋይ እዩ ዝፈልጥ😅

  • @Abriashdesta-gp4xi
    @Abriashdesta-gp4xi 12 วันที่ผ่านมา +5

    ሓታቲ ብሓቂ ጎቦዝ ኣድኒቀዮ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ብሩከይ ❤❤❤

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e 5 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ደስ ዝብል ትምህርቲ 🌹🌿🌾

  • @ቅዱስመርቆሬዎስአባቴ
    @ቅዱስመርቆሬዎስአባቴ 12 วันที่ผ่านมา +4

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሓልኩም ጣዕም ደስ በሃል በእዉነት❤ ኣየ ስደት መምህረይ ኣነ ሃይማኖተይ ክርስትያን ምኻነ እየ ብቻ ዝፈልጥ ነይረ ካልእ ኣይፈልጥን ነይረ እዝኦም ይሓሹ ካባይ በእዉነት ❤😢

  • @Sgh1-pj2ec
    @Sgh1-pj2ec 11 วันที่ผ่านมา +6

    አታ እቲ ህዝብና እኮ ብእምነት ብቻ ክርስትያን እንበሪ ፍልጠት የብልናን እኮ ጠፊእና ኢና እዋይይይይ፣አቅራቢ ሓውና ቀጽሎ በርትዕ ጸጋካ የብዛሕዮ ቀጽሎሎሎሎሎ

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 10 วันที่ผ่านมา +2

    ዋይ ኣይትሰኣኑ ቃደማኩም ኣለነ ኪዳነምህረትን ማርያምን 2ተይመስላኒ ነይረን እና እና ብድሕሪካሜራ ተስፋ ይገብር ት,ቲ መሊእካ ስደዶም ኣብ ሞባይሎም ከም ዝመሃሩ ከም ዘለዎም ንገሮም❤ ብዝተረፈ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ❤

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u 12 วันที่ผ่านมา +19

    ዋይ ህዝበና እወነት የሕዘን😢 ዋላ ኣነ ከምኡ እየ ነይረ ተመሰገን ሰደት መፅአ ብዝሕ ተማህረ እወነት ተዋህዶ ብምኮነ እንበረ ካኢአ ንፍለጦ ትአምረ የለን እዝነና ብደርፊ ኩሉ ሂወትና አብ መዝቃ እንበ አብ መዝሙር አይነበረን ምናዳ ተጋሩ በደረፊ ፉሉጣት ኢና እግዚአብሔር አምላክ ዓይኒ ልብና ይሃበና እንበረ❤

    • @TubeMerkebselamTube
      @TubeMerkebselamTube 12 วันที่ผ่านมา +2

      ብጣዕሚ ህዝቢና 😢 አብ እምነት ኮንቱ እና ዘለና ተጋሩ ሃላሎ ፍቶውለና😢

    • @user-bx2zl8hu8u
      @user-bx2zl8hu8u 11 วันที่ผ่านมา +1

      @@TubeMerkebselamTube ይገረመኪ አዩ እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ የጠምተና🤲

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 11 วันที่ผ่านมา +1

      ኣይ ኩልና ሓደ ኢና ብዘይ ልበይ ግን ሲሒቀ ጽሕፈትኪ ኣስሒቅኒ ማዓረይ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና እንበር 😢😢😢❤❤❤😢😢😢

  • @user-ub2ub8mq8y
    @user-ub2ub8mq8y 8 วันที่ผ่านมา +1

    Qalie hiwet yesmalna kexliwo ka gine kem kirstanse btamie dekimna alena yhiwatey ab emnetnas ajona aynhimeki da 🙏🏼⛪️❤️❤️❤️

  • @HabasiKarim-b3c
    @HabasiKarim-b3c 11 วันที่ผ่านมา +2

    ቅዱመካትክም ዳአነ አነለ ዓዱ ትነአኩ ሃማአክም እየ ነይረ ተመሰገን ሰደት መፀ ግን ተማህረ መን ፈጣረአይ መን ፍጥርይ ፈላልየ ንክፈልጥ ገብርን ተመሰገን ሰለት ክሉ ነገር ❤❤❤❤❤

  • @Glskjshw111
    @Glskjshw111 7 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕም ጎበዝየኻ ዝሓወይ ቐፅለሉኣነ ድባዕለይ ምንም ኣይፈልጥይ ፈጣር ልቦናና ይኽፈተልና ለለ ብጣዕም የኻ ታጠናኽሮም ቃለ ህወት ያስምዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ml6bk5bk4k
    @user-ml6bk5bk4k 11 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ 🙏🙏🙏

  • @zemedateka1891
    @zemedateka1891 9 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ሰናይ ዩ። ትገብሮ ዘለካ አብ ጎደናታት እናዘውረካ መንፈሳዊ ሕቶታት ንመናእሰይ ደስ ዝበለ ቀፅለሉ !

  • @YemaneTekle-g7s
    @YemaneTekle-g7s 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሕይወት ቃል የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልኩም

  • @samiefrem4208
    @samiefrem4208 12 วันที่ผ่านมา +11

    ብመጀመርያ ሳሚ ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ እዚ መንእሰይና ብዘይ ኣፍልጦ ይጠፍእ ኣሎ ቀጽሉሉ ብዙሕ ሰብ ንኽምሃር ከኣ ተስፋ ይገብር

  • @KindahaftiTesfay
    @KindahaftiTesfay 2 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ካብቶም ፖራንክ እናበሉ ዘጽሙሙና ልቲ መንፈስ ዘሕድስ ቃል ንሰምዕ

  • @Takila848
    @Takila848 12 วันที่ผ่านมา +4

    😂 ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ቀጸልሉ ❤❤

  • @Aduhaylu-ii8qv
    @Aduhaylu-ii8qv 12 วันที่ผ่านมา +4

    ቃለ ህይወት የስመዕልና ዝሓወይ ቀጸለሉ እዚ ህዝቢ እንተተማሃረ❤❤❤

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 12 วันที่ผ่านมา +2

    ቃል ህይወት የስምዓልና ሃመረ ህይወት ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም ቀጽልሉ በተለይ ከምዚ ዓይነት ሕቶ ንመናእሰይ ወሎዶ ዘለና ጽቡቅ እዩ እዚ ወሎዶ ናብ ኮንሰርት ጨፈራ እምበር ናብ ቃል ኣምላኽ ዝከታተል ውሑድ እዩ እሞ ቀጽልሉ የሕዋተይ🙏❤️

  • @fanustesfamkhael
    @fanustesfamkhael 12 วันที่ผ่านมา +2

    በሓቂ ደስ ዝብል ጸግኡ የብዘሐልኩም ኣምላክ

  • @yosiefandom3304
    @yosiefandom3304 12 วันที่ผ่านมา +2

    Btami xbuk ❤❤❤ gn kab abti zelekayo wexika ab kale bota eba mxa JEMO ❤❤❤

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
    @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 6 วันที่ผ่านมา +1

    ስደት ህይወት ሂቡና በኡነት ዓዲ እናሃለኩ ኣነ ወላ በስመኣብ ትርጉማ ኣይፈልጣን ኔረ

  • @AbrhamTsegay-t5t
    @AbrhamTsegay-t5t 12 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩ ብሓቂ ደስ ዝብል❤❤❤

  • @user-qq7jp6qx5o
    @user-qq7jp6qx5o 11 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕም ደስ ዝብል ቀፅለሉ ዘማሪ ሳሙኤል ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ኣሕዋተይ ❤❤🎉

  • @herutmengsteab6788
    @herutmengsteab6788 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen qale hiwet yesmalna Egzabiher Amlak xegueu zebzhalikim 🙏 ❤

  • @Tebayeyusnkey
    @Tebayeyusnkey 7 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen Kal Hiwet Yesmeana🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @tsegatesfahanes7325
    @tsegatesfahanes7325 11 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የሰምዓልና ቀጽልዎ ሳን ፈልጠት ይጠፍእ ኣሎ ህዝብና 🙏🙏🙏

  • @user-ts8ri7pc6u
    @user-ts8ri7pc6u 10 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስመዕናብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃፅልሉ

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 11 วันที่ผ่านมา +2

    ሳሚ ሓውና ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ንምሃር ዘለና ሞ ኣምላክ የብርትዕካ ኣነ ንባዓለይ ኣብ ስደት የ ትማሂረ ግን የሕዝነካ ኹሉ nay ሂወትና kuzo ኣብ ኦርቶዶክስ ከም ዘሎ ኣይንፈልጥን ኢና gelena kab emnetna knwexi ndeli abkndi mmhar qali kali mgbar zeynska mmsal beqa ኣምላክ ባዓሉ ይቅረ ይብለልና😢😢😢🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @tegakasayi1569
    @tegakasayi1569 11 วันที่ผ่านมา +3

    እቲ መድሓኒት አለም ሲ ብዘይ ምፍላጥና ንግብሮ ሓጥያት ይቅረ ይግበረልና ማርያምን ከብደይ ቆሲለ

  • @filimonbrhane5998
    @filimonbrhane5998 12 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 12 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ቀጸልሉ አየ መንእሰይ የሕዋትና ኩላትና ካምኡ ኢና ነይረና ሰደት መምህርና ብዝሕ ተማህርና ተመሰገን❤

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
    @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ 12 วันที่ผ่านมา +2

    ጸግኡ የብዘሐልኩም ፍቱዋተይ❤

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara8047 12 วันที่ผ่านมา +4

    ቡዘሕ መንፈሳዊ ትምርቲ ይድልየና ሎ

  • @user-ob8je4gr7q
    @user-ob8je4gr7q 12 วันที่ผ่านมา +4

    ነቶም መደብ ተዳልዉ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመነካ ይባርኽ እንተ ናይቲ መንእሰይና ግን ብጣዓሚ ዘሕዝን ኢዩ ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ከም ዝበለ ብዘይምፍላጥና ጠፉኣት ኢና እሞ ተማሃሩ ግዜኹምን ዕድልኩምን ተጠቀሙሉ

  • @aslihabtom4315
    @aslihabtom4315 12 วันที่ผ่านมา +1

    Qale hiwet yesmna amlak nay agelgulot zemenkum ybark burukat yehwat❤❤❤❤

  • @rahel7771
    @rahel7771 12 วันที่ผ่านมา +2

    ጸግኡ የብዘሐልካቱም ጽቡቕ መደብዩ ቐጽልዋቶ
    ኣነለ ዓዲ ምስ ኣተኹ ክትሓቱኒ ኢኹም 😊
    ናይ አዋጅ ጾም 40 እግዞ ክክክ
    ስሒቐለ ሓዚነለ

  • @DesyetTadese
    @DesyetTadese 2 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ሳሚ ሓውይ ቅጽልሉ ዘማሪ መላእክቲ የስመዐልና❤

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 11 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመአልና ቃፅልዎ ብዙሕ ናተምሃርናዩ 👏🌹✝️✝️🌹🌅🌹❤️💙 😊 ዞም መናእሰይ ኣስሒቆምኒ ብእውነት 🤣

  • @WediDani-np9sh
    @WediDani-np9sh 12 วันที่ผ่านมา +2

    ቃል ሂወት የስምዓልና እሞ ክቡር ሓወይ❤ እቲ ናይ መወዳእታ ወዲ ግን ግጥሚ ኣለባባ ኣጥፊኡላ ነዛ መዝሙር ዘማሪኣ ኣይስማዕ🙆😂

  • @KedsanWeldgerges
    @KedsanWeldgerges 12 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጽብቅ መናእሰይ ኣብ እምነትና እንጸናዓሉ ምትብባዕክም ኣይፈለየነ ቃል ህይወት የስምዕልና

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 10 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሄወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዋኣ ኣነ ዋላ ሓንት ኣፊልጦ ኣይነበርኒ ሕጂ ከማን ይሓይሽ ኣብ ስደት እንበር በጃኩም ሃይማኖትና ክንፊልጥ ኣለና 😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064 12 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna hawna mezemr Samuel Egzabhier Amlak tsegu yebzehalika

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሕዋተይ ንመሃር

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 12 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ መደብ ኢዩ ካብዚ እተቅርብዎ ብዙሕ ኢና ንምሃር እሞ ቀጽልዎ ይሕዋት

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e 5 วันที่ผ่านมา +1

    ዳኒ ጎበዝ እዩ ማሰሓቀ እምበይ

  • @yorsalem6352
    @yorsalem6352 12 วันที่ผ่านมา +1

    Aytishakom pleace 😢😢😢😢 btami nehizin sdet ms wexana ena kulu felitnayo emo ajokum sehak gidefu❤❤❤good job ❤❤❤

  • @YoditMulugeta-je9fc
    @YoditMulugeta-je9fc 12 วันที่ผ่านมา

    Amen Qale hiwet yesmealina Yehawatey tsega yebizehalukumu yehawatey xbaq Hamer hiwet Egziabhier yhagizikumu bejakumu kexiliw buzuhi kinmahr ❤❤❤❤❤❤

  • @selamasebaha6289
    @selamasebaha6289 12 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ቀጽልሉ ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ከም ዝበለ ብዘይምፍላጥና ምምሃርና ኢና እሞ ኖማሃር ሃይማኖትና ንፍለጥ

  • @Kusuney
    @Kusuney 7 วันที่ผ่านมา

    Qale hiwet yesmealna❤❤❤

  • @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ 12 วันที่ผ่านมา

    አሜን ፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኹም👏 ❤

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 12 วันที่ผ่านมา +3

    ተመስገን አምላክ ካብአትም ዘይሕሽ እዩ ነይር 😢አብ ስደት መፅእ ግን ካብ ብዙሑ ወሕድ ሃይማነተይ ክፍልጥ ክእለ የስሕቀ ለ የሕዝንለ ሃይማነትና በዘይ ምፍላጥና አይ ሕዋተይ😁😥 ዝሮ እዚ ሕቶ ቀፅለወ ካብኡ ብዙሑ ናትማሃርና እናዋ ፍቅራት አሕዋተይ❤

    • @HiluftiBerhe
      @HiluftiBerhe 12 วันที่ผ่านมา +2

      እኮ ታንሼ ስደትና ንፅቡቅና ኮይኑ ተመስገን ❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q 12 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @Samuel-3838
    @Samuel-3838 12 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስማዓልና ልኡል እግዚአብሔር፡ ክቡራት ይሕዋተይ ቀጽልዎ፡ ህዝብና ክፈልጥን ነብሱ ከድህንን

  • @mebrihat5349
    @mebrihat5349 2 วันที่ผ่านมา

    ቃፅልዎ ብዙሕ ኢና ንወስድ ካባኩም

  • @Ber-hw7vz
    @Ber-hw7vz 12 วันที่ผ่านมา +1

    Betami des zebl kexululu kal hiwet ysmelna ❤❤❤❤❤

  • @WeyniKidane-sg5dz
    @WeyniKidane-sg5dz 7 วันที่ผ่านมา

    Edmen tenan yhabkum fetari xega ab resi xega yebzhalkum

  • @lidyasolomon-qc1tk
    @lidyasolomon-qc1tk 8 วันที่ผ่านมา

    Qal hiwet yasemalina gn Sami hawey kgageyu kelewu geliu melsi keynegerkayom tkeyd aleka mo melsi ka enda negerkayom ba kid ❤️❤️ egziabiher xegiu yebzhalkum ❤️❤️

  • @brhankiros
    @brhankiros 12 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ሳሚ ሓውና ቀፅለሉ❤❤❤

  • @luchiyaluchiya2267
    @luchiyaluchiya2267 12 วันที่ผ่านมา +1

    qal hiwet yesmealna yehwat sami hawna kea amlak xegeu yebzehalka qexlo

  • @helenAlem-kd7bi
    @helenAlem-kd7bi 12 วันที่ผ่านมา

    Wale hiwet yesmna amlak nay agelgulot zemenkum ybark burukat yehwatey ❤❤❤❤

  • @makilove6390
    @makilove6390 10 วันที่ผ่านมา +1

    አረ ቀፅሉሉ 😢 በስመኣብ ምንም ከምዘይብለይ ከዚ እየ ዝፈለጥኩ ይክደነና

  • @gumashame
    @gumashame 12 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @ndgsr2892
    @ndgsr2892 12 วันที่ผ่านมา

    *ብሓቂ ቃል ሕይወት የሥመዓልና ፀጋ አምላክ የብዝሐልኩም ፍቁራተይ ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ብዛዕባ ሃይማኖትና ፍልጠትካ ዝፍትሽን ዘምህርን መደብ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉*

  • @tesfalemberhe1685
    @tesfalemberhe1685 4 วันที่ผ่านมา

    Kal hiwet❤❤❤

  • @TubeMerkebselamTube
    @TubeMerkebselamTube 12 วันที่ผ่านมา

    በርትዑሉና አሕዋተይ እግዚአብሔር ጸጋኡ ይብዘሐልኩም

  • @AlekNguse
    @AlekNguse 11 วันที่ผ่านมา

    btaemi xbuq sami hawey

  • @user-jb9ht7ck1y
    @user-jb9ht7ck1y 12 วันที่ผ่านมา

    ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ ቀፅለሉ❤🙏

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 12 วันที่ผ่านมา

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey kexiluwo

  • @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
    @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 12 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ደስስስ ዝብል ቀፅልሉ ኣሕዋተይ 👏🥰

  • @Unsere278
    @Unsere278 12 วันที่ผ่านมา

    ብሩኻት ቃል ሂወት የስመዓልና ቀጽልዎ❤❤❤❤

  • @user-lq5mi7bf2b
    @user-lq5mi7bf2b 12 วันที่ผ่านมา

    ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብሩካተይ

  • @EfremSemere-w8d
    @EfremSemere-w8d 12 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmalna sami hawey kexlulu

  • @DianaOkubay-io3mf
    @DianaOkubay-io3mf 12 วันที่ผ่านมา

    Btaemi des zbl sami hawey thanks qexlo amlak yhagzka ❤❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 11 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋት❤ ቀፅልሉ

  • @MazaAbraham-v3j
    @MazaAbraham-v3j 12 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኹም ኣሕዋተይ ቀጽልዎ ቃለ ሂወት የስማዓልና❤❤❤

  • @selamselam7608
    @selamselam7608 11 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል" ወሎዶ ዘንቅሕ መደብ ዩ😍

  • @gualwejerat2127
    @gualwejerat2127 12 วันที่ผ่านมา

    Thanks to God

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ 9 วันที่ผ่านมา

    Amen ❤Amen ❤Amen ❤Kale Hiwet Yasemaln Lehulachn Wid Orthodoksawyan 😍💕😇🙏🏾🥰🥹✝️✝️✝️

  • @user-yr6ik8zg7v
    @user-yr6ik8zg7v 12 วันที่ผ่านมา

    ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቀፀለሉ ብጆኩም

  • @trhasgerye9257
    @trhasgerye9257 11 วันที่ผ่านมา

    Egzabiher amlak xegu yebzhalkum bhaqi ab haymanotna dkmet alena yu gemzi gerkum mmharkum xbuq qexlwo bzu seb kmhar yu ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ኣዙጓልትግራይ
    @ኣዙጓልትግራይ 12 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ❤❤❤❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 12 วันที่ผ่านมา

    _ዝፍተወካ ዘማሪ ሓውና ብጣዓሚ ደሰሰሰ ዝብል ዝሓውይ💞❤💞_

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 5 วันที่ผ่านมา

    በጣዕሚ የሐዘን እዩ

  • @RahwaHabtemariam
    @RahwaHabtemariam 11 วันที่ผ่านมา

    ብጣእሚ ደስ ዘብል ብ ሰሚት ሶስተኛ ምጽኡ

  • @zem1988
    @zem1988 12 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ፣ ነቶም ምንም ዘይፈልጡ ዘይዓሞም ኣይትሕተትዎም፣ ንእግረ መንገድኹም ድማ ንእሽቶ መሃርዎም ፣ እምነቶም ሃይማኖት ክፈልጡ ገስጽዎም።

  • @ngsitiabraham240
    @ngsitiabraham240 10 วันที่ผ่านมา

    Ajokum qexlo ❤❤❤❤ egzaebiher yhagzkum ❤❤❤

  • @user-ot2vb9im1h
    @user-ot2vb9im1h 12 วันที่ผ่านมา

    ፀጉኡ የብዘሐሉኩም ኩቡር ሓዉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 12 วันที่ผ่านมา

    አምላኽ ይባርኽካ ብሩኽ❤