Selam Aklilu hawena teqemati Germany eye zteganene mebrhi endiu zeqrebkayo , 1.Sirah eti bqelilu trekbelu adi Germany eyu language zhatt keman aykonen, 2.nay hkmna mo ety zbelexe system eyu zelewom ,everpersone natu Naygeza hakim alewo
German betaemi xibuq adi yu eta nay ,. 1. Health care service zibelkaya tegagika hikimina bizey shigir eka thikem 2. srah bitemi yu zelo abzi adi qanqa keal aytikal 3. Dehar kea kem sidetena konika kitnebir German shigir yeblun mikinyatu zibezihe sidetena sile zikone
Ab Germen slezeytnebt ayhzelkan iye. Gn bteami bzuh giegatat amehalalifka aleka. Srah 💯 Hkmna 💯. Sdetena mxilae 50/50 mknieatu ab mliu Europa maere iyu. Bürokratie gn xbuq aleka. Qanqa kea ndenkoro seb iu zkebdo. Enber Germany Kelil u. Sprache der Dichter und der Denker iu zbehal. So mexinaitu godiluwo
😂😂 Tay ilka akile, srah zeyfetu tray u srah ab germen yelen zbl ember... srah mo 100% zdelekayo alo wala ganka aytkal. Kem germen mo ab Europa mlue aytrekbn
ሰላም ኣኪለ ሓውና፡
ብዛዕባ ጀርመን ጽቡቕ መጽናዕታዊ ነጥብታት ኢኻ ኣልዒልካ። እታ ናይ ሕክምና ግን ቁሩብ ስሕት ኣቢልካያ። ኣብ ጀርመን ጥዕና ቅድሚ ኩሉ ዩ። ነፍስ ወከፍ ናይ ገዛ ሓኪም ኣለዎ። ጀርመናውያን ስደተኛታት ዝጸልእሉ ምኽንያት ካኣ ፡ኣዝዮም ብዙሓት ስራሕ ዘይወፍሩ ምኻኖም ዩ ። ኣብ ጀርመን ስራሕ ኣዝዩ ብዙሕን ካብተን ካልኦት ሃገራት ኤውሮፓ ዝበለጸን ዩ። ኣነ ኣብ ጀርመን 6 ዓመት ጌረ ኣለኹ። ኣብ ሸውዓተ ወርሒ ባዕለይ ክረዳዳእ ኪኢለ፡ ሕጂ ካኣ ሞያ ተማሂረ ኣብ ንጡፍ ስራሕ ኣለኹ። ጀርመን ካኣ ንናይ ቋንቋን ሞያውን ትምህርቲ ዘይተኣደነ ወጻኢታት ከም እትገብር ኩሉ ነባሪ ጀርመን ዝምስክሮ ሓቂ ዩ። ሕምቀትና ንምሽፋን ግን ምምራር ዩ ኮይኑ ስራሕና። ግቡኡ ዝገበረ ካኣ መሰሉ ሕሉው ዩ።
Haqi bravo ❤
ብታኤም ንፉኣቶም አዮም ኤርትራውያን, ድሓር ካ ይርዱካ አዮም አቶም ናይ ሕክምና ሰራሕተኛ, ኣብዚኣ ጌጋ ሓበሬታ አዩ ,
ጽቡቅ ኣገላልጻ ሓወይ ኣብታ ዝጎደለቶ ነጥቢ ኣነ ውን ዳርጋ ናብ 8ይ ዓመት ይኸይድ ኣለኹ ከምቲ ዝበልካዮ ኸኣ ንኽትምሃር ንኽትሰርሕ ብጣዕሚ ስለ ዝድግፉኻ በኢ ውን ነቲ ዕድል ናተቂመ ሞያ ተማሂረ ሕጂ ስራሐይ ብግቡእ ይሰርሕ ኣለኹ🎉
nay behaqi Bro himqetka ne meshfan zegeber merere eu, hegi Germeny ka nekulatna Hade eu wela netom adi eu zebertom
Nktmehar wetsaetat zgebrulka'k bgbri amalisoms ,genzb kem zeynhz geromna tederabi msti natna shgr .nay tena zbelo bsenki qonqo zey mmlak natu shgr alewo tsbu gelitswo alo.
አሜን አኪለ ሓወይ
አምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ትብል ቃልካ ብጠዓሚ የ ዝጽበየካ ከምኣ ክትብል
❤❤❤❤ ኣኪለ ሓውና ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሰብ ኩሉ ጽቡቕ ገሊጽካዪ ኣሎኻ የግዳስ ኣኪለ ሓወይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ስራሕ ክሰርሕ ብዙሕ ቃንቃ ኣይሓቱኻንዮም ስራሕ ውን ኣዝዩ ብዙሕ ኣሎ
ሰብ ግን ዞባ ክቕይር ድሌት የብሉን።❤❤
ስራሕ 100% ኢዩ ዓለታውነት ውን ካብ ከባቢ ናብ ከባቢ ይፈላለ ኢዩ
ሰላም ኣኽሊሉ ሓወይ ሰላም ንዓኻ ንእሽተይ ሪኤቶ ክበካ ኣብዘን ዝበልካየን ኣነ ኣብ ጀርመን ብመንገዲ በዓል ቤተይ ቅድሚ ስለስተ ወርሒ ኣብዘን ስለስተ ወርሒ መጽየ ስለዚ ኣብዚ ዝበልካዩ ክዕርየልካ
1 ባዛዕባ ፕረሱስ እንተኮይኑ ናዕና ኤርትራዊን ጥራይ እየ ጸገም ዝኮነና ምኽንይቱ ከኣ በቲ ዘለና ጸገም ናይ ስደት ምስቲ መንግስቲ ጀርመን ዝሓቶ ዶኮሚንት ከነማል ኣይንክእልን ኤና ኣነ ወራቃቅተይ ናብ ኤምባሲ ጀርመን ምስ ሓለፈ ኣብ 8 መጽየ ስለዚ ዝሓተቶና ወረቀት ከነቅርብ ስለ ዝይንክእል ይናዋሕ መንገድና
2 ብዛዕባ ሕክምና ናይ ሕክምና ጸገም የለን ተጋጊኻ ኣለኻ ወላ ቃንቆ ጀርምን ኣይትኽኣል ብእንግልሽ ንክትዛረብ ይሓቶኻ እዩም ምጽእ ምስ በልካ ከኣ ወረቀት ናይ ሕክምና ካርዲ ብነጻ ይወሃበካ ድላይካ ዓይነት ሕክምና ከኣ ክትገብ ትክእል
3 ብዛዕባ ስራሕ ተጋጊኻ ኣለኻ ስራሕ ቆንቆ ጀርመን ስለ ዘይካኣልካ ኤሉ ኣይትሰርሕን ኤኻ ዝብለካ የለን ዓይነት ስራሕ ኣንድሕር ዘይተማርጽ ኮንካ ኣንደገና ከኣ ናይ ትህኪት ሕማማ ተዘይብልካ ክትሰርሕ ትኽእል ኤኻ እዚ ማለት ግን ትኽ ኤልካ ናብ ናይ ኦፊስ ስራሕ ትሰርሕ ማለት ኣይኮነ
ብማያኻ ክትሰርሕ ተኾንካ ክትምሃር ኣለካ እዚ ከኣ ብዙሕ ዕድላት ኣለዉ ስለዚ ናይ ስራሕ ምርካብ ጸገም ኣይጋጠመንን ኣይሰማዕኩን ከኣ ስለዚ ኣርማ ጌጋ ሓበሪታ ሒዝካ ኣለኻ
ካልእ እዚ ሓበሪታኻ ጽቡቅ ኣይኮነን ኣነ ካብ ኣፍሪቃ ስለ ዝመጻኹ ነቲ ሞራል ኣብ ኣፍሪቃ ኮይኑ መንገዲ ናይ ጀርመን ዝጽበ ዘሉ ጽቡቅ ኣይኮነን ብፍላይ ኣብ ሓዳር ንዘሎ ሰብ ምስቲ ዝጸነሑ ጎጎይ መረዳእታ ዘይጥዕይ ሓበሪታ ከተምጻሉ ከለካ ጽብቅ ኮይኑ ኣይስምዓንን
ተወሳኺ ኣብ ዝኾነ ኮይኑ ሃገር ተዳልዩ ዝጸንሕ ሽሻይ የለን ጺዕርካ እዩ ዝርከብ ምስ ካብ ዕወታት ሰባት ሓበሪታ ወሲድካ ኣርማ እቲ ደቂሱ ዘሎ ኣብ ጀርመን ከኣ ክበራበር
ንርእይቶኺ የመስግን፡
1፡ ኣነ ውን ብዛዕባ ኤርትራውያን እየ ተዛሪበ
2፡ ቋንቋ ከይኣልካ ስራሕ ክትሰርሕ ትኽእል ኢኻ፡ ኣብ ዝኾነ ሃገር፡ ግን ዝጠቅም ስራሕ ፡ ዘርበሓካ ስራሕ ክትሰርሕ ትኽእል ዶ?
3፡ ክንደይ ካብ % ካብ ኤርትራውያን እዮም ቋንቋ እንግሊሽ ክዛረቡ ዝኽእሉ።
1 ስለዚ ኣባና እዩ ዘሎ እቲ ጸገም ኣብ ናይ ጀርመን ጸገም ኣይኮነንን ነዚ ከኣ መፍትሒ ሓሳብ ጥራይ ኤኻ ተቅርበሉ ዘሎ ሽግር ናይ ፕረሱስ ሰብ ኣይጠፍኡን እዩ።
2 መብዛሕትኡ ኣብዚ ከባብየይ ብዝራክዉ ኤርትራዊ ናይ ጉልበት ስራሕ እዩ ዝሰርሕ ክንዲ እቲ ዝተማህረ ክከውን ኣይእልን እዩ ግን እቶቶም እኹል እዩ ክትህፍትም ኣይትኽእልን ክትነብር ግን ትኽእል ኤኻ ተማሂርካ ከኣ ዝበለጸ ስራሕ ዝበለጸ ክፍሊት ይህልወካ ቃንቃ ኣይትኽእልን ስራሕ ንክትረክብ ግን ኣይትሽገርን ኤኻ ቃንቃ ዘየድልዩ ብዙሕ ስራሕ ኣሎ ።
3 ቃንቃ ዘይምኽኣል ከኣ ናህና ጸገም እዩ ብጌዚና ንጻወት ኤና ሓቂ ንምዝራብ ።
ሰላም ኣኪለ
ኣብ ጀርመን ክልተ ዓበይቲ ጸገማት ኣለዋ።
ኤርትራውያን ሕሉፍ ትህኪት ኣለና።
ቋንቋ ከይንመሃርን
ስራሕ ከይንደልን
ካልእ ኣብ ጀርመን ክሰርሕን ክመሃርን ዝደሊ ከም ኩሉ ዜጋ እንሆ ፈረስ እንሂ ሜዳ እዩ። 📑📓📚😎
ኣኪለ ሓውና ጽቡቅ መግለጺ ዕሙቅ ዝበለ መጽናዕቲ ዝገበርካሉ ከምዝኾነ ክምስክር ይድሊ፡ ኣነ ዳርጋ ኣብ ጀርመን 7ተ ዓመት ጌረ ሕጂ ናብ 8ይ ዓመት ይኸይድ ኣለኹ ኣብ መንጎ ጊሰንን ፍርንክፈርትን ይነብር ኣብታ ናይ ሕክምና ዝበልካያ ግቡእ ዝኾነ ቀዳምነት ዝስራዕ ኣሎ ጸገም ክኸውን ዝኽእል ሓሳባትካ ባዕልኻ ምግላጽ ኢዩ ማለት ብሰንኪ ቋንቋ ተዘይኮይኑ ባይታ ናይ ሕክምና ኣሎ፡ ቋንቋ ትኽክል ገሊጽካዮ ብጣዕሚ በዳሂ ኢዩ ከባቢ 8ተ ዓመት ጌርና ውን ማለት ክንዛረብ ንኽእል ግን ብድሆ ኣብ ቦትኡ ኢዩ ካልእ ጽቡቅ መግለጺ ኣብታ ናይ ቢሮግረሲ ዝበልካያ ግን ናይ በሓቂ ኣብ ኩሉ ኢዩ ወላ ነቶም ደቂ ዓዲ ኢዩ ከምዚ በዳሂ ወይ ሕልኽላኽ ኢዩ ኣሰራርሕኡ ብዝኾነ ክብሪ ይሃብካ ንዘይፈልጥ ዓቢ ኣገሳሲ ኢዩ❤🎉😊!
Abzi giziye Business ember hbihadar tehaseb gol yelan!
ሰላም ኣኪለ ሓውና
መጀመርታ ኣድናቒኻን ተኸታታሊኻን እየ።ቪድዮታትካ'ውን ብተመስጦ እየ ዝሰምዖም። ናይ ሎሚ ግን ኣይግድንን መጽናዕትኻ ብዛዕባ ጀርመን ብዙሕ መአረምታታት ኣለዎ።
ብፍላይ ኣብ ጀርመን ኣገልግሎት ሕክምና ምርካብ ኣጸጋሚ እዩ ዝበልካዮ absolutely Wrong እቲ ንስኻ ዝበልካዮን ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅን ልክዕ ከምዚ ናይ ጸልማትን ብርሃንን ፍልልይ እዩ።
ኣብ ጉዳይ ስራሕ እውን እንተኾነ ጀርመን ዝሓሸ ዕድላት እትፈጥር ሃገር እያ። ንሓደ ስደተኛ ምስ ሕብረተሰቦም ክወሃሃድን ኣብ ስራሕ ዓለም ተዋፊሩ ርእሱ ክኢሉ ሂወቱ ንክመርሕን ዘይተኣደነ ወጻኢታት እዮም ዘፍስሱሉን ዝድግፍዎን። ስለዚ ኣኪለ ሓውና እቶም ኣብኡ እንነብር እኳ ጸገም የብሉን ነቶም ኣብ ርሑቕ ዝነብሩ ናብ ጀርመን ናይ ምምጻእ መደብ ዘለዎም ተኸታተልትኻ ግን ጌጋ ስእሊ ስለ ዝኾነ ደጊምካ ብዝተመሓየሸን ሓድሽን ቪድዮ እንተትምለሶም ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ። ምኽንያቱ እዚ ሓበሬታ'ዚ ንሓደሽቲ ኣተውቲ ወይ መጻእቲ ዝተረበሸን ዘይርጉእን ዘይዕጉብ መንፈስን ሒዞም ክመጹ ልዑል ተኽእሎ ኣለዎ ኢለ ይኣምን።
ኣብ መወዳእታ ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዉ ሰባት ንጀርመን ከም ሓንቲ ድኻን ትርጉም ዘይብላ ሃገርን ጌሮም ክገልጽዋ ክሰምዕ ከለኹ ብጣዕሚ እየ ዝግረም።ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ዝነብሩ ስነ ቀንጠብጠባውያን፡
ማዕረ ኣብ ፊልም ዝኣክል ብጀርመን ከባጭዉ ክትሰምዖም ከለኻ ምግራምካ ኢኻ ትውድእ። ከምቲ ዝበልካዮ ዓንድ ሕቖ ኤውሮጳ ምዃና ፍጹም ዘይ ምፍላጦም ይሓዝነሎም።
ስለዚ ኣኪለ ሓውና ብዛዕባ ሃገራት ይኹን ካልእ እትገብሮም መጽናዕትታት ብቐጠታ ምስ ሂወትን መጻእን ግለ ሰባት ምትእስሳር ክህልዎም ስለዝኽእል ልዑል ጥንቃቐ ክትገብረሎም ይምሕጸነካ።
Thank you.
❤❤❤❤ጽቡቅ ሓቤረታ
Lass uns in Ruhe
Selam akile hawuna kab ngermen ketmesgnom mexika ente tfetinom xbuq niru ezom Hager betami iyom alitawuyan wela moya temharika xbuq srha hizika kulu giezie steres ygbrulka werqetka qelitifom ayhbukan iyom zkone Procces zdelkayo wun aysaltulkan iyom so hweit Germen zeyfetne yfetno betom nfuatn hamaqtn kulu hade iyu eti hweit betami iyom reshat ab sdeiyatat athahza zelewom ane fast amet gire aleku xbuq srha wun aleni gen werqetey nay 2amet hibomni bkemue kea yqexl aleku so ezom adi zkone eritrawie ziega ente zeymexe yhash 🙏
Ezi key kone ayterfn eu nhamedu zbhalu bezi Germany 🇩🇪 zjemere seb atkikom zelewu
ስደት ስደት ኢዩ መምህር ኣኪለ.ጥዑም ስደት የለን ውጺት ናይ ስደት ድማ ንሪኦ ኣለና ሕድሕድ ክናባላዕ። ጀርመን ዘይ ከም ካለኦት ሃገራት ኢሮጳን ንህዝባ ብደቂቕ ኢያ ትቆጻጸሮም
ነቲ ብሕገ ኣልቡነት ዝዓበየ ሰብ በቲ ሕጊ ክቕየድ ኣሸጋሪ ኢዩ። ስደት ከም ጽድቂ ክሳብ ዝቖጸርናዮ ሽግራት ክጋናዘዩልና ኢዮም።
ሰላም ኣኪለ ሓውይ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣብቲ ናይ ጥርናፈ ስድራቤት ጹቡቅ ኣለኻ እዚ ከማን ነይሩ እንበር ሕጂ ተመሓዪሹ ዩ ብዛዕባ ስራሕ ገለ ተኾይኑ ግን ስራሕ ጸሊኡ ገዛ ዝዊዕል እንበር ሳኣን ቃንቃ ካብ ስራሕ ዝቦኩር የለን ኣብ ናይ ሕክምና ካኣ እሞ ከም ጀርመን የለን ስለዚ ጹቡቕ ገርካ መጽናዕቲ ምግባር ከድልየካዩ ❤
ሰላም ኣኽሊሉ ኩሉ ዝበልካዮ ናይ ጀርመን ጹቡቕ ኣለኻ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ጸገም ዝበልካያ ግን ኣይግድን
Wela srah 90% eritreawi srah alewo wela wereket zeyblu
Du hast recht
Selam❤❤❤
ሰላም ኣኪለ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ ኢዩ። እቲ ዝዓበየ ናብዚ ዝመጸ ኤርትራዊ ጸገም ቃንቃ ኢንግሊሽ'ውን ብግቡእ ከይመለኸ ዝተሰደደ ስለዝኮነ እሞ ከም ቃንቃ ላቲን ምትእስሳር ዘለዎ ብምኻኑ፡ ጀርመን ንምምሃር ኢንግሊዝ ሓጋዚ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ 3 ዓመታት ድሕሪ 5 ዓመት ኣብ ጀርመን መጺኦም ቃንቃ ተማሂሮም፡ ግን ክመልክዎ ስለዘይክኣሉ ኣብ ዝኣተውዎ ስራሕ ቀልጢፎም ስለዘባርርዎም ኣስታት 20000 ዝኣኽሉ ኤርትራውያን ዓዲ ቀይሮም ገለ'ውን ኣብ ጉዕዞ ኣለው። ጽቡቕ ስራሕ ወይ ዘዕግብ ደሞዝ ክትረክብ ድማ፡ እንተወሓደ ን3 ዓመት ግቡእ ሞያዊ ትምህርቲ ክትወስድ ኣለካ፡ ነዚ ክኣ ምልከት ቃንቃ ቀንዲ ረቓሒ ኢዩ። ልክዕ ከምዚ ናይ ዓድና ስነ ኪነት እንምሃሮ ማለት'ዩ። ብሕክምና እንተመጺኻ ግን ነዚ'ውን ዘርኽብ የለን ብተገዳስነት ኢዮም ዝከታተሉኻ መሰልካ ሕሉው ኢዩ።
ብትኽክል :)1. ጀርመን ዓዲ ኢንዱስትሪ ስለዝኮነ ናይ ስራሕ ዓዲ እዩ(ንኽሰርሕ ዝደሊ)
2.ናይ ግብሪ ክፍሊት ከኣ ብመጠኑ ዝያዳ እዩ
3.ናይ ትምህርቲ ዕድል ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ ድሌት ጥራሕ ዩ ወሳኒ
4.ቋንቋ ጀርመን ከቢድ ዩ ኢንግሊሽ ኣይጥቀምሉን ኢዮም ፈቲኻ ጸሊእካ ቋንቋ ክትክእል ሓውሲ ግዴታ እዩ
5.ኣብ ኣሰራርሓ መንግስቲ ኣዝዩ ዙሑልን ግዜ ዝወስድን ጥራይ ዘይኮነ ብዓይኒ መርፍእ ኢዮም ዘሕልፍዎ ዝኮነ ዶኩመንታት ናይ ካልእ ሃገራት ብቀሊሉ ኣይኣምኑን ዮም ብዘይካ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ዝበልጸጋ ሃገራትን ከምኡ ኣዝዩ ኣዝዩ ይድንጒ:: ብሓጺሩ ሕማም መርዘን
6.Digitalization ውን ምስ ምዕቡላት ሃገራት ክወዳደር ከሎን ምስ ዘለዎም ቁጠባ ሪኢኻ ድሕሪት ዮም ዘለው
ህይ ❤ሰላም እክልሉ
ጥራይ ፡ ጀርመን እይኮነ ን ሽወድን ፡
ኣለና ንሳቀ ናእስታት 9ተ ዓመት ግይረ ኣሎኩ
እዝዪ ህውይ ት
እጽልእን።❤
ሰላም,ሓወይ ክትህቦ ዝጸናሕካ ሓበረታ ብጣዓሚ ጽቡቅ ኮይኑ,ሓደሓደ ግን ብዘይ መጽናዕቲ ዝበልካዮ ጌጋ ሓበረታ ብፍላይ ኣብ ቃንቃ እንተዘይኪእልካ ኣይትረክብን ዝበልካዮ ,ከምኡ ዉን ኣብ ሕክምና እዚኤን ጌጋ ሓበረታ እየን።ስራሕ ከም ድላይካ ኣሎ እንተኮነ ግን ቃንቃ ዘይትክእል እንተኾንካ ክሰርቅካ,ክብለጽልካ ዕድል ከፊትካሎም ስለ ዘለካ እዩ ፍልይ ዘብሎ።
U right
ኣኪለ ሓውና ስለቲ ኩሉ ግዝየ እትህበና ጠቃምን ኣነቃቃሕን ምኽርን ትምህርትን ቀዳምነት ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕካ፡ ብምቅጻል ኣብቲ ብዛዕባ ጀርመን ኣልዒልካ ዝበልካዮ ነገራት ብዙሕ ብሉጽ ነገራት ኢልካ ኢኻ ፡ ኣብታ ናይ ሕክምናን ስራሕን ግን ቁሩብ ካብቲ ክዉን ርሑቁ፡ ኣብጀርመን ዝነብር ሰብ ብጀካ ቲ ዓቢ ሕክምና ንነብሲ ወከፍ ሰብ ናይገዛ ሓሊም ኣለዎ፡ ካልኣይ ኣብጀርመን ስራሕ ክትሰርሕ ተኾንካ እንትርፎ ውሒዳት መብዛሕቲአን ቃላትካ ዘይኮነ ምንቅስቃስ ናይ ኣእዳውካዩ ዘድልየን፡ ከመይ ተልካኒ ብዙሓት ከመይ ኣለኻ ኢልካዮም ብጀርመን ክምልሱ ዝኸብዶም መሳርሕቲ ስለዘለዉንን ቅድሚ ሕጂ ዉን ምስኦም ስለዝሰራሕኩን፡ ስራሕ ብቃንቃ ተዝኸዉን ንውይሩ ከመይ ገራ ዘኹላ ኤርትራዊ ኣብ 3 ስጋብ 4 ወርሑ ዝነበረ ግዝየ ጎኒ ጎኒ ትምህርቲ ከመይ ገይሩ ተወሳኺ ስራሕ ይሰርሕ ነይሩ፡ ሶ እዘን ክልተ ነጥቢ ዳግማይ ማኣረምታ ይገበረለን መምህረይ።
የቀንየለይ! ሓደ ካብ ነብርቲ ጀርመንየ።
Betami Xibuk gelizkayo Aklilu Hawey eti Voraussetzung wey ka eti kab wexatna zixibeywo netibitat kibed zibele eyu
Eixample Sidraka ketemexie
KAB Geza ,serahi kewami nay serahi well kanka
Ezi kulu ketemalei 3 kisab 4 Amet yedleka ezi keman mes abi Xaerin Disziplin
✅👍
ሰላም ኣክሊሉ።
መብዛሕትኡ እቲ ጸገም ናትና ኢዩ።
እቲ ዕድላትን፡እቲ ሕግን ናይ እቲ ዓዲ ብደምቢ ዘይምርዳእ ኢዩ።
ዝካኣሎም ይሕጉዙና እዮም።
ቶርጎምቲ ኣብ ዝከድካዮ ሕክምና፡ቤት ጽሕፍታት ይቅርቡልና ኢዮም።
ናትና ጉድለት ናብ ካልእ ኢና ንሰዶ፡ እዚ ሓደ ካብቲ ሕማቅ ባህሪ ኣሎና፡
እምበር ዕድላት ኣሎ እንተ ተጠቅምካሉ።
ስራሕ ገዛካ ኣይመጽን ኢዩ። ቤት ትምህርቲ እንተ ዘይከድካ ፡ትምህርቲ ክመጽእ ኣይክእልን ኢዩ ኣብ ሓንጎልካ።
ጹቡቅ ገርካ ገልጽካዮ
ጀርመን ስራሕ ኣሎ ኩሉ ኣሎ ፡ሕማቅ እንተኮንካ ግን ኩሉ የለን ፡ ስለዝስ ቓንቃ ዶ ገለ ዶ ዝብል ኩሉ መመኽኔታ እዩ ፡ ድኽመትካ ምቅባል ኤርትራውያን ኣይንፈትዋን፡
nay bihaki❤
Tkkl aleka.eritrawyan btaemi hmakat ena.tmhrti kulu naxa eyu
haswea adrse gzea menwea
Bravo
Srah nmrkab sger yelen hmeq Nay hzbna ayu
ጀርመን ስርሐ ኣል ኩሉ ኣል፥ ሕማቅ አንተኮንካ ግን ኩሉ የለን
ዓርኩ መጀመርታ ኣርእስቲ ኣስተኻኽሎ።ካልኣይ ከየጻረኻ ኣይትዛረብ።ሕክምና ኣብ ጀርመን ብናጻዩ፡እቲ ዝቐለለ ነገር ወረ ሕክምናዩ።ተወሳኺ ስራሕ ብቀሊሉዩ ዝርከብ ቋንቋ ከይከኣልካውን ስራሕ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።ስለዚ ዘይትፈልጦ ቅድሙ ምዝራብካ ኣቐዲምካ ንዝፈልጡ ሰባት ምሕታት ይሕሸካ።ስራሕ፡ቁጠባ፡ዓቕሚ ኩሉ።ጀርመንኮ ካብ ዓለም ኣብ ሳልሳይ ደረጃያ።ካብ ሃገራት ኤውሮጳ ክልተ ሃገራት ጥራይየን ካብ ጀርመን ሓገዝ ዘይቅበላምበር፡ኩለን ብናይ ጀርመን ሓገዝየን ዝንቀሳቐሳ።ፕሮሰስ ቁሩብ ይድንጉይዩ።እዚ ከኣ ንኤርትራዊ ጥራይዩ ሽግር።ምኽንያቱ ካብ ኤምባሲ ወረቐት ኣምጽእ ስለዝብሉኻዮም።ብተወሳኺ ከኣ ቀዋሚ ስራሕ ዘይብሎም፡ቀዋሚ ወይ ዜግነት ወረቐት ምስዘይህልዎም፡ወርሓዊ ኣታዊ ደሞዞም ትሕቲ 1800 ምስዝኸውንንዩ ፕሮሰስ ዝድንጉይ።ዘን ኣዋልድ ነዚ ከይፈለጣ ሃተውተው ይብላ።መጽየንውን ቁምነገር የብለይንን።ንርእየን ኢና ኣብ ኤውሮጳ ዝሰርሓ ደቂኣንስትዮ ምናልባት ካብ ሚእቲ ሓንቲ ተረኸብካዩ።ስለዚ ሕመቐን ንምሽፋንየን ወልመጥመጥ ዝብላ
መርሓባ ሓወይ፡ ቋንቋ ከይፈለጥካ ኣብ ዝኾነ ሃገር ስራሕ ኣሎ፡ ግን ኩሉ ግዜ ዝተሓተ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ።ጀርመን ሓያል ሃገር ምዃና ኣብቲ ቪድዮ ተገሊጹ ኣሎ።
ዘገርም ኣርእስቲ ሒዙ መጽዩ ገርመን ካፍተን ዝበለጻ ምካና ብፍላይ ክኣ ሕክምና ስራሕ ጸታ ኩሉ ካብ ካለኦት ዝሓሸት ምኻና መጽናዕቲ ክገብር ኣለዎ ኣርእስቱ ኣብ መጽነዓቲ ዝተመርኮሰ ክከውን ይግባ 80ሽሕ ዘኣክል ህዝቢ ዝለዋ ዓዲ ሃገረይ ጀርመ ፣ ዝተወሃበካ ኣኣጀዳ ሒዝካ ምውጻእ ብጣዕሚ ዝሕርቅ ስራሕ ።
ኣክሊሉ መጽናዕቲ ግበር እዛ ናይ ሎሚ ኣርእስትካ ይቅሬታ ናይ ሃካያት ግርካያ ንስካ ቀሊል ሰብ ኣይኮንካ ንቡዝሓት ሰባት ትምህር ሰብ ኢካ ።@@aklilu.Hmichael
@@aklilu.Hmichael ሰላም ኣኪለ ጌጋ ሓበሬታ ኣቕሪበ'ሞ ይቕሬታ ምባል ናይ ለባም እዩ።
ኣርእስትኻ ብመጽናዕቲ ዝረኸብኩዎ ይብል
ትሕዝትኡ ግን መጽናዕቲ ኣልቦ።
ኣኪለ ትምህርቲ ዝቐሰምካ ስብ ኢኻ እዚ ዝገበርካዮ ዘየለ ሓበሬታ ምምሕልላፍ ግን ንሚዛንካ'ውን ጽቡቕ ኣይኮነን። ንሕና 'ውን እንተኾነ እዛ ኩሉ ነገር ዝለገሰትልና ሃገር ጸለሎ ክትቅባእን ዘይ ምስላ ክትለብስን እንዳ ተዓዘብና ትም ኣይንብልን። እንታይ ኢኩም ትኾኑ ዘለኹም እንድዒ። ጀርጆ ንፉዕ መምህር እዩ ኢልና ነዊሕ እዋን ስዒብናዮ ኣብ ሞንጎ ጠሊምና ናብ ዓጀውጆው ኣትዩ.፡ ብድሕሪኡ ንዓኻ ረኺብና ግርም ንስዕበካ ኣለና ኣብ ሞንጎ ግን ጌጋ ኣጋጢሙ ነዚኣ Sorry ምባል እንታይ ጸገም ኣለዎ። ምናልባት ዝተወከስካዮም ሰባት ኣጋግዮምኻ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።
Gega habereta ab srah hkimna thb aleka @@aklilu.Hmichael
hero
Selam Aklilu hawena teqemati Germany eye zteganene mebrhi endiu zeqrebkayo ,
1.Sirah eti bqelilu trekbelu adi Germany eyu language zhatt keman aykonen,
2.nay hkmna mo ety zbelexe system eyu zelewom ,everpersone natu Naygeza hakim alewo
ሰላም ኣኪለ ሓወይ ብተቕርቦ ኣዜ እየ ዘድንቐካ. ጸቡቕ መግለጺ እንተኮነ ግን እቲ ሕጊ ጽቡቕ ኣለካ ውላ ነቶም ደቒ ኣዲ ብርቱዕ እዪ, እንተ እቲ ኻልእ ግን ናትና ጉድለት ኾይኑ ይስማዓኒ። ናይ ፕሮሰስ ተበልካ ናትና ጸገም እዪ( እኩል ደኩመንት የብልናን) ምስኦም ምውህሃድ ተበልካ ንሕና ኣይንኸዶምን ኢና። ብሓጺሩ ንሕና ድኽመትና ንኽንሽፍን ምኽንያት ኢና ነቕርብ። መጽሓፍ ብገበሩ ኣይፍርድን እዪ እሞ ቕድም ንቕረቦም( ዳሕሪ 5 ዓመት ምኽንያት መጽሊኢኦም ዝነገሩኒ ስለ ዝፈልጥ እየ( እቶም የመናውያን Partei ገዲፍኻ) ስለዚ ግቡኡኻ ኽትረኽብ ግቡኻ ምግባር ኢዪ,ሞ, ( ኸምቲ ዕዮ ንጭዋዳታትና ዘትርርዎ ብድሆታት ድማ ንኣእምሮና የብልሕዎም እዮም,ሞ) ኣጆኻ መዘናይ ትማል እኻ ኻልእ ዝሓለፍካ። ሰላምኻ ይብዛሕ ኣብ ዘለኻዮ🙏
ካልእ ከም ሰብና ኢና ዝተሓላለከ ሕጊ ኢዩ ጸገምና
Gega habereta aklilu srah and hkmna Kaften zbeletsa ab alem
Ab process ysemamae eye msaka ekul document sle zeyblna eyu
Meliom alew meneaseyat 2013 misana nab germen zmetsu wala hanti qanqa aykielun
ኣብ ጀርመን ስራሕ ንምርካብ ብጠዕሚ ዝቀለለ ኢዩ ካብ ኤሮ
Yes kab Europe 🇪🇺 teray aykonen wela kab USA 🇺🇸 Canada 🇨🇦, Australia 🇦🇺 ab Germany 🇩🇪 eu zekelele serah ne keterekeb
@@saron-si5ym ጀርመን ቡዙሕ ጸጋታት ኢዩ ዘሎዎም peace በቃ
@@ኣንጻርዓመጽ-ሐ6ጸ selam wen alo ata nay kanka zebela eya teray haki
@@ኣንጻርዓመጽ-ሐ6ጸ ane kab 2014 ey ab Germany 🇩🇪 zekemet zekone hemak ayreakun ab Germany 🇩🇪
@@saron-si5ym 100% ጽቡቅ ኣብ ገነት ጥራሕ ኢዩ ።ሳሮና
Number 1 fan and passionate follower.Wed-Keren....
Welcome Wedi Keren
14:10 ጽቡቕ ዘረባ እንድዩ እቲ ሽግር ኽፍለጥ፡ ተውሳኺ ግን እንታይ ክግበር ይከኣል ዝብል ኣርእስቲ እንተገበርካ ጽቡቕ ኔሩ።
❤💙💚💛
selam Zehawey wey xbuk mexnaeti gerka aqrb wey gdefo. all what you say is wrong. for example for work , health service total wrong Info.
thank you!
Selam amlak naka Akile hawey German ab sistem ksab tiatu krub kebid eu xari yedlyeka sbuk gelixkayo Thank
German betaemi xibuq adi yu eta nay ,.
1. Health care service zibelkaya tegagika hikimina bizey shigir eka thikem
2. srah bitemi yu zelo abzi adi qanqa keal aytikal
3. Dehar kea kem sidetena konika kitnebir German shigir yeblun mikinyatu zibezihe sidetena sile zikone
Selam kbur hawey,nay German dbelkayo kulu haqi eu
ይቅሬታ ኣኪለ ሓውና...1).ኣብ ጀርመን ናይ ጥርናፈ ስሉጥዩ ንካልኦት ዜጋታት ቡቁዕ ዲኮምንቲ ስለ ዘለዎም..።
2) ሕክምና ነውሰወከፍ ናይ ገዛ ሓኪም ክህልዎ ኩፉት ዩ....ቡኡ መገዲ ከኣ ዝዕቅፈካ የለን ..እብዚ ዘይተፈወሰ የለን ምቸም።
3) ቃንቃ ከቢድ ዩ ጊን ግድን ዮም ዝምህሩኻ ብስነ ስርዓት....ኣብ 3 ወርሒ ዊን እንታይ ትገብር ኣለካ ስራሕ ክነምጻልካ ዶ ወላ ክትምሃር ዝብሉ ዮም
ስራሕ ንኽትረክብ ዘቐለለ ዓዲዩ....ኩነታት ኣየር ዊን ዝሓሸ ዓዲ ካብ ኢሮጳ ዩ...። ስውዝን ጀርመንን እቶም ዝበልጹ ዓድታት ዮም ካብ ኩሉ....ኣፍትሓላ ኣዛ ስርሓትካ....
kemuu atbel adlwo alo ab germen ney hkmna
Hausart keyri emo endhr zeyagebki ganz einfach adi natsnet eki zeleki
Ane ab germany eye znber germany kea nkulu ayney nmnbar zteame hager eyu kurub nay process nwhat gzeye gedifka ente eti adelwo nay hberi korbet zbelkayo gen geyga haberita komu reynalomn semeynalomn ayfelten serah kea kmdleytka qonqua keykealkawen ykoxruka eyom
Nay bhaki xbuk gerka gelixkayo,
ናይ ጀርመን ጽቡቅ ገሊጽካዮ
ብጀካ ናይ ስራሕ ስራሕ ኣሎ እንተ ዘይ ኣማሪጽካ
ብዛዕባ ጀርመን ፍጹም ጌጋ ሓበሬታ ትህብ ኣለኻ። ምስ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ ብምውድዳር ጀርመን ፍሉይ ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን እኳ ድኣ ኣዝዩ ናይ ስራሕ ዕድል ስለዘለዎ ብዘይ ቋንቋ ክትሰርሓሉ ትኽእል ዓዲ እዩ ። እቲ እንኮ ጰገም ናይ ጀርመን ነዚ ኩሉ መንእሰይ ኣብዚ ኩሉ ጸገም ኣእቲዎ ዘሎ ተሪር ቢሮክርስያዊ ኣሰራርሓ ስለዘሎ ጥራይ እዩ።
ኣነ 53 ዓመት እየ ቃንቃ ብዙሕ ኣይኮንኩን 6 ዓምት ጌረ ኣለኩ ግን ቆዋሚ ስራሕ ኣለኒ እቲ ኣብ ቆርበት ኣድልዋ ዝበልካዮ ጌጋ እቲ ቃንቃ ከይካኣልካ ስራሕ ናይ ብርካብ ውን ጌጋ ከምኡም ኣብ ሕክምና እታ ሓንቲ ዝሳማማዓላ ጥርናፈ ቤተሰብ እያ ተዘይ ኮይኑ ቃንቃ ካኣል ኣይትክኣል ጽልዋ የብሉን የቀንየለይ ሓወይ
Btaimi aganinkayo!!! hallowlow.
Daher kia'si entay eka kitibl delika?
Eti xegem ertrawyan mukana eyu bkelil Document kinrekib bzeymikalna ember kaleot b'proses kishigeru ayranan
Germany hgawi wereket amxie eya tibleka
Kali ab Germany shigir yelen.
Tirgum zeybla video adalika
ሽግር ደኣ ነዓና ኤርትራውያን ብዙሕ ኣሎና ብፍላይብዛዕባ ወረቀት ናይ ስድራ ሰበይትካ ምሳካ እንደ ሃለወት ሰበይትካ ኣይኮነትን ዝብሉካ ብቀረጽን ናይ ሕክምናንከኣ ትንፋስካ የሕልፉካ።
Emo kabzia video entay nirebih?
(Negativ side) trah entegelixka neten ab Afrika zelewa anistom xibuk smit aykonen
Bhaxiru ezi wedi kab aristi nayta video jemirka halowlow eyu
(Exaggerating) mesrhi medeb geruna
Ezia zbelkayasi French and English da beyen merakebi alewo? Gn xbuq srah gele gele shtet alo gn dhan zbezhe thztoka xbuq eyu akile
❤
ኣይይይ እንጀረኦም ዓጺኻሎም፥ ኣኪለ፥ ኣብዝነበረታስ ተወሰኸታ፥ ሰይቲ ስውእ 🤣🤣🤣
ግደፍ ሰበይተይ ከይ ትሰምዓካ😂
Ab Germany mesel sdetena aythlun eya bkemu eyu kebid koinu ember Srah dea btaemi bzuh eyu
ዓሌታውነት ከዝገድድ ዝገብርዎ ባዕሎም እዮም ነንህድህዶም እንዳተቃተሉ
ዋላ blue card ሒዝና ቤተሰብ ክነምፅእ ኣይከኣልናን። ኣነ ትግራዋይ እየ ብስራሕ መፅየ። ሀዚ ከቢድ እዩ። Very difficult beurocracy.
Ab Germen slezeytnebt ayhzelkan iye. Gn bteami bzuh giegatat amehalalifka aleka. Srah 💯 Hkmna 💯. Sdetena mxilae 50/50 mknieatu ab mliu Europa maere iyu. Bürokratie gn xbuq aleka. Qanqa kea ndenkoro seb iu zkebdo. Enber Germany Kelil u. Sprache der Dichter und der Denker iu zbehal. So mexinaitu godiluwo
ክብር ሓው መጀመርያ ብዛዕባ ጀርመን ብዛዕባ ካልእ ምባል ብዛዕባ ዝጠፍኡ ዘለው መንእሰየት ተዛረብ ።
መዓስ እኻ ንሓቂ ተብዕካ ትዛረብ ።
Bzba hkmana & bzba srah gega Habereta thb aleka Aki
Akile Hawna Agedasin Ewanawin n Ethobom Habereta Nemesgneka, kem Rito Gin Etserhom videtat kab 5-10 Min. Entetgebrom More profficinal Mkonu ymesleni.
😂😂 Tay ilka akile, srah zeyfetu tray u srah ab germen yelen zbl ember... srah mo 100% zdelekayo alo wala ganka aytkal. Kem germen mo ab Europa mlue aytrekbn
♥️♥️♥️♥️
No aytigage srah kem dletka eyu
Deutschland ist Vater Land ❤🇩🇪🇩🇪🇩🇪
❤❤❤❤❤
Sirah meliu alo nay hizbina himqet eu enber kulu timhrti alo
Ab Germen ,hkmna,srah blux eyu ,Eti System gn Azyu Hmak eyu,quanqua Elka gn kem mhazak eyu.System and Tax,are our mein Problem. ❤❤🎉
Hamrger alo awiu kunka kea nesinet temisie bergid nihamedu alena silezi entayi alo ayitbel
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣንጻር ስደተና ኣብ ኩለን ኤውሮፓ ሃገራት እንዳዓብበይ ይከይድ ኣሎ።
Quanka zeydeli srah bzuh eyu zelewom.b senki quanka kab srah dew zbele yelen.nay muhur, Nay zeymuhur srah alo
Nay germen qanqa MIs nay Beal Finnland 🇫🇮 ketewedadro kelil eyu😂😂😂😂😂😂
Ab Hikmna , srah gega habereta aleka
Bkua dokumment abey eyom zamnu nhna gn bzuh yeblann azi hade kabti xegem ayu
Thank you. Gn ab germany nay srah xegem yelen. srah meleu eyu.
Mo entay iu eti xegem zeyserhu teserihka hangolka wn selam yrekb
ብናልባት ናይ ወረቀት ጸገም ከይህልዎም በል ስራህሲ መሊአዎምዮ ኩሎም ኤውሮፓ ኣብዚ ዲዮም መጸም ዝሰርሑ ስደት በሓጺሩ ከምንፈዓትካዮ ኣብዝኮነ ዓዲ @@zebibtesfay7954
Ezi kulu mexnati gerka 20 % tray xbuq aleka
እታ ኣርእስቲ'ስ ኣጋኒንካ ጽሒፍካዮ ክቡር ሓዉ፡
ሽግር ናይ ጀርመን ክትሰምዕ ጎይኻ ዘይትጽቢታዊት ጸኒሕካ ክክክክ
Arstii ashaqilatni xeniha 😂😂 Ich liebe Deutschland ❤❤❤
ዋላ እታ ናይ ቋንቋ ከኣ ተጋኒና ኮይና ተሰሚዓትኒ ምክባዱ ዘይኮነስ ቋንቁኣ እንተዘይ ኪልካ ከቢድ ኢዩ ስርሕ ክትረክብ ኣብዝበሎ ክሳብ ክንዱ ዝጋነን ኣይኮነን ብፍላይ ኣብዚሕጂ ግዝየ ስራሕ ኣብዝከድካዮ ኢካ ትረክብ። ናባይ ክትድዉል ነይርካ ኣኪለ ናይ ጀርመን ድኣ ጽቡቅ ጌረ ምነገርኩካ፡ብዝኮነ ኣብ ጀርመን ከምንፍዕነትካ ኢካ ትነብር ሃደ ሃደ ነገራት ገዲፍካ
Gdya nab eritrean ብሮሶስ ከደይ ይወስ ኣኪለ.
Nay German aymuron tibl Gal Nroupa kitatu eu dilet zelwa enber hadar dilet yeblan EU zerie
ሰብኣይ ዝኮነ ትራሕ እዪ ኣብ ጀርመን ዝነብር።
❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉
ሰላም ኣኪለ ጽቡክ ኣገላልጻ ግን ሓንቲ ናይ ሓበሻ ጸገም ትምህቲ ኣይንፈትዉን ዮም ኣካሎም ኣብ ጀርመን ሓንጎሎም ግን ገና ኣብታ መበቖል ዓደም እዮም ዘለዉ ለውጢ ምፍታን ከባቢኻ ምጽናዕ ምምሳል የለን ስለዚ ሂወት ጽዒርካ ያ ናይ ትምህርቲ ሸውሃት ዘለዎም 5% ኣይኮኑን ዮም እተን ደቂኣንስትዮና ሞ ከምዛ ድሕሪ ሕጂ ውላድ ክኽልከል ዩ ዝተባህላ ገና ሓንቲ ቃንቃ ከይተማህራ ነብሰን ከየማዕበላ ናብ ውላድ ዪ ናይ ቆልዓ ጅሮሎ ደፌአን በቲ ሓደ ኢደን ተለፎን ሒዘን ኣብ ባቡራት ኣውቶብሳት ክትሬን ከሎኻ ትጉሂ ሲለዚ ጀርመን ካብታ ዝኣተኻላ ዕለት ናይ ትምርቲ ቓንቓ ዕድል ኒዓቢ ንእሽተይ ክፉት ኢዩ ኣደይ ጋል 70 ዓመት ኪመሃር የ ሚስ በለት መንግስቲ ከፊሉ ዕድል ሂብዋ ሲለዚ ኤርትራውያ ንነብስኹም ኣይተታልልዋ ኣብ ጀርመን ኪመሃር ንዝደለየ ብዙሕ ዕድላት ኣሎ ግን ሽግር ብስማዕ በለው ስለንኸይድ ጽሩይ ሓበረታ ኣይንሕዝን ኢና፥
ኣብ ናይ ትግሪኛ ኾመዲ ፊልምታት ድራማታት ክትሪኢ ጥራሕ ትውዕል ተኾንካ ደኣ ከመይ ኢልካ ቓንቓ ጀርመን ኽጽናዕ እተን እደታት ከኣ ንደቀን መትሓዚ ቦታ ተኸፊሉለን ናይ ምምሃር ዕድል ኣሎ ኣነ ንባዕለ ይ ብኸምኡ የ ተማሂረ ካብዚ ዝቐለለ ድማ ኣብ ዪትዩብ ብዙሕ ትምህርቲ ጀመን ናብ ትግሪኛ ና ተትአርጎሙ ዝሕግዙ ዩቱዩበራት ኣለዉ ካብ መመኽነይታ ወጺዮም ደኣ ነብሶም ዪመርምሩ ኣኪለ ሓውና።ብዛዕባ ሕክምና ኸኣ ከም ጀርመን የለን ኣብ ጀርመን ሓንቲ መዓልቲ ዝገበረን ምስቲ ጀርመናዊ ወዲ ዓዲ ዓመታት ሰሪሑ ግብሪ ዝኸፈለን ማዕረ ዪ ዝሕከምን ኣብ ሆስፒታላት ኣብ ሓደ ክፍሊ ዪድቕስን እዝስ ባዕለይ ምስክር የ አንተ ክብደት ናይቲ ግራመር ግን ሓቂ ዩ አዚ ከኣ ዕላማ ንዘለዎ ዪበጽሖ' ዩ ሞ ቀሚሽ ኣደይ ሓንኪልኒ ከይበልና ንመሃር ደኣ ንጽዓር።
Abey Estate eu Germany xbuk my dear
Hessen@@homesweet1235
Frankfunt kebabian
Ab frankfurt kebabian ab offenbach ab Hessen bteklala@@homesweet1235
Selam Akile hawena selti wetrushae tehebo hanaxen meharen betami ina nemesgen ab Germen ne serah bezemelket kab kulen zehashet tebelka megenan aykonen beguday puroses wen kem kulen eya eti xegem nehena Ertirawyan zekone bekue dokomenti yebelnan bezi mekeneyat ka ne guday ternafe sedrabet yekebdo xegem yelen malet aykonen nay balena xegem wen ab botu eu serihe sedray keali ember kurub kemehar zebel yebelnan kenday ka alewu beluxat negeziom begebu zetetekemulu abta nay adetat zebelkaya bergex kebelti eya
Ane wn eko gerimuni guday srahn hkmnan zereba yeblun btaemi eyu tsubuk ab buzuhat eropa hagerat tekemite eye Germen gn zhashet rekibeya bael Amazon Zalanndo buzuhat komu zeamesele tkalat welahade wereket ayedlin
Higi ke entay geron ezim nay Germany 🇩🇪
አቃራርባኻ ጵቡቕ እንድዩ
አብ ክንዲ አደታት መስ ደቀን ክረዳድአ የሸግረን ትብልስ ወለዲ እንተበልካ
ይሓሽ ይመስለኒ
gdefuna eske nhna ena 10 ametna abu zelena kemziom briesi seb ztsawet yelen eziom tsbuq eyu tblu zelekum hji zmetsakum geltemtem zeyreakum beten serihkum trekbwon azikum hgusat ekum eten zhbuka beyen ewesdwen efeltu keyttemi enber ktmiebl aydeluyukan eyom gdefuna eske
ሰላም ኣኪለ ሓውና ዝበዝሐ ነጥቢ ትኽክል ኣለኻ ይሰማምዓሉ አየ: ቋንቋ ጀርመን ከምዚ ዝበልካዮ ቁሩብ በዳሂ ኢዩ ብሰንኪ ቋንቋ ስራሕ ከቢድ ኢዪ ዝበልካዮ ግን ትኽክል ኣይኮነን ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ናይ ስራሕ ክፉት ዕድልን ሕክምናን ከም ጀርመን የለን ንናይ ስራሕ መንፈስ ዘለዎ ሰብ
ሰላም ኣለም፡😣 መርሓባ፡ ቋንቋ ከይከኣልካ ኣብ ዝኾነ ሃገር ስራሕ ኣሎ። ግን ትሑት ስራሕ ኢኻ ክትሰርሕ ትኽእል።
ትሑት ስራሕ ማለት ኣብ ዓይነት ስራሕ ድዩ ወላ ኣብ ኣታዊ ዶመዝ ትደጋግማ ኣለካ እዛ ትሑት ስራሕ ስለዚ ኣብርሃያ
Xbuk agelalxa akile hawna yegdas abzi hji ewan hzbna hmak alo bi political neuba etom muhurat mefthi dleyu
ከም ተመኩረይ ናይ 6 ዓመት ኣብ ጀርመን ሓሳበይ ከካፍለካ ፡
ቋንቋ ጀርመን ሓዱሽ ኮንካ መጺካ ክትምሃሮ ከቢድ ዩ ምስ ጀመርካዮ ግን ደሓን ዝኮነ ቋንቋ ዩ ብርግጽ ምስ እንግሊሽ ከተዋዳድሮ ኣይትክእልን ኢካ ሓንቲ ናይ እንግሊሽ ፊደል ኣብ ጀርመን ልዕሊ 10 ዝተፈላለዩ ቃላት ኢካ ትጥቀም።
2ይ,ስራሕ ኣብ ጀርመን ካብ ሙሉእ ኤውሮጳ ዝበዘሐ ናይ ስራሕ ዕድል ደለዋ ዓዲ ያ 80% ኤርትራዉያን ይሰርሑ እቶም 3% ሞያ ይማሃሩ ኣለዉ እቶም 7% ኣብ ምቅጻል ትምህርቲ እተን ዝተረፋ 10% ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ኮየን ኣይትምህርቲ ኣይ ስራሕ የን ክሳብ ኣጀላ መርከል ነቂፋተን ያ።
3.ኣብ ጀርመን ሞያ ተዘይብልካ ይቃዳደሙልካ ዮም ሞያ ወዲኢካ ስራሕ ክትረክብ ግን ዋላ ልዕሊ እቲ ወዲ ዓዲ ክእለት እናሃለወካ ብሕብሪ ቆርበትካ ኣድማዒ ከምዘይኮንካን ስራሕ የለን ብዝብል ምስምስ ናብቲ ሞያ ዘይብሉ ስራሕ ክትወድቅ ዝደፋፍኡ ዓለታዉያን ዓዲ እዮም።
4ይ ብዝተፈላለዩ መደባት ዕውት ሰብ ኮንካ ክትወጽእ ደሎ ህሞት 0% ዩ፡ተጻዋታይ ኩዑሶ፡ጉያ፡ካልእ ቡዙሕ ክንጠቅስ ንክእል እዚ ነገር ኣብ ካልእ ሃገራት ኤውሮጳ ተነፊዒካ ዋላ መራሒ ክትከዉን ትክእል ኢካ ኣብ ጀርመን ግን ንስካ ትስዕሮ ወዲ ዓዲ ቀዳምነት ይህቡ ሶ ጀርመናዎ ኣብ ትሕቲ ስደተኛ ኮፍ ኢሉ ካብ ክመሃር ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ ዩ።
5ይ፡ቀረጽ ናይ ስራሕ ገንዘብ ካብ ኤውሮጳ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ 1ይ ደረጃ ትስራዕ 40% ትቆርጸልና ዝኮነ ጊፍት ከይተረፈ ብሕሳብ ባንክ ተመጽዩ % ክትከፍል ትግደድ ብገለ ኣጋጣሚ ኣብ ሓደ ግዜ ምስ ደሞዝካ ዝማዓራረ ገንዘብ እንተ መጺኢካ እቲ ናይ ስራሕካ 40% እቲ ዝመጻኣካ ካልእ ገንዘብ ከኣ 50% ፍርቂ ፍርቂ ትማቀሎ፡ከሙ ዉን ሓደ ሰብ ልዕሊ 10 ሰዓት ክሰርሕ ኣይፍቀዶን ተወሳኪ ስራሕ ክህልወካ ኣይፍቀድን ዩ ተሰሪሕካ ከም ጸሊም ሰራሕተኛ ትቁጸር።
ብዛዕባ ጽቡቅ ከኣ ኣብ ቀጻሊ ክንሰደልካ እዚ ካብ ተመኩረይ ዩ
Hawey Bnatka atemamta eyu ane kaa loeli 12 amet ab germen tekemite ab ztefelaleya bundesland afti nay moya mrkab kulu aykonen hade etom zbezuhu keman ykbeluka eyom bezi ane zelekuwo buzuhat eritrawin Ausbildung jemirom kwdewo aykaalun genzeb delyom akaritsom
Afti 40% zbelkayo kaa tsubuk gerka raayo 40% aykonen nay bael belgum sweden Holland ybezh zkortswo Steuer Klasse kaa yfelale eyu
Ab Europe zelewa ka Nigeria hizemon
Germany funny zkonea adea eyi
ኣብ ጀርመን ስራሕ ከም ድላይካ እዩ።
Hkmna n Animal keyterefu eyom nay geza Doctor zelewom German!!!!!!!!
15.000 Tigray people eyum bnahna shm zhazu
Why did 15,000 Tegaru came as Eritrean? You should be ashamed of yourself before you write this comment.
Sirah Si ,An Germany Aziu Sifihh edil EU Zelo
ብዙሕ ጌጋ ኣክለ ኣብ ጀርመን ዘሎ ጸገም ቛንቋ ስራሕ ምስኣን ገለ ኣይኮነን ካሊእ ነውጺ ኣሎ መልስካ ኣጽኒዕ ፕልስ ፈክስ ጸገም ንሽተይ ኢካ ረክብኻ ዘለካ።
Srah alo gn srah nnak eina nhna
Nebaeleka entau gudkaa
drug mstea holndea eyi Germany ny srhea adea eyi ny Lgea adea eyi
Kedamay Negr, Krub Kalt Nay Ennglich Eyu Ab Kanka Duetsch Zelo. Feximu Ms Englisch Aymasasln Eyu.
Bzaba Hkmna Ka Darga Klu Seb Aab Tka
Gezu Hakaym Aleu.
Kanka Krub Entekilka Kea
Ab Akmka Ktserh Tkel Eka. Kmeharu Kserhu Zedelyu Wun Sbat Aleu. Genzeb Nay Mengsti Enda Tekbelu
Znebru Wun Alewu.
❣️❣️❣️❣️❣️👏👏👏👏👏👏❣️❣️❣️❣️❣️