I have respect if you're Eritrean & Eritrean mindset who are they your leaders Beyen,seltene,JohnB.......all of them they work how Eritrea &Eritreans destroyed. for they're business but when someone missed or injured it's terrible so throw out tegaru idea come to your home solve our problem to gather.
Eway Abezy zenbbekum zeleku resitat Ade welida tmken bzuhat anabss alekum with much respectn snesreatin netbi tiharmu .👏 netbiqa adniqeyo hawey‼️💙✊. Abi koynu Sarah Abi zeyserh ab kdmi elma tegetiru ab zeydeleqayo zetu DEA ab ZY sheytanqa yetweqa ewe. bhlfy etn ansty Seb keyh meyh msli adetat zeyeblen duhulat ni nueuss welodoy maekel Eden zewxaa zeywurzuyat bkemey melkee eyu Seb kekbren Seb ko kbretu baelu eyu zhlu . Kem dlayen Wala ydegfa gn chekanatin hasewtin belexegnatatin eyen Wala nesseyass eqo kefenfnoo matyn because hasewty eyen deyele alo beall halweni ksesee nfalet eina eqo 😂 nezien DEA men kekbren any way i appreciated your comment 💙ayney✊.
ኣየ ኣኽሊሉ ፡ እቲ ጸገም'ኮ ኣብ መንጎ ዓማጽን ተዓማጽን'ዩ ። ናይ ዓድና ከይኣኽለና ኣብ ኣሰርና እናሰዓቡ ድቃስ ዝኸልኡና ዘለዉ እናረኣኻ ፍርዲ ጎራሕ ጌርካዮ ፡ ገደፉ'ባ ኩሉ እናፈለጥኩም ለባም ለባም ኣይትጻወቱ። ዓማጽን ተዓማጽን ብዘይጸገም ክነብሩ እንተኮይኖም እቲ ዝዕመጽ ዘሎ ኣካል ነቲ ዓመጽ ተቀቢሉ ክርገጽን ክቅተልን ክነብር ምስ ዝቅበል ጥራይ እዩ። ንሕና (ደለይቲ ፍትሒ) ድማ "እምቢ" ንብል ኣለና ። ኣምላኽ ዝሃበና ሓርነት ሰብ ክምንጥለና ብፍጹም ኣይነፍቅድም ፡ ሞት ዘይተርፍ እንተኮይኑ ውን እናተቃለስና ኢና ክንመውት - ክቡር ሞት።💙🩵 ✊️✌️
Correct 💯✅ teawet Adi aboqa tetekel esu eyu ety melsy Blu ayney💙💙💙❤️❤️ ❤️🌿‼️👏. N entay eyu ety xegem, entay eyu ety tenqi entay eyu ety saeben kab mrdaee nlaely zrdeo brillant, n intelligent sebeay eyu Akile malet. gn gurhi wey frhi zey Kone sécurité dhnetqa u eye zbll ane .nAkile hawey ety zkmetelu bota ( limit )gerlu alo. bzeredee mengedi eqo hallayy ahwatu lewah mukuanu enho nreyo . AB tka tom stupidat enda tekemete gn Kemeey kbll txbeyo âne Kem Beal Akile lull Bahry zkonu aykonenn zkona tkeom zelo ERI bsystem nebsu khlu BTAEMI hgusty eye. I accept n I respect reyto Akile. and qalsi eko bztefelaleye melkee eyu enho Endo hzbu AB mnkahn, kab dnkurna ab mglgaln Abi tera yxawet ‼️❤️ klu bebfildu (bebiawdu)ejamu endhr aberkitu nhzbu kabzy nlaeli qalsi alo dyu not for difence nAkile gn SLE Ety haqi eye. Slezy âne I really appreciated hawey mkuanu kemziom DMA ybzhu n edmen tenan yhabom. 🙏🙏🙏❤️✊
💙💙💙💙💙
💙👌🏾
💙🆓✊ኣጀኳ በርትዕዕዕ፣ እዚ ኲናት ኢትዮ-ኤር 98 ሪኢናዮ። ኣብ ኲናት "ሓያል'የ no ሓያል'የ...!!!!እንዳበሉ ብርቱዕ ኲናት ተጌሩ። እቲ ሓደ ወዲቁ፣ እቲ ሓደ ከኣ ኣውዲቁ፣ በቃ ሰራዊት UN ኣትዮም... ሕጂ ከኣ ኣብ ኤርትራ ትራዳዳእ። ስለዚ እታ Power እዛ "ብርገድ-ንሓመዱ✊"!!!!!!ኦያ🆓💙
ዝደከመ'ዩ ዝቀትልልልልል!!!!!
አዛ ቁናዓ ኣይኮን አቶም ተቓልስት ተግበርው ዘልኩም ዛይ ሐጊወይ አዩ ሰልዛይ ኣብ ልዓል ሃገርወይን ዘል ኣራይ አንት ዛይቀይርኩም ከትውድቕ አኩም አምን ሰብ ሃገር ሰል ዘኽበር ተርሕ ከም ጽል ከራይ ጉቡ ኣይኮን ዛይ ሃገርወይ ሰማዓት ዘልኩም ሰባት አኩም ብሕቕ አዛ ካ ጉቡ ኣይኮን ወል ወን ተቅዋም ከግብርካ ዘከል ዋል ሓድ የልን
ጠንቂ ናብ ስደት ዘምጻና መኽንያት ከ እታይ እዩ እልካ ታኣምን
Gnzebn, muchotn delika ,abe sedt konka dea qalsia aldu???
Kemzeredeani da ne Vacation elu eyu zehasbo.
ሰላም ኣኽሊሉ ሓወይ፡ ከመይ ትኸውን፡ ኣነ እግዚኣብሔር ይመስገን ሰናይ ኣለኹ። ብቐጻሊ ተመሓላልፎ መደብ ንሕብረተሰብ ዝጠቅም ትምህርትን ሓበረታን ስለእተመሓላልፍ ኣድናቒኻን ዝሕበነልካን የ።
ቀጽሎ ድማ።
ሎሚ ውን ነዚ ምቅትታል ኣሕዋት ኤርትራውያን ኣትኩርካ ርኢቶኻ ሂብካ ኣለኻ።
ርኢቶኻ የኽብረልካ የ። እንተኾነ ፈላጣት ኢና ዝብሉ ሰባት፡ ፈላጣት ዘድልዮ ኩነታት ክፍጠር ከሎ፡ እንተ ብፍርሒ እንተ ብጉርሒ እንተ ብራዕዲ እንተ ብውልቃዊ ጠቕሚ እንት ብሕጽረት ኣፍልጦ እዚ ተረኽቦ ንፈላጣት ንገድፎባል ምባል ርእሱ ዝኽኣለ ውድቀትና ዘመላኽት ዩ።
ሰብ እንተሓሚሙን ልዕሊ ዓቕሙ እንተተሳቒዩ ናብ ሕክምና ይኸይድ ሓገዝ ውን ይግበረሉ።
እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ውን በዚ ዘቐመጥካዮ ዝፍወስ ኣይመስለንን።
ስለዚ ለባምን ፈላጥን ዝሓትት መድረኽ በጺሕና ስለዘለና ኪኖ ርኢቶ ምሃብ መፍትሒ ይደለ።
መደብካ ቀጽለሉ፡ ኣብ ከምዞም ናይሎሚ ዝኣመሰሉ ኣርእስትታት ግን ብዕቱብ መፍትሓዊ ሓሳብ ሒዝካ ኣብ ቀጻሊ ክትምለስ ትጽቢት ይግበረልካ ዩ።
ኣብ መወዳእታ፡ በቲ ዘጋጠመ ይሓዝንን ይኹንኖን፡ ካብ ዳግማይ ተመሳሳሊ ትርጉምን ዕላማን ኣልቦ ቅዝፈት ይሰውረና። ሰላም ምዓልቲ።
ንሕና በርገድ ንሓመዱ ወጽዓና እዩ ዘቃልሰና ዘሎ እቲ ሽግር ባዕልኻ ገሊጽካዮ ኢኻ እቲ ጠንቂ ግን ኣይገለጽካን ንሕና ምንባር ተኸልኪልና ንኽንነብር ኢና ንቃለስ ዘለና ለባም ለባም ምጽዋት ኣየድልን ኣብ ውጹዕ ህዝብኻ ተትኾን ምሓሸ 💙
ኩቡር ሓዊ ኣብ ሓሳብካ ከም ዲልየትካ !
ንሕና ድማ ናትና ሪኢቶ ክንህብ ኣፍደልና።
1/ ኣብ እዚ ዛዕባ ክትዛረቦ ዝጸናሕካ ፥ ኣብ ሳዕቤናቱ እምበር ጠንቁ ኣይተዛረብካን።
2/ ናብ እስራኤል ከመይ ኢሎም ኣቲዮም ንሕና ወን ንፈልጥ ኢና ፥ ንመዋቲ ጽንዓት ይሃብ ንገብነኛ ድማ ፍርዱ ይቀበል ክትብል ኔሩካ።
ኣብቲ እቲ ኩሉ ጽቡቕ ተዛረብካዮ የሕዋት ኣይትባሱ ምባል ጽቡቕ ዩ እንተኾነ መፍትሒ ክትህብ ውን ተጸቢየካ ኔረ። እቲ ምንታይ ሲ ጎነጽ መፍትሒ ኣይኮነን ኢልካ ሓሊፍካዮ። ኣነ ግን ከም ጓል ኣንስተይቲ ጎነጽ መፍትሒ እኳ እንተዘይኮነ ኣብ ጣወላ ክትመጽእን ክትካባበርን ግን ይገብር ዩ። ካልእ ኣቦታት ኣዴታት ኣብ ደገ ይረሙ ኣለዉ ኢልካ ፥ ኣዴታት ኣቦታት ኣብ ኤርትራ ከ እንታይ ኢዮም ዝረኽቡ ዘለዎ። ኣብ ኤውሮፓ ብጽጋቦም ኣብ ኤርትራ ድማ ብግዳዴዩ።
ብሓፈሽኡ ነዚ ናይ መንእሰይ ቃንዛ ዘይትረዳእካዮ ወይ እንዳ ፈለጥካ ሸለል ትብል ዘለኻ ኮይኑ ይስመዓኒ።
ሰብ ሃገሩ ከይሓዘ ከምዲሊየቱ እንተሃብተመ ኣብ መወዳእትኡ ንካልእ ሃገራት ከም ዘረክበን ኣይረስዕ መኽኒያቱ ናትካ ኣተኩሮ ሞር ኣብ ገንዘብ ሰለዝኾነ የ። ገንዘብ ምሓዝ ጽቡቕ ዩ ይድግፈካ የ ወን እንተኾነ ካብ ዓድኻ ሪሕቅካ ዝተሓዝ ገንዘብ ዋናታቱ ዮም ዝወስድዎ ኣብ መወዳእታ 😢። ኤርትራወያን ሓብሪና ነዚ ረሳሕ መንግስቲ ክንኣሊዮ ግን ኣብ ሓደ ክንሰምር ኣለና። ንስኹም ድማ ሰቡኡት ኢኹም ምርሑና ። ሰብኣይን ፈራሕን ክጸልእ መዓት ዩ ኣኪሊሉ ሓወይ። ሰናይ ምሸት❤❤
ኣብ ጣውላ ንክትመጽእ ዝበልክዬ ነዚ ፍታሕ ከተምጽ ብሓደ ክትቃለስ ዘይኮነ ተተቀተልካ ጋዶ እንተ ቀተልካ ከኣ 25 ክሳብ 30 ዓመት ማእሰርቲ ኣብ እስራኤል ሕጂ ዝጀመረ ኣይኮነን ኣብ ጣውላ መጺኻ ደው ይበል ቅትለት እምበር ብሓደ ንኹን ኣይኮነን 1 ሚልዬን ክጠፍእ ኣለዎ ንሰላም ዝበለ ኣይትኸውንን እያ ዝበለ ቅተሉ ዝበለ ክንፈርሕ የብልናን ዝበሉ ክሳብ ሕጂ ንሶም ኣብ ገዝኦ ምስ ኣንስቶም ደቆም ኣለው ዝብልዎ ተዝትግብርዎ ዕላምኦም ክሳብ ዝኾነ ቅድሚት ተሰሊፎም ክመርሑ ኣይገብርዋን እዬም ግዳይ ዝኾኑ ካልኦት እዬም ደው ኢልና ንሕሰብ
ናይ ፖሎቲካ ሓሳብካ ኣብ ካልእ ኬድክ ሽጦ ብዛዕባ ዚ ጠንቅን መፍቲሒን ዝትንትኑ ኣለዉ ሞ ንዖም ጸሓፈሎም
Stbuk gelistkyo aleki gen ezom deki adna tebat yeblomn mergesti wesidom etn ezn keblu
@@bereketlove1497ብሓደ ንኽይትቃለስ ከምዚ ሕጂ ኣብ ደገ ሰብ ሰዲዶም ነዚ ህዝቢ የቃትልዎ ኣለዉ። ኣነ ወን ደጊፈዮ ኣይኮንኩን። እንተኾነ ብቀንዱ ብዛዕባ ሓደ ጸገም ክትዛረን እንከለኻ ብስዕቤኑ ዶ ወይስ በቲ ጠንቂ ኢና ክንዛረብ ዘለና፧
ሰብኣይ ተባሂልካ ሕቂ ክትትንትን እንተዘይፈቲንካ ንሕና ንሓይሽ ኮፍ ኢልና ንሸይን።
ፍርሒ ጉርሒ ካብ ሓዲአን ኣለውኦ ።ውሽጦም እቲ ሓቂ ይፈልጦ ኢዩ።
Abzi gize zi Frhat zeykone Tibat u wesani. Endafeletka Aytfrah
Enlightening presentation. Thank you Mr Aklilu.
Keep it up Akile !!it’s really important point on each and indeed clearly for everyone .
ዋውው ብጣዕሚ ዓባይ ትምህርቲ ኢያ
Akile semati tray zeykonas aategberti keynkewn.. Egzabhar Amlakna yhgzena 🙏🏻❤🙏🏻
Eritrean 🇪🇷Nay behaki lebam zereba hawna Aklilu 🇪🇷
He is speaking on your advantage
ፍልጠትካ ይብዛሕ ኣጆካ በርትዕ ጥዕና ይሃብካ
ን ሓቂ ክትዛረቡ ትብዓትን ሞራላዊ የብልካን።
ንሕና ኤርትራውያን ፉሉጥ ኢዩ ሽዕቢያ ጥራይ ጥራይን ኢዩ እቲ ጠንቂ።"
መብዛሒቲኡ ዝብል ቃል ዉን ካብ ሓቂ ዝራሓቂ ኢዩ።
90 ኤርትራውያን ብ ከርተት ኢዩ ካብ ኤርትራ ወጺኡ።
2ይ ንሕና ፖለቲካዊ ሽግር ዘይኮነስ ምህላዉን ዘይምሃዉን ኮይኑ ን ህግደፍ ኢና ንቃለስ ዘለና ምሳና ዝተወጽዑ ሰባት ኢዮም ኣንጻር ዓጢቆም የሕዋትና ዝቀትሉና ዘለዉ።
3ይ ኣበይ ዓለምና ኢዩ ኣንጻር ተወጺዐ ዝብል ህዝቢ ኢዩ ኣንጻርሩ ኮይኑ ምስ ስርዓት ኮይኑ ነቲ ዉጸዑ ዝቃለሶ በጃካ ኤርትራ ህግደፍ።
ሓንቲ ሃገር ኣምጹኡለይ ምስ ዓማጺ ኮይኑ ን ዝተዓመጸ ዝብል ህዝቢ ዝቀትልን ዝሓርንድ የሎን ፉጹም ቅዱስ።
ስለዚ እዞም ሙሁራት ደቂ ዓድና ቃንዛ ህዝቢ ኤርትራ ጠፊኢኩም ኣይኮኑን ይርድኣኒ ኢዩ ኣብ ኣፍሪቃ ዘለኩም ግን ነቲ ጠንቂ ክትዛረቡሉ ዘይትተቡዑ እንተ ዀይኑ ሱቕ ምባል ዉን ይክኣል ኢዩ ሓቂ ቀቢርኩም ከምዚ ዝኣመሰለ ምባል ግን.....
ነዚ ኣነ እኮ ምሞጎትኩ.......!
Ny politica memhr aykonen gdefwo xbuq tmhrti ny lbona yhb alo
I have respect if you're Eritrean & Eritrean mindset who are they your leaders Beyen,seltene,JohnB.......all of them they work how Eritrea &Eritreans destroyed. for they're business but when someone missed or injured it's terrible so throw out tegaru idea come to your home solve our problem to gather.
@@ellena5652 ቋንቋና ኣለና።
ብ ቋንቋና ንጠቀም
Yes
Tezaribka entay amxika endyu kabzi kulu kolel gen betebat nabzi kulu dem mfsas zemex zelo entay mukanu eti tenki mezrab aymhashekan do
ከም ወትሩ ተበላጺ ሙሁር ። ዘይምዝራብ ጽቡቕ ኢዩ ሕማቕ ተረኺቡ ምባል ጥራይ ውን ምኣኸለካ ነይሩ።
Emo kid tewadae... tebaes zeybeleni elkas kndzi egrgr.
Zey etom zlkukas ab tawula kof elom eyom bdemka zxawetu zelewu.
ኣኪለ ትክክል ኣለካ ኣብ ደገ ብጎነጽ ዝመጽእ ለውጢ የለን. ኮይኑ ግን እዚ መንሰይ ን 20 ዓመት ይኸውን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጎደና ወጽዩ እዩ. ኩሉ ዝከኣሎ ብሰላም ፈትኑ ህዝብና ሃገርና ዕድልና ኢሉ ኺድ ትግራዋይ ዝብል መልሲ እዩ ተዋሂቡ ኣባጭየምሉ ማእከላይ ኢደን ኣዉጸናሉ ሕተኦም ክሰምዖም ዝደሊ ኢምባሲ ይኹን ዉልቀሰብ ኣይተረኸበን. ካብ ዓዱ ኣዉጺኦም ካብ ወለዱ ፈልዮም መጻኢኡ ኣጸልሚቶም ሕጂ ካ ኣብዚ ዘሓለፈ ኩናት ናይ ትግራይ ሰብኣይክን ኮብሊሉ ተባሂለን ኣዴታትን ኣብ ጎደና ተደርብየን ስለዚ ዓቕሊ ጽበት እዩ. ነቲ ስርዓት ዝረኸቡ መሲልዎም. ኣብዚ ዘለዉ ደገፍቲ ካ ንሕና እቲ ስርዓት ኢና እስከ ምጹ እንዳበሉ ደሞም ኣፍልሖሞ ስለዚ ትክክል ኣለካ ብኸምዚ ንኸዶ ዘለና ከም ሩዋንዳ ከይንኸውን ዘፍርህ እዩ መኽንያቱ እቲ መንግስቲ ካ ትሪኦ ኣለካ መግለጺ ከማን ኣየዉጽን መኽንያቱ ንሱ እዩ ዝምድቦ
Aythasu balu yu tgraway ye elu,kemeu dhri mbalu kea nebsey ane 11 amet ab tekawmo zneberku nab eritrea kedna slezi aytgage zeykone aythasu wedhanka 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 8
@@eritreafirst7329 ትግራዋይ እየ ምስበለ ናብ ኤርትራ ከይደ ትብል ዳ መን ኮንካ ዲኻ ትቃለስ ነርካ. ኤርትራዊ ኮንካ እሞ ዘይትቃለስ ኣብ ሃገርካ ሕጊ ክሰፍን. ተጋሩ ኢና ምስ በሉስ ናብቲ ethiopa ከይትፈርስ ኢሉ መንሰያት ኤርትራ ዘቕዘፈ ስርዓት ከድካ ማለት ዱ. ዝገርም እዩ ሕፍር ምባል ከማን ጽቡቕ እዩ በጃኻ
@@eritreafirst7329 ata hawey nay blbka diki emo abti 11 Amet dea entay tgebr nerka Wxietawi tekoynu eti Znebere agebab Nsu Kemeu ente elu kea gdn dika nabti Sreat ktmles neruka Tehzn 😢
ባዕሉ ኣነ ትግራዋይ እየ ትግራይ ትዕወት እንተኢሉካ ደኣ እንታይ ክትብሎ። ደሓር ከኣ ናይ ግዳይ ግዳይ ፖሊትካ ኣይትጻወት።
@@hagerawiraye1552 ቃልሲ እኮ ኣብዚ 2 ዓመት ኣይኮነን ጀሚሩ. ቅድምኡ ባንደራ ሒዙ ብሰለማዊ መንገዲ ጎደና እንዳወጸ ሰለማዊ ሰልፊ ገሩ እዩ. ሽዑ ኣብክንዲ እንታይ እዩ ሕተኩም ዝበሃሉ ኺዱ ተጋሩ ኢኹም ከሓድቲ ዝብል መልሲ ተዋሂቦም. ካብኡ ok ከምዚ እንተኾይኑ ኢሉ ሽፍታ ብሰላም ዘይኮነ ብኻልእ እዩ ዝሰምዕ ኢሉ በቲ ቃንቃኩም መጽኹም. ትግራዋይ ምስ በልክሞ ካ እወ ትግራዋይ ኢልኩም. ከምዚ ወለዶ ገሩ ነዛ ሃገር ነብሱን ስድሩን ዋጋ ዝኸፈለ ከማን የለን. ክህደት ዳ ናትኩም ኮይኑ ብቕሩብ ረብሓ ህዝብን ሃገርን ክጸንት ኢድኩም ትሕዉሱ ኣለኩም. ሕጂ ውን ልቢ ገርኩም ኣብ ጎድኒ ህዝብኹም ኩኑ ስርዓት ከሓልፍ እዩ ከም ኩሎም ሸፋቱ
ጽቡቅ ሓሳብ ❤
You are right akile killing each other is not a solution. Might God put their soul in heaven and strength for their family.
ክሳብ ሕጂ ካብዞም ለባም ለባም ዘይጻወቱ ሓደ ተረኪቡ ይብል ኔረ። ብዙሕ ከይደንጎኻ ግን ግልጺ ጌርካዮ። ኩሉ ግዜ ኣብ ጠንቂ እንበር ኣብ ሳዕቤን ከነተኩር የብልናን።ጠንቂ ምስ ዝእለ ሳዕቤን ኣየኸትልን'ዩ። ዋላ ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ዘብል ትብዓት ድዩ ዘይብልካ? ኣቦታርናን ኣዴታትናን ካብ መረበቶም ተወሲዶም'ዶ ኣይኮኑን ዝጭፍጨፉን ብዘይ ፍርዲ ክደግመልካ ኣበር ዘይብሎም ብዘይ ፍርዲ ዝዳጎኑን ዘለዎ? ኣብ ስደት ደቆም ሓቊፎም ስድራኽሙን ሃገርኩምን ከም ዳይናሶርስ ይጽነቱ ከም ዝብሉ ዘለዉስ ይርድኣካ ዶ ኣሎ? ኣብ ምዉቕ ገዛን ምሩጽ መግብን በበሊዕም ኣብ ልዕሎ ህዝብና ጨፍጫፍን ስቕያትን ክወርድ፡ እንተዘይ ጨፈርና ንዝበሉ ትጣበቕ ምህላውካ ዘሕዝን'ዩ።
Nay bhaki sk ke zeybl esu mhasho💙💙
ብጣዕሚ እየ ዝከታተለካ ብዙሕ ት/ቲ ተምህረና ኣለኻ የቀንየለይ ኣቴዋ ኣብ ስዑዲ ዓረብያ እየ ዝርከብ ቀፅለሉ ብጣዕሚ የና ንፈትየካን ነኽብረካን ትግራዋይ እየ እዞም ባዕሎም ንባዕሎም ዝገበሪዎ ኣሕዋትና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ንመዋቲ ከዓ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንፈትተይቱን ቤተ ሰቦን ከዓ ፅንዓት ይሃቦም😢😢
Sidtjaaa
@@DanielHaile-f2c😅😅😅😅😅 ንስኻ ኸ ብራርያ😅
ብሓቂ ልቦና ዝመልኦ ዘረባ ኢዩ ኣኺሊሉ ሓውና ከምዚ ከማኻ ለባማት ምሁራት መራሕርቲ ሃይማኖትን ሽማግለታትን ንኽልቲኡ ዝጥርንፍ/ዘፋቕር ዘረባ ዝዛረቡ የብዝሓልና።
ነዞም ሕማቕ ትዛረቡ ትጽሕፉ ዘለኹም ሰብ ከምቲ ኣነ ዝሓስቦ ዘይተዛረበ ኢልካ ሓደን ክልተን ኣይበሃልን'ዩ ከም ሰብ ሕሰቡ።
ክቡር ሓው ጽቡቅ ዘረባ እዩ ብጎንጺ ዝመጽ ለውጢ የለን ንሃገር ዕንወት ንህዝቢ ምብትታን ፋሕ ብትን እዩ
ብዝኮነ እቲ ሱቅ ኢልካ ምርአይ ውን ተመራጺ ኣይመስለንን ኩሉ ሪኢትኡ ሓሳቡ ከፍሱሱ ሓጋዚ እዩ ንቁኑዕ ቁኑይ ፍትሒ እናበልካ ዘይፍትሓዊ ተግባራት እናፈጸምካ ዓገብብብብ ብዝኮነ ምክርካ ኣይፈለየና 🙏🏽
My God bless you Aklilu hawey you are right❤️🙏
ሓሳብካ ጽቡቕ እዩ ግን ርዋንዳ ካብ ኣምጻኻ እታ ጠንቂ እቱ ኩሉ ህልቂት ዝኾነት ራድዮ ርዋንዳ ክትዝክራ ኔሩካ፡ በዚ ናትና ኻኣ ሰይጠነ ቶክሾው ሙኻና እያ።
ብትክክል ጠንቂ እዚ ኩሉ ሬድዬ ርዋንዳ 👉ሰልጠነ
አነ ዝገርመኒ ንምንታይ ኢኹም ወይ ደጋፋይ ወይ ተቃዋማይ ክኸዉን ደሊኹሞ ናቱ ሐሳብ ክህልዎ አይክእልን ድዩ የቀንየልና አኽሊሉ ሐዉና ስለ እቲጽቡቅ ምኽርኻ 🙏❤💐
ኣያ እንታይ ክኸውን ዳኣ ደሊኻዮ ላንጋላንጋዊ ?
@@Tesfaa-k8l ሰላም ላንጋ ላንጋ ዘይኮነስ ልቦና ይብሃል ዋላስ ነቲ ዝነድድ ዘሎ ሐዊ ዕንጨይቲ ይደርብየሉ
ኤርትራዊ እንተኾይኑ ሓዲኡ ግድን ዩ ክኸውን ዘለዎ
ወገን ሓቂ ይኸውን ።ኣይሓቂ ኣይሓሶት ዝበሃል ኣሎ ዲዩ????
ሰላም ላንጋ ላንጋ ዘይኮነ ልቦና እየ ዝብሎ ዋላስ አብቲ ዝነድድ ዘሎ ሐዊ ዕንጨይቲ ምድርባይ ?
Strong Massage from smartest Person! ኣኪለ ዓቢ ሰብ ብዛዕባ እዚ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝከይድ ዘሎ ኣዝዩ ዘሕዝን, ኣንፈቱ ሓደገኛ, ክብደት ሳዕቤኑ ክትግምቶ ድቃስ ዝኸልእ ካብ ወገንነት ነጻ ኮንካ ናይ ዓገብ መልእኽቲ ምሕላፍካ ... ናይ ብሓቂ ብሉጽ ተበግሶ!
ናትካ ቪድዮታት ይከታተሎም እየ, ስርሓትካ ብሓቂ ብሉጻት ኢዮም, ሃብታምን መሃርን መልእኽቲ ኣለወም..እዚ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ናትና ናይ ኤርትራውያን ርድኢትን ብስለትን ዝጎድሎ, ኣብ ዓደይ ዓድኻ ወይ ኣዉራጃውነት ዝዓብለሎ ብምዃኑ ክብደትን ፍጥነትን ናይዚ ሳዕቤን ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ.. ስለዚ ነዞም ወገንነት ሒዞም ምፍዳይ ሕነ ዶ ክንቀትል ኢና ኢሎም ዘንበድብዱ ዘለው ሓላፍነት ዘይስምዖም ዬቲበራት መቸም , እግዚኣቢሄር ንቅሓትን ምስትውዓልን ይሃቦም..
ን ኣይሲስ ወይ ንስርዓት ሂትለር ፡ ናጽነት ምዝራብን፡ ድላይካ ምሕሳብ ኣለኒ ኢልካ ምድጋፍ ይከኣል ዶ ይከውን ኩቡር ሓው?
Thanks for your interest ❤ best 👌 man
ወቱሩ ሃጋዚ ኣስተምህሮ ኢካ ተቅርብ ቴንኪዉ ሰላምካ ይብዛሕ❤❤❤
Aklilu I respect your opinion but I really I would like to hear you why do you left Eritrea and how do you leave tell us please thanks.
He will not answer you.
ግሩም ሓሳብ እዩ።
ዓመት ዓመት ክዝከር አለዎ እቲ ጥፋአት ዝመጸ ወሎዶ ክማሃረሉ አለዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከም ወትሩ ብሉጽ ትምህርቲ ክቡር ኣክሊሉ ሓውና ፡ኣጆካ ምባል ኣይድልየካን እዩ ኩሉ ባዕልካ ትፈልጦ ኢካ እሞ ቀጽሉ በቲ ትህቦ ትምህርቲ ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና 💙🙏
ብዛዕባ ጎነጽን ሳዕቤኑን ተዛሪቡ እቲ ጠንቁ ግን ኣይተዛረበን፡ ኣምሲልካ ንደላይ ፍትሒ ምህራም ዩ
ትምስገንን ለባም ዘረባኻን ትምህርቲ ትህቦን 🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
2Eritrea 9621🇪🇷💙💙💙💙❤🌿💙🌿💙🌿💙❤❤️🌿
💪🇪🇷ኦርጂናል ብርጌድ ንሓመዱ 💪🇪🇷💪🇪🇷💙❤💙🌿🇪🇷።።።።።ቻዉ ቻዉ ብርጌድ ዝአበዱ
Thanks akile you r brilliant keep it up.
ኤድመን ጥዕናን ንምነየልካ አኽሊሉ ሓውና. ብስለትን, ፍልጠትን, ምስትውዓልን ድመለኦ ምኽርኻ ኣብኩሉ ኤርትራዊ ብፍላይ ኣብደምነት ተዋፊሮም ደለዉ የሕዋትና ልቢ ክስቆር እንዳተመነኹ ደጊመ ክብረት ይሃበልና ከማኻ ይብዝሑ🙏🙏🙏
. ብኽልቲኡ ደለው ወገን ድታሓጎሰ የለን.
ኣታ ዘይትስተር ወደይ ብዛዕባ ገዲፍካዮ ዝመጻኻ ዓድካ ዘይተዛረብካስ ብዛዕባ እስራኤል።በል እስራኤላውያን ደኣ ሂወቶም ከፊሎም ንሃገሮም ሂወቶም ዳኸፈሉ ነዓና ንስደተኝታትን ንምንም ነባሪ እስራኤልን ብሰላም የንብሩና ኣለዉ።ኣብ ሃገርና ዘይረከብናዮ ሓርነት ኣብ እስራኤል ነስተማቅሮ ኣለና ስለዚ ኣምላኽ ይመስገን ኣብ እስራኤል ጽቡቅን ጽፉፍን ናብራ ንነብር ኣለና ዕድመ ንእስራኤላውያን ።ግዳይ ወረቀትት ተኮይኑ እስራኤል ንእሽተይ ህገር እያ ንኩሉ ኣይታክልን እያ።ግን ከኣ ከም ድላይን ንስርሕ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ብነጻ ንንቅሳቀስ ካብዚ ዝዓቢ ናጽነት የለን።ካብ ኣዲ ናብ ዓዲ ኬላ ጌይሮም ውረድ መንቀሳቐሲ የልካን ዳበሉ ዘከላቡትና ከ ደኣ ኣይትዛረበሉን ዲካ።ስለዚ ክፋእ ናይ ሃገርካ ሓቢእካ ካብ ክልእ ሃገር ሰላም ምጽባይ ለባም ለባም ምጽዋት ጥራይ እዩ።ተኪኢልኩም ኣብ ዉጹዕ ህዝቡኹምን መንእሰይን ኩኑ ተዘይ ኮይኑ ዝረባ ለባም ገይርኩም ነዞም መንእሰያት ልብና ኣይትመቃቅልዎ ።
Keep it up akile I learn every day for my life 🎉
ክቡር ሓው ኣኪለ ኩሉ ትምርትኻን ሓሳብካን ይከታተል የ ብዙሕ አውን ንምሃር ኢና ኣብዚ ናይ ሎሚ ርኢቶኻ አውን ጽቡቕ ፡ አንተኾነ ግን አቶም ተደፊሮም ትብሎም ዘለኻ ዓበይቲ ናይ ዕድመ ሰብ ጽጋ ደኣ አምበር ወለዲ ዝገብረዎ ግብሪ ዘይብሎም አዮም ን ዝተቕጥዐ ጎበዝ ጸጉሮም አኳ ከየሕፈሮም ማአከል ኢድ አናውጻኻን አናባጨኻን ዝግበር ባዕልኻ ስማዊ መንነት አናዓደል ከመይ ዘይድፈሩ ምድርባይ አምኒ ዝብግ መንአሰይ የለን ምስ ሓረቕካ ግን መሪጽካ ኣይትድርብን ወይ ኣይትሃርምን ብዝኮነ ከም ወትሩ ነመስግነካ
Eway Abezy zenbbekum zeleku resitat Ade welida tmken bzuhat anabss alekum with much respectn snesreatin netbi tiharmu .👏 netbiqa adniqeyo hawey‼️💙✊. Abi koynu Sarah Abi zeyserh ab kdmi elma tegetiru ab zeydeleqayo zetu DEA ab ZY sheytanqa yetweqa ewe. bhlfy etn ansty Seb keyh meyh msli adetat zeyeblen duhulat ni nueuss welodoy maekel Eden zewxaa zeywurzuyat bkemey melkee eyu Seb kekbren Seb ko kbretu baelu eyu zhlu . Kem dlayen Wala ydegfa gn chekanatin hasewtin belexegnatatin eyen Wala nesseyass eqo kefenfnoo matyn because hasewty eyen deyele alo beall halweni ksesee nfalet eina eqo 😂 nezien DEA men kekbren any way i appreciated your comment 💙ayney✊.
Amo hgi sk elna nketal dika tbzeleka antay eu mergxika nska ktnabr delika afka hizka sk bel antedalika ageb bel❤❤
So what consequences? Tell the truth, and why are you here in Uganda? Your speech makes money. I hope you stand with justice.
Come to the truth we'll follow you otherwise Eritrea is a Nation
Pray for Peace 🙏
Keep it up that is true what as you said politically ,socially ,spritually as well as morally advised speech ... God bless you stay safe ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ኽልተ ደቂ እኖስ ኣብ ከምዚ ምንሕናሕስ እስካብ ማዓስ እዩ ብኸምዚ ኣካያይዳስ ፍታሕ ክመፅእ ኣይኽእልን ምኽንያቱስ ኩናትያ ጥዕሙዩ ዝበለስ ጢዒምኻ ሃበኒ በሎ ይባሃል።
ስለዚ ኣብ ከምዚ ስነ ልቦናዊ ምኽርታት እትነጥፉ በጃኹም ደጋጊምኹም ስርሕሉ ምኽንያቱ ከም ተዛረብቲ ትግርኛስ ሐዚስ ብጣዕሚ ተሰሚዕና 😢😢😢😢
እና ንኹሉኹም ቤተሰብን ፈተውቱን ደለይቲ ሰላምን ዝኾንኹም ፅንዓት ይሃብኹም ንሓውናውን መንግስ ሰማይ የዋርሶ 🙏🙏🙏
ኣብዚ ነገራት ዕንክሊል ዝብሉ ሰባት ውን መስተውዐሊ ልቢ ይዓድሎም እየ ዝብል ከም ኣነ ሓፍትኹም ።
ንዝትህበና ስነ ልቦናዊ ትምህር ደሞ ካብ ልቢ እየ ዘመስግን ሰላምን ፍቅርን ምስ ኹላትና ይኹን🙏🙏🙏
Well done,
❤great great job ❤
Amo afka hzelna kab kulu naxa kun❤❤
Israel kndame twesk mengstka zktelka Israel asfiratka ❤
Xbuk hasab ❤❤❤
Exactly 💯 ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ቁም ነገር ዘለዎ ዘረባ ተዛሪብካ ኣኽሊሉ ሓውና ኣብ ልቢ ኩልና የስፍሮ ብጣሚ የመስግነካ
Pls talk about the " CAUSE"
Reconciliation doesn't work that way. [ኣስቡር ሽወይያ] ዓቕሊ (ሰብር ውደ)
Thankyou keep it.
አኽሊሉ ብኻ ተሪፋትካ እዛ ዘረባ ኖርማል ጀማሪ ሰብ እዩ ድዛረባ እዛ መደብ ፈራሕ አይሞተ ተባዕ አይሞተ. .. ድዩ ዝበሃል።
Netom nwualo zelanasi AB madò konkum ttntunu werazut madò ay yedln eka afka hez❤
Akile hawey i respect so much reytoqa . Tefieqa aykonenn ezy zegatim delo saeben mkuanu . (tenqi ) entay mkuano kab mrdae nlaely teredieuka alo. gn tkmetelu bota (limite)gerlka alo. eile eye zrdae . sle zy it's oke bdbdbu😕🤔 haqiqa eika. Nrdalka dma meliena. Nklu neger gn seat alewo ety tenki ( mister....x....)eyu emo x n sebtun bgle yetfaalna hagerna selam hzba bselam kesinu znebrela seat yemxealna🙏🙏🙏❤️❤️❤️✊.
ሰላም ኣክሊሉ ጽቡቅ መደብ ግን ብዛዕባ ሓንቲ ዓዲ ክትዛረብ ከሎኻ ትክከል ሓብሬታ ይሃሉኻ ኣብ 80ታት ኣብ 90ታት ናብ እስራኤል ዝትሰዱ ኤርትራዊያን ኣይነበሩን ኢልካ እዚ ክኣ ጌጋ ሓብሬታ እዩ ንሮምን ኣለውን ክሳብ ሕጂ
የለዉን ማለት እኮ 100% የለን ማለት ኣይኮነን። ግን ከምቲ ኣብ ጥልያን፡ ጀርመን፡ ኣሜሪካ ወይ ካልኦት ሃገራት ኣይኮነን። እዚ ከኣ ነቲ ብድሆ ንምግላጽ እዩ።
Xubuk hasab iyu nselam ika tgusgus zeleka ,selamka yibzah
Good job ኣይረሳዕ ኣይደገም እወ
Atile awey entay emo kbleka kulu mear eyu zerebaka abzi israel dka zeleka ele germni nkulu eti xegem mflatka ezi hasabka xbuq sle zelo kem mexhaf ewn ktxhfo tesfa aleni adlay zkone habereta knbeka nkel ena ❤❤❤❤ ajeka kexlo❤❤❤
Thankyou akedime.kime ezi mot zegateme tihfelka nere àne gn hasabka kigmgm zey kone kemzi bulutse hasab kithbena kem tkial felite eye.hbretesebna ab zey wetso nay alet .keydu alo tsebah ezi kitlet beletikawe zimeslo buzuh eye .gn gega altne eye.
ኣክሊሉ ዓቢሰብ ማዕዳኻ ቅጽሎ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ :
Kemaka lebamat sebat wehdat koynom Aklilu hawena qexlo ajoka ezi thibo zeleka thirti Smart man
Ezi nenebro zelena Kab tetentenelna tenki sedetnan meketalen zekone resah seratn meftihetatu nezi resa serat atfina adena netwelu do da keytezareb.Beferhi tewahitka Kabzi absedet tederbikayo zeleka zekefe enty keymetseka eyu.
Well said!!!
ኣኽሊሉ ኣዚዩ ቅቡል ዝኮነ ሓሳብ ኣብ ተኣፋፊ ዛዕባ ኣልዕልካ። ብወገነይ እዚ ዘቅረብካዮ ሓሳብ ኣዝዩ መሃሪ እዩ። ሓደ ክብላ ዝደሊ ከም ዜጋ ቡዙሕ ሽግራት ክንሓልፍ ኢና ንሓልፍ ድማ ኣለና ፡ እታ ጽባሕ ንነብረላ መሬት ኣቦታትና ኤርትራ ግን ተኸቢርና ንነብረላ ንእሽተይ ግን ዓባይ ሃገር ክትህሉወና እያ ፡፡ ክቡር ሓው ብዘቅረብካዮ መደብ ከመዝግነካ ይፈቱ።
thank akile ❤❤❤ all right life in israel
ኣኪለ ሓወይ ልቦናኻ እና በረኸ ከይዱ❤❤❤
👍
በሱል ሰብ, አዚ ፈታሕ ኣይምጽወን, ኣብ ደገ ደግፍካ, ተቅወምካ, ለውጥይ, ኣይምጸን, ነቲ ሕብረትሰብ መክፋፈልይ አዩ, so stop, to extrmisus
ኣደይ 14 ዓመት ንትምህርቲ፡ሊኢኻትኒ ግን ብትምህርተይን ብዓቕመይን ክሰርሕን ከገልግልን ፍቛድ በቲ ዓማጺ ስርዓት ተነፊጉኒ፡ባርነት ዝኣርሙኡ ዕስክርና ተሳቲፈ ብ (0) ረቢሑ ኣቦይ፡የሕዋተይ፡ቤተሰበይን ተሰዊኦም እዚ እውን ብ(0) ረቢሑ ዓደይ ከተውሕሰኒ ኣይካኣለትን ዓደይ ከይፈተኹ ክገድፍ ተገዲደ።ኣብ ዝነብረሉ ሃገር ብዝሃቡኒ መሰል እፎይ ኣብ ዝበልኩሉ ድማ እቶም ቃእየላውያን ደገፍቲ ሰላም ከሊኦምኒ እንታ ክገብር ኔሩኒ ትብል?ኣኪለ ዓቕሙኻን ክእለትካን ኣብ ዓዲ ጓና ተባኽኖ ዘለኻ ምንባር ስለ ዝሳኣንካ ዶ ኣይኮንካን፡ ቁሩብ ዘለናዮ ጎሲኻዮ ሓሊፍካ።እቶም ቃእየላውያን ግን ዓዶም ጽቡቕ ተልያ ክኸዱ ምኽርኻ ክትህቦም ኔሩካ ግን ሞንጎሞንጎ ዝኾነ መልእኽቲ መፍትሒ ዘይብሉ ገርካዮ!!
Thank you ❤❤❤
Ezia nay bank si tifkedena eya bzterefe kulu haki ❤
ሓቂ ተዛረብ ብምንታይ ምክንያት እዪ መእሰይ ኣብኡ በጺሑ ስቅ ኢልኩም ለመጽመጽ ኣይትበሉልና ብኩሉ ክትፍቶ ምድላይ ይበሃል እዚ
ናይዚ ኩሉ ተሓታቲ ቀንዲ እቲ ሽፍታ ኢምባሲ እዩ. እዚ ኩሉ ዕግርግር እንዳ ረኣየ ኣብ ክንዲ ሓላፍነት ናይ ዜጋታቱ ወሲዱ ነገር ዝህድእ. ዳሳት እንዳ ገበረ ሽጉጥን ካራን ሂቡ ዝልእኽ ዘሎ. ስለዚ ኩሉ ሰብ ዓገብ ክብሎ ይግባእ
ኣኪለ ሓውና ለባም ኢኻ፡ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዘረባ ፡ ጸግዒ ዘይምሕዝካ ብዙሓት ክነቅፉኻ ምኻኖም ከም ውሁብ ውሰዶ።
Kab ariasti merixka kulu zihabkayo hasab qunue eyu. Nezi fixame zikewin hasab ghin aytezarebkan, ab wishtikha zitehabia wey ketewxio zeydeleka hasab kem zeleka ghin zeanfete eyu. Ezi malet wey nay biznes (tebelaxay) tray ekha wey gziey aybexehen tibl zelekha ekha timesil. Hasabatka kab mihab aytiqoteb ❤
Aklilu my Daer you re Smart man
ናይ ብሓቂ ሰብኣይ ካብዚ ድዓቢ መትከል የለን
thankyou 🎉🎉🎉
Edmen tienan yehabeka Akelilu hawey amelak zehabena ab hiwetna amelak kemani keyafeqedenalu ayeatewen eyu ab hiwetena amelak kenesu nehna kenefqedelu alena nay ezeyeom Aiduge ezeyome gen lieli amelake koyenom eyu zesemeom hadek kemey koyenu eyu abeyu mefeleteom eyom zegeberu zelewom amelak yeqere yebelom
Edka keytew ab politic bezhu xegame keymexka temrtka tery kexel 🙏
Buzuh kibleka aydeln eye Gina haqi tezab
✅💙✅💙✅💙✅💙✅
ትግራዎይ አብ ኤርትራ አይአቱን ደጊም ።።🌿💙🌿💙🇪🇷🌿💙🌿💙 ኦርጂናል ብርጌድ ንሓመዱ 🇪🇷💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amlak yebarka
endhri kzarb aydeln tbel koynka mhur mkan trgum yeblun😢
Eziom seb rebha eyom nhaki dew zblu aykonun ferhatin amselutatin kem beal gorgo eyu ezi
Without further details can you concentrate the root issue what cause all this?
Waw nay bhekia mheri zkinia zrab ekia tezrnkinia akila hweay
ኣኪለ ፈሪሕካ 😅... ኣብ ሓቂ ርገጽ ናይ ብሓቂ ትምህርትን ስነ ልቦናን እንተ ኣለካ!
በሓቅ ጓና ይውስዶ ኣኽሊሉ ሓወይ ማዓስ ኢና ንልብም
G-15 asireki ke entaye rekibeki
Akileeee hawna keep it up, kemzi zelekayo kexlelna, yeman xegam,keybelka
❤️❤️❤️👍👍👍👍
Ab Israel zelewu yehwatna nay bhaki, n kulu seb eyom hagizom, amlak mhret yewrdelom
Aklilu the king 💯💕💕💕💞💞💞
Eritrea 🇪🇷
🙏🙏🙏
ኩቡር እኽሊሉ ሓውና፡ ክሳብ ክንድምንታይ መጽናዕቲ ግበር ንብጎነጽ ኣብ ስልጣን ንዝተቐመጠ ስርዓት ብጎነጽ ክእለዩ ዮም ርኢናዮም። ንከምበዓል ሽዓብያ ዝመሰሉ ግብረሽበራውያን ከኣ እሞ....እህ.
ስለዚ እቲ ፕሮፖጋንዳን ባጫን ስልጣንን ናይ ህግደፍ ደው ከይበለ ደው ዝብል ምንቅስቓስ ኣይኮነን ዘሎ።
ብዓብዩ እቲ ጓና ከይወርስ ዝበልካዮ ክኣ "ተር- ከም ዓተር" ንስደት እናፈለስና ብድሕሪት ዝተርፍ ሰብ የለን እዚ ስልጣን ኢሰያስ ክሕሉ ኢሉ ዝቃለሰና ዘሎ ምስኪናይ እንተትዓዊቱ እቲ ምውራስ ብጓና ኣብኡ ዩ ዘሎ።
የቐንየለይ
Tenki tezarebu hekana wey tbae kun langa langa ay yedlienan eu❤❤
Ehhhh nay deawul embear elkayo
Lekibat hasawi eka lebelatsi eka Beletsna eka
Gbreshbera do Bella
Mhur zeytebala Hager bzkone tesenidu alo yqenyelna
Nwuxat Afka Mkfat Fthawi Eyu.
Win Wuy Win Zhl Kun.
Lange Langa Lebam Lebam Aytxawet.
Ab Fth Deubel.
አክሊሉሉ ሐወይ አነ ተከታተሊት ናትካ እየ እዛ ሕቶይ Please Please ከይት ሐልፍ መልሰለይ ጠንቂ ሰደትካ እንታይ እዩ???? ንምንታይ አብ ኡጋንዳ አለካ