ዘይሰምዐ ይስማዕ! ይቕሬታ ክብለኩም/ ጉዳይ ኣቦይ ቀሺ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 479

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 3 หลายเดือนก่อน +33

    ብልቢ ደስ ካብ ዝብለኒ መምህርና ስልጣን ትምህርቱ ሓቅን መራርን ትብዓትን ዝመልኦ እዩ። ብሓቂ ተባዕ ወታደር ክርስቶስ ኣምላከይ ክፈልጥ ዝገበርካኒ ስልጣን ሓወይ😢♥️ኣጆካ መምህረይ እቲ ሓቂ ዝምስክር ዘክብሮ የብሉን

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 3 หลายเดือนก่อน +7

    እግዚአብሔር አምላኽ ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ስልጣን ሓወይ ኣነስ በቲ ሓቂ ምስክርካን እቲ ቅኑዕ ትምህርትካን እዩ ዘዕግበኒ
    እግዚአብሔር አምላኽ ይባርካ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ብሩከይ❤❤❤
    በጃኩም በቲ ዘይረብሕ ፖለቲካ ክብሉ ጸጊቦም ዘይጎየዩ መንእሰይ ይጠፍእ አሎ
    ህዝብኩም ናብቲ ቅኑዕ መንገዲ አምጽእዎ ክቡራት አቦታትና
    ነዚ ክትገብሩ መንፈስ ቅዱስ አብ ልዕለኩም ይወረድ ጥንካረን ብርተዐን ሓንሊን ይዓድልኩም
    አማላድነት ናይ ወላዲተ አምላኽን ተራዳእነት ናይ ቅዱሳን መላእኽትን አይፈለኩም አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @mahariteklemariam4257
    @mahariteklemariam4257 3 หลายเดือนก่อน +11

    ኩቡር መምህርና እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ብምቅጻል ኣነስ ዝብሎ ሓደ ነገር ንስኽም ብዛዕባ ፖለቲካ ክትዛረቡ ጽቡቅ ኣይኮነን ማለተይ ነቲ ኣን ክልተ ዘሎ ምክፍፋል ድኣ ሰቢኽም ኣብ ሓደ ምምጻእ እምበር ፖለቲካ ንፖለቲካውያን ግደፈሎም የቅሬታ ግን

    • @user-sf8ij5ky7p
      @user-sf8ij5ky7p 3 หลายเดือนก่อน +4

      ኣታ ኣየናይ እዩ ፖሎቲካ እምበር ከ መጽሓፋ ቅዱስ ጽቡቅ ገርኩም ኣንቢብኩም ትርድእዎ ድኩም ሓደ መራሒ ሃይማኖት ንዓማጺ ንረጋጽን ስርዓት ፍትሒ ጎደለ ድካ ተበደለ ክብሉ።
      መጽሓፍ ቅዱስ ይእዝዝ እዩ ስቅልኩም ፖሎቲካ ዶ ገለ ፖሎቲካ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣትዩ እዩ ክሳብ ምስ ሬሳ ዝባኣሱ ዘለዉ ።

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 3 หลายเดือนก่อน

      መዕጸዊ አፍዮም ከምኡ ዝብሉ አይንገደሰሎም​@@user-sf8ij5ky7p

  • @robelbereket9406
    @robelbereket9406 3 หลายเดือนก่อน +5

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን። ከምቲ ዝበልካዮ ብዓቕልን ትዕግስትን ዝክየድ ዘሎ ጉዕዞ ዝርድኣልኻ ኣካል እንተ ዘየለ፥ ዕሽሽ ምባል እንተ በዚሑን በብመንገድኻ ምካድ ከም ዘይተርፍ ፍሉጥ'ዩ ግና ቅድሚ'ቲ ዝዓበየ ምፍልላይ ከይመጸ ከሎ ንምዝርራብ ንምቕርራብን ዝሓስብን ዝዳሎን ልቢ ይዓድሎም።

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITV 3 หลายเดือนก่อน +10

    ንዕርቂ ደኣ እንበር ናትና ሲኖዶስ ክንገብር ኢና ምባል ግን ኣኽር ዘመን ንምቅልጣፍ ኮይኑ ይስምዓኒ

    • @user-ej2oi2rk4w
      @user-ej2oi2rk4w 3 หลายเดือนก่อน +1

      ከምኡ እዩ መደቦም ካብ መጀመርትኡ ንህዝቢ ካብታ ቅድስቲ ቤተክርስትያኑ ህንፍሽፍሽ ኣቢልካ ናብ ታሃድሶ መናፍቃን ምጽንባራ

  • @goggo5414
    @goggo5414 3 หลายเดือนก่อน +12

    እንኾን ብሰላም መፃእካ ሰልጣን ሓውና 💒✝️🙏🙏🙏

  • @yoniesr
    @yoniesr 3 หลายเดือนก่อน +14

    ሞኽሲ!
    በርትዕ ኣጆኻ፣ ሓቂ ንግዝይኡ መራር እያ፣ መድሃኒት ምዃና ግን ዘይተርፍዩ!!!

  • @dehabsolomon3617
    @dehabsolomon3617 3 หลายเดือนก่อน +6

    ብዛዕባ ጸበል አይኮነን አዛሪብውም ንምቅታል ክንድግፈኩም ኢና ንደቀይ ክዕጥቆም እዩ ክብሉ መስቀል ሒዞም ካህናት እንድዩም አብ መንጎ ኮይኖም ዓገብ ምበሉ ስልጣንንምንታይ ብክንደይ ቅዝልሲ ዝመጸት ባዓል እንተአብዓሉ እንታይ ጸገም ሀገሮም ገዲፎም ናይ መን ባንዲውራ ከልዕሉ ደሊኩም

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 หลายเดือนก่อน +21

    ብናይ ዓለም መርከብ ዓይኖም ስለ ዝዓወረ እዩ ጌጋ ዝብሎም ከምፀላኢ ዝሪእዎ ንስኻ ዝሓወይ ናይ አገልግሎት ዘበንካ ይበረኽ ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና አሜን

  • @SegudTv
    @SegudTv 3 หลายเดือนก่อน

    amen,amen,amen,qal hiwet yesmana seltan,hawey medhanialem abat bayni mhretu ytemtena ❤❤❤

  • @thanksgodforeverything8949
    @thanksgodforeverything8949 3 หลายเดือนก่อน +1

    Meraheti haymanot agzeabihe meheret yeweredelkum asekatkum tenezehewo zelekum merezam qalat neti meneisey dem tefasesuwo alekum

  • @fuch9239
    @fuch9239 3 หลายเดือนก่อน +3

    ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣን ሓዉና
    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ የውርደልና

  • @sabadaniel4670
    @sabadaniel4670 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስልጣን ሓወይ አምላክ ይባርካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሰብ ዓቅሙ እዩ ዝዛረብ ናይ ሰብ ዘረባ አይት ገደሰሉ አነ ንባዕለይ ናትካ ፍዶ ሸር ምስ በልኩ ቡዝሕ ዘረባ መጽእኒ ምኽንያቱ ሓቂ መሪራቶም ኣነ ካኣ በቲ ዝግቦኦም መሊሰሎም ።

  • @JghGshf
    @JghGshf 3 หลายเดือนก่อน +1

    ከማኻ ዝበለ የብዘሐልና🙏🙏🙏ክቡረይ❤❤

  • @knenjhrd6394
    @knenjhrd6394 3 หลายเดือนก่อน +8

    ፈታዊ ዝቦዞሖ ፀላኢኡ ብዝሕ እዩ ክርስቶስ ምሳካ ይኩን

  • @NatnaelMehari-sr3rn
    @NatnaelMehari-sr3rn 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ብሓቃ መምህር ስልጣን እኮ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ተባዕ ሓቀኛ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሕብረተይ ምሳኹም ስለ ዝኾነ ከኣ ይሕጎስ ❤❤❤❤❤

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላኽ ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ክቡር ሓዉና ስልጣን ኣጆኻ ሓቂ ዝሓዘ ግሉ ግዜ ምስተጸለመ እዩ ግን ሓቂ ሓቂ እያ ንዘይደልዎ መራር እያ ሓቂ ዝደለያ ግና ምቅርቲ እያ ሓድነት ይዓድለና ናይ ብሓቂ ብቋንቋና ብዝርደአና ክንመሃር መማህራንና ኣቦታትና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan3201 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብልቢ ደሰ ካብዝብለኒ መምህርና ሰልጣን ትምህረቱ ሓቅን መራርን ትብዓትንዝመልኦ እዩ ብሓቂ ተባዕ ወታደረ ክርስቶስ ኣምላክይ ክፈልጥ ዝገበርካኒ ሰልጣን ሓወይ ❤🎉 ኣጆካ መምህረይ እቲ ሓቂ ዝምሰክር ዘክብሮ የብሉን 🥰🙏

  • @michealzeru7802
    @michealzeru7802 3 หลายเดือนก่อน

    Kale hiwet yesmealna sultan hawna egziabhier amlak xegu yebzhalka zhawey eti haki haki eyu kexlo tmhrtka zhawey.

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዚኣቢሂር ተመስገነ ይኹን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያዝዘሐልካ ክብር መምህርና መስተወዐል ልቦና ያሃበና አሜን🤲

  • @user-fn7lo5dq7w
    @user-fn7lo5dq7w 3 หลายเดือนก่อน +10

    ጸበል ምባሎም ዘይ ኮነስ መስቐል ሒዞም ጽልኢ ምስባቑም እዩ ኣታ ዶሞ ስለምታይ ቤተኽርስትያን ኣብ ቸሎቲካ ተእትዎ ኣለኻ ኩልና ከከም ግብርና ክፈድየና እዩ ተጠቕ ናጽነት ከኣ ናይ ህዝቢ እዩ እበር ናይ መግስቲ ኣይ ኮነትን ኣቦታትና ኣዴታትናን ዘምጽእዎ ብጽሙእ ጎሮረኦም ብጡሙይ ከብዶም ኣይ ትኽሓዱ ናይ ሕጂ ካኣ ሓቢርካ እበርእዳ ተቓታተልካ ዝመጽእ ለዉጢ የለን በጃኹም ኣምላኽና ሓደ እዩ እምት ና ካኣ ሓቲ እያ በተኽርስትያና ካኣ ሓቲ እያ ከምዚ ዘለናዮ ኣብ ሶሞይ ይትረፍ ኣብ ምድሪ እኮ ኣየርብሓናን እዩ ክንጠፍእ ኢና

    • @tekleaster5340
      @tekleaster5340 3 หลายเดือนก่อน

      Meskel hizu xile zesebik seb ayreanan. Behaki zegirm iyu

    • @diborates1416
      @diborates1416 3 หลายเดือนก่อน

      Antay amo kngebr tekal gize wala atom merahti nab poletika weridom qanqa keman hager ayu kbluna gemirom metshaf qdus gn ab alem mlua zelo orthodox hawna ayu tgray tgeina ayu elomna

  • @peaceonearth4824
    @peaceonearth4824 3 หลายเดือนก่อน

    Sultan hawey ajoka kexlo Egzabher aezizu ybareka.

  • @ImdanielYemane
    @ImdanielYemane 4 วันที่ผ่านมา

    ሰለ ኣምሊክ መስከር ዛሓወይ ኣጀካ

  • @MichaelBerhane-ps7zd
    @MichaelBerhane-ps7zd 3 หลายเดือนก่อน +7

    Haweyy nateyy..bejakha bzuh aytzareb...ab bzuh mzrab bzuh gega alo...bzuh xelot eyu zedlya nialemna... Leave politics....Nhadnet bietekrstyan xelot ktgebr eyu zgbae ktnebie eyu zgbae...zehebn tarikh hasibkayo aw Elka tchdr...ab beati koynka zenbie wecho zekhdn eyu ezi eko....felalikhumo ekhum zelekhum nezi hzbi ereeee...bsenkkhum hzbi tefiu ahwat tefelalyom...yrdiakum diyu??NY aba meqars mahber gega tmhrti ksab hji yqxlwo alewu kab qeshi debas jemirka...ab channel rieyo tekhetatelo...kemey gerka tqbelo alekha?? Goyta tegeziru bekhyu yblu...teamre Maryam gega alewo...tnte abso ksab hji ysbekh alo...entay ekha tbl zelekha..??? Aba Antonio's mesheqeti aytgberwo...maere mfllay zebxh guday aykonen..bselam aerfwom nezom Abo...xelot xelot nbiat beqa nbiat bmhretka temtena goytay nhna hzbkha btbeb knmerh aykialnan bejakha bhadnet mrhana xelot...😂😂😂😂 Beqa nbiat eko eyu zdeli...kab hayli seb Hayli egziabihier yiabi....NY egziabihier yiabi kulu ykhiel eyu bhadnet kemxiana ykhiel eyu....ere bkheyu ere nbiu Eba...ahhhh goytay kab seb terifna ena baelkha halwena megasekha bejakha goytay mharena hzbkha ena...dngley lemni Eba hzbkhi eko eyu ztefie zelo 😂😂😂😂😂

  • @edeneden889
    @edeneden889 3 หลายเดือนก่อน +14

    ብጣዕሚ ዝፈትወካ መምህረይን ሓወይን ስልጣን እግዚኣቢሄር ዕዱመን ጥዕናን ይሃብካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣጆካ በርትዕ 🎉🎉🎉🎉

  • @user-mb3on4iy5j
    @user-mb3on4iy5j 3 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen klhiwet yesmalna🙏🙏🙏

  • @user-rf2wm9pl2l
    @user-rf2wm9pl2l 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር መምህር ቃለ ሕይወት የስምዐልና 🙏🙏🙏

  • @mostafaa663
    @mostafaa663 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሕይወት ያስማልን አሜን🙏

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 3 หลายเดือนก่อน

    በስመ ስላሴ ብስ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
    ቃለህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና🙏 ስልጣን ሓወይ በጃኻ እባ ስለ እቲ ዘሎ ኩነታት ብመፅሓፍ ቅዱስ መሰረት ንእሽተን ትምህርቲ ሃበና🙏ነብስካ ባዓልካ ምጥፋእስ ሓጥያት ዶ ኣይኮነን😭ክመውት እየ ኢልካኸ ቆፀሮ ዶ ይትሓዝ እዩ😭ጭንቀት ከ ነብስካ ባዓልካ ምጥፋእ ድዩ መፍትሒኡ😭ብሰንኪ ፍቅሪ እየ ነብሰይ ፀሊአ ብሰንካ/ ብሰንኩ ህወተይ ፀሊአዩ😭ዝንብል ዘለናከ ትርጉም ፍቅሪ ከ እንታይ ድዩ ? ዝተፍቀሩን ዝሕነቁን ነብሶም ዘጥፍኡን ዘለው🤔ኣሕዋተይ ልቢ ንበል ኣብ ግዜ ፀበባና ንቅድስተ ቅዱሳን እመብርሃን እመ ወላዲተ ኣምላክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንማሕፀና🤲🙏ንቅዱሳን መልኣክት ንለምኖም ተሎ ክረድኡና እዮም🤲🙏🙏ገለ በለና ኩቡር መምህርና 🙏

  • @DaniDani-bh3hr
    @DaniDani-bh3hr 3 หลายเดือนก่อน +10

    ብመጀመርያ ሰላም ክብል ይፈቱ ኣነ ንኹሉ ብጽሞና ይዕዘብ ኣለኩ ! ሃዋርያ ጳውሎስ ዝበለ ነቲ ናይ መጀመርያን መፈጸምታን መራሒኹም ክርስቶስ ጠምቱ ! እቲምንታይ ሲ ሰብ ብባህሪኡ ድኹም ስለዝኾነ ' ኣብዚ ሾሻል ሜድያ መጺኹም ነንሕድኩም ትዋቀሱ ! በጃኹም ነቲ ዘይ ፈልጥ ሰብ ሩእሱ ትጠውይዎ ኣለኩም ! ነዚ ህዝቢ ሰላም ዝህብ ስብከት ስበኹ ! እንተዘይ ኮነ ፈላጥ ኢኻ ምሽ ፍልጠትካ ንገዛ ርእስኽ ጌርካ ሱቅ ጽቡቅ እዩ !!!!!

  • @user-fe7te5wg6y
    @user-fe7te5wg6y 3 หลายเดือนก่อน +9

    ክቡር መምህር ስልጣነይ እንኳዕ ደሓን መፃእካ

  • @user-sk5yf8sj4u
    @user-sk5yf8sj4u 3 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን😢❤❤❤መምህረይ ቅፅልሉ

  • @desbelekehase5731
    @desbelekehase5731 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዓና ስልጣን ሓወይ

  • @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
    @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ 3 หลายเดือนก่อน +3

    ምእንቲ እቲ እሙን ጎይታ እትገብሮ ዘሎኻ መንፈሳዊ ገድሊ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ።

  • @JubawiJubawi
    @JubawiJubawi 3 หลายเดือนก่อน +5

    Bazaba amlak tray tezareb nay hager gin,,,,,,,,,,?

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti 3 หลายเดือนก่อน +1

    *_መምህረይ መርአያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ🌿☘️✝️ የትገደስ መምህረይ ቀጽል ጥራይ ሓቂ ሒዝካ ንቅድሚት እዞም ህግደፍ ዶ ኤሬጥሪን ዶ ዝበሃሉ ግን ክጻረፉ ባእ መልሓሶም ምንውሑ😢😢_*

    • @user-mg9oy7sy4b
      @user-mg9oy7sy4b หลายเดือนก่อน

      Entay maletki eyu nskum mstexarefkumuna ena nxaref enber alel abilna aytexarefnan afkum tray hazulna aytxewuna

  • @hosanatube2412
    @hosanatube2412 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነ ውን ናይ ኣባ እንጦንዮስ ማሰርትን ግፍዕን ኣይቅበልን አየ። እንተኮነ ግን ግድን ነባ መንቃርስ ይስዕብ ማለት ኣይኮነን ምክንያቱ ብዙሕ ናይ ምንፍቅና ቃል እዮም ዝዛረቡ ስለዚ ከመይ ኢልካ እንዳራካ እንዳ ሰማዕካ ትስዕብ . ....

  • @Paak9877-vk9yr
    @Paak9877-vk9yr 3 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ፀግኡ የብዛሓልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና❤❤❤❤

  • @fikadushimhalal9475
    @fikadushimhalal9475 3 หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yasemaln edme tena yhabka egziabhar amlak

  • @AbreheRezene
    @AbreheRezene 3 หลายเดือนก่อน +7

    መስቀሉ እንዳኣዋጣወጠ ሰማያዊ ባንዲራ ኣብ ዓድና ክስቀል ኣለዎ እንዳ በሉ ዝፈከሩ ኣባ ቀሺ ፡ብዛዕባ ጸበል ኢልካ ትሽፍነሎም ፡ነቲኦም ነቲኦም ከይበልካ ንኹሉ ዝተጋገየ ክትግስጽ ኣለካ ብዘይ ኣድልዎ

  • @Eritrean.flower
    @Eritrean.flower 3 หลายเดือนก่อน +3

    Ajekum nsom kixerfuna egziabieher xegeu kebzhalna eyu ,kabeom nleoli selam alena bhayli amlak rgat ena zelena 🙏🙏🙏🌿🍀🪴🍀🌿🪴🍀🌿

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ😍 ቃል ህይወት የሰመዕልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ
    አባ ሓቂ ሰልጣነ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላክ🕊
    መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ

  • @Trhastsegay-cf5hd
    @Trhastsegay-cf5hd 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ዝሓወይ በርተዐልና ካባካ ቡዙሕ ኢና ንመሃር ኣምላኽ ምሳካ ይኩን🙏🙏🙏

  • @rahwaeyob1593
    @rahwaeyob1593 3 หลายเดือนก่อน +1

    Yeqenyelna Memhrna nemesgneka Betry haqs tketn enber aytsbern eya kalehiwet yesmana 🙏🙏🙏

  • @user-rd7kr3tq6e
    @user-rd7kr3tq6e 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤❤

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 3 หลายเดือนก่อน +1

    You are the right. God knows You.🙏.

  • @እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
    @እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏

  • @user-zm7un6mn7b
    @user-zm7un6mn7b 3 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይይ ደስ ዝብል ትምህርቲ ሓቂ ሒዝካ ተጓዓዝ አጆኻ ቀፅለሉ ፍቁር ሓዉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አሜን ፫❤

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile 3 หลายเดือนก่อน

    Memherey enqa be Selam mexaka qale hiwet yesmalna fetari Abey 🙏 💖 💗 😊 Ya nay bhaqi memherey xgu ybezhlka fetari Abey 🥹🥹🥹😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቅሽሽቲ ናይ ትግራይ ኣብ ኩሉ ኢኹም ከም ሃመማ ጠብሎቅ ጠብሎቅ ትብሉ ገንዘብ ተኸፊሎም እንድዮም ብእምኒ ዝፈጉኡ ዘለዉ ሰብ እንዳሰርሔ ኮፍ ኢሎም ዝበልዑ ዘለዉ መንዳኣ ሂብዎም ።

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ኣቦ ሓቂ ኢካ።ሓቂ መራር እያ ንስካ ባርያ ክርስቶስ ኢካ 😍 ኣጀካ ቀጽሎ ጥራይ ኣብ ሓቂ ንዘሎ ሰብ ፈተንኡ ኣዝዩ ቡዙሕ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን 🥰💟

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ስልጣን ሓወይ እንዃዕ ብሰላም መፃካ
    ንፁር መለእክቲ 🕊
    አይኮነን ሰናፍጨ አድሪ ሚጥሚጣ እውን ወስከሉ ነቲ ንሓቂ ዘይቅበል ማዓዝ ይጥዕሞ ኮይኑ እቲ ማዓር እውን ልዕሊ ዕረ እዩ ንዐኦም።
    እግዚአብሔር ሰላሙ የውርደልና 🙏🕊

  • @user-vj8wd1ol5l
    @user-vj8wd1ol5l 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ane n astat 3 amet teketali natka tmrty eye neyre. Gn abzi seat ezi ab kndi gega zgeberu ageb tblom nska gn nay wegen wsunat sebat koinka ktetabek krie keloku neaka ageb kbleka edeli.ane nay zkone seb wegen keykonka ety haki awxika kem kedemka ktkeyd kndey des mbeleni. Nay zom abona kea bzeyegeds b Eritrea zmexom zerebetat ety zehlefwo melekty gn kubul aykonen. Nztegageyu kearqu way bxelot kabzi zelenayo egergr beta neashtey xeletom kbexhana. Mknyatu keshi kbur sle zkone hzbi entay gerwom.😢 Amlak mhret yewredelna

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6y 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ፫ ቃል ህይወት የስማዓልና
    ክቡር መምህርና ፀጉኡ በርኩቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 3 หลายเดือนก่อน +1

    Qal Hiwte Ysmana. Egzhabier Amlak kbriy Yhabka. God blessed you and your family. 🙏.

  • @user-ng7nn5ih6q
    @user-ng7nn5ih6q 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሉፅ ወታደር ብዙሕ ወታደር ዕጥቂ ዝሓዙ ኣለዉ ትዕጥቂ ግን ዘይጥቀምሉ ኣለዉ እስካ ግን ቡቁዕ ሓቀኛ ወታደር ኢካ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤❤ኣምላክና እዮስስ ክርስቶስ ሓጥያትና በደልና ሓዲጉ ንሃገርና ትግራይን ኤርትራን ዕርቂ ሰላም የዉርደልና ከም ኣቦና ቆስጠንጢኖስ መራሒ ይፍጠረልና

  • @user-xe3qt5mi2c
    @user-xe3qt5mi2c 3 หลายเดือนก่อน

    ምስ ቀተልትና ማይ ኣይ ንሰትን ጥራሕ አዮም አልም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fnanbrhane3074
    @fnanbrhane3074 3 หลายเดือนก่อน

    Nay behaki zey kem edmieu tebae nay zemena hawerya sltan hawey btami des zbil melekti ezini zelewo ysmae ymeles.kexilelu keytenkef ezi hzib hakiu znegro sienu zelo bzuhat sebat kemtmelis dima rgixena ye 🙏🙏🙏🙏🙏🙏.

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x 3 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ሓወርያ ቁዱስ ጻውሎስ ታሪክ እንተተማሂረ ኣብዝኮነ ስብከት ዝነበሮ ትብዓት ንስካ ኢካ ትመፀለይ ኣነ ናትካ መደብ እንተሰሚዐ መንግሰተ ሰመያት ዝወረስኩ መሲሉ ኢዩ ዝስመዐኒ ብልቢ መምህረይ ምንጪ ሓጎሰይ ካብልበይ ክገልፀካ ሕስብ ዊዒለ እንተትሓድር ጭራሽ ቃላት ኣይረክበልካን ንስካ ሓቀኛ ናይ እምነትና ኣምባሳደር ኢካ ናዓና ክጥዕመና ሽሕ ዓመት ንበረልና ዝማሃርካና ኣብ ፅላት ልብና የሕድሮ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @tesfamariam2155
    @tesfamariam2155 3 หลายเดือนก่อน

    haqi merar eya Egziabiher amlak edmen tienan yhabika kal hiwet yesmealna❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @qwerqwqwettqw8363
    @qwerqwqwettqw8363 3 หลายเดือนก่อน +23

    ባርያ ክርስቶስ እኻ ብሓቂ መምህረይ 👏👏👏

    • @user-ej2oi2rk4w
      @user-ej2oi2rk4w 3 หลายเดือนก่อน

      ከመይ ኢሉ እዩ ባርያ ክርስቶስ ዝኸውን ባርያ ታሃድሶ መናፍቃን እንበር

  • @hagerabrham9346
    @hagerabrham9346 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይ ትገደሰሎም ሱልጣን ሓወይ በታ ሓቅነትካ ጥራይ ኪድ ኣመሎም ኢዮም ገሮም ኣነ ንባዕለይ ካባካ ዝምሃሮ ቡዙሕ ኣሎ ቀጽለሉ ጥራይ ከም ቀደምካ ሓወይ ናተይ ቃል ሂወት የስመዓልና ❤️🙏✝️💒

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህር ስልጣን ሓወይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ወታደር ክርስቶስ ፀጉኡ የብዘሐልካ ፀለእትካ ኣብትሕቲ እግሩ የርገፀልካ ዝሓወይ ናይ ዞም ወያነ ዶ ዓጋመ ዶ ዝብሉ ሰባት መዐቀኒ ርእሶም እዩ እምበር ስለዝበሉካ ኣይቅነሰካ ኣይዉሰከካ ንዓኣቶም ሕቶ ኣለዎም❤❤ ቃፅለሉ ዝሓወይ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ኢካህይወት ሰብ ትቅይር ኣሎካ❤❤❤

  • @user-pm4vx3xc6n
    @user-pm4vx3xc6n 3 หลายเดือนก่อน

    መ/ርይእግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብልፅ ሰብ

  • @user-ss4ue1tb8u
    @user-ss4ue1tb8u 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሕይወት ያሰማን ወንድሞች

  • @milonbd1727
    @milonbd1727 3 หลายเดือนก่อน

    መምህረይ መርአያ ዕድመንን ጥዕናን ይሃብካ ✝️

  • @user-tc5fh4xe3o
    @user-tc5fh4xe3o 3 หลายเดือนก่อน +5

    እንታይ ስማዕ እዩ ወደይ ፈዋሳይ ንርእሰኻ ፈውስ ዝብል ጽሑፍ ኣሎ

  • @Samuel-tl6ut
    @Samuel-tl6ut 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም መምህር
    ኣነ ክብል ዝደሌኩ፡ ንህዝቢ ምርባሽን ምሽባርን ከይከውን እሞ ጽባሕ ኣብ ቅድሚ ክርስቶስ ከይሕትተና፡ ምክንያቱ ንሕና መራሕቲ ኢሉ ስለ ሸመና፡ ንሕና ግና ክንጐሲ ዝተሸምና ኣብ ምፍልላይን ምርባሽ እንተ ሃሊና ጽባሕ ግና...
    ስለዚ እቲ ርእሲ ናይ ክርስቶስ ምሳሌ ምኮኑ ኩላትኩም እትፈልጥዎ'ዩ፡ ካብ ርእሲ ምፍላይ ግና እንታይ የምጽእ ንፈልጥ ኢና፡ ስለዚ ዋላ እንተ በደለ ርእሲ፡ ካብ ርእሲ ምፍላይ ግና ኣይድልን እዩ ምክንያቱ ካብኡ. ......
    ስለዚ መምሃራነይ፡ ንሕብረት ቤተ-ክርስቲያን እዩ ዝህንጥየኒ እምበር ንካልእ ኣይኮነን፡ ስለዚ ነታ ኣካል ክርስቶስ ዝኮነት ቤተ-ክርስቲያን እንተ ንዓዩ ጽቡቅ እዩ፡
    ምክንያቱ ንዝበደለ ምብዳሉ ፈልጥካ፡ ካባካ ምፍላይ ወይ ከኣ ንስካ ካብኡ ምፍላይ ዘይኮነሲ ኣብኡ ኮይና ምዕራይን ምትእርራምን እዩ ጥበብ ዝብሃል ከምቲ ንስኩም ትፈልጥዎ፡ ስለዚ ንጥበቢ ንስራሕ፡ ምብዳል ሓውና ብርሑቅ ኮይንካ ዘይኮነ ኣብ ሓደ ገዛ ኮይንካ ምዕራይ እዩ፡ ዘገድስ።
    ስለዚ መምህረይ፡ ኣነ ተማሃራይካ ካብካ ውን ዝተማሃኩ እዩ፡ ስለዚ ከም'ቲ ሓንቲ እያ ኢልኩም ዝምሃርኩምና ኣብታ ሓንቲ ቤተ፡ ብሓደ ስኖዶስ እትምራሕ ኮይና፡ንበደል ኣሕዋትናን በደልናን እንተ ንተኣራረም እግዚ ዝፈልትዎ እዩ፡
    ስለዚ ምግዳልና ንሓድነት ክከውን ከም ኣነ።
    ንሱ ክመጽእ እንተ ኮይኑ ከኣ ኣብታ ኣካል(ቤተ-ክርስቲያን) ስኖዶስ ክንህሉ ምፍልላይና ከነጽብብ ንሕና ንጣበብ ይብል።
    ብዝኮነ ኤልሻዳይ ኣምላክና ኣብታ ኣካሉ ዝኮነት ቤተ ብሓድነት የተሓቆቅፈና።
    =>ይቅሬታ ግበረለይ መምህረይ ሎሚ ዝተዛረብካዮ ግና ኣይግድን ንመእመን ዝሓሌና ኣይንመስል ኢና፡ ይቅሬታ ኣብ ስምዒት ኣትየ ዝዛረቦ ዘለኩ ኣይኮነን፡ ግና ንሓድነት ስለ ዘናፍቅ፡ ከምቲ ኣብ ጸሎትና ንደግሞ ብግብሪ ውን ክንነብሮ ስለ ዝደሌኩ እየ። እምበር ናይ ገለ ጸግዒ ኮይነ ኣይኮንኩን ዝዘረብ ዘሎኩ፡፡
    =>ነዚኣ ዝሰማዕኩላ ዕለት ቅዱስ ገብርኤል እዩ እሞ ቅዱስ ገብርኤል ሊቀ መላእክት ብጸሎታ ሓድነትና ይምለሰልና ይብል።

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 3 หลายเดือนก่อน

    🕯ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን 🕯
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና 🙏
    መድሀኒአለም ኢየሱስ ክርስቶስ ፀጋኡ የብዘሐልካ🤲🤲🤲

  • @user-gx5ht1yu6r
    @user-gx5ht1yu6r 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ kale hiwet ysmalena kibur hawena Seltne egzabhir amlak nay agelgelot zemenka ybarek 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-hf5bj8ok4l
    @user-hf5bj8ok4l 3 หลายเดือนก่อน

    qale hiwet yesmalna bruk hawey🙏🙏🙏

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ✝️🤲❤

  • @sabasimon356
    @sabasimon356 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዓሌታዊ ኤካ ሕጂውን

  • @አምላኸይብመንገድኻምርሐን
    @አምላኸይብመንገድኻምርሐን 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር መምህርና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ኣብ ዓዱ ያፅንዕኻ ፈጣር አምላክ❤

  • @ashenafigebrekidan9119
    @ashenafigebrekidan9119 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይባርኻ! ቀፅለሉ ሰብ ንጎይታናውን ዘይተመለሰ ስለዝኾነ ሓዋርያዊ ዝኾነ መንገዲ ሰኣብ ጥራሕ ሰላም ንሕዝበ ክርስትያን ! አሜን።

  • @berakimahari
    @berakimahari 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሓቂ በልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ኣምላክ ክብሪ ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @efremnuguse9740
    @efremnuguse9740 3 หลายเดือนก่อน +2

    You Are just hero

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ ኣይታጣፊኢ ሓቂ እናመረረና ልቢና እዛኒና ደጎፋና እና ንሰሞዕ❤🙏

  • @Ostirch
    @Ostirch 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብር መምህር ነጸላ ግን ኣይተውጻዮ ንሱ እዩ ግርማካ ❤

  • @tesfalemkibreab1665
    @tesfalemkibreab1665 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kalehiwet yesmealna Sutan hawuna. Haki kulu gzie haki eya merar eya frea gna mkur. Abotatna wun bezi eyom halifom.

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት ያስመዓልና እግዚአብሔር ያኣክለኩም ይብለና ስላም ፍቅሪ ሓድነት ያውርደና ቅድስት ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና አብ ሙሉእ ዓለም ዘላ ቤተክርስቲያና እያ እሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ያሓልውና አብ እምነትና ያፅናዐና🙏😌

  • @TesfahiwetFisshaye
    @TesfahiwetFisshaye 3 หลายเดือนก่อน

    Selam zhawey menfesawi mharena ember polotika zhawawsus bezihomna alewu

  • @yoditmehari48
    @yoditmehari48 3 หลายเดือนก่อน +1

    Yqrieta kemey du zbhal sltan ti qedem sltan nafiqnayo sle emnetu zsebk znebere besmeab teqlala haqin hasotin ktfeli kemey mkeal seinka kulom gega alewom abza guday gn aytexebekukan ashnkay do miskum abo mar mar Emanuel nkara zwegiom aslamay ka fqrom gelixomlu sliu xeliu miskum kea xelie tsebku😢😢😢

  • @Eritrean.flower
    @Eritrean.flower 3 หลายเดือนก่อน +9

    Qal hiwet yesmeolna hawna Sultan nay behaki egziabirhrr aygedefenan brukat abotat hibuna ykber ymesgen

  • @Ndndnd-lq8yx
    @Ndndnd-lq8yx 3 หลายเดือนก่อน

    Qale hiwet Entay ymesleka kubur haw gna eziom haymanetom eseyas eu aytsmayom kulu wishtom tefelitu eu

  • @BiniyamAbrehaley
    @BiniyamAbrehaley 12 วันที่ผ่านมา

    Amen
    🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊
    🌻🌻 መልካም 🌻🌻️
    🌻🌻 አዲስ 🌻🌻
    🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️
    🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻
    🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i 3 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷እግዚኣብሄር ካብ ዓይን ጨካናት ይሓልወልና✝️🤲

  • @haragozana3340
    @haragozana3340 3 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና መ/ር ሰልጣን ሐውና እቲ ሐቂ ዕሪ ዝጥዕሞም ሰባት ክህልው ይክእሉ እዮም በተለይ ምሰ ናይ ትግራይ አቦታት ክትብል እንተለካ ርእሶም ዝሐሙ ቡዙሐት እዮም ግን ሐቂሰያ ትምኒምን እምበር አይትብተክ እቲ ሐቂ ንሱ እዮ ህዝብና ዝሐለፈ መከራ ይአክሎ ሰላም ፍቅርን ሕዙ ከምቲ ናይ ቀደሙ ክከውን ዐብይ ተሰፋ አለኒ በተለይ ንሕና ተጋሩን ኤርትራን ኢናፍሕ ብትን ኢልና ዘላና አብ ሰደትን ሰሃራን ዝሃልቅ ዘሎ ህዝብና እቲ መሰረት ሃይማኖትና እውን አባና እዮ ዘሎ ንምንታይ ኢና ግን ከምኡ ንከውን

  • @milietesolomon7659
    @milietesolomon7659 3 หลายเดือนก่อน +5

    I am not Orthdox,but I listen to you and I believe talking the true is the hardest thing people just want to listen for what they think is the true not the real truth as you said if only talk what makes them happy rather than the reality.I hope my Orthdox brothers will have the unity and forgiveness for each other❤❤❤

  • @samuel7080
    @samuel7080 3 หลายเดือนก่อน

    Danke ከማካ ንሓቂ ዝትስኡ 5 መንእሰያት የድልዩና እታሃገር ሰላም ክትረክብ ኦ ኣምላክ እንዳ ፈለጡ ዝሕንግዱ ዘለው ልቦንኦም ክፈተሎም

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ወታደር ናይ ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉♥️♥️♥️🥰🥰🥰ሓቂ ዝመሮሮ እንተሎ ዋሓጥዎ ሓቂ ማለት ሂወት ስለ ዝኾነ ጀግና መምህርና ግን ቀፅለሉ ♥️♥️♥️

  • @enbebatukue7557
    @enbebatukue7557 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብዛዕባ ረሳኹም ኣያቱን እዩኸ ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤❤

  • @netsanet4725
    @netsanet4725 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድምን ጥዕንናን ይሃብካ ዝወደይ ሓቂ ሓራ ያ ተውጻኣካ ጽቡቅ መልእኽቲ ቀጽሎ ተባረኽ ዝወደይ

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 3 หลายเดือนก่อน

    Sekten hawena Hade kendiy million. Kseku ajka. Egzhabier Amlak Ymsgen kemziy mqnka.

  • @user-np6ud3ej3j
    @user-np6ud3ej3j 3 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂ። እያ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓሊካ መምህረይ❤✝️

  • @AnnoyedChess-mi7xp
    @AnnoyedChess-mi7xp 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመንጥዕናንይሃብካዝሓወይ

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 3 หลายเดือนก่อน

    Amen (3) Egziabiher akakibo yifiterelina Erikin selaman yewiridelina medihanialem

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስልጣነይ እንኮዕ ብሰላም መፃካ ባዓል ሓቂ ወዲእነይ ቡሩከይ❤🙏

  • @habtab4670
    @habtab4670 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንፉዕ መምህር ኣጆካ በርትዕ ጥራሕ❤❤❤