ድምፃዊ መዝገበ [ ድቅስም ] ፌንት ዝነቀለሉ ፕራንክ ቪዲዮ 😂😂😂

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ก.ค. 2023
  • #recommanded #prank #yadaprank
    ዘይሓልፍ ነገር የለን ሞ ንደቃይቅ ሓሳባትኩም ገዲፍኩም ክትዘናጉዑልና ንደሊ::
    @gereemunentertainment
    New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
    please share ,like and subscribe.
    @gereemunentertainment
    @neshnesh_show
    @DimtsiWeyaneTV
    @LazaRecords
    @ATAMediaProduction
    @LihamMelody
    @maggyshow
    @eri-tv
    @zomaychannel
    @DadiMami
    @HDMONANEBARIT
    @StarEntertainmentEthioEri
    @meadimedia
    @zaramedianetwork
    @tefetawitalkshow
    @Gedli_plus
    @Gereemunmedia
    @EriOneTouchEntertainment
    ፕራንክ ቪዲዮ,eritrean movie,tigrgna music,new eritrean music,tigrgna comedy,gere emun,tegaru,yonas minus,comedian eyob,funny video,tigrgna interview,mezengie camera

ความคิดเห็น • 234

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f ปีที่แล้ว +20

    መዝገበ ኣሳይ ኣዝየ ዝፈትወን ዘክብሮን ጅግና ተጋዳላይን ስነ ጥበባውን❤😍

  • @user-hq7ik9kh9l
    @user-hq7ik9kh9l ปีที่แล้ว +51

    ወይ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ኣርቴስት😍 በጃካባ ዘመን ኣለም ሰገድ 😮😂❤😍

    • @ndjs6045
      @ndjs6045 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @yohnnest7233
      @yohnnest7233 ปีที่แล้ว

      አስተጋጅ ግን ዝግበር ይመስል ማዓንኮሩ ስጋ ወዲኡ ሕማቅ ሰብአይ ዝሐዘት ሰበይቲ ይመስል።

    • @user-cc1qs7lb2c
      @user-cc1qs7lb2c ปีที่แล้ว

      ​@@yohnnest7233ዋይ😮😁😁

    • @user-uy4ek2zj3s
      @user-uy4ek2zj3s 4 หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤

    • @Desta-nd9ju
      @Desta-nd9ju 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@ndjs6045❤❤

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 ปีที่แล้ว +16

    ኣይ መዝገበ ዝገብሮ ጠፊእዎ ፈዚዙ ኮ😥😍😍ግን ከምዚያት ከቢድ እዩ ድካም ልቢ ድፊኢት ደም ንዘለዎ ሕማቅ እዩ🙏ያዳ😍

  • @yes6292
    @yes6292 ปีที่แล้ว +14

    ዋውው ዝፈትው ደራፊ መዝገበ ጅግና ❤❤በጃካ እባ ንዘመን ኣለምሰገድ እባ ግበረልና ዘሓውይ ❤❤❤

  • @user-xn5rr1tn3w
    @user-xn5rr1tn3w ปีที่แล้ว +27

    ደቂ ሪመይ ኣይትሳኣኑ 😂 በጃካ ክልምነካ ንድምፃዊ ዘመን ኣለም ሰገድ ፕራንክ ግበሮ ግን ቅልል ዝበለ🤣🤣🤣❤

    • @user-cc1qs7lb2c
      @user-cc1qs7lb2c ปีที่แล้ว

      ዓነው ከየብሎ ድሓርግን😁

    • @user-xn5rr1tn3w
      @user-xn5rr1tn3w ปีที่แล้ว

      ​@@user-cc1qs7lb2c ኣነ እውን ንሱ ፈሪሐ እየ ቅልል ዝበለ ዝብል ዘለኩ😂

    • @user-uy4ek2zj3s
      @user-uy4ek2zj3s 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስኽራይብ ግበራለይ ደቂ መዳመይ❤❤

  • @user-fj8rv8wj2h
    @user-fj8rv8wj2h ปีที่แล้ว +21

    ያዳ ትባሃል ቆላዓ ግን ስነ ስራዓት ግበር ዓዲ ዓረብ ዘለና ብሳሓቅ ክተባርረና ኢካ ካብ ስራሕና😂😁

    • @user-kn8yy7wy9d
      @user-kn8yy7wy9d ปีที่แล้ว +2

      አረ ስራሕ ተሳኢኑ እዩ እንዮ ጥንቅቅ ንበል 😂

    • @yadaprank
      @yadaprank  ปีที่แล้ว

      😂

    • @MizanAbay-gw5pv
      @MizanAbay-gw5pv ปีที่แล้ว

      😂😂😂

    • @user-uy4ek2zj3s
      @user-uy4ek2zj3s 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስኽራይብ ግበራለይ❤❤

  • @user-yd7er8fu7o
    @user-yd7er8fu7o ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይ ጎበዝ መዝገበ ሓወይ በስመኣብ ወልደ መንፈስ ቅዱስ አሃዱ ኣምላክ በለ ማዓረይ❤😢

  • @tesfitberhane8246
    @tesfitberhane8246 ปีที่แล้ว +3

    ትዝገርም ሲ መርዚ ገራ ተባሂላስ
    ከይትህረም ተከላኪሉላ
    ስብእና ከምዘለዎ ይርእየካ
    ብሕጊ እምበር ብሓይሊ
    ከምዛምን ትርዳእ ❤❤❤
    ሰባይ ኢለካ ኣለኩ ድቅስም

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 ปีที่แล้ว +5

    ዝፍቱዉ መዝገበ ሓወይ ኣሕዝንኒ ያደ ሓወይ ቀፅለሉ ኣብ ዝዓበናይ ገጠር እውን ኣበ ብራንክ ገይርካ ኣምፅእና🤲🤲❤❤❤

  • @user-xr5bt2qv2q
    @user-xr5bt2qv2q ปีที่แล้ว +6

    ጎይታ Prank ያዳ 😅
    ክልውህ ስለነብሱ ዘይሓሰበ❤

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f ปีที่แล้ว +8

    አረ ኣይተክኣልካን🤣🤣🤣
    ስብኣይ ተኮይንካ ልጆን ባይሩ ልሰሎሚን ይኩነኣምላክ ንዘመን prank ግበረልና🙄🤣

  • @medhin8187
    @medhin8187 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ድሓን መፃእኻ #ያድሻ❤❤❤
    ግደፍ ግን ሂም ከየብሉኻ ያዳ 😂😂😂ፕራንክ እዚኣ ይፀልኣ ኣነስ🧐

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +2

    _ያዳዋይ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክክክክ ኣይዘኻ ድቅስመይ ደቅስሞ ያኣኽ_

  • @letslasehayle5044
    @letslasehayle5044 ปีที่แล้ว +1

    ዋይይይ አታ ማሕረር😂😂🤣🤣ዓርሱ ዝበለዐ አይመሰሎን ይመስለኒ ምስኪን ሰው😄😄😄SO ያዳዋይ ቀፅለሉ ማዓረይ ንፈትየካ ኢና🥰🥰🥰🥰

  • @slam4790
    @slam4790 ปีที่แล้ว +6

    ዋይ ውንኡ ኣጥፊእክምሉ ግን ንታ ጓል ምንም ዘይበላ ኣድንቀዮ ገሊኦም በቲ ጣውላ ርእሳ ምበተንዎ ነይረም በቲጫፍ እየ በሊዐ ያ ምሲኪን ያዳ ግን ፕሪንክ ክትሰርሕ ዘይትፍንቅሎ እምኒ ይብልካን😂😂❤❤

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g ปีที่แล้ว +12

    ደቂ ሪመይ ሓላላት ኣብሊፀ እየ ልፈትየኩም ❤️
    ያዳ መሕረር ተፃዊትክምሉ 😁❤️

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j ปีที่แล้ว

    ደስስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ዋዛ ምስ ቁምነገር ሓዘል🙏❤💛😂

  • @selam3762
    @selam3762 ปีที่แล้ว +5

    እውይይይ ማአርይ ከብደይ በሊኡኒይ ❤❤❤❤

  • @ሳሌም
    @ሳሌም ปีที่แล้ว

    መዝገበ መዓረይ 🤣🤣🤣🤣ምስኺናይ ማራ ተሸርሺሩ 🤣🤣🤣ኣንታ ሓሪቁ ግን ማራ አዋይ ጸገም ክክክክክ

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx ปีที่แล้ว +6

    ያዳ ንዓኻ ፕራክ ዝገብረለይ ዶ ሳኣኩ ዞም ኩሎም ፕራክ ዝግበሩ ዘለው ሓቲ ማዓልቲ ሕኒኦም ክፈድዩ ተስፋ ይገብር😂😂😂😂😂❤❤❤

    • @tigraywerki1355
      @tigraywerki1355 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ፕራንክ ክገብሮ እየ 😂😂😂

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh ปีที่แล้ว +1

    Marey 😂
    Hikimina yihayish
    Hikimna niwsedo
    Hikimina eba niwsedo.😂😂😂😂😂
    I love him.❤
    Dikisimway

  • @user-if6tm3dj8j
    @user-if6tm3dj8j ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ፀገም አሕዚኑኒ ማዓረይ ያዳግን ገውኦም ዝመሮሮም ከቃብፁካ እዮም🤔

  • @selamTdf-bn3ju
    @selamTdf-bn3ju ปีที่แล้ว +1

    ልግብሮ ጥፍእዎ ለይሓሰዎ ማይ ሰትዩ ሓወይ🤣🤣🤣

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ያዳ ❤

  • @fjb5157
    @fjb5157 ปีที่แล้ว

    ኣይ ያዳ መሕረር መዝገበ ድቅድም ከየብለካ ተጠንቀቅ😂❤❤❤❤❤❤

  • @user-fl6zs3hb5n
    @user-fl6zs3hb5n ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤❤❤❤ትግራዋይ ራህራህ እዩ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ❤❤❤❤ቀፅልሉ❤❤

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom3287 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘክብሮን አርቲስት❤😘

  • @FanusFa-zv3cz
    @FanusFa-zv3cz ปีที่แล้ว

    እንኾዓ ዳሓን መፃኹም❤❤❤ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤

  • @freTigray-fk7qn
    @freTigray-fk7qn ปีที่แล้ว

    ዘመን ኣለም ሰገድ ኣምፀአልና ያዳየይ😂❤

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 ปีที่แล้ว +1

    ❤️🤴ያሬድ ተል ሰተር 😁😁😁👍👍😘😘😘

  • @user-ii8gi6jl9j
    @user-ii8gi6jl9j 7 หลายเดือนก่อน

    Ata gdefa wi natey haftey

  • @samriguggalmekele1270
    @samriguggalmekele1270 ปีที่แล้ว

    ወይ መዝገበ ከብደይ በሊኡን ኣስሒኩኒለ ጫፉ እየ በሊዐ ያ 😢😂🥰🥰🥰🥰

  • @user-ot6fx5kl6v
    @user-ot6fx5kl6v ปีที่แล้ว +2

    መርከብ ቦኒትዋ እባ ኣምፀአልና ብ ማርያም❤❤❤❤

    • @user-hw1zn9jx6i
      @user-hw1zn9jx6i ปีที่แล้ว +2

      መርከብ ማአዝ ከይዱ ድዩ ትግራይ

  • @sadf1238
    @sadf1238 ปีที่แล้ว

    Away beny sahk mute bezkon fetani eyu ደቅሰም ❤️❤️

  • @user-et3ev9km9x
    @user-et3ev9km9x ปีที่แล้ว

    ያውይ አያ ተብል ኔራ እዚአ 😂😂😂

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ኩሉ ዲኺ ገርኩሉ ሞይተ ኡይይ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @alemgebretsadik3983
    @alemgebretsadik3983 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤ንዘመነይ እውን ኣምፃልና❤❤❤❤😊😊😊

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 ปีที่แล้ว

    ወይነ ሓወይ ልቡ ጠፊኡዎ😂😂😂😂😂😂

  • @semhartesheme9705
    @semhartesheme9705 ปีที่แล้ว

    Oy btami kebid u kemzy kegatm ati prank afkus ablwo aytekbdwo

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5v ปีที่แล้ว +3

    ያዳ ሓወይ ብምግቢ ኣይቅለዲ ከም ቀደምካ ብካልእ ግበሮ ያዳዋይ እፍፍፍ ኣነስ ኣፍሪሑኒ 🤲🥺

  • @kaleabandeslasie1439
    @kaleabandeslasie1439 ปีที่แล้ว

    ሞይተ ገለ 😂😂😂❤

  • @user-vp6vt3tq7m
    @user-vp6vt3tq7m ปีที่แล้ว +1

    ኖርማንዶ ትርኢ ኣለካ😭🤣

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว +5

    መዝገበዋይ ማዓረይ ጨኒቅዎ ጅግና ተጋዳላይ ዝፈትዎ መዝገበ ኣንበሳ ኣደንጊፅኩሙዎ ኣሕዚኑኒ😊❤❤❤❤

  • @titihabeshawit503
    @titihabeshawit503 ปีที่แล้ว

    Wayyy yadayeyyyy mehrer😂😂😂😂😂😂😂

  • @freybare5825
    @freybare5825 ปีที่แล้ว

    I love all of your song you are amazing

  • @freTigray-fk7qn
    @freTigray-fk7qn ปีที่แล้ว

    ያዳዋይ😢😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @user-mj1rn4tx8y
    @user-mj1rn4tx8y ปีที่แล้ว

    ማዓረይ😅😢😂

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y ปีที่แล้ว

    Yada gdef endo ❤❤❤❤wediekayom eko

  • @abebagebremariam1977
    @abebagebremariam1977 11 หลายเดือนก่อน

    ጨካኞች ናችሁ😂😂😂😂

  • @Teshemewedishewittig
    @Teshemewedishewittig ปีที่แล้ว

    መዝገበ ጅግና 💖💛

  • @yemaryamleg9164
    @yemaryamleg9164 ปีที่แล้ว

    አነ ዝገርመንሲ ሰሓቅዘይመልቆሞ😂

  • @selam9308
    @selam9308 ปีที่แล้ว

    ዋይ ማራ ሞይተ ስሓቅ

  • @fereyheyelom8898
    @fereyheyelom8898 ปีที่แล้ว

    ዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @blean1214
    @blean1214 ปีที่แล้ว +7

    ውይ ምዓረይ ❤❤❤

    • @yohnnest7233
      @yohnnest7233 ปีที่แล้ว +1

      እዚ አስተናጋጅ ብማዓንገሩ ዝግበር ይመስል ምጥርጣር ፅቡቅ እዩ።

  • @tshsylegees7163
    @tshsylegees7163 ปีที่แล้ว

    Anes betaemi eye zeftewo ❤❤❤

  • @yiitui5517
    @yiitui5517 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ማዓረይ💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @angeup
    @angeup ปีที่แล้ว +1

    Best❤❤❤

  • @rahelmebrahtu1414
    @rahelmebrahtu1414 ปีที่แล้ว

    መዝገበ ዓቢዩ ሰብ

  • @Ethantom29
    @Ethantom29 11 หลายเดือนก่อน

    በዛ ጫፍ የ በሊዐ😅😂

  • @user-lj1ll3hx3d
    @user-lj1ll3hx3d ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ያዳ ጨጎራ🤣🤣

  • @makilove6390
    @makilove6390 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ሰነ ስርዓት ዘለዎ ሰብ በስመ ስላሴ ኢሉ ይበልዕ እግዚኣብሄር ይባርኽካ ብሩኸይ

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😢😢😢😢😢ያሕዝን ያስሕቕ እግዚኦ

  • @mahlitlove4291
    @mahlitlove4291 ปีที่แล้ว

    ውይ ጎይታዋይ ደንጊፁ 😥😁

  • @selam9308
    @selam9308 ปีที่แล้ว

    መሕረር ዝኮነ ወዲ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍ አረ የዳ ብጣዕሚ ኣሕዚኑኒ ኤህ በዛኻ ያዳ ፕራንክኻ ተሐይሎ ኣለኻ ዋይ እፍ🤔😘😥

  • @mxlala868
    @mxlala868 ปีที่แล้ว

    ዋይ ኤሰይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zj2wu6uf3p
    @user-zj2wu6uf3p 5 หลายเดือนก่อน

    ዘመን ኣምፀአልና😘😘😘😘💊💊💊🌎🌎👑💖💖💖💖💖💖

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 ปีที่แล้ว

    Dear Mezgeb, you have a good heart. You are amazing man. I like your songs. You have beautiful voice. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus precious name, l pray.

  • @gotomabodom9008
    @gotomabodom9008 ปีที่แล้ว

    Merzey elukum si prank tegeburu beka mukan ab tegray nerumali eyou mote😅😅😅

  • @user-md6yv9zo4i
    @user-md6yv9zo4i ปีที่แล้ว

    ዋይ ሓወይ ልገብሮ ጠፊእዎ

  • @user-jm6ki4qb6s
    @user-jm6ki4qb6s ปีที่แล้ว

    በጫፋ እየ በልዐያያ😂😂

  • @Samual_27
    @Samual_27 11 หลายเดือนก่อน

    Zakola 2ይ mealti keytesrha nasehaket mnm aytk'ely tebalshyelka eya

  • @azebtigray6298
    @azebtigray6298 ปีที่แล้ว +1

    ተገራዋኒ ኣይትሳእኑ 😢😂

  • @mebrahtuafewerki9835
    @mebrahtuafewerki9835 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ እዚ ወዲ ብስሓቕ ክቐትለና ኢዩ ኖርማኣል ትሪአኒ ኣለኻዶ ክኣ ይብሎ ያኸ ምስክናይ ወዲ ክኣ ተሓዋዊስዎ

  • @user-xt9kl2sc1j
    @user-xt9kl2sc1j ปีที่แล้ว +1

    Ata azawedi prank enber kawkaw ablata kemzi nreka zelena gin defretka ngetashow ewun prank atgedon eka

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 ปีที่แล้ว

    እዋይ ምስኪን ገሊኦም ሃው ከብሉካ እዮም ግን 😢😢😢 ብዛ ጫፋ በለ የዋህ😂😂😂😂

  • @sjzjbdb305
    @sjzjbdb305 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ እንድዮ ግን ማራ መደንገፅይ እና እትሕልፎ መልእክት ማሃር ኣይኮነን

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 ปีที่แล้ว

    ውይ መዓረይ ለዋህ 😢❤😁

  • @awetgebreslase6710
    @awetgebreslase6710 ปีที่แล้ว

    Gin yewah eyu kab mejemerta jemira enasehaketis zeygetema 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ru6nb7ve6j
    @user-ru6nb7ve6j ปีที่แล้ว

    ናይ ሎማዓልቲ ገራሚት prank

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy ปีที่แล้ว

    ወይይይይይ ማዓረይይ 😥😥😁😁

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b ปีที่แล้ว

    ኣታ ወዲ ንፕራንክ ኢኻ ተፈጢርካ ኢፍፍ ሞይተ ስሓቕ 😅😅😅😅❤

  • @user-pz7xl2qb8c
    @user-pz7xl2qb8c 11 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕም ደሰ ክተብሉ ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤❤ ቀፅልሉ

  • @gugttyyrfg8549
    @gugttyyrfg8549 ปีที่แล้ว

    መዝጊብ ሓላል ሰብ❤❤

  • @selameyob999
    @selameyob999 ปีที่แล้ว

    Ewayyy meyte

  • @user-si6jk6ve6m
    @user-si6jk6ve6m ปีที่แล้ว

    😂 ግን ብኡ ገይሩ ክለምደካ እዩ ሐሶት ክክክክክክክክ

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c ปีที่แล้ว

    እዋይ እዚ ፕራክ ግን ክፈታትን በሰምኣም እና ባጣዕሚ ንፍዓት

  • @user-vj9ld4ni2v
    @user-vj9ld4ni2v ปีที่แล้ว

    ያዳ ኣቦ ፕራክ ❤❤❤❤

  • @user-sx1sr1jk7c
    @user-sx1sr1jk7c ปีที่แล้ว

    ማዓረይ😢😢

  • @GgFf-hm7eq
    @GgFf-hm7eq ปีที่แล้ว

    እፍፍፍ ታሕዝን ግን😢😢😢😢❤❤❤❤

  • @TesfayTig-1214
    @TesfayTig-1214 ปีที่แล้ว +1

    መዝገበ ኣሳይ ኣነስ ድምፁ ክፈትዎ ክጥዕም🥰🥰💗

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 5 หลายเดือนก่อน

    Uaye. Ahwatey. 😢🙏❤️🕊️🌿

  • @aligeytube786
    @aligeytube786 ปีที่แล้ว

    Marrrrey😥😥😥❤💛

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ መዝገበ ኳዕ ረአኹኻ መዓይ❤ተደናጊፁ ፀኒሑ'በይ ኣብ ማእኸል ብጣዕሚ እዩ ፈሪስኩም ቀዳማይ ነገር ታ ጓል ትስሕቕ ነይራ ልባዕልኻለ ምንም የኸኣልኻዮይ ልኾነ ኾይኑ ግን ተጋዳላይ መዝገበ እዩ ሓሪፍ ክትኾን ገይርዎ ዛprank😅

  • @HewiYeboaz-ez6hq
    @HewiYeboaz-ez6hq ปีที่แล้ว

    ዋአ መዘዝ ሓቁ አዩ

  • @kefalieri3967
    @kefalieri3967 ปีที่แล้ว

    Moyte😂

  • @SenayWelde-bl7dl
    @SenayWelde-bl7dl ปีที่แล้ว

    ኣየ ያዳ ተዩብ ርጉም

  • @merihruesomtame772
    @merihruesomtame772 ปีที่แล้ว

    Meyte sehak

  • @AwetAregawi
    @AwetAregawi 4 หลายเดือนก่อน

    Kkkkk. Hhhh kestilo

  • @afgcg5271
    @afgcg5271 10 หลายเดือนก่อน

    ዝፈትዎ ደራፋ❤❤❤❤