ማሕነቕቲ ኣብ ቲክቶክ I ሰብና እንታይ እዩ ዝኸውን ዘሎ? I እንታይ እንተገበርና'ዩ ዝሓይሽ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 141

  • @Alem123Alem-q9h
    @Alem123Alem-q9h 6 หลายเดือนก่อน +16

    አነስ እንታይምስ በልኩ እዛ ዓለም ቃልሲ እድያ ሕጂ እዉን ንስኻ ክቅየሩ ዝኹኡሉ መንእሰያት እንዳ አምጻኻ ካብ አዴታት አቦታት መንእሰያት ንኹሉ ዝሕበረ ማለተይ እዩ ሐደ አርእስቲ አልዓልካ ከምዚ አስተምሁሮ እንተትገብር ጹቡቅ ኡዩ ክምሪኢቶ እቲ ምንታይሲ ናይ ባሐቂ ልቦናኻ ከምንእሰይ መጠን ናይ ባሐቂ እየ ዝድንቀካ እዞም ዝጠፉኡ ዘለዉ መንእሰያት ምህናጽ ማለት ሃገር ምድሐን እዩ

  • @gomida1552
    @gomida1552 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ፕሮግራም ኣኪለ ሓውና። እዚ ምዕዶን ምኽርን ኣብ ልብና & ልቦም የሕድሮ።

  • @maranatha1846
    @maranatha1846 5 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሓዉና ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መልእኽቲ፣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባርኽካ፣ እንጀራ እዝጊ ቦላዕ። ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድሮ።

  • @Seam20-24
    @Seam20-24 6 หลายเดือนก่อน +6

    ኣምላኽ ይባርኽካ ኣኽሊሉ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ከም ወትሩ ጎይታ ጥበቡ የብዝሓልካ

  • @hhgg856
    @hhgg856 6 หลายเดือนก่อน

    ዎ ፈጣሪ ኣቦይ ንኽፋእ ኣሕልፍካ ኣይትሃበና ገይታየ ☝️☝️☝️የቐኒየልና ክቡር ሓውና🕊🕊🕊

  • @Alem123Alem-q9h
    @Alem123Alem-q9h 6 หลายเดือนก่อน +7

    ልክዓ ልክዓ አኸሊል እንዶ ኢሎሙኻ ቁደሙ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hiwettemtiya1
    @hiwettemtiya1 6 หลายเดือนก่อน +4

    መጽሓፍ ይሸይጥ ኣለኩ, ሓወይ ዝደረሳ መጽሓፍ። ሜላታት ዕዉት ሂወት ትብል። በጃኩም እባ ግዝኡለይ። ኣዝያ ጠቃሚት መጽሓፍ ኢያ። ንገዛኩም ክኣ ክሰደልኩም ይክእል ኢየ።

  • @MikiTsegay-dy1bx
    @MikiTsegay-dy1bx 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ መሃሪ መደብ መምህር ኣኪለ ሓውና ቀፅለሉ ሓውኻ ካብ ካናዳ

  • @shambelmisgna202
    @shambelmisgna202 6 หลายเดือนก่อน +12

    ኣኽሊሉ መምህር ሕብረተሰብ ኢኻ። ቀጽሎ👌

    • @mizlalisaac6369
      @mizlalisaac6369 6 หลายเดือนก่อน

      እዞም ሰባት ናይ አ እምሮ ጸገም አለወሞ ምሕረት የውርደሎም::

  • @admas164
    @admas164 6 หลายเดือนก่อน +1

    nice akile bro thank you sleti xbuk mkrka.bzhalefe nay rwanda zhabkayo mkrn tesfan nay bhaki kemti zbelkayo koynu so you are smart man.

  • @mikealitghiorgis6368
    @mikealitghiorgis6368 6 หลายเดือนก่อน

    Thanks Amazing zikone hasab eu God bless you Aklilu.

  • @arregaygebrekidan2790
    @arregaygebrekidan2790 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ ኢዩ እዞም ዝበዝሑ ኣብ ሜድያ ዝነጥፉ ከምዚ ገጋጥም ከሎ ንገንዘቦም ክብሉ ክብሪ ስድራቤት ዘይብሎም ብዙሓት ኢዮም

  • @Amiጓልትግራይ
    @Amiጓልትግራይ 6 หลายเดือนก่อน +2

    የቅንየልና ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ደስስ ዝብል ትምህርትን ማዕዳን🙏💚

  • @beyenhagos1490
    @beyenhagos1490 6 หลายเดือนก่อน

    ኣኪለ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡(God bless you 🙏

  • @Chamoma-1
    @Chamoma-1 6 หลายเดือนก่อน +10

    Mental health is real and our young brothers and sisters need psychologist,

  • @asmerethabtu6860
    @asmerethabtu6860 6 หลายเดือนก่อน

    አምላኸ ይባርኻ ዕደመን ጥዕናን ዮሀብካ

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 6 หลายเดือนก่อน

    Thanks so much my best brother 👑 💎 ❤️ Always I'm proud of u 🎉keep going ✌️
    I'm very sad 😔

  • @libanonline
    @libanonline 6 หลายเดือนก่อน

    Thanks Aklilu hawey

  • @MebratHaile-s3n
    @MebratHaile-s3n 6 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @zebibogbazghi4494
    @zebibogbazghi4494 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much bro good job always good things

  • @lillyghile3607
    @lillyghile3607 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላምን ፍቅርን ኣብ ቤትካ የብዝሓዮ ኣክሊሉ ሓወይ ። ብጣዕሚ ጠቓሚ ምክሪ ኢዩ ፥ በዛ ናይ ሎሚ ሓበሬታኻ ጥራይ ብዙሕ ናይ ለውጢ ሓሳብ መጽይኒ and I already unsubscribed many channels. Thank you so much Akile! ❤❤❤

  • @mikekidane2907
    @mikekidane2907 6 หลายเดือนก่อน +6

    ጠንቂ ኹሉ ንስልጣኔ ብጭርኡ ምሓዝና ይመስለኒ።

    • @Victo.rialake
      @Victo.rialake 6 หลายเดือนก่อน

      Suicide ab alem bezihu lo beflay abzi western world and ab deki tebeatyo its not about that, abana be psychology aynreon ena , Psychologie demhru yeblnan bebzhi ,

  • @gracejesus5309
    @gracejesus5309 6 หลายเดือนก่อน

    Very true. God bless you brother 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼

  • @nigushindeya
    @nigushindeya 6 หลายเดือนก่อน

    ብትክክል ኣቴዎ

  • @FilmonTesfay-j1j
    @FilmonTesfay-j1j 6 หลายเดือนก่อน

    Thanks aki hawna..keep it up..kemaka aynet seb eyu nhbretesebna zedli..

  • @merongoitom4804
    @merongoitom4804 6 หลายเดือนก่อน

    Selam eati arastin eati fshiktakan ab matwit zelo aysanen u mahnakti indabelkas shwya nay hazen mlket arie buruk mealti❤❤

  • @FoziaAbudlkader
    @FoziaAbudlkader 6 หลายเดือนก่อน

    Labam zaraba brother kamakha ybzah❤❤❤

  • @robimassawino
    @robimassawino 6 หลายเดือนก่อน +7

    Tik tok ክዕጾ ኣለዎ ምክንያቱ ንተጠቀምቱ ኣብ ክንዲ ዝከላኸል ብተደጋጋሚ ነእምሮ ዝርብሽ ነገራት ክገብር ኢኻ ትርኢ ስለዚ ነዚ ነገራት ከምሓይሾ ወይ ከኣ ክኣልዮ ክግብር ከምዘለዎ እንተዝግበር ጽቡቕ ይመስለኒ ።

    • @ygttv1576
      @ygttv1576 6 หลายเดือนก่อน +3

      ሓወይ ናተይ ከም ሓሳብ ጽቡቅ ኢዩ። ንሕና ነቲ ንክእሎ እንበር ነቲ ዘይንክእሎ ነገር ክንገብሮ ኣለና ክንብል ቅኑዕ ምክሪ ኮይኑ ኣይረከብክዎን። እንተ ኪእልና ነብስና ንግታእ ነቲ ቲክቶክ ካብ ተሌፎንና ንደምስሶ። እንበር ቲክቶክ ክዕጾ ኣለዎ ንዝበሃል ግን ሓይልና ድሩት ኢዩ። የቀንየለይ

    • @T.T.R-m9r
      @T.T.R-m9r 6 หลายเดือนก่อน

      😊

  • @Hhhhhhb53
    @Hhhhhhb53 6 หลายเดือนก่อน

    Thankyou kbur Akile❤❤❤❤❤

  • @Mikalshkor
    @Mikalshkor 6 หลายเดือนก่อน +1

    GBU sir

  • @salamawitdaniel3006
    @salamawitdaniel3006 6 หลายเดือนก่อน

    Aklilu hawey nefsi weqef qalatka rezin melekty alewo kemzy kemaka ybzhulna hezbna kdhn ❤️❤️❤️.

  • @waw1593
    @waw1593 6 หลายเดือนก่อน

    God bless you 🙏 ❤️

  • @G.G-33
    @G.G-33 6 หลายเดือนก่อน +1

    Yes ❤❤❤

  • @natsaberhe6226
    @natsaberhe6226 6 หลายเดือนก่อน

    Thanks, well said!

  • @labanfustom7449
    @labanfustom7449 6 หลายเดือนก่อน

    Tnx more ❤❤❤

  • @erilove6287
    @erilove6287 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you bro❤❤❤❤❤

  • @tsehayhabtemedhane6519
    @tsehayhabtemedhane6519 6 หลายเดือนก่อน

    Izgyo Izgyo Izgyo meharna kirstos Seb intay ykowin Alo mihiret ywrdelu 🤲🤲🤲😭

  • @leltialemu
    @leltialemu 6 หลายเดือนก่อน

    ምስኪናው ኣምላክ ይሓልዮ😢😢

  • @senaitsetant748
    @senaitsetant748 6 หลายเดือนก่อน

    Crying 😭 😂😂😂😂😭 a lot Yes Akile hawey he was passed away almost 3 days ago ! ሓዘን ኩሉ ሰብ አብቲከባቢ ዘሎ ይበጽሕ አሎ። Long weekend Monday(Public holidays) ስለዝነበረ ሎሚ ግና ሰሉስ እዪ አብአሜሪካ so ድሮ ኩሉ ሰብ ናብራ ስለዝክነ ነናብ ስርሑ ተመሊሱ እዩ እዚወደሓንኩም።
    ንሀብቶም ሓውና መንግስተሰማይ ይዋርሶ ነእቶም ቤተሰቡ ጽንዓት ይሀቦም። ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ን ንኩሉ ዓለም። 🙏🏾

  • @HagosYemane-hn2ht
    @HagosYemane-hn2ht 6 หลายเดือนก่อน

    Waw Good job you re smart man

  • @YordiKefali
    @YordiKefali 6 หลายเดือนก่อน

    Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ
    28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።
    29-30: ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም።

  • @ELNAR93
    @ELNAR93 6 หลายเดือนก่อน +5

    ብሉጽ ኢኻ ምምህረይ
    ኣነ ንባዕለይ ኣዚየ ዕሉል ናይ መስመዲያ ነረ ምሰባት ክራኸብ ድማ ብዛዕባ እቲ ዝሰምዖ ፖለቲካ ኮይኑ ነሩ ዕላለይ መሊሰ ኣብዙሕ ምቅዋም ፖለቲካ ተሳቲፈ ን 6 ዓመት ብዘይ ምቁራጽ ድቃስ ኣይድቅስን ነረ ። ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ድማ ርእሰ ምትሓት ጭንቀት ሂወተይ ባዶ ሙኻና ወዘተ ይስምዐኒ ነሩ ብዙሕ ግዜየ ነብሰይ ከጥፍእ ፈቲነ፡ ስለዚ ንሰምዖ ክንመርጽ ጽቡቕ ኢዩ። ። ሂወተይ ሕጂ ኣምላኽ ይመስገን ኣብጽቡቕ ኩነታት ኣለኹ እዚ ዝኾነሉ ድማ ሞቲቨይት ቪድዮታት ከም፡ናትካ ናይ ብዓል ሳብሪና ከምኡ እውን ናይ ስነ ልቦና ርእሰ ርኽበት ዝብል ትምህርቲ ብምውሳድ ብዓብዩ ድማ ጸሎት እዚ ጠቒምኒ ካልእ ኣዚዩ ዝጠቐመኒ ድማ መዲያ ምግዳፍ ማለት ብስዓታት ብምግባረይ። እዚ ድማ ከማኻ ብሉጻት መማህራን ብምስማዕ ። ኣዚየ የመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ፡ዝበሉ ይብዙሑልና።

    • @NMW-ed8vt
      @NMW-ed8vt 6 หลายเดือนก่อน +1

      Enkae abzi abkiaka/Ki kbur hawu wey hafti netom bchinket zisakeyu zelewu yehwat kea Amlak ybtsihayom

  • @Mehariweldehaimanot
    @Mehariweldehaimanot 6 หลายเดือนก่อน

    Great idea

  • @Yordanosgebru-h6y
    @Yordanosgebru-h6y 6 หลายเดือนก่อน

    Smart bro❤❤❤❤❤❤❤

  • @weynits571
    @weynits571 6 หลายเดือนก่อน

    AMLAK yirdana mistwalna yikfetlna seb ,kemana AMLAK zifetu yelon.entayu dia mistiru,nimnay nibaes nikatel ? AMLAK eko Fikriyu❤🎉❤🎉❤🎉😢

  • @weynits571
    @weynits571 6 หลายเดือนก่อน

    akila hawey GBU nabey gexuyu hizbna mot kemnormal yiriolo😂

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl 6 หลายเดือนก่อน +1

    We need therapy in our community. We need to express our emotions openly uninterrupted. We need to stop being dismissive. We need to stop using HARSH WORDS AND INSULTS. We need to communicate. We need to listen and understand without interruption. We need to be transparent and we need stop gossiping. We need to stop spreading rumors and lies. We need to communicate directly. We need to be kind to each other. We have been cruel to each other. OUR COMMUNITY IN ERITREA AND IN FOREIGN LANDS NEED TO CHANGE AT THE ROOT.

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኣኪለ እቲ ቀንዲ ጸገም ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ሞንጎና ብዙሕ ዘይምትእምማን ኣሎ ወላ እቲ ትኣምኖ ሰብ ሽግርካ ነጊርካዮ ይወራዘየልካ ይንዕቀካን በዚ መሰረት ከኣ ሰብ በይኑ ይመርጽ ምስ ግዜ ከኣ ይጭነቅ ክሳብ ነብሰቅትለት ይበጽሕ።

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 6 หลายเดือนก่อน

    ❤🙏🙏🙏

  • @hermonghermay5422
    @hermonghermay5422 6 หลายเดือนก่อน

    Nay loms fluy eyu!!!😢😢 Eritreawi Ashegari ftret koynu lo. Amlakh mhretu yleakh.

  • @MbHassan-li9ho
    @MbHassan-li9ho 6 หลายเดือนก่อน

    Thank 1000×1000

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 6 หลายเดือนก่อน +1

    አምላክ መስተወዒሊ ልቢ ይሃብና አምላክ ሰደትና የሕፅረና መሕዘኒ እዩ ኮይኑ ዘሎ ግን ልምንታይ እዩ አብ ተክተክ ይክን አብ ፈሰብክ ሸር ምግባርስ ዘይቀሪ በአነት መሕዘኒ እዩ😢😢😢😢😢

  • @selamteklehaymanot9786
    @selamteklehaymanot9786 6 หลายเดือนก่อน

    Please save our people 😭😭😭😭

  • @samze930
    @samze930 6 หลายเดือนก่อน

    Aklilu nay zebena memhir .

  • @selameyasu5841
    @selameyasu5841 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AzemeraBerhe
    @AzemeraBerhe 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @siyomaymichael3205
    @siyomaymichael3205 6 หลายเดือนก่อน

    ❤💯🙏🙏🙏❤️💖💖

  • @ErusAman
    @ErusAman 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💎💎💎💎💎

  • @freezerebafree6278
    @freezerebafree6278 6 หลายเดือนก่อน

    😍😍😍

  • @samuelhulk1129
    @samuelhulk1129 6 หลายเดือนก่อน

    Entay dea Fishik elka tetiwo Sili msti Arsti zeykeyd

  • @hagerawiraye1552
    @hagerawiraye1552 6 หลายเดือนก่อน

    Brother Akile it is spiritual warfare nothing else.

  • @Bobloxkaka1
    @Bobloxkaka1 6 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭

  • @Seam20-24
    @Seam20-24 6 หลายเดือนก่อน +1

    ከመይ ከመይዩ እዚ ነገር
    ሓሶት ትሃጥር ሓቂ ትቕርቀር
    ሰላም ዝስኣን ዝበዝሕ ሸገርገር
    ሰብ ሎሚ በጃኻባ አደብ ግበር
    ኣበይ ንምብጻሕዩ እንታይ ንምርካብ
    እዚ ኩሉ ጉያ እዚ ኩሉ ዘብዘብ
    ህዳእ እባ ግደፍ በእምሮኻ ሕሰብ
    አብ ዝሓልፍ ግዜ ሕማቕ ኣይትዛረብ
    እንታይ ትረክብ ትጎድእ ብጻይካ
    ሕማቕ እንተረኸበ እንታዩ ዓስብኻ
    ሰብ ጎደሎ ፈትሻ ልብኻ
    ካብ ግዜ ናብ ግዜ ትቕየር አለኻ
    ነብስኻ ትርስዕ ጽባሕ ከምትመውት
    ንሓቂ ፈቲሕካ ትምርዖ ንሓሶት
    ስስዐ መሪጽካ ክሒድካያ እምነት
    ግደፍ ሰብ ኣይትነብርንያ ሂወት
    ኮይንካ ድዩ ክትነብር ኣብ ሕልሚ
    ንምዓር ንዒቕካ ከተፍቅር ስሚ
    ሓድነት ጸሊእካ ሓድሕድካ ክትደሚ
    ሞት ክኸውን ናትካ መዛዘሚ
    አየ
    ሰብ ታሪኽካ ጽውጽዋይ ወረ ወድወረ
    መምስ ዝሓለፈ ነበርያ ነበረ
    ተግባርካ ከፊኡ በዚሕዎ ማእረ
    ዕድመ ይኸደካ'ሎ ብዘይ ገለ ፍረ
    ቁምነገር ዘይብሉ ዕድሜኻ ክውዳእ
    ባዕልኻ ንባዕልኻ ነፍስኻ ክትጎድእ
    ንሰላም ገዲፍካ ኩናት ተሰናድእ
    ግደፍ ድኣ ሰብ ስሚዕትካ ግታእ
    ሽግርካ ክጸንቀቕ ሕሰምካ ክውዳእ
    ንኹሉ ገዲፍካ ናብ አምላኽ ተጸጋእ
    ሴም ገብርሂወት ሃይለ
    28/05/2020

  • @senetMahmud
    @senetMahmud 6 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @saratesfamicael8302
    @saratesfamicael8302 6 หลายเดือนก่อน

    Sei.un.uomo.inteligente.
    Iyesus.abi.ingera.
    Riina.yhabca.

  • @solomongebre2182
    @solomongebre2182 6 หลายเดือนก่อน

    Bejaka ketie menesyat fetre abie areste nenda amxaka sebi dewelu hasabu endhabe discuss zegbrelu nezi hezbna kembaeli kemaka u seb dedliyo

  • @Vip44-dx8sc
    @Vip44-dx8sc 6 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaki

  • @tesfahanstsegay621
    @tesfahanstsegay621 6 หลายเดือนก่อน

    ዘሕዝን ዩ ኣክሊሉ ሓወይ በጃካ ሰብ ይስዞበካ ዩ ነድንወካ ኢና ቀጽሎ ቀጽሎ በጃካ ብጹሕ ሰብ ትምህርን ጥምህርን ኣሎካ ንዓይ ምን ኣሰይ ዝሃወይ ኢካ ግን ካባ ኣዝየ የ ከሲበ ኣብ ዝሃጺር ግዜ የ ዝፈልጠካ ኩሉ ምህሮካ ደው ጀም ዝብልን ሓይል ከም ዝከውንን ገሩን እህሳሻኢ ነረ ቆጣቢ ኮይነ ፕላን ኩሉ ሰጥ ቀጥ

  • @lojvcd1
    @lojvcd1 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @70ይ
    @70ይ 6 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ኣለካ ኣክልሉ ሓወይ😢

  • @MTO2024
    @MTO2024 6 หลายเดือนก่อน

    thank you akile hawuna bteami zgerm entelo ember do weledna ab gize Hazen nzkiromu eina zgeremeni ezi stupid seltene bezi wede kishikt mis semakwo gerimni ab gayla Metawu, abemo hgdef eyomu tehatwti, eta gal hgdef eya ,nisa eya abzi absehato tehatatit eya ewaee antimu hzbi egziabher eba nifrah please weledi alewuna Adena bnafqot txbeyena ala thanks akile hawey

  • @mehretkidane2241
    @mehretkidane2241 6 หลายเดือนก่อน

    Akililu hawey kemey Alka Anes Kab Texas niportland Oregan kebxih keyde Senbt maalti nera,Tahaniku hanti gal dewila nPolic negira Keltfom Aykduwom mskedu mstinfasu xenhu ab Hospital kibxih Arifu Eia were kab hade nay kerba Ziflto biakal Aeliluni,Bhaki eyu Zehizin Mengiste semayat yeworso! Lebam mestwali eka behqi eye Zekibreka Betgedasinetka!

  • @mehretkidane2241
    @mehretkidane2241 6 หลายเดือนก่อน

    😢

  • @tesfahanstsegay621
    @tesfahanstsegay621 6 หลายเดือนก่อน

  • @AmlesomAmlesom-y5e
    @AmlesomAmlesom-y5e 6 หลายเดือนก่อน

    Aklie hawey❤❤❤❤

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤😊

  • @abiner1111
    @abiner1111 6 หลายเดือนก่อน

    እዚ ዘቕረብካዮ ትሕዝቶ ኣዝዩ ኣገዳሲን መሃሪን ኮይኑ ኣብ thumbnail ናይ ዩቱዩብ cover photo ኣገዳሲ ኣይነበረን በቲ ኣርእስቲ ኮሚኡ ኢልካ ክትሰኣል ኣኪለ ሓወይ

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 6 หลายเดือนก่อน

    ቶም ስድታት ንሓመዱ ዮም ፍጥረት ሰብ ደይብሎም ጨካናት የጥፍኣዮም

  • @RahelGebrekidus
    @RahelGebrekidus 6 หลายเดือนก่อน

    Nay behaki hanasi hasab yikenyelna🙂🙂

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure 6 หลายเดือนก่อน

    😊😊😊😊😊&❤❤❤&🎉🎉🎉🎉🎉

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 6 หลายเดือนก่อน

    Bteami eu zefrhaka ezi gize Akile hawey bejakum nezi menesey atebabiewo

  • @furtunamichael7969
    @furtunamichael7969 6 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢

  • @Dermas2024
    @Dermas2024 6 หลายเดือนก่อน

    ኣብ 'ክንዲ ማሕነቕቲ" 'ነብሰ ቅትለት ማባልዶ ኣይምሓሸን? "clicks" ንምኽዕባትዶ ወይስ ኣሉታዊ መቐን ናይቲ ቃል ካብ ዘይምፍላጥ?

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  6 หลายเดือนก่อน +1

      ነብሰቅትለት ንብዙሕ ነገራት እትውክል ቃል'ያ። ሰብ ኣብ ቀላይ ኣትይ፡ ብበሊሕ ነገራት፡ ብስሚ ወዘተ ነብሱ ክቕትል ይኽእል- ነብሰቅትለት ከኣ ይበሃል። ማሕነቕቲ ሓደ ኣገባብ ነብሰቅትለት እዩ። ስለዚ ነቲ ዘጓነፈ ፍጻመ ብልክዕ እትገልጾ "ማሕነቕቲ" እምበር ነብሰቕትለት ኣይኮነትን።

  • @Alem123Alem-q9h
    @Alem123Alem-q9h 6 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏✅✅✅

  • @ምስጽጌናይ
    @ምስጽጌናይ 6 หลายเดือนก่อน

    Tiktok ተዝዕጾ እዩ እቲ ፍታሕ 💔🥺

    • @nomoneynoproblem7890
      @nomoneynoproblem7890 6 หลายเดือนก่อน

      I think it's OK tkitok
      If you use social media carful is good it helps you a lot 👍

  • @sabasave6244
    @sabasave6244 6 หลายเดือนก่อน

    ሰብ ብጣእሚ ሐሲሩ ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንወለዲ ክአ ጽንአት ይሐቦም ኤርትራዊያን ልቢ ይሐበና ሕማቅ አሎ መንእሰይ

  • @hhuu9859
    @hhuu9859 6 หลายเดือนก่อน +2

    Buzuh gizi bzab hiwtna ab merakebi bzuhen aytwxu tbl mekirkana nezi yzekakireka.

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  6 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቅኻ እንዲኻ፡ ዘገርም እኮ'ዩ

  • @ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ
    @ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ 6 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ዳሓን መፃእካ ኣኪሊል ሓውና ዋላ ናዓካ ቃዲመካ እየ ለማዓንቲ ሲ ተቃዲምኩም ኢኺም 😅😅😅😅

  • @alexandersegid8272
    @alexandersegid8272 6 หลายเดือนก่อน

    ጉዳይ ርእሰ ሕልፈት ናይቲ ካብ መቐለ ዝብገስ ጥባሕ ጥባሕ፡ንሓማሴን ፍስቶ ደም ንእውዶም ኣስላም፡ ናይ ኤርትራ ትግባረ ሕጊ ኣብ ዘይምኹኑይ ተጻብኦ ተዓኹልሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ሪኽበት እዩ

  • @simonbelay2472
    @simonbelay2472 6 หลายเดือนก่อน

    ሰብ ክቡር እንድዩ እዚ ግን ሰብ ኣይኮነንን ፡ ጸገም ዋላ የጋጥሞ ንሰባት ኣብ ጸገም ዘእተወ ሰብ እዩ ፡ ስለዚ ዋላ ውን ኣብ መንግስቲ ኣምላኻ ከማን ቦታ የብሉን ፡ሰለዚ ነዚ ሰብ ኣይትታሓለቐሉ ፡ ጽቡቕ ኢኻ ኔርካ በዚኣ ግን ዲስ ላይክ ክህበካ ትግድደና ኣለካ

    • @hari13514
      @hari13514 6 หลายเดือนก่อน

      Men feradi geyruka tferd aleka ab nay egzabiher srah aytto. hawey stress zemekh aykonen so hmak mzrab xbuk aykonen sorry

    • @WintaGrmay
      @WintaGrmay 5 หลายเดือนก่อน

      Ewaa goyta natu srah alewo

  • @Victo.rialake
    @Victo.rialake 6 หลายเดือนก่อน

    Xegemna abey alewo tom nay sene aemuro muhurat abey alewu, ne community serve tezey gerkalu nemeas kekoneka u

  • @merhawitgoje2967
    @merhawitgoje2967 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @natsaberhe6226
    @natsaberhe6226 6 หลายเดือนก่อน

    ብሐቂ ሞይቱ እዩ : መንግስተ ሰማይየዋርሶ

  • @bereketabrehe9830
    @bereketabrehe9830 6 หลายเดือนก่อน

    Nay behaki memir hiwet do kibleka eza natka chanel azyei ye ziftwa kab memiharn kabtom abyti edme yhabka

  • @MohamedsuarezMohamed
    @MohamedsuarezMohamed 6 หลายเดือนก่อน

    Bitami adniqeka xubuq timhirti ika temhirena deleka edmen teinan yehabka akile hawey

  • @abelabi6782
    @abelabi6782 6 หลายเดือนก่อน

    Baelu nebsu zetfe mengste semai ywers diu hatyat do aykonen??????

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  6 หลายเดือนก่อน

      እዝስ ናይ ፈጣሪ ፍርዲ'ዩ።

  • @azmarina
    @azmarina 6 หลายเดือนก่อน

    Akilu ayseamukan eyom kulom,adge bekli gedifom ztesedu endom ms ezom,do wedey seb tnebr tmali kgermeka ab live atyom, yohana enkea mote yblu nerom etom tegaru etom breged nhamedu zbehaly wala kefti,zehzneka kea etom hagerawyan,ena zblu enssatat eyom klkota kulom eyom hasemo hji msbkedr kea sher mbal entay eynet resei,eyu ygermeka

  • @FanusUkubeab
    @FanusUkubeab 6 หลายเดือนก่อน

    Kubur hawuna ezi tegebro zeleka ni hibretesebna zitekim silezikone bitami yimesgneka keailo

  • @shinez.1725
    @shinez.1725 6 หลายเดือนก่อน

    ንሲካ ከ ብዛአባ መርእ ዲካ ቲዛረብ ዘለካ፡ ብዛአባ ሞት አኮ አካ፡፡

  • @oneofakind3231
    @oneofakind3231 6 หลายเดือนก่อน

    ካብቶም ቀዳሞት Subscribe ዝገበርኩ የድንቀካ ኢየ ውን ግን ዘይምዝራብ ብዛዕባ ጠንቂ ስደትና ህልቂት መናእሰይትና ምዝራብ ምቀለለ . እቲ ሽግር ግን ትሑት መሲልካ ሓቂ ምቅባር ኢዩ ሽግርና . ምሁራት የሕዋትና ከኣ ስቅ መሪጽኩም which is. ኣብ ዓለም ዘለው ምሁራት ዘይገብርዋ . ስለዚ ክቡር ሓው እጄምካ ግበር ንለውጢ