DW International ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዝሃብዎ መግለፂ ቀዳማይ ክፋል ፣ 06 ሓምለ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024
  • #dw #International #tigray
    #ትግርኛ ዜና
    #Dimtsiweyane #Tigray
    #Subscribe ይግበሩ!
    Website www.dimtsiweyan...
    Facebook / dimtsiweyane
    Twitter / dimtsiweyane
    Telegram t.me/dwetinter...
    Instagram / dimtsiweyane
    This stream is created with #PRISMLiveStudio

ความคิดเห็น • 189

  • @enroute3
    @enroute3 หลายเดือนก่อน +17

    ወዲ ወረደ፡ ትግራይ ወሊዳ !

  • @Meles-mf7rw
    @Meles-mf7rw หลายเดือนก่อน +9

    ወዲ ወረደ ጅግና

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 หลายเดือนก่อน +8

    Well said and Well explained G. Tadesse worede a wise gentleman with great wisdom, collective,focused leader so do getachew reda and others knows how to play our enemies drama few in millions, those AREMENIA DENKURT RUKUSAN gugemangug enemies never sleep..i hope this is a life long insurance solution guarantee for our innocent tegaru....some Tegaru stop being emotional. give it to professionals like Gr. Tadesse worede and others.

  • @ዘምዘምገብረማርያም
    @ዘምዘምገብረማርያም 4 วันที่ผ่านมา

    በጣም ነው መወዳች ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GebreGebre-bz4sn
    @GebreGebre-bz4sn หลายเดือนก่อน +18

    አጆኹም ጀጋኑና ቀሪብኩም ኢኹም ትዕግስትኹም ሸዊት ክኸዉን ንእሸተይ ኢዩ ተሪፍዎ አቱም ትፃረፉን ትርብሹን ዘለኹም ድማ በዓል መን ምኳንኩም ንፈልጠኩም ኢና ስድታት ለኡዃት ፀላእቲ ኢኹም

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 หลายเดือนก่อน

      ተወቂጡ ይወፅእ አምሀራይ አረብ

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 หลายเดือนก่อน +4

    Wawooo great analysis tegaru please listen to this wise gentleman General, the past is past, as they said "it is not how you failed but how you bounced back " great respect for our generals leadrs like G. Tadesse worede and getachew reda and others, thank you brother for your hard work days and nights, there's is no easy way easy solution our problems are very complicated and complex,our enemies drama is end less and never sleep for our failure

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 หลายเดือนก่อน +3

    Tadese Werede is a mature & wise man.

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 หลายเดือนก่อน +2

    DW International thanks .Tigrai may God help you to returning to your home. Thanks General Tadese Werede for the information.

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme หลายเดือนก่อน +1

    Thank you 🙏 for your dedication and commitment

  • @RockRock-zc6re
    @RockRock-zc6re หลายเดือนก่อน

    ጅግና ሓላፊና ተደቢቀን ዘለዋ ማሳርያ ከ ሕድሕድ ገዛ ክፍተሽ ኣለዎ ብ ሰራራዊት ትግራይ

  • @HiwetGhirmay
    @HiwetGhirmay หลายเดือนก่อน +3

    Am yared gebrehiwot my father is work with you am happy and am so proud of you our hero general taddese werede ayana

  • @atchessman4825
    @atchessman4825 หลายเดือนก่อน +2

    Transparent is appreciated. #TigrayUnity is Vital❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን !!!

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo9307 หลายเดือนก่อน +3

    ኣምላኪ ሆዮ ምስ ህዝብካ ኩን ያህግዝኩም

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 หลายเดือนก่อน

      ውጣ ጂዊሳ አረብ ተወቅጠህ ትወጣለህ

  • @Omer-uv4hv
    @Omer-uv4hv หลายเดือนก่อน +1

    ጄ/ር ወዲ ወረደ በርታ ተፈናቃዮች ተመልሰውም መቋቋሚያም ያስፈልጋቸዋል።

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 หลายเดือนก่อน +2

    I always respect you my hero brother because you did sacrifice insted of your people Tigray so I'm excited & proud of you, dear heroc son Enderta Wed Tigray, so God bless with your people Tigray. SO GOOD LUCK 👍

  • @negasitsehaye2529
    @negasitsehaye2529 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for your service….. my question is how far do you trust federal???????

  • @tesfaygebregiorgis4960
    @tesfaygebregiorgis4960 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ጀነራል እዚ በይኑ እዩ ዝፃደፍ ዘሎ መራሕቲማ ፈቃዱ ስብሰባ ጉድ ረኪብና እንተ ወዲ ወረደ ግን ሑቡናት ኢና ብኣካ ብጣዕሚ ትዕግስተኛን መስተዉዓሊ ጀነራል እዩ ነመስግን ዳይ ሐዚ ናብ ምዕራብ ትግራይ ኣጆካ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 หลายเดือนก่อน

      ተኩላ የግርድና ስራ የለንም አድጊ ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ ትጨፈለቃለህ ለዝንተ አለም መመሳሰል ድጋሚ ፈንጂ መርገጥ ነው ውጣ ቻ በሎ አረብ

  • @user-tu5zd4hq1o
    @user-tu5zd4hq1o หลายเดือนก่อน +3

    ጀነራል ታደሰ ካብ አምሐራ ዝመፀ ሰፋሪ ነፃን ዘይነፃ ዝበሃል ሐሳብ ይቅረ
    ህዝቢ አምሐራ ይኩን ሸፍታ ናይ ትግራይ ትግራዋይ ሰለ ዝኮነ
    ናብ ክልሎም ክምለሱ አለዎም
    አበይ እዮም ክቅመጡ ዝብል መንግሰቲ አምሐራ ይመልሶም

  • @tigistiabai9513
    @tigistiabai9513 หลายเดือนก่อน +2

    35:18 What did agreed at Pretoria? Was that to take place a referrendom in western tigray or to bring back Tigray toritory to pre war based E thiopian conistision. Plece make it clear.

  • @freybare5825
    @freybare5825 หลายเดือนก่อน +9

    long live TPLF❤

  • @LibanosG-n6s
    @LibanosG-n6s หลายเดือนก่อน

    ያቅንልና ወዲ። ወረደ ቀፅለሉ አንበሳ

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 หลายเดือนก่อน

    Wedi werede my hero . We support you . Angereb milash, alewuha milash, limalimo milash wun nay tigray tarkawi meretina eyu

  • @user-nd8hf7lw5p
    @user-nd8hf7lw5p หลายเดือนก่อน +2

    "ተመዛበልቲምስ ተመለሱ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ፌዴራል ክፀንሑ እዮም:: ባጀት እውን ዝስልዐሎም ብፌዴራል እዩ:: ዳሕራይ ናብ ሪፈረንዶም ይኸዱ:: እቲረፈረንዶም ብዕሎም ዝብዘጣይሱዎ ኮሚሚቴ ዝምራሕእዩ ክኸውን:: ድሕሪ እቲ ውሳነ ፌዴራል ስርሑ የብቅዕ::"
    (ወዲ ወረደ)
    ------------
    እዚ ኩሉ ዝበሎ ምስ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝራኸብ የብሉን:: እቲ ውዕሊ ዝብል ወረርቲ ሓይሊታት ካብዝሓዙዎ ግዝኣት ትግራይ ይወፁ:: ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ይምለሱ:: እቲ ምሕደራ እውን በቲ ሕገ/መምግስቲ መሰረት ናብ ትግራይ ይምለስ እዩ ዝብል:: እቲ ሕዚ ዝብሃል ዘሎንስዑር ሀሓት ምስ ኣብይ ተስማዕምዖ እዩ:: እዚ ድማ ናይ ኤርትራ ዓይነት ውሳነ ከጋጥምይኽእል እዩ:: መቸም እቲ ሪፈረንደም ሰለስተ መማረፂ እዩ ሒዙ ክመፅእ:
    1. ምስ ትግራይ ዝብል
    2. ምስ ኣምሓራ ዝብል
    3. ዓርሰ ክልል ወይ ፍሉይ ዞባ ብፌደራል ዝምምወል ዝብል::
    ምስቲ ሕዚዘሎኣሰፋፍራእቲ ኣምሓራንትግራይ ዝብልዳርጋ ማዕረ እዩ:: ብሙኻኑ እውንእቲ ሳልሳይ መማረፂ ዝሓሪ ክበዝሕ እዩ:: እቲ ህዝቢስ ሰላምይረክዋ ትግራይግን52% ትሓራሲ መሬታ ክትስእን እያ:: ሽዑ ካብ ክልልነት ናብ ቁሸትነት ክትቕየር እያ:: ሓይሊ ኣምሓራንብኦሮሞ ዝዝወር ብልፅግና ሽዋንእንድሌቶምንሱ እዩ:: ሻዕቢያ እውንተኾነ ንሱ እዩ ድሌቱ:: ምኽንያቱ ሰልስቲኦም ፀለእትና ትግራይ ምድኻምን ቀርቂርካ ጫቒት ክትኸውን ምግባርን እዩ::

  • @TESFAYGEBREGIORGIS
    @TESFAYGEBREGIORGIS หลายเดือนก่อน +5

    ጀነራል ታዴ ወዲ ወረደ ጀግና ኢካ

  • @user-lv9qh7iw4p
    @user-lv9qh7iw4p หลายเดือนก่อน

    እንትይ ዩ ዝብል ዘሎ. ነዛ ናይ 3 ደቒቕ ዘይትበቅዕ ዘረባ መጢጡ መጢጡ ሰዓት ምሉእ ተሳሒጉ

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ተወለዲ ትግራይ ሓደ ሰራዊት በኣባልነት ዘይርከበሉ መከላኸሊ ሓይሊ ኢልካ ደጋጊምካ ምዝራብ ግቡእ ኣይኮነን::

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 หลายเดือนก่อน

      ውጣ በክት አረብ የግርድና ስራ የለንም ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ አትጩህ ገመድ አፍ ተምታትቶባችሀል ምንም ታሪካዊ ማስረጃ የላችሁም ኢ/ትዊ መሆንህ ተኩላ መመሳሰል ድጋሚ ፈንጂ መርገጥ ነው

  • @seyoummisgana2824
    @seyoummisgana2824 หลายเดือนก่อน +1

    Jigna general wedi Werede yknyelna.

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብልፅግና መከላኸሊ ሠራዊት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፅንተት ዝፈፀመን ዘፈፀመን ዘፋናቐለን ምስ ናይ ኣምሓሩ ሰፈርትን ተስፋሕፋሕትን ምስ ህግደፍን ኮይኑ ህዝብና ዘፅነተን ንትግራይ ህዝቢ ፀጥታን ደሕንነትን ከኽብር ኢልካ ምስምማዕ ዕብደት እዩ::ዘይእመን ትኣምኑ ኣለኹም :: ዝዓጠቑ ምልሻ ምስ ህዝቦም ክኣትዉ ምግባር ጥራሕ እኹል ኣይኮነን ናይ ትግራይ መከላኸሊ ሓይሊ ናይ ዘርኢ ምፅናት ወንጀል ንዝተፈፀመሉ ህዝቡ ኣለኝታን መኸታን ስለዝኾነ ምስ ዕጥቁ ክኣትው እንተዘይተጌሩ ካሊእ ጥፍኣት ኢኹም ትዕድሙ ዘለኹም : በጃኹም ህዝብኹም ንኻሊእ መፅነቲ ኣመቻችኹም ኣሕሊፍኩም ኣይተመልስዎ::

    • @samirawitgebremedhen
      @samirawitgebremedhen หลายเดือนก่อน

      Exactly right etaye koyenkume tplf are bejackume gedefu ezi aywotsene tplf gedefu

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน +2

    ክንደይ ሚልዮናት ህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም

    • @asterk4968
      @asterk4968 หลายเดือนก่อน

      None sense. Tezaribe elkadika?

  • @daniboy2293
    @daniboy2293 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቕ ሪኢቶ እዩ ካብ ልመና ንውፃእ ዝብል ቅኑእ ሃሳብ እዩ

  • @wedihayet7020
    @wedihayet7020 หลายเดือนก่อน +2

    ኩሉ ገዲፍኩም ዘላቂ ውሕስነት ዘለዎ ምስ ናይ አፍሪቃ ሕብረት አምሪካ አውሮፓ እንግሊዝ ከናዳ ስጡም ዘላቂ ውሕስነት ዘለዎ ስራሕ ስርሑ።

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 หลายเดือนก่อน

    Respect General Taddese werede real hero 👏

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 หลายเดือนก่อน +1

    RSPACT!!!!!

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ትግርኝት የሚባል ከኢሬትራ ጋር ነው

  • @berhanberaki5045
    @berhanberaki5045 หลายเดือนก่อน

    Good luck

  • @user-ho4gs2sd5x
    @user-ho4gs2sd5x หลายเดือนก่อน

    ዝገበርኩም ክትገብሩ እሞ ህዝብኹም ኣብ ሓደጋ ዘየእትው ኩነታት ፈጢርኩም ንህዝብኹም ፈጣን ምላሽ ሃብዎ በትዛኻትኩም ስለዝጊሄር

  • @KburomMeresa-j8x
    @KburomMeresa-j8x หลายเดือนก่อน

    Ok ❤❤

  • @SelamYohans-q3c
    @SelamYohans-q3c หลายเดือนก่อน

    Ayana newih edemen teina yehabika❤❤❤❤

  • @abrahamgirmay3044
    @abrahamgirmay3044 หลายเดือนก่อน

    ጀ/ል ታደሰ,
    ብምክትል ፕረዚደንት ማዕርግ ናይ ጉዳያት ፀጥታን ሰላምን ሓላፊ ኢኻ::
    እዚ ኩሉ ኣናርኪ (መንግስቲ/ሕጊ ኣልቦነት) እንትከናወን ንምንታይ ፈቒድኩም?
    እዞም ኣብ ትግራይ ዝረኣዩ ዘለዉ ገበናትኮ ኣብ መንግስቲ ዘይብለን ሃገራት (failed states) ብዙሕ ኣይረኣዩን'ዮም::
    እወ ሎሚ'ውን ኣካይዳኹም ወፍሪ'ዩ ዝመስል::
    ብወፍሪ ንሓደ ሰሙን ሆይ ሆይ ይበሃልሞ ይጠፍእ::
    እዚ በወፍሪ ዝፍታሕ ሽግር ኣይኮነን::
    ኣብዚ ሰጋእ መጋእ ኣየድልን:: ምጭካን ከድሊ'ዩ::
    ትግራይ ቤታ ብፅፈት ክተፅሪ እንተዘይክኢላ ጽባሕ እዙያት ሰበብ ገይሩ ሰተት ኢሉ ከምዝኣቱ ንፍለጥ:: ህዝብ'ውን ብታሕጏስ ከምዝቕበሎ ኣይትጠራጠሩ::
    *ብሱሩኸ እታ ምሕደራ ንኽእላ ዲና? ምኽንያቱ እቱ ቅድሚ ኩይናት ዝነበረ ግዕዝይና'ዩ ሎሚ ገቢሉ ወጽዩ ዘሎ::

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน +2

    ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ጠላማት ተጋሩ ሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ምሂዞም ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም 4።
    ጋላ ባርያ ኢሎም ዝጻረፉ ተዋህዶ ኣዲሰበባ ቒቒቒ
    ክንደይ ሚልዮን ህዝቢ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂሮም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም ይዓውይ !

  • @user-tu5zd4hq1o
    @user-tu5zd4hq1o หลายเดือนก่อน +4

    አዚ ኩሉ መአዝ እዩ ክኾን እቲ ክረምቲ እኾ ንድሕሪት አይምለሰን ሐንቲ ወርሒ እኾአ እንሃ
    እቲ መዳበርያ ዝበሃል ሐዚ እኾዩ ነይሩ

  • @ፍኖ
    @ፍኖ หลายเดือนก่อน +2

    #ፍኖ ያሸንፍለሰ
    #አምሓራ ይነግሣል
    💚💛♥️👑🦁💪🏾👈🏿

    • @milkakahssay1705
      @milkakahssay1705 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

    • @ፍኖ
      @ፍኖ หลายเดือนก่อน

      @@milkakahssay1705 🤣🤣🤣🤣

  • @lomiayneyberhe8136
    @lomiayneyberhe8136 หลายเดือนก่อน +1

    ታደሰ ወረደ ካብ ደብረፅዮን ዝገደደ ለንካት እዩ ።

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 หลายเดือนก่อน

      በክት አረብ የግርድና ስራ የለንም አታስፈልግም የጅህ መጥተዋል የፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልመጅድ ጊዜ አይደለም ፋራ መመሳሰል ድጋሚ ፈንጂ መርገጥ ነው ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ አትጩህ ገመድ አፍ ተምታትቶባችሀል ምንም ታሪካዊ ማስረጃ የላችሁም ኢ ትዊ መሆናቹህ አረብ😂😂😂

  • @GereAraya-c2y
    @GereAraya-c2y หลายเดือนก่อน

    ጀግና ኢኻ ወዲ ወረደ....

  • @abrehaleygmeskel7628
    @abrehaleygmeskel7628 หลายเดือนก่อน

    አይኩም በሪትዕኩም ሰሪሑ መሬትና መልሰልና አዚ ኩሉ መንእሰይ አወዲእኩም ሰቅ አይትበሉ ሰዋአት ከይወቁሰኩም ሜሪየትና ይመለሰ ታፋነቀል ናብ ዓዱ ይመለሰ ሰሪሑ ከበልዕ ምእንቲ

  • @kirosabrha
    @kirosabrha หลายเดือนก่อน +1

    ንስኹም እተለኹም ህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ጭራሽ ሰላሙ አይሕሎን ምኽንያቱ ኩለን እተን ዝጠቀስካየን ቃላት ንአምሓሩ ሸፋቱ ወኪልኩም ኢኹም ትዳራደሩ ዘለኹም ትዳራደርዎ ዘለኹም ንስልጣንኩም መደላደሊ እዩ ብጣዕሚ ዘሕዝን ግን ትግራይ ብአኹም ምምራሓ እዩ ንስኹም ኻብ ኽትመርሕዎ ናይ አምሓራ መንግስቲ ተዝመርሖ ምሓሸ ብጣዕሚ ዘግርም ኸዓ እዚ ዝብርቅርቅ ዝበለ ቅጥዓ ዘይብሉ ዝበስበሰ መግለፂ ሒዝኩም ናብ ምድያ ምምፃኹም እዩ ኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน +1

    መርገም ናይ ተጋሩኣገው ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ከሳቅይኹም እዩ ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ ኢዮም ኢልኩም ክተውርዩ ቒቒቒ

    • @amanuelsolomonabebe6936
      @amanuelsolomonabebe6936 หลายเดือนก่อน

      ኣቤት ትንተና!
      ...ወድዛ ዓሳው!

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 หลายเดือนก่อน

      ተኩላ አረብ ስለ አገው አይመለከትህም አረብ መመሳሰል ድጋሚ ፈንጂ መርገጥ ነው ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ የፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልመጅድ ጊዜ አይደለም ውጣ በገባህበት 😂😂

    • @adamhanibal3935
      @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน

      @@aronyonas7563
      ኣታ ወዲ ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ
      ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ቒቒቒ
      ኣብ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረብ መልሓስካ ክሳድካ ክትቁረጽ ኢኻ ! ኣታ ለማኒ ጠላም ንህዝብታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ኣብ ዓዶም ኣምሓራይ ተመሲልኩም ክተሳቅይዎም ቒቒቒ ኣብቒዑ እዩ

    • @adamhanibal3935
      @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน

      @@aronyonas7563
      ሚልዮናት ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ( ኣመንቲ ኣምላኽ ) ዝሰርሓ ኣለዋ !

    • @adamhanibal3935
      @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน

      @@aronyonas7563
      ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ድዩ ንዓረብ ጽረፍ ኢሉካ ? ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ከ ? ቛንቛ ኣዴኹም ኺሕድኩም ኣምሓርኛ ትዛረቡ ኸ ? ኣታ ረሳሕ ጨናዊ ቤንሻንጉል ትመስክር ሕዚውን ኣብ ከተማታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ኣገው ሃረር...... ርኹስ ኣምሓርኛ ተዛረብ እሞ ብሂወትካ ከቃጽሉኻ እዮም

  • @abezgiasgedom5895
    @abezgiasgedom5895 หลายเดือนก่อน +1

    ደቡብ ራያ እንታይ ማለት እዪ ? ኩሉ ግዜ ስሕት ? ደቡብ ራያ ከ ቆቦ እዩ ! እስቲ ንግርዎ።

  • @abadihalfom6089
    @abadihalfom6089 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ወረደ ንምንታይ መጀመሪያ ኢቲ አበሱዳነ ዓዲማቱ ከርተት ዝበል ሰለ ሰው ደተጛ ከመለስ ዘይተገብረ?

  • @RussomGhenregiorghis
    @RussomGhenregiorghis หลายเดือนก่อน +2

    ህልው ኩነታት እንተድኣ ትገልጽ ተበጊስካ:-
    1. ክሳብ ሕጂ ካብ ተመዛናበቲ ብዝሒ ክንዳይ ተመሊሶም ከምዘለው ዳታ ኣይሓበርካን ስለምታይ ሰጊርካዮ?
    2. ኣብ ዝተወጠኒ ግዜ ተመዛናብቲ ንከይምለሱ ቀንዲ ሽግራት እንታይ ከምዝነበሩ ንጹር ብዝኮነ ምክንያት ኣይቅረብካዮም ስለምታይ ክትሰግሮም ፈቲንካ?
    3. እቲ ትህቦ ዘለካ መግለጺ መእሰርን መብርህን ዘይብሉ ዕንክሊል ኢካ ትህብ ዘለካ። ነብስ ምትእምማን ዝጎደሎ ዘይንጹር መደረ ኢዩ።
    4. እቶም ምሳካ ቀሪቦም ዘለው ልዕሊ 7 ጋዜጠኛታት ስለምታይ ሕቶታት ንከቅርቡ ዕድል ዘይተዋህቦም?
    ትህቦ ዘለካ መግለጺ So Boring ኣዝዩ ዘሕዝን ኢዩ...

    • @ejigayehumisgina5471
      @ejigayehumisgina5471 หลายเดือนก่อน

      ንባዕልኻ ዝሰምዕ ልቢ ሒዝካ እንድህር ዘይትሰምዕ ፀገም ኣለካ ማለት እዩ ።

    • @solomondemoze6068
      @solomondemoze6068 หลายเดือนก่อน

      ትግርኛ ተምሃር ሽዑ እቲ መግለፂ ሰሓባይ ክኾነልኻ እዩ።

  • @WediShFta
    @WediShFta หลายเดือนก่อน +1

    Merhab 💖 👈🏽

  • @user-wtigrai
    @user-wtigrai หลายเดือนก่อน +1

    ዞባ ምዕራብ ብትግራውነቱ ናብ ድርድር ወዲቑ? እሞ እቲ ትግራይ ናይ ይግበአኒ ሕቶኸ ኣጀንዳ ኣሎ ዶ?

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 หลายเดือนก่อน

      Eziom resahat tigrai tarikawi gizata keytimelis zimhazwo xiwtsiwai eyiu. Meriet tigrai kulu kisab metema yewhanes kimiles eyiu

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    ከመቼ ነው ትግሬ ተከዜ ርስት የሚኖረው ንሮም አያውቅም ሁለተኛ ወረራ በወልቃይት አይሞከርም ወልቃይት ድጋሜ ባርነት እድል አይሰጥም

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 หลายเดือนก่อน

    እሞ ምስተወረሩዶ የኸሹም ምብላእ ንምብልኡስ ዝብኢ አድሃ ይብለአካ እካ ይባሃል እንታይ ኮይኖም ብቶም ፀላእቲ ተመኺሮም እዮም ትእግሥቲ ብዘለዎ መንገዲ እዩ ክስራህ ዘለዎ !!!

  • @BlanchG-yy9ml
    @BlanchG-yy9ml หลายเดือนก่อน +1

    ዝጨጨፈና ሰራዊት ተመሊሱ ክሕልወና ድዩ ተሳማዒኹም በሓቅኹም

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 หลายเดือนก่อน +1

    ልከዕ!ናይ ሓቂ ጉዳይ ተዘይኮውን እኾ ናይ ሞራል ጉዳይ ማለቱ እዩ።ተጋሩ ካብ ትንህሩ አስተብህሉ?ኩቡር ጀነራል ወዲ ወርደ ብዝብል እየ ዝፍልጦ ኦምበር?ሙሉእ ሽሙ እንደስማዕኩ ተዝነብር?ብሙሉእ ሽሙ ምፀዋዕክዋ።አበይሞ። ተርድእዋ። ምእማን ዘይምእማን ንዓኩም?

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ኣዲ ይኹን ኣይኹን ብገዛ ኣዱ መንዮ ክኽልክሎ ንምንታይ ነዙይ ትቅበሉ? ዳርጋ ኣባሕላካ ናቶም ሓሳብ ዝተቐበልኩም ትመስሉ ንሓዋሩ ዘለዎ ስግዓት ኣስተንቲንኻ ዘይምርኣይን ኣናዒስካ ምርዓይ ድህር ዝኹሉ ፀገም ዝተምሓርኹም ኣይመስልን፡፡
    ስርዓት ግበሩ !!

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 หลายเดือนก่อน

      በክት አረብ የግርድና ስራ የለንም አታስፈልግም ለዝንተ አለም ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ አትጩህ ገመድ አፍ ተምታትቶባችሀል ምንም ታሪካዊ ማስረጃ የላችሁምኢ/ ትዊ መሆንህ ውጣ አታስፈልግም የጅህ መጥተዋል የፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልመጅድ ጊዜ አይደለም😂😂

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    የትግሬ የክፋት ጥግ ወልቃይት ማለት ተፀይፎ ወልቃይት ከማለት ስሙ ለውጦ ምዕራብ ትግሬ ይህ ስም ከመቼ ነው

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    የወልቃይት ስም ለማጥፋት ትግሬ ለ45/ዓመት የሰራበት የክፋት ስራ ነው ግን ወልቃይት ያለው የሚኖረው ስሙ ወልቃይት ነው ማንም ሊለውጠው አይችልም

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    የኢሮፕ ህዝብ ከኢሬትራ ጭቆና ሂዳ ነፃ ያውጣ 274/ሺ ወታደር አለን እያሉ ይህ ወታደር አቅም ያለው ኢሮፕ ነፃ አውጡ

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    ወልቃይት ከትግሬ በፊት የነበረ ስሙ ወልቃይት ይባላል በታሪክ ያለ ነው የወልቃይት ስም ከትግሬ በፊት በብዙ ዘመን ጀምሮ የነበረው ስሙ ነው

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    የትግሬ ክፋትና የህዝብን ንብረት መዝረፍ አክትሟል ላይመለስ አብቅቷል በቃ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 หลายเดือนก่อน

    አብ ዝኾነ ይኹን ምደሪ ትግራይ ማንም አብ ዝኾነ ከባቢታት ትግራይ ዝነብም ምእታውን ምውጻእን መን እዩ ከልካላይን ፈቓዳይን
    አረ በጃኻትኩን እዚ መነወሪ ሃሳብን አባሃሃላን አወግድዎ.

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 หลายเดือนก่อน

    ዋ ዝበልኦ ክሳብ ዝቃቃም መንግስቲ ኢትዮጵያን ሕቡራት መንግስታት ክሕግዙ አለዎም።

  • @freybare5825
    @freybare5825 หลายเดือนก่อน +2

    I'm very fed up with you too much drama only

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    ትግሬ በአስመራ መንገድ ነበር የሚመጣ አሁንም በአስመራ መንገድ ነው የሚመጣው

  • @user-pw9td3ew8g
    @user-pw9td3ew8g หลายเดือนก่อน

    ካብ አምሀራ መፂኦም አብ ምእራብ ትግራይ ጆኖሳይድ ዝፍፅም ዘለው :ሸፋቱ :ስጉምቲ ውሰዲ መከላከሊ አብይ ንአምሃሩ ኢዩ ዝውግን ዘሉ ናይ ፅንት ሐይሊ ክቅፃእ አለዋ ።ነይ ኢት መከላከሊ አብትግራ ዘለዎእምነት ፍርሃትዐእዩ።

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb หลายเดือนก่อน +3

    May 30, june 30 , July and August 30 2016 ec, then you will say june 30,2030 ec, ahhhhhh, you will never see all. False statment

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 หลายเดือนก่อน

    Entai eyiu zibil zelo ezi resah wedi adwa? Nai mintai referendum eyiu zizareb zelo? Meriet tigrai hiji ka kisheyit deliu bisim referendum

  • @abrehaleygmeskel7628
    @abrehaleygmeskel7628 หลายเดือนก่อน

    ከለእ ዘረባ ጥራይ አናኮንኩም ተጊባሪ ዘየለ አናኮነ

  • @BizunehGirma878
    @BizunehGirma878 หลายเดือนก่อน

    kkkkkk መሳቅ ነው አመሌ ባድሜ እሳያሰ ጠየቁ ፤እሱ ደግ ነው በጠባይ ብቻ ጠይቁት ፤አነ ገሌ አትበሉ

  • @user-lv9qh7iw4p
    @user-lv9qh7iw4p หลายเดือนก่อน

    ምድረ ጸማም ብጀካ ስርቅን ሓሶትን ሕስድናን ካልእ ምያ ዘይብሎም ደናቁር

  • @user-nq4ru4vl7b
    @user-nq4ru4vl7b หลายเดือนก่อน

    ጀነራል ወዲ ወረደ ኩሎም መራሕትና ንምድሓን ዝኽፈል መስዋእቲ ህዝቢይ ትግራይ መስዋእቲ ኸፊልልኩሙ እዩ ሕደጉ ከሓስው

  • @AratAyena-v4j
    @AratAyena-v4j หลายเดือนก่อน +1

    ድምፂ ወያነኸ በሉስኪ ሃየ ንገሩና
    ግንቦት 30
    ሰነ 30
    ትብሉ ዶ ኣይነበርኹምይ?!

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 หลายเดือนก่อน

    እዋይይ አነ ግዲ እሞ ንስኻትኩም ደአ የለኹም ማለት ኢዩ ወዕል ፒሪቶሪያ ብአምሓራን ፈደራልን ኢዩ ዝውሰን ዘሎ ማለት ኢዩ ከም ሰብ ዋና ናይቲ ውዕል ዘይኮንኩምስ ከም ተዓዘብቲ ወይ ደማ ተመጽወቲ ኢኹም ትመስሊ ዘለኹም. መሳኪን 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔 እልፊ ለኻታት

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 หลายเดือนก่อน

    ናብ ጆኖሳይድ ዝፈፀመት ሃገር ከመይ ኢልና ንምለስ
    አብ ዓለም ተገይሩ ዘይፈለጥ
    ትግራይ ከመይ ገይራ ትገብሮ
    ወጊድ ሽዋ
    ሃገር ትግራይና ንህነፅ
    ናብ ጆኖሳይደር አቢይ አሕመድ ከይተፀጉዕና
    ወንጀለኛ መንግስቲ እዩ !!!

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    ማንኛው ትግሬ ተከዜ ተሻግሮ አያውቅም ከ40/በላይ ያለው ትግሬ ያውቀዋል

  • @daniboy2293
    @daniboy2293 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ ማለት እዩ ኣብ ትህቲ ትግራይ እዩ ነይሩ ኢልካ እትዛረብ
    መሬት ትግራይ እዩ ናብ ንቡር ሰብ ዋንኡ ሕዝቢ ትግራይ ክምለስ እዩ ዘለዎ ዝብል ቃል ኢኻ ክትዛረብ ዘለካ
    ንሰፋሪ እሞኽኣ ብሃይሊ ዝተገበረ ትርጉም ሂብካ እቶም ወረርቲ ክወፁ ኣለዎም ካብ መሬት ትግራይ
    እቲ ናይ ሰናይ ምሕደራ ኮነ ሕቶ ተጠቃምነት ከምኡውን ህቶ ዴሞክራሲ እንተሎ ምስቲ ኣብቀፃላይ ክንፈትሆ ዘለና እምበር ብድሌት ኣምሓራ ክኸውን የብሉን ብዝኾነ ሉኣላዊ ግዝኣት ትግራይ ናብ ሰብ ዋንኡ ክምለስ ኣለዎ.

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    ትግሬ ከሁሉ ወረዳና ዞን እየተሰበሰበ ሊመጣ የአማራ ህዝብ ቤቱን ለቆ ይውጣ በምን ህግ ነው ትግሬ አሁንም አመራን ለመውረር ዕርፍት የለውም ግን አማራ የትግሬ ክፋት አወቀቷል

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    ትግሬ ሓይል አለኝ አቅም አለኝ ካለ ከኢሬትራ ያሉ 52/ቀበሌዎች የኢሮፕ ነፃ ያውጣቸው

  • @wehabeyhagos-jd6wv
    @wehabeyhagos-jd6wv หลายเดือนก่อน

    አማይ ጉደጎ ድ አንሕፀረን አትም ደም መጠጥቲ ኩሉ ነቂሑ ዮ ወደዛ ለኻከ ኸፈእ መለሓስ እተረቨኻ ይምስኸሰ።

  • @jaguarrotschild364
    @jaguarrotschild364 หลายเดือนก่อน +1

    Bela bela wire bicha

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 หลายเดือนก่อน

    እቶም ብወረራ ክሰፍሩ ተገበሩ ካፍቱ ተፈናቐለ ህዝብና ንላዕሊ ዝኾኑ ተስፋሕፋሕቲ ከይወፁ ክመርፁ ምግባር ዘይፍትሓዊ ካሊእ ሓደጋ ንኽፍፀም ዝጋብዝ ኣሰራርሓ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም:: ብፋሽሽት ኣብይ አህመድ ዝተፃወደ መፃወዲያ ብግልፂ እንዳተዛረበ ዓይኒኹም ተኣሚትኩም ሰራዊት ትግራይ ዕጥቂ ንኽፈትሕ ትጓየዩ ኣለኹም ድሕሪኡ ናባኹም ከምዝምለስ ክትፈልጡን ክትጥንቀቑን ይግባእ::

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 หลายเดือนก่อน +1

    አብ ዘይደረጃኻን አብ ዘይትኽእሎ ቦታ ኮፍ ኢልካ ወምበር ካብ ተምውቕ ጥሮታኻ ምእታው 'ዶ ' አይማሓሸን !!

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน +1

    ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 หลายเดือนก่อน

      Agew kelbi kenetfaka ena

    • @adamhanibal3935
      @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน +1

      @@kakamhari1433
      ቒቒቒ ሓሳኽ ጨናዊ ኣታ ድኻ ለማኒ ፊንፊነ ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ሲዳማ ...... እግርኻ ኣይትረግጸንን ኢኻ !!

    • @adamhanibal3935
      @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน +1

      @@kakamhari1433
      ኣብ ፊንፊነ ስድራኻ ለመንቲ መሊኦማ ቒቒቒ
      ኣራ ሓሳኽ ጨናዊ ወዲ ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ሓዎቦኻ ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ተቀይሩ ክበልዓካዩ ይዓውይ

    • @adamhanibal3935
      @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน

      @@kakamhari1433
      ቤንሻንጉል ትመስክር እቲ ብሂወቱ ዘቃጸልክሞ ወያነ ትግሬ እንዳበልኩም ! ቂቂቂ ኣምሓራይ ተመሲልካ ንስኻ ኢኻ ሙሽ ኣቃጺልካዮ

    • @adamhanibal3935
      @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน

      @@kakamhari1433
      ጎጃም ሽዋ ጎንደር መንዩ ጥንቆላ ጋኔን ሕሹኽሹኽ መርጌታ ፍርሒ ፈኸራ ምራን ጠጠው የብሉ ይስርዩ ጋኔን .... እዚ ኹሉ ኽፋእ መንዩ ምሂርዎም ትግራዋይ ተዋህዶ ሰባኺ ተመሲሎም ንዘመናት ህዝብታት ክተሳቅዩ ቒቒቒ

  • @wedihayet7020
    @wedihayet7020 หลายเดือนก่อน

    ምስቲ ትሰርሕዎ ዘለኩም ፅቡቅ ኮይኑ ዋና አትኩረትኩም ምስ ፓን አፍሪቃ ሓለፍትን ሰበስልጣንን ስጡም አመኔታ ዘለዎ ዝኮነ ርክብ ሓቢርካ ምስራሕ ቀፃሊ ውሕደት ውሕስነት ዘለዎ ክከውን አለዎ።

    • @abrhahagos3740
      @abrhahagos3740 หลายเดือนก่อน

      ፓን አፍሪካኒዝም ይኹን ኣሜሪካ ምንም ዝቅይርኦ ነገር የለን ምክንያቱም ወልቀታይ ሓሪሱ እምበር ከማኹም ለሚኑ ኣይበልዕን ። ስለዚ ንሕና ካብ ኣሜሪካ ንፅበዮ ኪሎ ስርናይ የብልናን ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 หลายเดือนก่อน +1

    Stop speaking amharic Or millions pain of Agew Oromo Tigrgna Guragie Wolayta in yours hand

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

      Each and every comment you make everywhere is the same & irrelevant and of course nonsense. እንጣጢዕ ንዘርእ እለና

  • @LiliYaynu
    @LiliYaynu หลายเดือนก่อน

    Abzi metsikum attsarefu sebat Agzabiher lbona yhabkum amber melhaskum sereat sienu alo kndi htsab agrom aytmetsun ekum

    • @samiyitbarek6205
      @samiyitbarek6205 หลายเดือนก่อน

      Ezom zitsarefu zelewu eretrawiyan higdef mendef eyom

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 หลายเดือนก่อน

    ዝኾነ ይኹን ትግራዋይ ምዕራብ ይኹን ደቡብ ትግራይ ክኣተቱን ክነብርን ዘይኽእለሉ ምኽንያት የለን: ተስፋሕፋሕቲ ኣምሓሩ ኣብዘይ ቦቶኦም ክሰፍሩ ዝፈቐደ መንግስቲ ብልፅገግና ንትግራውያን ኣብ ዝደለይዎ ዞባ ክነብሩ ዝኽልክል ስምምዕነት ንምንታይ ትቐበሉ? ኣስተኻኽሉ መሳርሕ ኣምሓሩን አብይን ኣይትኹኑ::

  • @mohammedabdul-kader8771
    @mohammedabdul-kader8771 หลายเดือนก่อน

    ይሄ ሁሉ ቅድመ ሁኔታ የሚያሰቀምጥ እንግዲህ ያሸነፈ ሀይል ነው ስለዚህ ትግራይ አላሸነፈችም የመትሉ ሁሉ አሁን ምን ይዋጣችሁ?

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi หลายเดือนก่อน

    ትግሬ ከመቼ ነው ተከዜ ተሻጌሮ ርስት የኖረው ትግሬ በአስመራ መንገድ ነበር ለስራ የሚመጣው ትግሬ በዕግሩ ተጉዞ ከትግራይ ተጉዞ በዕግሩ ምንም አውተቡስ እንካን አይሳፈርም በቁራጭ አቡጀዲድ ለብሶ ነበር የሚመጣው ሁሉ ትግሬ ያውቀዋል

  • @abrhahagos3740
    @abrhahagos3740 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ወየ መፂኹም ዶ ንሕና እውን ንፅበየኩም ኣለና ኣብ ገምገም ተከዘ ብሬን ቀጭ ሕርሙ ፀሚድና ናይ 30 ዓመት ግፍዒ ሕነ ክንፈዲ ሞክርዎሞ ትግራዋይ ትግራዋይ ምዃኑ ዝረግመላ መዓልቲ ከም እትከውን ኣስምሩላ

  • @amanuelsolomonabebe6936
    @amanuelsolomonabebe6936 หลายเดือนก่อน

    ብሰንኪ ፖለቲካዊ ውድቀትኩም ናብዚ ኣቲና...ሐዚውን ግና ምንም ዝተመሃርኩም ኣይመስልን።
    በዚ ዘሎ ኣቋምኹም ግዝኣታት ትግራይ ውሕስ ትገብርዎ ኢኹም ዝብል እምነት ዘለዎ ተሃልዩ ግና ካብ ድቃሱ ዘይተበራበረ ትግራዋይ ጥራሕ እዩ።

  • @user-bu8iw5eh3g
    @user-bu8iw5eh3g หลายเดือนก่อน +2

    Sounds a gang leader, not Tigray's general.

  • @meharitesfay1262
    @meharitesfay1262 หลายเดือนก่อน

    እቲ መከላከያ ኸ ንባዕሉ እሙን ድዩ? ናይ ኣምሓሩ ሉኡኽ ወይ ከኣ ኣተግባሪ እዩ እንድዩ ዝበሃል ዘሎ።

  • @LIJESHETASFAW
    @LIJESHETASFAW หลายเดือนก่อน

    እእእህህህ,,ስታስቅ,,ወልቃይት,,ለመምጣት,,ከስብክ,,ደግመኛ,,አንድ,,ሚልዮን,,አስከሬን,,አዘጋጅ,,

    • @amanuelsolomonabebe6936
      @amanuelsolomonabebe6936 หลายเดือนก่อน

      እድሜ ብቻ ይስጥህ !ቂሙን የሚረሳ ትግራዋይ ካለ ያኔ ታያለህ።

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 หลายเดือนก่อน

      Amara kenkin tebiq ebdet bilen enatefale yitayahal. Lante e

  • @solomonw7674
    @solomonw7674 หลายเดือนก่อน

    You have been committing genocide against the Amhara people for over 30 years. by invading the Amhara land; Abiy is your PM, not the Amhara people and Amhara does not have a government. If you play dirty games with Abiy Ahmed Ali, who massacred the Tigray people, you will be liable for that.

  • @helen-vr8fq
    @helen-vr8fq หลายเดือนก่อน +1

    ታደሰ ወዲ ውርደተኛ

    • @samiyitbarek6205
      @samiyitbarek6205 หลายเดือนก่อน

      Chenawi Mitra gidefi ba .higdef mendef

  • @teklitberhe8738
    @teklitberhe8738 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ አምሓራ መንግስቲ ኣብትግራይ ታይ አእተዎ? ትዝፈፀምዎ ወንጀል ክይአክልስ አብትግራ ጉዳ ታይ አእተዎ? ንምንታ ናይ ትግራይ መንግስቲ ፈቒዱ?