🔥ምስ ቤተ ሃይላይ ን መሓዛይ ኣብ መዓልቲ ውልደቱ ጨዊና ፕራንክ ጌርናዮ 😂😂😂

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • ዘይሓልፍ ፀገም የለን ሞ ን ደቃይቅ ፀገማትኩም ረሲዕኹም ክትዘናጉዕልናን ክትስሕቁልናን ንደሊ @Yada tube subscribe
    @gereemunentertainment
    New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
    @gereemunentertainment
    #tigray
    #eritrea
    ፕራንክ

ความคิดเห็น • 536

  • @yadaprank
    @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน +49

    ሰላም ፉቱዋት ያዳ ፕራንክ እየ please .. like & share ብምግባር ቻነልና ነዕብይ 🙏

    • @Seb15
      @Seb15 10 หลายเดือนก่อน

      ከምዚ ዓይነት ምስራሕ ጽቡቅ ኣይኮነን ዝባሃልን ዘይባሃልን ፈላልዩ።

  • @netsi2127
    @netsi2127 10 หลายเดือนก่อน +114

    ናረአናካ ዝኮነ ጊፍት ተዘይ ሂብካዮ ኣን ፍለው ክንብለካ ኢና ትብሉ 👍ግጨዩኒ 😒😒😎

  • @BduvdhdhdNdbvdhdh
    @BduvdhdhdNdbvdhdh 10 หลายเดือนก่อน +58

    አዙይ ፕራንክ ዘይኮነ ንሃንግ ዝገብሩ ለያቡ ekum ትምህርት ተታባቡዑ ዘለኩም ካልአ ዝሐሽ አንተትሰርሑ ደስ ምበለና

    • @selam3156
      @selam3156 10 หลายเดือนก่อน +1

      👍👍👍👌 እንታይሞ ክንገብር ኢና ዋይይይይይ😥😥አብርእሲ ድክነተን ምራክ ይሞተን ኮዩኑና እኮ ቧይይይይይ

    • @merhawitgoje2967
      @merhawitgoje2967 10 หลายเดือนก่อน

      Awxewa eza vidyo egum lele

  • @gsas4971
    @gsas4971 10 หลายเดือนก่อน +11

    ከምዚ ዓይነት ከይትስርሕ ያዳ በስመአብ አብ ህዝበና ዝበፅሕ ዘሎ ሓቀኛ ዛንታ ስቃይ የእክለና😢😢😢 ብዝካነ እዚ ሓወይ ማዓረይ እንኳዕ ተወለዲካ ዝተረፈ ዕደመካ ይባረክ ይቀደስ❤🎉🎉🎉 እንኳዕ ዓመታዊ ክብሪ ባዓል ፅየን ማርያም አብጸሐና ስላም ንኩሉ ወዲ ስብ ❤ተጋሩዋይ ይመቺኩም ተናፈቅቲ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍👏👏👏

  • @زهراحبش-ك6ب
    @زهراحبش-ك6ب 10 หลายเดือนก่อน +21

    አፍፍፍፍ በስምኣብ ልቦና ይሃብኩም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ልተወገኡ ወሕደምናስ😭😭😭😭#

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 10 หลายเดือนก่อน +13

    እፍፍፍፍ ዋይ አረ ከይትደግማ ያዳ ክንድኡ ኣነ ዓቅለይ ፀቢብኒ ፕራክ ምኳኑ ናፈለጥኩስ💔😢

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri 10 หลายเดือนก่อน +13

    ተመስገን እንዃዕ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮንኩ 3 ግዜ ምስ ኣማዕተበ ኩርዓት ሒዝኒ ❤
    እንዃዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ
    ፈጣሪ ይባርከልካ

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏🙏

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +9

    በስመአብ ሓቂ መሲልኒ አነስ ደንጊፀ ከምዚ አይትስርሑ ያዳዋይ😢እንኳዕ አብጸሐና ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ንሕዳር ፅዮን ደቂ እመ ብርሃነይ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና ንህዝብና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና❤

  • @Haregte
    @Haregte 10 หลายเดือนก่อน +7

    በስመአብ 😢ግንሲ ግንሲ ከምዚ ተዘይትስርሑ ያሬዳ ብዝኾነ እንቋዕ ተወለድካ ሓውና🎉

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +5

    ማዓረይ ውይ ቅድመካ 😢
    ወዲ ድካ እየ ያ 😁 ፃዕዳ ልቡ ወዲ ለባመይ 😘❤ ካዕ ተወለደ ❤🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🍰🍰🍰

  • @ብሪየተዋህዶልጅ
    @ብሪየተዋህዶልጅ 10 หลายเดือนก่อน +5

    ውይወይ ክንድኡ ኣነ ጨኒቁኒ😥 ክስካብ ትውዳእ ሪአያፕራክ ምስ ተባሃለ ዘይኮረየ ጠንካራ ወዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍፍፍ ጎታዋይ ማርያምን አሕዘነኒ እረ ከምዚ ዓይነት ፅቡቅ የኳነይ😭😭😭

  • @tygyy2941
    @tygyy2941 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብተግባር ዝግበር ዘሎ ከይአክለናስ ደሞ ብዚይ ትቅልዱ ከምዚ ዓይነት ክንቃወም እዩ ዝግበአና ህዝብና ተሳቅዩ እዩ ዘሎ😢

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 10 หลายเดือนก่อน +3

    እውውው ዝኩሉ ትዕግስትስ ነበይኑ ኣነ ግን ገዲፈዮም ክከድ ነይረ እየ 😢❤❤❤

  • @Sara21213
    @Sara21213 10 หลายเดือนก่อน +3

    ማዓረይ እፍ😢
    ስነስርዓት #ያዳ ብካሙዙይ ክንደይ ዘይሓለፉ
    ቡዙይ ቀልዲ የለን😕😭

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน +1

      Eshini mearey

  • @Banatb-e8h
    @Banatb-e8h 10 หลายเดือนก่อน +3

    ጌጋ ገይርኹም😢 ታይ ዝገበረ ሰብዩ ድንጋፅ ዝሓለፈ ይኣኸሉ ብኹናት 😥 ዘምህ ዘሰሕቅ ሕቶታት ዘይተገብሩ

  • @ssll7812
    @ssll7812 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይይ ብስመኣብ ፕራንክ ምካኑ ናፈለጥኩስ ክንድኡ ኣንቀጥቂጠ😢 ውይ ህዝቢ ረኪብዎ ዘሎ ለከ ህዝብና ብከምዚ እዩ ዝሳቀ ዘሎ😢ከምዚ ሰራሕ ከይትድገም ያዳ ሓወይ ነቶም ከምኡ ዝገብሩ መበረታትዒ እዪ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤❤❤

  • @assefagidey3036
    @assefagidey3036 10 หลายเดือนก่อน +10

    እዋይ ሚሽክናይ ኣሕዚንኒ ብቀትሩ ፀልሚትዎ ነይሩ ኣብ መዓልቲ ልደቱ ክሞት መሲልዎ😢😢😢

    • @selam3156
      @selam3156 10 หลายเดือนก่อน

      😥😥😥😥😥

  • @የእመብርሃንልጅነኝ
    @የእመብርሃንልጅነኝ 10 หลายเดือนก่อน +2

    እውነት ዘለዎ ዓቅሊ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ ዶሞ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረከ 🎉🎉🎉
    ዮዳ ሓወይ ካዓ ካሊእ እምበር ህዝብና ተጋሳቂሉ ካዓ መምሃሪ ተዝህልዎ ደሰ ይብል ነይሩ ተጨውዮም ካዓ ብምታይ ክውገድ ኣለዎ እምበር ክፍቲ ገዲፍኩምላ ማለተይ ንዝጨወየ ኣካል ፀገም ከሰዕበሉ ካምዘይክእል ተረዲእና ንዓይ ፕራክ ምካኑ ተረዲእኒ ግን ናዓኩም ካም ዝቃወም ክትውሰኩላ ነይርኩም ንህዝቢ ትሕግዝ እያ ኢለ ሰለዝሓሰብኩ እየ ብካሊእ ንፅበ በርትዕ❤❤❤❤

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 10 หลายเดือนก่อน +6

    ብሓቂ ባዕላጉ እኹም እዚ ትገብርወ ዘለኹም ኣብ ልዕሊ ሓወይ ሓቀኛ ዛንታ ዝበፀሐ እዩ ።😭😭😭😭😭😭😭 ደመይ ገንፊሉ ኣብራከይ ፈሲሰን እዚ ትገብርወ ዘለኹም ተግባር መዛናጊዒ ዘይኾነ ብትክክል ኣብ ህዝብና ዝበፅሕ ዘሎ መከራን ስቃይን እዩ። መከራ ክሳብ ኣፍንጭኡ ዝፀገበ ህዝቢ ኣለና ንዑዑ ድምፂ ኩኑ።😢

    • @hhfhfhj4432
      @hhfhfhj4432 10 หลายเดือนก่อน

      Bahki😢😢

    • @selam3156
      @selam3156 10 หลายเดือนก่อน

      ንሱስ ናይ ለባማት ስራሕ እዩኮ
      እዚ ዝግበር ዘሎ ግን ነቲ ዘለካ ጭንቀት መቃለሊ ዘይኮነሲ ጭንቀትካ መጋደዲ እዩም ዝሰርሑ ዘለዎ ቻለና ክዓቢ እናበልካ ሰብ ብዘይ ሓሰቦ ልቡ እናጥፋእካ ፕራንክ ገይረካ ይብሉካ
      ብከምዙይ ዝዓቢ ቻነል👍 አይሃልወና አሕዋተይ

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 10 หลายเดือนก่อน +7

    በስመአብ ያዳ ሓወይ እዚ ሓውና ብጣዕሚ አሕዚኑኒ 😭🙄😂😂😂

  • @hiwilove7088
    @hiwilove7088 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰለም ያዳ ጠፊኢካ ኮ ኸምዚ ዓይነይ ይቅረይካ ምኽንያቱ ህዝቢና አብ ሕለንኡ ፅቡቅ የለን😢😢

  • @ኣኪጋልዓጋመ
    @ኣኪጋልዓጋመ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ መናደድቲ ከምዚ ዓይነት ኣይትስረሑ ህዝብና ኣብ ስቃይ ኣሎ😢😢

  • @hiwetgaltgray7406
    @hiwetgaltgray7406 10 หลายเดือนก่อน +1

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ሐዚ እዚ ታይ እዩ ሃ ሃጊ ልገበሩ ለዉ ከይአኩሉናስ😢ታይ አለዎ ከም ቀደምካ መስሓቂ ሒዝካ ተመፃካ

  • @እየሩእየሩ
    @እየሩእየሩ 10 หลายเดือนก่อน

    ማራ ይሕዚኑኒ ዝኮነ ጊፍቲ አምፃሉ አፍኩም ጥራይ ኢኩምሕ እንኳዕ ተወለድኻ ኢልኩም እምበር ሓንቲ ሽምዓ እኳ ዘይአብራህኩሙሉ እንኳዕ ተወለድኻ መፃኢኻ ቡሩህ ይኩን ሓወይ

  • @brzafabreha1618
    @brzafabreha1618 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሀዚ ካብዚ ታይ ኢና ንመሃር ዓመፃ በዚሕዋ ለላ ዓድስ ነቶም ዓመፅቲ ምትብባዕ ድዩ በይዛኹም ፅቡቅ ነገር ስርሑ ዋእ

  • @MamunKsa-d7o
    @MamunKsa-d7o 10 หลายเดือนก่อน +1

    የኔ ማር ፀላኢካ ይጨነቅ ታገበረኩም ደቀይ 😢ያዳ መሕረር😂
    እንካዕ ተወለድካ ከዓ መዓረይ ዝተረፈ ዕድሜካ ይባረክ ልውህነቱ ግን ኣድኒቀዮ❤ 🎉🎉💛❤🙏😍

  • @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና
    @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኡፍፍፍፍፍ ኣረ ፍራንክ ምካኑ እናፈለጥኩስ ተረብሸ በስመኣም ኣረ ኣፉይ ኣፍንጭኡይ ዓፊንኩምስ ትንፋስ ትሓፀሮከ😢

  • @RabihhCall-i1x
    @RabihhCall-i1x 5 หลายเดือนก่อน

    🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🤔🤔🤔🤔🤔ከምዚ ዓይነት ፅብቅ አየዃነይ💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 10 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍፍ ፍቃር ኣምላክ ካብ ኩሉ ዘድሕን ስለ ዛኣመነስ የማዕትብ ነይሩ😢😢😢😢😢
    ኣቱም ህዝቢ ዝስራሕን ዘይስራሕን ዘይትፈልጥ ኣረ በይዛኩም😢😢😢

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 10 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ሕማቕ እንታይ ኢና ካብ ክንምሃር በጃኹም እስኪ ዋ ❤

  • @brzafabreha1618
    @brzafabreha1618 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኤህ ጎይታዋይ ክንዲኣፉ ኣነ ጨኒቅኒ ..ያዳ ትበሃል ሰብ ግን ተኽኢልኻ ፅቡቅ ነገር ስራሕ ተለይኾይኑ Report ከይግበረካ ይቱብካ ሓሳብ ተመልከትኻ ተቀበል

  • @ሕጂከናበይ
    @ሕጂከናበይ 10 หลายเดือนก่อน +1

    በስምኣብ እረ ያዳ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይትስራሕ ኣይኮነን ንዑኡስ እናፈለጥና ንዓና ከማን ኣሰምቢዱና 😢😢😢😢😢

  • @ሰሰንጋልትግራይ
    @ሰሰንጋልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน

    ዋላ ሓንት ደስ የብልይ ጨካን ከምዝይ ዓይነት ግደፍ😭😭😭😭😭

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ እት ዓቁልስ ማዓረይ❤❤❤❤ዶሞ እንኻዓ ትወለድኻ ድተረፈ ዕድመኻ እግዛብህር ይባርከልኻ ልባመይ

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      😊

  • @ቖልዓወጀራት
    @ቖልዓወጀራት 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኾስተሩ ኹፉኣት ኸዝ ካብዝስ ታይ እና ክንምሃር መፅሎኦ😏

  • @HdhdhdEbeheh-qr5vr
    @HdhdhdEbeheh-qr5vr 5 หลายเดือนก่อน

    ኖ ያዳ ከምዚ ዓይነት ጽቡቅ ኣይኾነንን ድሓር ርእሱ ተስሓተከ

  • @gs6su794
    @gs6su794 10 หลายเดือนก่อน

    ያዳዋይ ይፈትወካ እዩ ጠፊእካ ግን እዛ ሕማቅ ትምህርቲ እዩ ብካሊእ ፁቡቁ ከትመፀና ተስፋ ነገብር❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน +1

      Eshini

  • @selam3156
    @selam3156 10 หลายเดือนก่อน

    እዋይይይይይይይ ማዓረይ ማራ አሕዚኑኒ አነስ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
    @የኣብነገብረመንፈስቅዱስል 8 หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍፍ ልምታይ ግን ልሸፋቱ መገዲ ተርእይዎም ዘለኹም ከምዙይ ዓይነት ስራሕ ፅቡቅ ኣይኮነይ😢 ሓወይ ከምዙይ ገይሮም ዓፍኖም ላብዘይ ፍለጥ ቦታ ወስዶም ካብ ዓቅምና ብላዕሊ ቅርሺ ኣሐውለምና እሞ ካዓ ኣብ ዓድኻ 😢😢 በጃኹም ከምዙይ ዝሰርሑ ሕሽናይ ተቃወሙ 😢😢

  • @FgHf-uj8op
    @FgHf-uj8op 10 หลายเดือนก่อน

    አረ ይመቸካ እንካዕ ብሰላም መፃካ ፅቡቅ ጅማሮ ይግበሮ😂😂😂😂

  • @MvjcKfjfj-js2ec
    @MvjcKfjfj-js2ec 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍፍ ያዳዋይ ብማርያምኻ ከምዚ ዓይነት prank ከይትሰርሕ ከመይ ከም ዘሕዝነኒ ኡፍፍፍፍፍ ኣይከኣልኩን😢😢😢

  • @ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ
    @ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ 10 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ ዳኣ ቡሩከይ
    ንያዳ ባ ሓደ ማዓልቲ ተፃወቱለይ 😢❤

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ወድነይ😭

  • @ሕልናዊት
    @ሕልናዊት 10 หลายเดือนก่อน +1

    ፎ ሕማቅ ትምህርቲ ኣፅሊእኩም ያዳ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሎማዓንቲ ግን ማራ እየ ሓሪቀ ከምኡ ዝትሰርሕ ኮይኑ እዩ ተሰሚዑኒ 😠

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน +1

      😂 eshi kalie hzelki kmetsie eye mearey

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ በስምኣም እንታይ ገበረኩም ደቀይ ነኻ ስቃይ ብዝኾነ እንካዕ ትወለድካ ማዓረይ❤❤❤

  • @Maykomola
    @Maykomola 5 หลายเดือนก่อน

    ዓቕለይ ይፀበኒሎ እንዳበለኩም ስቕ ምበልኩም ማራ ሓሪቐ እዚ ገበንዩ ሕፅረት ትንፋስ ተለዎኮ መሞተ

  • @Azebchanal
    @Azebchanal 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዊይ ምዓረይ ክኹሪ ተፀብየ😢😢😢😢ሓዚነ ዓቅለይ ፀቢብኒ ምስ በለ😢ያዳ ሓወይ በይዛኻ ካምዙይ ዓይነት ፕራንክ ግደፎ በጃኻ

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz 10 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋጊኩም ኣቅልል ኣብልዎ ያዳ መደንገፂ እዩ ❤❤❤❤❤

  • @wsgd3301
    @wsgd3301 10 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋጊኩም ፕራንክ ክከውን ተሎ ኣቅልል ኣብልዎ😂😂😂ልቢ ድካም ከይተትሕዝዎም ዋይ ፕራንክ ያ🎉

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ በስመአብ አታ ክንደይ ትጭኩነ ሓመድ ትብለዐኒ ወድነይ ዓገብ ዓገብ ከምዚ ዓይነት ከይድገም 😢😢😢

  • @YrdgYedf
    @YrdgYedf 10 หลายเดือนก่อน +12

    ከምዚ ኣይት ስረሑ ያዳየ ብዝተረፈ ይመችኹም❤❤

  • @WintaBerihu
    @WintaBerihu 6 หลายเดือนก่อน

    Betami himak prank eu gen eti kara ab kilte part akeribkumo bejam dehan zikone prank, Betami dess zibil ewin alekum eu ketsilulu kara nejew 😊

  • @abiabi-vl6qz
    @abiabi-vl6qz 10 หลายเดือนก่อน

    አረ ደስ ኣይብልይ #ያዳዋይ😢😮😮😊

  • @Monliaz
    @Monliaz 8 หลายเดือนก่อน

    አረረረረ ያዳ ከምዚ ዓይነት ፕራክ አይትግብረ ውይ ታይ ዓይነት እዩ እዚ ታይ ኢና ንማሃሩሉን ንሰሕቅሉኑ ኢና እዚ ህውክት 😢😢😢😢😢😢

  • @Sama-d5v
    @Sama-d5v 5 หลายเดือนก่อน

    Ezi kulu kebid prank gierkayos cake yeblu decoration yeblus happy birthday tray tblo

  • @tsigehadush7472
    @tsigehadush7472 10 หลายเดือนก่อน

    ዉይይ በስመአብ ጎይታዋይ አደንግጺኑይ😢❤❤

  • @cellcell9216
    @cellcell9216 10 หลายเดือนก่อน +1

    ያዳ ሓወይ ዋላ ዳኣ ፕራንክ ይኩን እምበር ደሰ ኣይብልን 😢😢ብጣዕሚ የሕዝንኒ

  • @MHRETAMARE-et1xt
    @MHRETAMARE-et1xt 10 หลายเดือนก่อน +2

    ማርያምን አይሰሓቅን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭#😭😭😭😭😭

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 10 หลายเดือนก่อน

    በጃኹም ብስንባደ እንተሞተ እንታይ ይባሃል እዚኣስ ከባድ እያ ከይድገም .God bless you ber… from Eri❤😮

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      Eshini 😊

  • @thth1588
    @thth1588 10 หลายเดือนก่อน

    እረ ብጣዕሚ ኢኩም ጨካናት 😢😢😢😢😢😢

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኤህ ጎይታዋይ ኢዱኩም አይትስአኑ

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ህንዳኣፉ ጨንቅን ዋይ ያዳ ሓወይ ብጣዕ እያ ዝፉትየካ ግን ሃምዛ ዓይነት ሰራሕ ደስ ኣይበብለይ ዓቅል ግን 100%

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      Eshini.mearey

  • @melattesfamariam8642
    @melattesfamariam8642 10 หลายเดือนก่อน +2

    ካብቲ ካልእ ስርሓትካ ቁሩብ እዚኣ እያ ኣሰንቢዳትንን የሕሪቃትንን ምክንያቱ ኣብዛ 2:47/ 14:21 ደቂቅ እዚኣ ዓርክካ ኮፍ ኢሉ ከሎ ካራ ኣብ ከብዱ ዝፈተንኻሉ ሲን፡ ግቡእ ዘይኮነን ዘይሓላፍነታዊን ሸለልትነት ዝተሓዘት ፕራንክ ኮይና ረኺበያ ካልኣይ ጌዜ ከምዚ ከይትሰርሕ ይላቦ።

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      Eshini 🙏

  • @kusulovemami7476
    @kusulovemami7476 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ቡኡነት ኣታ ከብደይ ብልዕዕዕዕዕ ኣቢሉኒ ቀደማካ ቡኡነት በክየየየ

  • @fujhdhh475
    @fujhdhh475 10 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ደስ ኣይብልን ከሊእ ስርሑ😭😭😭

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 10 หลายเดือนก่อน

    አዋይ ቀድምካ ዛሓወይ አፍፍፍፍፍ አደጊፅኒ 😭😭😭😭🥰🥰🥰

  • @selamwelgeberial7490
    @selamwelgeberial7490 10 หลายเดือนก่อน

    አረ መፅለኢ ኢዩ አፍፍፍፍፍፍፍ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😅

  • @ShafanHafet
    @ShafanHafet 4 หลายเดือนก่อน

    ጎይታዋይ ከሕዝነካ ግን😢😢😔💗

  • @cherkosgebru6525
    @cherkosgebru6525 10 หลายเดือนก่อน +1

    በስምኣም ክትጭቅኑ 🥰🥰

  • @merryhay3094
    @merryhay3094 10 หลายเดือนก่อน

    እፉ ጎይታዋይ ዓቅልኩም ፀፅብበልኩም ኩፉኣት😢😢😢

  • @الحمدالله-س4ق
    @الحمدالله-س4ق 10 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኢኩም ተሕዙኑ ካብ መናእሰይ እዚ ኣይፅበይ

  • @Akaze-y6p
    @Akaze-y6p 7 หลายเดือนก่อน

    ታይኣታወድ ትስረሓ ብጣዕም ዳፅልእ ክፍእ መርእት እት ካራ ዓገብ ሓወይ ካብ ኩሉም ተጋሩ እስካ ታርእዮ ቩድዮታት እፍፍፍፍፍፍፍ ዓገብዓገብ😢😢😢😢😢😢😢

  • @alexandertesfamikael1162
    @alexandertesfamikael1162 8 หลายเดือนก่อน

    ፕራንኪ ዝባሃል ይፈላለ አዩ ማዕረ ክንድዚ ጽላለ አዩ 😂😂😂😂

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕዚንኒ ብስሩ ብካሊእ ኣሐጉሶ አትብሉ ላይክ ከይገበርኩም ከይተሓልፉ😊

  • @erunatey3279
    @erunatey3279 10 หลายเดือนก่อน

    Gega gega

  • @Monliaz
    @Monliaz 8 หลายเดือนก่อน

    አይይይ አፍፍፍ 😂😂😢
    H,B,D to eyou broyy❤❤

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray 10 หลายเดือนก่อน

    ያዳ ዋይ አዚ ቡሱሩ ደስ ኣይብልን 🥲🥲🥲

  • @rutmehari6267
    @rutmehari6267 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘፅልአ ፕራንክ አዩ ንምንታይ ሰብ ተጨንቁ

  • @HhBb-it7xh
    @HhBb-it7xh 10 หลายเดือนก่อน

    አረ በጃኹም ካምዝይ ኣይትስርሑ ዋ 😢😢😢 ታይ ዓይነት ሰባት ኢኹም አፉፉፉ😢😢😢

  • @galtigray743
    @galtigray743 10 หลายเดือนก่อน

    Eff entay geberka mskin aehzinuni mearey bzkone ymechekum deki adey❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      Thank you🙏

  • @ማሾጓልትግራይ-በ2በ
    @ማሾጓልትግራይ-በ2በ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ባእ ከምዚ ኢልኩም ኣይትስረሑ ካልእ ስርሑ ከሕዝነካ ሓደ መዓልቲ ሳብራይዝ ግበሮ😢🎉

  • @اللالل-ل8ض
    @اللالل-ل8ض 10 หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍፍ😢😢😢ከምዚይ ዓይነት አይትስራሕ ያዳ ዋይ

  • @selam3156
    @selam3156 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይይይይይይ ዓፈናና❤❤❤❤❤

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 5 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍፍፍፍፍፍ ማዓረይ 😢😢😢😢😢😢😢አረረረረረረረረረ😢😢😢

  • @አስኪዩቱብ
    @አስኪዩቱብ 10 หลายเดือนก่อน

    ብዝፈጠረኩም ፈጣሪ አይተሳቅይዎም ንገዝዘብ ኢልኩም

  • @khjh8891
    @khjh8891 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ በስመኣብ ከሕዝነካ ማዓረይ😢 ያዳ ካምዚ ዓይነይ ፕራንክ ኣይተምፀአልና እጭ😎

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 10 หลายเดือนก่อน

    ጎበዝ ዝሓወይ ኣማዕቲቡ 😢ያዳ ኸይለምደካ

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      😂 eshini

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 10 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ያዳ ሽኮር🙏❤💛ብሃንቀውታ እየ ዝፅበዮ ቪድዮታትካ👌😁😁😁

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      Thank you 🙏

  • @selamtigray3173
    @selamtigray3173 10 หลายเดือนก่อน

    እፍፍ ቀዳማካ ኣሕዚኑኒ አረ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይትግበሩ😢😢

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 10 หลายเดือนก่อน

    _ኣይ ያዳዋይ መሕሪር ኡፉ ካሕዝነካባ ማዓረይ ታይገበረኩም ወደይ ጨካናት_

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      Akeza ንዓኺ ለ ይሓስበልኪ ኣለኹ የ 😂

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 10 หลายเดือนก่อน

    ጎይታዋይ😢ከሕዝነካ ያዳ ሓወይ ተጋጊኻ

  • @nreaeyakidanu7045
    @nreaeyakidanu7045 10 หลายเดือนก่อน

    ብራክይ ፅበቅ እዩ ግን ከምዝይ ዓይነት ግን ደንግፁ እንታይ ከም ዝኸን አይትፈልጥን ከትደግሞ ከምዝይ ዓነት

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 10 หลายเดือนก่อน

    እውይ ክሳብ ትውድኡስ ብጭንቀት ብሓቂ ይመስለካ ግን ኣብ ዓድና ከም ዘሎ መምሃሪ እዩ ይመችኩምምም❤❤❤❤❤

  • @SamiraSamira-ke6ep
    @SamiraSamira-ke6ep 10 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ አጀኻ ክብረተይ ምሲኩን ሓዊተይ 💔💔🥺🥺🙏🙏🙏🥺🥺🥰🥰

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 10 หลายเดือนก่อน

    ያዳየ ጠፊእካና 😢❤

  • @Sara-wd7gb
    @Sara-wd7gb 10 หลายเดือนก่อน

    ውይ በስመኣም 😢😢😢😢ከይትድገም ያዳየ

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      😂 eshini

  • @MerhawitAlemu-k9h
    @MerhawitAlemu-k9h 10 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ💝💝💝💝💝💝💝💖💖💖💖

  • @ኣፅበታይሁራሰለስተ
    @ኣፅበታይሁራሰለስተ 10 หลายเดือนก่อน

    ማኣረይ 😢😢ኣታ ካምኡ ኣይትግበር😢😢

  • @qq88ppp32
    @qq88ppp32 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ጨካናት😢😢😢 እፍፍፍ ክትደግሙ